ንሞት ብመስዋእቲ ምስዓር ! ዘስደምም ዛንታ ተጋዳሊት ሳምራዊት ካብ ኣንደበታ Gz habesha media subscribe Now

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 16 янв 2025

Комментарии • 611

  • @teklehaimanotgebreyohans
    @teklehaimanotgebreyohans 5 месяцев назад +8

    ሳምሪ ጅግናናናናናናናና !!!!! ጅግና ምቫል ፍፁምምምምምም እኹልኪ ኣይኮነን !!!!!!!!! ዛንታኺ 53 ደቂቃን 59 ሰከንድን ሙሉእ ኣፈይ ሓቲመ ተኸታቲለዮ እየ። ንምእማኑ ዘፀግም እዩ !!!! ናይ ባሓቂ ዕድለኛ !!!!! ኡፍፍፍፍፍፍፍ !!!!!

  • @selam801
    @selam801 6 месяцев назад +17

    እቲ ዘሕዝንኾ ድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ እዩ ዝበዝሑ የሕዋትና ዝሰኣናዮም😢ኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮ😊

    • @rewerttcghhhdg
      @rewerttcghhhdg 6 месяцев назад +3

      ብድሕሪ ውዕሊ ፕሪቶርያ 4 ደቅነይ ሲኢነ ካብ ስደት ንምምላስ ዝዓገተኒ ገዛና ሃህ ኢሉ ክሪኦ ኣይኽእልን ፆሎተይ ክወስዱኒ ላውኦም እየ ምስኦም ይሐሸኒ ብድሕረኹም ሂወት የለኹን 😢😢😢😢

    • @marbayname
      @marbayname 6 месяцев назад +3

      ​@rewerttcghአይባሃልን ማዓረይ ፅንዓት ንስድራ ቤትና መንግስተ ሰማይ ነሕዋትና ይሃበልና እበር አነውን ሓወይ ሲኢነ እየ ግን ፍቃድ አምላክ ካብ ኮነ ታማ hhdg

    • @selam801
      @selam801 6 месяцев назад +2

      @@rewerttcghhhdg አባይኺ ወለላይ ከምኡ እማ አይትበሊ ኹሉ ፍቃድ አምላክ እዩ እምበር ልብና ቆሲሉ እዩ😥

    • @IfifGg
      @IfifGg 2 месяца назад

      ጅግና ብፅተይ እንቋዕ ፈጣሪ ኣዉፀአኺ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @BrktiEquar
    @BrktiEquar 6 месяцев назад +30

    ኣነ ብዛ ጅግና ህፃን ዋዕሮ ዘሕለፈቶ መከራ እሞ ክትገልፆ ተላ ዘለዋ ጥንካረ ብጣዕሚ ገሪሙኒ ብጣዕሚ እየ ነብሰይ ክቆፃፀሮ ኣይክኣልኩን ብዝኾነ እንኳዕ ተረፍኪ ዘሓፍተይ ናይትማሊ ሚድያ መዳለዊ ዝኾንካ ጅግና ሓውና ውን ነመስግን እሞ ኣበይ ከምትርከብ ኣድራሻኣ ከምትርከብ ላኣኸለይ

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 месяцев назад +3

      0978908810 samrawit aregawi
      የቀንየልና ካብ ልቢ

    • @ngstigirmay9271
      @ngstigirmay9271 6 месяцев назад

      @@BrktiEquar dhan kny ela ka kemta monaliza 2 zereba ktzareb eya .amharu do aykonun bhiwet kelo hawi zekaxelwo tgraway hawukum hji amharay kem gebari xbukum Eritrea ka kem seytan eyu eti melkti. Bzkone fetari alo kulu zmrmr dhan n amlak ngdefo neti zmetse welodo gn hmak tgedflu alekum .

    • @kidanemariamkassa6589
      @kidanemariamkassa6589 5 месяцев назад

      H6 I'm
      Mm bbhm😢🎉😢ikuk​@@gzedhabesha

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 6 месяцев назад +25

    ብሓይሊ ፈጣሪ ነዚይ በቂዕኪ ኣለኺ ሞ ኩልግዜ ንኣምላኽኪ ኣመስግኒ

  • @DemewezHishe-ze6nj
    @DemewezHishe-ze6nj 6 месяцев назад +37

    GZ habesha ተቕርብዎ ዛዕባታት ኣዝዮም መሰጥቲ እዮም። ካብዛ ሚድያ ብዙሕ ኢና ንፅበ። ብዝኾነ ታሪኽ እዛ ጅግና ታሪኽ ብዙሓት ሰራሕቲ ታሩኽዩ። ኣብ ውግእ ብዙሕ ካብ ግምት ወፃኢ ዝኾኑ ፍፃመታት የጋጥሙ፡ ዝወዓለ ይፈልጦ። viva gz habesha media

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha  6 месяцев назад +125

    ሰላም ክቡራተይ ከምዚ ዓይነት ዝገርም ታሪክ ዘለዎም ናይ ትማሊ መደብና ከመይ ትርእይዎ B like eski ግለፁለይ❤❤❤❤❤❤

    • @SaddFadd-j9p
      @SaddFadd-j9p 6 месяцев назад +2

      Demreni❤❤❤❤

    • @Hayet-tesfay
      @Hayet-tesfay 6 месяцев назад +1

      ቀፅልሉ ብሮ🙏✌️

    • @YaredTahiso
      @YaredTahiso 5 месяцев назад

      መውቃዕታ ቀሊል እዩ ብጣዕሚ ዝገርም ንህሊና ዘደንቕ ግን ናይ ፈጣሪ ስራሕ ካብ ኢድ ፀላኢ ምትራፋ

    • @YaredTahiso
      @YaredTahiso 5 месяцев назад +1

      እንኳዕ እግዚአብሔር ከም ነቢዪ ዮናስ ካብ አፍ ገበል አውጽኣኪ ዕሸል ዋዕሮ

  • @አኩስሟዊት
    @አኩስሟዊት 6 месяцев назад +16

    እንኳዕ ተረፍክ ልገርም ታርኽሓሉፉስ ንምዝንታይ በቅዕክ ዋዑሮና ተጋድልት አብ ትሕት ፈጣር ብሳላኹም አብዝ በፅሕና ክብር ንዓኹም tdf💛❤️💞💞

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5cz 6 месяцев назад +10

    እንቃዕ ቢሂወት ተረፍኪ የኒ ጅግና 💪💪👍👍👍💐👏👏🙏 ንኣምላክ ኣምስግኒ

  • @ማህሌነኝይትግራይልጅያውም
    @ማህሌነኝይትግራይልጅያውም 6 месяцев назад +25

    ሳመራዊትይ እንኻዕ ብህወት ሃለኪ ሓፍተይ ❤❤❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 6 месяцев назад +19

    እንኮዕ ናበዘይ ኣበቀዕኪ ዝሓፍተይ❤ግን ኣነስ ታይ ደዩ ገርም ዘብለኒ እቱም tdf ታይ እዩ ምሸጠርኩም ክንደዘይ ጀግንነት ቃላት እምበር ሰእንለኩም🥺✊

  • @merhawitcom
    @merhawitcom 6 месяцев назад +21

    ዕድል ድዩ ኣጋጣሚ ብጣዕሚ እዩ ልገርም እንዃዕ ተሪፍኪ ልምዝንታይ ኣብቀዐኪ ሳምሪዋይ

  • @jdygsr871
    @jdygsr871 3 месяца назад +1

    ሳምሪየ ስሚኪ ተተላዓለስ ከማኪ ዋዕሮ ሲስተረይ ሳምሪ ስማ ድሃያ አረከብናን ግን ተሰዊአ ተባሂልና ኣነኮ ተስፋ አይቆረፁን እና ንዓኪ ዝገበረት እመብርሃን ትገብረለይ ሙሉ እምነት አለኒ አብዝሃለየት ሃልያ እስኪግን ዕድልኛ ኢኪ ካብ ኩሉ አትሪፉ ናብዚ ዘብቀዕኪ መደሃኔ አለም ክብርይ ምስጋናን ንኡኡ ይኩን ናብዚ አብቂዕካኒ ኢልኪ ብሞዝሙር ተመስግንዬ ይግበርኪ

  • @LEMLEMTigraweyti12
    @LEMLEMTigraweyti12 6 месяцев назад +17

    ሳምራዊተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጓል ሓፍቲዋይ♥️

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 месяцев назад +6

    ዋዕሮ ጓል ህዝቢ ትግራይ ውፃእ ማዓት አምላኽ ፅዮን ሓድጊ ክትኮኒ ብሂወት ስለ ዘትረፈኪ እግዚኣብሔር ይመስገን

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 6 месяцев назад +17

    ስዉኣት ተጋደልት ትግራይ መንግስተ ሰማይ የዋሩሱኹም😢😢😢😢😢😢

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 6 месяцев назад +1

      Swuat Ertrea win mengstesemayat yewarsom

  • @FeraFera-mp7ev
    @FeraFera-mp7ev 6 месяцев назад +8

    ጅግና ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍክልና ፅርይቲ 💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 6 месяцев назад +3

    ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ለይማዓልትኪ አይምየቲ እግዚአብሔር አምላክ እዩ ካብ ኩሉ ኣውፀአኪ❤

  • @melenadan1670
    @melenadan1670 6 месяцев назад +5

    ጅግና ሓፍተይ ምእንታና ዝኩሉ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑና

  • @ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና

    ጀግና ዋዕሮ ኣምላክ እንኳዕ ናብዚ አብፀሓኪ ዉግእ ደኣ እኮ ካብ ቀደም ክዝረብ ክሰምዕ ከለኩ ኣብ ኩናት ጓል ኣነስተይቲ ትግራይ ብጣዕሚ ጠንካራን ዘይትፈርሕን እንተተኩሳ ዘይትስሕት ቀባፅ እያ ይበሃል ኣብ ቁርፂ ሰዓት ጓል ኣነስተይቲ ትግራይ ማዕረ ወዲ እያ ክብሪ ይግበኣን ንጀጋኑ ዋህስ ህዝበን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @MekonnenTeklay
    @MekonnenTeklay 5 месяцев назад +1

    መርያ ጀግንነትን ፅንዓት ዋዕሮ ሓፈትና እንኳዕ ናብዚ መሃሪ ዛንታኺ ክተዘንትዉልና አብቅዓኪ ክብርን ሞገስን ነቶም ምእንተ ህዝቦም ክቡር መስዋእቲ ዝኸፈሉ

  • @natilove7927
    @natilove7927 5 месяцев назад +1

    ናይ ፈጣሪ ተኣምር ዩ ትረፊ ዝበላ ነብሲ ትበልዖ እንጀራ ኣለዋ

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 6 месяцев назад +4

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጅግና ክብርቲ ዋዕሮና ሰምራዊት ዕድመን ጥዕኔን ይሃብኪ🙏❤❤❤❤❤

  • @PoPo-gu1jk
    @PoPo-gu1jk 6 месяцев назад +14

    እንኮዕ ብሂወት ተረፍኪ ጀግና ዋዕሮና❤❤❤

    • @AlazarG.G
      @AlazarG.G 5 месяцев назад

      እዋይ ሂወት አብ ዘይ ማዓልታ አይትመወትን እያ፡አብ ትሕቲ እ/ሔር እንቃዕ መዋጸኦ ፈጠረላ፡

  • @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ
    @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ 6 месяцев назад +21

    ጓል ኣርመይ ጅግና ብፂተይ 💪

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th 6 месяцев назад +21

    የኔ ጅግና ብፅተዮ ብሓንስብ እና ነይርና ኣርሚ 13 ኣሰክሕ እዩ ነይሩ ሳጓኣ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @abedaberhan
    @abedaberhan 6 месяцев назад +3

    ጀግና ዋዕሮ 💖✊💪💯‼ሳሚሪየ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta 6 месяцев назад +4

    ጅግናና ባዓልቲ ብዙሕ ታሪክ አህህ አሰኪ ኣጆኪ አንኳዕ ተረፍኪ

  • @አስኪዩቱብ
    @አስኪዩቱብ 6 месяцев назад +5

    እንኮዕ በህይወት ተረፍኪ ማዓረይ ጥዑያት አጋጥምኪ ናነባዕኩ ወዲኤያ በስመአብ 😢😢

  • @GalaxyA13-w3d
    @GalaxyA13-w3d 5 месяцев назад +1

    እግዚኣብሔር ይመስገን ሰለ ኩሉ ነገር ኩቡርት የዋህ ሓፍትናክዳነ ምህረት አብ ህይወትክ ኩሉ ሰለ ዘይተፈለየትክ. ክብር ን እግዚኣብሔር ይኩን አሜን እካዕ ኩሉ ሓልፍክ እካዕ ናብዝ አብቀዐክ ጓልነይ ተመሰገን ብሓቅ ጅግና ወሲኩ ይምሓርክ ፈጣሪ አሜን❤❤😢

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 6 месяцев назад +16

    ማይ ንፋሪ ዓደይ ተናፋቂት ጅግና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ❤❤

  • @MisgnaHailemichael
    @MisgnaHailemichael 6 месяцев назад +2

    ብሓቂ ብዙሕ ሰብ ክመሃረሉ ዝከእል ታሪኽ፤ ጦርነት ብሰንኪ ንደቂ ሰባት ምንም ክብሪ ዘይብሎም ፖለቲከኛታት ጀሚሩ ሂወት ብዙሓት ዝቀጥፍ ስለ ዝኾነ፤ እዛ ሓፍትና ሰላም እያ ንኹሉ ሰብ ተመንያ ምኽንያቱ ሰሪሑ ዝነብር ሰብ ካብ ስላም ጥራሕ እዩ ዝርባሕ ። ስላም፣ ዕድመን፣ ጥዕናን ይምነየልኪ ክብርቲ ሓፍተይ።

  • @mnjgh-fq3pu
    @mnjgh-fq3pu 6 месяцев назад +4

    ዋውው ናይ ባሓቂ ጅግና ኢኪ ሰምሪተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 6 месяцев назад +4

    ዋይ ድሕሪ ውዕሊ ፕርቶርያ እውን ብዙሕ ምንግልታዕ ለካ ነይሩ እዩ ዋይ ሓፍተይ 💔

  • @eyeruskiros-f6z
    @eyeruskiros-f6z 2 месяца назад

    ዕድለኛ ኢኺ ዛምበይተይ እንኳዕ ኣዋሽ ሻርባ ናብቲ ፀልማት ቦታ ዘይምኣተኺ❤❤❤😢😢

  • @user-se3zx8fc6lulu
    @user-se3zx8fc6lulu 6 месяцев назад +14

    ዋዉዉዉ ዋዕሮና እንካን በሂወት ተረፍኪ ሳምርየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @SamrawitKahsay-b8z
    @SamrawitKahsay-b8z 6 месяцев назад +9

    ኽብርቲ ዋዕሮ ተጋዳሊት ሳምሪ ኸመይ ትኾኒ ታሪኺ ተኻታቲለዮ ብጣዕሚ ሓዚነ ብሓቂ መንእሰይ ትግራይ ዘይሓሰቦ ረኺቡ ብወለዲ ፀሎት ኢኺ ተሪፍኺ ንወለድኺ ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ይሃበልኺ ብምግዳልኺ ኸይ ትጉሂ ግዜ ኽመፅእ እዩ ትሕጎስሉ እሞ የቀንየልና ኽብለኺ ይደሊ I hope ድማ ተሓኺምኺ ወሊድኺ ኽርአኺ ነቶም ፅብቅ ዝገበርሉኺ ኣመስግንለይ።ቶም ጨኻናት ተዝረኽብኺ ግን ....... ብሓቂ ትበልዕዮ እንጀራ ኣለኺ ሰላም ኹኒ

  • @Melat-nq7ly
    @Melat-nq7ly 6 месяцев назад +2

    ሳሚሪየ እኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ፈጣሪ ይመስገን ንዞም ስዋአትድማ መግስተ ሰማያት ያውርሰልና 😢😢😢

  • @nebyat2363
    @nebyat2363 6 месяцев назад +1

    ዋዕሮ እንኳዕ ብ ሂወት ተረፈኪ ማዓርይ አሰይ ተመሰገን❤🙏

  • @ZCNM-vn7th
    @ZCNM-vn7th 6 месяцев назад +5

    እንኮዕ ካብዚኩሉ ስቃይ ሓልፊኽ እንኮዕ ናብዚ ኣብቀዐክ ዶሞ ተመስገን ፊጣር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @saramm8772
    @saramm8772 6 месяцев назад +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ መዓረይ ኣሕዋትና እዉን ኣብ መጨረሻ እዮም ተሰዊኦም😢😢

  • @Senicho21
    @Senicho21 6 месяцев назад +4

    🎉🎉🎉❤❤❤❤ዋዕሮ ትግራይ እንካዕ ብሰላም ተረፍኪ

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 6 месяцев назад +2

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍኺ ሓፍተይ መዓረይ ክንደይ ኣሕሊፍኺ😢❤

  • @HsanAhmad-o7m
    @HsanAhmad-o7m 6 месяцев назад +3

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግናየይ🙏🙏🙏🙏❤❤❤💋💋💋💞💞💞

  • @fotofoto378
    @fotofoto378 6 месяцев назад +2

    እንካዕ ብሄወት ተረፍኪ ሓፍተይ ማዓረይኣነ እውን ከምቲ ናትኺ ዕድል ገርለይ ተዝኸውን ኢለ ተመንየ ሓወይ ከምዝ ኸማኺ ኾይኑ ተዝተርፈለይ ክንደይ ምተዓደልኹ ነይረ 😢😢😢💔💔💔💔እንኮዕ ብሰላም ተረፍኪ ❤❤❤

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN 6 месяцев назад

      እወ ሓፍተይ ክንደይ ምታሓጎስና ቃንዛ ወድኖ ከቢድ😢😢😢

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 месяцев назад +3

    ጅግንነት ተጋሩ እንዳዘንጋዕና መዋእልና አብ ውድቀት አለና እሞ ልቢ ንግበር ተጋሩ

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 месяцев назад +1

      አዚ ግን ታሪክ እዩ ንመሃረሉ

  • @tigray3o
    @tigray3o 6 месяцев назад +1

    እንኳዕ ተረፍኪ ለባማት ሰባት
    ገጢሞምኺ ግን ዕድለኛ ተመስገን በሊ👏

  • @helentum
    @helentum 6 месяцев назад +3

    ጌቹ የ ውቅሮና ሰላማ ኮ ይና ክንምለሳ ተስ ይገብር ::ጀጋንና ግዜ ይሀበና ክነክብረኩም

  • @fanahailuabay752
    @fanahailuabay752 6 месяцев назад +7

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ሓፍተይ❤

  • @Biti504
    @Biti504 6 месяцев назад +7

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ሽኮረይ❤❤

  • @Mebrahti-YouTube
    @Mebrahti-YouTube 6 месяцев назад +1

    ኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮ❤
    ክብርን ሞጎስን ንስለና ዝሓለፉ ሰማእታትና😢
    ዞም ጨካናት ሻዕብያ ግብሮም ምክፍኡ ከይርሳዕ!

  • @YohanisYo
    @YohanisYo 5 месяцев назад

    እንኳዕ ተረፍኩ ብህይወት ኣቱም ጀጋኑ እቱ እናረኣዩኩ ዝድግፁዝፈርሑም ናይ እግዚኣብሔር ሓይሊ እዩ ዕዴሜኩም ድማ ነዊሕ እዩ!!

  • @ZnawuMolata
    @ZnawuMolata 6 месяцев назад +2

    ጀግና ዋዒሮና እንካዕ ብህይወት ተረፍክ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ኣቢጋልትግራይ-ቈ6ኀ
    @ኣቢጋልትግራይ-ቈ6ኀ 5 месяцев назад +1

    እንካዕ ቢሂወት ተረፍኪ ጅግናየይ ትፍለይ ኢኪ ብሱሩ ዋዕሮ❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 месяцев назад +3

    ዘይተነግረ እምበር ብተጋሩ ጅግንነት ዘይተገብረ የለን

  • @ZFANMEKONEN
    @ZFANMEKONEN 6 месяцев назад +2

    ለባመይ ምስግናኪ ይብዛሕ ፈጣሪ ዝአመነ እንታይ ስአነ

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 6 месяцев назад +2

    ናይ ተጋደልቲ ዕላል ደስ ክቭለኒ

  • @mesimesi9422
    @mesimesi9422 2 месяца назад

    እንኳዕ እግዛብሄር ኣውፀአኪ ተመሲጠ እየ ክሳዕ መጨረሻ ሰሚዐዮ😢😢😢😢

  • @mnjgh-fq3pu
    @mnjgh-fq3pu 6 месяцев назад +1

    ጅግና ዋዕሮና እንኳዕሰላም ወፃክልና ዓይኒ ትግራይና 🙏🙏🙏✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @astugaltigray4573
    @astugaltigray4573 6 месяцев назад +2

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ሳምሪየይ😢❤🙏

  • @avielavi990
    @avielavi990 5 месяцев назад +1

    Jigna waeru tigraweity thank you for your standing for Tigraian people and all your members of TDF 🦁🦁🦁🦁💯

  • @CbGbh
    @CbGbh 6 месяцев назад +3

    እንኳዕ ብሂወትኪ ተረፍኪ ዝሓፍተይ ♥️

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 5 месяцев назад

    ዘገርም ሂወት እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና ❤

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 5 месяцев назад +1

    ኡካዕ፡አምላኽ፡አዉጻኪ፡ጸጋ፡ጥዓና፡ያሀቢኪ፡፡፡❤

  • @tesfuteklu260
    @tesfuteklu260 5 месяцев назад +2

    አጆኺ ተመስገን ክትብሊ ሰሚዓኪ አለኹ

  • @MahderMahder-j6g
    @MahderMahder-j6g 5 месяцев назад

    ዎዮ እንየካ ታሪክክክክክ ከምዚኣማ ከዓ የላን😢 እንካዕ ተረፍኪ ጅግናናናና🎉🎉🎉🎉

  • @m0hamadhamieh461
    @m0hamadhamieh461 6 месяцев назад +2

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ዛሓፍተይ🙏❤

  • @ኣፀደኪማርያም
    @ኣፀደኪማርያም 6 месяцев назад +1

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና❤❤❤❤

  • @alA-f6p
    @alA-f6p 4 месяца назад +1

    እንኳዕ ተረፍኪ ጀግና❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 6 месяцев назад +2

    እንካዕብሰሌም ትመለስክ ዋዕሮና

  • @kirosberhe5152
    @kirosberhe5152 5 месяцев назад

    ❤ እግዚሄር እንዃዕ አውፀአኪ ዝሀፍተይ
    ትበልእዮ እንጀራ ይህልወኪ እዩ

  • @JOTELeul
    @JOTELeul 6 месяцев назад +12

    Bhaki jigna tdf tigray 😢👏👏👏

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf 6 месяцев назад +3

    ዕድለኛን ጀግናን ዋዕሮ ተጋ.ሳምሪ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏ዮቱበራት ከአ ታሪኽ ጀጋኑና ምቅራብኩም ፅቡቅ ኮይኑ ገለገለ ግን ክንገር ዘይግበኦ ጥንቃቄ ይገበር ገና አብ ዕፅዋን ክባን ስለ ዘለና ካልእ ነዞም ጀጋኑ አብ ጉዳይ ጥዕኖኦምን ዝጣየሹሉን ሀየ ንረባረብ ጉዳይ ናይቲ ዶ/ር ናይ ስሑል ሽረ ሆስፒታል ትግራዋይ ግን ገሪሙኒ'ሎ🤔🤔🤔

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 месяцев назад

      Kdus Hasab Respect for all🙏

  • @Hadastewelde-vc8kc
    @Hadastewelde-vc8kc 6 месяцев назад +3

    ኣንታ ሓወይ ዘይሰርሕ ስልኪድኻ ኣቐሚጥካልና

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 месяцев назад +5

      ሐዚ ኣብ ፈተና ዓዲግራት ዩንቨርስቲ እያ ዘላ ድሕሪ 4 መዓልቲ ክሰርሕ እዩ ::

  • @gebrekidankidane7453
    @gebrekidankidane7453 6 месяцев назад +1

    አነስ ናይ ብዙሓት ጀጋኑ ቃለመሕትት ሰሚዐ እየሞ ከምዛ ናይዛ ዋዕሮ ተጋዳሊት ተመሲጠ ዝሰማዕኽዎ የለን አረ አብ ገሊኡ ክፋልስ ንብዓተይ እንዳ ነፀኩ ደጋጊመ የ ሰሚዐያ ሂይወት ተተሪፋ ባዕላ መስካሪት እያ እቶም ሕማቕ ዝዛረብዋ ዝነበሩ ገዲፍና እቶም ውልቀ ሰባት ናይ መከላከያ ብሂይወት ንኽተርፍ ዝገበሩ ክምስገኑ ይግበኦም ። ብዛዕባ ፅንዓት ናይ ሳምሪ ግን ንባዕለይ ኮሪዐ

  • @SelamKnfe
    @SelamKnfe 6 месяцев назад +2

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓርይ

  • @Grma_Tigray
    @Grma_Tigray 6 месяцев назад +1

    ሳምሪ ሓፍተይ ዋዕሮ እንኳዕ ናብዙይ ኣብቀዐኪ❤

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 6 месяцев назад +3

    እግዛብሔር ይመስገን እካዕ ብህወት ተረፍክ❤❤❤❤❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 6 месяцев назад +1

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዝገርም ታሪኽ እዩ❤❤

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 6 месяцев назад

    ኣቲ ዋዕሮ ፍልይቲ ፍጥረት ንበርልና ሽሕ ፍረይልና ክብርቲ ተጋዳሊት ተባዕ ትግራወይቲ❤❤❤

  • @Łųlkńę
    @Łųlkńę 6 месяцев назад +2

    እንቋዕ 19ኣትረፍካ ማዓረይ ደሞ ለባምት ሰባት ረኪብኪ ❤❤❤

  • @kenzmobile3862
    @kenzmobile3862 6 месяцев назад +1

    ኡኑካዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮና ❤❤❤❤

  • @Ethio7200
    @Ethio7200 4 месяца назад

    እግዚአብሔር እንዃን ለዚህ ቀን በህይወት አበቃሽ አንቺ እንቡጥ ፅጌሬዳ እንዃንም ያልሞትሽ እንዴት አንጀቴ እንደተላዋሰ ለመግለፅ ቃላት የለኝም❤

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 6 месяцев назад +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍክ ሓፍተይ🙏🙏❤❤

  • @ዮርዲ-Tube
    @ዮርዲ-Tube 6 месяцев назад +18

    ዋላ ውዕሊ ተፈራሪሞም እውን ብዙሓት ኣሕዋትና ኢና ሲኢንና😢

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 6 месяцев назад +25

    እህ ማዓረይ ደፍእ ተበለኒ እዞ ኤርትራውያን ግን ጨካናት👹

    • @apsaramobile7888
      @apsaramobile7888 6 месяцев назад +1

      chikanat ema ayigelitsomin ezom rukusat😢😢😢😢😢😢

    • @onelove1495
      @onelove1495 5 месяцев назад

      @@apsaramobile7888 gega komiu aybahaln kulu eritrawi hade malet aykonen

  • @selam9178
    @selam9178 6 месяцев назад +7

    ማዓረይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ😢 ሓበሻ ግን ንምንታይ ኢካ ዛንታ ናይ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ ሃይሉሽ ኣ.ያ ብወለድ ወይ በሕዋቱ ዘይተቅርበልና ማለት ብጣዕሚ ትቃራረቡ የዕሩክ ኢኩም ነይርኩም ይመስለኒ😢

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 месяцев назад +4

      ሓፍተይ ኩሉ ጊዜ እየ ዝሓስቦ ዶክሜንታሪ ክንሰርሐሉ ኢና ንሓስብ ብዙሕ ዶክሜንት ኣለኒ እና ካብ ምስናድ ዓዲ ኣይውዕልን ጊዜ ጥራሕ Tnx for all

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 месяцев назад

      0991256080 in box rkebni

  • @GdsFde-w9r
    @GdsFde-w9r 6 месяцев назад +2

    ጋል ሓፍተይ እንካዕ ብህወት ተረፍኪ❤❤❤❤❤❤

  • @alemamichanal82
    @alemamichanal82 6 месяцев назад +19

    እንካዕ ኤርትራውያን አርከብኪ

    • @semerenegash3935
      @semerenegash3935 6 месяцев назад

      Wala eritrawyan ykonu nskum eritrawyan ketekfuu tray ekum

    • @semerenegash3935
      @semerenegash3935 6 месяцев назад

      Lbkum zyrekb eritrawyan kemuu ayblun eyom ,,, haswewti

    • @alemamichanal82
      @alemamichanal82 6 месяцев назад

      @@semerenegash3935 ለቁማፅ ንርኩም እዶ አለናን አብ ምድያ ሌያቡ። ሓውኩም ሓርድኩም እትስትዩ ጨካናት ዳ አኮንኩምን

    • @rma686
      @rma686 6 месяцев назад

      @@semerenegash3935 lbkum zeyrkeb dea nskum amber bhasot tanki zeyekaselkum akasilna beka bhasot nhzbkum kulu gze abkuinatn slan ketenbru tsaru alekum mejemerta nenhdhdkum tehalaleyu hzbkum blash ytefa alo ab wshtkum.

    • @mihret-hh7ny
      @mihret-hh7ny 6 месяцев назад

      ​@@semerenegash3935ኤርትራውያን ድአሞ ጨካናት ሐሰውቲ ሐሳዳት ሌያቡ

  • @SamiaSafi-s8f
    @SamiaSafi-s8f 5 месяцев назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽ ፈጣሪ❤❤

  • @رندحمدي-ر3ز
    @رندحمدي-ر3ز 6 месяцев назад

    ጀግና ትጋዳለት ዕደመን ጥዕናን ያሃበኽ ፈጣሪ❤❤

  • @JfDdj-ih9sn
    @JfDdj-ih9sn 6 месяцев назад +2

    ሳምሪ ዋዕሮ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ🙏🙏🙏

  • @SmerhHkmi
    @SmerhHkmi 6 месяцев назад

    ተመስገን🙏🙏🙏ኽብርቲ ዋዕሮ ተጋዳሊት /ሳምሪ እንካዕ ብሂወት ተሪፍኪ ፀወክዮ

  • @keseteguesh5488
    @keseteguesh5488 6 месяцев назад +2

    ንእስቲ ሓፍተይ እንኳዕ ብሂወት ወፂኺ

  • @AsaAsa-mp7gz
    @AsaAsa-mp7gz 6 месяцев назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንካዕ ብሰላም ተረፍኪ ጅግና😢

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 6 месяцев назад +2

    ስድራኺ ዕድለኛታት እዮም ሳምሪ ዋዕሮ

  • @AbedomBerhane-wk8qm
    @AbedomBerhane-wk8qm 4 месяца назад +1

    ተሌፎና ከኣ ጽሓፈልና ጅግና

  • @alleyesonme303
    @alleyesonme303 6 месяцев назад +1

    እንቋዕ ብሂወት ተረፋኪ ምቅርቲ ፋጥረት❤

  • @TeamuSe
    @TeamuSe 6 месяцев назад +1

    ኡንቃዕ ብህወት ተርፍኪ ዋዕሮ ሓፍትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MdIbrahim-j1r
    @MdIbrahim-j1r 6 месяцев назад

    እንኮዕ ብሂወት ተረፍኪ ጀግና ዋዕሮና ❤️❤️💪💪💪💪

  • @tgstadmb7036
    @tgstadmb7036 6 месяцев назад +1

    ምቅርተይ እንኳዕ ተረፍኪ ገግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊