ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘላቒ ድሕንነት ህዝቢ ክሕሉ ይግባእ:-መናእሰይ ዞባ ደቡብ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 дек 2024

Комментарии • 2

  • @FjfDo
    @FjfDo 3 часа назад +1

    ህዝብን መንእሰይን ኣብ ጎኒ ህወሓት ዝዓስል ብምክንያት እምበር ን ህወሓት ሙሉእ እምነት ኮነ ተስፋ ስለ ዘለዎ ኣይኮነን ።
    ህወሓት ብ ሕሉፍ መሪሕነት ዘመና ዝተፈጠሩ ሓላፍ ዘላፍ ንህዝቢ ኮነ ንመናእሰይ 60 70 % መረረት ዝኾነሉ ኣሰራርሓን ብፍላይ ሙሱና መንእሰይ ኣብ ዓዱ ከየልምዕን ናብ ስደት ሃፅ ክብልን እና ገበረ ዝመፀ ምሕደራ እዩ ። ሐዚ ግን ናይ መማረፂ ዘይብሉ መማረፂ ክኸውን ዝኸኣለሉ ዕድል ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ስስዐ ናብ ናይ ጥፍኣት ድግስ ዝወስድን ቃልስን መስዋእትን ህዝቢ ትግራይ ከንቱ ዝገብርን ኣከያይዳ እናፈፀመ ስለ ዝርከብ
    ❤ እምነ ረሃብ ይሃይስ ኲናት ❤ ከም ዝብሉዎ ኣቦታት ሃይማኖት
    ካብ ግዝያዊ መንግስቲ ህወሓት ይሓይሽ ንብለሉ መድረክ ናይ ግድን ይኸውን ።
    ዓወት ኣብ ጎኒ ❤ ህ ወ ሓ ት ❤ ንዝዓሰለ
    ሰላም ንትግራይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FjfDo
    @FjfDo 4 часа назад +1

    ዝተደናገርኩም መናእሰይ ኩለን ከተማታት ትግራይ ብቅልጡፍ ስክን ኢልኩም ናብ ምስትውዓል እተው ። መቃፀሊኹም ኣሲድ ኣይተምርቱ ። ኣብ ጎኒ ህወሓት ዕሰሉ ። ግዝያዊ መንግስቲ ግዝያዊ ሓደጋ ህዝብን ቤህራዊ ረብሓን ኮይኑ ኣሎ ። ስለዚ ነስተውዕል ሓደራ