ተጋዳሊት ሮዚና ማርየ ካብ ኣርሚ 33 ክሳብ ናይ ቻይና መርዓ ኣብ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 17 ноя 2024

Комментарии • 200

  • @addisugebremedhin5510
    @addisugebremedhin5510 2 дня назад +11

    እካዕ ደስ በለኩም ንስኺ ኢኺ ንሂወትኪ ምስ መን ይጥዕመኪ ትውስኒ ሰብ እንታይ በለ ኣይትሕሰብሉ ሓፍተይ ጅግና ናይ ኣብርሃም ሳህራን ሓዳር ይግበረልኪ❤

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 2 дня назад +23

    ይሕሻ ደቅ ዓድና ድአ ትቀትሉና አለኩም

    • @NiguseTesfay-d2n
      @NiguseTesfay-d2n 2 дня назад

      ጠላማት ዘየቅትል ምግባር ብዝኮነ ተመሪፅክኖኦ ፃዕዳ ይፅናሕክን

    • @rahelkiroskebede2655
      @rahelkiroskebede2655 2 дня назад

      እወ ሓቅኺ

    • @MuluGermay
      @MuluGermay 2 дня назад

      ❤ናይ ብሐቂ

    • @NiguseTesfay-d2n
      @NiguseTesfay-d2n 2 дня назад

      @@berryfamily2846 ጠላማት ዘየቅትል ምግባር ብዝኮነ ተመሪፅክኖኦ ፃዕዳ ይፅናሕክን

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro День назад

      ኣይ ኣቲ ሓፍተይ ኩሉ ድዩ ቀታሊ ዓገብ 😢😢

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 2 дня назад +14

    ተጋሩ ኣብ ርእሲ ምውሓድና ዘርእና ክዳቀል አይብሉን ንጠንቀቅ ‼️

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 2 дня назад +4

    መሆጏሲኪ መርኣ ይግበረልኪ ኣይኒ ትግራይ ጀግና መርኣት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @henoketesfahun5024
    @henoketesfahun5024 6 часов назад

    Rhus Gama, may the Lord God bless you life.

  • @aexum1597
    @aexum1597 День назад

    👍🏾tesbuk geberky rozeyna habtey, yehwatna dea yhardunan hangey endyom zegebruna zelewu..nay aebrhamen saran mera ygberelky goual hagere tgray adey mearey 🙏🏾❤❤❤❤

  • @User65432s
    @User65432s 3 дня назад +20

    ገንዘብ እንበር ካብቶም ሂወቶም ዝገበሩላ ብፆታ ዶ ነዚ ድሙ ኣፍቂሮቶ ክንብል

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  2 дня назад +2

      😮

    • @Seb15
      @Seb15 2 дня назад

      🫢

    • @ሸዊት.ቻናል
      @ሸዊት.ቻናል 2 дня назад

      ደምርኒኒ

    • @Seb15
      @Seb15 День назад

      @@ሸዊት.ቻናልእሽኒ

    • @meryaabidela2053
      @meryaabidela2053 День назад

      why not?ጌጋ አፍቒራቶ ክትሖን ትኽእል ፍቕሪ ቻይና አይብል ኣሜሪካ

  • @DtF-ds3os
    @DtF-ds3os 3 дня назад +9

    እዙይ ፍቕሪ አይኮነን ቢዝነስ ዩ ዋላ ስዕሲዒቱ ፍሉጥ ወይ ግዜ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 дня назад +7

    ድሮን ለኣኹልና ሐጂ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  2 дня назад +1

      😅😅

    • @JjjHhh-s3h
      @JjjHhh-s3h 2 дня назад

      ዋኝኝኝኝኝ😂😂😂😂ምይተ😂😂😂😂

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 2 дня назад

      @JjjHhh-s3h ኢሂ

  • @YM-86
    @YM-86 3 дня назад +8

    'ፋቅር ለተመልካች ብሽታነው' ዶ በሉ። ሩሑስ ጋማ ተጋዳሊት ትግራይ🎉 ላይፍ ኢን ጋድስ ዊል።

  • @MaekeAa
    @MaekeAa 2 дня назад +8

    ካፍቶም ወርቂ ትግራይ ይወስዱ ለው ዳኣ ከይከውን ፈጣሪ ይሓልኪ ትግራይ

  • @abebegebrehiwot1517
    @abebegebrehiwot1517 День назад

    Great Cuples congratulations !!
    Don't worry about who talks about u , that's your choice. No one has a right to be involved in your life. Wishes you the best ❤❤

  • @AsefaHailu-r4l
    @AsefaHailu-r4l 2 дня назад +4

    ዳርጋ ለይተጋደለት ወዮ ልመንነትና ኢልና ተጋዲልናስ ላብ ልገደደ

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ 2 дня назад +1

    አማሓራይ ይሕሸኪ ነይሩ።መሕፈረት ሳኣን ምፍላጥና ንጠፍእ ኣለና።ጥራሕና ከም ዝመፃና ጥራሕና ከም ንኸይድ አይትረስዑ ።ከብዚ ይሰውረኒ።ኦአምለኽ ይቅረ በለለይ።

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 2 дня назад +3

      ካብኣምሓራይ እማ ቻይናዊ ይሓይሽ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  2 дня назад +2

    • @Mg-ke8yy
      @Mg-ke8yy 2 дня назад

      @@zaebakulu8553 yet setagegnchwe

  • @BKMGA
    @BKMGA 2 дня назад +2

    ፅቡቅ ቀይሕ ከልባ በሊዓ ነብሳ ትጮኒ ከም ዲባላ.

  • @asteryup3208
    @asteryup3208 2 дня назад +1

    Congratulations 🎉 love has no color or different race ❤🎉

  • @MelatTakie
    @MelatTakie 2 дня назад +3

    Very beautiful ❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 2 дня назад +3

    ተገረምነ ወተደመምነ 😮 ተጋሩ ዶ ተወዲኦም ሰሚዐን ?
    ግን ብሓደ ወገን እሰይ ልምንታይ ተኾይኑ ኣፍቂርናዮም እንድሕር ኣብ ሆቴል ሓሪዶሙና ክኸዱ በቃ 😢ፈጣሪ ልቦና ይሃበና ግን ድማ ኣሕዋት ዘርእና ኮ ይበላሾ ኣሎ 😢 ገረመና ኮ ብኹሉ ።

  • @ማናይመድሕን
    @ማናይመድሕን 2 дня назад +1

    ሃይማኖተይ ዓደይ አዩ መንነተይ ዝቃተለ ተቃተለኒ ወድ ዓደይ አመነተይ አየ ዘቀድም ዋይ ሰብ ስሕቱ መንገዲ አዩ ዝ጖ዓዝ ወሎ 😢😢

  • @senayhadish1079
    @senayhadish1079 2 дня назад +3

    ጋዕጋዕ ረሳሕ መጽረፊት ኣሕዋታን ብሄራን ናይ ብሓቂ ረሳሕ ምስ ቻይና ድማ በላዒ ከልቢ

    • @berhaneyebeyen5
      @berhaneyebeyen5 2 дня назад +1

      ካብቶም ስጋ ትግራዋይ ጠቢስና ንብላዕ ዝበሉን ነዞምፀላእቲ መገበሪያ ኾይኑ ደጋፊ ጆኖሳጀ
      ደራተ ዝለቐለን ንሳ ግቡኣ ፈፂማ ዘፍቀረት ክተፍቅር ብዕፀ?ፅፊ ትበልፅ !!!

    • @Seb15
      @Seb15 День назад

      @@senayhadish1079 እንታይ ከቢዱኪ እዩ ጋልእኖዋ ዝኩሉ ጸርፊ ጌጋ ዘርኝነት እዩ እዚ።

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 День назад

    ሓሪፍ ነግዲ ይግበረልኩም ደቂ ሪመይይ ቢሄርተኛ ንቅድሚት😂😂😂

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 2 дня назад +2

    ደምርኒ ኣሕዋተይ❤

  • @syakkesan
    @syakkesan 2 дня назад +2

    መሕዘኒት ፣ ኻብ መረበታ ዘወፀት ርግቢት ! ታማ ገንዘብ ኢላ እምበር ጭንቁርባዕ ቆሪሱ ኸልቢ ዝድረር ፣ዳአ ሓዳር ኢልኪ መሓሰብክዩ : ድኽነት ሕሱም ፣ ወለዲ ሓዳር ኢሎም ሲስ ምባሎም ።

  • @MikialeGeremaryam
    @MikialeGeremaryam 3 дня назад +4

    ልገርም እዩ ግን ብሰፊሑ ተትገልፀልና ሓሪፍ ነይሩ ታርጌት

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      ኣብ ቀፃሊ ከስተኻኽል እየ ❤

    • @MikialeGeremaryam
      @MikialeGeremaryam 3 дня назад

      @@Targetmidea የቐንየለይ ክቡር ሓው ቓለ መጠይቕ ድጋሜ ፍቓደኛ ምኾነት እሞ ምገበርኻላ ሓሪፍ ነይሩ ምክንያቱ ካብ TDF ናብዚ ማዕረ ክንድዚ ታይ እዩ ልብዚነስ ዋላ ኻሊእ ❤️😍🫶🙏

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro День назад

    ከም ባዕላ ጅግና ተጋዳላይ ዘይትምርዖ 😢😢😢

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb 2 дня назад +2

    Rehus gama yegbrelkum kabtom resahat Eritrawian ne Chinaway memereaw be etsefi yebletse🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tigray447
    @tigray447 2 дня назад +1

    Congratulations to my hero 💛♥️

  • @Haregte
    @Haregte 3 дня назад +9

    ፍቅሪ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን😂😂 ኣነስ ዘይ ወዲ ዓደይ ወዲ ዘይመስለኒ

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      😅😅😅

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 2 дня назад +2

      ሃይማኖታ እንታይ ይኾን አየ ግዘ😢

    • @Samili-p4k
      @Samili-p4k 2 дня назад +1

      ማርያምን ዋላ ኣነ ባ 😏ታይ ይበሃሉ ኣብቲ ዓራት 😂😂

    • @Redairise
      @Redairise 2 дня назад +1

      ቃንቃ ከ ብከመይ ክሰማምዑ ኢዮም:: ኢንግሊሽ ዘይክእሉ እንተኾይኖም ክልትኦም ​@@ጓልሃገረትግራይ

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 2 дня назад +1

      @@Redairise አነ ዝብለኩ ናይ ሃይማኖት እዩ ዘሕስበንሎ ምጫሮም ናይ ቋንቋኦም ዋ

  • @FdgHg-g4z
    @FdgHg-g4z 2 дня назад +2

    ብአቁሑቶም ዘይቀሰና ሀዚ ከዓ አብ ደቂ ኣንሰትዮና ፎረጁት ፍቅረ ጀሚሪሞ ይባላሸየዎ አለዉ::ንሕና ተጋሩ ባህልናን ሃይማኖትናን እምነትናን ብነይ ደገ ሓይሊታት እናተጨወይ ይክያደ አሎ ንጠንቀቅ,,,

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 2 дня назад

    I wish them all the best beautiful 😍 cable ❤👍🏻💕👌💕

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh 2 дня назад +1

    Gohead for what makes you feel happy ❤

  • @user-elshaday
    @user-elshaday 2 дня назад +3

    እኳ ከይትስተርስ ትግተር፡ ትሽ

  • @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል
    @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል 2 дня назад

    ዝኾነ ይኹን ካብ ትግራዋይ ወፃኢ ካብ ዝሙርዐ ደው ኢለ ምቅራይ ይሕሸኒ😒😁
    #ትግራዋይ_ምስ_ትግራወይቲ_💛♥️🥀🕊

  • @HaftuReda-p9o
    @HaftuReda-p9o 2 дня назад +1

    Congratulations 🎉

  • @AhmedMseid-cr2tx
    @AhmedMseid-cr2tx 2 дня назад +1

    ኮርዕና ዋህሮ

  • @berhanegebreslassie4049
    @berhanegebreslassie4049 День назад

    Congratulation to marriage hero TDF member

  • @rahelkiroskebede2655
    @rahelkiroskebede2655 2 дня назад

    ወዲ ዓድኻ ኣእቲኻውን ትብደል አኢኻ አኢሉውን ትቕተል! ፍቕሪ ዓዲ ዘርኢ ኣየቑፅርን ሰብ ሰብ እዩ ከም ሰብ ትኽክል ዝሓስብ ጥራሕ ይኹን ሓቀኛ ኣፍቃሪ ርሑስ ጋማ ሓዳርኩም ምንቀኛ ኣይእተዎ ኩልግዜ ብፍቕሪ ብሰላም ደስታ ዝተመልአ ይኹን ናብራኹም 💖🙏

  • @ruthhaile7030
    @ruthhaile7030 День назад

    ፍቅሪ ፍቅሪ እዩ ግን አነ ብገለይ ብጀካ ትግራዋይ ተባዕታይ ካሊእ ወዲ መሲሉ አይራካየንን በተለይ TDF ካብ ሰብኡንን ዝበለፅ ተባዕታዮ ጓይታ እዩ።

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c День назад

    እንታይ ይምልከተኩም ኣብ ናማትኩም ሂወት ኝኝኝኝ ትብሉ 🙏❤ ጅግናኢያ ሐዝውን 🙏❤

  • @Mariyam21adey
    @Mariyam21adey 9 часов назад

    ደማሙ ከይተምፅልና
    ጠበቓት ይሕሸና😅😅😅

  • @ውህደት
    @ውህደት 2 дня назад +1

    ፍቕሪ ዘርእን ሃይማኖትን ኣይፈልን ዝባሃል ኣዘራርባ ጌጋ ኢዩ።ካብ ፍቕሪ ሰብ ፍቕሪ ክርስቶስ (ኣምላኽ) ይዓቢ ፡
    ፈጣሪኻ ~ ወላዲኻ(ስድራኻ) ብድሕሪኡ ንዓኻ ዝመስል ምስ ክብርታትካ ዝኸይድ ትጻመድ እዚ ናይ ሎሚ ዘሎ ግን ህዝብና ክሳብ ክንደይ ዓይኑ ዓዊሩ ከምዘሎ ኢዩ ዘርእየካ።

  • @BerheTeklezgi
    @BerheTeklezgi День назад

    Good business with chains

  • @GetnetLebasi
    @GetnetLebasi День назад

    ንዚ ቻናዊ እዝይ እሞ ዝገብሮ ኣለኒ ሓፍቱ እተሃልያቶ ኣማፅእለይ ሮዚ ።

  • @AbebaGebrekidan-l5b
    @AbebaGebrekidan-l5b День назад

    Tigray werkike tetenkeki hiiii

  • @HulufAlema
    @HulufAlema 3 дня назад +4

    ታጋደላይ ዶ ገንዘብ የሰስዖ እዩ😂😂

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  3 дня назад +1

      😊

    • @Haregte
      @Haregte 3 дня назад +3

      ሰብ ዶ ኣይኮኑንን😂 ተጋደልቲ

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 дня назад +1

    እቲ TDF 😢ሙካና የሕዝነካ እሞ ከኣ አብ ቻይና ዘይከደት አብ ዓዳ ጣልያን ምሓሸ ካብኡ ናብኡ 😢

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 дня назад +2

    ደርፊ ጀጋኑ ድማ አብ ዳስ ቻይናውያን አቕሪባቶ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 дня назад +4

    ንድሙቕ ታራኻ ሕዚ ደምሲሳቶ
    አነ ከም ተጋዳሊት አይቅበላን

    • @Redairise
      @Redairise 2 дня назад

      ሓቂ ጓለይ

    • @Seb15
      @Seb15 День назад

      @@asmelashtesfay5931 ልሙድ እድዩ ኣብትግራይ ሂወቱ ንትግራይ መስዋእቲ ክህብ ዝወሰነ ሰብ ቂመኛ መጥፍኢ ዓዲ ምባል ፡እጂ እዚ መናኣሰይ ኮንኩም ከምዚ ክትብሉ ተለኩምስ ጽቡቕ ኣይኮነን። ሰብስ እዋይ እንካዕ ብሂወት ተረፍት ዝሰመረ ሓዳር ይግበረላ ይባሃል እምበር ከምቲ ትብልዎ ዘለኩምስ ኣይግባኣን። ይስመረላ ንዓኩም ውን ክምድልየትኩም ጽቡቕ ዘበለ ይስመረልክም ።

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 2 дня назад +1

    ተጋዳሊት ኾይናስ ንቻይና ትምርዖ 🤔

  • @HananTubeሓናንይቱብ
    @HananTubeሓናንይቱብ 2 дня назад +2

    የትአባቱ ንገንዘብ ይሃልዎ ጥራሕ አበር😂 ተጋሩማ ላቃተልኩም እካ ወዲኡኩምና😢

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 дня назад +2

    ፎእ ኢለያ አለኹ እተን ማሓዙታ ዝቕታላ ዝነበራ ዱሮናት ይራአየአ ዶ?

  • @SmRa-r4g
    @SmRa-r4g 2 дня назад +2

    ዋይ አዶ ትግራይ ነውራም ዋዕሮ አትወልድን ዋይ ጉድ ረኺባ ኽርስትያን ደከእያ 😅😅😅😅😅😅

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 3 дня назад +1

    Gedim ema Tay do nebr ena deki Adnan ema tketluna eko alekum😢

  • @YK-rd3dx
    @YK-rd3dx День назад

    ❤❤❤❤🎉

  • @KbromMekonem
    @KbromMekonem 2 дня назад +1

    Nigenzeb I'm er mis mewadktki da zeytimrawi

  • @habtomhabtom7831
    @habtomhabtom7831 2 дня назад

    ኣብ ትግራይ ድዩ ክነብር እንበር ንሳን ዝወለደቶም ቆሎዑት ብሕጊ ቻይና ናብ ቻይና ክኣትዉ ዜግነት ናይ ኣቦ ኦም ክወስዱ ሕጊ ናይ ቻይና ኣይፍቀድን እዩ

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 2 дня назад

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ተቐቢሉ ተተመርዕዩዋ ይበል እዩ። ተዘየለ ቻይና እምነት የብሎምን ጠላማት እዮም።

  • @Betelhaftay
    @Betelhaftay 2 дня назад +1

    እዩኡባ ንፅድቂ ኢልኪ

  • @eden8286
    @eden8286 2 дня назад +1

    ❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 дня назад +2

    ዋዕሮ ዶ ክብራ ትሸይጥ ኮይና በጃ ክብራ ትቃለስ እምበር?

  • @Mench-w3t
    @Mench-w3t 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 2 дня назад

    ዋሕስ ናይ መርዓት ጌታቸው ዲዩ ኔሩ ወይካአ ደብረጽየን ?

  • @HaileslassieHB
    @HaileslassieHB 2 дня назад +1

    ኣየ ድኽነት

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 2 дня назад +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢Rip

  • @Tazier0221
    @Tazier0221 2 дня назад +1

    祝你们俩新婚快乐

  • @ፃፀ
    @ፃፀ 2 дня назад

    እቶም መራዓውን አዕርክቱን ንዛ ጋል ደልዬም ዘይኮነስ ወርቅታት ትግራይ ንምጉሕጋሕ እዩ

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 2 дня назад +1

    ሪኪሰት እዩ ነዚ ሓላፊ ዓለም ኪርሰትና መራኸስ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 дня назад +2

    ካብቲ ዳስ እቲ ደርፊ ጀጋኑ አብዘይቦቱኡ ምርካሱ ይሕዝን

  • @NetsiGaltigray
    @NetsiGaltigray 2 дня назад +1

    😢😢😢

  • @narutomirach6793
    @narutomirach6793 2 дня назад +1

    Rhus gama waero

  • @tslalegebretsadk2956
    @tslalegebretsadk2956 2 дня назад +1

    ሎምስ ንቻይና ኢዶእ😢

  • @mihiramulu409
    @mihiramulu409 2 дня назад +1

    🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @SenaytHaylu
    @SenaytHaylu 2 дня назад

    እትም አብዘይ ምእታይኩም ታአትዮ
    ደናቁር አፍኩም ሐዙ አካይዶ
    ደቂ አነስትዮ ከም በጊዕ እናሐረድኩምስ ቀደሙኸ ጥዑያት ዲኹም ጨቅጫቃታት ገዝሚ ትደልዮ
    ረሳሐት ኢኹም ፈረንጂ ግን ገዝሙ
    ፍቅሪ እዮ እብናቱ ሀፍቲ አእትዮ
    ሰላምን ቅሳነትን ዘለዎ ንሮ የንብረካ
    ሐከኽቲ ሽተቲ

  • @Eritreana1991
    @Eritreana1991 День назад

    TDF 🤦 ንመሰል ዓርሰ ውሳኔ ምቅላስ ማለት ከምዚ እዩ 🤣 እቲ መርዓዊ ግን ኖርማል ኣይመስለንን ካብዞም ዳውን ሲንድሮም እዩ ።

  • @rahwamebrahtu1475
    @rahwamebrahtu1475 2 дня назад +1

    😢😢😢😢

  • @haileelectronics
    @haileelectronics 2 дня назад +1

    tebek mblae des elwa gdi

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 2 дня назад +3

    All is about money 💰

  • @ThomasLimotransportation
    @ThomasLimotransportation 2 дня назад +1

    Shame on her and family

  • @tslalegebretsadk2956
    @tslalegebretsadk2956 2 дня назад +2

    እቶም ቻይና ድዮም ምግቢ ኣሸጊርሎም😂😂

  • @hanasa7929
    @hanasa7929 2 дня назад

    ከልአት አጓላት አዉን ቻይና ከይሕዛ ካብ መቀለ ዉፁ በልወም😂😂😂😂

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @MakdaHabtemaram
    @MakdaHabtemaram 2 дня назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @HailayKahsay-d5t
    @HailayKahsay-d5t 2 дня назад

    ቻይና ያ ክ እተወለይ ሃሃናናን

  • @mohdnoora5601
    @mohdnoora5601 2 дня назад +1

    ሽሙ ምሽምዳድ ዶ ከቢዱኩም😂

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 2 дня назад

    ስሙ መያዝ አቃተን😂😂 ልጅ ሲወልዱ ያበት ሰም እንዴት ሊሆን ነው😂😂

  • @ይርጋጓልትግራይ
    @ይርጋጓልትግራይ 2 дня назад +1

    ❤❤❤#ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራት ኣሕዋተይ 🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 2 дня назад +1

    ርሑስ ጋማ ይኽነልኩም ።
    ግቡእኺ ገየርኪ ኢኺ ፡ እቶም ለማሰት ትግራይ ዝ ጥፈኡ ዘለዉ ሐለፈቲ ሕርር ይበሉ ።
    አብ መጨረሻ ወዲ በሻሻ ሐደ ብ ሐደ ከንጠልጥሎም እዩ።
    ትግራይ ገዲፈናሎም ናብ ዘኸብረና ዘበለ አመራጺ እዩ ።

  • @mebrahtukalayu1869
    @mebrahtukalayu1869 2 дня назад

    እሞ ምስ ቻይናስ ያ ፍቅሪ ለይመስል እዩ ብዝኾነ ይሞችኺ🤣🤣🤣

  • @ghideybrhane3344
    @ghideybrhane3344 2 дня назад +1

    ጽቡቕ ገበርኪ ካብ ምስ ወዲ ዓድኺ ዋላ ቻይና ይኹን እንቀዋዕ ተመርዓኺ።ካብ ምስ እዞም ጨካናት ተሰሚዑ ዘይፈልጥ ክልተ ዓይኒ ዘውጹኡ ሑሱማት ምምርዓው ከምዚኣ ቀሲንኪ ትሓድርላ ይሕሸኪ ኣገናዕ ኣምበሲት ይብለኪ።

    • @zeraytesfamarian9074
      @zeraytesfamarian9074 2 дня назад

      አታሓሳስባኪ አስፍሒ ሓፍተይ ኩሎም ከምኡ ይገብሩ ማለት አይኮነን ሰብ ኩኒ መጀመርያ ንስኪ

  • @GebrejewergsRomha
    @GebrejewergsRomha День назад

    ገንዘብ ደሊኺ እንበይ ወዲ ደአ ጠፊኡ ትግራዋይ

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 3 дня назад +1

    ❤😂

  • @HaniHani-bp7ki
    @HaniHani-bp7ki 2 дня назад +6

    ተጋሩ ጉራ ተዘይህለወና ፅቡቅ ኔሩ

    • @DawitDase
      @DawitDase 2 дня назад +2

      ናይምንታይ አዴካ ጉራ እዩ ትብል ዘለካ 🤔

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 2 дня назад

      ​@@DawitDase ዉሕጥጥ መጠኑ ዝሓለፈ ከማን ኮ ኣብ ጥራይ ማዓኮርካ

    • @DawitDase
      @DawitDase 2 дня назад

      @@HaniGile-lf8uw ሱቀል ረሳህ ሽንቲ ንስካም ሰብ ኳንካ 🤣🤣🤣

    • @Rich-cq8yl
      @Rich-cq8yl 2 дня назад

      Speak for yourself please. You don’t represent me or anyone else

    • @Rich-cq8yl
      @Rich-cq8yl 2 дня назад

      @@HaniGile-lf8uwWhy are you so mad?Jealousy is a disease 🦠hope you feel better soon

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 2 дня назад

    ይሻልሻል የትግራይ ወንዶችማ አስፈሪ ሆኑ

    • @Maaaa-s4f
      @Maaaa-s4f 2 дня назад

      የጦብያ ሁሉም ነው አስፈሪ

  • @znawuhagoss9176
    @znawuhagoss9176 2 дня назад

    ሽሙ ንምሽምዳድ ዝከበደና 😂😂😂

  • @YemaneTsegay-ou1eg
    @YemaneTsegay-ou1eg День назад

    ቱ ዑዱም ይገድድ

  • @johnt.4198
    @johnt.4198 2 дня назад +1

    ሰለፍ ትግራወይቲ ደኣ ንኹሉ ክፉት እንድዩ፡ እንታይ ዘገርም ኣሎዎ?

  • @ruthberhe2369
    @ruthberhe2369 2 дня назад +1

    ❤❤❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤