Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዋው! ሶፊያ አፅበሃ ኣርማ ንእስነተይ። ከምዚልኪ ንስኽን ባህላዊ ክዳንክን ከም ብራቕ ፀሓይ ፍስህ ኢልኪ እናኽሪኤኪ ኣመና ባህ ኢሉኒ። ሕጂ ውን እግዛብሄር ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ክህበኪ እናሻዕ እምነየልኪ። ንፀሃይቱ በራኺ ከም ሞዴልኪ ንፀጋይ በራኺ ውን አድናቖትኪ ክትህብዮም ምስ ሰማዕዂኺ ተደኒቐልኪ። ከመይሲ ሙዚቃ ዓለም ለኻዊን ናይ ኢሂን ሚሂን ቋንቋ ሙዃኑ ይፈልጥ። ሶፊ አብ አስመራ እሞ ድማ አብ ሲነማ አዝመራን አብዮት አደባባይን " ሎሚ ፅባሕ" እናበልኪ ክትደርፊን ኣቦይ ስዩም (ባርባ) ሃራም ከበሮ ንሶምን ግርመኦምን ክሳብ ሕጂ አብ ዓይኒ ሕልናይ ትመላለሱኒ። ሶፊያ እስከ አብ ካለአይ ክፋል ዛ መደብ አስመራ ዝነበርክሉን ዝኽሪ ትዝታኽን ወስ በልና። እታ "እንታይ ገደሶም!" ትብል ደርፊኺ ውን ወስ በልና። በዚ አጋጣሚ ዚ ውን ንሶፍያ አብዚ መድረኽ ዓዲምካ ተመኲሮኣ ከተካፍል ዘኽአልካያ ወዲ ሮሚጥ ሞሳ ይዂንካ።
ከምዝ ከማይ ወድ ሮሚጥ ክስሕቕ ከሎ ዝሕጎስን ምስኡ ዝስሕቕን ማን አሎ ??ብላይክ አርእይን
ሎሚ ፅባሕ ዘይዕፀፍ ፅኑዕ ቃልኪዳና ......ክብሃል ከሎ
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኺ ናይ መድረኽ ንግስቲ ሶፍያ ኣፅባሃ!!!!
ሶፊ ዓለመይ! ፈለማ ዕድመን ጢዕናን እናተመነኹ፤ ንሞያአን ንህዝባን ትነብር ብልፅቲ ከያኒት! አብ ቋንቋ ትግርኛን ባህሊ ዓዳን ዘየሃስስ ዓሻራን ዘንበረት ዋዕሮ ባዓልቲ ድሙቁ ሰራሒት ታሪኽ ኢኸ እሞ ተሓበኒ ! ኩልሻዕ ሰሰናዩ!!!!
ኣንደበተ❤❤❤ ሩቱእ ቃሕባሊ ቃለ መሕትት ነይሩ:: የቐንየልና ወዲሮሚጥ ሸው!!
ጥዕምት ድምፅ ሶፍያ አፅብሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
ሶፍያ ቆልዓ ከላ ብክራር ካሴት ዘሕተማ ደቀንስትዮ ነይረን'የን። ጸሃይቱ በራኺ፡ ኣምለሰት ኣባይ፡ ኣበባ ኣስፍሃ።
ወዲ ሮሚጠይ ናበይ ጠፊኡ ኢለ ክሻብ ዝጥይቅ ኮይነ ይማሓላለፍ እዩ ተባሂለ🤔ከመይ ዘይመፀ ብዩቱብ እናበልኹ ብዝኾነ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ንዛ ክብርቲ ኣዴና ስለ ዘምፃእኻልና ክብሪ ታዓደል🥰🥰🥰🙏
ሶፊ ሽኮር ናይ ልበይ ሰብ ወትሩ ሓዱሽን መሳጥን ድምፃ ደርፍኺ ወግዕኺ ቋንቋኺ ኩሉ ጥዑም ዕድመኺ ይንዋሕ።❤❤❤❤❤
ሶፊ ሽኮር አደ ዩአስ ካብ አሰመራ ደሐን ዲኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አነስ ተላዒለ ቆሪጸ ካብ ልቢ ትብል ደርፍኪ ዘኪረ ሶፍያ አጽብሐ አብ ኤርትራ መጺኪ ዝደረፍኪያ
ባህሊ ትግራይ ዘንፅባርቅ ፅቡቅ ስራሕ ይሰርሑ ነይሮም፡፡ ሶፊያ ክአ ብጣዕሚ ይፈትዋ ነይረ፡፡
🙏🙏🙏❤🤞❤️👏👏❤️❤️❤️❤️❤️እዋይይ🤔ተመስገን ፈጣሪ🙏❤ብሂወት ከምዘየላ እየ እፈልጥ ኔረሞ ዕድሜኺ ብራህዋ ቅሳነት የምንኺክብርቲ ከያኒት ሶፊ👏❤️
ሰላም አያይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መፀአኻልና😘😘😘ግን ንወድ ሮሚጥ ላይክ ይዉሕድ አሎ ተጋሩ እንታይ ኮይንኩም ዋእ ኩደፉ ባ
የቐንየልና ወድ ሮሚጥ ሐያል ሰብ እቲ ሓቂ እዚ ዩ
ኣብቲ ዓጋመ ማይ' ዶ' ሎ ማይ 'የ ሶፍያይ ምቅርቲ l Miss You more ❤🎉🎉
ሶፍያ ኣፅብሃ ዑንቂ ትግራይና ዘይትቕየር ኹሉ ዘጥዕመላ። ደስ ዝብል ዘተ ነይሩ ተኸታቲለዩ። በርትዒ ኣብ ጎንኺ ኣለና ። ስለዝረኣኹኺ በጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ኣድናቒ ሓውኺ 🎉
አሁንም እኮ ቆንጅዬ ነች አቦ ዕድሜና ጤና ይጨምርልሽ ውድ ኢትዮጵያዊት!!!!
መምህር ሃብቱ ግርማይ ነብሱ ይምሓሮ ትልሂትን አውርስይ ፉልዩ ኽእለት ነይዎ።
ሰለም ሰለም ሶፉያ እንኮዕ ብሰለም መፃክ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሶፍያ ኣፅባሃ ናይ መድረኽ ንግስቲ❤👸
ሶፍያ ኣፅባሃ ብጣዕሚ ዝፎትያ ንግስቲ መድረክ❤❤ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ❤❤❤
ሙሌ ወዲ ሮሚጥ ቀፅለሉ መድረክ ቅድም ኢልካ ከማን ክትጅምሮ ነይርካ ሙሌ በርትእ።
ሶፊየ ልጂነቴን አስታወስሽኝ ❤ ትግራዋይነታችን ከፍ ያረጋቹሁልን አንች እና ኪሮስ ናችሁ በዛን ሰአት ልጆች እያለን ❤
የቀንየልና ወዲ ሮሚጥ🙏🙏😍😍😍😍ሶፍያ ሽኮር🔥🔥🔥💯👌👌👌
ዋው ሶፊያ ብጣዕሚ ፅቡቕ አለኺ ደስ ይብል ምንም አይተቕየርኽን ወዲሮሚጥ ምዕባይኪ እዩ ዝመስል
ሶፍያ ኣፅብሃ ኽብርቲ ምዕርግቲ ሓፍትና እንኳዕ ብሰላም ብጥዕናን ራኣናኪ ማዓረይ🙏🤲🙏💚💚💊💊
ሶፊዋይ ፅርይቲ ኣዴና ጠፊእክና❤❤❤
ሶፍያ አፅብሃ ናይ መድረኽ ጅግና 💚💛❤️
amazing i seen her after long time , she was my favorite singer during my childhood.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሶፍያ ዝገርም ድምጺን ናይ ዜማ ሙሉእ ኩለገብ ክእለት ኮታስ ባዕልኺ ሙዚቃ ኢኺ ትግርኛ ሙዚቃና ሓፍ ኣቢልክዮ 'ሞ የቀንየልና
ሰላም ሶፍያ ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ድምጽኽን መልክዕኽን ብምርአየይ ንአምላኽ የመስግን ንድሕሪት 40 ዓመት ክመልሰኪ ትዝክሪ ተኾንኪ መስመር ሰጊድ ርእይ ምስ አበለኪ እዋይ ሽሻይ አራንሺ ዝመስል ምዑጉርቲ ክብለኪ ስጋዕ ሕጂ ምዑጉርትኺ አይጐደለን ገና ካብ አራንሺ ናብ ሜለ ተቀይሩ አይጐደለን ንመሐዛኺ ምጽላል ሰላም በልለይ
I still listen to the old one it's authentic
ዋው ወዲ ሮሚጥ ደጊካና ነይርካ እንካዕ ብሰላም መፀኩም❤❤❤❤
ሮሚጠይ❤ ሶፊቲ❤
We love you sofi. Thank you wedi romit. 💚💛❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Sofiye
ሶፊየ ፅብቅቲ ❤
ሶፊያ አፅብሐ ኪሮስ አለማየው ትግርኛ ዘፈንን እንድንወድ ያደረጋቹን ምርጥ ኢትዮጵያውያን
Sofee,❤ you're beautiful forever
ሎሚ ጽባሕ ዘይዕጸፍ ጽኑዕ ቃልኪዳንናኣብዮታዊት ኢትዮጵያ ወይክኣ ሞት ቈሪጽና ተላዒልና።ብሄርተኝነት ሕማቕ 😢ጸቢብነት ውድቐት😢ክልላዊነት ሕሱም😢
"ሎሚ ጽባሕ ዘይዕጸፍ ጽኑዕ ቃልኪዳንና ኣብዮታዊት ኢትዮጵያ ወይክኣ ሞት ቆሪጽና ተልዒልና "
ገዲን ከያኒ ስዩም አለምሰገድ እስኪ ጋሻ ገይርካ ዓድመልና ዋላ ብቬድዩ ኮል? ብጣዕሚ ሓፋር ምዃኑ ይፈልጥየ
Thank you ❤❤❤❤❤❤
ሶፈ አሰመራና ልጅነቴ ትዝ አሐኝ እወድአቫለሆ እድሜ ጤና ይሰጥቪ
I want to see Abadit (Himbilil)
ሶፍያ በወቅቱ የትግራይን ህዝብ ባህልና ቋንቋ በዛ ደረጃ ከፍ ብሎ እንዲታይ ካደረጉት ግለሰቦች እነሱ ናቸዉ ሊመሰገኑ ሊከበሩ ይገባቸዋል አሁን የመቀሌ ጥልፍ ቀሚስ በዚህ ደረጃ እንዲያድግ አድርገዋል በጣም ሊመሰገኑ ይገባል ።
የቀንየልና ወዲ ሮሚጥ ዓባይ ሰብ ስለዘቅረብካልና! ኣብ 2ይ ክፋል ስለ "ንሱ እዩ ናተይ" እትብል ደርፋ ብከመይ ከምተሰረሐት ሕተተልና:: ምስ ኪሮስ ኣለማዮ ዝነበሮም ስራሕቲ እዉን ምፍላጥ ንደሊ ኢና::
ትግርኛአ ክጥዕም ጉድ
ወዲ ሮሚጥ ሸው:- ሶፊያ አፅብሃ ኢልካ ፅሒፍካአአፅብሃX . . . .ኣፅብሃአX . . . ኣ
በትግርኛ ኣ በማሓርኛ. አ
የትግራይ ምርጥ የኪነት ቡድን መቼም የማይረሳ እንወዳችሃለን የኢትዮጵያ ልጆች !!
ሶፊዬ ካብ ቆልዕነተይ ክሳብ ሐዚ ማራ'የ ዝፎትወኺ😊❤
Sofia hftay chamichem debalto kabom hada eya 🌹❤️💋💋💋💋 adan adyn mahzo naran
በረሀ ሱባጋዲሲ ኣቅረበና ሓደራ ወደ ሮምጢ
ይበል ዘብል መደብ
❤❤❤❤❤ሶፍያ
ወዲ ሮሚጥ ነቲ ዘረባ ክንደይ አስቤዛ ወዲኡ ዘምፅኦ ክጥዕም
Sofi love
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤️💛
ዝፈትወኪ ስነጥበባዊት ኣዴና ሶፊያ ኣጽብሃ እንቋዕ ብድሓን መጻእኺ።ኣብ ናይ ዩቱብ ቻናልኪ ኣቲየ ደርፍታትኪ ስምዕ እየ ዝውዕል።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
❤❤❤❤
Enqae bselam metsakum
ዋግራ አበሳ ❤❤❤❤❤
Wish you Long live Legendary singer Sofiya Atsbaha👑👑🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤
🎉
41:11
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉
ኪሮስ አለማዮህ እና ሶፍያ ከትግራይ ማዲንጎ እና ፍቅረ አዲስ ካብ ጎንደር እወዳቸዋለው
ፃይቱ በራኺ ዛኹፍእቲ ኩፉእ ትግራዋይ ሉቡ ጥዊዋይ ኢላ ዝደረፈት ድያ ኣየ ተጋሩኮ ናይምርሳዕ ፀገም ኣለና እዩ
ሎሚ ፅባህ ❤❤❤❤❤❤❤
ዌል ወዲ ሮሚጥ ሸው ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ጠፊእካና እኮ😍💗
ክብረት ይሃብካ
ኣለኹ እየ
ወዲሮሚጥስ ታይ ዶ ኾንካ ኣርእስቲ ናይዚ ቪድዮ ሪእና መፂናስ መንያ ገምቱ ትብለና 😂
ሎሚ ፅባ የሚበለውን ዘፈን ቁምጣ ለብሳ በልጅነቴ አይረሳኝም ሰላየሁሸ ደሰ ብሎኛል
❤❤❤❤❤❤❤
Way sof
Sofya Atsbaha ane btami zefetwan zekbran artist eya nay tgraye kinet ne Eritrea metsyom lomi tsebah zayetsef tsunu kalkidana endebelet meret akriba ab medrek bedergi Geze eu edmen tenan yehabki keberti haftay.
በጂካ ንበረከት ወልዱ
Nay zemene dergi derafit .....
ዛፉ ኪሮስ አቅርበልና
Sofia she’s my old sister friend she’s 65 years old
እዙ ናይ ኣሸንዳ ከተማሓይሾ ነይሩዋ??
Zgerm
ንዘክሮም ናይ ቀደም ወለዲ ሓፂራቶም ዘጽንሕዋ ዓዲ ንሓልዋ ብውዲ ብግዲ ክብሃል ኮሎ
እንታይ ገደሰሶም ትብል ደርፊ ብጣዕሚ ዝፈትዋ
ሶፍያ ሽኮር
ሶፊያ ሰብ ቀደም
አዋይ ግዜ ኾሚኒስቲ ምንባሩ አይተረዳእን ፎርማል ፎርማል ጭፍራ ደርጊ
ብስርዓት ደርግ እወ ትጻረፍ ነራ ምስ ኪሮስ ገጻ ትርሐቕ። ሐሳዊት ጸሀይቱ በራኪ እንታይ ትፈልጥያ እስኪ ዓጋመ ኢኪ። አብቲ ግዜ ተሐቲትኪ ብ አይ ላቭ ዮ ካን አሰይ እየ ጀሚረዮ ኢልኪ ። ዘክሪ አብ ቤት ትምህርቲ ኢሳቕ ተወልደመድህን , ነደታት ኤርትራውያን አሕሪቕኪ "ናቕፋ ቃሩራ ምድሪ ኤርትራ አብአ እየን ዝቕበራ" ያ ቆማል ዓጋመ።
ዛልዛል ዝመልሓስካ! ባዶ!!!
Ata guhaf gaegae men tsewi'eka feger agame goitaka yu hasad
ደነዝ
ማዓዝ እዮም ክነቅሑ እዚኦም 😂😂😂
Rip
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዋው! ሶፊያ አፅበሃ ኣርማ ንእስነተይ። ከምዚልኪ ንስኽን ባህላዊ ክዳንክን ከም ብራቕ ፀሓይ ፍስህ ኢልኪ እናኽሪኤኪ ኣመና ባህ ኢሉኒ። ሕጂ ውን እግዛብሄር ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ክህበኪ እናሻዕ እምነየልኪ። ንፀሃይቱ በራኺ ከም ሞዴልኪ ንፀጋይ በራኺ ውን አድናቖትኪ ክትህብዮም ምስ ሰማዕዂኺ ተደኒቐልኪ። ከመይሲ ሙዚቃ ዓለም ለኻዊን ናይ ኢሂን ሚሂን ቋንቋ ሙዃኑ ይፈልጥ። ሶፊ አብ አስመራ እሞ ድማ አብ ሲነማ አዝመራን አብዮት አደባባይን " ሎሚ ፅባሕ" እናበልኪ ክትደርፊን ኣቦይ ስዩም (ባርባ) ሃራም ከበሮ ንሶምን ግርመኦምን ክሳብ ሕጂ አብ ዓይኒ ሕልናይ ትመላለሱኒ። ሶፊያ እስከ አብ ካለአይ ክፋል ዛ መደብ አስመራ ዝነበርክሉን ዝኽሪ ትዝታኽን ወስ በልና። እታ "እንታይ ገደሶም!" ትብል ደርፊኺ ውን ወስ በልና። በዚ አጋጣሚ ዚ ውን ንሶፍያ አብዚ መድረኽ ዓዲምካ ተመኲሮኣ ከተካፍል ዘኽአልካያ ወዲ ሮሚጥ ሞሳ ይዂንካ።
ከምዝ ከማይ ወድ ሮሚጥ ክስሕቕ ከሎ ዝሕጎስን ምስኡ ዝስሕቕን ማን አሎ ??ብላይክ አርእይን
ሎሚ ፅባሕ ዘይዕፀፍ ፅኑዕ ቃልኪዳና ......ክብሃል ከሎ
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኺ ናይ መድረኽ ንግስቲ ሶፍያ ኣፅባሃ!!!!
ሶፊ ዓለመይ! ፈለማ ዕድመን ጢዕናን እናተመነኹ፤ ንሞያአን ንህዝባን ትነብር ብልፅቲ ከያኒት! አብ ቋንቋ ትግርኛን ባህሊ ዓዳን ዘየሃስስ ዓሻራን ዘንበረት ዋዕሮ ባዓልቲ ድሙቁ ሰራሒት ታሪኽ ኢኸ እሞ ተሓበኒ ! ኩልሻዕ ሰሰናዩ!!!!
ኣንደበተ❤❤❤ ሩቱእ ቃሕባሊ ቃለ መሕትት ነይሩ:: የቐንየልና ወዲሮሚጥ ሸው!!
ጥዕምት ድምፅ ሶፍያ አፅብሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
ሶፍያ ቆልዓ ከላ ብክራር ካሴት ዘሕተማ ደቀንስትዮ ነይረን'የን። ጸሃይቱ በራኺ፡ ኣምለሰት ኣባይ፡ ኣበባ ኣስፍሃ።
ወዲ ሮሚጠይ ናበይ ጠፊኡ ኢለ ክሻብ ዝጥይቅ ኮይነ ይማሓላለፍ እዩ ተባሂለ🤔ከመይ ዘይመፀ ብዩቱብ እናበልኹ ብዝኾነ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ንዛ ክብርቲ ኣዴና ስለ ዘምፃእኻልና ክብሪ ታዓደል🥰🥰🥰🙏
ሶፊ ሽኮር ናይ ልበይ ሰብ ወትሩ ሓዱሽን መሳጥን ድምፃ ደርፍኺ ወግዕኺ ቋንቋኺ ኩሉ ጥዑም ዕድመኺ ይንዋሕ።❤❤❤❤❤
ሶፊ ሽኮር አደ ዩአስ ካብ አሰመራ ደሐን ዲኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አነስ ተላዒለ ቆሪጸ ካብ ልቢ ትብል ደርፍኪ ዘኪረ ሶፍያ አጽብሐ አብ ኤርትራ መጺኪ ዝደረፍኪያ
ባህሊ ትግራይ ዘንፅባርቅ ፅቡቅ ስራሕ ይሰርሑ ነይሮም፡፡ ሶፊያ ክአ ብጣዕሚ ይፈትዋ ነይረ፡፡
🙏🙏🙏❤🤞❤️👏👏❤️❤️❤️❤️❤️እዋይይ🤔ተመስገን ፈጣሪ🙏❤ብሂወት ከምዘየላ እየ እፈልጥ ኔረሞ ዕድሜኺ ብራህዋ ቅሳነት
የምንኺ
ክብርቲ ከያኒት ሶፊ👏❤️
ሰላም አያይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መፀአኻልና😘😘😘ግን ንወድ ሮሚጥ ላይክ ይዉሕድ አሎ ተጋሩ እንታይ ኮይንኩም ዋእ ኩደፉ ባ
የቐንየልና ወድ ሮሚጥ ሐያል ሰብ እቲ ሓቂ እዚ ዩ
ኣብቲ ዓጋመ ማይ' ዶ' ሎ ማይ 'የ ሶፍያይ ምቅርቲ l Miss You more ❤🎉🎉
ሶፍያ ኣፅብሃ ዑንቂ ትግራይና ዘይትቕየር ኹሉ ዘጥዕመላ። ደስ ዝብል ዘተ ነይሩ ተኸታቲለዩ። በርትዒ ኣብ ጎንኺ ኣለና ። ስለዝረኣኹኺ በጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ኣድናቒ ሓውኺ 🎉
አሁንም እኮ ቆንጅዬ ነች አቦ ዕድሜና ጤና ይጨምርልሽ ውድ ኢትዮጵያዊት!!!!
መምህር ሃብቱ ግርማይ ነብሱ ይምሓሮ ትልሂትን አውርስይ ፉልዩ ኽእለት ነይዎ።
ሰለም ሰለም ሶፉያ እንኮዕ ብሰለም መፃክ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሶፍያ ኣፅባሃ ናይ መድረኽ ንግስቲ❤👸
ሶፍያ ኣፅባሃ ብጣዕሚ ዝፎትያ ንግስቲ መድረክ❤❤
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ❤❤❤
ሙሌ ወዲ ሮሚጥ ቀፅለሉ መድረክ ቅድም ኢልካ ከማን ክትጅምሮ ነይርካ ሙሌ በርትእ።
ሶፊየ ልጂነቴን አስታወስሽኝ ❤ ትግራዋይነታችን ከፍ ያረጋቹሁልን አንች እና ኪሮስ ናችሁ በዛን ሰአት ልጆች እያለን ❤
የቀንየልና ወዲ ሮሚጥ🙏🙏😍😍😍😍ሶፍያ ሽኮር🔥🔥🔥💯👌👌👌
ዋው ሶፊያ ብጣዕሚ ፅቡቕ አለኺ ደስ ይብል ምንም አይተቕየርኽን ወዲሮሚጥ ምዕባይኪ እዩ ዝመስል
ሶፍያ ኣፅብሃ ኽብርቲ ምዕርግቲ ሓፍትና እንኳዕ ብሰላም ብጥዕናን ራኣናኪ ማዓረይ🙏🤲🙏💚💚💊💊
ሶፊዋይ ፅርይቲ ኣዴና ጠፊእክና❤❤❤
ሶፍያ አፅብሃ ናይ መድረኽ ጅግና 💚💛❤️
amazing i seen her after long time , she was my favorite singer during my childhood.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሶፍያ ዝገርም ድምጺን ናይ ዜማ ሙሉእ ኩለገብ ክእለት ኮታስ ባዕልኺ ሙዚቃ ኢኺ ትግርኛ ሙዚቃና ሓፍ ኣቢልክዮ 'ሞ የቀንየልና
ሰላም ሶፍያ ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ድምጽኽን መልክዕኽን ብምርአየይ ንአምላኽ የመስግን ንድሕሪት 40 ዓመት ክመልሰኪ ትዝክሪ ተኾንኪ መስመር ሰጊድ ርእይ ምስ አበለኪ እዋይ ሽሻይ አራንሺ ዝመስል ምዑጉርቲ ክብለኪ ስጋዕ ሕጂ ምዑጉርትኺ አይጐደለን ገና ካብ አራንሺ ናብ ሜለ ተቀይሩ አይጐደለን ንመሐዛኺ ምጽላል ሰላም በልለይ
I still listen to the old one it's authentic
ዋው ወዲ ሮሚጥ ደጊካና ነይርካ እንካዕ ብሰላም መፀኩም❤❤❤❤
ሮሚጠይ❤ ሶፊቲ❤
We love you sofi. Thank you wedi romit. 💚💛❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Sofiye
ሶፊየ ፅብቅቲ ❤
ሶፊያ አፅብሐ ኪሮስ አለማየው ትግርኛ ዘፈንን እንድንወድ ያደረጋቹን ምርጥ ኢትዮጵያውያን
Sofee,❤ you're beautiful forever
ሎሚ ጽባሕ ዘይዕጸፍ ጽኑዕ ቃልኪዳንና
ኣብዮታዊት ኢትዮጵያ ወይክኣ ሞት ቈሪጽና ተላዒልና።
ብሄርተኝነት ሕማቕ 😢
ጸቢብነት ውድቐት😢
ክልላዊነት ሕሱም😢
"ሎሚ ጽባሕ ዘይዕጸፍ ጽኑዕ ቃልኪዳንና ኣብዮታዊት ኢትዮጵያ ወይክኣ ሞት ቆሪጽና ተልዒልና "
ገዲን ከያኒ ስዩም አለምሰገድ እስኪ ጋሻ ገይርካ ዓድመልና ዋላ ብቬድዩ ኮል? ብጣዕሚ ሓፋር ምዃኑ ይፈልጥየ
Thank you ❤❤❤❤❤❤
ሶፈ አሰመራና ልጅነቴ ትዝ አሐኝ እወድአቫለሆ እድሜ ጤና ይሰጥቪ
I want to see Abadit (Himbilil)
ሶፍያ በወቅቱ የትግራይን ህዝብ ባህልና ቋንቋ በዛ ደረጃ ከፍ ብሎ እንዲታይ ካደረጉት ግለሰቦች እነሱ ናቸዉ ሊመሰገኑ ሊከበሩ ይገባቸዋል አሁን የመቀሌ ጥልፍ ቀሚስ በዚህ ደረጃ እንዲያድግ አድርገዋል በጣም ሊመሰገኑ ይገባል ።
የቀንየልና ወዲ ሮሚጥ ዓባይ ሰብ ስለዘቅረብካልና! ኣብ 2ይ ክፋል ስለ "ንሱ እዩ ናተይ" እትብል ደርፋ ብከመይ ከምተሰረሐት ሕተተልና:: ምስ ኪሮስ ኣለማዮ ዝነበሮም ስራሕቲ እዉን ምፍላጥ ንደሊ ኢና::
ትግርኛአ ክጥዕም ጉድ
ወዲ ሮሚጥ ሸው:-
ሶፊያ አፅብሃ ኢልካ ፅሒፍካ
አአፅብሃX . . . .ኣፅብሃ
አX . . . ኣ
በትግርኛ ኣ
በማሓርኛ. አ
የትግራይ ምርጥ የኪነት ቡድን መቼም የማይረሳ እንወዳችሃለን የኢትዮጵያ ልጆች !!
ሶፊዬ ካብ ቆልዕነተይ ክሳብ ሐዚ ማራ'የ ዝፎትወኺ😊❤
Sofia hftay chamichem debalto kabom hada eya 🌹❤️💋💋💋💋 adan adyn mahzo naran
በረሀ ሱባጋዲሲ ኣቅረበና ሓደራ ወደ ሮምጢ
ይበል ዘብል መደብ
❤❤❤❤❤ሶፍያ
ወዲ ሮሚጥ ነቲ ዘረባ ክንደይ አስቤዛ ወዲኡ ዘምፅኦ ክጥዕም
Sofi love
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤️💛
ዝፈትወኪ ስነጥበባዊት ኣዴና ሶፊያ ኣጽብሃ እንቋዕ ብድሓን መጻእኺ።
ኣብ ናይ ዩቱብ ቻናልኪ ኣቲየ ደርፍታትኪ ስምዕ እየ ዝውዕል።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
❤❤❤❤
Enqae bselam metsakum
ዋግራ አበሳ ❤❤❤❤❤
Wish you Long live Legendary singer Sofiya Atsbaha👑👑🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤
🎉
41:11
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉
ኪሮስ አለማዮህ እና ሶፍያ ከትግራይ ማዲንጎ እና ፍቅረ አዲስ ካብ ጎንደር እወዳቸዋለው
ፃይቱ በራኺ ዛኹፍእቲ ኩፉእ ትግራዋይ ሉቡ ጥዊዋይ ኢላ ዝደረፈት ድያ ኣየ ተጋሩኮ ናይምርሳዕ ፀገም ኣለና እዩ
ሎሚ ፅባህ ❤❤❤❤❤❤❤
ዌል ወዲ ሮሚጥ ሸው ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ጠፊእካና እኮ😍💗
ክብረት ይሃብካ
ኣለኹ እየ
ወዲሮሚጥስ ታይ ዶ ኾንካ ኣርእስቲ ናይዚ ቪድዮ ሪእና መፂናስ መንያ ገምቱ ትብለና 😂
ሎሚ ፅባ የሚበለውን ዘፈን ቁምጣ ለብሳ በልጅነቴ አይረሳኝም ሰላየሁሸ ደሰ ብሎኛል
❤❤❤❤❤❤❤
Way sof
Sofya Atsbaha ane btami zefetwan zekbran artist eya nay tgraye kinet ne Eritrea metsyom lomi tsebah zayetsef tsunu kalkidana endebelet meret akriba ab medrek bedergi Geze eu edmen tenan yehabki keberti haftay.
በጂካ ንበረከት ወልዱ
Nay zemene dergi derafit .....
ዛፉ ኪሮስ አቅርበልና
Sofia she’s my old sister friend she’s 65 years old
እዙ ናይ ኣሸንዳ ከተማሓይሾ ነይሩዋ??
Zgerm
ንዘክሮም ናይ ቀደም ወለዲ ሓፂራቶም ዘጽንሕዋ ዓዲ ንሓልዋ ብውዲ ብግዲ ክብሃል ኮሎ
እንታይ ገደሰሶም ትብል ደርፊ ብጣዕሚ ዝፈትዋ
ሶፍያ ሽኮር
ሶፊያ ሰብ ቀደም
አዋይ ግዜ ኾሚኒስቲ ምንባሩ አይተረዳእን ፎርማል ፎርማል ጭፍራ ደርጊ
ብስርዓት ደርግ እወ ትጻረፍ ነራ ምስ ኪሮስ ገጻ ትርሐቕ።
ሐሳዊት ጸሀይቱ በራኪ እንታይ ትፈልጥያ እስኪ ዓጋመ ኢኪ።
አብቲ ግዜ ተሐቲትኪ ብ አይ ላቭ ዮ ካን አሰይ እየ ጀሚረዮ ኢልኪ ።
ዘክሪ አብ ቤት ትምህርቲ ኢሳቕ ተወልደመድህን , ነደታት ኤርትራውያን አሕሪቕኪ
"ናቕፋ ቃሩራ ምድሪ ኤርትራ አብአ እየን ዝቕበራ" ያ ቆማል ዓጋመ።