Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ክብርቲ ሓፍተይ ኣብዝኣ ክትስተኻኸል ዝግብኣ ነገር እንተላ ናይኪ ኣፅፋርኪ ነዊሑ መስሉ ተራኢዩኒ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ከምዚታት ግቡእ ኣይኮነን ምስ ይቅርታ ከምዚ መንፈሳዊ ሕቶታት ክትሓቱ ከለኹም ድማ ነቲ ተሓታት ኣካል ነፀላ ግበርሉ ንተኸተልቲ ትምህርት ክኾነና መንተ ። እንድሕሪ ተጋግየ ይቅርታ ብድጋሜ
ሓቅኪ ኢኪ /ካዝያዳይ
Ewe ane win abia kir elatini ala tetialiyo xpuk neru
ናይ ልበይ ተዛሪብክለይ❤🙏
Gg
እዛ ጓል ኣካዳድነኣ ደሰ ክብለካ ኹሉ ግዜ ከምዘይ ተዝከውን አካዳድናናሰ አምላክ ከንደይ ምተሓጎሰ
Nay bhaki god bless you
ቶማስ ሓውይ ሓንቲ ክነግረካ ግን ፍልጠት ጥራይ ኣየድሕንን ኢዩ ፍልጠት ይነፍሕ ፍቅሪ ግና ይሃንጽ እዩ ፍቅሪ ከኣ ኣምላክዩ ፈሊጥካ ትርጉም የብሉን ካብቲ ናይ ዓለም ጥበብ ትብሎ ወጺካ ነጸላካ ጌርካ መንፈሳዊ ጥበብ ሓጎስ ዘውህብ መንግስተ ሰማይ ዘውርስ ይሕሸካ ኣሜን god bless you ድንግል ማርያም ትሓግዝካ
ብሓቂ እቲ ጸጉሩ ከማን የፍርሐካ ሓቂ የሐሽ
Aye seb Amlk eko kemti zelekumo ekum mxuni ybl slemtay ekum seb bdege tiferdu
@@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ ክክክክ ጸጉሩስ ናይ ሸጣን ይመስል
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@@nunueye5720 እሞ ናብ አምላክ ምስቀረብናኮ አምላክ ይቕይረና እዩ። ግን እግዚአብሔር እውን ናትና ድሌት ተመርኩሱ እዩ ዘድሕነና ።ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ምስትውዓል ይዓድለና አሜን አሜን አሜን።
መደብኩም ስለ ዝሰሓበኒ እየ ክጽሕፍ ተገዲደ እግዚአብሔር ምስኩላትና ይኩን !!ኣሜን!!ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ በሓቂ ኣነ እንታይ እስከ ካብ ብስነ ጥበብ ትሰርሕዎ ብዙሕ ኣይኮንኩን ግን ብዝያዳ ከምዚ ኢልኩም መንፈሳዊ ሕቶታት ዝብል ኣርእስቲ እሞ ከኣ ቶሚ ምስ ረኣኩ ተሓጊሰ ብልቢ ከምዚ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ክሰርሑ ክርኢ ከለኩ ደስስስ ይብለኒ በዓል ስነጥበባዊት ሰሊና .... ብዙሓት ኣለው ስለዚ ይሕጎስ ነዛ ኣጽናፋዊት ዝኮነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምካነይ ይሕበን የመስግን ብኡነት እንቋዕ ናትና ኮንኩም ፣፣ስለዚ ሓደ ሰብ መንፈሳዊ ክከውን እንተ ደኣ ኮይኑ ቀስ ብቀስ ዩ ማለት ከምዛ ቶሚ ሓውና ዘምጽኣ ኣብነት ብዛዕባ ማዕተብ፣ ትርጉም ማዕተብ ኣረዲኦም ማዕተብ ኣሲሮም ክሰዱካ ዩ ዘለዎም ትክክል መልሲ ያ ፣፣ስለዚ እንታይ እየ ክብል ደልየ በሓፈሻ ጎድኒ ጉድኒ ኣብ ሃይማኖትና ተገዳስነት ክህልወና ይግብኦ ምክንያቱ ስለ ቅዱሳን ኣቦታትና ስለ ሃይማኖቶም ክሳብ ክሳዶም ንሴፍ ዘወፍዩ ደሞም እንዳ ከዓው እዮም ኣረኪቦሙና ሓሊፎም !!!! ስለዚ ንሕና ውን ግቡእ ምላሽ መታን ክንህቦም ንመሃር ንሕተት ንኩሉ ሕቶታት ክምልሱ ዝክእሉ ሊቃውንት ቤተክርስትያ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ኣለው ቤተክርስቲያንና ብኩሉ ሃብታም እያ ኣምላክ ይመስገን ንግባእኬ ሃበ ጥንተ ነገር !! ናብቲ ክብሎ ዝደለኩ መጀመርታ ክብርቲ ሓፍትና ብኩሉ ኣለባብሳኪ ጽቡቅ ናይበሓቂ ግን ሓንቲ ነገር ምስረኣኩ ሲ ከም ኣብ ኮመንት ከም ዝጽሕፉልኪ ተረዲኣትኒ ግን ሓደ ክልተ ሰብ ኣስተባሂሎም፣፣ ጽፍሪ ?????????እሞ ከኣ ዓይነይ ከይከውን እምበር ዝለገበ ጽፍሪ ዋላ ናትኪ ይኩን ጽቡቅ ኣይኮነን ክትእረምላ ሓደራ እብለኪ ፣፣ናይ ቶሚ ሓውና ከአ መን ይፈልጥ ጽባሕ ንጉሆ ዲያቆን እኻ እንተ ዘይበልና ዘማራይ ሰባካይ ክትከውን በዓል ምሉእ ተስፋ እየ ናይ በሓቂ ምክንያቱ ኣብ ሃይማኖትካ ዘለካ ኣረኣእያ ኣድኒቀካ ሓንቲ ነገር ግን ትገርመኒ ነገር እንተ'ላ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና እንተ ርኢና ኣብ ስነ ጥበብ ይሰርሑ እዮም ማዕተቦም ግን ካብ ክሳዶም never ኣየውጽእዋን ንሕና ኤርትራውያን ኣብ ስነ ጥበብ ክንሰርሕ ከለና 5% ኣይሰኣኑን ዘየውጽኡዎ እምበር ኩልና ነውጽኦ ኢና ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ስለዚ ቶማስ ሓወይ ማዕተብ ብውሽትካ ይህልወካ ይከውን ኣብታ በዴገ ንሪኣ ዘለና ግን ናባካ ንግደፎ ጸጉሪ ውን ተሕጽረሉ መዓልትን ሰዓትን የሃብካ ኣዚና ክንሕጎስ ❤ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ በርትዑ ብሃይማኖትኩም ተመክሑ ኣኩሩዑና መንፈሳዊ ሕቶታት ይኹን ካልእ በታዓቅምና ክንተሓባበረኩም ንፈቱ ኣድራሻኩም ጸሓፉልና ብ telegram WhatsApp imo ...... ክንረክበኹም ንዓይ ድኩም ሓውኩም ኣብጸሎትኩም ኣይትረስዑኒ ፣፣ሎቱ ስብሐት ፣፣🙏🙏🙏🙏🙏 ኣይትሓዙለይ ከይተረድኣኒ እየ ኣንዊሐዮ I am so.sory......
1 ቃል፡ብግብሪ፡ብኣርምሞ(ብስቕታ)2)ንፋስ፡ሓዊ(እሳት)ማይ ሓመድ፡ለባዊ ህያዊ፡ነባቢ3)ዲድሞስ ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ4) ጻድቕ ኣብነ ተክለሃይማኖት5)ብድንግል ማርያም ኣንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም6) ገዳመ ቆሮጦስ 40 ማዓልን ርባዓ ለይትን7)8ሰናብቲ ኣሎዋ 8)ኒቆድሞስ ሰብ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስ ዝተወልደ ኒቆድሞስ ምሁር ናይ ኣይሁድ ተማሃራይ ናይ ለይቲ ኢዩ።9)መጻጉዕ 38 ኣብ ዓራት ዝደቀሰ ዱኑስ ኢዩ።10) ስምኦን ኣረጋዊ።ካብቶም 70 ሊቃናት ኮይኑ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ እፕራይስጥ ናይብ ግሪኽ ጽርኢ ክቕየር ከሎ ዝጻሓፈ ኢዩ።
Qal hiwet yesmiana
ቃለ ሂወት የስምዓልና ደስ ዚብል ኢዩ ምጽሓፍካ
ስሞኦን ዝጸሓፈ ኣይኮነን ዝተነበዮ ኢሰይያስ ነቢይ ኢዩ ስምኦን ኣረጋዊ ካብ 70 ሊቃውንቲ ሓደ ኪይኑ ክትርጉሞ ዝተጸዉዑ ብንጉስ በጥሊሞስ ዝተጸውዑ ኢዩ ጌጋ ይክለኣለይ የሕዋተይካብ ቋንቋ ግሪኽ ናብ ጽርኢ ንክትርጉም ዝተጸወዐ ኢዩ
@@autikoszsmu ነብዪ ኢሰያስተነብዩ ቅዱስ ስምኦን ግን ኣይዉለዲኢሉ ብድሕሪኡ ክሳብዝዉለድ ክትፀንሕ ኢካ ተባሂሉ ፀኒሑ ከይሞተ ብድሕሪኡ ጌታ ተወሊዱ ቅዱስ ስምኣንሞይቱ
ኢዚ ተክለ ሃይማኖት ዚበሃል ጻድቅ ኣይ ትበልዎ ወተሃደር ናይ ገብረ ኣምላኽ ተላኣኣኪ ኢዩ።ናይ ኣምሓራ ተረት ኢዩ።
የኤርትራን ቻናል ስከታተል የመጀምሪያየ ነው .. በጣም ነው እምታምሩት ። ቆንጆ ፕሮግራም
ኣብ እምነትኩም ዘለኩም ኣክብሮት ክጽሕፍ ተገዲደ ደስ ዘብል ቃል ሂወት የስምዐልና ኣብታ ድንግል ክትወልድ ትብል ሕቶ ጽብቅ ኣሎ ጻሓፊ ነቢ ኢስያስ እዩ፡ዝተርጎሞ ግን ስምኦን ኣረጋዊ እዩ ስለዚ ተርጋሚ እንበር ጻሓፊ ኣይኮነን ኣባ ስምኦን፡ ካብ ኣታሓትታያ ተኣረምላ ዛሓፍተይ ኣጀኩም ብሃንቀውታ ንጽበ ለና
Ya nay bhaqi ane wun kemu kbl hasibe xenihe.temlisa keykowun gn kftsh xenihe
በጃኩም ከምዚኦም ዝመሰሉ እዳኣምጻእኩም ኪትምህሩናን ኣብነት ኩኮኑ ዉን ይኩእሉ ኢዪም መፈሳዊ ሕቶታት እዳማእኩም ኪንዓቢ ሓጉዙና ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ኣሜን
ቃል ሂወት ይስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኩሎም ስነ ጥበባዊያን ከምዚ እንተ ዘኮኑ ብሓቂ 🙏🙏🙏
Please part 2
በስመኣም ታዓዊትሎም ከቅኑኡኻ ብፍላይ ከኣ እታ ኃል ኣገልጋሊ ኣምላኽ ክትከውን ዓቢ ጸጋ'ዩ😢🥺🙌🏾
ቃለ ሂወት የስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ዝመደብ ተዳልዉ ብጣዒሚ ደስ ዝብል ግን ነጸላ ሃቡዎም መንፈስዊ ሕቶ እዳ ሓተትኩሞም ነጸላ ግበርሎም ከም ሪኢቶያ ።
Balige able tsbuk yelon
Balige museums zeble tsgit yelon
Eta gal wn atsfara hmak alo
@@letnaberha2785 ኣይንጻረፍ ጸሪፊ ነዊርዩ ክብሪቲ ሓፍተይ
ውድ እህታችንና ውድ ወንድማችን ቃለ ህወትን ቃለ በረከትን ያሰማልን ፀጋውን በረከቱን ያድልልን ስለ ቅዱስ ቃሉ የቃሉ ባለቤት ልዑል እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን አሜን
ቶሚ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ እመብርሃን ኣብ ዙርያካ ትኩን ካብ ኩፉእ የድሕንካ
Amen((3))🙏🏻🙏🏻🙏🏻እምበይተዋይ
ኣሰይይይይይ ቶሚየይ ብሩክ በጃኩም የሓት አብ ከምዚ ሃይማኖት ነገር ነተባባዐዮ በጃኩም ብሃይማኖትና ቀናኣት ንኩን ቶሚየይ ኣጃካ ዝሓወይይ ብዙሕ እየ ተማሂረ ካባካ ቀፅልዎ ከም ሎሚ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን 😍😍😍😍😍😍
ኣሰይ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ቶማስ ሓወይ ኣብ ልዕሌኻ ልዑል ኣድናቖት ኣለኒ መሊእኻ ክትፀድቅስ ጨጉርኻ ባ ጎሓፎ👏👏👏
😍😍😍
Amen Amen Amen Kale hiwet yesemena 🙏🙏
Please xeguri memzeni seb aykonenn
@@simonfsha4425 ክቡር ሓወይ ወላ ዳኣ መመዘኒ ኣይኹን ምበር መንፈሳዊ ኮገለ ሓድግኻ ገለ ኣማሊእኻ ኣይኮነን
kabti chogri nelaili gen nay ezeni eu ati zekfea
ፀጉኡ የብዘሐልኹም ሓታቲትን መላስን♥️♥️ሓፍትና ካአ እድብቲ ኹሉ ነገራ ካብ ኣካዳድና ክሳብ ትሕትና 100% ቶማስ ካኣ ኣሜን፫ ጎብዝ መርኣያ መናእሰይ😍
ንስኻ ድኣ ሓቅኻ አንዲኻ ኣብስነጥበብ ንፉዕ ክትከውንኣምላኽካ ኣሜንካ ስለትኸይድ አንዲኻ ብጣዕሚ ኣድንቀካ ድያቆን ዲኻ ነርካ በጃኻ ተገዲስካ መልስለይ
ኣገዳሲ ኣይኮነን ምንባሩን ዘይምንባሩን፡ ከምዚ ዩ ነሩ እንዳበሉ ከናውጽዎ ኢዮም ብዓል ልሳነ ሓሶት።
@@ናይሎሚንጽባሕ ሓቅኻ ኣለኹ እቱ ክከውን ዘለዎ
ነይረ እንተኢልካ ውንኮ ነይረ ዝብል ምንም ኣይዓብስንዮ እቲ መፃርርትና ዝኾነ ድያብሎስ እውን ሊቀ መላእክት እዩ ነይሩ ሰለዚ ካቦ ነይረ ኣለኩ እንተበለ ትዝበለፀ እዩ😁
Isaiah 7 (ትግ) - ኢሳይያስ14: ስለዚ እግዚኣብሄር ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፡ እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስ፡ ወዲ ኸኣ ክትወልድ እያ፡ ስሙውን ኣማኑኤል ክትሰምዮ እያ።
ቶሚ በሊሕ እንካዕ ሰላም መፃእካ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ኩለኩም ሰነጥበኛታት ከምዚ ንደቂ ተዋህዶ መርአያ ተትኮኑ መንኣሰይ ካብ እምነ ቶም የምዘበለይ ኣጆኩም በርቱዑከምስምካ ኢካ እምብር ቶማስ
Tegaru welado deqalu gahabu
@@ebaysenafe3630 ኣብ ሃይማኖት ኤርትራ ኢ/ያ ትግራይ ኣይፈልይ ብፍላይ ከኣ ኣብ ተዋህዶ ብእምነት
@@ሓጉሽጋልትግራይ aythazlom kemzom aynet sebat haftey natey
@@ebaysenafe3630 niska Muslim eka
@@ሓጉሽጋልትግራይ ኣይትሓዝሉ ሃይማኖቱ ካልእ ክክውን ይክእል ዩ,,
መን ኣሎ ከማይ ትሓጎሰ ቃል ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ አየ ዝድንቀካ ቶሚ ሓወይ አግዛቢሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልሊ ጸጋ ይዓድልኩም
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ እና ምስ ሰናይ የቅርታ እቲ ፀጉሪ ቁረፆ ብመፅሓፍ ቁዱስ እውን ኣይፍቀደናን እዩ
John 1 (ትግ) - ዮሃንስ16-17: ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡
ክቡር ሓው/ሓብቲ ዋና ብዓልቤት ወሃቢ ጸግስ ጎይያ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ዩ ኣይተጋገኣኻን ጎይታ ንክውለድ ተውሊዱ ንደቂ ኣዳም ካብ ዓጥያት ንከድዝህኖም ምክንያት ዝኮነት ግን ድንግል ማርያም ያ።ሰለዚ ነዛ ሕቶ ቀይራታ ዘላ ቃል እታ ብመን ምኽንያት ትብል ያ ደጊምካ ስምዓያ
@@efremkesete6305 bruk eta hto men ngoyta welidwo tetkewn tkkl nerka dngl maryam. Tsega men amtsiyu eyesus cristos. Nkal amlak "gn" aywsekon eyu. Kal amlak ember zereba seb sle zeykone.
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ ኣብ ልእሌካ ፍልይ ኣክብሮት ኣለኒ፡ ብጣእሚ እየ ዘድንቀካ። ቀጽሎ ቶማስ ሓወይ
ኣሰይ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራተይ ፀሎት ግበሩልይ ብልበይ ናብ ኣምላኽ ክምለስ ኣሕዋተይ😥😥😥💒💒💒🙏🙏🙏
ፀሎት ቅዱሳን ኣይፈለይኪ መዓረይ
_ዳሓን ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፀሎት ቅዱሳን_
ናይ ብሓቅ ቃል ህወት የስምዓልና ደስ ዘብል ትምህርት ብዙሕ ምህርኩምና 🙏🙏🙏🌺💐🥀💒⛪️
ብዙሕ ትምህርቲ ረኽብና ጸጋኡ ያብዚሐልኹም ንኹልኹም
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ግን ሓወይ ክርስትና ምጅማር ዘይከነ መፍጻም ኢዩ እሞ እዚኩ ሕዝካ ናብ ኣገልግለትካ ተትምለስ ናይ ኣለም ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ ስብ ከ ንኩላ ዓለም ረቢሑ ንነብሱ ተጥፍኣ ወይስ አንተጥፍኣ እንታይ ይጠቅሞ ሉቃ 9:25 ኢዩ ሓወይ ይኣክል ኣብ ዓለም
✅ብሓቂ ፁቡቅ ነይሩ ተሰምዑስ
Nbalkum tefikum si nseb ktmudu, grm aba ab aynka zelo gundi zeyraka ab ayni bxayka
በጣእሚ ፃቡቅ መደብ ግን እታ ሃፍትና እዚ ኩሉ ፍልጠታነን መንፈሳዊ መደብ እና ኣቅረበትሲ ዘይ ናታ ፅፍሪ ኣድላዪ ኮይኑ ኣይተራእየንን Any way it was good program god bless u Love u artist tomas wish to see u on world 🥇
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሕ ደስ ዘብል ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ክንከይድ ኣምላክ ይሓግዘና።
Amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Amennnn
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረከቱ የብዘሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ክንደይ ይጥዕም እዩ እቲ ክቡር ቃሉ ናይ እግዚኣብሔር ኣምላኽና መፈጸምታኹም የጸብቀልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቶማስ ሓወይ ናብ መንፈሳዊ ተመለስ
ኣብዛ ድንግል ክጠንስ እያ ወዲ ውን ክትወልድ እያ ኢሉ ዝጸሓፈ ነቢ ኢላ ዝሃተተቶ ሕቶ ኣታመልሲ ነቢ እሰያስ እዩ ኢሉ ዝመለሰላ ጽቡቅ ኣሎ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ እታ ሕቶ ክትስተኻኸል ኣለዋ እታ ሕቶ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ድንግል ክጠንስ እያ ወዲ ዉን ክትወልድ እያ ዝብል ምስ ኣንበበ ከመይ ኢላ ድንግል ትጠንስ ኢሉ ዝደምሰሶ መን ይብሃል እንተ ትኸውን ደስ ምበለኒ ተጋግየ እንተልየ ድማ ኣርሙኒ ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ ኣምላኽ ይባርኩም።
ልክዕ ኣለካ /ኪ ነብይ ኢሳያስ እዩ እንሆ ድንግል ክትጠንስ ወዲ ካዓ ክትወልድ እያ ሽሙ እዉን ኣማኑኤል ክትስምዮ እያ ትንቢተ ኢሳያስ ምዕራፍ 7-14 ንረክቦ
@@ፅዮነይክብልእየ-ቨ6ገ ቃለ ሂወት የስማዓልና
አሜን ፫ ቃል ኅይወት ይስመዐልና እዎ
@@ፅዮነይክብልእየ-ቨ6ገ ቃል ህይወት ይስመዐልና ✅
ጽቡቕ አለካ አረጋዊ ስምኦን ነቲ ትንቢት ከንብብ ከሎዩ ከመይ ኢሉ ይከውን እንዳበለ ዝድምስሶ ዝነበረ
ቃለ ህይትን ያስማልን እምትሉት ባይገባኝም ማለት ትግርኛ አልችልም በርቱ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር አሜን ፫
💙😍😍😍
Amennnnnnnn Amennnnn
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሕዋት ብዙሕ ሚሂርኩሙና🙏😍
ኣሜንኣሜንኣሜን ቃለ-ሂወት የስምዓልና ኩቡራት የሕዋትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ብጣሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ምሂርኩምና ፡ ግን 2 ቅሬታ ኣለዋኒ ወስ ክብል ፣ ቶማስ ጽጒርኻ ምስ ሃይማኖትና ኣይከይድን ኢዩ ። 2ይ ድያና ሓብትና ክኣ ኩልንትናኺ ጽቡቕ ነሩ ኣብ ኣጽፋርኪ ግን ጉብአን ኣይሓዛን ኣብ ቀጻሊ ኣማሕይሽየን ናይ ተፈጥሮ ክኸውን ኣለዎ ።
ቃል ኣምላክ ዝፈልጥ ኣመናዩ ዘቅንኣኒ ቅዱስ ቅንኢ
ተመስገን አምላክ ኪንደይ ደስስስ ይበለካ የእዉነት ቶሚዬ ቃለ ሕይወት ያሰማልን ጸጋኡ ያብዘሐልካ ኣሜን ፫ክብርቲ ሓብትና ኣጆኪ ቀፂልዮ ደስ ዝብል መደብ እዩ ማዓረይ
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣሕዋተይ😇✝️♥️ቶማሰይ ካብ ልበይ እየ ዘደንቀካ♥️⭐️🔥
በእውነት ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ካማካቱም ዝበለ የብዘሐዮ ካብ ዕለማዊ ድራማ ላብ መንፈሳዊ ድራማ ሕቶ መልሲ ምምላሱኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎኩም 📚📚📚👈❤
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄ ኣምላክ ይባርኩም ፍቁራት ይሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ቀጽልዎ
አሰይይይ ቶማስዋይ ቡሩከይ ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሓልካ ወድነይ መክርዕ ፈተውቱ❤ ባለህበት ሰላምህ አብዝቶ ራሱ ገብረመንፈስ ቅዱስ ይጠብቅህ🙏🏻
ዋዉዉ ኣዚየ ትሓጉሰ ሎማዓንቲ ደቂ ዓበይቲ ደስ ዘቡል እዩ ቡሓቂ ንፋዓት መርኣያ ብሉጽ ጥቡቡኩም እዩ እዚ ቀጽልዎዎዎ ቡሩል ጾም ይግበረልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትና ንዘልኣለም ተከቡራ ትንበር።
Btaemi des zbl eyu egzabhier xegu yebzhalkum
የቀንየና ጽቡቅ መደብ ብዙሕ ፈሊጥና:: ቶማስ ድማ ኣብ ኩሉ እካ ተድምዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ!
ብሓቂ ቃል ሂይወት የስመዓልና ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ የብዘሐልኩም
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱን ይብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ብሓቂ በጃና ከምዝ አብልና መንፈሳዊ ት/ቲ ናብ መንገዲ ህይወት መንግዲ እግዚአብሔር ንኽደ ቶማሰይ ካብ ዝፈትወ ሰነ ጥበቡዊ ቀጽሉሉ አሕዋትና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና
Amen
Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብራተይ ኣሕዋተይ ቶማሰ ሓወይ ኣነ ሰቅለ ከም ሓወይ ክፎትወካ እመብራሃን ሞሳኩሙ ትኩን ሓላላተይ✝️✝️✝️👏👏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃልህዉተ ይሰማዐልና ክቡራት ኣሕዉተይ እግዚብሄር ኣምላክ ፀጋኡ ይብዝሕለኩም🤲🤲🤲🥀💐🌾🎋🌱🌴✝️✝️✝️ ቶማሰይ ጎቦዝ ቀፅለሉ ዝሓዉይ💊🌱
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶን መልስን እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዝሓልኩም ቡሩኻት
ቃል ህወት የስማዓልና ቡዙሕ ምህርክምና እንተ ዘይ ተጋግየ ይቅረታ እሄር ብሰለስተ ዓይነት እዩ ፈጢሩ ብቃል ይኩን በለ ብግብሪ ብኣእዳው ንኣቦና ኣዳም ብኣርምሞ ብስቅ ንመላእክቲ እንተተጋ ግየ ኣርምኒ ቀጽልዎ ብዙሕ ኢና ካባኩም ንጽበ ቶሚ ከኣ ጎበዝ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልካ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላኽ ክቡራት አሕዋተይ ዋይ ቶማስ ሓወይ ብጣዕሚ አየ አድኒቀኻ ቡዙሓት አለና መን ፈጠረና ዘይ ንፈልጥ አና ካበካቱም ብዙሕ ተማሂረ 🥀🥀
😓😓
ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም ፍትዋተይ ካባኹም ብዙሕ ተማሂርና በእውነት መግለጺ ሰኢነልኹም እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናችሁቶሚ ሓውና አነ አብ ኹሉ ሰራሕኻ more eye ዘድንቐኻ ግን እዚ ጾጉርኻ እንተትቆርጾ ጽቡቅ ነይሩ ምሰ ሰናይ ይቅሬታ
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘለኩም ዋይ ትማሰ ሓወይ ናይ ዓለም ሰነ ጥበብ ይአክልካ መንፈሳዊ ሕሸካ
ፅቡቅ አዩ።ካብ አዝጋብሄር ብምዕላውኩም ግና ዝሕዝን አዩ ዐለም ብሓቒ ርግምቲ አያ።
ቶማስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓታቲት ድማ ንፍዕቲ ደመክረሳዊት ከማኺ የብዝሓየን ኦርቶዶክስና ትዓንብብ።
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሓልኩም ክብራት አሕዋተይ ቶማስ ሓወይ ፀጉርኻ ተትቆርፆ ፅቡቅ ናይሩ መንፈሳዊ ሂወት ፅቡቅ አለኻ ዓለማዊ ገዲፍኻ ናብ መንግስተ ሰማይ ዘዉርሰካ መንፈሳዊ ይሐሸካ💝
des tbl snetbebawi thanks hasabka kxbq bflay እታ ኣብቲ መንፈሳዊ ቦታ ዘሎ ኣተሓሕዛ ዝበልካያ ዓባይ ነጠቢ ኣይተጸበኩካን ኣምላክ ሂወትካ ይባርኽ
ቶማስ ቃለህይወት የስምዐልና ጸግኡ የብዝመልካ ዓብንጸጋለካ እና ቶማሰይ ጸጉርካ ቁሮጾ ምዓሪተይ
_ቶሚዬ መዓረይ ቀጽለሉ ቃለ ኅይወት የስመዓና ብጣዕሚ ደስ ኢሉና_
በእውነት ድንቅ ፕሮግራም!ቃለህይወት ያሰማልን🙏
እዚ ቆልዓ ክፈትወ ፅጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲቶማስ ከኣ ኣብ እምነትካ ዘለካ ኣፍልጦን ጽንዓትን ብጣዕሚ ዝነኣድ, ሓደራኻ መስመርካ ከይትስሕት ❤ ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏
_አስይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ዝያዳይ_
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሃልኩም ቶማስ ሓውና ከአ መንፈሳዊ ፊልሚ ክትሰርሕ ተስፋ ንገብር
ብጣዕሚ ማሃሪ መደብ እግዝኣቢሄር ጸጋኹም የብዝሓዮ
ከየድነቁኹካ አይሓልፍን ቶማሰይ ሓፍትና ኸዓ ንፍዕቲ
ኣስይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ቃል ሂወት የስማዓል
ኣርቲስ ቶማስ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ቃለ ይሂወት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍቲና ኪኣ ከምዚ ገርኪ ፍልይ ብ ዚበለ ናብ መንፈሳዊ ሂወት መደብ ኣዳሊኪ ክትመልስዮም ኣዚኡ ደስ ዘብል፡አዩ ሞ በብዘለናዮ ጀመርቲ ጥራይ ዘይ ኮነስ ፈጸምቲ ኪገብረና ልዑል ፈጣሪ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም የሕዋት 🙏💒🙏❤️❤️❤️
John 1 (ትግ) - ዮሃንስ16-17: ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡18: ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ የልቦን፡ እቲ ኣብ ሕቝፊ ኣቦኡ ዘሎ ሓደ ወዲ፡ ንሱ ኣግሃዶ።
ምቕድም ቃለ ሂወት የስመዓልና ንስኺ ለባም ንሱ ውን ካባኺ ዘይሓምቕ ለባም ዩ ክገርመኪ ኣነ ውን ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ዝነበርኩ ዩ ምኽንያቱ ስነ ጥበባውያን ኣንፈቶም ናበይ ገጹ ዩ ማለት ስነ ጥበብን መንፈሳውን ከመይ ይርእይዎ ክምለሱ ከ ተስፋ ኣለዎም ዶ ብሕልፊ ድማ ዞም ደረፍቲ ካብ ደርፊ ፊልም ምስራሕ ስለ ዝሓይሽ የ ስለዚ ናይ ልበይ ኢኺ ረኺብክያ ሎሚሶ የቐንየልና
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ንኩለኩም ቀፅልሉ ።ኣብታ ናይ ኣቦና ኣዳም ሓጥያቱ ዝቀንጠጠ ብመን ምክንያት እያ እትብል ግን በብዓሉ ብስልጣኑ ብጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርሰቶስ እያ ክትከዉን ዘለዋ ንምነታይሲ :-እኖና ቅድስት ማርያም ዋላ ድኣ ቤዛዊትና ትክን እምበር ፍጥርቲ እያ ።
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራት አሕዋትና ፀጉኡ በረከቱ የቅዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶታት ተማስ ሓውና እውን አብ ቤቱ የንብርካ 🙏🙏🙏
ሃይ ክብረቲይ ሓብተይ ዝፈትወካ ዘክብረካን ቶማስ ሓወይ ብጣዕሜይ ደስ ባህልቲይ ናይ መንፈሳዊይ በቲይ ዝፈትወ ትሑት ጠባይካን መንፈስካ ብጣዕሜይ ደስ ባሃሊይ ካቡኡ ቀጼለ ነታ ክብርቲይ ሓብተይ ትሓተካ ዝነበረት ትምህርትይ ናይ መንፈሳዊት ትገብሮ ተማሎኦን ኣሎዋ ሓደ ናይ መንፈሳዊት ኮኒኬይ ክትሓቲይ ክትምህርን ዝመጻኣኬይ ኣብ መንፈሳዊት ትገብሮ ኣሎዋዲዩ።የብላን ንዓኬይ ክሓተኬይ ኣፊቅድለይ ሓደ ጽፊርኬይ፡ ቸብስቲክ,ኩሕሊይ እዝን ወዘተ ክይገብሮ ኣሎዋ ዲዩ።የብላን ክትምልስእለይ ዘአለኬይ ብሰናይ ይቅሬታ ግን ንቅፊታ ናህተይ ኢዩ፡ንሰብ ክንምህር እንድሕር ንመጽእ ኣሎና መጀመርታ ነብስና ክንሪኣ ኣሎና ጽቡቅ ጌርና ካቡኡ እቲይ ዝተዋሃበና ሓሳብን ንሓቶን ካኣ ጽቡቅ ቁቡሉን ይከውን መስለኒይ እዚይ ናህተይ ንቅፊታ ሓሳበይን ኢዩ።ቶሜ ግን እግዛኣቤሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ ኣብ ትገብሮ ስራሓካን ትኮዶኦን ካኣ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
Aሜን ፫👏👏👏ቃለህይወት የስምዐና ብሩኻት የሕዋት እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዝሐልኩ🙏 ብጣዕሚ ፅቡቅ መሃሪ መደብ ቀፅልዎ👍
ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም ጸጉሪካ ከም ቆረጽካዮ አብ እዝናካ ዘሎ ሻቁረ ውን ካም አወጸእካዮ ሰናይ ነይሩ ምስ ይቅሬታ
ቶሚ ሽኮር ኣጆካ ኣብ እምነትካ ጽናዕ🙏🙏🙏👈
ቃል ሂወት የስምዓልና ስምካን ስምናን ድምሩ ኣብ ዓንደ መስቀሉ ይጽሓፈልና
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ፡እግዚአብሄር ጸጉ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋተይ፡ ግን ተዘይ ተጋግየ ኩትሻ ጌርካ ኣለካ መስለኒ ጻዕዳ ይርኢ ኣለኩ ኮምኡ ውን ፡ ጸጉርካ እንተተሕጽሮ ጽቡቅ ነይሩ ፡፡ ብዝኮነ ጽቡቅ ።ሕብትና ካኣ ሕቶ ኣነጽርዮ ።
ኣሰይ ደስ ትብሉ ማርያምን ከምዚ ከማይ ዳካማታት ፍልሚ ንርኢ ኢልና ንኣቱ ኣለና ከምዚ ኢልኩም ኣርኣያ ኩኑና እግዚአብሔር የኽብርኩም🙏❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋትና ፀግኡ የብዝሕ ኣብ እምነትኩም ፅንዑ ❤🌿
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐነና ፀጋ ረዲኦቱ ይብዘሓልና ኣሪቲስ ቶማስ ኣብራ ብጣዓሚ የቀኒየለና ምክኒያቱ ካብ ሓደ ኣሪቲስ ወይ ተፈልጢ ሰብ ብዙሕ ዘደሊ ትምህሪቲ ኣሎ እሞ ቀፁሉሉ ሰላም ምሕረቲ ይዉረደልና ወረ ኩናት ወዲ ኩናት ኣይሰመዓና ኣብ ሰደት ዘለና ብስላም ብደስታ ናብ ዓዲና ይመለስና ኣሜን (3)🙏
ቃል ህይወት ያሠማልን እህት ወንድሞቻችን ፀጋዉን ያብዛላችሁ
ቴሜ ሓወይ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ኣደኒቀካ ቀጽለሉ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ጸግኡን በርክቱን የብዝሓልኩም ክብራተይ
ኣሰይ ቶማስ ሓውይ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የበዘሐልካ ዝሓውይ ኣብ ቤቱ የንብረካ🙏🙏🙏💖
ቃል ሂወት ይስምዓና ክቡራት ኣሕዋትይ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Nay bhaki nefu qale hiwet yesmelna tomas hawey ajoka kexlo
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት የሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አብ እምነትኩም የፅንዕኩም እና ቶማስ ብሩኽ ከም ስምካ ቶማስ እና ጨጉርኻ ተትቆርፆ እተን ሽቋር ናይ እዚኒ ዶማ ተትሓድገን❣️❣️❣️❣️❣️❣️
👍👍👍👍👍👍👍
Xegurika kurexo zbil xhuf alo ente dea alo koynu abeyenay meraf alo wey kea nieu zgelix tmhrti ente alo koynu mharuna
ክንደይ ደስ ዘብል ጻኒሒትዩ! ቶሚ ኣባካ ዝነበረኒ ኣድኣቆት መሊሱ ወሲኩ። ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ስነጥበብ ዘለኩም ክትጸልዉና ስለ ትክእሉ ንሰናይ ነገር ሂዝኩም ምጹና። ደስ ኢልኒ።
Romans 5 (ትግ) - ሮሜ15: ግናኸ እቲ ውህበት ጸጋ ኽንድቲ ኣበሳ ኣይኰነን። ብኣበሳ ሓደ ሰብኣይ ብዙሓት ሞይቶም እዮም እሞ፡ እቲ ጸጋ ኣምላኽን ውህበቱን ብጸጋ እቲ ሓደ ሰብኣይ፡ ማለት የሱስ ክርስቶስ፡ ናብቶም ብዙሓት እምብዛ ይዓዝዝ እዩ።
ሃይማኖትን ስነጥበብን ብከመይ ትገልጾ ዝበልክዮ ሕቶታት ንኩልና ተንኪፋትን ጥበብ ብፈጣሪ ዝተዓደለና ጸጋ እንድዩ ንምንታይ ግን ንዓልምስዊ ወይስ መንፈሳዊ ምርጫና ምርጫ ወላዲ እዩ ። ቶማስ ንፉዕ ከሙኡ ዘይትግምቶ ብደጊኡ ዝርእዮ ብዝበለጸ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዮ ሓስፍትና ጾምና ጾመ ልጋም ይፍተሓልና ኣብ ዘለና ሃሊና ።
ኣስይይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐናሎ ፀጋኡ ያብዘሐሉኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ💞🙏💞ኣብ ሃይማኖትኻ ያፅንዕኻ ቶማሰይ ኣደናቅትኻ እየ መብ ካብ ትግራይ ሓፊትኻ💖
Sakit fake Christian eyiom
ቶሚ ሓወይ ኣብ ዝከድካዮ ኣደና ቅድስት ድንጊል ማርያም ትሓልካ ቡሩከይ። ቡሩካተይ ነጸላ ግን ክትገብሩሉ ነሩኩም ። ኣብ ፓርት 2 ምስ ነጸላ ክንጽበየካ ኢና ዝሓወይ። (ኣመን)
ቃል ህይወት የሰምዐልና🤲🤲✝️🙏 ክቡራት ኣሕዋተይ✝️🙏
ብሓቂ ኣድኒቀካ ኣዝዩ ብሱል መንእሰይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ..... ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ..... እ/ሔር ኣምላኽና ኣብ መላእ ዓለምና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና!!!! ብንጹሕ ልቢ ንሓድሕድና ንፋቀር የሕዋተይ።
ቶማስ ጸጋ ኣዳም ወይ ድማ ሓጢኣት ኣዳም ዝተሓደገልና ብጎይታና መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኢልካ ጽቡቅ መሊስካ ንሰብ ከተሐጉስ ግን እንዳፈለጥካ ቀይርካዮ ሕሰበሉ ወላ ኩላ ህዝቢ እዚ ክሕደት ዩ ማርያም ሓጢያት ትሓድግ ኔራ ተትኸውን ኣምላኽ ዝኣክል ሰብ ኮይኑ ክመጽእ ኣይመድለየን ደሓር ከኣ ክርስቶስ ቅድሚ ሙውላዱ ህያው ኣብ ኩሉ ዝርከብ ኣምላኽ ሙኻኑ ንዘክር ።
ይቅርታ ብደምቢ አይተረዳእካዮን ይመስለኒ ብመን ምክንያት እያ እላቶ
@@ተዘከረነበውስተመንግ-ተ7ቐ wala be teblo esk kemu be men mknyat deu medhan terkibu neska degmka xen elka semayo
@@semharhabtegergis9669 እኮ ብመን እዩ ተኮይኑ ብጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ እዩ ብመን ምክንያት እንተኮይኑ ግና በኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እዩ ።
ክቡር ሓወይ መጀመሪያ ኣስተውዕል ድንግል ምኽንያት ምድሓን እምበር ተሰቂላ ዘድሓነትና ኣይንብላን ምኽንያቱ ስለዘይኮነት ከሙ ክንብላ እንትኪእልና ውን ኣምልኾተ ጣኦት እዩ ስለዚ ምኽንያት እንተሃልዩ ኣብ መንጎ እግዚአብሔር ድማ ሓደ ኣካል ኣሎ
ቃል ሂወት የስምዓልና ንኹላትኩምኣቦና ኣዳም ድሕነት ዝረኸበ ብኣደና ድንግል ማርያም ኣይኮንን። ብክርስቶስ ኣብ ድንግል ማርያም ሓድሩ ድግማዊ ኣዳም ክይኑ ድሕነት ሂብዎ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ቶማስ ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ ነቲ መደብ ዘዳለውክሙልና ሉል ወርቂ እንተርታይመት አዚና ነመስግን ::
ደስስ ኢልና ብጣዓሚ እና ናይ ዓለማዊ ስራሐ ገዲፍኻ ፀጉርኻ ቆሪፅኻ ብ መፈሳዊ ቀፅል ተማስ ሓወይ
ክብርቲ ሓፍተይ ኣብዝኣ ክትስተኻኸል ዝግብኣ ነገር እንተላ ናይኪ ኣፅፋርኪ ነዊሑ መስሉ ተራኢዩኒ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ከምዚታት ግቡእ ኣይኮነን ምስ ይቅርታ ከምዚ መንፈሳዊ ሕቶታት ክትሓቱ ከለኹም ድማ ነቲ ተሓታት ኣካል ነፀላ ግበርሉ ንተኸተልቲ ትምህርት ክኾነና መንተ ። እንድሕሪ ተጋግየ ይቅርታ ብድጋሜ
ሓቅኪ ኢኪ /ካዝያዳይ
Ewe ane win abia kir elatini ala tetialiyo xpuk neru
ናይ ልበይ ተዛሪብክለይ❤🙏
Gg
Gg
እዛ ጓል ኣካዳድነኣ ደሰ ክብለካ ኹሉ ግዜ ከምዘይ ተዝከውን አካዳድናናሰ አምላክ ከንደይ ምተሓጎሰ
Nay bhaki god bless you
ቶማስ ሓውይ ሓንቲ ክነግረካ ግን ፍልጠት ጥራይ ኣየድሕንን ኢዩ ፍልጠት ይነፍሕ ፍቅሪ ግና ይሃንጽ እዩ ፍቅሪ ከኣ ኣምላክዩ ፈሊጥካ ትርጉም የብሉን ካብቲ ናይ ዓለም ጥበብ ትብሎ ወጺካ ነጸላካ ጌርካ መንፈሳዊ ጥበብ ሓጎስ ዘውህብ መንግስተ ሰማይ ዘውርስ ይሕሸካ ኣሜን god bless you ድንግል ማርያም ትሓግዝካ
ብሓቂ እቲ ጸጉሩ ከማን የፍርሐካ ሓቂ የሐሽ
Aye seb Amlk eko kemti zelekumo ekum mxuni ybl slemtay ekum seb bdege tiferdu
@@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ ክክክክ ጸጉሩስ ናይ ሸጣን ይመስል
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@@nunueye5720 እሞ ናብ አምላክ ምስቀረብናኮ አምላክ ይቕይረና እዩ። ግን እግዚአብሔር እውን ናትና ድሌት ተመርኩሱ እዩ ዘድሕነና ።
ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ምስትውዓል ይዓድለና አሜን አሜን አሜን።
መደብኩም ስለ ዝሰሓበኒ እየ ክጽሕፍ ተገዲደ
እግዚአብሔር ምስኩላትና ይኩን !!
ኣሜን!!
ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ በሓቂ ኣነ እንታይ እስከ ካብ ብስነ ጥበብ ትሰርሕዎ ብዙሕ ኣይኮንኩን ግን ብዝያዳ ከምዚ ኢልኩም መንፈሳዊ ሕቶታት ዝብል ኣርእስቲ እሞ ከኣ ቶሚ ምስ ረኣኩ ተሓጊሰ ብልቢ ከምዚ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ክሰርሑ ክርኢ ከለኩ ደስስስ ይብለኒ በዓል ስነጥበባዊት ሰሊና .... ብዙሓት ኣለው ስለዚ ይሕጎስ ነዛ ኣጽናፋዊት ዝኮነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምካነይ ይሕበን የመስግን ብኡነት እንቋዕ ናትና ኮንኩም ፣፣ስለዚ ሓደ ሰብ መንፈሳዊ ክከውን እንተ ደኣ ኮይኑ ቀስ ብቀስ ዩ ማለት ከምዛ ቶሚ ሓውና ዘምጽኣ ኣብነት ብዛዕባ ማዕተብ፣ ትርጉም ማዕተብ ኣረዲኦም ማዕተብ ኣሲሮም ክሰዱካ ዩ ዘለዎም ትክክል መልሲ ያ ፣፣
ስለዚ እንታይ እየ ክብል ደልየ በሓፈሻ ጎድኒ ጉድኒ ኣብ ሃይማኖትና ተገዳስነት ክህልወና ይግብኦ ምክንያቱ ስለ ቅዱሳን ኣቦታትና ስለ ሃይማኖቶም ክሳብ ክሳዶም ንሴፍ ዘወፍዩ ደሞም እንዳ ከዓው እዮም ኣረኪቦሙና ሓሊፎም !!!! ስለዚ ንሕና ውን ግቡእ ምላሽ መታን ክንህቦም ንመሃር ንሕተት ንኩሉ ሕቶታት ክምልሱ ዝክእሉ ሊቃውንት ቤተክርስትያ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ኣለው ቤተክርስቲያንና ብኩሉ ሃብታም እያ ኣምላክ ይመስገን ንግባእኬ ሃበ ጥንተ ነገር !! ናብቲ ክብሎ ዝደለኩ መጀመርታ ክብርቲ ሓፍትና ብኩሉ ኣለባብሳኪ ጽቡቅ ናይበሓቂ ግን ሓንቲ ነገር ምስረኣኩ ሲ ከም ኣብ ኮመንት ከም ዝጽሕፉልኪ ተረዲኣትኒ ግን ሓደ ክልተ ሰብ ኣስተባሂሎም፣፣ ጽፍሪ ?????????
እሞ ከኣ ዓይነይ ከይከውን እምበር ዝለገበ ጽፍሪ ዋላ ናትኪ ይኩን ጽቡቅ ኣይኮነን ክትእረምላ ሓደራ እብለኪ ፣፣
ናይ ቶሚ ሓውና ከአ መን ይፈልጥ ጽባሕ ንጉሆ ዲያቆን እኻ እንተ ዘይበልና ዘማራይ ሰባካይ ክትከውን በዓል ምሉእ ተስፋ እየ ናይ በሓቂ ምክንያቱ ኣብ ሃይማኖትካ ዘለካ ኣረኣእያ ኣድኒቀካ ሓንቲ ነገር ግን ትገርመኒ ነገር እንተ'ላ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና እንተ ርኢና ኣብ ስነ ጥበብ ይሰርሑ እዮም ማዕተቦም ግን ካብ ክሳዶም never ኣየውጽእዋን ንሕና ኤርትራውያን ኣብ ስነ ጥበብ ክንሰርሕ ከለና 5% ኣይሰኣኑን ዘየውጽኡዎ እምበር ኩልና ነውጽኦ ኢና ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ስለዚ ቶማስ ሓወይ ማዕተብ ብውሽትካ ይህልወካ ይከውን ኣብታ በዴገ ንሪኣ ዘለና ግን ናባካ ንግደፎ ጸጉሪ ውን ተሕጽረሉ መዓልትን ሰዓትን የሃብካ ኣዚና ክንሕጎስ ❤
ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ በርትዑ ብሃይማኖትኩም ተመክሑ ኣኩሩዑና መንፈሳዊ ሕቶታት ይኹን ካልእ በታዓቅምና ክንተሓባበረኩም ንፈቱ ኣድራሻኩም ጸሓፉልና ብ telegram WhatsApp imo ...... ክንረክበኹም ንዓይ ድኩም ሓውኩም ኣብጸሎትኩም ኣይትረስዑኒ ፣፣
ሎቱ ስብሐት ፣፣
🙏🙏🙏🙏🙏 ኣይትሓዙለይ ከይተረድኣኒ እየ ኣንዊሐዮ I am so.sory......
1 ቃል፡ብግብሪ፡ብኣርምሞ(ብስቕታ)
2)ንፋስ፡ሓዊ(እሳት)ማይ ሓመድ፡ለባዊ ህያዊ፡ነባቢ
3)ዲድሞስ ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ
4) ጻድቕ ኣብነ ተክለሃይማኖት
5)ብድንግል ማርያም ኣንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም
6) ገዳመ ቆሮጦስ 40 ማዓልን ርባዓ ለይትን
7)8ሰናብቲ ኣሎዋ
8)ኒቆድሞስ ሰብ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስ ዝተወልደ ኒቆድሞስ ምሁር ናይ ኣይሁድ ተማሃራይ ናይ ለይቲ ኢዩ።
9)መጻጉዕ 38 ኣብ ዓራት ዝደቀሰ ዱኑስ ኢዩ።
10) ስምኦን ኣረጋዊ።ካብቶም 70 ሊቃናት ኮይኑ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ እፕራይስጥ ናይብ ግሪኽ ጽርኢ ክቕየር ከሎ ዝጻሓፈ ኢዩ።
Qal hiwet yesmiana
ቃለ ሂወት የስምዓልና ደስ ዚብል ኢዩ ምጽሓፍካ
ስሞኦን ዝጸሓፈ ኣይኮነን ዝተነበዮ ኢሰይያስ ነቢይ ኢዩ ስምኦን ኣረጋዊ ካብ 70 ሊቃውንቲ ሓደ ኪይኑ ክትርጉሞ ዝተጸዉዑ ብንጉስ በጥሊሞስ ዝተጸውዑ ኢዩ ጌጋ ይክለኣለይ የሕዋተይካብ ቋንቋ ግሪኽ ናብ ጽርኢ ንክትርጉም ዝተጸወዐ ኢዩ
@@autikoszsmu ነብዪ ኢሰያስተነብዩ ቅዱስ ስምኦን ግን ኣይዉለዲኢሉ ብድሕሪኡ ክሳብዝዉለድ ክትፀንሕ ኢካ ተባሂሉ ፀኒሑ ከይሞተ ብድሕሪኡ ጌታ ተወሊዱ ቅዱስ ስምኣንሞይቱ
ኢዚ ተክለ ሃይማኖት ዚበሃል ጻድቅ ኣይ ትበልዎ ወተሃደር ናይ ገብረ ኣምላኽ ተላኣኣኪ ኢዩ።ናይ ኣምሓራ ተረት ኢዩ።
የኤርትራን ቻናል ስከታተል የመጀምሪያየ ነው .. በጣም ነው እምታምሩት ። ቆንጆ ፕሮግራም
ኣብ እምነትኩም ዘለኩም ኣክብሮት ክጽሕፍ ተገዲደ ደስ ዘብል ቃል ሂወት የስምዐልና ኣብታ ድንግል ክትወልድ ትብል ሕቶ ጽብቅ ኣሎ ጻሓፊ ነቢ ኢስያስ እዩ፡ዝተርጎሞ ግን ስምኦን ኣረጋዊ እዩ ስለዚ ተርጋሚ እንበር ጻሓፊ ኣይኮነን ኣባ ስምኦን፡ ካብ ኣታሓትታያ ተኣረምላ ዛሓፍተይ ኣጀኩም ብሃንቀውታ ንጽበ ለና
Ya nay bhaqi ane wun kemu kbl hasibe xenihe.temlisa keykowun gn kftsh xenihe
በጃኩም ከምዚኦም ዝመሰሉ እዳኣምጻእኩም ኪትምህሩናን ኣብነት ኩኮኑ ዉን ይኩእሉ ኢዪም መፈሳዊ ሕቶታት እዳማእኩም ኪንዓቢ ሓጉዙና ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ኣሜን
ቃል ሂወት ይስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኩሎም ስነ ጥበባዊያን ከምዚ እንተ ዘኮኑ ብሓቂ 🙏🙏🙏
Please part 2
በስመኣም ታዓዊትሎም ከቅኑኡኻ ብፍላይ ከኣ እታ ኃል ኣገልጋሊ ኣምላኽ ክትከውን ዓቢ ጸጋ'ዩ😢🥺🙌🏾
ቃለ ሂወት የስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ዝመደብ ተዳልዉ ብጣዒሚ ደስ ዝብል ግን ነጸላ ሃቡዎም መንፈስዊ ሕቶ እዳ ሓተትኩሞም ነጸላ ግበርሎም ከም ሪኢቶያ ።
Balige able tsbuk yelon
Balige museums zeble tsgit yelon
Eta gal wn atsfara hmak alo
@@letnaberha2785 ኣይንጻረፍ ጸሪፊ ነዊርዩ ክብሪቲ ሓፍተይ
ውድ እህታችንና ውድ ወንድማችን ቃለ ህወትን ቃለ በረከትን ያሰማልን ፀጋውን በረከቱን ያድልልን ስለ ቅዱስ ቃሉ የቃሉ ባለቤት ልዑል እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን አሜን
ቶሚ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ እመብርሃን ኣብ ዙርያካ ትኩን ካብ ኩፉእ የድሕንካ
Amen((3))🙏🏻🙏🏻🙏🏻እምበይተዋይ
ኣሰይይይይይ ቶሚየይ ብሩክ በጃኩም የሓት አብ ከምዚ ሃይማኖት ነገር ነተባባዐዮ በጃኩም ብሃይማኖትና ቀናኣት ንኩን ቶሚየይ ኣጃካ ዝሓወይይ ብዙሕ እየ ተማሂረ ካባካ ቀፅልዎ ከም ሎሚ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን 😍😍😍😍😍😍
ኣሰይ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ቶማስ ሓወይ ኣብ ልዕሌኻ ልዑል ኣድናቖት ኣለኒ መሊእኻ ክትፀድቅስ ጨጉርኻ ባ ጎሓፎ👏👏👏
😍😍😍
Amen Amen Amen Kale hiwet yesemena 🙏🙏
Please xeguri memzeni seb aykonenn
@@simonfsha4425 ክቡር ሓወይ ወላ ዳኣ መመዘኒ ኣይኹን ምበር መንፈሳዊ ኮገለ ሓድግኻ ገለ ኣማሊእኻ ኣይኮነን
kabti chogri nelaili gen nay ezeni eu ati zekfea
ፀጉኡ የብዘሐልኹም ሓታቲትን መላስን♥️♥️
ሓፍትና ካአ እድብቲ ኹሉ ነገራ ካብ ኣካዳድና ክሳብ ትሕትና 100% ቶማስ ካኣ ኣሜን፫ ጎብዝ መርኣያ መናእሰይ😍
ንስኻ ድኣ ሓቅኻ አንዲኻ ኣብስነጥበብ ንፉዕ ክትከውን
ኣምላኽካ ኣሜንካ ስለትኸይድ አንዲኻ
ብጣዕሚ ኣድንቀካ ድያቆን ዲኻ ነርካ በጃኻ ተገዲስካ መልስለይ
ኣገዳሲ ኣይኮነን ምንባሩን ዘይምንባሩን፡ ከምዚ ዩ ነሩ እንዳበሉ ከናውጽዎ ኢዮም ብዓል ልሳነ ሓሶት።
@@ናይሎሚንጽባሕ
ሓቅኻ ኣለኹ እቱ ክከውን ዘለዎ
ነይረ እንተኢልካ ውንኮ ነይረ ዝብል ምንም ኣይዓብስንዮ እቲ መፃርርትና ዝኾነ ድያብሎስ እውን ሊቀ መላእክት እዩ ነይሩ ሰለዚ ካቦ ነይረ ኣለኩ እንተበለ ትዝበለፀ እዩ😁
Isaiah 7 (ትግ) - ኢሳይያስ
14: ስለዚ እግዚኣብሄር ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፡ እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስ፡ ወዲ ኸኣ ክትወልድ እያ፡ ስሙውን ኣማኑኤል ክትሰምዮ እያ።
ቶሚ በሊሕ እንካዕ ሰላም መፃእካ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ኩለኩም ሰነጥበኛታት ከምዚ ንደቂ ተዋህዶ መርአያ ተትኮኑ መንኣሰይ ካብ እምነ ቶም የምዘበለይ ኣጆኩም በርቱዑ
ከምስምካ ኢካ እምብር ቶማስ
Tegaru welado deqalu gahabu
@@ebaysenafe3630
ኣብ ሃይማኖት ኤርትራ ኢ/ያ ትግራይ ኣይፈልይ ብፍላይ ከኣ ኣብ ተዋህዶ ብእምነት
@@ሓጉሽጋልትግራይ aythazlom kemzom aynet sebat haftey natey
@@ebaysenafe3630 niska Muslim eka
@@ሓጉሽጋልትግራይ ኣይትሓዝሉ ሃይማኖቱ ካልእ ክክውን ይክእል ዩ,,
መን ኣሎ ከማይ ትሓጎሰ ቃል ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ አየ ዝድንቀካ ቶሚ ሓወይ አግዛቢሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልሊ ጸጋ ይዓድልኩም
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
እና ምስ ሰናይ የቅርታ እቲ ፀጉሪ ቁረፆ ብመፅሓፍ ቁዱስ እውን ኣይፍቀደናን እዩ
John 1 (ትግ) - ዮሃንስ
16-17: ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡
ክቡር ሓው/ሓብቲ ዋና ብዓልቤት ወሃቢ ጸግስ ጎይያ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ዩ ኣይተጋገኣኻን ጎይታ ንክውለድ ተውሊዱ ንደቂ ኣዳም ካብ ዓጥያት ንከድዝህኖም ምክንያት ዝኮነት ግን ድንግል ማርያም ያ።ሰለዚ ነዛ ሕቶ ቀይራታ ዘላ ቃል እታ ብመን ምኽንያት ትብል ያ ደጊምካ ስምዓያ
@@efremkesete6305 bruk eta hto men ngoyta welidwo tetkewn tkkl nerka dngl maryam. Tsega men amtsiyu eyesus cristos. Nkal amlak "gn" aywsekon eyu. Kal amlak ember zereba seb sle zeykone.
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ ኣብ ልእሌካ ፍልይ ኣክብሮት ኣለኒ፡ ብጣእሚ እየ ዘድንቀካ። ቀጽሎ ቶማስ ሓወይ
ኣሰይ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራተይ ፀሎት ግበሩልይ ብልበይ ናብ ኣምላኽ ክምለስ ኣሕዋተይ😥😥😥💒💒💒🙏🙏🙏
ፀሎት ቅዱሳን ኣይፈለይኪ መዓረይ
_ዳሓን ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፀሎት ቅዱሳን_
ናይ ብሓቅ ቃል ህወት የስምዓልና ደስ ዘብል ትምህርት ብዙሕ ምህርኩምና 🙏🙏🙏🌺💐🥀💒⛪️
ብዙሕ ትምህርቲ ረኽብና ጸጋኡ ያብዚሐልኹም ንኹልኹም
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ግን ሓወይ ክርስትና ምጅማር ዘይከነ መፍጻም ኢዩ እሞ እዚኩ ሕዝካ ናብ ኣገልግለትካ ተትምለስ ናይ ኣለም ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ ስብ ከ ንኩላ ዓለም ረቢሑ ንነብሱ ተጥፍኣ ወይስ አንተጥፍኣ እንታይ ይጠቅሞ ሉቃ 9:25 ኢዩ ሓወይ ይኣክል ኣብ ዓለም
✅ብሓቂ ፁቡቅ ነይሩ ተሰምዑስ
Nbalkum tefikum si nseb ktmudu, grm aba ab aynka zelo gundi zeyraka ab ayni bxayka
በጣእሚ ፃቡቅ መደብ
ግን እታ ሃፍትና እዚ ኩሉ ፍልጠታነን መንፈሳዊ መደብ እና ኣቅረበትሲ ዘይ ናታ ፅፍሪ ኣድላዪ ኮይኑ ኣይተራእየንን
Any way it was good program god bless u
Love u artist tomas wish to see u on world 🥇
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሕ ደስ ዘብል ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ክንከይድ ኣምላክ ይሓግዘና።
Amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
Amennnn
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረከቱ የብዘሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ክንደይ ይጥዕም እዩ እቲ ክቡር ቃሉ ናይ እግዚኣብሔር ኣምላኽና መፈጸምታኹም የጸብቀልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቶማስ ሓወይ ናብ መንፈሳዊ ተመለስ
ኣብዛ ድንግል ክጠንስ እያ ወዲ ውን ክትወልድ እያ ኢሉ ዝጸሓፈ ነቢ ኢላ ዝሃተተቶ ሕቶ ኣታመልሲ ነቢ እሰያስ እዩ ኢሉ ዝመለሰላ ጽቡቅ ኣሎ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ እታ ሕቶ ክትስተኻኸል ኣለዋ እታ ሕቶ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ድንግል ክጠንስ እያ ወዲ ዉን ክትወልድ እያ ዝብል ምስ ኣንበበ ከመይ ኢላ ድንግል ትጠንስ ኢሉ ዝደምሰሶ መን ይብሃል እንተ ትኸውን ደስ ምበለኒ ተጋግየ እንተልየ ድማ ኣርሙኒ ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ ኣምላኽ ይባርኩም።
ልክዕ ኣለካ /ኪ ነብይ ኢሳያስ እዩ እንሆ ድንግል ክትጠንስ ወዲ ካዓ ክትወልድ እያ ሽሙ እዉን ኣማኑኤል ክትስምዮ እያ ትንቢተ ኢሳያስ ምዕራፍ 7-14 ንረክቦ
@@ፅዮነይክብልእየ-ቨ6ገ ቃለ ሂወት የስማዓልና
አሜን ፫ ቃል ኅይወት ይስመዐልና እዎ
@@ፅዮነይክብልእየ-ቨ6ገ ቃል ህይወት ይስመዐልና ✅
ጽቡቕ አለካ አረጋዊ ስምኦን ነቲ ትንቢት ከንብብ ከሎዩ ከመይ ኢሉ ይከውን እንዳበለ ዝድምስሶ ዝነበረ
ቃለ ህይትን ያስማልን እምትሉት ባይገባኝም ማለት ትግርኛ አልችልም በርቱ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር አሜን ፫
💙😍😍😍
Amennnnnnnn Amennnnn
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሕዋት ብዙሕ ሚሂርኩሙና🙏😍
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን ቃለ-ሂወት የስምዓልና ኩቡራት የሕዋትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ብጣሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ምሂርኩምና ፡ ግን 2 ቅሬታ ኣለዋኒ ወስ ክብል ፣ ቶማስ ጽጒርኻ ምስ ሃይማኖትና ኣይከይድን ኢዩ ። 2ይ ድያና ሓብትና ክኣ ኩልንትናኺ ጽቡቕ ነሩ ኣብ ኣጽፋርኪ ግን ጉብአን ኣይሓዛን ኣብ ቀጻሊ ኣማሕይሽየን ናይ ተፈጥሮ ክኸውን ኣለዎ ።
ቃል ኣምላክ ዝፈልጥ ኣመናዩ ዘቅንኣኒ ቅዱስ ቅንኢ
ተመስገን አምላክ ኪንደይ ደስስስ ይበለካ የእዉነት ቶሚዬ ቃለ ሕይወት ያሰማልን ጸጋኡ ያብዘሐልካ ኣሜን ፫
ክብርቲ ሓብትና ኣጆኪ ቀፂልዮ ደስ ዝብል መደብ እዩ ማዓረይ
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣሕዋተይ😇✝️♥️ቶማሰይ ካብ ልበይ እየ ዘደንቀካ♥️⭐️🔥
በእውነት ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ካማካቱም ዝበለ የብዘሐዮ ካብ ዕለማዊ ድራማ ላብ መንፈሳዊ ድራማ ሕቶ መልሲ ምምላሱኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎኩም 📚📚📚👈❤
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄ ኣምላክ ይባርኩም ፍቁራት ይሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ቀጽልዎ
አሰይይይ ቶማስዋይ ቡሩከይ ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሓልካ ወድነይ መክርዕ ፈተውቱ❤ ባለህበት ሰላምህ አብዝቶ ራሱ ገብረመንፈስ ቅዱስ ይጠብቅህ🙏🏻
ዋዉዉ ኣዚየ ትሓጉሰ ሎማዓንቲ ደቂ ዓበይቲ ደስ ዘቡል እዩ ቡሓቂ ንፋዓት መርኣያ ብሉጽ ጥቡቡኩም እዩ እዚ ቀጽልዎዎዎ ቡሩል ጾም ይግበረልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትና ንዘልኣለም ተከቡራ ትንበር።
Btaemi des zbl eyu egzabhier xegu yebzhalkum
የቀንየና ጽቡቅ መደብ ብዙሕ ፈሊጥና:: ቶማስ ድማ ኣብ ኩሉ እካ ተድምዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ!
ብሓቂ ቃል ሂይወት የስመዓልና ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ የብዘሐልኩም
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱን ይብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ብሓቂ በጃና ከምዝ አብልና መንፈሳዊ ት/ቲ ናብ መንገዲ ህይወት መንግዲ እግዚአብሔር ንኽደ ቶማሰይ ካብ ዝፈትወ ሰነ ጥበቡዊ ቀጽሉሉ አሕዋትና
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና
Amen
Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ
12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብራተይ ኣሕዋተይ ቶማሰ ሓወይ ኣነ ሰቅለ ከም ሓወይ ክፎትወካ እመብራሃን ሞሳኩሙ ትኩን ሓላላተይ✝️✝️✝️👏👏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃልህዉተ ይሰማዐልና ክቡራት ኣሕዉተይ እግዚብሄር ኣምላክ ፀጋኡ ይብዝሕለኩም🤲🤲🤲🥀💐🌾🎋🌱🌴✝️✝️✝️ ቶማሰይ ጎቦዝ ቀፅለሉ ዝሓዉይ💊🌱
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶን መልስን እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዝሓልኩም ቡሩኻት
ቃል ህወት የስማዓልና ቡዙሕ ምህርክምና እንተ ዘይ ተጋግየ ይቅረታ እሄር ብሰለስተ ዓይነት እዩ ፈጢሩ ብቃል ይኩን በለ ብግብሪ ብኣእዳው ንኣቦና ኣዳም ብኣርምሞ ብስቅ ንመላእክቲ እንተተጋ ግየ ኣርምኒ ቀጽልዎ ብዙሕ ኢና ካባኩም ንጽበ ቶሚ ከኣ ጎበዝ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልካ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላኽ ክቡራት አሕዋተይ ዋይ ቶማስ ሓወይ ብጣዕሚ አየ አድኒቀኻ ቡዙሓት አለና መን ፈጠረና ዘይ ንፈልጥ አና ካበካቱም ብዙሕ ተማሂረ 🥀🥀
😓😓
ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም ፍትዋተይ ካባኹም ብዙሕ ተማሂርና በእውነት መግለጺ ሰኢነልኹም እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናችሁ
ቶሚ ሓውና አነ አብ ኹሉ ሰራሕኻ more eye ዘድንቐኻ ግን እዚ ጾጉርኻ እንተትቆርጾ ጽቡቅ ነይሩ ምሰ ሰናይ ይቅሬታ
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘለኩም ዋይ ትማሰ ሓወይ ናይ ዓለም ሰነ ጥበብ ይአክልካ መንፈሳዊ ሕሸካ
ፅቡቅ አዩ።ካብ አዝጋብሄር ብምዕላውኩም ግና ዝሕዝን አዩ ዐለም ብሓቒ ርግምቲ አያ።
ቶማስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓታቲት ድማ ንፍዕቲ ደመክረሳዊት ከማኺ የብዝሓየን ኦርቶዶክስና ትዓንብብ።
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሓልኩም ክብራት አሕዋተይ ቶማስ ሓወይ ፀጉርኻ ተትቆርፆ ፅቡቅ ናይሩ መንፈሳዊ ሂወት ፅቡቅ አለኻ ዓለማዊ ገዲፍኻ ናብ መንግስተ ሰማይ ዘዉርሰካ መንፈሳዊ ይሐሸካ💝
des tbl snetbebawi thanks hasabka kxbq bflay እታ ኣብቲ መንፈሳዊ ቦታ ዘሎ ኣተሓሕዛ ዝበልካያ
ዓባይ ነጠቢ ኣይተጸበኩካን ኣምላክ ሂወትካ ይባርኽ
ቶማስ ቃለህይወት የስምዐልና ጸግኡ የብዝመልካ ዓብንጸጋለካ እና ቶማሰይ ጸጉርካ ቁሮጾ ምዓሪተይ
_ቶሚዬ መዓረይ ቀጽለሉ ቃለ ኅይወት የስመዓና ብጣዕሚ ደስ ኢሉና_
በእውነት ድንቅ ፕሮግራም!
ቃለህይወት ያሰማልን🙏
እዚ ቆልዓ ክፈትወ ፅጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲ
ቶማስ ከኣ ኣብ እምነትካ ዘለካ ኣፍልጦን ጽንዓትን ብጣዕሚ ዝነኣድ, ሓደራኻ መስመርካ ከይትስሕት ❤ ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏
_አስይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ዝያዳይ_
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሃልኩም ቶማስ ሓውና ከአ መንፈሳዊ ፊልሚ ክትሰርሕ ተስፋ ንገብር
ብጣዕሚ ማሃሪ መደብ እግዝኣቢሄር ጸጋኹም የብዝሓዮ
ከየድነቁኹካ አይሓልፍን ቶማሰይ ሓፍትና ኸዓ ንፍዕቲ
ኣስይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ቃል ሂወት የስማዓል
ኣርቲስ ቶማስ ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ቃለ ይ
ሂወት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍቲና ኪኣ ከምዚ ገርኪ ፍልይ ብ ዚበለ ናብ መንፈሳዊ ሂወት መደብ ኣዳሊኪ ክትመልስዮም ኣዚኡ ደስ ዘብል፡አዩ ሞ በብዘለናዮ ጀመርቲ ጥራይ ዘይ ኮነስ ፈጸምቲ ኪገብረና ልዑል ፈጣሪ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም የሕዋት 🙏💒🙏❤️❤️❤️
John 1 (ትግ) - ዮሃንስ
16-17: ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡
18: ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ የልቦን፡ እቲ ኣብ ሕቝፊ ኣቦኡ ዘሎ ሓደ ወዲ፡ ንሱ ኣግሃዶ።
ምቕድም ቃለ ሂወት የስመዓልና ንስኺ ለባም ንሱ ውን ካባኺ ዘይሓምቕ ለባም ዩ
ክገርመኪ ኣነ ውን ኩሉ ግዜ ዝሓስቦ ዝነበርኩ ዩ ምኽንያቱ ስነ ጥበባውያን ኣንፈቶም ናበይ ገጹ ዩ ማለት ስነ ጥበብን መንፈሳውን ከመይ ይርእይዎ ክምለሱ ከ ተስፋ ኣለዎም ዶ ብሕልፊ ድማ ዞም ደረፍቲ ካብ ደርፊ ፊልም ምስራሕ ስለ ዝሓይሽ የ
ስለዚ ናይ ልበይ ኢኺ ረኺብክያ ሎሚ
ሶ የቐንየልና
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ንኩለኩም ቀፅልሉ ።ኣብታ ናይ ኣቦና ኣዳም ሓጥያቱ ዝቀንጠጠ ብመን ምክንያት እያ እትብል ግን በብዓሉ ብስልጣኑ ብጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርሰቶስ እያ ክትከዉን ዘለዋ ንምነታይሲ :-እኖና ቅድስት ማርያም ዋላ ድኣ ቤዛዊትና ትክን እምበር ፍጥርቲ እያ ።
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራት አሕዋትና ፀጉኡ በረከቱ የቅዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶታት ተማስ ሓውና እውን አብ ቤቱ የንብርካ 🙏🙏🙏
ሃይ ክብረቲይ ሓብተይ ዝፈትወካ ዘክብረካን ቶማስ ሓወይ ብጣዕሜይ ደስ ባህልቲይ ናይ መንፈሳዊይ በቲይ ዝፈትወ ትሑት ጠባይካን መንፈስካ ብጣዕሜይ ደስ ባሃሊይ ካቡኡ ቀጼለ ነታ ክብርቲይ ሓብተይ ትሓተካ ዝነበረት ትምህርትይ ናይ መንፈሳዊት ትገብሮ ተማሎኦን ኣሎዋ ሓደ ናይ መንፈሳዊት ኮኒኬይ ክትሓቲይ ክትምህርን ዝመጻኣኬይ ኣብ መንፈሳዊት ትገብሮ ኣሎዋዲዩ።የብላን ንዓኬይ ክሓተኬይ ኣፊቅድለይ ሓደ ጽፊርኬይ፡ ቸብስቲክ,ኩሕሊይ እዝን ወዘተ ክይገብሮ ኣሎዋ ዲዩ።የብላን ክትምልስእለይ ዘአለኬይ ብሰናይ ይቅሬታ ግን ንቅፊታ ናህተይ ኢዩ፡ንሰብ ክንምህር እንድሕር ንመጽእ ኣሎና መጀመርታ ነብስና ክንሪኣ ኣሎና ጽቡቅ ጌርና ካቡኡ እቲይ ዝተዋሃበና ሓሳብን ንሓቶን ካኣ ጽቡቅ ቁቡሉን ይከውን መስለኒይ እዚይ ናህተይ ንቅፊታ ሓሳበይን ኢዩ።ቶሜ ግን እግዛኣቤሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ ኣብ ትገብሮ ስራሓካን ትኮዶኦን ካኣ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
Aሜን ፫👏👏👏ቃለህይወት የስምዐና ብሩኻት የሕዋት እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዝሐልኩ🙏 ብጣዕሚ ፅቡቅ መሃሪ መደብ ቀፅልዎ👍
ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም
ጸጉሪካ ከም ቆረጽካዮ አብ እዝናካ ዘሎ ሻቁረ ውን ካም አወጸእካዮ ሰናይ ነይሩ ምስ ይቅሬታ
ቶሚ ሽኮር ኣጆካ ኣብ እምነትካ ጽናዕ🙏🙏🙏👈
ቃል ሂወት የስምዓልና ስምካን ስምናን ድምሩ ኣብ ዓንደ መስቀሉ ይጽሓፈልና
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ፡እግዚአብሄር ጸጉ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋተይ፡ ግን ተዘይ ተጋግየ ኩትሻ ጌርካ ኣለካ መስለኒ ጻዕዳ ይርኢ ኣለኩ ኮምኡ ውን ፡ ጸጉርካ እንተተሕጽሮ ጽቡቅ ነይሩ ፡፡ ብዝኮነ ጽቡቅ ።
ሕብትና ካኣ ሕቶ ኣነጽርዮ ።
ኣሰይ ደስ ትብሉ ማርያምን ከምዚ ከማይ ዳካማታት ፍልሚ ንርኢ ኢልና ንኣቱ ኣለና ከምዚ ኢልኩም ኣርኣያ ኩኑና እግዚአብሔር የኽብርኩም🙏❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋትና ፀግኡ የብዝሕ ኣብ እምነትኩም ፅንዑ ❤🌿
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐነና ፀጋ ረዲኦቱ ይብዘሓልና ኣሪቲስ ቶማስ ኣብራ ብጣዓሚ የቀኒየለና ምክኒያቱ ካብ ሓደ ኣሪቲስ ወይ ተፈልጢ ሰብ ብዙሕ ዘደሊ ትምህሪቲ ኣሎ እሞ ቀፁሉሉ ሰላም ምሕረቲ ይዉረደልና ወረ ኩናት ወዲ ኩናት ኣይሰመዓና ኣብ ሰደት ዘለና ብስላም ብደስታ ናብ ዓዲና ይመለስና ኣሜን (3)🙏
ቃል ህይወት ያሠማልን እህት ወንድሞቻችን ፀጋዉን ያብዛላችሁ
ቴሜ ሓወይ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ኣደኒቀካ ቀጽለሉ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ጸግኡን በርክቱን የብዝሓልኩም ክብራተይ
ኣሰይ ቶማስ ሓውይ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የበዘሐልካ ዝሓውይ ኣብ ቤቱ የንብረካ🙏🙏🙏💖
ቃል ሂወት ይስምዓና ክቡራት ኣሕዋትይ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Nay bhaki nefu qale hiwet yesmelna tomas hawey ajoka kexlo
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት የሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አብ እምነትኩም የፅንዕኩም እና ቶማስ ብሩኽ ከም ስምካ ቶማስ እና ጨጉርኻ ተትቆርፆ እተን ሽቋር ናይ እዚኒ ዶማ ተትሓድገን❣️❣️❣️❣️❣️❣️
👍👍👍👍👍👍👍
Xegurika kurexo zbil xhuf alo ente dea alo koynu abeyenay meraf alo wey kea nieu zgelix tmhrti ente alo koynu mharuna
ክንደይ ደስ ዘብል ጻኒሒትዩ! ቶሚ ኣባካ ዝነበረኒ ኣድኣቆት መሊሱ ወሲኩ። ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ስነጥበብ ዘለኩም ክትጸልዉና ስለ ትክእሉ ንሰናይ ነገር ሂዝኩም ምጹና። ደስ ኢልኒ።
Romans 5 (ትግ) - ሮሜ
15: ግናኸ እቲ ውህበት ጸጋ ኽንድቲ ኣበሳ ኣይኰነን። ብኣበሳ ሓደ ሰብኣይ ብዙሓት ሞይቶም እዮም እሞ፡ እቲ ጸጋ ኣምላኽን ውህበቱን ብጸጋ እቲ ሓደ ሰብኣይ፡ ማለት የሱስ ክርስቶስ፡ ናብቶም ብዙሓት እምብዛ ይዓዝዝ እዩ።
ሃይማኖትን ስነጥበብን ብከመይ ትገልጾ ዝበልክዮ ሕቶታት ንኩልና ተንኪፋትን ጥበብ ብፈጣሪ ዝተዓደለና ጸጋ እንድዩ ንምንታይ ግን ንዓልምስዊ ወይስ መንፈሳዊ ምርጫና ምርጫ ወላዲ እዩ ። ቶማስ ንፉዕ ከሙኡ ዘይትግምቶ ብደጊኡ ዝርእዮ ብዝበለጸ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዮ ሓስፍትና ጾምና ጾመ ልጋም ይፍተሓልና ኣብ ዘለና ሃሊና ።
ኣስይይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐናሎ ፀጋኡ ያብዘሐሉኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ💞🙏💞ኣብ ሃይማኖትኻ ያፅንዕኻ ቶማሰይ ኣደናቅትኻ እየ መብ ካብ ትግራይ ሓፊትኻ💖
Sakit fake Christian eyiom
ቶሚ ሓወይ ኣብ ዝከድካዮ ኣደና ቅድስት ድንጊል ማርያም ትሓልካ ቡሩከይ። ቡሩካተይ ነጸላ ግን ክትገብሩሉ ነሩኩም ። ኣብ ፓርት 2 ምስ ነጸላ ክንጽበየካ ኢና ዝሓወይ። (ኣመን)
ቃል ህይወት የሰምዐልና🤲🤲✝️🙏 ክቡራት ኣሕዋተይ✝️🙏
ብሓቂ ኣድኒቀካ ኣዝዩ ብሱል መንእሰይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ..... ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልካ..... እ/ሔር ኣምላኽና ኣብ መላእ ዓለምና ፍቅርን ሰላምን የውርደልና!!!! ብንጹሕ ልቢ ንሓድሕድና ንፋቀር የሕዋተይ።
ቶማስ ጸጋ ኣዳም ወይ ድማ ሓጢኣት ኣዳም ዝተሓደገልና ብጎይታና መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኢልካ ጽቡቅ መሊስካ ንሰብ ከተሐጉስ ግን እንዳፈለጥካ ቀይርካዮ ሕሰበሉ ወላ ኩላ ህዝቢ እዚ ክሕደት ዩ ማርያም ሓጢያት ትሓድግ ኔራ ተትኸውን ኣምላኽ ዝኣክል ሰብ ኮይኑ ክመጽእ ኣይመድለየን ደሓር ከኣ ክርስቶስ ቅድሚ ሙውላዱ ህያው ኣብ ኩሉ ዝርከብ ኣምላኽ ሙኻኑ ንዘክር ።
ይቅርታ ብደምቢ አይተረዳእካዮን ይመስለኒ ብመን ምክንያት እያ እላቶ
@@ተዘከረነበውስተመንግ-ተ7ቐ wala be teblo esk kemu be men mknyat deu medhan terkibu neska degmka xen elka semayo
@@semharhabtegergis9669 እኮ ብመን እዩ ተኮይኑ ብጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ እዩ ብመን ምክንያት እንተኮይኑ ግና በኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እዩ ።
ክቡር ሓወይ መጀመሪያ ኣስተውዕል ድንግል ምኽንያት ምድሓን እምበር ተሰቂላ ዘድሓነትና ኣይንብላን ምኽንያቱ ስለዘይኮነት ከሙ ክንብላ እንትኪእልና ውን ኣምልኾተ ጣኦት እዩ ስለዚ ምኽንያት እንተሃልዩ ኣብ መንጎ እግዚአብሔር ድማ ሓደ ኣካል ኣሎ
ቃል ሂወት የስምዓልና ንኹላትኩም
ኣቦና ኣዳም ድሕነት ዝረኸበ ብኣደና ድንግል ማርያም ኣይኮንን። ብክርስቶስ ኣብ ድንግል ማርያም ሓድሩ ድግማዊ ኣዳም ክይኑ ድሕነት ሂብዎ