Jigna tegadalay hawuna Redi Ade welidu tmken Keep the good work. We are becoming addicted of watching you narrate the true story of our country and our brothers and fathers
Feseha Wold interesting. So why don’t you speak up and give your right hand to the struggle against the mafia higdef. We Eritreans have been suffering from scarcity of information. We need more people like Ato Redie anbesa,ato Redie has definitely shattered the culture of being silent and tight lipped.
@@rehaboth203 : I am writing a book about the evil EPLF/PFDJ leadership. I completed my book manuscript a year ago. The publisher said a little bit of additional modification is needed and promised to contact me and get it done within 8 months. Then the publisher said he needed more time. I have always told my few friends about the evilness of Isaias and his friends. I never wavered to expose this criminal group. But I never came publicly because my personal life, job and family issues were so overwhelming. However, I opposed the Badme war publicly and I correctly predicted that it would end being a disaster for Eritrea. In saying so, I lost some friends. To me the year 2013 was the year I was vindicated to be telling the truth. I admire Redie and I thank him for his effort.
Ygerm eu nikulu enqa arkebkulu du elu wedi gebru etom himaq zigebru mesarihi Diktator bimaltkum kbelakum eu haqi tekebira aytfeltn eya mo xbuk hasb eu hizbi eritrea knekhalu alona kinkyer alona mo fthi xnges mlki yfres
Thanks
There is a lot heroic history of Eritreans we didn't hear before Thankyou.
Alena Multi Media: ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ እዚ ቻነል'ዚ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ህዝባን ዝጠልቦም ጉዳያት ንምቕራብ ተበጊስና ኣለና። ኣብዚ ናይ ተስፋ ግዜ፡ ኣለና ማልቲ ሚድያ፡ ማንታ መደባት ሒዝና ንብገስ ኣለና። ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ፖለቲካ። ኣብ ጅግንነታዊ ታሪኽ ኤርትራን ህዝባን፣ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራን ክብርታትናን፡ ከምኡ'ውን ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ከነቕርብ ኢና። ኩነታት መነባብሮ ስደት ብዘፍቅዶ መሰረት፡ ኣብ ሰሙን 2-3 ግዜ ንከነቕርብ ንብገስ ኣለና። ብተሳታፍነትኩም ኣገደስቲ ስራሓት ከም እንዓምም፡ እምነትና ዝለዓለ ኢዩ። ሓደስቲ ትሕዝቶታት ቻነልና ንክመጽኣኩም ከኣ: Like - Share - Subscribe - Comment ብምግባር ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና። ርእይቶኹምን ነቐፌታኹምን ብኣኽብሮት ክንቕበሎ ኢና:
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!
ቀጽሎ ኣያኒ ኣብ ጎንካ ኣለና ሓቀኛ ታሪካ ከይፈለትካ ዝስገር ጸገም የለን። አቲ ታሪክ ከይወሰካ ከይነከካ ጥራይ ኣዘትወልና ንዕኡ አናስምዕና አና ሓቦን ሞራልን ንገብር
kkkkkkkk BLA BLA BLA MEHAYM
ተጋ/ ረዳእ መደባትካ ብ#EriSat ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብጾትካ ገሊኦም ኣብ ሓላፍነት ዘለውን፤ ዝደስከሉን። ብሓፈሻ ህዝብና ይከታተሎም ኣሎ፡ ጽልውዑ ዓቢ እዩ ከምቲ ንስካ ዝፈለጥካዩ ታሪክ ኣብ መጽሓፍ "ትልሚ ዘርኢ ክርዳድ" ዘስፈርካዩ፡ ኣብ ውሽጢን ኣብ ደገን ዘለው ታሪክ ክስንዱን ንለውጢ ዝዓቅሞም ከበርክቱን ሓጋዚ ስለዝኾነ፡ ክሳብ እዚ "ጉልሒንጣ" ካብ ገጽ ምድርና ተጸሪጉ ዝጠፍዕ ቀጽሎ ኣብጎንካ "እሎና"
Thank you to all information about eritrean history
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓቀኛ ታሪኽ ብምግላጽካ ብትብዓት ዝዋዓለ ይንገር ከም ዝባሃል ናብ ወለዶታት ተዉርሶ ብምህላዉካ ሕሉፍ ታሪኽ ነመስግን አያና ረዲአ ምሓሪ ።
ጹቡቕ ታሪኽ ኣውርሰና ጥራይ ። ኣያና ረድኢ መሓሪ
You are dignified man and we solute you for all your work.
Jigna tegadalay hawuna Redi
Ade welidu tmken
Keep the good work.
We are becoming addicted of watching you narrate the true story of our country and our brothers and fathers
Thank you.
Merhaba Alena Ajoka
ጅግና ኣያና ረድኢ ማሓሪ ስለ'ቲ ተትህበና ዘለኻ ተሓቢኡ ዝጸንሐ ምስጢር ኣያታትና ኣዚና እና ነመስግነካ
ቀጽሎ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ንዓና ማሃሪ እዩ ኣምላክ ድማ ይሓግዘና ካብዚ ግዝኣት መንግስቲይ
Ajokum Abona jigna 💝
Eway abona Redi kemaka yibizuhulina etom suk elom delewu kemaha sire kiatiku yilabo thanks
ስጋ ጀጋኑ በሊኡ ፥ ደም ደቂ ሃገር ሰትዩ ዝሰወደ ናይ ቀደም ተመን ናይ ሂጂ ገበል ኮይኑ ደቂ ሰብ ዝውህጥ ዘሎ ኣረመነ ኢሳያስን ኩሎም ህግ ጠሊሞምን ጨውዮምን ሃገር ኣብ ፍጹም ባርነትን ተራአዩ ዘይፈልጥ ድክነትን ስደትን ምስዋር ደቂ ሰባትን ምትካል 320 አስሪበታትን መህንቆ ስውር ቦታን ፥ ኢሰያስ ዋላ ክፋአ ተግባር ዘአበዮን ኢላምኡ አንተኮነ፥ ኣሺሃት ደቂ ሃገር ኣንጻር ረብሃ ህዝቦምን ሃገረሙን ንክኮኑ ብምትህልላክ ጸቢብ ኣውራጃውነትን ተበሪዞም ነዚ ኣጽናቲ ጉጂለ ንብረልና አናበሉ ባንደራ ኢትዮፕያ ሂዞም ዝድብሉ፥ ካህዳማት ስዋኣትና አናበሉ ብአጽምቲ ስዋኣት ስኖም ዝስቅስቁ ህልና ኣልቦ ኣሪትራውያን ኢና ባሃልቲ ፥ ጽባህ ምስወገሀ ስኒ ምንካስ ክወጽዎ ዘይክአሉ ጣአሳ ክወድቁን ከምዝኮኑ ክርድኡ ይግባአ፥
Thank you abona! Keep up the good work. I like the stories you tell 👏🏽
ዝከበርኩም ኣለና TV ፡ ኣነ ነዚ ተቅርብዎ ፡ ብጣዕሚ ፡ ጽሩይ ታሪክ ብጣኢሚ የ ሕጉስ ።
ከም፡ሓሳባተይ ግን ፡ ምስ TV ኣሰና ፡ ምትሕግጋዝን ፡ ብሓባር ስራሕ ክትሰርሑ ትምኒት ኔሩኒ፡ ማሌት ህዝብና ነዚ ትብልዎ ብዝያዳ ክበጽሖን እቲ ተውጽእኦ ዘለኩም ሓቂ ክፍለጥ መታን ፡ ምስ ኩለን ፡ ብሓባር ሰሪሕኩም ፡ ህዝቢ ክፈልጥ ይላቦ።
Who can tell me name of this music
صوتك مهم جدا ، واصل عملك أيها الوطني الةصيل .
ጽቡቅ ሓበሬታ ወዲ ማሓሪ።
well come alena ambesa💪✌️
Aboy Redie mejemerta kemesghinekum yideli eti ghizen aklin rekibkum kulu ghize timihruna zelekum ezi kulu information waga yebilun. Ykeniyelna. Kabiu ketsile ezi bizaeba Yemin Falul kemiu dima b Menkae zifiletu jeganu eritrawyan ziteketelu eti Tarik Sile zeyfelto Sile wedi25 amet zikonku hade documentari kurub metan kifelit zeytikiribelna.
ጂግና ኣቦና ቀጽሎ።ብፍላይ ጽቡቅ ትገብር ኣሎካ፡ንገሮም ደኣኒ ን ደቂ ሓማሰን ጽቡቅ ገርካ።ብፍላይ ነቶም ኢሰያስ ወዲ ዓዶምን፡ዘራይ ናቶምን ዝመስሎም ዓያሹ ጽቡቅ ገሩ ክርደኦም።
@@sassone5106 ክክክክክክ የሐጊሰካ ምሽ ሓቀይ።ልብካ ረኪበያ።
Texbukti metwe derfe nay edris Muhammed Ali
Tegadelay Redie/ One of our heroes
አያና ረድኢ ብልቢ መደብካ ብሃንቀውታ ይጽበዮ ደጋጊመውን ይሪኦ ፣ ሳዲስት ዝቐበሮ ዝመስሎ ኤርትራውነት ታሪኽ ብሰብ ሕልና ሃገራውያን ንሰምዖለና መስደመም ሃገራውነትዮ ፣ እቲ ዘሕዝን እቶም ካበፍንጭኦም አርሒቖም ክሓስቡ ዘይክእሉ ሰብ ባዶ ርእሲ ነዞም ሃገራውያን በሊዖም ፣ ልዑል ጅግንነት ዝፈጸሙ መሲልዎም አፍልቦም ክነፍሑ ፣እዚ መንደላይ ነዛ ባዶ ርእሲ እዳሽከርከረ ሃገራውያን ተበሊዖም ፣ ውሁሉል ድምር ከኣ ሃገር አብ ዕዳጋ ወሪዳ ፣ ሓለዋ ሰውራ መሕቐቒት ሃገራውያን ፣ መርመርታ ሰብ ባዶ ርእስን ዕላማ ምግዳሎም ዘይፈልጡ ሰብ ጸቢብ ርእስን ዘይሰብኣውያን የሕዝን ።
Selam abona redie ajoka bertie
Ezi tigebro zeleka qelil astewaxio aykonen emo bertie hzbi anqahalu
Tezareb ato Alena esmena tarek nay abotatna
ረዳኢ መዝሃሪ ሓውና ቢሓቂ ኢቲ ቲዛረቦ መጽሓፍ ኢዩ።ሕቂነቱ ኸኣ በቲ ተቕርቦ መረጋገጺ ዪፍለጥ ሓደራ ኣይተቁሪጾ ቀጺሎ።ሓንሳብ ካብ ገሃነብ ካብ ወጻካ በጃኻ ቀጺሎ።
እቶም ከማኻ ጀጋኑ ኣፎም ሎጊሞም ዘለዉ ንምስክርነት የብቅዓዮም፡ዛንታ ቶም ጀጋኑ ኣቦታትና ከውርሱና። ክቡር ኣቦና ዓወት ህዝቢ ኤርትራ የርኻ።
Selam hawey nayza mejemerya dela music name tfelta do tkewn
@@omexhabeshawi6337 sorry ayfeletkwan
@@omexhabeshawi6337 eritrean music idris muhammad ali
ሓማሴን ጀጋኑ ጥራይ ኣይኮኑን Joker እውን እዮም ብጀካ ኢሳይያስ ዘራኽሶም ውሑዳት ገድፍካ ።። ኢዚ ዛንታ መጀምርያ ኣስሒቃተኒ ወላ ክውዳእ ተበልኩ ምኽንያቱ ኢሳይያስ ዘሎዋ Adventure እዮ። ኢታ ደብዳቤ ግን በጽሓቶ እያ ንዐኡ ዝምልከት መርፍእ እውን ኣይሕቦን ። በዚ ኣጋጣሚ ንጅግና ስውእ! ኤርትራዊ ሙሴ ኪዳነ ማና ፈጣሪ ብኢዱ ይቀበሎ ኣሰርካ ኣለና ቅሰን ።
Yes yes and yes no matter what Isayas does we will always be brother and sisters to the end of life on earth as we humans know it..no matter what..
He doesn’t know how to write, but extremely smart.
እሰያስ ነዞም ደቂ ሓማሴን ኣጽኒትዎም እዪ ኣብ ሰውራ የሚን ጸበብቲ ኣውራጃውያን ኢሉ ከመይ ዝበሉ ምሁራት መራሕቲ ናይቲ ውድብ ብዓል ዶር እዮብ ' ምሓሪ ግርማጽዮን ' ወዲ ኣርባዕተ ' እዚኦም ኣዝዮም ሓያላትን መራሕትን እዮም ኔሮም ኣብ 1976 ግን ምስቶም ደቂ ሓረስቶት ደቂ ሓማሴን ሓዊሱ የሚን ኣውራጃውያን ብምባል ንኩሎም ኣጽኒትዎም እዪ ' እቶም ካልእ ብዓል ሰለሙን ወለማርያም' ሃይለ ጀብሃ እኮ ናይ ኢዶም እዮም ረኪቦም ንሶም ውን ምስ የሚን ተባሂሎም እዮም ተቀንጺሎም ብሓፈሻ 100 ዝኮኑ ደቂ ሓማሴን ብምክንያት የሚን ጠፊኦም እዮም ።
You are right.
Adam Ismail
Naybhaki nskawin jigna eka Eseyas keytefelte Hager atfiwa zgermeka gin Gena zetaku bzuhat alowu
ክቡር ኣያናን ሓውናን ረድኢ ማሓሪ ኩሉ ግዜ መደባትካ ዝከታተሎ ነዚ ምስክር ክትከውን ካብዚ ኩሉ መስገደል ወጺኻ ራህዋን ፍትሕን ክነግስ ድማ ሰለም ከየበልካ ትጽዕር ኣለኻ ሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና Alena Alena
ን የሚን እሰያስ ንመንካዕ ንምጥፋእ ተጠቒሚሎም።እዚ ሕጂ ዘሎ ወሎዶ።ካብ የሚን ይኹን መንክዕ ተማሂሩ።ፍልልያቱ ኣጽቢቡ ታሪኽ ከይድገም እንተዘይሰሪሑ።እቲዝመጽእ ንምግማቱ ኣየጸግምን።
I'm waiting you
ጅግና ሃውና.
እሰያስ ነዞም ደቂ ሓማሴን ኣጽኒትዎም እዪ ' ዶር እዮብ ' ምሓሪ ግርማጽዮን ' ወዲ ኣርባዕተ ' እዚኦም እቶም ኣለው ዝብሃሉ ናይቲ ውድብ መራሕቲ ምሁራት እዮም ኔሮም ነዚኦም ግን የሚን ኣውራጃውያን ደቂ ሓማሴን ኢሉ ልዕሊ 60 ዝኮኑ ብሓንሳብ ኣሲሩ ቀቲልዎም ' እንከላይ ነቶም ሓንቲ ዘይፈልጡ ደቂ ሓረስቶት ደቂ ሓማሴን ንኩሎም ቀንጺልዎም እዪ ግዳ ህዝቢ ኤርትራ ኣይርዶኦን እዪ ።
FARA AGAME KEFAFI...…...hasawi
@Samsom Samsom ፡ ህዝቢ ኤርትራ ንሓደ ብኣውራጃ፡ሃይምኖት፡ብሄርን ካልእን ክጎጃጅል ዝፍትን ሰብ ክጣበቐሉ ኣይክእልን፡ኣይግባእን ድማ። ብዘይካ ኤርትራ ምባል ካልእ ኣፈላላይ ዘይፈልጡ ክንደይ ንጹሃት መንእሰያት ብዕሸሎም ጽጥሕ ክብሉ ብዓይኑ ዝረኣየ ህዝቢ ኤርትራ፡ ነዚ ኩሉ ረሲዖም ናብቲ ቀደም ዝተተፍአ ግዕዘይ ተደቢሮም ዝልሕሱ ግን ዝግብኦም መቕጻዕቲ እንተወሰዱ ምስኦም ዝደናገጽ ሰብ የለን።
ሰላአም ኣቦናኣ ረዲእ ማሓኣሪ ኩሉግዜ መደብካኣ ይከአታአተሎ አየ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ግን ብዛዕባ ምዝላአቅ 77 ሓበረታ እንተትህበና ጽቡቅ ነይሩ
Jeganu hagerna ✌🏽😭❤💔
elalka ka haki u
ሓው /ብጻይ/ ረድእ ማሓሪ ጊዜ ምስ ረኽብካ ሓደራ ደውለለይ ።
Adam Ismail
Hakena tarik yehwatna sleznegrena zelo
Amesgnelna hadera
Well done 👍🏼 beleley
Adrki ms dwelki mesgna nay kulna abshlna
atum sebat slemintayke entedaa bahaqi eritrawyan konkum neta bhigidef teregxa zela nay abotatna semayawit giberu hanti bandera nhant elama 10 gizie?
እቲ ዝገርመን ወላ እቶም ሕጂ ሓልፍቲ ናይ ኣይፈልትዎን ኣልዉ ሓደ ምዓልቲ ክበልዖም ምኻኑ
Kulu ertrawi zezifelto geben wedi medhin beradin jigninet ertreawianin kigelits kikiel alewo . Good job Alena kemaka yibzihu
NE ERTRA🇪🇷 MEN KEM ❤EDRIS MOHAMMED ALI DAREFWA AHHHHHH🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eza dongu terediuna tibil mikniyat eya
Tiketatelo intenerka kemey zeyrideaka?zeytigedfuna
ዲክታተር ኣብ ግንባሩ ብጥይት ተወቒዑ ብሓደ ጅግና ተቐቲሉ ከም ተመን ደኣ በሉዎ እምበር ተሰዊኡ ናይቶም ጀጋኑ ንሃገሮም ዝተሰዉኡ ኢዩ ኢሳያስ ኣብ ግንባሩ ብሓደ ጅግና ኤርትራዊ ተበቲኑ ተቐቲሉ በሉዎ ወዱን ስድራ ቤቱን ከኣ ኣብ ዒራዒሮ ኣብ ጉድጉዋድ ተጸፍጺፎም ብዘይማይን መግብን ደኣ በሉዎ ናየቦ ደም ናብ ውላድ መዓል ፍሊጶስውን ኣብ ዱባይ ኣብ ኡጋንዳ ፓላስታት እንተጥረየ ብደም ዝጨቀወ ዕዳ ተኸፋሊ ደም ግና ንውሉድ ወለዶ ዝሓልፍ ኢዩ ኢድካ ተሓጸብ ጅግንነት ፈጽም ስድራ ቤት ዝቐተልካዮምን ዝኣሰርካዮምን ይቕረ ክብሉልካ ኢዮም
I was one of those fighters labelled "Yemin."
Feseha Wold interesting. So why don’t you speak up and give your right hand to the struggle against the mafia higdef. We Eritreans have been suffering from scarcity of information. We need more people like Ato Redie anbesa,ato Redie has definitely shattered the culture of being silent and tight lipped.
@@rehaboth203 : I am writing a book about the evil EPLF/PFDJ leadership. I completed my book manuscript a year ago. The publisher said a little bit of additional modification is needed and promised to contact me and get it done within 8 months. Then the publisher said he needed more time. I have always told my few friends about the evilness of Isaias and his friends. I never wavered to expose this criminal group. But I never came publicly because my personal life, job and family issues were so overwhelming. However, I opposed the Badme war publicly and I correctly predicted that it would end being a disaster for Eritrea. In saying so, I lost some friends. To me the year 2013 was the year I was vindicated to be telling the truth. I admire Redie and I thank him for his effort.
ኣለና ማልቲ media በትገብሮ ዘለካ ብጣዓ ሚ ፅቡቅ አዩ ብፍላይ ሓፃ ር ብሩህን መልክቲ ፈትየዮ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳታ ብትጽሞና ይከታተሎ ኣለኹ ኣለና ዝለዚ ካብ 30 ኦር 40 ደቂቅ ዘይሓልፍ ክኸውን ኣለዎ በሃልቲ አና ሰዓት አንተ ኮይኑ ይስልችወና ግዛ ካ የለን አሞ ከከምዚ ገይርካ ክተ ቅርበልና ሓሳብና ንሕብ
Musa kidane mana bayuru eu ni telabayrudekihawobottaeuom.
ኣብዚኣ ክሓተካ ንስካ ኒሰያስ ትፈልጦ ምንባርካ ካብ ሰውራ ዝጀመረ ተሞክሮ ኣለካ ሕጂ ኣነ ክሓተካ ዝደሊ ኢቲ ካብ 1998 ዝጀመረ ወራር ውን ተሳቲካሉ ኢካ ሓደ ሰብ ብየማንን ብጸጋምን ኢዳባራረየ ክሃርመኩም ከም ዝጸንሐ ውን ካብ ልሳን ብጾትኩም ትሰምዕዎ ነርኩም ኢኩም ንስኩም ከኣ ኣብ ነብስኩም ስለ ዘይወረደት ትም ትብሉ ነርኩም ኢምበር ምስጢራዊ ዝኮነ በደል ኣይበደለኩምን ኢንዳተሃረምኩም ትድቅስሉ ከም ዝነበርኩም ኩላ ሕጂ ዩ በሪህልና ትብል ኣላ ኢዚ ግን ግጉይ ኣበሃህላ ዩ ውድብና ግሉጽን ቅኑዕን ኔሩ ትብሉሉ ውድብ ከምዘይነብረ ሞራል ህሉውን መጻኢ ወለዶን ከም ዘባላሸኩሞ የ ዝርዳአ ከመይ ኢልካ ተሓቲትካኒ ኣነ ኣብ ውትድርና ብሕጊ ክቅጻዕን ኪረምን ከም ዝኪኢል ያኣምን የ ካብኡ ሓሊፉ ማህረምቲ ዝተናውሐ ማኢሰርቲ ግን ኢቶም ናቱ ኣባላት ትም ኢሎም ስለ ዝሪኢይዎ ዩ ናይ ብጻይካ ሓላፍነት ኣይትወስዱን ኔርኩምን ኣለኩምን ውጺኢት ናይዚ ከኣ ሕማቃት በጻብጽ ጀጋኑ ኮይኖም ስልጣን ዝሕዝሉ ጅግና ከኣ ኣደዳ ውርደትን ሕስረትን ጌርክሞ ኢኩም ሕጂ ግን ስረ ተፈቲሑ ተኣሲሩ ኣይኮነን ትመልሱ ሰብ ሰባት ከክብር ንቡር ዩ ንነብሱ ክብል፡ ሕጊ ግን ንኩሉ ሊዕሊ ሰብ ክከውን ኣለዎ ዝብል ኣረዳዳኣ ክህሉ ኣለዎ መን ኣብርሲ መን ክላገጽ ሃገር ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ንሃገሩ ዘይፈቱ የለን ሕማቅ ዝብሃል አርትራዊ ከኣ ኣይክህሉን ኢዚ ወድሓንካ thank you.
YES;- - XELAEI XeLOLO kebaei ( Haswet eyom )
الجبهة الشعبية لتحرير ارتريا قوتها بدأت بالوحدة مع وياني تقرأي منذ تحرير مدينة
كرنهذا بداية الشعبية
Men ika meas tegadilka meas ke wesika kifelt mdeleku kidm nebska alali ilamaka anesir bkemey ika ke neza fthi kitdelya ztegebre mibaletat telo kifelt mdeleku intay yu iti ilama mzrab tray dyu wet kea kalie mitir alowo
👍👌
ኩቡር ሓው ረድኢ፡ ኣነ መደባትካ ይካታተሎ ኢየ ናዓይ ናትኩም ነገር ዝገርመኒ ህግ ተጋዳላይ ኢሰያስ ንህዝባዊ ግንባር ኣይትገፍሖ ኣይትጸቦ ልክዕ ከም ስርኡ ገሩ ኢዩ ሰሪሕዋ ኢልካ ተዛሪብካ ኔርካ እዚ ዘረባ ካኣ
ካባካን ከምዚ ከማካን ኣብቲ ገድሊ ተሳቲፍና ዝብሉ ይደግምዋ ኢዮም ህግ ናይ ኢሰያስ ትካል እንተ ኔራ ኮይና
ስለምንታይ ኢኩም ናይ ህዝቢ ገርኩም ትግስግስሉ ዘለኩም ኩላትኩም ንህዝባዊ ግንባር ባራዩ ትካል ኢሰያስ
ነርኩም ናዓና ካኣ ናብኣ ክንኣቱ ሓጊዝኩሞ ኢኩም ሕጂ እቲኣ ሃገር ናይ ኢሰያስ ኢያ ፈቲኩም ጸሊኢኩም ተቀብልዋ ምክንያቱ ባዕልኩም ዝበልኩምና ኢዩ ግን ዘሕዝን ናትኩም ድንቁርና ህግ ናይ ህዝቢ ኢዩ ኢልኩም ናብ ዝከፈኤ መግዛኣትን ባርነትን ብሽም እዚኣ ገድሊ የእቲክሞ ሕጂ ውን ናይ ህዝቢ ኣይትበሎ ።
ሰላምን ጥዕናን ንዓኻ
ይኹን ባባ ረድእ ማሓሪ
ቀጽሎ የ ክብለካ ዝፈትው
ባህታ ግርማይ
ካብ ሃገረ ኢስራኤል
ኩሉ ብትገብሮ እየ ዝካታቶሎ
ብዝያዳ ጋሽ ዝብል ክትጠቀስ ከለኻ
ነብሰይ ኪፍ ኪፍ እዩ
ዝበለኒ ወዲ ሻንቡቆ ስለ ዝኾንኩ።
Eh
ተጋዳላይን መምህር ረዲእ እንዳመስገና ንኣስተምህሮኻ ብቀረባ እዋን ኢንተርቪው ዝገበረ ተጋዳላይ ኣብጥኻኻ ዝቅመጥ ብስርኣት ኢንተርቪው ተትገብሮ ምስቲ ናትኻ ኣፍልጦ ፅቡቅ ኔሩ.
KKKKKK AB BAR KIDKA BIRA ENDASETK Endaasteka Bezuhe Mefeltka
. polotka BLA BLA BLA
yonas solomon ነብሲ ናይ መስተ ፅገም ውይም ኣልኮልዚም ኢኻ ትመስልሞ ናብ ሪሃብ እተው.
Was zeytenegere ember zeytegebere yelbon an eritrawyan
" ኤርትራዊ ሃወይ ኢልካ ሰብ አይትእመን ፡ ዱሙኻኳ ተምጽአልካ ተመን " እምነት ፡ እምነት ፡ እምነት ካብታ እዚ ወዲ ተካሊት ሐሳድ ኢሰያስ ዝተሰለፈላ ዕለት ጀሚሩ ብሽርሕን ጉርሕን ዘጥፎኦም ጀጋኑ ንኹሎም ብሰንኪ እምነቶም እዬም ተገዲዖም ፡ ንሱ ግና እምነት ስለ ዘይብሉ እንሃለ ክሳብ ሎሚ ደም ንጹሃት ይሰቲ ።
ጂግና ሓርበኛ ረዲኢ፡ኒኢሳያስ ንሱኩም ተጋደልቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር ኢኩም ኣገቢልኩሞ።እዚ ወረዚ ኣብ ኣስመራ ንሰምዖ ነርና።ግን ንወዲ ኣፎም ከይትከፍ ብኩሉ ትከላከሉሉ ነርኩም።ሕጂ እቲ መከራ ንኩሉ ኤርትራዊ ስለዝበጽሖን የሕዝን ።
Nisika nikulom rekibe yeilileyom tibil intay dika nerka?
Tesfasion kemzibleka sinkul (polyo) eka Tof kemey elom yiseduka?
Tof entay yu bro
Edmieka mulue tegadikka kem sleya koinka nhzbkan hagerkan tewefika jigna beal tarik eka,ksab hiji wun t'kefil zeleka eka mo thanks,gn bejaka wedbena nab eritrea atina bgbrie knserih dlwat alena bejaka kubur abona redie,hgdef srhom bgbrie ygebru alewu nhna gin hmak alena zereba yeakil,"hnuo zeyfedi wedi adki" elka nierka bejaka bgbri knserih srah sleya mhirka nab wushti adi knatu dluwat alena
ዝኸበርካ ተራኺ!!! ሓንቲ ዛንታ ክነግረካ - ሓደ ጎበዝ ወዲ ኳዜን ናብ እንዳ'ኖኡ ናብ ዓዜን ንስራሕ ተዓዲሙ ይኸደልካ። እቲ ስራሕ ንመስርሒ ህድሞ ዝኸውን ዓንዲ ካብ ሰሜናዊ ባሕሪ ምእታው ኢዩ ነይሩ። እዚ ጎበዝ ወዲ ጓል፡ ሓደ ካብቶም ኣብዑሩ ምስ ደኸሞ ባዕሉ ምስቲ ካልኣይ ብዕራዩ ኣርዑት ኣብ ክሳዱ ኣእትዩ ዓንዲ ጎቲቱ ካብ ቀላቕል ንዓዲ ኣትዩ። ኣብ መወዳእታ ኩሉ ተወዲኡ ዕረፍትን እንጌራ ምብላዕን ስዋ ምስታይን ኣውሎ ምባልን ምስኮነ - ጨብጨብጨብ ኣቢሉ የጣቕዕ'ሞ ካብ እንዳኖኡ ሓረጎት ተጸብዩ "ክቡራት እንዳኖይ - ምስ ብዕራይ ዓንዲ ጓሲሱ ዝኣተወስ እንታይ ምሃብኩሞ?" ኢሉ ይሓቶም። ዓዜን ከኣ ዋዛ'ይኮኑን - "ክሻ ሓሰር" በልዎ ይበሃል። ሕጂ ኸኣ - ሃገራዊነትን ትምክሕትን ፈላሊና ንርኣዮ። ክላሺንን ብሬንን ምሓዝ ንሃገራውነት ኣይገልጻን'የን። ወዮ ደኣ ሃገራውነት ብኸምኡ ዝርድኦም ስለዘለዉን ስለዝነበሩን'ምበር ኢሳያስ'ሲ ብብርዒ ኢዩ ስዒሩኩም። እዞም ዝበልካዮም ሙሴን ወዲ ጉሬስን ከኣ ትምክሕቲ'ምበር ንቕሓት ዝነበሮም ኣይመስለንን። ስለዚ ዕሽነት ንኸይቅጽል ጥራሕ ንቃለስ!!! ሓውኻ ፈዳይ ሕነ ኩሉ!!!!!!!!!!
ዝኸበርካ ረድኢ ንሕና ንኣሽቱ ወለዶ ስለዝኾና ኩሉ ግዜ ሕቶ ትኾነኒ ሓንቲ ነገር ኣላ ንዚኣ መብርሂ ክትህበና ንምንታይ እዩ 77 ምዝላቕ ኮይኑ እንታይ እዩ እቲ ቀንዲ ምኽንያት
Dergi malet mengstu haylemariam b gele hagerat kem Rusia cuba kaliotn tehagizu bzhi serawitn zemenawi mesariya tetekimu sle zmexiw u .
@fdsh kjhm ኣፍልጦ ወይ ጭብጢ ኣለካ ድዩ ዋላስ ሽዕብያ ብዝበልዎ ኢኻ ኣፍልጦ እንትርሃልዩካ ግን ኣስፍሕ ኣቢልካ ንገረኒ
Musa zemedieu niabun nihawebu egri yuhastib neyir niabayeyi akotatayom.
Jgna seb wedi seb nerka anteymo wshtkum keyfeteshkum kndey jeganu kelekum azi mennetu ab 60 ametu zegalesu aby wey about alagisilkum alagisu
ናይ ዝሓለፈን መዉጋእቲን መስዋእቲን ኣይኮነን ሎሚ ዘገድስና ዘሎ ዝሓለፈ ሓሊፉ እዩ ። እቲ ዘግድስና ዘሎ ፡ከመይ ጌርካ ኣብ ማዓኮር ወዲመድህን ወዱ ኣብራሃምን ዝረሰነ ሓጺን ምእታዉ እዩ ።ካልእ ዝተዛረብካ ተተዛረብካ ትርጉም ይብሉን ።እቲ ዉዲትን ናይ ኢሰያስን ሳዓብቱን ትንኮልን ትብሎ ዘለኻ ፡ኣካያድቱ ባዓል ንስኻ ኢኻ ነይርካ ረድኢ ። ስልያ ከለኻ ሓሲኻ ሓሳስኻ ዝጥፋእካዮም ሰባት' ዶ የለዉን እዮም ? ንስኻ ዉን እንተተናዘዝካ ጽቡቅ እዩ ።ኢሰያስ ከምዚ ገበረ ኢሰያስ ከምዚ ፈጸመ ጥራይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ፡ንስኻ ኸ ትገበር ነይርካ እንታይ ነይሩ ስራሓካ ኣስፍሕ ኣቢልካ ግለጸልና ኢኻ ኣብ ቀጻሊ በጃኻ ።ብብዝሒ ሼር ላይክን ክንገብረልካ ኢና ።ፕ
edmen tenan ymneyelka
اليمين. الرجعي من فلسفة الماركسية اللينينية
ኣጆኻ ወዲ ማሐር ኣብ ጎንኻ ኣሎና " ትቃውሞ ንይ ዳልይት ፍትሕ ዲቕ ሕማስን ምስ ዝሐውስውዮ ን ሓርንት ቀርባ ክኸዉን ኡ !
Nezi hagerawnet eritrawi kemkn eu eti natu mwxae.
Miknyatu ane kiamin aykielin eye kemey gheru 1 seb kem Iseyas abzi betsihu 1 wey 2 seb zeykones kulom ashihat deki'batin muhuratin atfieu abzi betsihu. Kurub ghiletseley tenx aboy.
Meneseyy weldo tarekkkk. Matka srahhh. Nay abotatka ab makel hagerka kztwelka eyu hje natka etay u tarka kikewen
Higiwen gena Zeyteredom sebat Alewuo
ፈገር ጎሓፍ
Ajoka kuhel harbena aynebrnyu tarqu eyu ziwres 😎🇪🇷
Ati rugum jekan arawit tselai kulu hizbi eritrea eyu neti zdgif wilike seb da ntsilayo enber yehbrna nkulu ayntsilayo thanks redi tesfana kabaka eyu
Kubur abona Ato redie mahari btgebro zeleka aberkuto btsmi meglexi yebleyn ab kexali eba nay (bixay goytom berhe) tarik amxalna kemey neyru
diyablos kokbkumla atekum. Ezom kulom jeganu zrshne kab nighoo zfltkmo ad d hkum eta feltkum kemzy feltkum feleal sedidkmo hjie do yhaysh kulu ztklskumo konto gerwo sean biewanu mielay ni. Wedie beradd
ሰላም ንዓኩም ይኩን ባባ ርድኢ ክሓተኩም ጉዕዞና ናበይን ብከመይን አዩ ከከውን ማለት ነዊሑና ዶ ንስኩም ተጋደልቲ አንታይ ተራ ኣለኩም
Ajoka abona keslo
Musia tesfamikeal meslni tsenhu
Dehan kulom nesom eyom
Eat kilka ba nay seiue harbja musia tesfamikeal amslna
ብታሚይ ዝገርም እዩ ወዲይ ዛግረታይ ጅግና ከም ሙሴ ዝኮነ ሐወቦይ ንጉሰ ገ/ምኪአል አዜን ካርነሽም ምስ ውጩ እዩ ተስሊፍ ሐላፍ ኩን ምስ በልዎ አይከውንን እየ ታራ ወታሃደር እየ ዝከውን ምስ በሎም አሲሮሞ ንጉሰስ ሃገራዊይ እዩ ክንድኡ ዘይትአክሉ እሊዎም ውጩ ፍቲሖሞ ብ 85 ድሐር ብምታይ ከምተሰውአ አፈለጥናን ዛንታ እንተለካ ሰ/ባሕሪ ብታሚይ እየ ዝፈልቶ ክሳብ ጀማሂር ዝነበረትሉ ሸማይነሽ ሐበሬታ እንተለካ ንገረኒ
Ygerm eu nikulu enqa arkebkulu du elu wedi gebru etom himaq zigebru mesarihi Diktator bimaltkum kbelakum eu haqi tekebira aytfeltn eya mo xbuk hasb eu hizbi eritrea knekhalu alona kinkyer alona mo fthi xnges mlki yfres
Ajoka Abonan memhrnan qexlo!!!
ዋይ ህዝብ ኤርትራ ብእሰያስን ጭፍሩኡ ኣብ ልዕል ህዝብ ኤርትራ ኤረትራዊያን ዘውረድዎ ግፍዕ ንስማዓዮ እሞ ሓንቲ ኣይተረፈናን ሓንቲ ምርጫና ይኣክል ኣይፋል እሰያስን ጭፍሩኡን ህግደፍን ካብ ሱሮም ሙቡሪቃቅ ሓብርና ንቃለስ ኤርትራ ንኤረትራውያን ንበገስ።
እስካ ሓደ ሓሹል ኢካ ክትበልዕ ክትብል ታሪክ ሓቂ ተበላሹው ረሳሕ
Hlkus hgdef Wahid nejis tewelje
ኣብሽርካ ወዲ ማሓሪ ኩሉ መደብካ ጽፉፍን ማሃርን ታሪኽ ኢኻ ተቕርብ
Natka Hasot si Beynu eyu enkae keman Kulu Nifelit kona shaebiya dew Tibel kulu Mihratna eya Poletika beal Niskum Eseyas kitblu tsihtsah Eyu zimetsekum
Kkkkkkkkkkk
Kemaka Jegna yebzah Eti nay jeganu Abotatena Tengrena Zeleka
Hye hji tray nekabto nezi Dktatr Kanser hzbi Ertirea
ባባ ረድእ ብዛባ ናይ ዑንኩር ብመንካእ ድዮም አስሮሞ ነይሮም ዋላ ብየምን ዳርጋ አብ ከባቢ 1988 ኢዮም ካብ ኡሱር ቤት ወጺኡ :: እስከ አብራሃልና
ዓዋናት ሞጎልጎል ተብዚሕኩም ድኣ ከምኣ ኡ ድገብር ኢሱ እንቃዓነይ ድኣ።
Essayas bsuru kmeho abi astewatso eka ygebir zeleka.
Kla sek belu iseyas harimna ketkitna tsefiena aesirna tray kitblu jigna eyu niru ab adi wals ab gele arha niru dabelkayos kola halewa sewea ketkitni eilini tibl
ክሕስይ እዚ ሰብኣይ።ካበይ እዩ መጽዩ ወደይ
Atuom sebat hager keyda antay ngber Eyou higi Etizereba kab nay kedem nmahar
ስቅ በል ድሆል ስቅ ኢልካ ኣንጭዋ ሓለፈት ድሙ ትዓንቀፈት ሕክያ ትሕኪ
Tsege Okbagergsh siq beli.
Xbah ksema ye
Aloka ketsil
ጅግና እንተትኸውን ድኣ ብቖልዐ ተኸብኪቡ ከይዱ ከመይ ድዩ እቲ ናትካ ናይ ጅግና ምዕቀኒ ርእሲ ሓምሓም ጽንጽዋይ ከይተነገርካ ዲኻ ዐቢኻ
@ወዲ ኣፈወርቂ ነብሲ። ክክክክክክክ
ወዲ ኣፈወርቂ ነብሲ ከምኡውን በላዕነብሲ ንጎስ ፓፓጋሎታት 🦜🦜 parr 🦜