Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzaber amlak xegu yebzhi yehwatey mareyy nay Behaqi des zebil gen yekreta dea enber abti haqi hasotes haqi and gega bebal do yehyesh
Anes nbaba shenoda ,aba Yestos, abune Bushoy sle zfetwom n gbxi kfetwa meat ye . God Bless You all N Qalehiwet yesmealna ahwat. Thanks for sharing. I hope one day I will visit that holy place 🥰
እቶም ዝሓቱ ወላ ዝምልሱ ኩሎም ደስ ክብሉኻ...ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ኣሰይ ደስ ክብለካ!
ኣእምሮይ ናይ በሓቂ ተነቃቂሐ ጸኒሐ በቃ!
ሰኣን ከምዚ ጌርካ ሂወትካ ምዕራይ ኣብ ዘይከውን ፖሎቲካን ምፍልላይን እባ ንውዕል ኣለና!በጃኹም የሕዋተይ ነዚኦም ተስፋ ንሃቦም መታን ነዓና ክሕሸና።
ቃልሂወት የሥመዐና ዝከበርኩም አሕዋትና አፍቀርቲ ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ደስ ክብል ብጣዕሚ✅✝️
ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ከምዚ ገርኩም ህዝብኩም ክተታባብዑ እግዚኣቢሄር ጸጉ ይብዝሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
ቃል በረከት የሰመዐልና አሜን አሜን አሜን
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ! ኣዚዩ ደስ ዘብል። ግን ግዜ ንምቑጣብ እቲ ሕቶታት ሓንሳብ ምስ ተሓተተ እንተ ዘይድገም ምሓሸ ምበልኩ። ብዝተረፈ ብሉጽ ስራሕ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
Amen Amen Amen Temsegen 🤲🤲🤲🤲
አሰፋ ደሰ ክብል ቀፀሉሉ ቃል ህይወት ይሰመዓልና
ብጣዓሚ ደስ ዘብል ፍቱዋት የሕዋት ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ብሰላም ከኣ ኣምላክ ሃገርና ይምልሰና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም🤲🤲🤲
ቃልሂወት የሥመዐና እግዚአብሄር አምለክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ ክንደይ ደስስስስስ ዝብል እዩ ክንደይ ተማሂርና✝️✅✅
አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና። እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልኩም ደቂ ተዋህዶ
ብሓቂ ደስስስስ ዝብል እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም በረከት ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና ክቡራት ኣሕዋትና ቀፅልዎ እቲ ሕቶን መልስን ብጣዕሚ ደስ ዝብል👏🏻
ቃለ ሂወት የስመዓልና ይሕዋተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ።
ቃለ ሂወት የስመዓልና ይሕዋተይ ጸግኡ የብዝሓ ልኩም ፈጣረ ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏
ኣሰይ ተናፈቕቲ ኣሕዋተውይ ድያቖናተይ መመሊሱ ጸግኡ ይዓድልኩም ፈጣሪ ግብጺ ዓይነይ ድንግል ምስ ፉቑር ወዳ ይጽልልኩም!!
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ እግዚኣቢሄር ምስቶም ጀሚሮም ዘቃርጹ ዘይኮነስ ምስቶም ጀመርቲን ፈጸምቲን ይጸምብርኩን ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ። ኩላትና ተከታተልቲ ነተባብዓዮም ኣጆኩም ዝግበኣና ካብ ምግባር ድሕር ኣይንበል💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጽጉ ይብዝሓልኩም በርኸትን ረዲኤትን ናይ ኣቦና ጵውሊን ኣቦና እጥኖስን ጽሎቶምን በረኽቶም ምሰ ኩላትና ይኩን።
Dust
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ናይ ብሓቂ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥኩምና ቀጽልዎ የሕዋት
ታይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣዕዚዙ ይባርኩም መሃሪ ነብስና ንፍትሸሉ መንፈሳዊ ሕቶታት እዮም ጸግኡ የብዝሓልኩም በረከት ናይ ኣባ እንጦንዮስ ምስ ኩላትና ይኩን ።
ኣሰይይይ መንፈሳዊ ቅንኣት የሐድር
ፀጉኡ የብዘሐልኩም
ቃላህወት የስመዐልና ፀጋእ የብዘሐልካ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
🙏🙏🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣምላኽ በረኽቱ የብዛሐልኩም አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና በረከት ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ይክፍለና ድያቆን ሞጎስ ዓርከይ
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት የሕዋት
በጃኩም ሳብስክራይብ ሼር ንግበረሎም ንባዓልና ንካልኦት ኣሕዋትና እዩ ኣብ ዘይረብሕ ነገራት እኮ ሳብስክራይብ እናገበርናስ ንዞም ኣሕዋትና ነተባበዕዮም 👏🏻
ብሓኪ ኣብ ከምዚ ድኩማት ኢና
Nay behaki tebuk aleka
Nay bihaki 🙏🙏🙏
ባዕልክን ናቲ ቃይሕ ጽቆጦኦ ካብዩ ናታ ደወል ሰብስክራይብ ዝብል ዞሎ
Btami tsbuk htotat eu kexlwo kale hiwet yesmalna amen amen amen 🙏 ⛪ ❤ 📿
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋትና ጸጉኡ ይብዝሓልኩም እግዚኣቢሄር
Asey admen tanan yahabekum fetari ❤✝️❤⛪️❤👈
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር ጸጉ ይብዝሓልኹም ❤❤❤❤❤❤❤
ዝተመለሰ መልሲ ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፍ ፡ ኣሕዋተይ ድማ ጸግኡ የብዝሕ ፡ ወትሩ ኣይትፈለዩና ዓቢ ትምህርቲ'ዩ ንከምዚ ከማይ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ስድራ እግዚኣቢሄር ♥
ፀሎት እመብርሃን ኣይፈለይኪ ፍትውተይ 🥰🥰
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እግዛኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዙሕ ተማሂረ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ናይብሓቂ ጽቡቅ መደብ ኢዩ የሕዋት እግዛቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ብዙሕ ተማሂርና💒🇪🇷👏
amen amen amen kal hiwet yesmalena❤❤❤❤❤
amen amen amen qal amelak yesemalena
ቀጺልዎ ብሩካተይ ብታአሚ መሳጢ ዝኮነ ህቶታት ኢግዚኣቢሄር ዘጊኡ የብዝሃልኩም 🙏🙏🙏 አቲ ሚድጊጋም ህቶታት ዊን ጽቡቅ ሚክኒያቱ ነዞም ሃደኪልተ ዘይንፈልት ከኣ ኣጸቢቁ ይርዲኣና! 🙏❤❤❤
ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሕዋተይ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna yhwatna nay agolgulot zemenkum amlak ybarkelkum
ቃል ሂወት የስምዓልና ፍቁራተይ ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልኩም ብጣሚ ደስ ዘብል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ብጣዓሚ ደሰ ዘብል መንፈሳዊ መደብ ፡ቀጽሉዎ ኣሕዋት፡ ስደትና ይሕጽረልና ፈጣሪ
ቃለ ህይወት የስመዓልን ጸግኡ የብዝሓልኩም
ቃል ህይወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓኩም
Amen Amen Amen Qale Hiwet Yesmealna kexlwuo
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ደስ ክትብሉ አምላክ ምሳታትኩም ይኩን🙏🙏🙏 ። ብዙህ ዛይንፈልጦ ኣፍሊጥኩምና .Thank you!
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
በጥዒሚ እና ነመስገነኩም ❤❤❤❤ቃል ህይወት የስመዐልና
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey
ዋውውው ኣንታ ክደይ ይነፍዑ ህዝቢ
_ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላክ❤_
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaln Amlak xegu yebzhalukum
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዓልና ከምዚ ዓይነት ሕቶታት ብጣዕሚ ክጠቅመና እዩ ፀግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ክቡራት ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉን በረከቱን የብዝሐልኩም ቀፅልው አሕዋተይ
Amen amen amen yekinyla ahwtena mhare kinflto zegban tmehrkmna kixele kikwen yemna
Amen Amen Amen qale hiwet yasemalena btaemi tsbuq srah qetslwo.
ኣምላኽ ቃለ ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ፍቁራተይ ብዙሕ ተማሂረ ቀፅልሉ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም Thanks so much
Amen amen amen kal hiwet yesmalena des zebel heto egezabiher amelak xegeu yebezhalkum
Amen qale hiwet yesmealen Ezigabhir amlaekina
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና
እግዛቢሔር ኣምላክ ፀጋግኡ የብዘሐልኩም 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የስመዓልና ሕልፍ ክብል ዝረኹዋ ቻናል ብጣዒሚ ደስ ዝብ ሕቶን መልድን እዩ ቀፅልሉ አነ ከማን ዘይፋጦ ብዙሕ ነይሩ አፍሊጥኩምኒ ፅግኡ የብዘሐልኩም
Amen amen amen qael hiwet yesmalna
Qale hiwet yesmalna kburat ahwatnan deqnann dyaqonat nabhaqi des zbl abetu yebrkum maerkum ab zlaley yebxhayo zebenkum ybarkelku brukateyy
ቃል ህይወት የስመዐልና ❤❤❤❤
ኣሰይይ ኣምላክ ጸጋ የብዝሕ ክብራት ስድራ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ክንደይከ ደስስ ይብል ኣዝና ኢና ዝነመስግን ብዝሕ ኢና ተማሂርና ኣምላክ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልኩም
ቀጽሉሉ ኣምላክ ይሓግዝኩም
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋ የብዘሓልኩም
ኣሰይይይይ ቃል ህይወት ይስመዓልና ፍቁራተይ ጸግኡ የብዝሕ በረከትኩም ይሕደረኒ አሜን 🤲
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzaber amlak xegu yebzhi yehwatey mareyy nay Behaqi des zebil gen yekreta dea enber abti haqi hasotes haqi and gega bebal do yehyesh
ናይ ክርስቶስ ደም ይሕሸካ ህይወት ክኾነልካ ብሩኽ ሐወይ ሐፍተይ
Kale hiwet yesmeana ahwatey 🙏 azu des zbl eyu bzuh zeyfelto felite xegu yebzihalkum ahwatey 🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት አሕዋትና
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣቤቱ የብርክም ተባረኩ ብጣዕሚደስ ባህሊ እዩ ኣብቱ የብርኩም እግዚኣቢሄር
E/r xegu yebzhalkum ahwat kele hiwet yasmalna 🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋት ብጣዕሚ ሃናጺ ትምህርቲ ተቕርቡ ኣለኹም እግዚአብሔር አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ።ይቕሬታ ግን ዝነኣሰ ሰማእት ኣብ ታሪኽ ቤተክርስትያን ኤስድሮስ ዝበሃል ወዲ ዓሰርተ(10) ወርሒ ህጻን ኣሎ ፡ምናልባት ውን ካብኡ ዝንእስ ክህሉ ይኽእል ።
ሥንክሳር ሚያዝያ 9 ክንምልከት ንኽእል ኢና።
ስለ ኩሉ መደባትኩም ግና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀጽልዎ ጽግኡ የብሓልኩም እግዚአብሔር ብድጋሜ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ሓው፡ ግና ሓንቲ ሓሳብ ክህበካ፡ ሎሚ ኣብዚ ግዜና ክሕተቱ ዘለዎም፡መሰረታዊ ሕቶታት እንተዝኸውን ክንደይ ጽቡቅ ምኾነ፡ ካብ ብዕድመ ዝበዝሐ ዝገበረ ኢልካ ካብ ምሕታት፡
#ሎሚ ጽኑዕ እምነትን ሓቀኛ ክርስትያናዊ ሕይወትን ኣብዘድልየሉ ዘሎ ዓለም፡
1. "እምነት ማለት እንታይ ማለት እዩ? እምነት ነዓኻ/ኺ እንታይ እዩ?
2. ቤተ ክርስትያን ማለት እንታይ ማለት እዩ?
3. ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ መደብ ድሕነትና እንታይ ተራ ነይርዋ? ካብቲ ናታ ኣበርክቶ ግለጺ/ጽ?
4. ኢየሱስ ክርስቶስ ከመይ ገይሩ ኣድሒንና?. .......
ወዘተ ከምዚ መሰረታዊ ርድኢት ክንገብረሎም ዘለና ሕቶታት እንተትሓቱ ክንደይ ጽቡቅ ምኾነ....እምበር ብጣዕሚ ትድነቅ channel......
ኣሕዋተየ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕቶን መልሲ እዩ ናትካ ሓሳብ ግን ደግፈዮ ምክናይቱ አነ ክርስትያን ምኻነይ እየ ዝፈልጥ ስለ ሃይማነተይ ኣይፍልጥይ
@@askalreda3914ብልቢ thanks more... እወ ናይ ኩልና ድኻምነት እዩ ሓወይ/ሓፍተይ....
Kal hiwet yesmalna amlak nay agolgulot zemenkum ybark xegu yebzhalkum 👉💒👈❤️❤️❤️ ketlwo
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራት ኣሕዎትና ጸጋኡ የብዘሐልኹሙ ደስ ዝብል ት/ቲ ህንደይ ደስ ትብሉ👏👏👏🌿🌿🌿
ብጣሚ ጽቡቅ እግዛብሄር ጽጋኩም ይብዝሃልኩም ካል ሂወት ፡ይስመኣልና።
Yekenyelna z hawey zey felt znebrku bzuh temhire 👏👏❤️❤️🙏🙏🙏orthodox tewahdo lezalalm Tnur 💐👏💐👏💐✝️👏💐❤️✝️💐✝️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና
ክትቅጽልዎ ተስፋ ይገብር
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሠመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍቱዋተይ
ቃለ ህይወት የስማዐልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈታሪ
ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም
Kalehiwet yesmalna Egziabhier Amlak tsegu yebzhalka bteami tsbuk medeb
ቃለ ህይወት የስማዓልና ናይ ባሓቂ ገቦዛት ቀፅልዎ እግዛአብሄር ፀጉኡ የብዛሓልኩም
ኣሰይ ደስ ክብሉካ🥰🙏🙏🙏ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ🥀🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ በረከቱን የብዘሐልኩም ፍቱዋተይ አሰይይይ አዝዩ ደስስ ዝብል
Anes nbaba shenoda ,aba Yestos, abune Bushoy sle zfetwom n gbxi kfetwa meat ye . God Bless You all N Qalehiwet yesmealna ahwat. Thanks for sharing. I hope one day I will visit that holy place 🥰
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምርቲ ኣምላክ ጸጋ የብዛሓልኩም
Asyyyyyyyy yhwatey maereyyy Edman tenana yhabkum fetari
ደስ ዝብል መደብ ቃለ ሂወት የስምዓልና ፍቱዋት አሕዋትና ጸግኡ የብዝሓልኩም ካብ በረከትኩም ድማ ይኽፈለና
Amen amen amen qal hiwet yesmealna brukat yhwat
qal hawit yasmalna ahwte ahtiy amen amen
ተባረኩ ደቂ ተዋህዶ ንኩሉኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ካብ ክፉእ ይሓልኩም
ብጥዓሚ ደስ ዘብል ምህሮ ቃል ህይወት የስምዓልና ።
ብጣዕሚ ደስ ዚብል ቃል አምላክ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራት አሕዋተይ