The Fetha Negest, or Law of the Kings, is a legal code that serves as the foundation of Ethiopian law: Origin The Fetha Negest was written in Arabic around 1240 by Abu'l-Fada'il ibn al-Assal, a Coptic Egyptian Christian. It was based on Roman law and Eastern Rite church canons. Translation In the 15th century, the Fetha Negest was translated into Ge'ez, the local church language, and expanded with local laws. #Source Wikipedea
እስክድር ሐወይ ጽቡቅ አለካ እዞም በላዕቲ ዉዳቅ ፖለቲካ እተረከብና እሎም እዮም ንአወልኖ ምስ ህዝቡ ከባእስዎ ድልዮም።ህዝቡ ኤረትራ ግን ንቁሕ እዩ በዝኦም ዝራለል የብልናን ።❤🇪🇷
ኣወል አባ ተኽለሃማኖት አዩ ስለዚ ንኻልኢ ሸቀጥ ደልዮም እምበር ኣወል ኣይተጋገየን ተኽላሃይማኖት አይበለን .::ፍትሃ ነገሰት ፋታሕ ነጋውሰ ማለት ዩ❤❤❤❤❤
ንፉዕ ንፉዕ ንጹር መረዳእታ, ተራ ሰብ ዘይፈልጦ ነቓዓት ኣትማን ትዓጹ ጅግና 🇪🇷🇪🇷
Yessssss❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ቢሓቅ ቁኑዕ ጂግና ኤለካ ኣሎኺ ንሕና ኤረትራዊያን መንዩ ጸላቲና ጹቡቅ ገርና ኢንዳ ፍልጥና መጽኢና ኣለና❤❤
ጽቡቅ ስራሕ alex
Bravo brother keep up the good job brother 👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
እስክንድር ጅግና ወዲዞም ጀጋኑ ሐወይ።
🇪🇷👌🏽👏🏽🇪🇷👏🏽🇪🇷👏🏽🇪🇷ታዓወት ኤርትራዊ መኹርዒ👌🏽🇪🇷👏🏽👊🏽✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷
ታዓወት ስክንድር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤረ🇪🇷❤🙏❤🇪🇷
ጽቡቅ መልሲ እስክንድር ሓወይ ጅግና 💪🏾💪🏾💪🏾👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💐💐💐
ስልጣን ሳዓብቱን ናይ ወያነ ልኡኻት እዮም ከምኡዉን ታሃድሶ እዮም
ብስም ቤተክርስትያና ዝሽቅጡ ዘለዉ።
Niska dea Adika gal Mehamed endiya Entay Ymlketeka Nay Kirtyan 🙄🤗🤣
@@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰሩሙስ ክርስቲያን እንታይ ከም ዝኾነ ኸማን ኣይትፈልጥን ኢኻ ንስኻ
ማርያም ዝብል ስም ተሰኪምካስ ከምዚ ትዛረብ እለዮ ብጃካ
ተዓወት 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣነ ብዙሕ ተማሂረሉ እሞ ክብረት ሃበለይ
ኤርትራዊነት ክቡር መንነት
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️
Good job Esknder God bless you Happy new years and merry Christmas 🎅 🎄 ✨️ ❤️ 💖 💕 🤶 🎄 ✨️
ብጣዐሚ ጽቡቅ ዘረባ። ❤❤❤❤
ጽቡቅ መግለጺ እስክንድር ሓውና፡
እንተ እቶም ፡ዉሕ ዉሕ ዝብሉ ኣካላባት ነጋዶ youtube ፡ግን ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ!
ኩቡር ሐወይ ጽቡቅ መረዳአታዕድመን ጥዕናን ይሀብካ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብትጉብሮ መብርሂ ትሖቡ ዘለኻ መግለጽ ጅግና አይትሕመቅ ክብለ ዘደለ እዚ ወደይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይ ሃይ ማ ኖት ፍልልይ ዝደልዩ ንህዝቢ ከደናግሩ ዝሓስቡ ኤርትራዊ ክነቅሕ ኣለዎ. ምስትውዓል ከድሊ ኣገዳሲ አዩ!!!!!
Yes nay bhaqi kbret yhabka hawey 🎉🎉❤❤❤👍👍👍👍
ስልጣን ዝተባህለ አበይ እዩ ክበጽሕ እዚ ኩሉ በረም በጣዕ እንድዒ። አጆና ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀግና እስክንድር አምላኽ ዕድመን ይሀብካ🎉😮❤
AWEL IS VERY GENTILE ERITREAN, HE KNOWS WHAT SAY,NO JOCK BY ERITREA THE COUNTRY OF MARTRYS ❤
ብራዎ እስክንድር ምሳኻ አለኹ፥ ሐንቲ ቃል ተጠውያ ኢልካ ብዙሕ ምዕጋር አየድልን እዩ ምኽንያቱ ዘምጾ ሳዕብየን የለን።
ሰላም ሰላም ሰላም እንስክንድር ሓዉና
እስክንድር ጅግና❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🎉🎉
Esknder hawey selam selam 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍
ሰላም እሰክንድር ሐዉና ቅኑዕ መልሲ ልክዕ አወል ሰዒድ ሐዉና ጸገም የለን አብ ዓዱ አሉ ጊጋ እተሎ ዝእርምዋ አለዉዋ አቦታቱ አዉል ጊጋ የብሉን ዘሎ እዩ ገሊጽዋ አብ መጽሐፍ ዘሎ እዩ አከለ ባዕሉ ዝፈጠሮ የለን እዞም ሐሰዉቲ ሕጂ ንመን እዬም ከምዚ ከምቲ ዝብሎ እዞም ደፋራት በተክርሰትያን ዝደፈሩ ታቦት አቅሸሸቲ ቀተልቲ ሰብ ንመገ ከዉንጅሉ ዓቅሚ የብሎሙን ሰቅ በሉ ግደፉና ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👊🌹🌹🌹🌹❤️✊✊👍🙏✍️❤️🌹🌹🌹👊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብሐቂ አወል ዝበሎ ነቲ ንጉስ ዝነበረ ተኽለሃይማኖ እንበር ነቲ ጻድቅ አይኮነን መጀመርያ አጽንዑ ፍልልያቱ ፍለጡ ብድፉኑ ርእይቶ አይናሃብ ✋✋✋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እስክንድር ወደይ ኣባ ማለት ምስ ኣቡነ ትርጉሙ ከይፈለጡ ካብ ጽልኢት ዝተላዕለ ኢዮም ኣወልባ እዚባ ዝብሉ ዘለዉ። ብፍልጠት ምቁዋም እዩ ኣቲ ዝሓሸ ። ❤🎉❤🎉❤🎉
ሰላም እሰክድር ሐዉና ይሰማዕ አሎ ❤️🌹111111👊💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajoka Gigna wedi Erey Awel dma Gigna hagerawi iyu izom belaeti wdak dma rfraf kab mdlay ayqarxun iyom
Awet nHafash Zelalemawi zkri nSemaetatna 🙏🏿🇪🇷🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿
አወል አንበሳ ወዲ ኤሬ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Viva ኣወል ንበር ንዘልኣለም ❤🇪🇷🙏
Good 👍
ርሙሳት ዝኩንኩሜ ወለዱ ብጀካ ዓውዓው ክትሱምዑን ዘይትክእሎ አበይ ቀኒካ ሕጂ ውሕውሕ ምስበሉ ውሕውሕ ትብል አለካ መርገጽ የብልኩም ምስ ዝመጸ ማዕበል ሁበብላ ትጎዮ ኩሉኮም ጸላእቲ ዝዘርእወ ወረ ሒዝኩም ትዛረቡ እንድሕር ናይ ሓይማኖት ሰብ ኩንካ አብ ገዛካ ጹለት ገርካ በተክርስታን ኪድ አብ social e መጽእካ አይትለፍልፍ ጸጸር ዝኩንኩም ወለዱ ምግንዛብ ዝገደለኩም ነዙም አብ ዓዲ ኩይኑም ሃገሮም ዝሕልዎ ክትፈርድ መሰል ይኩን ሕልና አየፍቅደልካን ኢዮ ባንደራ ተከዶንኩም ነዛ ሃገር መንዳዓት ኩንኩማ ዘለኩም ካብቶም እምኒ ዝድርብዮ ንላዕሊ
Merhaba Esknder Enkuan do keytegageye wala win kem gele elu entetegageye nhade hagerawi kinermo tiray eyu zelena, nay bhaqi nfue qexlo wedi Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጽቡቅ ይስማዕ አሎ ሐቢቢ❤
Yess.jegna.🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
WEDI EREY HALAL
🙏❤️🇪🇷💯👍
ኣያይ 💚🇪🇷⭐⭐⭐⭐⭐
Yes👍👌🥰❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abshire wed Reem, temaharu belome....🎉❤
ኣዚ ትግራወይቲ ዝተመርዓወ ኤርትራዊ አዩ
ንሰበይቱ ክብል ኣንጻር ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ደው ዝበለ ከዳዕ። ኤርትራዊ አዩ
ኣወል ጅግና
ሰላም ሰላም እንሰክንድር ሓውና❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ. ጽቡቕ መልሲ ሂብካዮ ነዚ ሰይጣንን ንካሳሁንን መዳናገርዲ👏👏👏
🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Merhaba Sadro balkommen wedi Erey jigna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
☘️✅🌹🌿🌿🍀🍀🇪🇷🌹✅☘️🌹🇪🇷🇪🇷
Stbuk mebrhi Aleksander 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tebarek❤❤
Happy new year and merry Christmas 🤶 🎄 ✨️ ❤️ 💖 💕 🤶 🎄 ✨️ ❤️ 💖 💕
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤good job ❤❤❤❤❤
Thank you Eskndrhawey
Astewelna nkid awel ab wchti adu eyu zmkt zelo v biva awelno Kal e zehlefka na jeganu jgna aika 4 netbi❤
ኮነ ተባሒሉ ኣብዛ ደሴት ሰላም ዝኮነት ሃገርና ኣብ ኣስላምን ክርስቲያንን ባዕሲ ንምፍጣር ዝግበር ዘሎ ፍሹል ተንኮል እዩ።
ኣቅሎም ዝጸበቦም ኣረይት ውዳቅ ኣይድቅሱ እዮም
ናይ ብሓቂ ምስ ኢትዮጵያ ዘተሓዝለና ናይ ሓሰውቲ ኢትዮጵያውያን ጽሑፍ ክነጽርዮ ኣለና። ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ሓቀኛ ትፈልጦ ታሪኽ ጥራይ ኢያ ክትስንድን ናጻ ኮይና ክትመሓደርን ኣለዋ።
አንበሳ🎉🎉🎉🎉
❤️🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤ አንበሳ
ሸር የለ ላይክ የለ 7ተ ሰአት ጌሩ ዘረባ ኢሂ ከአ ንአዘል መውአሊ ትገብርዎ
ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ይቀኔልና እስክንድረይ❤🎉❤❤️ 🙏
Wed eritra
Selam Selam Selam Selam 🎉🎉🎉🎉🎉❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እስክንድረይ ልቦና ሓው ኣወል ዙ 23: እዞም ሕሹላት በላዕቲ ውዳቕ ካብ ፍልጠት ታሪኽ ባዶሽ: dmk ናይ ሽመልባ ሓንጎሎም ዝተጋሰሶ: ብዓቕሞምስ ንሃብሮም ኣወል ምስ ሃይማኖት ኣታሒዝካ ጽልኢ ንምፍጣር ዝፍሕስዎ ገመድ'ዩ ሞ ተመሊሱ መሕነቒኦም'ዩ:
ንጎረቤትና ታሪኾም'ዩ ደጊሙሎም ነዞም ጠንቃሎ:
ኣብ ናይ ኣወል ሞኖሎግ መንቂ ደየውጽኡላ ኣበይ ኣላ?
ዙ 23 የርዕዶም'ዩ ንደንበ ዕነ:
ሃብሮም እስክንድረይ ንኺድ ጥራሕ ኩሉ ሓሊፉ'ዩ ብስኒ ምንካስ:
ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷💖✊🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷
Yes
Yigerim eu eziom kekilabat semay
🙏👌👍💯❤️⛪️❤️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንፈጣሪ ጥራይ ኣይትጽረፉ እምበር ካሎት ኩሎም ፍጡራት ሰባት እዮም የሱስ ጎይታ እዩ ምድሓን ብየሱስ ክርስቶስ ጣራይ ኢዩ
🙏💕💕💕🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️❤❤❤
🇪🇷🙏👋
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Kab Muslynet Wuxue Guday Haymanot eu 😢😭😭😓😟
💯💯⛪️💯💯🕌💯💯👌👌👌👌👌
🎉🎉🎉🎉
The Fetha Negest, or Law of the Kings, is a legal code that serves as the foundation of Ethiopian law:
Origin
The Fetha Negest was written in Arabic around 1240 by Abu'l-Fada'il ibn al-Assal, a Coptic Egyptian Christian. It was based on Roman law and Eastern Rite church canons.
Translation
In the 15th century, the Fetha Negest was translated into Ge'ez, the local church language, and expanded with local laws.
#Source Wikipedea
ኢወ ይስማዕ ኣሎ
በትረይ ሃቡኒ ዘሕምቆ ኣለኒ ጌርካዮ በቃ ትግራዋይ ይኩን ኤርትራዊ ብዛዕባ ዝኣምነሉ መጽሓፍ ዩ ተዛሪቡ ንስካ ግን ክብረ ነገስት ክብል ዩ ኢልካ ትሽፍነሉ ኣለካ እቲ ሓቂ ግን ከመይ ኢዩ ኢልካ ክትሓቶ ይግባእ እንበር ባዕልካ ከምዚ ዩ ሓሲብዎ ኢልካ ክትድምድሞ ኣይግባእን
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Girm ambereyyy lialiana yelen elka beroqroqq 😂😂😂
Ata nska connection kdm zeyteryo kab nab mlflaf tgoy Ewaaaaa
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አሌክ ወደይ የቀኔሏና እድመ ይሃብካ. እምበር እቲ ብዕራይ ዐዲጌዳ ግን መጀመርቱኡ አይኮነን
ዓቅምኺ ተዛረቢ. ንምስማዕ ዉን ብቕዕቲ ኣይትመስልንን
ብራቮ እስክንድር።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኩሎም ተጋሩ እዮም ነገራት ዝፍትፍትዎ ዘለዎ ንሕና ጥራይ ንጣራነፍ ሃይልና ኣብ ሓድነትና እዩ ደቂ ኤረይ ኣብ ዝኾነ ይኹን ሕማቕ Comment ዝጽሕፎ ኣብ Profile አቲኹም ራአይዎ ንሱም ጥራይ እዮም Shut upንበሎም ንቅኻ ደቂ ኤረይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወል ኣባ ተኽለሃይማኖት ኢዩ ኢሉ ስለዚ ንኻልእ ሽቀጥ ደልዮሞ እምበር ኣወል ኣይተጋገየን ።ኣውነ ተኽላሃይማኖት ኣይበለን ። ፍትሃ ነገስት ፍታሕ ነጋውስ ማለት ዩ ካብ ነጋውስ ዝመጸ ናይ ሕጊ ፍታሕ ማለት ዩ።
Ata beal esikas hageraweyan kitblu bzeyhade aflto dikum awel is right
ኣስክንድር ሓውና ከመይ ኣለካ ጅግና ቀጽሎ ዩቱብካ
Beal Abraha Ghenre'si himam koynomna alew! Xeriom zeyxeryu shinflatat
EZOM HAGERAWYAN ENTAY EKUM TKONU ZELEKUM? AWEL NTI FANA TV ANXAR HAGERNAN MENGSTNAN ZGEBEREETO XELEME EYU MESI HIBLU! EZA TEZARBEKUM ZELA KEA HANTI QOXLI NATI ABI GEREB EYA!!!
ስላም ስላም ስላም
Eti ygraway abi sebay zimote kibil kelo ke silemintay zeyzarebu Esknder
ሰላም ዘሓወይ ሕጂ ሓቲትካዮ ዲካ ወይስ ከይሓተትካዮ ኢኻ ትምልስ ዘልኻ ኣወል ንክሉ ጣሓሒስዎ እዩ ወላ ናይ ኣብነ ተኽለሃይማኖት ኮነይ ኢሉ ዝገበሮ እዩ ምክንያቱ ክጽይቅ እንተዘይደሊ ጽቡቅ ጊሩ ኣሪሙ ከመሓላልፎ ንዕኡ ቀሊል ምኽንያቱ ክሉ ስለ ዝፈልጥ ሕጂ እታ ግዳይ ኮነይ ኢልካ ዝተገብረ እዩ
እዞም ኩሎም ክትጽዉዓም ዘለኻ አብ መጽሓፍ ቅዱስ የለዉን..