50,000 subscribe emo nabxhaya mo Mqrti haftna kea kem gele gerki werqen selmyen abi mrqa u neaki za haftey haye subscribe ske ngberela am from eritrean 🇪🇷 delayt selam ye abe za natey hasabe zsemama 👍 habuni
Hadar bi ekid ena bi capital bi timrty dereja aykoney. Dihre degree lelewu timtitat ab hadar mis enekola koynika eyu dess lible. Egziabiher ayfotwuy ab gizeka bi hadar mitmar gin beteseb le Egziabiher le des yblo ❤
አረ በይዛኪ ዓይ ብክ ግዘእላ ላማማ😢😢ይገዘእላ ላማማ ትብሉ እስክ ላይክ በሉለይ👍
በጃኩምጠ50kነእትያ ንዊንታሞ ነዲአ ገዚኣ ክተሐጉሳ እፍፍፍ ማሚየይ ጭብጥ ተብለኒ😢😢😢
ደስ ልብሉ ስድራ ዊንቲዬ ብዝተከኣለኪ ልማዘርኪ ወርቃ ክትትክእላ ፈትኒ
ጽቡቅ ዩ ግን ክእለት ዘረባ ወይ ኣዛራርባ ክህሉ ይግባእ እንቃዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ወይ ካብ ካሊእ ኣይተፈጠርኩ ክእረም ይግባእ ኣብ ዝተፈጠርካ ተወለድ ኩሉ ሓደ ዩ ፈላጢኡ ፈጣሪ ዩ
Lekea eki
ጎተተዋይ ማማየ ነታበበዐያ አሕዋተይ ወርቂ ምእንቲ ትገዘአለን ንማማዋይ
ደምረኒ ማዓረይ😢😢😢
በጃ ነብስኺ ይኹን ኣደይ ምዓረይ ዊንቱየ ድማ ሰሪሕኪ ንወላዲትኪ ብዝተኻእለ መጠን ክትክእላ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ❤❤😢😢
አየ ደቂ ሰባት ክንደይናይ ጨካናት ምካና ኢና ናይ ሰብ ንብረት ንወስድ 😢😢 ዊንታየ ጠንኪርኪ ሰሪሕኪ ግዝእና ፅሪተይ 🙏🙏😍
ዊንታዋይ ተኪኢልኪ ግዝእላ ንማዘርኪ
በይዛ ርእስኩም ይኩን ስድራና
Wow በጣም የሚገርም አባት አስተሳሰብ ንፁህ ፍቅር ለብዙ ሰው አስተማሪ የተባረከ ቤተሰብ እግዚአብሔር አምላክ እድሜና ጤና ይስጣችሁ አይዟችሁ የድንግል ማርያም ልጅ ኢየሱስ ከሰርስቶስ የተትረፈረፈ ከወርቅ በላይ ይሰጣችኋል ❤❤❤
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናይ ይሃቦም ወለድኪ ዛሓፍተይ ንእነኪ ሽልማታ መሊስኪ ገዚእኪ ስርፕራይዝ ክትገብርያ ባዓልቲ ሙሉእ እምነት እየ ኣቦኪ ለ ብጣዕሚ ይመችዎ ደስባሃሊ ኣቦ እኒኤኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዊንታ ሓቦ በሊ ንማማ ሳብራይዝ ግበርየን ሓደራ
ዉሸጢ ፈለጢ ዝወሰዶ አጀኪ ማማ🙏🙏
እንኳዕ ካብ ካልእ ኣይተፈጠሩኹ ኣይባሃሊ ኩሉ ናናይ ባዓሉ ወላዱኡ ኮምኡ እዩ
ኣጆኪ ኣደዋይ በጃ ርእስኪ ይኩን ዊንታየይ ወልድኪ ኩሉ ግዜ ሒዝክዮም ንዒ ደስ ክብሉ ❤❤❤
ኣጆኺ በልያ እቲ ሕማቅ እዋን ኮ ሓሊፉ ድኣ እንቓዕ ብሂወት ተረፉልኪ ዊንታየ ይተካእ ዩቱብ ስርሕ ኣቢልኪ ዝትካእዩ እስኺ ዉን ኣተባብዕዮም ኣቱም ተጋሩዋኒ ድማ ነዘን ኣሓትና ነተባብዓየን ከምዚኣ 👉👉👍👍👍👍👍 ጌርና ሳብስክራይብ ጌርና ነዕብየን 🙏🙏🙏
እንኳዕ ካብ ካልእ ቤተሰብ ዘይምተፈጠርልኩ ደቀይ ታይ ዓይነት ትግርኛ እዩ / ማንም ሰብ መሪጺ ዝውለድ የለን ናይ ሚድያ ሰብ ስለዝኾንኪ ታይ ይንገር ተትፈልጢ ፅብቅተይ
እንኳዕ ብህይወት ሃለኹም እበር በይዛ ርእስኹም እዩ ሰብ እኳ ወጺኡ ይቀሪ ዕድመ ይሃብኩም እበር ክትክእዎ ኢኹም አጆኹም
ብስሚዒት ልስድራና ለለና ፍቅሪ ክንገልፅ ከለና ኣይርደኣናን ካብ ፍቅሪ ልተልዓለ እዩ
ማም ኣጀኪ ጥዕና ጥራሕ እምበር ንብረት ተተካኢ እዩ ተስፋ ይገብር ዊንቱ ጠንኪርኪ ሰሪሕኺ ክትሽልምያ❤
ማማዋይ ❤️🥺አምላክ ዘይረኣኽዮ ይተክኣልኪ
ኣይዞኺ ድማ ክቡር ባዓል ቤትክን ዊንታ ኾኖም ድማ ሓዱሽ ድዛይን ክገዝእልኺ እዮም
ዋው ዊንታይ🥰🥰
ማዓልቲ ልደትና
ብሓደ
መጋቢት 27 ትወሊደ ኣነም👩❤️👩
ኣነ እውን መጋቢት 27😊❤❤
@@የዋህፈቃርእየ ❤️❤️❤️
ተጋሩ ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ንግበረላ ሞራል ንሃባ ነዕብያ ሰሪሓ ናይ ኣዲኣ ወርቂ ሽልማታ ገዚኣ ሳብራይዝ ክትገብራ ወለዳ ክሕጎሱ ተስፋ ይገብር 🙏🙏🙏🧡🧡🧡❤❤❤❤
ዋይ ኣደዋይ ሸለማት ብጣዕሚ እዩ ካብደ ዊንታየይ ገዘእለኒ ሸቆሪ እና ሕንቆ ካሊእስ ምስሕዘኩም ትገበሮለን🥺
50,000 subscribe emo nabxhaya mo Mqrti haftna kea kem gele gerki werqen selmyen abi mrqa u neaki za haftey haye subscribe ske ngberela am from eritrean 🇪🇷 delayt selam ye abe za natey hasabe zsemama 👍 habuni
ቡሩኻት ስድራ ደስ ትብሉ ፡ነቶም ዝሞቱ ኣብ ሑቕፊ ቅዱሳን የንብሮም፡ እቲ ስልማት ድማ ልዕሊ ወርቂ ለባም ሰብኣይን ቡሩኻት ዉሉድን ሂቡ ሰሊሙኪ ኣሎ ዊንቲ ድማ ሓጎስ ናይ ወላዲ ዉላዱ ክንዲ ሄዋን በጺሓ ተምርዕያ ዉሉድ ደቂ ደቆም ክርእዩ ካብኡ ዝዓቢ ሓጎስ የብሎምን እሞ ነቲ ምኽሮም ኣብ ልብኺ የሕድሮ ።ደስ ትብሉ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ኣጆኪ ማማየ ትትክእዮ ኢኪ ጥዕና ይሃብኪ ዕድመን ጥራሕ እዩ ካብ ኣምላክ ንድለ 🙏🙏🙏🙏
በይዛ ርእስኹም እዩ እንኳዕ ቡኡ ኣሕለፎ ኣደዋይ ኣጆኺ❤🙏
ኣደዋይ ኣያዊተይ ቃደማኩም ሙና ሓፍተይ ብዛዕባ ወርቂ ገውጋዓ ከለዋ እቲ ሓዘን ካብ ገፀን ይንበብ ብጣዕሚ ካብ ዝትዓዘብክዎ ተጎዲኤን እየን ግን ድማ ካባካ ዝገደደ ናራኣካ ንስኪ ዝግባኣኪ ነገር ታይ እዩ መሲልኪ ኣብ መዋዳእታ ፍሽክ ዝበላላ ጋህዲ ገይርኪ ኣርህየን ደስ ንክብለን ወርቂ ውን ትገብርለይ ትክእሊ እኪ ማሚተይ ኣጆክን
ደምረኒ😢😢❤❤❤
ውይይ ኣደዋይ ዓለመይ ግርማ ፀላኢኺ ይቃንጠጥ😢😢😢ዊንተይ ጎብዝኪ ስርሒ ከምቲ ብኣኺ ዝሕጎስሉ ንስኺ እውን ን ሽልማት ወላዲትኪ ሓቦ በሊ ዊንተይ ፅሪቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤😢😢
እድመ ጥዕና ይሃበክም ፈጣሪ ወለድኪ 1000 ይንበሩልኪ ፅብቅተይ 💞
ኣሰይይይይይ ደሰ ዝብሉ ወለዲ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩም ዊታየይ ኣንሕና ካብ ሰደት መልሲ ናኣካትኩም የማሰለና
ሓቆም እዮም ፋዘር ኣነውን አብ ሂወተይ ዝሓዘንኩሉ ዕለትን ምፍጣረይ ዝፀላእኩላ ዕለትን እሞ ድማ አብ ስደት ዓው ኢልካ አብ ዘይብከየሉ ፀልማት ዕለት አብዛ መርድእ ጀጋኑና እያ 💔💔😭
አጀኪ አደዋይ በይዛ ርእስካእዩ 😢😭
ብሓቂ ምት ኣሕዋትና ከመይ ዝከበደ ግዜ ዘይርሳዕ😭😭😭 አደይ መዓረይ ሓቃ እያ ግና በይዛ ነብስካ ይበሃል ግና ተስፋ ይገብር ዊንታ ሰሪሒኪ ነዴኪ ከም ትትክእላ ኣይጠራጠርን ሳርፕራይዝ ክትገብርያ ተስፋ ይገብር❤❤❤🙏🙏🙏
ወርቅን ብርን ፈላጢ ውሽጥካ እዩ ዝወስደካ ካብ ሕጂ መማሃሪ ይኮኖኩም🥺ንብሪት ገንዘብን በይዛ ርእስካ እዩ ኣጆክን ማማዋይ🙏❤
ዋይይይ ስርቂ ታይ ያዓብስ እሞ ወርቂ ላኣክል 😢😢ብጣዕሚ ዘሕዝን ስርቂ ካምታኣገደስ ክንደይ ሰብ ማሃፍተመ ኡፍፍ
የሕዝን እዩ ግን ቤዛ ነብስኹም እዩ ጀጋኑ እውን ጠፊኦም እዮም ዊንቱ ወለድኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንስኺ እውን ተባረኺ ባጠቅላላ እቱ አብ ትግራይ ዘሎ መሕዘኒ እዩ 😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️
ኣጆ ማማየይ ሂዊት ሰብ እዩ ዘይ ሓልፍ እምበር ኩሉ ሓላፋይ እዩ ሙናየይ ጎቢዝኪ ስርሒ ኢኪ ግዝእእለን ኢኪ ኣጆኪ ማማየይ ሞያ ኣይዓለሎ
ልቀፃሊ ትምህርቲ ይኾነኩም ብሪ ወርቂ ፈላጢ ውሽጥካ እዩ ዝወስደካ 😢😢
ኣጂኪ ማማይ ንብረት ይትካእ እዩ❤😢
ወርቂ አዴኪ ክትገብሪላ ክትብሊ ምሰማዕኩ አደይ ስለልፈቱ ጌረልኪ አለኩ ምቅርቲ
ኩሉ ወለዱ እዩ ዝፈቱ እንኳዕ ካብ ካሊእ ኣይተወለድኩ ኣይባሃልን ማለትሲ ካልኦት ተዝኮኑ ወለድኪ እውን ክትፈትውዮም ነይርኪ ኢኪ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኩም ❤
ብሓቂ ንበረት ይተካእ አዩ 💔አቶም ዓሸልት ኣሕዋተና ክንደይ ጥፍኦም😭💔ዘይርስዓ ስቃይ አሉ አብ ወሸጠይ😭😭😭😭💔
ሙናየ እንካዕ በሰላም መፃኺ ተዓዲልኪ ደሰ ዝብሉ በተሰብ ዕድመን ጢዒና ይሃብኩም አጆኽን ማማ እትወርቂ እካ ተጥፍአ ወርቂ ዝኾነት ጋልኩም አላትኩም❤ ናይ ሰብ ሂወት እዩ ዘይምለስ እበር ንብረት ይመለስ እዩ እንካዕ አምላክ ብኡኡ ገበሮ🙏 ሙናየ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ❤
ማማ ኩሉ በዛ ርእስካ እዩ ሓሙሽተ ሚኢትሽ ጠፊእኒ እም ኣብ ሰደት ኮይነ ዝሰራሓክዎ ግን እዚጋቤሄር ይመስገን ጤና ብቻ
አይዞሽ የኔ ናት ወርቅ ይተካል ደስ የምትሉ ቤተሰብ ናቸው ❤️❤🥺🥲
በይዛ ርእሰክን እዪ ማሚየይ ኣጀክን😢
አጀኪ አደይ መዓዓረይ ሕማምክን ፃማክን ሒዝዎ ይክድ ዘይ ረአክዮ ይተክአልኪ
በይዛ ርእስኪ ይኩን ማሚዬ 😢 ልበለፀ ነገር ሒዙ ክመፅእ እዩ ከምቲ ዝነበረ ማዓልቲ ቀይሩ ንፅቡቅኪ እዩ ስለ ዝረአክወ እየ ግዜ በቻ ኣይዞኪ🙏😢
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ኩልኩም ጅግና ጋል ኢኩም ወሊድኩም መርኣያ ደ/አንስትዮ እያ ጥንካሬኪ ቀፅልሉ ! ዝጠፈእ ወርቂ ይትካእ እዩ ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም' ወላዲ ዉላድ ይሀርፍዩ ትክክልዪ ምስ ፅቡቅ ራእይኪ መድሐኒ ዓለም ይተሓወሶ
እህ ማማዋይ አጆክናኒ😢😢😢😢
ደምርኒ ♥️🙏
ደስ ትብሉ ስድራ ዊንቱየ😊
በጃኺ ዝግበር ገይርኪ ግዚእለን ማማየ ኣጆኺ 😢❤🎉
አወ ከምገዘአትለን ናተይ ዉን ናይ ማዘር ሓንቲ ጠፊኣሰ ብጣዕሚ ሓዚና ከይትመልሶ ለ ሓንቲ አያ ካዉኡ ዳኣ ቅድሚ ኩናት ናብ ሰደት ኣምሪሐ ካዉኣ 3 ዓመተይ ገይረ ኣለኩ መሬት ገዚአ ንኣደይ ዛነበረት ሸይጡ ወሲከ ምሰ ናይ አዝኑ ናይ ክሳዱ ገዚአላ ኩሉ ጊዜ ብዝደወልኩላ ቁፅሪ አያ ንትምርቀኒ ተመሰገን ኣምላኽይ ♥️🙏🙏🙏
@@Awet3553ዓመት ሰሪሕክስ መሬትን ወርቅን ሰረሕኪ ታዓዲልኪ
@@Awet355antn tegaru ahwatey kndey ktnefie anes kudus knie ykenie
ኣጆኪ ኣደይ መዓረይ ቤዛ ርእስኪ ይኩን መዓረይ ለ ዋላ ክሽዑ ዝኮነ ግበርላ ሽወያ ትራጋጋዕ ምክንያቱ ዝኮነ ውሽጣዊ ስቅያት ይፈጥረላ እዩ ኣደ ስለ ዝኮነት ሓላፍነት ስለ ዝስማዓ እዩ እንበር❤
ኣሰይ ኣደዋይ ማዓረይ ምሰ ሳሓቁ ደሰ አለኒ ኣነዉን ሰሕቀ ብአነት ሓቅን አየን ወለዱ ታይ ዳኣሞ 🙏👌🥀🥀
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
ኣጆክን ማሚተይ ገንዘብካ ቤዛ ርአስካ አዩ😪 ንጽቡቅኩም ይግበሮ ክቡራት ስድራ🎉❤
ዊንታየ ኣነሰ ታይ ድየ ክብል ደልየ መጀመርያ ንብረት ቤዛ ነብሰካ እዩ ግን ንወለድና ጓሂ እዩ ኣብ ጦሩነት ብዝሕ እዩ ጠፊኡ ዊንታ ሓፍተይ ወርቂ ጥራሕ ፈልዩ ዝወሰድ ፈላጢ ውሸጢ እዩ እና እዚ ቀሊል እዩ ኣጀክን በልየን ዊንታ ክነግረኪ ናተይ ኣደዋይ ኣብ ግዜ ኩናት ዝገጠማ ክነግረኪ 😭😭ወዳ ተሲዊኢዋ ሓፍታ ተሰዊኣታ ኩሉ ሸልማታ ንብረታ ተወሲዱ ኣቁሑ ቡና ከይቀረየ ኩላ ንብረት ገዛ ሙሉእ ገዛና ተቃፂሉ ግን ማዘረይ እዚ ኣሕሊፍ ጠንኪራ እግዛብሄር ይመሰገን ሰደት ሰለዘለና ቶም ዝተሰውኡ ኣሕዋትና ኢና ዘይተከኣናዮም እምበር እቲ ንብረት ኩሉሰ ድሮ ኳ ተተኪኡ ናይ ማማ ለ ክትካእ እዩ ኣጀኩን በልየን 😢😢❤❤❤
😢😢😢😢
😥
@@TgLave-si4wl እወ ጓልኖ ክንደይ እሞ ከምዝካኣልናዮ😭💔
ብሓቂ ክንደይ መላምል ሲኢና 😢ከቢድ እዩ እሞ ናይ ሰብኣይኻ ውህብቶ እንተኾነ ግን ሓቑኹም ሓዘና ከቢድ እዩ😢 እቲ ዝገደደ ትግራይ ሰላም ዘይምኳና እዩ😢
ወረቂ አይኮነን ሺላማትካ ብነብሱ ዚኮነ ነገረ አለዋ ዋላ ከቲም ጠፊአትካ ከማን ብጣዓሚ ዩ ዚሲማዓካ
።ግን፡ከምቲ አቦኪ ዚብሎ ወረቂ ይትካአ ኣዩ ህወት ሰብ ህወት መላምልና ግን ዚከፈልካ ከፊልካ ዘይምለሲ ዩ።
ፀልማት ሳዓት ወድነይ ዝተመንጠልናሉ ግዜ ኩናት😢
አይዘኪ ዝሓፍተይ😢😢
ብጣዕሚ የሐዝን ኣጆኩን ብጃኽን ብጃ ደቅኽን እዩ እንበር ይቅር ጠፊኡ ብሕልመይ ሃበለይ ክብተሕ ብጣዕሚ እየ ዝድንግፅ ብዙሕ ኮይኑ እኮ ኣይኮነን ግን ሽልማትካ ሓለፋ ኣለዎ ናጋ ዝትካእ ነገር ኣጆክን❤❤
ግን አብ ወሹጡ ገዛ እንተኩዩኑ ፈተዉ ምሱሉ ክነደይ ሕሱድት አሎዉ በዙ ሩእሱኩሙየኩን😢😢😢
አሰይይ ደሰ ባሂልት ወለድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪም ፈጣሪ ❤❤❤ ሙና ሹኸራ❤❤❤❤❤
አጀኪ አደዋይ በይዛ ርእሰካ እዩ😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
ደስ ክብሉ ወለድኺ ዌንታየ ❤ንኡሳት እዮምለ🎉
ኣጀኩም ንብረት ይትካእ እዩ😢😢❤❤
ደስ ክትብሉ ፅሩያተይ 😢🥰
ብሓቂ ኩቡራት ወለድና❤❤❤❤
አጆክን አደዋ ወርቂ ተተካአይ እዩ ዘይትክኡ ደቃ ዝሳአነት አዶ እዉን አላ እያ
ጊደዋይ ጓል ሓፍቲ ኣቦይ ኣየኺ በይዛ ርእስኺ ይኹን።
Ajoki mamity gen tazefotiya winta galey tetkown ke eilkumu hesbu❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣዘኪ ማማዋይ ዘለዎ ብንብረቱ ዘይብሉ ብሂወቱ እዩ😢
ደሓን ዊንቱየ ሰብኳ ይመውት ንብረትካ ምጥፋእ / ምስባር ንፅቡቅካ እዩ ዝበሃል እና ተስፋ ይገብር ንስኪ ትሽልምየን ኢኪ ዛምበይተይ❤
😢😢😢😢😢😢 በጣዕሚ ይሕዝን 😢😢😢❤❤❤❤
ዊንተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤👏
ኣደዋኒ ለ ሃምኣ ሽልማታ ምስጠፍአ ብጣዕሚ ሓሚቃ ልምንታይ ምኻኑ ኣይርድአንይ እፍ😢😢😢
ደስ ዝብሉ ስድራ ❤እና ማማዋይ እንተወሊድካ ወላድካ ዉን ስሪሑ ወርቂ ይገብረልካ እዩ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
ኣጆክን ማማዋይ በይዛ ርእስክን ይኩን😢😢😢
ብጣዕሚ እዩ ዘገብም ቡኡ ይሕልፎ ዝበለፀ ዝትክእ ይኹን ቡሩኻት ቤተሰብ ❤❤
Ajoki mamaye naybhaki shilmatka kebid eu gin zeyetika neger hiwet teray eu ❤❤❤
Ajekie mamaye marey beja deqkie eu wientey ka plies gele gerkie gzala ms ahwatkie ane gal segeneytie haftkie aye bsm mazu gerelkie aleku ajekie 💙💙💙💙💙💙💙
ፍቅራት ደስ በሃልቲ እና ወለደኪ ምክባርኪ ማራ ደስ በሃሊት
ዘ ን ዎላዲት ግን ኣሕዚናትኒ😢
ውንታ ንሕና ውን ምሲ ዲራኪ መልሲ ንደለይ አሎና
ብሽም እዞም ኩብራት ወለዲ ሳብስክራይብ ገረልኪ ኣለኩ ዕድመን ጥዕናን ንኩላትኩሙ ።
ኣሕ ኣደ ትረክቦ ኣጆኪ ኣዶዋይ ወርቂ ሎሚ ተ ጠፈአ ጽባሕ ይትካእ ኢዩ ሞ ዕድመን ጥዕና ጥራይ የሃብኪ❤❤❤
ግደይዋይ መኽበሪት ሓዳራ ፍልይቲ ሰበይቲ እያ ዕድል ሂብክዩ ብናቱ ኣንደበት ክገልፃ ነይሩዎ
ኣባይኪ ማሚተይ ወርቂ 😢😢❤
ኦህ ማማይ ድሓን ኣጆክን 😢😭💔
በይዛ ርአሰኩም አዩ ኩቡራት ሰድራ ብሓቂ ለባማት ንብረት ተተካኢ አዩ 🙏♥
Asey wintuye kfetweki mat ye des eiki tblni elete ldetki ms bokri wedey tewelidki Nebi ybhal ❤❤❤❤
ብሰም ኣደና ገይረ ኣሉኩ ዊንታየይ ኣጀክን😢
አጆኪ ማሚየ ደቅኪ ጥራይ ደው ይበሉልኪ 🙏
ኣጀክ አደይ በዛ ርአስክን😢❤❤
Asey shikoretiy ❤❤❤❤❤❤❤
ኣይዘኪ ኣደዋይ😢
ማለት በይዛ ስድራካ እንድዪ ሂወት ሰብ ከማንይጠፍእ ሶ ጓልኪ ትገዝአልክን ተመስገን ምባል በይዛኩም ዪ ክትሓዝኑ የብልኩሙይ
Hadar bi ekid ena bi capital bi timrty dereja aykoney. Dihre degree lelewu timtitat ab hadar mis enekola koynika eyu dess lible. Egziabiher ayfotwuy ab gizeka bi hadar mitmar gin beteseb le Egziabiher le des yblo ❤
ኣየ ወላዲ ኣስማ ክርእዩ ሃንቀው ይብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም 🙏🥰💝❤️
Betame dess teblhu weladka mekbar beruk eka tekewn Amlak yebarki
ኣጆኪ ማማዋይ
አጆኺ ማሚየ😢😢😢❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ወርቂ ዶበልኩም 145ግራም ወርቂ እከለዶ ይኮን እካለዶይኮን እናበልኩ ኣብዘይ ፈልጦ ሓጥያት ምእታየይ ከፊኡኒ ዋ ግንድሓን ኣጀኩን ወላዲተይ ንኣምላክ ንሃቦ