Eritrean street question መንፈሳዊ ሕቶታትን መልስታትን ብዛዕባ ጥምቀት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 4 янв 2025

Комментарии • 190

  • @mizkeren2697
    @mizkeren2697 4 года назад +73

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ሒዝካ ዘለኻ እግዛቢሄር ኣምላኻ ይሓግዝካ ኣደይማርያም ብጸጋኣ ትደግፍካ ግና ናይ መንፈሳዊ ሕቶታት ጥራይ ክትገብሮ ብትሕትና ይላበውካ

  • @lme5630
    @lme5630 4 года назад +51

    ጎይታናን መድሃኒናን ኢዮሱስ ኩርስቶስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ብማይ ምጥማቁ ንዓና ንደቂ ሰባት ትሕትና ንክምህረና፡ውልድነት ክህበና፡ነቲ ድያብሎስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ዝደፈኖ ናይ ዕዳ ደብዳቤ ንክድምሥስ፡
    ንበረከት አየ ፈቲነ
    ቀጺለ ንፉዓት የሕዋተይ ኣጆኩም ቀጽልዎ መንፈሳዊ ሑቶ ጹቡቅ አዩ ጻማኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ

  • @AaA-ss6gg
    @AaA-ss6gg 3 года назад +8

    ደስ ዝብል ሕቶ’ዩ ግና ንካልእ ብዙሕ ነገር እንዳ ፈለጥና ሃይማኖትና ንምንታይ ዘይንፈልጥ ብጣዕሚ ሓዚና
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣይነ ልቦነና ይክፈተልና

  • @MiliMillan-u6r
    @MiliMillan-u6r 8 месяцев назад +2

    😢 ዓለማዊ ሕቶ ተዝከውን እኮኣይምተቀደምናን ካብ መንፈሳዊነት ግን ንምንታይ ኢና ንርሕቅ
    ቀፅለሉ ክቡር ሓውና ተባረክ❤

    • @Privateme-v6p
      @Privateme-v6p 8 месяцев назад

      Diablous ዕድል እንዳ ሃብና

    • @MiliMillan-u6r
      @MiliMillan-u6r 8 месяцев назад

      @@Privateme-v6p ንሕና ዲና ግን ናብ ሰይጣን ንከድ ዋላ ንሱ እዩ ዝመፀና ኩሉ ግዘ ሕቶ ዝኮነኒ🤔

    • @HermonTesfay-q5m
      @HermonTesfay-q5m 2 месяца назад

      ንሕና።

  • @ሄሪሓዊእንቺ
    @ሄሪሓዊእንቺ 4 года назад +47

    በጃካ ቀጽሎ ዝ ሓወይ pleas ብ ማርያም ኢለካ ሕጂ ጥራይ ካባካ ክንደይ ፈሊጠ ኣይትጥፈኣና ብሩከይ

    • @senaytguosh5151
      @senaytguosh5151 4 года назад

      Asey egzabehr amlak xegu yebzhlka zhawey ajoka kexlo

  • @betekanazeweyn727
    @betekanazeweyn727 4 года назад +23

    (1) ጎይታ ስለምንታይ ወዲ 30 ዓመት ተጠሚቁ፧
    = ኣዳም ወዲ 30 ዓመት ዩ ተፈጢሩ ነዛ ወዲ 30 ዓምት ኮይኑ ዝተፈጥራ ውልድነቱ ስለ ዘጥፍኣ ጎይታ ድማ ነዚኣ ክመልስ ዩ ወዲ 30 ዓመት ተጠሚቁ ።
    (2) ጎይታ ስለምንታይ ብማይ ተጠሚቑ ፧
    = ጎይታ ብማይ ዝተጠመቐሉ ምኽንያት, ማይ ካብ ግዳማዊ ርስሓት ሰብነትና ከም ዘንጽሃና ነዚ ምሳሌ ብምግባር ዩ እምበኣር ጎይታ ብጥምቀት ማይ ካብ ሓጢኣትና ንኽንነጽህ ጥምቀት ገዲፉልና ፡ ብማይ ርስሓትና ከም ንነጽህ ብጥምቀት ናይ ማይ ድማ ሰብነት ነፍስና ንነጽህ ።

  • @erinamedia2964
    @erinamedia2964 4 года назад +9

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዩ ክቡር ሓወይ፡
    ኣጆኻ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ እግዝኣቢሀር ኣምላክ ጽግኡ ይብዝሃልካ ነዚ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ፌራ ( Corinavirus ) የርሕቀልና፡
    ኣብ ሂወትካ ሰላም ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ።

  • @yeabiyokesete1513
    @yeabiyokesete1513 4 года назад +5

    ኣነ ቃል ኣምላክ ዋላ ሓንቲ ኣፍልጦ የብለይን እዞም ርጉማት መናፍስቲ ቀጻሊ ይጻቡኡኒ ብኮይ ፈሊጦም ሕጂ ግን ተስፋ ኣለኒ እንተቀጺልካዮ እዚ መደብ ሕጂ ጥራይ ክንደይ ፈሊጠ ክቡር ሓው God plase you

  • @binyamluel2773
    @binyamluel2773 4 года назад +17

    ስአሊል ሂወት የስማልና ኣጆካ ዝሓወይ ቀጽሎ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ግን ኣቲ ስልማት ንሰብ ትስልሞእዘ ስእሊ ቁዱሳን መስቀል ተትገብሮ ጽቡቅ ይብል ኣነ ዝሓወይ ኣምላክ ዝሓሰብካዮ የስምረልካ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @kedisheyyynateyyy2921
    @kedisheyyynateyyy2921 4 года назад +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ክብራት ኣሕዋተይ
    ብጣዕሚ ጽብቅ ሕቶታት እዩ ንበረኸት ይግበረልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ
    ጎይታናን መዲሓኒንን ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ተጠሚቁ ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ ከኣ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ምጥማቁ ውልድነት ክህበና ነቲ ዲያብሎስ ናይ ዕዳ ደብዳበ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ቀቢርዎ ዝነበረ ንምድምሳስ ኢሉ ውልድነት ክህበና ኢሉ እዩ
    ለቱ ስብሃት
    ከም ፍቃድ አምላኽ ይቅሬታ ንእሽቶ ርኢቶ ክህብ ደስ ይብለኒ እግዚኣብሄር አምላኽ ጸጋኡ ይሃብኩም እሞ መንፈሳዊ ሕቶታት ኪሳብ ዝኮነስ ጥራሕ መንፈሳዊ ግበርዎ ካሊእ ኣድበር ታይዝ መሳሊ ኣይቲእትውሉ ኣምላኽ ንበረኸት ኪገብረልና እንተ ደኣ ግዜ ደሊኹም ከም ናይ መዝሙር ክላስቲካል መሳሊ ኪትገብሩ ጽብቅ ኮይኑ ይስማዓኒ ኪብረት ይሃበለይ ጸጉኡ የብዚሓልኩም ኪብራት ኣሕዋተይ

  • @Ereytsda
    @Ereytsda 4 года назад +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ክቡር ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣዝዩ ኣገዳስን ጠቓምን መደብ (ሕቶታት) ኣእምሮኻ ኣንቂሑ ነፍስኻ ዘፈትሽ ኢዩ እሞ በርትዕ ቀጽሎ።
    ካባይ ጀሚርካ ንእምነትና ንፈትሾ እምነት ግብሪ ክህልዎ እንተ ኾይኑ ፍልጠት ኣገዳሲ ኢዩ ከም'ኡ ድማ ካብ ጌጋ ርዲኢት ወይ እምነትካ ምዝንባል ይሕልወና።
    ግን ክንፈልጥ ጥራይ ኢልና ዘይኮናስ ንኽንነብረሉ ሂወትና ክምቕር ኪደትና ክቐንዕ ንመሃር ነጽንዕ።
    ጽባሕ ንግሆ ከምዚ ንርእዮም ዘለና ምዕራባውያን ሕማቕን ጽቡቕን ጠፊእዎም ካብ እምነቶም ዘምቢሎም ዘለዉ ከምኦም ከይንኸውን ! ሰረትና ኣብ ሑጻ ኣይኹን!
    ቅድም ንነብስና ድሓር ድማ ንደቅና ሓሲብና እምነትና ንፍለጥ።
    ምስናይ ይቕሬትኡ ፍልጠት ዘይኮነስ ድልየትን ሓልዮትን ኢዩ ሓሳበይ ክህብ ተገዲደ።

  • @frehiwetgebretsadkan9262
    @frehiwetgebretsadkan9262 4 года назад +20

    ንፉዓት ዞም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ትምህርቲ እዩ ቀፅሉዎ!ኣብኣ ከለኹም ካዓ ቁሩብ ኣብታ ናይ ኣዘራርባ ቋንቋኹም ኣዐርዩዎን ናብ ትግርኛ ዝኾነ ናይ ካልኦት ኣይትሕወስሉ...እኳ ዳኣስ ናይ ካልኦት ክትዛረቡ እንከለኹም ትግርኛ ክሕወሰኩም ኣለዎ እምበር..ትግርኛ እንዳተዛረብኩም ናይ ካልእ ክትሓውሱ የብልኩምን! እታ ካልኤቲ ካዓ አቆፃፅራ ዕለት ኮነ ብዓላት መንነት ግዕዝ ኣይተህስሱዎ ኣድህቦ ገይርኩም ንኽትመልክዎ ፀዓሩ...ናይ ፈረንጂ ሰብ ዋና ኣለውዎ.ጌጋ እንተሎ ኣርሙኒ

  • @የድንግልልጅነኝ-ቘ1ደ
    @የድንግልልጅነኝ-ቘ1ደ 3 года назад +2

    በስመኣብ ወወልድ ወመፈስ ቅድስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኩቡር ሓዉና ቃለ ሂወት የስመዐልና
    ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኩቡራት አሕዋተይ
    ብጣዓሚ ፅቡቕ ትምርቲ እዩ ሕፅር ኢሉ ዝርደአካ ንድኹማት አሕዋትኩም በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ከምዚይ ዓይነት ይሕግዘና እዩ።
    እስከ ንፈትሽ ነብስና ኣቡነ ዘሰማያት ዘይንኽእላ ሰባት ኣለና ንሳ እንተኺኢልና ኩ ክርደአና እዩ
    እስከ ነቃ ነቃ በሉ ዲቂ ተዋሃዶ ማዓራት
    ግን ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ብመፈስ ጀሚርካ ብስጋ ኣይትወደአዮ ከም ዝብለና ብመፈሳዊ ጨርሾ ኩቡር ሓዉና ናይ ዓለማዊ ነገር አይትሕወሰሉ ምኽንያቱ ተኻታታሊ ኣለካ ብዙሕ
    ካባኻትም ቡዙሕ ተማሂረ እየ ብድኽመተይ ዝሓስክዎ ከይርሰዖ እምበር እና ፀጉ የብዘሐልኩም ቀፅልሉ
    እቲ ንሓጢአን ካብ መንገዲ ጌጉኡ ዝምልሶ
    ንነብሱ ካብ መት ከምዘድሕን
    በዝሒ ሓጥያትውን ከምዝኸድን ይፍለጥ ።
    ይብለና ኣቦና ያእቆብ ምዕራፍ 5፦ ፍቅዲ ፦20
    ስብሃት ለእግዚኣቢሄር
    ወለ ወላዲቱ ድንግል
    ወለ መስቀሉ ኩቡር ኣሜን ፣🙏✝️⛪

  • @ምንባርተፈቲንካ
    @ምንባርተፈቲንካ 3 года назад +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ አሕዋተይ ዕድመን ጢዕናን ይሓብኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኩም ኩሉ ግዜ አብ ዝርያኩም ይኩን ስደትኩም አሕፂሩ ንዓድኩም ብሰላም ይምለስኩም ቀፅልሉ ሓፍትኩም እየ ካብ ትግራይ አብ ፀለትኩም ካዓ ሕወስና ሰላም ንህዝብና እግዚአብሔር አምላክ የውርደልና🙏🙏🙏

  • @FreweymiGoit
    @FreweymiGoit 2 месяца назад

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝሓወይ ገምኡ ግርኩም ተመሃሃሩ መፍቶ መናፍቃን ከይንከን

  • @wedigehre2043
    @wedigehre2043 4 года назад +7

    ቃል ሂወት የስምዓልና ኩብራት የሕዋት♥♥♥ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 2 года назад +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም

  • @ኣደይወትሩኣብልበይ
    @ኣደይወትሩኣብልበይ 4 года назад +1

    ናይ ብሓቂ መሃሪ ዝኾነ ቃል ሂወት የስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤️🙏❤️🙏❤️ቀጽሎ ሓወይ ናተይ አግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ናብ ቤት አግዛብሄር ክንቀርብ ትገብሮ ዘለኻ መደብ ኣዝዩ ደስ ዝብል አዩ ግን ብመንፈሳዊ ጀሚርካ ዓለማዊ ንኸይተእቱ ይላበወካ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Год назад

    ቃል ሂወት የስማልና ብርካተይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ezgabheryemasegen6009
    @ezgabheryemasegen6009 4 года назад +3

    ብጣዕሚ አግዳሲ እዩ እዚ
    Program ንፉዕት እግዚአብሔር
    ይሐጉስኩም እቶም ዝምሉሱም
    ብጣዕሚ ንፉዐት 🙏🏽❤️👍🏽

  • @ሰሉጓልተዋህዶ-ቀ8ዸ
    @ሰሉጓልተዋህዶ-ቀ8ዸ 3 года назад +1

    ብሓቂ ኩቡረይ ቃል ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ እየ ተማሂረ ካብዚ ♥♥♥♥

  • @Essieshe
    @Essieshe 4 года назад

    ናይ ብሃቂ ምሃሪ ስብከት ክብርን ምዝጋና ንጎይታና መድሃኒና ኢዮሱስ ክርስቶስ ይኹን

  • @michaelasefaw8865
    @michaelasefaw8865 2 года назад

    ሓታታይ ጠረው ኣይትኹን ኣይተዋጥሮም፡ዝያዳ ንኽፈልጡ ሓግዞም።ካልእን ብጣዕሚ ጽቡቕ ቃል ሂወት የስምዕልና

  • @betekanazeweyn727
    @betekanazeweyn727 4 года назад +1

    እግዚኣብሔር የሓግዝኩም። ጽቡቕ መደብ ዩ ቀጽልዎ፡
    ሓንቲ ክብላ ዝደሊ ግን ክትሓትት ከለኻ ሓደራ እዚ እንግልሽ ምሕዋስ ግደፎ ጽፉፍ መንፈሳዊ ምእንቲ ክኾነልና ፡

  • @samihabte9590
    @samihabte9590 4 года назад

    ሓወይ ናተይ ናይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ተቅርብ ኣለኻ እግዝኣቢሄር ብጸጉኡ ይባርካ እዚ ትቅርቦ ዘለኻ ናብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ብረኸት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለኻ

  • @tesfayfilmon502
    @tesfayfilmon502 4 года назад +2

    ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ፍትዋት ሓተትቲ: ምክንያቱ ንመጀመርታ ግዚ መንፈሳዊ ሕቶታ ሒዝኩም ናብ ህዝብኩም ብምግስጋስኩም:: ተሓተትቲ ድማ ብዛዕባ ሃይሞነትና ብጭቡጥ ክንፈልጦ ንሓልን: ምክንያቱ ወለድና ንዓና ንሕና ከኣ ንውሉድና ክነሰጋግር ሕድሮም ስለ ዝኮነ ::

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 3 года назад

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኻ ይባርኽ እግዚኣብሄር ጽቡቕ መደብ እዩ ቀጽሎ

  • @berekettumuzghi6588
    @berekettumuzghi6588 5 лет назад +6

    Wow my big man your doing well continue.
    Is this what Canterbury church abune gebremenfes kudus deserve come on sweetie get there and learn more, you will be able to answer them love and lots ❤❤❤ much respect all of you brother's. GOD BLESS YOU.
    Thank you for sharing it

  • @abrahamkesetemehari
    @abrahamkesetemehari 4 года назад +4

    Bravo xubuq aristi kexilo

  • @asterkiros6731
    @asterkiros6731 Год назад

    Amen amen amen kale hiweat yesmalina 🙏🙏🙏

  • @ኣሩሱጓልተዋሁዶዩቱቡ

    ባሓቂ ቃል ህይወተ ያስምዕልና❤❤❤❤

  • @ከምዓለሙክቅጽሎኢዩ
    @ከምዓለሙክቅጽሎኢዩ 4 года назад +2

    ቃል ሂወት የሰምዓልና ኩብራተ የሕዋሓት

  • @ሚልካዘክርስቶስ
    @ሚልካዘክርስቶስ 4 года назад +1

    ቃለ ህይወት የስምአልና ዝሓወይ ,መሃሪ እዩ ቀፅለሉ

  • @አግዝኣብሔርጋሳየይአዩዝጎ

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና✝️

  • @missiewediemebrhan378
    @missiewediemebrhan378 4 года назад +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና (ሜሮን ዕደ)

  • @thishxadu8374
    @thishxadu8374 4 года назад

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ መደብ እያ ኣጆኻ ዝሓወይ ቀጽሎ ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ ኣምላኽ

  • @andeberhanfutsumyohanis8610
    @andeberhanfutsumyohanis8610 4 года назад +1

    Betami xubq temerti u qexelo qal hiwet yesmalna

  • @banadawit6610
    @banadawit6610 4 года назад

    ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ድንግል ወላዲት ኣምልላክ ምሳኩም ትኩን

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom7154 4 года назад +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @fhwfd5492
    @fhwfd5492 2 года назад

    አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዕን 🙏🙏🥰🥰

  • @Meidengedoe
    @Meidengedoe 4 года назад

    ናይ ብሓቂ መሃሪ መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃ ኩም

  • @edgrff7506
    @edgrff7506 Год назад

    በእውነት ቃለ ህወሀት ያሰማልን❤❤❤

  • @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
    @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 4 года назад

    ቀጽሎ ጅግና ወዲ ተዋህዶ፡ ከምዚ ጌርካ ጎስጉስ፡ ኣማኒ እምነቱ ንኽፈልጥ ኣበጋግስ።

  • @melostube157
    @melostube157 9 месяцев назад

    አሜን

  • @ፅሪቲካሕሳይ
    @ፅሪቲካሕሳይ Месяц назад

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣሕዋተይ ደሙሩኒ

  • @aminehabtegergsh9278
    @aminehabtegergsh9278 2 года назад

    ጽቡቅ ስራሕ ይሕዋት ቀጽልዎ

  • @semharkidane799
    @semharkidane799 4 года назад

    Amen kal hiwet yesmalna hawey Kestlo Egzabher tsegu yebzhalka

  • @luwambereket7394
    @luwambereket7394 4 года назад

    .betami xubuk Egzabhier xega yebzhalkum .Ajokum kexkwo....

  • @tirhashaile7515
    @tirhashaile7515 4 года назад

    ኣምላክ ይባርኩም ቡሩካት ይሕዋት ቀጽልዎ

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 3 года назад

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ

  • @AliAli-jl5ui
    @AliAli-jl5ui 4 года назад +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @mussiegerzgher8489
    @mussiegerzgher8489 4 года назад

    btami xbuq hsab ey qexlo mefleti ykonena nay lomi weledo tefiena ena zelena emo beaqmka kemzi mbrkat abi xega ey amlak xegaka yebzhalka

  • @mashaodesta2201
    @mashaodesta2201 2 года назад

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና👏

  • @ማርያምእናቴነሽ-ቈ2መ
    @ማርያምእናቴነሽ-ቈ2መ 3 года назад

    ቃል ሕይወት ያሰማልን

  • @dngleyadefikiri1062
    @dngleyadefikiri1062 4 года назад

    Btaemi sbuk gerkum yehwat please keydekemikum kexilio egziabiher amlak xegue yebzihalkum 🙏🙏🙏💒💒💒

  • @yorusentertainment7172
    @yorusentertainment7172 4 года назад

    Wow btami xbuk medeb bro qexlo kndey temahire ane keman dey felto zneberku feliteyo hji keep going don't stopping

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. 4 года назад +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብሩከይይይይይ

  • @hanilove5389
    @hanilove5389 3 года назад

    Betami xebki zehawye gin ezi naye almawe meknbare gedfo

  • @edenessayas669
    @edenessayas669 3 года назад

    Asey yhwatey brukat xegu yebzahlkum weldu hawey bertie ajoka,

  • @temesgen637
    @temesgen637 2 года назад

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፅበቃተይ ቀፅልሉ

  • @joyfulfamily
    @joyfulfamily 4 года назад +3

    You are amazing keep up the good work brother we need more people like you 🙏👌👍🙏♥️

  • @solomonmaharena5574
    @solomonmaharena5574 2 года назад

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጽቡቅ ስራሕ

  • @muluebrhanhaile5468
    @muluebrhanhaile5468 4 года назад

    ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ፡ ጽቡቅ መደብ ፡

  • @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
    @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ 2 года назад

    ቃል ህይወት የስመዕና 🙏❤

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 3 года назад

    ዋይ ህዝበይ ስኣን መፀሓፍ ምንባብ ጠፊኡ ለሐዘን ቶም ኣህዛብ ዝበሃሉኮ ህፃን ከይቀረየ እዩ ዝፈልጥ እቲቆርኣኖም ተገማ ናትና ክንፈልጦልግበእና ግንኣስርና የመፀሐፍ ሲኢና የግዜስኢና መጫዉቲ ድያብሎስ ንኮልናብድክመትና

  • @aewetmogos9946
    @aewetmogos9946 4 года назад

    ብታእሚ ጽቡቅ መደብ ጽግኡ ይብዛ ሓልካ ቀጽሎ ንፍዕ

  • @nebyattesfazgi3423
    @nebyattesfazgi3423 8 месяцев назад

    Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawey

  • @natsnetkebedom1750
    @natsnetkebedom1750 4 года назад

    Btaemi xbuq medeb egzabiher amlak xegu yebzhalkum

  • @BiniyamYemane-mz7tr
    @BiniyamYemane-mz7tr 4 месяца назад

    ዝፈት ዎ ሕቶታት ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @tsigehalafi1755
    @tsigehalafi1755 4 года назад

    ቃለ ሂወት የስምዐልና።

  • @desaledanel9450
    @desaledanel9450 4 года назад

    አዝዩ ደስ ዘብል ሕቶታታት አምላክ ጸጋ ይዓድልኩም ነቲ እግዝአብሃር ንመስፍን እያሱ ዝበሎ ኣብ ምዕ 1 ፍቅር 8 የዘኻኽረካ ደስ ዘብል እዩ ቀጽልዎ

  • @dittaaraya8171
    @dittaaraya8171 2 года назад

    Wow well done keep it up my brother

  • @luliyashmendi5809
    @luliyashmendi5809 4 года назад +8

    This is so interesting 🙊, I mean that's good concept to teach people, who don't know about the bible obviously 🙏 this is going to be useful and remain us to read more thing's about it, so yeah go on young man🙏✊💙

  • @segesegeabudhabi1407
    @segesegeabudhabi1407 3 года назад

    አሜንአሜንአሜን

  • @godislove9722
    @godislove9722 4 года назад

    Good job man so jesus krstos bless you and all Kristian

  • @tesfayteklemicheal
    @tesfayteklemicheal 2 года назад

    ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ዋሃደ ኣምላክ
    ክላሌኦን (3)

  • @merhawihagos7668
    @merhawihagos7668 4 года назад +1

    Naybhaki senay eyu qexlo zihawey bzuh temahirna qexlo sdrana

  • @aster9757
    @aster9757 4 года назад

    Wawew xbuk medeb bro qexilo bkemzi u zthazelka so zeynfelto nfelt👍👍👍

  • @yohannestekleab8777
    @yohannestekleab8777 4 года назад

    Amen AMEN AMEN QAL haweti yesmalena!🙏🙏🙏

  • @teagesmikael294
    @teagesmikael294 5 лет назад +2

    Qale hiwet yesmalna Sami hawey
    Btaemi xbuk

  • @danielbonda3725
    @danielbonda3725 4 года назад

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቆጽልዎ

  • @danielhabte5499
    @danielhabte5499 5 лет назад +1

    Well well, great work Ajokum 🙏🙏❤️❤️🇪🇷

  • @danielokubazion2836
    @danielokubazion2836 4 года назад

    ሓወይ ብጠዓሚ ጽቡቕ ሓሳብ እቲ ኣብ ሞንጎ ተእትዎ ዘለኻ ግን እንተ ዝተርፍ ምሓሸ ሪኢቶ ናተይ እያ

  • @anesnafike9536
    @anesnafike9536 3 года назад

    amen Amen Amen

  • @medhinkeshi1019
    @medhinkeshi1019 4 года назад

    Qle hiwet yesmalna egzabiher Amlak xegeu ybzhalkum yehwat

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 3 года назад

    ፀጋው ይብዛላችሁ ውድ ዎንድሞቼ እግዝአብሔር ይባርካችሁ

  • @natuchamak8772
    @natuchamak8772 4 года назад

    Xbuk tmrti hawey kemzi htotat yegedsena eiy

  • @torafirstinmylifetewahdo9441
    @torafirstinmylifetewahdo9441 4 года назад

    Nay behaqi eyu zhzeneka seb haymanotu xebuq giru zeyfelt mekanu.

  • @samsonablelom1601
    @samsonablelom1601 4 года назад

    Ney behki kale hiwet yesmlnai kexloi ajka ezgabher maska yekune

  • @gottomgebresslaseshergut7915
    @gottomgebresslaseshergut7915 4 года назад +1

    Xbuk kemze menfsawi htotat kxlwo

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ

    ሠላም ስድራ ልዑል እግዚአብሔር
    እንኳዕ ንባሕቲ ሓምለ ብሰላም አብፀሐና አብፀሐክን ባሕቲ ሓጎስ ባሕቲ ጥዒና መሖጎሲትና ባሕቲ የምፀአልና ንሃገርና ሰላምን ፍቅርን ንህዝብና ድህነት ዝወርደሉ ፣ብስደት ሃገር ንዝሳቀዩ ወገናትና ፍትህ ዝረክብሉ ወርኃት ይግበረልና አሜን ።
    እግዚአብሔር ቸር እዩ እንብሎ በባሕርዩ ፍጹም ቸር በምኳኑ እዩ:: እዙይ ድማ ንምርግጋፅ ምቅማስ ፍቅሩ ይክኣል:: ካብኡ ይርድአና:: (መዝ. 33:7) እዙይ ድማ እዝክሉ ኃጢአትናን ተዓጊሱ ናብ ወርሂ ሐምለ አብፅሑና: ነዚ ቸርነቱ አምልኮ : ውዳሴና ስግደት ይግብኦ::
    ለወርሒ ነሐሴ ድማ ንከብፀሐና ክንምህፆኖ ይግባእ:: ሰናይ ባሕቲ ይግበረልና
    ጎይታና መድሃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ስለምንታይ ወዲ ሳላሳ ዓመት ተጠሚቁ ዝትብል ሕቶ ፡ሕጊ ኦሪት ንምፍፃም ፡ተወሳኪ ደሞ ናይ አዳም ምሳሌ እዩ ።

  • @ጽዮነይኣደይሓልዉኒ
    @ጽዮነይኣደይሓልዉኒ 4 года назад

    Wawwwwww btami des zebl kexlwo amlak msakum ykun

  • @selameyodletey5681
    @selameyodletey5681 4 года назад

    Btami sbuk kndey zeynfelto nfelt alena

  • @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ
    @ክርስቶስኣምላኸይ-ዀ4ለ 4 года назад +1

    ኣሰይ ንፉዓት ኩሉ ግዜ ከምዚ ኣምጹልና

  • @ግዜተቀያሪ-ጀ1መ
    @ግዜተቀያሪ-ጀ1መ 4 года назад

    Amlak yhagzka bro xbuk tebegso u

  • @meksebhani317
    @meksebhani317 4 года назад

    Wawww btami nufuat egzabiher ymelalkumm

  • @hailemebrahtu4564
    @hailemebrahtu4564 4 года назад

    Btami bravo kexlo bzuh nmehar alena kexlo

  • @luwamweldemichael9241
    @luwamweldemichael9241 4 года назад

    Ambesa hawey bereket yekaflena egziabher 💒

  • @frwetfrwet429
    @frwetfrwet429 4 года назад

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ

  • @eritreanatey395
    @eritreanatey395 4 года назад

    Btiam xbuk sraha eyu ajoka qexilo amlak msaka ykoni