ሳሚ ትግራይ ሎሚ ብዝገርም ፕራንክ ተረኪቡ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 дек 2024
  • ХоббиХобби

Комментарии • 398

  • @wlecamewlecame8286
    @wlecamewlecame8286 Год назад +96

    ሳሚ ስዲ እዩ ዝትብሃሉ ብLike ግለፁለይ 😂😂😂
    ምክንያቱ ኣነ ምስ ጓል ገዳሙ እየ🎉🎉❤❤

  • @Lemlem3125
    @Lemlem3125 Год назад +161

    ናይ ውላድካ ሐፈፋዛ ምቅያርስ ኖርማል ገይርካ ድሕሪ ከዚ እዳቀየርካ አሪአና ዝትብሉ ላይክ ነሰይ ወዲ ናይ ጋል ዝበገል ስራሕ የለን ድሑር ባህሊይ ይጥፋእ

    • @Lemlem3125
      @Lemlem3125 Год назад

      በል ሀየ ሰሪሕካ አሪአና ለይክ አይተውሕዱ ምእንታን ክሰርሐልና

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 10 месяцев назад +1

      ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 10 месяцев назад

      ​@@Lemlem3125ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤

    • @TekeayaSamial
      @TekeayaSamial 7 месяцев назад

      ናወላደኻ ምቅይረ ሸገረ የዉሉይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Год назад +51

    ታይዶ ኮንካ ኢካ ዘይትቅይር ሳሚ ዓይነይ ወይለከ ንምንታይማ ዛጓለይ ትብል ኣቤት ወዳትኮ ሓሳዳት ኢኩም በእነት መቸም ማዕረ እያ ትብፀሐኩም😂😂😂😂

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ Год назад +17

    ናይ ውላድካ ነሩማል እዩ ሳሚየይ ብፍላይ ስራሕ ተኾይና ወይ ከዓ ተደኺማ ክትሕግዛ እኒኤካ❤

  • @gullala4624
    @gullala4624 Год назад +11

    ዋይ ምዉቃዕያ ናድሑራት አይ አወዳት ንዙይ እኮእዩ ወዲ ይኩን ጓል ን አድኡ ዝፎቲ አደ 3 ዓመት ሙሉእ ሽቲ ሰገራ ት ፀርግ ❤❤❤❤❤አባ ግን በሌላ 1 እኾ የለን አዴታትና ክብሪ ይግበኣን ❤❤❤

  • @HaymiTubሃይሚይቱብ
    @HaymiTubሃይሚይቱብ Год назад +82

    ንውላድካ ምቅያር ነርማል እዩ ክንደይ ኣለው ንውላዶም ንብሶም ዝሓፅብዎም ዝቅይርሎም❤

    • @دستااحمد
      @دستااحمد Год назад

    • @ddhshd1738
      @ddhshd1738 Год назад

      Mariyamn nidekey kabay nilaeli anom eyu zkyrelom estil srah neru dekimu metdiyu eka gdin ms baelom hatsibu ykyrelom

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 10 месяцев назад

      ሳብስራይብ በልለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤

  • @Nardos-g2i
    @Nardos-g2i Год назад +39

    ሳሚ ከም ዝተጸበኹኻ አይኾንካን ! እንታይ ጸገም አለዎ ዳይፐር ናይ ጓልካ ምቅያር? እዚ ናይ አንነት ጠባይን ባህልን ክንገድፎ አለና ዋ ትግራወይዶ፣ወዲ ዶ ዳይፐር ይቅይር እዩ ኢልና ናይ አንነት፣ትዕቢት ክህልወና የብሉን እቲ ምንታይሲ ዉላድኻ እንድያ? ሰበይትኻ ክትዝናነ፣ክትጫወት ሓደ ሓደ ግዜ ንምንታይ ዕድል ዘይትህባ?

    • @MyMy-iu7qz
      @MyMy-iu7qz Год назад

      Way emo nsa kof ela dyu nsu kikyrela are nhlnskin firha haram

    • @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
      @ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ Год назад +1

      ዋይ ንእሽተይባ ኣመዛዝና ንሱ ስራሕ ውዒሉ ኣትዩ ንሳኮፍላ ኣብ ገዛ ኣይኮነን ዳይፐር ኣደታትናኮ ክንደይ መከራ እየን ኣሕሊፈን

  • @haditube3
    @haditube3 Год назад +25

    ግንሲ ሳሚ ሓወይ ምስ ይቅረታ ሕፋዛ ምቅያር ንጓልካ ምንም ማለት የኮነይ ኣነ ብውልቀይ ዝፈልጦም ኣለው ኣንሽቶም ኣብስራሕ ንሳቶም ቆልዓ ኣብ ገዛ ባዕሎም ናቀየሩ ዘፅንሑ ኣለዉ እና ሕፋዛ ምቅያር ኣቦ ኣደ ኣይብልይ ንኩለኩም ማዓረ እያ❤

    • @ababdu3413
      @ababdu3413 Год назад +2

      ናይ ባሓቂ ዝያዳይ ዋላ አነ አለኹ

    • @marhab5534
      @marhab5534 Год назад

      @@ababdu3413 ይቅየረ ዱዩ ዕደልኛ እኪ

  • @سلطانالعنزي-و4ر6ذ
    @سلطانالعنزي-و4ر6ذ Год назад +19

    ኮሜንት ትፅሑፉ ዘለኹም ተረጋጎዑ ኣዶ እንሃለወት ኣቦ ዘይቀየርላ ኣይባሃልይ ኣነ ግን ኣብ ጎድኒ ሳሚ እየ ❤❤❤

  • @gghhh7965
    @gghhh7965 Год назад +7

    ሳሚ ትጋግኻ ትሓባብርኻ ምስራሕ ይኡ ጨለ ካብኡ ደማ ውላድኻ ይኣ🙏❤

  • @khangkhan8839
    @khangkhan8839 Год назад +16

    ዋይ ሳሚ ለባም እየ ዝገብረካ ነይረ ናይ ውላድካ ሓፈዛ ምቅያር ታይ ችግራ ኣለዎ ናይ ስብኣይ ናይ ሰበይቲ ዝባሃል ስራሕ የለን ናይ መብዛሕቱኩ ተጋሩ ሰነ ልቦና ከምዚ እዩ ❤ብዛተረፈ ሰላምኩም ይብዛሕ

    • @haymi8606
      @haymi8606 Год назад +3

      ከፍ ኢላ ተላ እንታይ ኮይኑ ችግር ዘይብሉ ምናልባት ኣብ ዝደኸማ ግዜ ወይከኣ ትሰርሕ ተልያ ችግር የብሉን ምንም ኣብ ዘይትሰርሐሉ ግን ሓላፍየነት ሓፈዛ ናይታ ጓል ኣንስተይቲ እዩ ንሱ ከፍ ኢሉ መሳርዕ ናይ ማሕረስ ኣዋድድዮ ከም ምባል እኮ እዩ ወዲ እዉን ናይወዱ ብደምቢ ሰበይቲ ድማ ናይ ሰበይቲ ብደምቢ እንተሰረሐ እዩ::

    • @HahaHshs-u2h
      @HahaHshs-u2h Год назад +1

      እኮ

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 Год назад +3

    ኣብዚ መፂእኽን ለይትቕይረላ ገለ ትብለኽን ግን😉እሳ ተረይጣ film ክትርእስ እሱ ደገ ውዒሉ መፂኡ ዳይፐር ክቕይረላ ስብኣይ ኣብ ምንታይ ክሕግዘካ ሃምለለዎ ላፈለኽን'ባ😉 Bravo ሳሚ ኣሐጒስኻኒ ኢኻ❤

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Год назад +7

    ጎበዛት ጨለ ገብርኹሞ ባዓል ብጫ እውን ሓደ ማዕልት አብኽይሉና ክክክ

  • @tigrayeyahegrey3705
    @tigrayeyahegrey3705 Год назад +2

    አብዚ ግን ሳሚ ሓወይ ናይ ውላድካ ሓፈሳ ምቅያር ዋላ ሓደ ፀገም የብሉን መን እዩ አዋልድ ወይ ክዓ አዶ ጥራሕ ጓላ ክትካባከብ ዝፈቀደላ እና ሓደ ሓደ ግዜ ክትሕግዛ አለካ❤🥰

  • @haymihabeshawit9991
    @haymihabeshawit9991 Год назад +44

    ኖርማል እዩ ትብለኩም ኣሕዋተይሰ ኣብ ሰራሕ ተኮይና እሺ ኮፍ ኢላሰ ንሰብኣይ ቀይረላ ማለት ይድብር እዩ ❤❤❤

    • @zeynebmahamed6893
      @zeynebmahamed6893 Год назад

      ስብኣይስ ክቅይር እኮእዩ ዝብል ዘሎ ናይ ስበይቲ ስራሕ እዩ ማለቱ እዩ

  • @ሃዊየኣርሴማእናትhiwiyearse

    ዋዉ ናይ ብሓቂ ኣንበሳ ልቃሕኪ ከፊልኪ ኣሕጊሰክኒ ደሞ ፍትዉ እየ ዘብለኩም ምጭዋት ፍጥረት

  • @asnew9456
    @asnew9456 Год назад +9

    ብሓቂ እዩ ታይ ፀገም ኣለዎ ምቅያር ወድኖ😘

  • @letushhaylay-nq7nq
    @letushhaylay-nq7nq Год назад +5

    ሳምየ ከሜኡ እማ ክትብል የብልካን ኣይ ውላድካን ድያ ይትረፍ እስካ ጓልካ ኣብዝዓዲይ ክደይ ኣለው ንቤተሰቦም ቆልዓ ሓቂፎምን ተከባኪቦምን ዝፀንሑ እሰን ክሰርሓ ዝከዳ ኣለዎ

  • @Neshenesh-sow1619
    @Neshenesh-sow1619 Год назад +10

    ሳሚ ሓወይ ነርማል እዩ ናይ ጋልካ አዩ ❤❤❤❤

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 Год назад +4

    መጀመርያ እግዚአብሔር አምላክ አይፈላሊኩም ሳሚየይ
    ቀጻሊ ሳሚ ከምዚ አይተጸበኩካን ውላድከ እንድያ ሕፋዛ ዘይኮነ ካልእ እውን ክትገብረላ ግቡእካ እዩ ወድኖ

  • @ghfugtuf7153
    @ghfugtuf7153 Год назад +1

    ነርማል ኡዩ ሳሚ ናይ ውላድካ ጊን አብ ስራሕ እተኮና እተፀጊሙዋ ናይግድን ኡዩ ክትቅይር 😮

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 Год назад +9

    ኣሰይይይ ፅሩያተይ እንዃዕ ደስ በለኩም ጓል ገዳሙ ሽኮር ፅቡቅ ገበርኪ ሕነ ከፊልኪ ሳሚ ሓወይ እንዃዕ ናይ እድካ ረኸብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣይፈላሊኹም ❤❤ፍቱውውውውቱዉዉዉዉ የብለኩም ከብ ወፂእኻ ምትራፍ ፈጣሪ ይሓልወና ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @ArshadKhan-kp5hv
    @ArshadKhan-kp5hv Год назад +2

    እሰይ ገበርኻ ሳምየ😂😂❤ጀዋል ሕዝኻስ ሓፋዛ ቀይርያ ላሰርሐት ተነይራ ግድንዩ ናይ እድኹም ረኽብኹም😂😂❤❤❤❤

  • @Tigraweyti231
    @Tigraweyti231 Год назад +8

    ሕቡሸይ ተማኺሮምዮም ኣብ ገጽ ሳሚ ፍለጥ ኣሎ😊
    እምበር ናይ ውላድ ባንበርስ ኣይኮነን ናይ ከሊእለ ንቅይር ኣለና

    • @slamslam8991
      @slamslam8991 Год назад

      ብስሩ ኣወዳት ኣይሰመዑን በተለይ ኣሕዋተይ 😁🤣

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ Год назад +2

    ምቅያር ኖሩማል እዩ ግን ሰበይትካ ከፍ ኢላ ከላ ዘይኮነስ ተፀጊማ ምስ ትኮን እንበር ሰበይቲ ከፍ ክትብልስ ስባኣይ ክቅይር ፅብቅ ኣይኮነን ስባኣይ ናይ ኣቦታቱ ሰበይቲ እውን ናደታታ ትሰርሕ ኣለዋ ባሃሊት እየ ብወገንይ 🙏❤

  • @shiwayeenter7035
    @shiwayeenter7035 Год назад +5

    ተሰልጢኑለይ ድዩ ዘይቲቅይረላ ኣብ ሚድያ ዛጋለይ ኢልካ ምግታር ዳኣ ፅቡቅ ባ

  • @ababdu3413
    @ababdu3413 Год назад +1

    አነ ሳሚ ሓወይ ለባም ይመስለኒ ነይሩ እንታይ አለዎ ንጋልካ ሕፋዛ ምቅያር ክንደይ ዲየም ዘለዉ ንውላደም ሕፋዛ ዝቂዩሩ ተጋጊኻ ሳሚ ሓወይ ንሰበይቲኻ ምሕጋዝ ደሞ ክብረት እንበይ ካሊኢ አይኮነይ👌👌

  • @ኣደይአያዓለመይ
    @ኣደይአያዓለመይ Год назад +1

    ፅቡቅ አለካ ፋልሚ ክትርእሰ ሰብአይ ክቅይር ሺም እዩ አተዓባብያና አይፈቅደን ብናልባት ሰራሕ እካ ተትበዝሓ ካሊእ ሰራሕ ይሕግዝ እበይ ሓፋዛ ለይሕሰብ😂😂😂

  • @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ
    @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ Год назад +21

    ብእውነት ኣድኒቀካ ሳሚተይ ❤
    ኣብ ኮሞንታተር ካኣ ነርማል ነርማል እዪያ 😂ምናልባት እታ ሰበይቲ ንክትቅይረላ ማራ ዝፅግማ ተኮይኑ ግዴታ እዪ ክቅይረላ ንሱውን ብጣዕሚ ትችገር ተኮይና እዪ።ተዘይኮይኑ ሰበይቲ ኮፍ ኢላሰ ሰባኣይ ክቅይር ዋይ
    ስባኣይ ስባኣይ ተመሰለ ሰበይቲለ ሰበይቲ ተመሰለት እዪ ፅቡቅ።😊ምሳይ ትሰማዕምዑ 🎉

    • @ሕልናዊት
      @ሕልናዊት Год назад +2

      ታይ እሞ ኣለዎ ፀገም ክተዕርፍ ኣይትክእልን ድያ😢

    • @vjhh5191
      @vjhh5191 Год назад

      Awe 👌👌

    • @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ
      @ሚሊጋልተዋህዶ-ዘ3የ Год назад +1

      @@ሕልናዊት ክተዕርፍ የብላን ኣይበልኩን ነገር ግን ስባኣይ ናይ ሰባኣዩ ሰበይቲ ድማ ናይ ሰበይታ ተሰረሐት እዪ እቲ ምዕሩግ ትርጉም ኣዶ እማ ታይ ድዪ ?ንሱ እውን እኮ ንሳ ክትሰረሖ ዘይትክእል ይሰርሕ እዪ።ትርጉም ስባኣይን ሰበይትንሰ ንፍለዮ።

    • @haymi8606
      @haymi8606 Год назад

      ትክክል

    • @ethiopiaislovelove9620
      @ethiopiaislovelove9620 Год назад

      ane aleku

  • @skmike5138
    @skmike5138 Год назад +15

    የልመደትካን እንበር ንዉላድካ ሓፋዛ ምቅያር ነርማል እዩ.ሳሞቾ ዓይነይ ክንደይ ንፍዓት ኒአዉ ደቆም ሓፂቦም ሓፋዛ ቀይሮም ምስ ባዕሎም ዘፅንሕወም

    • @salm1910
      @salm1910 Год назад

      ግንኮ ንሳ ፊልሚ ክትርእይ ስለዝኾነበር ግዴታ ተኾይ ኑ ክቅይር እዩ ንሱውን

    • @ዩዳሄ-ቨ7ቀ
      @ዩዳሄ-ቨ7ቀ Год назад

      ​@@salm1910 ኣይመስለንን😂😂😂😂😂😂

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን Год назад

      ከምኡ ዝገብሩ ሰሪሐን ዝቅልቦኦም ጥራይ እዩ😢

  • @lorditamangub4127
    @lorditamangub4127 Год назад +1

    ኣወዳት ተጋሩ ናይስብኣይ እዮም ዝሰርሑ viravo ሳሚ☺

  • @hammedjhanaj1427
    @hammedjhanaj1427 Год назад +8

    ዝወዲ መሰኩልኩም ከይሉ ዘሰቃብጥ ዘሎ በሓደ ኮንኩም ብራክ ግበረዎ

  • @qasd4954
    @qasd4954 Год назад +2

    ሳሚ ሓወይ ጎበዝ ኣዕራብ ውን ክዳንም ይቅይሩ ይሓፅብዎም እምበር ሕፍዛ ኣይቅሩ ንኣሕጊስካኒ

  • @hintsagmeskel3907
    @hintsagmeskel3907 Год назад +2

    እውይ አታ ሳሚ እንታይ አለዎ ንውላድካ ምቅያር እውይ ብበትሪ ትአትዎም👏😍

  • @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ

    ናይ ዉላድካ ምቅያር ፀገም የብሉን አቤት ወዲ ዓሞይ ንሰበይቱ ብጣዕሚ እዩ ዝሕግዛ

  • @SSalam-hr1qk
    @SSalam-hr1qk Год назад +4

    ሓቁ እዩ ሳም ኣብዚ ኮሞንትስ ተጋግካ ትብሉ ኣለኩም ብሕማም ኣጋጣምም ማራ ኤንተፀግምዋ ጋሉ ስለ ዝኮነት ቺግሪ የብሉንሰበይት ኮፊ ኤላ ፊልም ክትሪእስ ክቅይረላ ኣነ ኣብ ጎን ሳም እየ❤❤

  • @ujg7766
    @ujg7766 Год назад +1

    ናይ ውላድኻ ምቅያር ታይችግር ኣለዎ ሳሚ ሓወይ ውላድ ናይ ፈጣሪ እዩ😌🙏

  • @ደቂተዋህዶ
    @ደቂተዋህዶ Год назад +2

    ሳሚ ሓወይ ካልኣይ ማዓልቲ ላብ ባዓልቲ ቤትካ ኢድካ ከይተልዕል😢ብሓቂ ብጣዕሚ እየ በሺቀ የኮነይ ልውላድካ ልማንም እዉን ይቅየር እዩ😢

    • @haymi8606
      @haymi8606 Год назад

      ጌጋ ሳሚ ትክክል ኣሎ ኣቱም ባህልን ወለድና ዘፅንሑልና መንነትን ንምጥፋእ ትፅዕሩ ዘለኹም ።

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад +2

    ሳሚ ተባዕ ይምችይኹም ስጋነይ ሓቅካ ደጎልጎል እማ ኣየድልይ ናብ ናይ ኣንሽቲ ስራሕ ወይለኪ😂😂😂ኣይግበሮ ዋ ግን ሰበይትካ እንተሓሚማ ዘይጠዐያ እንተኾይና ግን ግድን እካ ንስካ ትቅይር ናይ ጓልካ🙏❤️ሳሚ ግን እትቅይረላ መሲሉኒ ነይሩ ብእውነት😔🙏So we love you ❤️💛

  • @efu8301
    @efu8301 Год назад +1

    ኣየ ኣወዳት ሓሳዳት ብሓቂ እንታይ ዳኣ ጋለይ ጋለይ ለብዝሑ እጭ😏ዘይ ሓደ እያ ትብፀሖም😏

  • @SwSw-dg5lr
    @SwSw-dg5lr День назад

    ዋይ ኣነስ እንተከደስ ዝቅይረላ ምሲልኒ ነይሩ ለከስ ሻሓን ከምፅእ 😂😂😂😂

  • @افنانعلي-د4و
    @افنانعلي-د4و Год назад +1

    ሳሚ እንየኳ ኩዕንቲይ ኪድ ለይትቅይረላ ጓልዃ እንድያ🤔😂😂

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 Год назад +1

    ዋው እሰይ ገበሩ ኩሉ ግዜ ንስኻ ኢኻ ፕራንክ ትገብር ኔርካ😁😁😁😁
    ግን ንውላድካ ዳይፐር ምቕያር ነውሪ የብሉን😮

  • @ጓልትግራይ-በ6ፐ
    @ጓልትግራይ-በ6ፐ Год назад

    ዋየይ ሳሚ ዓሊ ዘይብልካ ዘይትቅየረላ ግን እንታይ ፀገም ኣሎ

  • @genethaylay3197
    @genethaylay3197 Год назад +1

    ሳሚ ከመዚ ዓይነት ስብ ኣይመስለነይ ነይሩ ሓሪፍ ስብእየ ዝገብሩ

  • @nimomo9742
    @nimomo9742 Год назад

    እረ ኖርማል እዩ ናይ ውላድካ እዩኮ ብጣዕሚ ተጋጊካ ሳሚ ሓወይ ሶ ይመችኩም❤ናግድን ናቀየርካ ግን ክተእየና ኣለካ ከይተኮርየና😂

  • @destawit
    @destawit Год назад +1

    ንዚ ውዲ እባ ፕራንክ ግብሮ😒🙄

  • @bsigalwelday1077
    @bsigalwelday1077 Год назад +2

    ብዘይፎቶዎ መፅእክምዎ ምሽ 🥴ሳሚ ንሚጣ ከይትፀንሓ ዛብድዮ ደልታ ምቅያር ብታሕጎስ እንድያም ትቅይረላ ነይርካ ይመችኩም 😁🥰

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Год назад +1

    ሳሚ ሓወይ አብ ሓዳር እኾ ተሓጋጊዝካ እዩ ዝኮውን ጋልካ ዶ ኣይኮነትን ዋላ ኣተቀይርላ እሺ ክትብላ ነይረካ ቃሊጥፍካ ኣይቲ ኣይተሕረቕ ዓቅሊ ይደሊየካ እዩ ብዝተረፈ ይመቸኩም ደቂ ዓደይ❤♥💙😍

  • @hyatssa9035
    @hyatssa9035 Год назад +1

    እሰይ ሰባአይ ናሰበአዩ ሰራሕ ክሰርሕ ሰበይትዉን ናሰበይት ትክሰርሕ አለዋ ክክክክ በዝከነ ፅብቅ ሳምየ ግን አዋቃቃዓ አሕማቶም ትከን ያኣ ቀሰ ዳኣም😂😂😂😂😂

  • @imayemane
    @imayemane Год назад

    Videodeka tsretu haliwelu
    ኣብ ቀረፃ ካኣ ቅይሕኻ ይኣኽለካ እዩ ብቅይሕ ኣይትቅረፆ ብዝተረፈ ንፉዕ ቀፅለሉ❤

  • @mililove1743
    @mililove1743 Год назад +2

    ኣረ ነርማር እዩ ሳሚ ሓወይ ሓግዛ❤

  • @ጋልትግራይጋልቶምወየንቲ

    ወዲ ኣፅቢ ቃባፅ ይመችካ ሳምየይ😍

  • @GnegGneg
    @GnegGneg Год назад

    ትኽክል ንወድኻ ኩሉ ነገር ክትገብረሉ ግን ንሳ ኮፍ ኢላ ከምኡ ክትብል ከላ ግን ይድብር እዩ እና ሳሚ ትኽክል ኣሎ

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 Год назад +5

    ድምፂ ንፁር የኮነይ ብዘተኻአለኩም አዕርይዋ ብዝተረፈ ቀፅለሉ ደቂ ዓበይቲ❤

  • @tamenganamleki6088
    @tamenganamleki6088 Год назад

    ወይ ሳሚይ ታይ ችግር እኒእዎ አነ ተደቅሴ እብኡ ይቅይረሉ ግድን ዩ

  • @ሂወትታደሰ0531
    @ሂወትታደሰ0531 Год назад +1

    ተቀበላ ዶኦ ሰማ ናይ ኢዲካ እያ❤❤❤❤❤❤

  • @sndug3394
    @sndug3394 Год назад +1

    ሳሚ ሓወይ ዘይ ለማዓንቲ የተጋገካን 😢በሪሁ ናበይ ከይድ ናፊቀናዮ እኮ ኣምፀአልና እና

  • @gualzalembesa3984
    @gualzalembesa3984 Год назад +1

    ማሂየ ኣሐጊስክኒ ዛምበይተይ ❤❤❤❤❤❤ ጎበዝ ቀፅሊ ከየሸንፈኪ ገዲም

  • @iiooiop889
    @iiooiop889 Год назад +1

    ኣየ ሳሚየ ደስ ክትብሉ ኣሕዋተይ ማዓረይ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @aryearye8462
    @aryearye8462 Год назад +5

    ሳሚ ተጋጊኻ ናይ ውላድኻ ዳይፐር ምቕያር ታይ ፀገም አለዎ ሓደ ሓደ ጌዜ ሰበይትካ ምሕጋዝ እውን ክብሪ እዩ

    • @MyMy-iu7qz
      @MyMy-iu7qz Год назад

      Emo nsa film ktirie stu kikyrela way tsbuk gebera kemzi anet hnkukat ansti si betri eu medahsniten

  • @Galtgray-d6k2u
    @Galtgray-d6k2u 6 месяцев назад

    ቡእነት ሰበይቲ ናሃለየት ቀይረላ ነውሪ እዩ ክብሪ ይግቦኦ እየ ዘይትክእል ሓሚማ ተኮይና ነርማል እዩ ፍሊሚናረአየትስ ይድብር እዩ ይቅርታ ደኣንበር ኣነለ ወገን ሳሚ እየ

  • @የድንግልማርያምልጅ-ኀ5ተ

    ፅቡቅ ገበሩ አባ ተገንካ😁😁😁

  • @slamh2481
    @slamh2481 Год назад

    ዱሑር ባህሊ እዩ ታሓጋገዙ ሳሚ ፀገም የብሉን

  • @Alem___01-u2o
    @Alem___01-u2o Год назад +2

    ንኣዱ ፕራንክ ግበሮ ሳሚ😂

  • @saharasharkmohamad3785
    @saharasharkmohamad3785 Год назад +12

    ግን ሳሚየይ ነርማል ነገር እዩ ናይ ጓልካ ምቅያር ማሂየይ እንኳዕ ሕነኪ ፈደኪ 😍😘

  • @ምቅናይጥዑም
    @ምቅናይጥዑም Год назад +3

    በሪሁ ናበይ ከይዱ ናፍቀዮ እኮ ኣምፅኡልና

  • @ጋልትግራይ-ዠ3ኸ
    @ጋልትግራይ-ዠ3ኸ Год назад

    እንታይ አለዉ ሳሚ ሓወይ ጋልካ ዶ አይኮነትን እያ ግድን እዩ ምትሕግጋዝ ስባኣይ ናይ ስባኣይ ክሰርሕ እንየዎ ማለት ድሑር ኣታሓሳስባ እዩ ሓዳር ብኩሉ ናታሓጋገዝካ እዩ ዞምሓተይ ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋርዋይ ፅሩያት❤❤❤❤

  • @weynigaltewahdo2854
    @weynigaltewahdo2854 Год назад

    ናይ መብዛሕትኦም አወደት ተጋሩ እያ🤔

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ Год назад

    ሓቅካ ሳሚ ብትክክል ሕፋዛ ምቅያር ብወገነይ እሞ ካዓ ወዲ የስክፍ እዩ

  • @AdyoMan
    @AdyoMan Год назад +5

    ሳሚ ትግራይ ኣግኒናዮ ሎመዓንቲ😂😂😂

  • @ፍቅርምስኩሉ
    @ፍቅርምስኩሉ Год назад

    ሰበይቲ ሳሚ ከሪና ኣይቲ ሕፈሪ እሽዶ
    ብዚተረፈ ጎበዛት

  • @بيانشبيانشسميره
    @بيانشبيانشسميره 6 месяцев назад +1

    ሳምየ 😍😁

  • @Sjf-ul9rp
    @Sjf-ul9rp 2 месяца назад

    እንድሕር ዘየላ ተቃየረ ሽግር የብሉይ ሰበይቲ ናሃለየት ግን ደስ ኣይብሊ😂😂

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq Год назад +1

    ሳሚ ሓወይ ግን ተጋጊኻ ውላድኻን ድያ መን ልሰበይቲ ጥራይ ገዲፍላ እዩ❤😅

  • @SenaidSenaid
    @SenaidSenaid 5 дней назад

    አረ ማርያምን ሞይተ እየ 😂😂😂😂

  • @Belan-x1d
    @Belan-x1d Месяц назад

    😂😂😂😂 ይመቸኩም እስከ

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 7 месяцев назад

    ዋይ ሳሚ ሓወይ 😁🤣🤣🤣🤣 ሞይተ
    ወዲ ማለት ከምዚ እዩ ሰባኣይ እለካ ኣለኩ ❤💪

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ Год назад

    ሳሚ ንምንታይ የቅይርይ ኢልካ ጎልካ እንድያ ኣብዚ ስደት እማ ቡዙሕ ስለ ዝረአና መንም የኮነይ ኣብ ትግራይ ልሃለኩ ቅድሚ ስደት ምምፀአይ ኣብ ገዛ ክራይና ብሓደ ነይርና ሰበይቱ ስራሕ ትዉዕል ንሱ ቅልል ዝበለ እዩ ስርሑ ካብ ስራሕ ክትመፅእ ተላ ገዛ ወልዊሉ ፀብሒ ሰሪሑ ጎሉ ዳይፐር ቀይሩ ክዳና ቀይሩ ባዕሉ ይሓፅባ ታጎሉ ክዓ ብጣዕሚ እያ ትፈትዎ ሳሚ ግን ዋይ ተበለስ ንዑኡ ዘኪረ ኩሉ ምርኣይ ፅቡቅ

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 11 месяцев назад

    ናብ ሳም ገዛ ሓዳሽ እየ
    ❤ደስ ብሄልት ኡኹም❤❤

  • @kblovers9284
    @kblovers9284 Год назад +2

    ዳሕና ሳምዋ ናተቃፀልካ ከምኣ እያ ሰብ ተቃፅሎ ዘለኻ 😂😂😂😂

  • @eiyorsalemhaylemaryam5038
    @eiyorsalemhaylemaryam5038 Год назад

    ኣብ ፍቅሪ ኣብ ሓዳር ምትሕልላይ ፍቅሪ ይውስኽ እምበም ሕማቕ ነገር ኣይኮነን ምኽንያቱ ውላድ ብማዕረ እያ ትብፀሐኩም መንዩ ንሰበይቲ ጥራሕ ዝበለ ምክባድ ኣይሃሊኹም ኣወዳትና ❤

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 Год назад

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቁራት ፋሚሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣታ ሳሚስ ንደቱ ዘይወፀሉ😂😂😂😂😂ሕነያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ እዩ😂 ለማዓንቲ ኣሕጉስኩምኒ❤❤❤❤❤ነቲ ሓደ እውን ሕነኩም ፍደዩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም

    አሕዋተይ ይመችኩም ግን ሳሚ ዓብዪ ጌጋ ንምንታይ የጓልካይ ድያ ተቓየርካላ

  • @GalTigray-r2w
    @GalTigray-r2w Год назад

    ኣነ ናይ ሳሚ ደጋፍት እየ 🙄🙏😁😁😁❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልሰብዓከርተተኛ

    ሓቁ እዩ ወዲ ኮእዩ ግዲ ጊን ዛመውቃዕቲ ዘስሓቀቶ ሳሚ ጅግና በታቲኽዎም😂😂😂😂😂

  • @selam57364
    @selam57364 Год назад

    ወይለይ ጥራሕ ምውላድ ደማ እዩ ታይ ዶ አግንይካ እዩ ዘይትቅይረላ ሳሚ😂😂😂

  • @kblovers9284
    @kblovers9284 Год назад +1

    ሕቶ ተሓታተቱ ዘይመለሰ ገፁ ናብ ማይ ናጥለቅኩም 😂

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 Год назад +4

    ❤❤❤❤ዋዉዉ እሰይ ፁሩያተይ💘💘እግዚአብሔር አምላክ በዕደመን በጥዕናን ያሓልኹም🙏🙏🥰🥰

  • @SeyoumFessahaye
    @SeyoumFessahaye Год назад

    ሓሪፍ ፕራንክ እያ ግና ሳሚ ድያፐር ምቅያር ክለምድ ኣለው

  • @qakn2334
    @qakn2334 Год назад +1

    ኖኖኖኖ ተጋጊኻ ሓፋዛ ምቅያር ናይ ጋልካ እንታይ ፀገም አለዎ ብለባም ካ ትጋገ❤️🥰

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ Год назад +1

    እንካዕ ሰለም መፃኩም እንዳ ሳሚ ፍቅርኩም ይብዛሕ ጎልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም❤

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray Год назад

    Way sami atiwom bgemed😂😂😂

  • @kalkidanjon1128
    @kalkidanjon1128 Год назад

    ዘይትቅይረላ መገዛ ውላድካስ 😊😊😊

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ Год назад

    ሰላም ደቂ ዓደይ 😂😂😂ግደፍ ሳሚ ዋ እሞ ንሕና ጥራሕ ታይ ዕጫና ተረቲዑ ድዩ 😂😂

  • @salamsere6403
    @salamsere6403 Год назад

    ሳሚ ኮስቲርዎም ፈትዮዮ እየ❤❤❤

  • @tsegayhsilu1435
    @tsegayhsilu1435 Год назад

    ታይ ፀገም እንየዎ ሳሚ ሓወይ ዘይትቅይረላ ታይ ፀገም ኣለዎ ውላንድካ እንድያ😊

  • @dassfast3386
    @dassfast3386 Год назад

    ስልጡን ትመስለኒ ነይርኻ ወይለከ ጉድ

  • @selam9178
    @selam9178 Год назад

    ወይ ፕራንክ ክትገብሩ ዶ ናይ ኢድኩም ረኪብኩም😂😂😂❤

  • @Mohamed-bt1ko
    @Mohamed-bt1ko Год назад

    ኣይናይ እዩ ኖርማል ኣየ ሳሚ ዓይነይ😂😂😂