Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Do you know what Jegna means? If you said Jegna who betrayed his people by promoting corrupt TPLF what do you say those who sacrificed their life for their people , like generals and Getachew?
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
እስታሊን ጅግና ሓደ ክንድሽሕ በሎም ነዞም ኣሽሙራኛታት ብኣሽሙር ክልተ ዓመት ገይሮም
ስታሊን ሓደ ክንድሽሕ በሎም ኣብ ልክዖም ክኣትው እዮም❤❤❤🎉
እስታሊን ፅቡቅ ኣቀራርባ ቀፅለሉ!!🌹
ጀገና ወዲ ህዚቢ ትግራይ! 💪 ጀነራል ትግራይ ህዚቢ አብጎንካ አሎ አለና!💪✊
ጀጋኑ ኣያታትና ንኽንነብር ንበርሉና መዘና ኣልቦ ጀጋኑ
ጅግና ዚአ ምስመኧይ ታሪክ እዩ ፤ ይገርም
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ን አያና ጀነራል ጆን መዲድ ትግራይ ሰብ አለዋ ማለት ከምዚ እዩ
ጅግና ቀፅለሉ
Do you know what Jegna means? If you said Jegna who betrayed his people by promoting corrupt TPLF what do you say those who sacrificed their life for their people , like generals and Getachew?
Satalin our heoro.zib your mouth😂@@woldemirach5669
ኣይ እስታልን ናይ ህዝብ ትግራይ ንስሃ ኣባት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድድመአ የሃብካ እስታሊን
ስታሊን ወዲ ህዝቢ
እስታሊን ሎሚ ኣስሒቕካኒ 😂😂😂ተሓቢና ንብርሃነ ካባ ምሳሕ ነብፅ ነይርና ኢሎም ናይ ተጋዳላይ ወረቐት ወሲዶምያ 😂😂😂😂❤❤❤
ፃድቃን እባክህ ሰላም ስጠን የምታወራው የአንተ ህልም ነው የትግራይ ህልም የተወረረው መሬቱ እንዴመለስ የተፈናቀለ ወደ ቤቱ እንዴመለስ ነው አንተ የምታወራው የራስህ ህልም ነው እባክህ የተፈራረማቹሁት ለምን አታስፈፁሙት ሌላው ለነገ ይቆይ ሰው እያለቀ ነው እናንተ ሆዳቹሁ ስለሞላቹሁ ሌላው አንድ ዳቦ አጥቶ እየሞተ ነው ያሳዝናል በጠላት አላልቅ ሲላቸው አሁን በልጆቻ እየሞተች ናት ደግሞ ወጣት ወጣት የምትሉት በትንሽ ስለሚታለህ ነው እንጂ ትግራይ የሁሉ ናት እባካቹሁ የራሳቹሁ ቂም ልትዋጡ የትግራይ ህዝብ አታስቸሩስት
😢😢😢ትክክል
Thank You stalin Happy New Year to You and family members.
ናይ ብሓቂ አነ ክሳብ ሐዚ ሀይለምኪኤል ፣እስታሊን ፣መድሂን የሕዋት ትመስሉኒ ነይርኩም
እታ ለውጢ እትባሃል ዘላ እኮ አዴታትን አቦታትን ምጽራፍ እያ ::
እህ ፃድቃን እንተይ ሞትካ የልምስካ ልሳንካ ይተዓፆ ኣታ ርኹስ ረሳሕ
ልምንታይ ጂኤስትስ ውክልና ንከልዕሉ አይግበርን ይከኣል ዶ ይኸውን ??ከምዚ ሕወሕት ውክልና ኣልዒለ እየ ኢላ ዝኣወጀቶ ልህዝቢ ትግራይ ክበሃል ስታሊን??
❤❤❤❤❤❤❤
ሰታሊ እቲ ዕዳጋሓሙሰ ቆልዓ አብ መቐለ ይዛርብ ነይሩ መልሲ ሃቦ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤እታ ስዋ እትጸሙቅን ቢራ እትከፍትን ናይ ጻድቃን ሽም እንታይ ስለዝኾነ እዩ ከትቆርሖ ዘይትኽል?? ስም አምላኽን መልእኽትንኳ ክትጽውዕ መሰል አለዋ!!❤❤❤
Hero G.Tiadqan.
❤
ጸማቒት ስዋ ንጻድቃን ጸማቒ ቢራ ጸሪፋ ኢልካ ዘረባ ንባዕሉ ሕማቕ ቢራ ሰቲኻ ዝሰኸረ ቋንቋ ኢዩ።
እንዃን መታወቅያ ስርዝር ይክልከል ነይሩ
መን ንመን ስጉምቲ ክወስድ ኩሉ ተጨማሊቑ እንድዩ!ማሕበር ለያቡ
ምፅሟቅ ስዋ ኮ ሰሪሕኻ ሂወትካ እትመርሐሉ እምበር ስርቂ ኣይኮነን።ዘይርደአኩም ምድረ ላሓስቲ ኣብ ዘይቦታኡ ተንጨብጭቡ
✔️✔️✔️✔️✔️
🎉🎉🎉🎉🎉
ጻድቃን ቂመኛ መታለሊ።
አንታይ ወረደም እዚኦም ወድባት ናጽነት ፣ ባይቶና ፣ ዓረና ናብ ሎቅመጽ ተቀይረን የስደምም እዩ።
እመቤቴን እልሀለሁ ክንደያ መቀሌ ዩኒቨርስቲ ውስጥ ሴቶች በደላላ ሲቀርብለት እኔ መረጃ አለኝ
ጻድቓን ሓንጎሉ ሲሒቱ ክኽውን አለዎ!!እቲ ናታስ ንሓማታ!! ብስም ግዝያዊ ዝአረገ ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ናተይ ባጀት ናተይ ናፕርቶርያ ሽማግለ ናተይ ኩሉ ሽመት ዘውርድን ዝስቕል ባዕለይ ሰራዊት አብትሕተይ ፋሉል ህዝባውን ውድባዊ ቑጽጽር የብለይን ከምድላየይን ጥራሕ 'ክሎን' ብልጽግና ምኻኑ፡ዕውር ዝርዮን ህበይውን ተለልዮኢዩ!!!!
ጆን መዲድ መቅሰን። ተስፋ ትቖርጽሞ ተስፋ ትሰንቕ።
ትግራይ ዓዲ ዕንክሊል ኮይና!! የሕዝን።
ሚዛናዊ መሲልካ ምትላል ከብ ዝተለአኹ ሓደ መድኢት
❤❤❤❤❤❤💛❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪
ድሽታጊና እውን እኮ ከምኣ እዮም ገይረሞ ስቅ በል ሙዚቃ ይጀመር
Dr. Degen entezimerha Tigray kindey mimeretsku neyre. Geganun koratsatin tegaru ashhat enkolowas bezom goses ebabelu gudayat zihakaliku kitsibe kurets wed8hizbi hizbi wey mot wey mikesiwo higi tsibah zeykone lomi hizbi kettenekse kalie keytesmiuna.
አይሓፍርን ድዩ ሪፎርመይ ዝብል ናይ ግሉ ትካል ይመስል
ኣብ ልዕሊ ተኸታሊ ካልእ እምነት ግፍዒ እንተብፂሕኻ ወይ እናበፅሐ እናረእኻ እናሰማዕኻ ከምዘይሰማዕኻ እንተፅቂጥኻ ፅባሕ ኣብ ልዕሌኻን ኣብ ልዕሊ እምነትኻን ንዝበፅሕ በደል መንገዲ ተሞቻቺ ከም ዘለኻ ፍለጥ
ብልክዕ!!!☝️
#ሒጃባክትገብርያትምርታውንክትመሃርያ!!
ክላ ስቕ በል አምሰሉ
Kdeya dea men ksekrelu
እቲ ብልሽውና አብ ኩሎም ፕረዚደንት ትግራይ ኔሩ እዩ ግጓ ከም ናይ አባይ ወልዱ ብልሽውና ግጓ የለን ብትክክል
ሰታሊን ዝሓዝካዮ አጀንዳ ወድአ አማእካል ንህወሓት አይተዋረድ ንበይኑ ፖሮግራም ገይረካ ንቀፋ ንቶም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ክትነቅፍ 30:25 አቅራርባ ዝከውን ።
ዶ/ር ደጀን ነዛ ፊት ንፊት ዝተጋፈጥካያ ክልተዓመት ጊዜ አቃፂልካ ኢኻ ውረድ ውረድ 😮😮😮😮😮😮😮ውሰድ መስጋናይ
1:52:30 እዝ ኹሉ ንሰ ንሳትና ክንባላዕ ብፌደራል ይኹን ብUNDPዝምደብ ዘሎ ገንዘብ ናይ ወርቂ ትግራይ ገንዘብ እዩ ዝመስለኒ ።ስታሊን ሓወይ እቲ ሐዚ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ከተማታት ትግራይ ስራሕ ምስ ማእኸል ዓዲ ዝተናበበ መሲሉ ይስማዐኒ ኽንደይ ህዝብና ኣብ IDP ብጥምየትን ሕማምን ዕርቃንን እናተሳቐየን እናሞተን መገዲታት ዓበይቲ ኸተማታት ትግራይ ኣብዘይ እዋኑ ይሽልሙን የፀባብቑ ኣለዉ ፀኒሖም ደው ዘብሎም እንድሕር ስኢኖም ፓርክ ከይሃንፁ ኣይተርፉንሞ ዓገብ ክብሃሉ ይግባእ።እቲ ገጠርን ወረዳታት ዘሎ ህዝቢ ዘራኸብ መገዲታት ህዝቢ ኣዋፂኡ ክሰርሖ ቴሌቶናት ክካየድ ንዕዘብ ኣለና ።ብስሩኸ ትግራይ ትብሃል ዓዲ ከተማታት ጥራይ ድየን ኾይነን? እቲ ፈሊጦም ዘዕነውወን ብNgo ኣቢሎም ክሃንፅወን ከለዉ ንምንታይ እዩ ህዝቢ ተኣኪቡ ንፈረንጂ ንኸመስግን ትገብሩ ዘለኹም ?ባዕሉ ኣዋፂኡ ዝሃነፆ መሰረተ ልምዓትኮ ተዘይዓኑ ነይሩ መሃለወ ነይሩ ኢልኩምውን ክትሓስቡ ይግባእ ህዝቢ ኣይተድክሙ በለልና። ተራድኦ ሕቡራት መንግስትታት ዝጠመየን ዝሓመመን ህዝቢ እናሃለወ ንግኡዝ ነገር እዮም ወፃኢ ዝምድቡሞ ተመዛባላይን እስካብ ናብ መረበቱ ዝምለስ ክረድእዎም ግበሩ በለልና። ብናይ ከተማ ግብርና ዓርሶም ክኽእሉ ተዝግበር ንግዚኡ ፅቡቕ መስለኒ። ህዝቢና ምስ ሃለቐ ከተማታት ምኹሓል ትርጉም ኣልቦ እዩ።
ቶም ናብ ናይ ፃድቃን ፀበል አብነአረጋዊ ዝመፁ ባ ናይ ሸዋ አረቂ አስትዮም ድዮም ዘእትውዎም?
@zaebakulu8553 ናይ ወይዘሮ ፃድቁ ሶሙናዉ ኣረቂ ዩ ::
እስታሊን ፈተኻ ፀላአካ አብይ ንርእሱ አብቀልቀል እዩ ዘሎ አይጠቅሞምን
ፃድቃን ንዕኡ ዘይደገፈ ኹሉ ተጋግዩ ኢሉ እዩ ዝአምን ንሱን እቶም ሹዩጣት ባንዳዊ አተሐሳሰበ ዘለዎም ሳዓብትን ዘይሐፍሩ ደፋራት ባንዳታት ሕፈሩ ንበሎም
ለካስ ካብ መላጥ ርእሲ ደነራል ዝዝረብ ቃላትን አደበትን ቀላዕለም ዘይሐቂ ውሸጥኻ በሰለጣን ህርፍርፎት ተዐበሊሉአፈካ ካሊእ ወጣት ይመራሕ ነወለዶ ነርክብ ሰልጣን ናይ መላጥ ርእሲ ሕሶት ከፅልእ
ስታሊን ንስኻ እውን እናመረፅኻ ኣይተቕርብ። እቶም ኣብ ኣዳራሽ ኣረጊት ውዱብ የለን ኣረጊት ኣታሓሳስባ እምበር ዝበሉ ናይቲ ኣዳራሽ ምስሊ ብሒደ ግዜ ዝቐየርዎ ሓቂ ይሓይሽ ህወሓት ባዕላ ክንድዞም ወላዲ ዝትንትን ዘለዋ ኣይመስለንን። ብተመሳሳሊ ኣብቲ ኣዳራሽ ንጀነራል ፃድቃን ኣበቢ መድርኹ ብውልቀኻ ዘሞግስኻ ወይ ድማ ዘናሽውኻ በይንኻ ዲኻ መድሕን ትግራይ ዝብል ሕቶ ምስ ተሓተተ ኣዮኻ ናይና ኣየድልን ኢሉ ግዛረብ ዝተገበረ ኣብ ቕድሚቱ ስለዝተነገረ ዶ ኣይኾነን እዩ። ብምድያ ብሩሑቕ ኾይንኻ ምቅላስ ፅቡቕ እዩ። ዕስለ ፖለቲካ ኣብ ዝዓብለሉ፣ ኹሉ መጣቕዒ ኣብ ዝኾነሉ ነቲ ዝጣቐዐሉ ኣካል ኣብ ቕድሚ መጣቓዕቱ ኣይፋልኻን ምባል እውን ግን ዝተፈለየ ትብዓት ዝሓትት እዩ ዝመስለኒ።
ኣየ ልዕሊ 50 ምዓልቲ ኣኼባ እኮ ኣስኻ እዚ ገርካ እስኻ ውን ከምዚ ደይ ገበርካን ተባሀሂሎም ተኸዲኑ ይጭኖ ተባሀሂሎም እዮም ዓጽዮሞ ሀሳስ ኣይትኹን
እዚ ናይ ጻድቓን መዐቐኒ ብዛዕባ ሰራዊት ዘይአድማሳዊ ጥቕመ-ፈሊጣዊ ናይ ደቒ-ሕድርትና ዝመስል!!! ባህርያት ሰራዊት ኡኩባት ሰብ-ብረት ጃላ ? ከም ፋሽስታዊ ሰራዊት ብልጽግናን ኢሳያስን? ዝለዓለ ፖለቲካዊ ዕጥቒ ዝዓጠቐ ንቑሕ ልኡኽ ሓፋሽ ሱቕ በል ማለት እንታይ ማለትዩ? አነን ገቹን ኣብይ በጺሕና እሞ ዋርድያ ናህና ኢኻ!!!!!!
Tsadkan bekti aregit
Kkkkkkkk Nice try
USA Democracatic party, founded in 8. januar 1828. USA Republican party founded in 20. mars 1854. እም ሕወሓት መዓስ ተመስሪቱ? ናይ ሪፎርም ሰልፊ ድዩ ወይ ኣይኮነን 50 ዓመት ምግባሩ ድዩ መለክዒ ? ተጋዳላይ ብርሃነ (ሰብ ዝሰኣነ ሰብ) ብስነሞጎታዊ መገዲ ሕወሓት ናይ ለዉጢ ወይ ሪፎርም ውድብ ሙዃኑ ብደንቢ በብግዝኡ ዘትዩ መድረኹ ገምጊሙ ዝገበሮም ለዉጥታት ብምጥቃስ አለም ገብረዋህድ ድማ ነቲ ብርሃነ ዝገለጾ ብዝያዳ መሀብተሞ ኢለ ይሓስብ ....ሕወሓት አሪጉ እዩ ዝብል ጎስጓስ ትሕዝቶ ዝጎደሎ እዩ....ሕወሓት ጌጋታት ድኽመታት ኔሮሞ አለዋ ኽህልዋን ድዩ ኣብ ከይዲ እወ ከም ኩለን ህይወት ዘለወን ብፍላይ አብ ሓላፎነት ተሸኸመን ሀገር ወይ ክልል ዝመርሓ ሰልፍታ. ....government attrition
ለፍዳድ በይንኹም ለሚድኩም ጉጀለ አደመ በኻዩ
ስታሊን ነገራት ተዐሪ ዘለኻ እናመሠለካ ተበላሺ ከይትህሊ ምስትውዐል ከድልየካ እዩ !!
Kibra sirah zeyfeltu denakur eyom ab dege seb tsemiku guice eyu zineb8r anta eza Tigraysi kemey zibelu sebat eyom zimerhuwa bitaemi yigerim. Ajoka nayba dea kulukum elkumo ekum kab tifiatkum temwkesu ena nibil zelena. Elama hadinet end gidefiwo elamakum entay eyu nigeruna yebilkumn elama serawit yifres tiblu kidmi mimihidarkum etemlisu men yimerho zoba m8erab tigray ayegedisin zibil diu DDR ayihiwesin.
እስታልን አባኻ ሰለትገብሮ ልዕል ክብሪ አለኒ ግን አብ ልዕሊ ፃድቃን ገታቸው በየነ አትኩርካ ትወቅስ አለኻ ንጉጅለ ዶክተር ደብረጸን አለም ገታቸው አሰፋ ፈትለወርቅ ከ መላእክቲ እዮም ድኻ ትብለና ዘለኻ ድምር ክልትኦም ቅጣብ ሓልዮት አብ ህዝቦም የብሎምን እሮብ ዛላበሳ ክፋል እገላ ክፋል ራማ ባድመ ክፍል ዘይኮንነፍርቂ ሸራሮ ዞባ ምዕራብ ከምዘለዎ አጥፍኦም ብስልጣን እዮ ዝራግሑ ዘለዉ
Seowa tiemaqet lebabo chedelyhu. Gojel lebabo Sebhatezem.
Your monologue is boring! Get lost 😡
This guy is a beneficiary of Tigray people suffering ! Not only boring but He lost completely because of blood diamonds
No you get lost
አንታ መቀፃፀሊ አይትኹን ኩሎም ምሳኻ ሓዊሱ ንህዝቢ ኣይትረብሑን ብፍላይ ንስኻ ወሪድካ ኢኻ ተረዳእ።
Yidnekachew????
❤❤❤❤❤