Just to remember, I used to read"Hadas Ertra"from 1991 until now and then from 1993- 98 there was very interesting headline with" Meswaeti Wagha Harnet"(Freedom is the result of Martyrdom)I never missed the important series.Thanks Efriam.
Happy independence Day for All ERETREAN PEOPLE INSIDE THE COUNTRY AND AROUD SPECIAL FOR ERETREA DIFENCE FORCE YOHANA YOHANA YOHANA DEKI HALAL MERIAT 🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
06/01/2024 08:14 AM EDT Office of the Spokesperson The below is attributable to Spokesperson Matthew Miller: Secretary of State Antony J. Blinken spoke to Somali President Hassan Sheikh Mohamud and discussed shared security interests in the Horn of Africa, including the need to reduce regional tensions, focus on counterterrorism objectives, and finalize planning for a successor mission to the African Union Transition Mission in Somalia (ATMIS). They also discussed the important role of the UN Assistance Mission in Somalia. ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,, kab Gävle - Shweden..,
ሓሊፉ እዩ ጅግና ቆራጽ በዓል መትከል
ተበገስ መንሰይ ኣሰሩ ተኸተል
ስሙ ኣይተቀብረን እንትርፎ ሂውቱ
ተላዓል ዕጠቆ ዝናር ጠያይቱ
❤ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና❤
🫶❤️⏰📚✍🏾 Haje Menisey.. Astewiaeilelu …
Gize Akhilu ti tikhetelu
Alewu.. ab qidmeKha
Seb Mesel - ToKhuaLwu👁️👁️
Eritrea 🇪🇷 hagerna hager jeganu adi seb sre ab Alem medargti zeyrkebo jgnnet zfexemen zfxm zelo hzbi 1984 33 neferti nab hamukushti zkeyere jigna hzbi Eritrea 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪
ዘለአለማዊ ዝክረ ክብርን ሰማእታት ኤርትራ❤❤❤❤❤❤
ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ንመንግስትና ነቲ ጅግና ሰራዊትና ዓወት ንሐፋሽ💪💪💪
የቐንየልና ናይ ቅድሚ 44ዓመት ዘተፈጸመ ተመ ታሪኸ ስውኣትና ዘርዝርኩም ዘቅረብኩምልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት ንሓፋሽ
ቅሰኒ ኤሪትራ ቅሰን ኤሪትራዊ
ሻዕቢያዊ ክብርታት
ሕድሪ
መትከል
ውድብ
ንቅሓት
ቃልሲ
ዓወት
ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jegnenet ERITRAWYAN mxerech yebulun❤🎉❤🎉❤🎉❤
May the souls of our gallant and brave heroes, through the mercy of GOD , rest in peace and may eternal light shine upon them.
Eway Yhwatey ab GENET Ykonu Seferkum 🤲🤲🇪🇷
Shaebiya Eritrea 🇪🇷 hager jeganu 💪 💪 💪 💪 💪
ዮሃና ጅግና ወዲ ኤፍሬም ሰላም ደቅ ኤረይ☔️
መርሓባ ሻዕቢያ ሓርበኛ ኤርትራው.ት 🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን✨️🇪🇷✨️🐪
ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ብዳሐን መጻኹም ንኹሉ ትገብርዎ መሃሪ ዝኾነ ትገብርዎ ዘለኹም ነመስግን የቐንየልና ደቂ ኤይ ሰስኑ 🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Efram thank you for telling us about our heroes 🙏❤️🇪🇷.Great job!!!!
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ነዞም ብሉጻት ብጾተይን መቃልስተይን ! ❤❤❤
❤❤
ጽኑዕ መትከል ህዝባዊ ግንባር ❤❤❤❤❤ ኣጆና ህዝበይ
እቲ ንናጽነትናን መንነትናን ብሰማእታትናን ጀጋኑናን ዝተኸፍለ መስዋእቲ እወ ልብናን ገዛናን ኣእምሮናን፡ እታ ሓንቲ ዕንቊ ኤርትራ እያ።
እንቋዕ መበል 33 መዓልቲ ናጽነትኩም ኣብጽሓኩም ኩልኹም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማታትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Just to remember, I used to read"Hadas Ertra"from 1991 until now and then from 1993- 98 there was very interesting headline with" Meswaeti Wagha Harnet"(Freedom is the result of Martyrdom)I never missed the important series.Thanks Efriam.
ጅግንነትን ጽንዓትን ኩሉ ግዜ ምስ ህዝቢ ኤርትራውያን ሓይልታቱን
እዩ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክቡር ሞት ሞይቶም በጃ ሐሊፎም ጀጋነና🇪🇷❤🥀🇪🇷❤🥀🇪🇷
ኤፋር ክብረት ይሃብካ ስለቲ ብሉጽን ውሕሉልን ኣቐራርባኻ ሰነድ ኢኻ ትስንድ ዘለኻ፣ ሃገረይ ዝበለ ተኸቢሩ ይነብር። ክብርን መጎስን ይሃብኩም ጀጋኑና።
Rest in peace our Heroes! Proud of you. Always 🇪🇷 🇪🇷
Glory to our heroes
ዘልዓለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
Ezi zanta nay gezanewn alo aboy threshing Adeywn 3 gza Teasira ygerm u Tarik Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤ Zelalemawi kbrn mogesn nsematat Eritrea 🇪🇷 awet nhafashe 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 weymot 🇪🇷 ♥ ❤
Wel come deke rimey kebren mogesn nejeganu sewatna 🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️🙏🙏
Zelalemawi Zikrin Kibrin n Semaetatna
Bsala tsneatom Natsnet rekibna
Mret dehlefwo deskahkih kitsemio keman kebid
Egziabher Amlak N Hagernan hizbenan ybarik
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹
ኣጆኻ ቀጽሎ ብጣዕሚ ታሪኽና ዘይምፍላጥ እዩ ዘይክልልና ዘመንየና ዘሎ ስለዚ ኣበርቲዕካ ጽዓር ኣብ መወዳእታ ፍረጻማኻ ታሪኽ ክፈድየካ እዩ።
Long live our EDF and glory to our martyrs thank you all for your service love ❤❤❤❤❤❤❤❤
ስላም ስላም ከምዚኦም ዚኣምሰሉ ጀጋኑ ዚተኽፍሉላ ሃገር ንታሪኾም ዝያዳ ክትብርብሩዎ ኣለኩም።
ጽቡቕ ትኔተና ኤፍሬም
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉
Galant brave Eritreaner have sacrifide for the sike of our peaple liberation
#EritreaPrevails 🇪🇷♥️💪⚘
AWET NIHAFASH 🌺⚘🌷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for
Sharing our heroes history
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘላለማዊ ክብርን ዝክርን ነቶም ሂወቶም ስለ እዛ ሓላል መሬት ዝወፈዩ ጀጋኑ ሰማእታትና።
❤ Eritrea 🇪🇷 ❤
ኽቡር ኤፍረም ሓወይ በዚ ኩሉ ተቕርበልና የቐኒየና እንዳ በልኩ ።ሎሚ ምዓልቲ ካብተ ታሪኮም ዘይተነገረ ቕድሚ ሕጂ እውን ጠቒሰልካ ነሮሞ ሕጂ ግን ስለ ዘዘንተኻዪ ኽብሪ ይሃብካ።እምብአር ብዛዕባ ኢንጂነር መስፍን አነ ቖልዓ እኻ እንተ ነበርኩ ኩሉ ሰሚዐ አስተዊለ ዝኸይድ መንእሰይ ብምንባረይ ሪኤ ከምዘይ ር አኹ እየ ዓቢየ መስፍን ኩላ ግዚኤ አብ ዓይነይ አብ ልበይ እይ ሕጂ ግን ኩሉ ኽፈልጦ ተስፋ ይገብር መስፍን ገነት አሰፋሽ ኢስቲፋኖስ ሲፊያ እቶም አብ ገዛና ዝእከቡ እንኮሎ ዝሪኦምን ማዕጾ ሰብ ጨር እንተ ኢሉ ዝነግ ዝነበርኩ ሽዲ ብዛዕባ መስፍን እቲ ተዞክሮይ ትምስጠኒ ዝነበረት እቲ ትዕግስቱ እቲ መልኽዑ ቑሞቱን እዩ ነሩ ሓፋሽ ውድባት ኸካይዱ አብ ገዛና ማይ ጃሕጃሕ እዩ ነሩ መስፍን እንተዘይ ተጋጊየ ናይ ባጽዕ ምትሓዝ እዩ መስለኒ ነሩ እታ ምሸት ዝተአሰረላ 9 ቡሉጻት እዮም ነሮም እሰምዕ ነረ ሓደ ወይ ሓንቲ ዝኽሓድ ስለ ዝንገረ ን ደርጊ ።አሎ ኢፍረም ሓወይ ዘይተነገር ብዛዕባ እቶም 4 ተጋደልቲ አብ እንዳ ማሪያም ዝተታሕዙ ሓደ ሓፋሽ ውድብ ዋና ገዛ ዝኻሓዶም ናቶም እውን መስፍን ምሶም እንከለይ ነሩ እዩሞ ንገነት መብርሃቱ ቡሩለ እንተትውከሳስ ክንደይ ጽቡቅ ነሩ ንሳ እያ ብቐረባ ተካይዶ ዝነበረትሞ ክትረኽባ ዘንታ ናታን ክንደ ስቓይ ዝሕለፈት አብ ከብዲ ጸላኢ ተውፍያ ታሪኽ ደቐንስቲ 1ካብ አተን እያ ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ዓወት ንሓፋሽ😭😭😭😭😭😭😭😭😭❤❤💔💔💔💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 26:29 26:29 26:29 26:29 26:29 26:29
🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna wetru ab lbna seferkum deky Erey jeganu ✊️ 👏 💪 ♥️ 🇪🇷
❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
Selam. ....deki. erey ❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
🇪🇷🙏❤️🐪🌹🇪🇷🙏❤️🐪🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🌹❤🇪🇷💐🇪🇷🥀❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉
🙏🙏🙏
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Welcome EMNA & Efrime Gdey
Happy independence Day for All ERETREAN PEOPLE INSIDE THE COUNTRY AND AROUD SPECIAL FOR ERETREA DIFENCE FORCE YOHANA YOHANA YOHANA DEKI HALAL MERIAT 🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥲💪💪💪💪
❤❤❤❤
🙏🏼🇪🇷💔🎉🎉🎉🙏🏼
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Welcome deki Eria jeganu
Good job well done 👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Welcome Efrom ❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤like like ❤
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷👑🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ክሕደትን ጥልመትን ዝኣመሎም ጭፍራ ወያነን ስዓብታን ወትሩ ብነፍሰ ምትሓት ምስ ተሳቀዩ ሕጂ ውን ኣብ 4 ይ ግንባር ዝገጥመና ዘሎ ብፍላይ ከኣ ኣብ እስራኤል ንርከብ ሃገራውያን ብከድዓትን ተጋሩን ንታሪክ ክንገድፎ ኢና እንተ ንሕና ንምክት ንስዕር ኤርትራዊ ተወደብ ንቃሕ ዕጠቅ ብኩሉ መዳይ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
zelaelemawi zikri nisematatna
ብርግጽ ምንባባ ሓይሊ ፍልጠት እዩ ንደርስትን ኣቅረብትን ልዑል ምስጋናይ የቅርበሎም ኣብ ገድሊ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን መሪር ታርክ እሞ ድማ ሓቀኛ ታሪክ ክዝንቶ ናይ ግድን ክንገረሉን ወለዶ ክምሃረሉን ክጽሓፍን ክስነድን ክዝንቶን ኣለዎ ምበልኩ
ብዓል ጅሚ ፍክስ ዊልስምዝ ኣብ ዘይታሪኮም ፍሊም ሰሪሓም ኦስክር ሪዋርድ ይቅበሉ ኣብ ኤርትራና ድማ ሰብ ታሪክ ሰብ ቅያ እንዳ ሃለው ምንያት ከይኮኖም ምስ መስተንክራዊ ታሪኮም ይሞቱ ክግምግሞ ከለኩ ታሪኮም ዘይምዝንታው ናይ ሞት ሞት እዩ ምበልክዎ
ናዕና'ኮ ታሪክ ኣቦታት ንሕን ሓቦን ጽንዓትን ስለዘውረሱና ስለዝየዘንተወልና ወሪስና ክነውርስ ግዴታ ኣለና
ኣብ ስደተይ ኣንቢበ ዘይጸግቦ ዝነበርኩ መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት እትብል ብክቡር ደራሲ ኣለምሰገድ ትርስፋይ እትዳሎ ዝነበረት ትሕዝቶ ኣብ ሂወተይ ካብ ዘይርስዖም ጀጋኑ ሓቀኛ ክላህና እንፈልጦ ታሪክ ሓርነትና ሙካኑ እዩ
ክምዚ'ኢሉእንከሎ ወዲ ሙቁር ሓሊፍ ንስለ ሙቁር እትብል ጽሕፍቲ ምስ ኣንበብኩ እቲ ታሪክ ልቢ ብዓልቲ ቤይተይ ዝተንከፍት ክልና ስድራ ብሓዘን ተዋሕጥና ናጽነት ክቡር ዋጋ ከምዘክፍለካ ኣጽቢቁ ተረዲኡና መጠቃለሊ ዘረባይ ኣደ 7ተ ሸውዓቲኦም ኣደ ሽድሽት ክምኡ ኣድ 5ተ ክምኡ ኣደ ሓደ ሓደ ወዳ ሓንቲ ጎላ ንቁራ ታሪኩ ኣዝዩ ኸቢድ እዩ ክስነድ ግን ኣለዎ ኣጽቢቆም ደቅና ክምሃርሉ ምንያት ዝባል ኣብ ጥቃ ሕዝባዊ ግንባር ኣይቀርብን እዩ እቲ ስቅ መርጸ ዝብል ልቢ ክሉና እዩ ዝትንክፍ እሞ ሓቅርኛ ታሪክ ተጋደልትስ ይዘንቶድ'አ ስቅ ኣይትበሉ በጃካትኩም ምሃሩና ጌትሽ ብርዕካ ይሳስን ቀጽለሉ በርትዕ ክነንባባ ድልዋት ኢና ዋድሓንኩም
🤗🤗🤗🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪⛪⛪🕌🕌🕌💐💐💐
😂🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷
Memhr Mebrat memhrey ab Adulis eya nera memhr Azebin memhir Zewditun bizaeba Memihr Mebrat mis hatetikiwen buzuh asakoma hantiy mistir kayewixet tuff tiblelom nera. Ezom aremen kia ketiloma
መትከል! ዕላማ! ረዚን'ዩ።
06/01/2024 08:14 AM EDT
Office of the Spokesperson
The below is attributable to Spokesperson Matthew Miller:
Secretary of State Antony J. Blinken spoke to Somali President Hassan Sheikh Mohamud and discussed shared security interests in the Horn of Africa, including the need to reduce regional tensions, focus on counterterrorism objectives, and finalize planning for a successor mission to the African Union Transition Mission in Somalia (ATMIS). They also discussed the important role of the UN Assistance Mission in Somalia.
ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,, kab Gävle - Shweden..,
ዓኽኽ ኣብ ኤርትራዊ ዘይ ተነግረ ምበር ዘይ ተተግበረ የለን ንኹሉ ስዒርና ኻኣ ኣብዚ በጺሒና ኣለና ሙ ኤርትራዊ ገጥ በል ጽናዕ አዚ ዩ ታሪኽኻ
👁️⏰📚✍🏾🫶🤝🐪🔐💝
ህዝብ ኤርትራ ንጻለዒ ደርግ አብ ውሽጥ ኹሊቶም አቲዮ ተቃሊሱን ደጀን ነቲ ብረታዊ ቃልሲ ኮይኑ ከምቶም አብ ሜዳ ዘለው ተጋደልቲ ብትብኣት ንናጽነት ዝተቃለሱ ሓፋሽ ውድባት ጀጋኑ ኩልሻእ አብ ልቢ ኤርትራውያን አለው ❗️* እቲ ዝገርም ግና ድህሪ ናጽነት መብዛህቶም ሓፋሽ ውዳባት ዝነበሩ ዜጋታት በህግደፍ ተቀንጺሎም ፣ ተኣሲሮም ፣ ካብ ሃገር ከምድወጹ ተጌሩ ህግደፍ አይኮነን ንሓፋሽ ውድባት ይትረፍ ነቶም ተጋዲሎም ዝኣተው አበይቲ መራህቲ ሰውራን ሙሑራትን ሰብ ሙያን ከይተረፈ ዝረሸነን አብ ማእስርቲ ዘሕቀቐ ካብ ደርጊ ንላእሊ ጸላዒ ህዝብ ኤርትራ እዚ ውድብ ሸፋቱ ዝኮነ ህግደፍን መራሂ ዲክታቶር ኢሳያስ ወዲ ተምቤን'ዩ 👍
They was too many geganu but Eritrean lives in terror
❤❤💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤