🔴 ቃሉ መኻን ኢኻ ተባሂሉ (ልቡ ተሰይሩ)😱 ብሓደ ንሕደር እንትብላ ዝሃበቶ መልሲ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 31 дек 2024

Комментарии •

  • @Kalu_nekifar
    @Kalu_nekifar  Месяц назад +315

    ዛ ምፅፋዕ ናብ ዩቱብ'ዉን ተኸቲላትኒ መፂኣ😂
    subscribe ናገበርና ጉዕዞ ናብ 60k ቤተሰብ🙏

    • @mmn4535
      @mmn4535 Месяц назад +10

      @@Kalu_nekifar አብ ቀረባ 50k ቃልዋይ ገይታ ዓቅሊ🤴💙🙏

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj Месяц назад +3

      እሽ ቃሉዋይ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @ቲቲጓልውቅሮ
      @ቲቲጓልውቅሮ Месяц назад +3

      ወፂእልኻ እዩ😂😂❤❤

    • @genetBrhane12
      @genetBrhane12 Месяц назад +1

      ደምረኒ እማ ጀማሪት እየዊ

    • @genetBrhane12
      @genetBrhane12 Месяц назад +1

      @@ቲቲጓልውቅሮ ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @TakstyHbshi
    @TakstyHbshi Месяц назад +221

    ሰጦታ ሃባ ትብሉ 👍

  • @ሓፍቲንጉስ
    @ሓፍቲንጉስ Месяц назад +329

    ሎማዓቲ 6ቅድስቲ ኣርሴማ ካብ ኩፉእ ትሓልውኩም 200ኣእትውኒ ቡሩካተይ❤

    • @Kalu_nekifar
      @Kalu_nekifar  Месяц назад +9

      ኣሜን🙏🙏🙏

    • @AsdAsd-e3t
      @AsdAsd-e3t Месяц назад +1

      Amen amen amen❤❤❤❤❤❤

    • @genetBrhane12
      @genetBrhane12 Месяц назад +2

      ኣሜን ደምረኪ ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @MeriGaltewahdo-h5h
      @MeriGaltewahdo-h5h Месяц назад +2

      ደምርን ንዳማመር ኣሕዋተይ

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 Месяц назад +2

      ​@@genetBrhane12ደምርኒ❤❤

  • @ስውእካይኑስምካባብዩይይዓ

    እውይ ማዓረይ 😢ኣቤት እምነት ኣደንጊፅካያ ቃሉዋይ ስጣታ ሃባ❤❤

  • @HenokSiyum-y9u
    @HenokSiyum-y9u Месяц назад +145

    ቃሉ ዓርከይ ናይ ግድን ካሓሳ ከምዚኣ ለዋህ ዓርኪ ኣይትረክብን ኢካ
    ካብ ሓዉኩም ኤርትራዊ ማራ የ ዝፈትወኩም ❤❤❤

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 Месяц назад +3

      ደምርኒ❤❤

    • @samiwedi5977
      @samiwedi5977 Месяц назад +2

      ዋይ ኣቱም ሰባት ናይ ብሓቂ ዲካ ሕጂ ኣዘጊዕዋ ኢልካ ኣሚንካ ቃሉ እታይ ስርሑ ከምዝኮነ ትፈሊት ኣ ደሌኪ ኣለኩ ኢሉ ሚስ ደወለላ ተዳላትሉ ንሳ ወላ ቲ ሓሳብ ዘምጸኦ ይእማኒ ኣይኮነን እተ ንሳ ጊን ጽቡቅ ተዋሲኣ

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam Месяц назад

      ደምርኒ ክብረተይ🥰

    • @ርቺ
      @ርቺ Месяц назад

      Demrni mar​@@mohammedtselam

    • @Beriex
      @Beriex Месяц назад

      ደምርኒ ታይ ንምባል'ዩ? ኣብ ብዙሕ ኮመንት ይሪኣ'የ ግን ክፈልጣ ደልየ- ክፈልጥ ስለዘደለኹ'የ ብሕማቕ ከይትርድኡኒ ተስፋ ይገብር- ካብ ብልቢ ዝፈትወኩም ኤርትራዊ ሓውኹም❤

  • @EmbebaHaftimiki
    @EmbebaHaftimiki Месяц назад +87

    ቃሉ ጎበዝ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ካብ ኤረትራዊት ሓፍትካ❤❤❤

  • @frezghiokube3241
    @frezghiokube3241 Месяц назад +14

    ለባም ፡ለዋህ፡ንሰብ ከም ነፍሳ እተፍቅር ኣብ ኣሰር ወለድና ዘላ ክብርቲ ፍጥረት ።እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኪ።

  • @natilove7927
    @natilove7927 Месяц назад +13

    ከም ከማይ ሓቂ እንተዝኾን ማለተይ እቲ ፅቡቕ ነገር እንተትትምርዐው ደስ ይብል

  • @fhcg399
    @fhcg399 Месяц назад +16

    ኣቤት ፈጣሪ ሕማቅ ትምኒት እዩ ዝሓወይ ነወሪ 😢❤

  • @EzanaEzana-ii5dm
    @EzanaEzana-ii5dm Месяц назад +21

    አነሰ ክፈትዋ ንሜሉ ለለሰ ክትፅብቅ ❤❤❤❤❤❤ ስጦታ ሃባ ቃሉ ሐወይ🎉🎉

  • @እየሩሳሌምዘፈሩ
    @እየሩሳሌምዘፈሩ Месяц назад +24

    ኣድነቅቲ ሜሉባ ላይክ❤🎉

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 Месяц назад +40

    እውይይ ኣዝያ እያ ግን ብርኽትን ቅድስት ዛሽኮሪና ጓል ሪምና🎁👑🤞❤❤❤❤

  • @ህንፃባርያእመብርሃንየ
    @ህንፃባርያእመብርሃንየ Месяц назад +25

    ብሓቂ ፀበል ድኣም ታማ እንኦ ድዩ መድሓንት ለባመይይ ቃሉዋይ ግን ከፍርሕ ሓቃ እዩ ትድንግፅ😢

  • @ruiojj
    @ruiojj Месяц назад +26

    ሞይተ ቃሉዋይ ፈታኒት ዝኮነት ፕራንክ😂😂ደስዝበለካ ውህብቶ ሃባ ቃሉዋይ ወዲ ሩባይ ንዓካ ደስዝበለካ ንዓኣ የሐጉሳ ትብሎ❤

  • @SjYey
    @SjYey Месяц назад +19

    ሚሊየይ ተሕዝነካ ካሓሳባ❤❤❤

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 Месяц назад +22

    ተጋሩ እኮ ኣብ ሃይማነቶም ዞሎዎም ጽንዓት ፍልይ ዝበለ እዩ ኣብ ትግራይ ወላ እታ ክትሹሩሙጥ ታሓድር እያ ናብ ኣምላኻ ትጽሊ ማሌት ሓጣተኛ እየ ኢላ ካብ እምነታ ኣይትጠፍእን ብተግባር ዝራኣኹዎ እዩ እዛ ሓፍትና ድማ ብጣዕሚ ሎዋህ እያ ❤❤❤❤❤

  • @HhGg-t2g
    @HhGg-t2g Месяц назад +33

    ለባም የ ዝሓፍተይ❤❤❤❤ ቃሎዮይ ባይዛካ ሰጦታ ሃባ ምሰክናይቲ😢😢❤❤❤❤❤❤

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ

    ዋውውው ሄዋን ማለት ኣብዚይ ኣላ ጅግኒት ዝገጠመ እንተገጠመኻ ሽግር ንብረትኻ እንበር ክብረትኻ ኣይትሽጥ ትብል ቃል ቲዝ ኢላትኒ❤

  • @GeeynrKyxoufpu
    @GeeynrKyxoufpu Месяц назад +22

    ዋይ እዛ ቆላዓ ግን ምልባማ ቃፅሉሉ ዛሓፍተይ ታሕዝን ግን ይምችይኹም❤❤💋💓💓💗💞💞

  • @wegihukidane6474
    @wegihukidane6474 Месяц назад +24

    woww ሲስተረይ ናይ በሓቂ መሃሪ መሪየት ዘይወድቅ ቃላት ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ቃሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ Месяц назад +44

    አረ ብዘርአና ወላዳት ኢና ታማ ደንጊፀ ብናማን ገይረዮ😂❤ቃሉ ሓወይ ሕነይ ክፈዲይ ማዓልትኻ ሓሉ😂😁

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ Месяц назад +1

      ደምርኒ ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @MaeteguAraya
      @MaeteguAraya Месяц назад +1

      ብጣዕም እኽ የዋህ እዛ ሓፍተይ ፅቡቕቲ❤❤❤

    • @DaddGdggሚሊ
      @DaddGdggሚሊ Месяц назад

      @@ይርጋጓልትግራይ አሺይ

    • @DaddGdggሚሊ
      @DaddGdggሚሊ Месяц назад

      @@MaeteguAraya ለባም አያ ቃላት ሲኢነላ❤

    • @SingerAwetTesfayG
      @SingerAwetTesfayG Месяц назад

      ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs Месяц назад +9

    ዛጓል ግን መግለፂ ስኢነላ ቃላት ፈጣሪ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኺ ❤❤❤❤❤

  • @a-dy5tr
    @a-dy5tr Месяц назад +19

    ሜሉዋይ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ልፍትወኪ😢😢😢 ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 Месяц назад +24

    ሚሊዋይ የንየ ለባም♥️♥️♥️♥️

  • @user-qi2up4xo1As
    @user-qi2up4xo1As Месяц назад +23

    ዋይ ማዓረይ ዓባይ ፈተና እያ😢 በስም አም ቃሉየ ብጣዕሚ እዩ ዘፍርሕ

  • @makikahsay-q6w
    @makikahsay-q6w Месяц назад +24

    ውይ በእውነት ነቢዓ ኣንቢዓትኒ 😢 ፕራንክ ምኳኑ ናፈለጥኩስ😢

  • @GaltigrayGaltigray-j3m
    @GaltigrayGaltigray-j3m Месяц назад +26

    ሀምዚ እዩ prank 100% ❤ገና አነ ካባኩም ብዙሕ እየ ልፅበ ቃሉ & ሜሉ ❤

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 Месяц назад +48

    ኣረ ሜሉዋይ ልዕሊ መልክዓ ልቦንኣ ትሕት ኢላ ክተረድኣካ ብዙሕ ፈቲና ማርያምን ፍትየያ ለዋሀይ ከብደይ በሊዓትኒ🥺🥰🥰🥰

  • @SamirhMkrsh
    @SamirhMkrsh Месяц назад +18

    ማዓረይ ክተሕዝነካ ውህብቱ ሃባ❤❤❤

  • @ABADITGALBEYENE
    @ABADITGALBEYENE Месяц назад +73

    ሸፎን ምሰ ነፀሉኡ ሶጦታ ሃባ ቃልየይ🥺💚

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr Месяц назад +4

      ዋይ 5000 6000 ሶጥታ ሂቡ ከ ታይ ከትርፍ

    • @ትግራወይቲ
      @ትግራወይቲ Месяц назад +2

      ዋግኡ ፈሊጥክዬ ዲኪ ክድኡ ዘይረክብስ ሆ😊

    • @mashoHaylu-c7h
      @mashoHaylu-c7h Месяц назад +1

      ድፍረትኪ ዋይ

    • @AdDf-u5fsubscribeme
      @AdDf-u5fsubscribeme Месяц назад +1

      😂😂😂 ለጋሳት እንተኾይነን ዘይኸድንኣ😂​@@ትግራወይቲ

    • @sonofelamida
      @sonofelamida Месяц назад

      😂😂😂😂😂ደሓን ዶ😂😂😂

  • @trhaslove4629
    @trhaslove4629 Месяц назад +25

    ቃሉዋይ 50K ነእትዎ ጋይስ ብዝገርም ከም ዘኽብሮ ድማ ኣይጠራጠርን❤❤❤

  • @GgxJnnx
    @GgxJnnx Месяц назад +10

    ዴንግፃኮ ለልተዛሮቦ ኹሉ ስእና ማሓርይ 😢

  • @HdOi-w9r
    @HdOi-w9r Месяц назад +11

    ዋይ ሚሉዋይ ሽኮር ኣሕዚናትኒ ለባም እያ ቃሉዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @artflow216
    @artflow216 Месяц назад +11

    ሊባም በእወነት ካብ እግዚአብሔር ኣምላክ ደበልፅ ይለይ❤❤❤

  • @ትምኒትትምኒት
    @ትምኒትትምኒት Месяц назад +9

    ሜሉ
    ለባም
    የዋህ
    ጎበዝ ተዋሳኢት
    ቆንጂዮ
    ብጣዕሚ አየ ልፎትወኪ ❤❤❤

  • @a-dy5tr
    @a-dy5tr Месяц назад +19

    ሜልዋኒ ከብድይ በሊዕክኒ ወለላይ😢😢😢😢 ቃሉ ግን ምንጋር እቢዋስ ጨካን ካ😢

  • @SamuelBerhe-c6e
    @SamuelBerhe-c6e Месяц назад +6

    ኣዝያ እምንቲ ብርኽትን እያ እዛ ጓል ስጦታ ሃባ ቃሉ ሽኮር❤❤❤

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን Месяц назад +14

    ዋይ በስመ አብ መካን ኢካ ኢሎምንያ😒 ንፍዕቲ ዛሓፍተይ

  • @haphi_show
    @haphi_show Месяц назад +60

    ሎማዓንቲ ተጻዊትናላ ኢና ንሜሉ😅😅

    • @Kalu_nekifar
      @Kalu_nekifar  Месяц назад +10

      ኽልቴእና ኢና ንክሕሳ🙈😂

    • @haphi_show
      @haphi_show Месяц назад +7

      @@Kalu_nekifar ንሜሉዋይ ዘይኮን ድየ

    • @AdaneAdane-k1c
      @AdaneAdane-k1c Месяц назад +7

      ​@@haphi_showare anle gift khba neyre tay ele eyemo kemekani btaemi eye lftwa❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MeriGaltewahdo-h5h
      @MeriGaltewahdo-h5h Месяц назад

      ደምሩኒ ኣሕዋተይ

    • @ሜሪጓልካናዳ
      @ሜሪጓልካናዳ Месяц назад

      😂😂😂

  • @weyni12tube
    @weyni12tube Месяц назад +61

    ዋይ ሓፍተይ ማሪያምን ተሕዝነካ ስጦታ ይሃባ 🎉🎉🎉

    • @Kalu_nekifar
      @Kalu_nekifar  Месяц назад +5

      🙏🙏🙏

    • @ሸዊት.ቻናል
      @ሸዊት.ቻናል Месяц назад +1

      ደምርኒኒ❤

    • @ሰሉጋልትግራይይ
      @ሰሉጋልትግራይይ Месяц назад +2

      ገንዘብ ላኣክሉ ማርየ ሶጦታ ኣትበላ 🤭🤣

    • @weyni12tube
      @weyni12tube Месяц назад

      @@ሰሉጋልትግራይይ Eshi zhaftey ደምርኒ

    • @عبيده-ذ1ت
      @عبيده-ذ1ت Месяц назад +2

      ካሓሳ ቃሉዋይ እሺዶ የኔ ማርብጣዕም እያ ኣሕዝናትን ❤❤😢😢

  • @ااا-ي7ع4و
    @ااا-ي7ع4و Месяц назад +18

    እውይ መዓረይ የኔየዋህ ኣሕዚናትኒ ማርያምን እና ቃሉዋይ ሽኮር❤ ሳብግራይብ ❤ገረልካ ኣጀካ በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nahomdc9757
    @nahomdc9757 Месяц назад +25

    ኣብ ዝሓጸረ ገለ ውህብቶ እንዳ ሃብካያ ኣርኤና ክብደይ በሊዓትኒ ❤❤❤

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ Месяц назад +1

      ደምርኒ ወለላይ ❤❤❤❤❤

    • @nahomdc9757
      @nahomdc9757 Месяц назад +1

      @@ይርጋጓልትግራይ ጥራይ ቁምነገር ሕዝኪ ምጺ እንበር ጸገም የቡሉን ብክልተ ኣካውንት ክገብረልኪ እየ

    • @SingerAwetTesfayG
      @SingerAwetTesfayG Месяц назад

      ሳብሰክራይብ ግበሩለይ

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ Месяц назад +11

    ዋይ ቃሉዋይ መሕረር😂 ሚሊዋይ ዋይ ኣሕዝናትኒ ቀደማኪ ማዓረይ😢

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ Месяц назад +16

    ይቅር ይበልኻ ኣታ ርጉም😮😅😂ምዓረይ ኣሕዝናትኒ😢😂😂❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @ጓልዕፎይቲ
    @ጓልዕፎይቲ Месяц назад +2

    ብሓቂ ዛይደይ ለባም አምላኽ ዝሰኣኖ ነገር የብሉን❤❤❤ቃሉዋይ ካሕሳ እካ እንኣዋ ዓቅሊ ግን ብእዉነት ኩሉ ትሕትንኣ ልዕሊ ቃላት እዩ❤❤❤

  • @gjkv7156
    @gjkv7156 Месяц назад +5

    ዋይ ዋይ መካንስ ኣይግበርካ ዳኣ ዛሓወይ እግዛብሄር ኣምላኽ ይቅረ ይበለልካ ማንታ ማንታ ክትወልደልና እና ተፀበናስ 😌እና ካልእ ሓሪፍ ነይሩ ይመችኩም 😘😘

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 Месяц назад +9

    ልባም እዩ ብሓቁ❤❤❤

  • @Cddfgf
    @Cddfgf Месяц назад +8

    ዋዉ ብጣዕሚ ለባም ዝኾነት ቖልዓ

  • @Haregte
    @Haregte Месяц назад +11

    በስመአብ ይቅረ ይበለልካ ቃሉየ ክብሪ ይሃብኪ ሜሉየ❤❤❤🎉🎉

  • @abaditsegay1065
    @abaditsegay1065 Месяц назад +12

    Gobez eye respect malu
    Kaluway gobez tesfa aleka1gn🎉🎉

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v Месяц назад +10

    እዋይ ሚሉዋይ ትሕዝነካ😢❤❤❤🎉🎉ቃሉዋይ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ Месяц назад +6

    እዉይ ይቅር ይበለልካ ቃሉዋይ ኣታ ቀዉሲ 🤲😁💗ምዓረይ ዛጓል ግን ከብድካ ትበልዕ ባእባእ እኮ ኢላ ዘረባ ጠፊእዋ😢

  • @DaniDaniboy-k6f
    @DaniDaniboy-k6f Месяц назад +9

    ቃሉ መሕረር ታይ ገበረትካ ተድንግፃ😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @HaftomKidane-y3m
    @HaftomKidane-y3m Месяц назад +10

    መኪና ናይ እግራ ስጦታ ሃባ🎉❤❤❤❤

    • @GhFd-v7w
      @GhFd-v7w Месяц назад

      ካውኡኸ😂

    • @GgFg-bd6vc
      @GgFg-bd6vc Месяц назад

      ጨካን😂😂

  • @RazanRazann-n6f
    @RazanRazann-n6f Месяц назад +7

    ማዓረይ እማንኪ አምላኽ ምእማን ፅቡቅ❤❤❤❤❤❤❤

  • @NecheyTsehaye
    @NecheyTsehaye Месяц назад +2

    ንዓኻ ንምህዞኻ ንዓኣ ድማ ፅንዓታ ዝገርም 'ዩ ቀፅልሉ! ከምዚአን ዝበላ መምሃራን ፅንዓት ኣብዘሐልና ጎይታ

  • @DesuDesu-i2w
    @DesuDesu-i2w Месяц назад +15

    ሜሉዋይ መእረይ 😢😢 ይፍትወኪ እየ❤

  • @MklpSd
    @MklpSd Месяц назад +8

    ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ ስ ቪድዮ ካ ኣሕፅር ተብሎ ይሞችካ

  • @weyni12tube
    @weyni12tube Месяц назад +11

    ሜሉዋይ ሓፍተይ ኣሕዚናትኒ 😂😂😂

  • @FebugalTewahdo
    @FebugalTewahdo Месяц назад +270

    ቃሉ 50k እናስገባዉ የምትሉ አሣዪኝ❤👍

  • @ፀባየ
    @ፀባየ Месяц назад +14

    ኡፍ ከማይ ፈራሕ ካልአይተይ ተረኪባ😢😂

  • @kehaseestifanos7358
    @kehaseestifanos7358 Месяц назад +4

    ከመዚኣ ዓይነት ፅንዕቲ ቖልዓ ብዚ ሐዚ ሰዓት ክትህሉ እያ ኢለ ብፍፁም ሓሲበ ኣይፈልጥን ብሓቂ ጅግና ሃይማኖታ እተኽብር ቖልዓ እያ። ቃሉ ግን ርጉም ኢካ እቲ ምሕሳብካ ውን

  • @MeuzLewtse
    @MeuzLewtse Месяц назад +9

    ቃሉ ኣድናቂኻ እየ❤❤❤❤❤

  • @kahasemichael5379
    @kahasemichael5379 7 дней назад

    እታ ጓል ብሓቂ ለባም መስተዋዒሊት እያ እግዛኣብሄር ዕድመ ይሃባ

  • @Tesfa-kh8lw
    @Tesfa-kh8lw Месяц назад +12

    እዛጓል ብጣሚ ጠንካራ ለዋህ እምንቲ ኩሉ ዝዓደላ ሂዋን ❤❤❤❤❤ ውህብቶ ሃባ ቃሊ ግን ከምዚ ዓይነት ፍራክ ፅቡቅ ኣይመስለንን 😢

  • @SabiyaDazc
    @SabiyaDazc Месяц назад +2

    በስመኣም ኣታ ኣይበሃልይ ቃሉዋይ ዊይይ ክተሕዝነካ ዛ ቆልዓ ግን❤❤❤❤❤

  • @Abelamanuel479
    @Abelamanuel479 Месяц назад +9

    ትክክለኛ ትግራዌቲ እያ 👏👏

  • @DgDh-uk8cv
    @DgDh-uk8cv Месяц назад +17

    ባዓልካ ሓስብካ ስጦታ ሃባ❤❤❤❤❤

  • @hadgutesfahiwet6778
    @hadgutesfahiwet6778 Месяц назад +3

    እዛ ቖልዓ ግን ሽኮር እያ ናይ ብሓቂ ኣዝያ ምቅርቲ እይ ❤❤❤❤

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ Месяц назад +2

    ሜልዋይ ለባም ❤❤❤
    ቃሉዋይ ነታ ዘጨነቅካያ ካሓሳ ማ❤

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl Месяц назад +13

    ዋው ብጣዕሚ ልባም አያ❤❤❤❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf Месяц назад +2

    ብጣዓሙ እያ ጉበዝ ትሕትናአ ምክራ❤❤ስጣታ ሃባ ቃሉ መሕረር

  • @GeretdfGeretdf
    @GeretdfGeretdf Месяц назад +17

    Meluway mearey 😢😢😢 kalu gift haba

  • @ዊንታና
    @ዊንታና Месяц назад +10

    ቃሉ ዙገፅካስ ኩሉ ፀፋዒኡ በቃ😂😂😂😂😂😂 ግን ኣደንጊፅካያ ንሜላት😊😊😊😊

  • @YonasFisseha-rf3hr
    @YonasFisseha-rf3hr Месяц назад +21

    ዊይይይይይ ሜሉዋይ ኣታ እንታይ ገበረትካ!!!!!

    • @Kalu_nekifar
      @Kalu_nekifar  Месяц назад +7

      ክንድኡ ትሓዝን ኣይመሰለኒ🙏🙏🙏

    • @Alemat2121
      @Alemat2121 Месяц назад

      ​@@Kalu_nekifar❤❤ቃሉ ደምርኒ ❤❤

  • @ጉድፈላ
    @ጉድፈላ Месяц назад +9

    ያ ተዛሬብቲ ትግርኛ ንዑባ ዝበራታዕ ሰብ ነበራትዕ በጃኩም❤❤❤❤❤❤

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l Месяц назад +5

    የኔ ቆንጀ አሐዚናተኒ ለባም ቆልዓ ሰጣታ ሃባ❤❤

  • @GebarMicheal
    @GebarMicheal 27 дней назад +1

    ዋዋአ ቃሉ ጽቡቅ ትራንፕ ግን ልቢ ጛል ኣንስተይቲ ኣይትስበር ልበይ በሊዓትኒ አዛ ቆልዓ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MulatAbebe-g7p
    @MulatAbebe-g7p Месяц назад +5

    ቃሉ 1m ናእትዮ እትብሉ እስኪ ❤❤❤❤

  • @BzuneshNegash
    @BzuneshNegash 4 дня назад

    ካሓሳ ቃሉ፡፡ ብጣዕሚ ልባምን ሓቀኛን ጋል ዓበይቲ ፡ዘለዋ ዓቅሊ፡ሓቀኛ ዓርኪእያ ሽኮርና፡፡

  • @AdaneAdane-k1c
    @AdaneAdane-k1c Месяц назад +18

    Meluway you are real Actress 😢😢😢😢

  • @moremore-p1w
    @moremore-p1w Месяц назад +1

    አረ ንቃሉ //50k ነእትዮ ቃሉዋይ አዋቂ ፍጥረት❤❤❤❤❤🎉so ግን ነብሰኻ አይትመሓሪ ቃሉ መሕረር😂😂😂

  • @AbelaAbela-y3k
    @AbelaAbela-y3k Месяц назад +8

    Zaydey mearey mngar eskab zeabiyeki ayoki welelay 😢😢😢😢 kalu gift haba

  • @ነባዒት
    @ነባዒት Месяц назад +21

    ቃሉ መሕረር ሜሉ ግን አሕዚናትኒ ምንጋር ክሳብ ትሰእን 😢አጆኩ በርቲዕኩም ሰርሑ ጉዕዞ 50k😍😍

  • @SafddGsdft
    @SafddGsdft Месяц назад +14

    ብጣዕሚ ልባም እያ ❤❤❤

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k Месяц назад +3

    ማዓረይ ኤህ ኣሕዚናትኒ ዋይ 😳😳

  • @ሓበሻhabeshatube
    @ሓበሻhabeshatube Месяц назад +16

    ❤❤❤❤❤ ኤህ ቃሉ መሕረር ለይትገብሮ ለይብልካ😂😂😂😂 ዛ ጓል ግን ኣሕዚናትኒ ምስ ነገርካያስ ብጣዕሚ ደንጊፃ መዓረይ😢 እቲ ድምፃስ ከምተንቀጥቅጥላ ትፍለጥ

  • @Hiluf12
    @Hiluf12 Месяц назад +9

    ሕነኽ ፍደይ መሉየ ❤❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh Месяц назад +14

    ብጣዕሚ ጅግና ጋል ማለት❤ግን ከምኡ አይትግበሩ ብኡገይርኩምለ ሰራሕኩም ተሳልጥለኩም❤
    ሳፕራይዝ ግበራ

  • @TrhasTrhas-d5z
    @TrhasTrhas-d5z Месяц назад +26

    ዋይ ዛይድ ግን ተሕዝነካ ባእባእ ኮ ኢላ😢😢😢 ቃሉ ሳሓቓ መልስላ ከብደይ በሊዓትኒ😢😢😢😢😢

  • @ቀባፅንነቃፅንትግራዋይቀባ

    መልክዕ ግን ቃሉ ዓዲልኩም እዝጋብሄር ወላዲተይ እብ ዙ ፖስተር እዒንታ ደስ ክብል ዛይድ❤

  • @solwedisolwedi1603
    @solwedisolwedi1603 Месяц назад +5

    ዋላ ፕራንክ ይኩን ኣውርድዮ ኣይባሃልን ቃሉ ሓወይ

  • @VufuchchcHchcuf
    @VufuchchcHchcuf Месяц назад +16

    ልባም እያ ሚልየ❤❤❤❤❤

  • @ቲቲጓልውቅሮ
    @ቲቲጓልውቅሮ Месяц назад +6

    ተሕዝነካ 😢ለባመይ❤❤

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu Месяц назад +5

    ጎበዝ ዛይድ ከም ስምኪ ዝያዳ ኢኺ።

  • @Belifkr-u7n
    @Belifkr-u7n Месяц назад +7

    እዉይ ቃሉ😂😂 ደሙሩኒ እስኪ ደቂ ዓደይ

  • @berhn4desta467
    @berhn4desta467 Месяц назад +3

    ጎቦዝ ቆልዓ እያ፡ቃሉ ተመረዓዊ👫🥰

  • @SaamiDabbash
    @SaamiDabbash Месяц назад +3

    ብጣዕም ምርጥ ቤስትፊሬድ❤❤❤❤

  • @rhamatiyastore3451
    @rhamatiyastore3451 Месяц назад +3

    ኣሕዚናትኒ ሽኮረይ ስጦታ ሃባ

  • @عبدالهادي-ق3م
    @عبدالهادي-ق3م 20 дней назад

    አረ ቃሉ መሕረር ስጦታ ሃባ ወድኖ❤❤🎉🎉🎉ሚልዋይ ምስክኔቲ ኣሕዚናትኒ😢😢😢