ኻሊእ ስራሕ ስኢንኺ ድዩ??ሸዊት ላሸጥኹ ለጋጠማኒ ሰባት🤔 prank video tigrigna music eritrean movie gere emun
HTML-код
- Опубликовано: 2 окт 2024
- Hey Everyone! Welcome To muna entertaiment youtube channel
#eritrea #eritreanmovie #tigray #eritreanmusic #eritreanfilm
#eritrean
#eritreanmovie
#eritreanmusic
#eritreanfilm
#tigray
#tigraymusic
#neshnesh
#neshneshtv
#tigraymovie
#eritrean
#eritrean
#eritreanmovie
#zomaychannel
#hdmonanebarit
#eritreanmusic
#gereemun
#ዳኒቤሪreaction
#GereEmun
#tigray
#neshneshtv
#Angeup
#dawittv
#dadimami
#gereemun
#ገሬእሙን
#dasnaextra
#WediShuk
#ERITREANGOTTALENT
#ERITREANGOTTALENT
#hdmonanebarit
#hdmonashow
#SEANHAQI
#Tomasyemane
#ቶማስየማነ
#ዊንታመኮነን
#tigray
#ትግረኛ
#ruftatv
#tigrignaortodox
#maggyshow
#yadatube
#wintamekonen
#tomasyemane
#gereemun
#hdmonanebarit
#sdranamedia
#neweritreanmovie2023
#tigray
#WediShuk
#tigraytiktok
#Tigrigna
#habesha#eritreanfilm #bfqrihatie #erionetouchentertainment #eritreanfilm #tigrinamusic #neweritreanfilm #eritreanfilm2023 #ethiopianmovie #ethiopianfilms #newethiopianfilm #eritreanfilm #eritrean #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestmusic #tigrinamusic#eritrea #eritrean #neweritreanfilm #neweritreanmovie #new #eritreanbahlawiderfi #besteritreanguayla #tigrinamusic #eritreanbestguayla #eritreanbestmusic #hdmonanebarit #bahgnatv #natimedia #atamedia #alenawaltahager #eritv #neweritreanmusic2023 #neweritrean #neweritreandrama #neweritreanvideo #neweritreancomedy #eritreanbestmusic #eritreanbestdrama2023#eritreanbestdrama20203#ethiopianbestmusicsandentertainment #habeshaculture #habeshatiktok #habeshabeuty #habeshamusic #eritreanbestfilms #eritreantiktok2023 #eritreannews #eritreancomedy #ethiopianfilm #neweritreanmovie #neweritreanmusic2023 #neweritreanvideo #neweritreandrama #neweritreancomedy #besteritrean #besteritreanguayla #eritreancomedy #neweritreanfilm #habeshafilm #neweritreanfilm #hdmonanebarit #yonasmaynas #neshnesh #eritrea #eritv #eritreanews #bahgnatv #neweritreanmovie #neweritreancomedy #eritreanfilm2023 #starentertainment #artstvworld #ethiopianews #dawiteyob #erisat #buruktv #saeyet #minewshewa #mahdernaentertainment #aledamedia yonas maynas comedy new eritrean music \ eritrean movie \ eritrean comedy \ eritrean tiktok \ eritrean news \ eritrean \ eritrea \ ethiopian music \ ethiopian movie \ ethiopian comedy \ donky tube \ seyfu fantau \ feta deyli \ alena walta hager \ aan media network \ solo media \ mebred media \ aleda media \ tiktok \ habesha \ ebs ethiopia \ movie \ ethiopia \ habesha \ zara fltet \ dahay tv \ emma tube \ sport \ manchester united \ arsenal \ chelsea \ liverpool \ ronaldo \ messi \ neymar \ barsa \ madrid \ atletico \ eritv \ eritrean artist \ haw to \ haw to use \ asmera \ tigray \ tigray news \ seber zena \ zehabesha \ mahder production \ dani wedi memhr \ aregay hagos \ monica \ jedida \ habesha tik tok \ football \ dawit eyob \ neshnesh \ maynas \ abel birhanu \ yewenwa lije \ jayo \ yacob dawit \ helen meles \ abrham afewerqi \ yemane bariya \ tedalo \ amanuel alazar \ news \ youtube \ tmh \ tigray tv \ eri sat \ jstudio \ fnan app infotech \ eritrean media network \ dnqi lijoch \ tigray music \ tigrigina music \ henok wari \ new eritrean video \ #Eritrea #Tigray #Ethiopia #RussainWar #zarafeltet #ZENATIGRIGNA #dasna tv #aanmedianetwork #eritrea
#eritreanmusic #eritreantiktok #eritreanmovie #eritrean comedy #ertreannews #ethio_info #donkey_tube #eyoha media #dallolentertainment #besintudrama #WECHEWGOOD #ethiopianpodcast #ከናቲጋር #nebilnur #Tneshewamahder #InspireEthiopia #aradamovies #TripleMedia #fryat_yemane_interview #fryat_yemane_wedding #fryat_yemane_new #yonas_maynas_comedy #dawit_eyobmaggy show, new, today, 2022, wez tube, Hanza Tube /ሃንዛ/, Awlo Media Wedi Shuq ARARAT Entertainment Lele Entertainment, Minew Shewa Tube, Hope Music Ethiopia, ጦፎኛ ሚድያ, Asser Tegaru, Tigrai Mass Media Agency, Tigray Today, Dimtsi Weyane Television, Addis neger, Addis Mereja, Fana Television EBC Amel Kemalatkum Entertainment Wushatena Media ቀዛሕታ Kezahta eritrean wedding seifu on ebs heny emu ሄኒ እሙ eritrean couples dadi & mami natu hubi ሊግ ፍቑራት Couples league ethiopian news today ephrem amare admas music መዘንግዕ ካሜራ tik tok habesha dawit eyob comedy yonas maynas comedy awel seid tefetawi talkshow
እፍ ዓድኻ ጥዑም ንፁህ ኣየር ስደትና የሕፅረልና ተጋሩዋይ ታማ ላይክ ሳብስክራይ ደይንገብር❤❤❤❤
ኣሕዋተይ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሓ ዬቲበራት ነባራታትዓየን 🥺🙏
😢ጎይታዋይ ንክልቲኤና ያ ተጋሩዋይ ርህሩሃት ኢና እኳ ሓደ ሓደ ገበላት እዮም ዓዲ ለባላሽውዋ ዘለዉ😢😢
ክረምቲ ዘናፈቁኩም አለኩምዶዶ 😢😢ደስስስ ኩብል❤❤
ፅብቅቲ ናትና❤
ደምሪን🎉
ሙናየ ኸየድነኩኺ ኣዬሓልፍን ሰሪሑ ንዝበልዕ ከምዙይ ምብርትታዕ ዓብዩ ተስፍ እዩ ንዖኦም ቀፅልሉ ፕራንክ ልባሃል ፀሊእና ኣለና ፕራንክ ከይትጅምሪ ሓደራ
ኣቱም ፕራንኽ ላበልኩም ቅጭ ተምፁኡልና ካብ ሙና ተሞኽሮ ዉሰዱ ብሓቂ ደስ ልብል ስራሕ እዩ መዓረይ ቀፅልሉ❤❤❤❤
ኹቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ ዝባሃል ከማኺ ዝበለ እዩ ❤️😘
ሙና ለባም ሰብ ጎበዝ ቀጽልሉ ዝሓፍተይ ኣብ ጎኒ ከምዚአን ዝበላ ኣሕዋትና ምኻንኪ ብጣዕሚ ደስ ይብል ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ጎበዝ ዊንታየ ፅሪቲ እግዚአብሔር ዓስብኺ ይኽፈልኺ ❤❤
እግዚአሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና
ባጣዕሚ እኪ ድሰ ትብልኒ ቀፅልሉ ዋ ግን ምሰ ሰናይ ይቅሪታ ንምንተይ እዩ ማዕተብ ብቻ ትገብራ መሰቀል ዘይትገብራሉ ዝተወሰንክን ሰለ ዝርኢ እየ ሓደ ማዓልቲ ሰለ ዘይከነ እየ መልሲ ክፅበ
ኩሉ ሓደ እዩ ፀገም የብሉን ወለላይ ክርስትያን ኮይኑ ማዕተብ ወይ መስቀል ክኣስር ኣለዎ ጥራሕካ ምኻድ እዩ ሕማቅምበር ወለላይ
ኣብ ጥምቀትና ጻዕዳ ማዕተብ ይእሰረና እዝኸኣ ብሰለስተ ትርጋሜ ይግለጽ እዩ ስለዝ ፀገም የለን። መስቀል ምግባሪም ዝያዳ ተመራጽን ግድንን እዩምበር ማዕተብ ዘይፍቀድ ኣይኮነን
እንኳዕ ጥራሓ ኣይኮነት እምበይ ማዕተብ ታሃልዩዋለ እኹል እዩ❤
ዊንትየ ፁቡቅ ስራሕ እየ ዘይተርእየ ስለ እትሰርሑ ጎበዛት ናይ ስራሕ ፈጠራኹም ኩሉኹም ተዋሳእትና እትገብሩዎ ዘለኹም ቀፅለሉ ሓንቲ ዝብለኪ ግን ቪድዮ እዩ ኢሎም ከይኣብዩኺ ማስክ ተትገብሪ❤🙏
ፅቡቅ ምብርትታዕ እዩ ሓፍተይ ሞራል ማሃብኺ ቀፅልሉ❤
ዊንታየ ይፈትየኪ እየ ግን ኣብ መልሲ ድራማ ኣናዲድክኒ ኢኪ😢🤣🥰🥰
ሙናየ ግን ሰብ ናትኪ ድዩ ትሕግዝየንለኪ ክብለኪ ከሎ ይሕግዘንለኩ እየ በሊ ሓስያትና ከይብሉኪ ድሓር ምስ ረአዩዎ 😅
ሙናየይ የኔ መልካም ትሕትናኺ ኮ ወሓለ ዛምበይተይ ቀፅልሉ❤❤🎉😊
ዊንታዋይ ለባም ዝዕርፉ ውላድ ይሃብኺ ፈጣሪ ዝሓፍተይ
የኔ ማርርርርርር ማርያምን አነሰ ማራ የአ ድፈትየክ ወለለአይ❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ሙናይ ማዓረይ ትሕትናኪ ፍትየዮ ብሓቂ ❤️❤️❤️❤️
ዊንታ ንዓይኒ ንእስቲ ንልቢ ዓባይ ኢኺ እሞ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ
አምላክ ይባርኪ ዝሓፍተይ ሰብ ንምሑጓስ ብዙሕ መንገዲ እዩ ❤️❤️❤️❤️
ደምርኒ ህያበይ ጀማሪት እየዎ
ሙና ሽኮር ፅብቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ማዓረይ❤❤😊 ዓደይ ናፉቀያ ስደት 😢
ስራሕ መልክዕ ኣይውስነን ስራሕ ምኮኒ ብቻ ዝሓፍተይ ሙናየ ወለላይ❤❤❤❤
ሙና ፅብቅቲ ስራህ ከምዘይናኣቅ መምሀሪ ይከውን ኣንበሳ
ሙናዋይ ትሕግዝየንለኺ ዲኺ ክብላኺ ከለዋ እወ በልየን ማዓረይ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ፁቡቅ👌💚😍
ሙናየ ሽኮር😘😘😘
ደምሪን🎉
ባዓልቲ ቴሌፎን ማሚቃ ብድሕረኪ አጽሚማትኪ😅 እዚኣ ትመስል አይትበላ እተን ካልኦት ኩፉኣት ማዓስ ኮይነን 😢😮 ግን ስራሕ ኩሉ ስራሕ እዩ ምስራቅ እዩ ነዉሪ❤
ኣነ ይሽጠ ነይር ግን ተማሉኡ ኣይብልን ነይረ ስብ ባዕሉ እዩ ዝማላእ ተመስገን
ሙናየ ደስ ዝብል እዩ ናብ ናያተን ስራሕ ዉርድ ኢልካ ምርኣይ ፅቡቅ እዩ
ጥዕምቲ ላዛ ምኽርኺ ፅቡቕ እዩ እተን እንግሊዝኛ ቓላት ግን ብትግርኛ ለውጥየን " ፍረሽ እዩ"
ኣጋጣም ዝፈልጠኒ ሰብ ከይሪኢኑ ዘይበልኪ ኣድኒቀኪ❤
ብዓብዩ ምድያ ቀሪጻ ተዉጸኦስ
ንዝሪአ ትሓፍር
እምበርከ ሰሪሕካ ምብላዕ የሐፍር ድዩ
❤❤ሙናየይ ፅረቲ ብሓቂ ለባመይ ደስ ዝብል ስራሕ ትሕትናኺ ውን ፈትየዮ ወለላይ❤❤
ሙና (ዊንታ)ሽኮር መልሐሰኪ ጥዑም ሰራህኺ ጨለ
ሙና ሽኮር ፅቡቅ መበረታትዒ እዩ ቀፅልሉ❤❤
ዋውውኣነ ክይድነቁኩኩ ክሓልፍ ኣይድልይ❤❤ ብጣዓሚ ፅቡቁ ሓሳብ እየ እግዚአብሔርዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤ ዊንታየይ❤❤
ብናፃ እማ ተማላእ ኣይመድለዮን ክመናጠል ነይሩ እዩ ክንደይ ስብ ምተቃተለ 😂😂
አረ ንስኺ ትፍለዪ ኢኺ የኔ ማር🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዊንታየ ቆንጆ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ዝሓፍተይ🥰
ሙናዋ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
ሙናየይ ዓባይ ሰብ እግዚአብሔር ኣምላክ የክብርኪ ክብረተይ ብጣዓሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ ሓላለይ ❤❤❤❤❤❤❤
ለባም ትሕትናኪ ማሪክኒ ማዓረይ😌
ስነ-ጥበባዊ ማለት ፀገም ህዝቢ ዝርዳእ እዩ እሞ ዊንታ ሓሳብኪ ክናአድ ዝግቦኦ ብሉፅ ስራሕ እዩ
ሙናየ ሸኮር ይሓምያኪ ኣለዋ ከምዛ ምንም ዘይትፈልጢ😅😅 እዚኣ ትመሰል ቆልዓሰያ😂
ብጣዓሚ ኢኪ ለባሞ ኣምላክ ይባርኪ ዕድመ ይሃብኪ🥰🥰♥️♥️😊
ብሓቂ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ቀፅልሉ ወለላይ❤
ሙናየይ ማዓረይ ክፈትወኪ ማዓት እየ ማዓረይ❤😍
ፅብቅት ፍጥረት
ዙቃላትኪ ደስ ክብል እድብቲ ቀፅልሉ❤🎉
ተባረኪ ዊታዋይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤
ዊንታ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ዓብዪ መልእኽቲ አለዎ
ብናፃ ድዩ ሙናየይይ😂😂ሸዊት ተማልኡ 😂
ኣኽስረክያ ኮ ዊንታዋይ 😂😂
ጎበዝ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ስራሕ ስራሕ'ዩ ሰብ ኣይመርጽን ብጣዕሚ ኣድኒቐኪ ዊንቱ 🥰🥰🥰
ሙና የይ ለባመይኮ ቀፅልሉ ትዕበ መሲልኪ መፂኢኪ ለለ😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዊንታ ፅብቅቲ ሓደ ሓደ ቃላት ብትግርኛ ተትኾን በሃላይ ኢየ ከም መጋረዲ ፣ ፍረሽ ወዘተ ብዝተረፈ ቀፅሊሉ እዛ ሓፍተይ
You have a big odiance. Stop speaking mekella Tigrinya. Please
ህዝብና ጓል ሪኡ እዩ ገንዘብ ዘውፅእ እምበር ዓበይቲ ወለድና አብ ምሕጋዝ ድኹም እዩ ስለዚ ጓል ይኹን ወዲ ንዝሰርሕ ሰብ ነበራትዕ ክብል ይፈቱ?
ትክክል 👌
ሙናየ እሰይ ለባመይ ከማኺ የብዘሐለዮ ሓፍትናለ ኣጆኺ ጥዕና ሒዝኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጠንካራ እያ ብሓቂ፣❤❤❤
ህዝብና ጓል ሪኡ እዩ ገንዘብ ዘውፅእ እምበር ዓበይቲ ወለድና አብ ምሕጋዝ ድኹም እዩ ስለዚ ጓል ይኹን ወዲ ንዝሰርሕ ሰብ ነበራትዕ ክብል ይፈቱ?
ዊንታየይ ለባመይ ቀፅልሉ ዛሓፍተይ ❤❤❤
ደቂቃ ከዓ ኣይተንዉሕዮ ሙናየ
ዊንታ ሽኮር ኣይተካኣልክን ጎቦዝ ኢኪ❤❤❤
ኣይተሽርፍዮ ትሓዊኢ ሙና ዓይነይ ከብዶም ከየሕሞም እሺይ ዶ😂😂😂😂😂😂😂 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪይ ግን እብ መልሲ ኣናዲዶክኒይ
ነተን ኣብ ባር ዝሰርሓ ኢካ ካልአ ስራሕ ተሳኢኑ ድዩ ትብል አምበር ዑፉን ምሻጥ ስርሕ አዩ ❤
እኮ 🤔
እኮ ስራሕ ስራሕዩ
ዛሕፍተይ/ይ ባር ምስራሕ እኮ እንጀራ እዩ ግፊዒ ኣይትዛረቡ ሙናዋ ቀፅልሉ😢
ኣሰይይይ ምግባዝኺ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኺ ዝሓፈተይ
ከሪአኪ እየ አብ መልሲ ትገብርዮ ዘለኪ
ወንታየይ አነስ ብጣዒሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤ የኔ ልዩ ታምርያልሽ ወቢ ነሽ እኮ ማሬ
ልምዲ ዘለኪ ኢኪ ትመስሊ ሸዊት ክትብሊ እኮ ደኪምኪ😂😂😂😂
ሁሌም ማረግ ያለብሽ ካሜራ ማኑ ሰው አንዳያየው ተደብቅ መሆን ኣለበት ልመታየት ብለው ነው የገዙሽ
ፅብቅ ስራሕ ሙናየ ቀፅሉሉ♥️❤❤
ሓንት ግዘ🎉ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ🎉🎉🎉
ሙናይ መዓረይ ቀፁሉሉ ሙቁርተይ ❤❤❤❤❤🙏
ሙናየይ ለባም ሰብ ❤❤❤❤
ኩሉ ኣማሊኡ ዘሃበኪ ፈጣሪ ልባም ሓፍተይ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሙናየ አህሪፍክና አነ ሎሚ ዑፉን ጠቢሰ ምስ ቡን እዳሰተኩ ግን አብዚ ሽኮር እዩ ዝጥዕም መቀረት የብሉን 🇨🇦💊ሙሉእ ሰላም ምስ ኮነ ሃንግ ምስ ጠፍኤ😢 ዑፉን ጠብስኪ አብ ገዛኪ ከተብልዕና ተስፋ ይገብር 🕊🔔🧸😇☔️💒🙏🏼🥰🌻🌿🌿ይኮኖ ✌🏻
Hagaziki Yhabki wintayey Tsriti
ፅቡቕ ሓሳብን ደግፍን እዩ
ዊታዋይ ፀጋበይ ተባረኪ ፍትውውውው ዋይ❤❤❤❤❤
Tihtinaki fetyeyo winta shikor❤
ሙና 5ብር ባዕልኪ ክፈልያ 😅❤🎉
ስራሕ ዚሒላ እያ ዝኒሃ ሕልፍ ሕልፍ ይብሉ አለው አብ ጁባ ቅርሺ የላን ማለት ዩ 🤔
ምናዋይ ፅሪቲ ልፍትየኪ😘
ሙናዋይ ምቅርቲ ኣጆኪ ቀጽልሉ ብርትዒ 💙🙏
Munay btaimi eye zfetyeki enda thsh yiketateleki srahki ewun adnkelki eye tigray adey selam do ala ntgray kab zmetsie 6 amet koynuni kemey diyu nafikatni adey
Tnxxx mearey beselam adeki yimleski
@@winaentertainmentt amen munayey
ኣረ ክትልብም ዛሙና❤
ኣኔስ ክፈትወኪ ማዓቲ💞💞💞💞💞❤❤❤
ብጣዓሚ ፅቡቅ ስራሕ ❤ ቀፅልሉ ኣጆኺ
ሙናየ ሽኮር ኣነስ ክፈትየ ወለላይ❤❤❤
ዊንቲዋይ አነ መካንኩ ክገዝአኪ ነይረ እየ ኩሉ 😂❤
ደምርኒ ህያበይ ጀማሪት እየዎ🎉
ካቡሩመዓርይ😂😂😂
ተባረኺ ዛሓፍተይ
አይ ናይና ስብ ስራሕ ምንዓቅ ቀደማይ እዩ😢
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢
❤❤❤❤❤
ሙና ሽኮር መርኣያ ስነ ጥበብ
ሙናየ ምቅርቲ💞♥️
ሙና ኣሕርርዮ ❤❤❤❤
ቀፅልሉ ሙናየ ፅቡቅቲ😍💓
ዊንቲየይ ምዕርግቲ ❤
ሙናየ ማዓረይ😍😍😍💞💞