ሰበር ዜና🔥 ንኣብይ ዕልዋ መንግስቲ/ኢሳያስ ዘይተፀበዮ መርድእ/ካብ ትግራይ ጥዑም ዜና

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 янв 2025

Комментарии • 91

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 12 дней назад +9

    አቶ ዘርኡ ፀጋካ የብዝሕ ይግብአካ እዩ የቀንየልና ንብካ

  • @TadeseGidey
    @TadeseGidey 12 дней назад +3

    Wfy jegna thanks

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 12 дней назад

    THANKU. KUBURE. HAWENA. TEGADALye. Tesefay. Tadese.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 12 дней назад

    ሰላም ሰላም ገዛና 👏🥰

  • @AmanuelTsigab-p7d
    @AmanuelTsigab-p7d 6 дней назад

    ዶ/ር ዘርኡ ዘርእኻ ይብዛሕ❤❤❤

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 12 дней назад +1

    Nice 👍

  • @DANI-m7u1k
    @DANI-m7u1k 12 дней назад +2

    ይቀፅል❤❤❤❤❤❤

  • @ghch5195
    @ghch5195 11 дней назад

    way Hzbeyyyyy ahhhh yaakll 😥😥😥😥😥😥

  • @michaelkassu-xv7qh
    @michaelkassu-xv7qh 12 дней назад +1

    Bravo John Medid!

  • @michaelkassu-xv7qh
    @michaelkassu-xv7qh 12 дней назад

    Zetu Gebrelibanos! ❤❤❤❤❤❤

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 12 дней назад

    💛❤️

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 12 дней назад

    Selam ❤

  • @TgTg-p8n
    @TgTg-p8n 12 дней назад +2

    የዒስ ናይ ክብሪ ዶ/ር ን መጋቤ ኣእላፍ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ እንኳዕ ደስ በለካ ይግበኣካዩ ፣

  • @negashmekonen2087
    @negashmekonen2087 12 дней назад +4

    ተስፋይ ታደሰ ነብሰይ ከማኻ ዝበለማ ንነገራት ብቅንዕናን ሓልዮትን ኣፍልጦን ዝትንትንማ ክነንግስ ኣለና። ምእንተ በታለልቲ ቶዃሉ ቸቸ ከይብሉልና። ንሓቃዊ ህዝባዊ መንግስትነት ኣብትግራይ ብሓባር ንቃለስ ❤❤❤

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 12 дней назад +2

    ክቡር ዶ/ር ዘርኡ ገብረሊያኖስ ዕድመን ጢዕናን የሃብካ ፣ንፁህን ሕያዋይን ብሉፅ ትግራዋይ፣

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 12 дней назад

    ❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 12 дней назад

    THnku. So. Much. Kuburate. Ahiewate. Kulahena. Tehababerena. ADENA. NEMLESE.

  • @BerakiHabte
    @BerakiHabte 12 дней назад

    Temesgen Afgemel

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 12 дней назад +4

    ቶሚ ተባዕ ፍታው ምንነቱ 🥰💙💙

  • @HumoraLove
    @HumoraLove 12 дней назад

    Jeganuna

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay 12 дней назад

    United we stand; Divided we fail. (FUP)

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 12 дней назад +2

    💯💯💯💯💯 ህዝቢ ትግራይ ካብ ናይ ግዳም ጸላአቱ ካብ ውሽጡ ዝፈረዩ ብዘይካ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ምንባር ምንባር ዝክኣል ዘይመስሎም መራሕቲ ትግራይ ከፊአዎ ኣብ ጽርግያ ብጥራይ ከብዱ ይሳቀይ ኣሎ ይኣክል

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 12 дней назад

    ጌታቸዉ ለይቀረበአይብሀልን ምክንያቱ ፀላእትና ቀተልትና አብኡ ከለዉ መሊሰዎመም አበይ አተዉ አይግዱን መሬትና ከይበልና ክንምለሰ ነጊርና ናበይ ንባዕሉ ዘይፈልጦ ምልሶት😊

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 12 дней назад

    ምስኳን ተጋሩ የኣክል!

  • @AshenafiGkrstos
    @AshenafiGkrstos 12 дней назад

    አታ ሓቀኛ ኤርትራዊ እንጀራዓለም ብላዕ

  • @AbrahaTemalew
    @AbrahaTemalew 11 дней назад

    ዓለም ክትሕግዘና መሬት ትግራይ ንምንታይ ብሃገርና ንብላ ንውረርን ንውዳእን?

  • @amareyohannes3730
    @amareyohannes3730 12 дней назад +2

    ጌታቸውን ደብረጼዮንን ይአክል ይአክል ዝፈጸምክዎ ገበን አብሕዝቢ ትግራይ ይአክል ንጥቅሚኩም ኢልኩም መከራን ስቃይን ሕዝቢ ተሳቅዪ።

  • @samielbrhane-c8g
    @samielbrhane-c8g 12 дней назад

    haswit

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 12 дней назад

    ካሣ ሃይለማርያም ጀግና ወዲ ጀግናን ትግራዋይ ኢዩ ኩሉሻዕ ዝህቦም ፖለቲካዊ ትንታነታት ንህዝብ ትግራይ ብጣዕሚ ዝጠቅምን ዝጠቅምን እዩ።

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 12 дней назад +3

    ዕድመን ጥዕናን ንመንግስቲ ኤርትራ ሓይልታት ምክልኻልን ሞትን ውድቀትን ንጡስጡሳት ባራዩ በላዕቲ ውዳቅ ትግራይ

    • @DesalegnTadese-j5q
      @DesalegnTadese-j5q 12 дней назад

      ስለ ህዝቦኻዶ ሕሰብ። ህዝቢ ኤርትራ ፅቡቅ አሎድዩ? ሕደጉናዶ ኣብ ስደት ኮይንና አይንረብሽ።

  • @AmanuelTsigab-p7d
    @AmanuelTsigab-p7d 6 дней назад

    ጌታቸው ይኣክል ክሳብ ሐዚ ተላኢኽካ ኣሳቂኻና ኢኻ

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare 12 дней назад

    ፈሊጡ እዩ ናይሰብ ቐልቢ ንምስሓብ ዳኣምበር መፈነቀለ መንግሲቲ ዝገብረ ሰብ የለን ።

  • @kubromzewde9008
    @kubromzewde9008 12 дней назад +1

    ኣብዚ ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ለውጢ ክህሉ ኢዩ ፡ እዚ ድማ ናይ ደገ ሓይሊታት ተሓዊሶሞለዉ እዞም ፖለቲከኛታት ናይ ኢትዮጵያ ካብ ደገ ዝምለሱሉ ዘለዉ ምኽንያት ብዘይምኽንያት ኣይኮኑን ዝሓልፈሎም ግዳማዊ ሓይሊ ከምዘሎ ርዱእዩ

  • @AlemNahom
    @AlemNahom 12 дней назад

    ዝተፈናቀለ ህዝብና ፀላእቲ ኣብ ዝሓዝዎ ከባቢ ዘሎ ህዝብናን ዋላ ውን ኣብታ ዘመሓድርዋ ዘለዉ ከባቢ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ (ብሕማም:ጥሜት:ብናይ ፀጥታ ፀገም ን ስደትን ----)ተፈራሪቅዎ ይሃልቅ ኣሎ ።እሞደኣ መራሕትና ንመን ክመርሑ እዮም ስልጣኖም ዘደላድሉ ዘለዉ?

  • @berhewoldelibanos5284
    @berhewoldelibanos5284 12 дней назад

    How ca n you be Eritrawnet Tigraway? Choose one, Ertrawi or Tigraway.

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 12 дней назад +1

    እንቋዕ ግምትን ህወሓትን ኣብቲ ዘይረኸቡ። ምኽንያቱ መንግስቲ ወይ ፓርቲ ዘዳለዎ እዩ ምተባህለ። ስሀዚ ኣነ ዘይምርካቦም ኣይነቕፎን።

  • @hadishgebreyohannes2373
    @hadishgebreyohannes2373 12 дней назад

    መራሕት ህወሕት ካብናይ ደመቀ ዘውዱ ዓላማ ዝፈለዮሞ የለን ተባህሉ ዝተገለፅ ትክክለኛ ኣባሃሂላ የመሰለኒ ሚኪናያቱ መራሕትና ብኹሉመንግድ ለኪዕ ከመዘየኩኑ ይነገሮሞ አሎ ኪቅበሉ ግን አይካላኑ ገዞሞዓፅዮሞ ሺርሕ ናፋሓሱ ይውዕሉ አሐው ገሊኦሞ ናብ አሰመራ ገሊኦሞ ናብ አደስ አበበ ደጅኖሞ ከስፋሓፋሑ ህዝቢ ትግራይ ግን አብመይዳ ዛሓብሎሞዎ ፀገዕሞ ሒዝሞ ናትመሐከቱ ከተርኢ የሕዝን አዩ

  • @elsatucu155
    @elsatucu155 12 дней назад

    All the time you help Gatacaw all the time blam Hwhat.

  • @AmanuelTsigab-p7d
    @AmanuelTsigab-p7d 6 дней назад

    ጋዚጠኛ ግን ሓሳዊት ኣኪ ይኣክል ናብ ሰልጣን ዘሎ ኣካል እዩ አነ ወዲ ምዕራብ እየ ንጌታቸው ኢና ይኣክል ኢልና

  • @saron-si5ym
    @saron-si5ym 12 дней назад

    Tegaru gexkum terhak nay hasot konkum terefekum

  • @GebregziabherFitwi
    @GebregziabherFitwi 12 дней назад

    ካሳ ሃይለማርያምን ካልኦት ሓቀኛ ተቓለስቲ ትግራይ ካብ ኣማኻሪነት ናብ ቀጥታ መሪሕነት ክሳተፉ እንተዝኽእሉ ፅቡቕ ነይሩ ።

  • @kahssaygebremedhinhabtemic8295
    @kahssaygebremedhinhabtemic8295 12 дней назад

    መራሕቲ ህወሓት ፀላኢኹም ስለ ዝነዓቀኩም ፣ ትግራይ ከም እባል ፈደራላዊ መንግሥቱ ንብ ዘየላትሉ ግዜ ለብልፅግና ንበይኑ ክምችት ድላዩ ብምዃን ንመሬት ትግራይ ክጎዛዚን ነንዝደለዮ ክዕድልን ይርኤ ምሎ። ስለ'ዚ ሓድነትኩም ሓሊኹም ጉዳይ ትግራይን ጉዳይ ህዝቢ ትግራይን ቀዳምነት ክትህብዎ ይግባእ። ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ዘይኮነ ህዝቢ ኤሪትሪያውያን'ውን ብኩነቴት ትግራይን ተምረን ይሓዝን'ዩ ዘሎ።

  • @bayretekle3153
    @bayretekle3153 12 дней назад +1

    ብዛዕባ ሃገርኪ ተዛረቢ ናይ ኤርትራ ክትዛረቢ መሰል የብልክን፣ ኤርትራ ዝተዋሃሃደ ህዝብን መንግስትን እትውንን ክምህ ዘይትብል ሃገረ ጀጋኑ ሰማእታት’ያ ። አሜሪካ ትፍቶ ትጽላእ ካብ አሜሪካ ለሚና ንነብር ህዝቢ አይኮናን ነጻነትና’ውን ብቅልጽምና ኢና አረጋጊጽና ሕጂ’ውን ላአላውነትና ዝትንክፍ ወይልኡ አምላኽ ከአ ምሳና’ዩ ። ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ውጹዕ ህዝቢ ትግራይን ውድቀት ንዕሱባትን ተለአአኽቲ ምዕራባውያንን ስርዓታት ኢትዮጵያ ።

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 12 дней назад +1

    ውድቕቲ ነዞም ውዱቓት ሰሚዕኪስ ንኢስያስ ዘይተጸበዮ መርድእ ኢልኪ ከም ዓቢ ዜና ተምጽእዮ ካብ ሕጂ ኣይከታተሎንየ መደብኪ ነዛ ሚድያኺ ኣፍኲስኪያ ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 12 дней назад

      እዚ ውፉይ ዝብሎ መልእኽቲ ተረዳእ 🙏

  • @mikihayelom-zf9hx
    @mikihayelom-zf9hx 12 дней назад

    ቆልዓ ዘይናገሮ ምንጋር የድል ደብረፅ ን ገታቸውን ዘይበሩ ኣብ ሰልፍ ቡዙሕ ስራሕ ኦናለዎም ስልጥ ምህራፍ ዩ

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 12 дней назад

    ሓሳብተሰፈይ፡ታደሰሓሳብካ፡ሓሳብሙሉእህዝቢትግራይ፡ክኸዉንኣለዎ።
    ሓሳብተስፋይ፡ሓሳበይን፡እምነተይንእዩ።ንስኻ.ሰ/ንስኽስ/ንስኻትኩም?

  • @Selamberhe-js
    @Selamberhe-js 11 дней назад

    ስዲ ንባብ ድዩ ዜና

  • @GebruTesfay-w6c
    @GebruTesfay-w6c 8 дней назад

    ይውረዱ መራሕቲ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 12 дней назад

    Kemey elom kiwetsu bisenkom endiu nabzi shigir wediku. Wudukat senefat silezikonu. Senefat gunbuhat bitaemi yigerim geganu hizjas bikolut kimirah hizbi Tigray bisiriu kemtsio alewo biselam wey kea bikiltsimu kikewin yigibae. Ezom senefat bizeymikniat edom zihibu kiwerdu alewom. Wiredu wiredu kulom ab siltan zelewu kiwedu alewom bikiltuf. Bikiltuf kiwerdu alewom.

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 12 дней назад

    ሓሰውቲ ናብ ዘብሉ የብሉ
    ህዝቢ ትግራይ ግን ሓድነቱ ክሽርሸር አይብሉን
    እንተኾይኑ ግን ምስሓቅ ሸራፋት ዩ ክኸውን

  • @YohanesFerhiwet
    @YohanesFerhiwet 12 дней назад

    Examen tenanni nemngsety eritraen nesrawet mekelkale hizebkan meratikan zyedferika wedikate nehaswetin tejharite eritrawe kulu gize abe meixnaten selyani atekure elama nay Tigaru temharome zyemharu dankoro plitckaome Renayo alna nekedi tray deqe eriay Asetwele

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 12 дней назад

    ኣደነቕቲ ደመቀ ዘውዱ ንፉዕዶ በልኩሞ

  • @HaileMicael-c7v
    @HaileMicael-c7v 12 дней назад

    ለኽባጥ ጸጉሪ በጊዕ ዝተኸድነ ቶኽላ

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 12 дней назад

    Haseweti TPLF is working so hard you Are on the pay perole of UMD and other anti Tegaru media

  • @HasAsg-x6w
    @HasAsg-x6w 12 дней назад

    እቲ ይኣክል ዝብል ናይ ኣደመ ወፍሪ እምቢታ ዝብሉዎ ብመሓውር ኣደመ ዝኾኑ ሲቢክ ማሕበራት ኢና እናበሉ ዘጭበርብሩ ከም እኒ ኣምባሳደር ወንድሙ ብሕቡእ ተዳልዩ ንናይ እኒ ጉጅለ ጌታቸውን ግመት ንምውቃዕ ዝተለመ እዩ እቲ ዝበዝሕ ደላይ ለውጢ ዘይተሓወሶውን በዚ ምኽንያት እዩ።

  • @mulgetatabaje2773
    @mulgetatabaje2773 12 дней назад

    ትኾኮል ጀግንነት ቀፅልል❤

  • @AmanuelTsigab-p7d
    @AmanuelTsigab-p7d 6 дней назад

    ትግራዋይ ኢየ ትብል ኩልኻ ዶው ኢልካ ትሓሰበሉ ሳዓት በፂሕና ኣሎና ሸርሒ ፈንፅሕ መታለልቲ ይውረዱ

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949 12 дней назад

    Seq beli bedan hasawit

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 12 дней назад

    ንምንታይ እዩም ንዙይ ስብ ሃፍትይ ክስህብዎ ዝድልዩ፡

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 12 дней назад

    እዚ "ይኣክል " ዝብል ሰልፊ እቲ ጭርሖታት ኣብ ምዕራብ ትግራይ ፡ ኢሮብ ፡ ዛላንበሳ ጥራይ ዘተኮረ ይመስል ። ብሓቂ ህዝብታት ደቡብን ጸለምቲን'ከ ናብ ዝነብሩሉ ቦታታት ተመሊሶም ብቋንቁኦም ድዮም ዝምሃሩ ዘሎዉ ? ብቋንቁኦም ድዮም ዝመሓደሩ ዘሊዉ ? ክሳዶም ኣድኒኖም ተሸቅሪሮም እንዳ ነበሩ ፡ ገሊኦም ዳግም እንዳተሰጎጉ ምንቅስቃሶም ኩሉ እንዳ ተደረተን ከም ነጻ ኮይኖም ዝነብሩ ገርካ ምሕሳብ ሸለልትነት ስቃይ ናይ'ዞ ወገናት'ዶ ኣይኮነን ?

    • @tbstig
      @tbstig  12 дней назад

      ንኹሉ ማእከል ዝገበረ ምዃኑ ኢና ንግንዘብ🙏

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 12 дней назад

    😂😂😂😂

  • @SihinKidane-g3d
    @SihinKidane-g3d 12 дней назад

    Anta kibur hawna hakika ayitibkendo zebkiyena zelo semaeko tefa

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 12 дней назад

    አጋመ ለመንቲ

  • @GebreselassieTesfazghi
    @GebreselassieTesfazghi 12 дней назад +1

    ንብዓት ሓርማዝ ኢዩ፣ብኸዩ ጥራይ ቀጽሉ ሓስዉ።

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 12 дней назад

    FETEHE. ABE. 🇸🇩 SUDAN. ZELEWO. TEFENAKELETENA. FETEHE. FETEHE. FETEHE, JUSTICE FOR TIGERAY JUSTICE FOR ABE. 🇸🇩 SUDAN. ZELEWO. AHIWATE JUSTICE FOR TIGERAY JUSTICE FOR TIGERAY JUSTICE FOR TIGERAY JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️ 🙏 ❤

  • @SolomonTeka-i2g
    @SolomonTeka-i2g 12 дней назад

    አብ መቀለ ሰልፊ የአክል ክትፅንበር ታሴራ ይሕተት ነይሩ ምኽንያቱ ካሊእ ኣጀንዳን ሕቶን ከይስዕቦም ብምፍራሕ ፖለቲከኛታት ትግራይ ዝገበርዎ እዩ ልቢ ንግበር----

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 10 дней назад

    ሓቅኻ ኣቶ ተሰፋይ ታደሰ ነምስግን ከምታ ዘኽብረካ እየ ኣግነካ

  • @Mulugeta-gx1vn
    @Mulugeta-gx1vn 12 дней назад

    ተስፍሽ ለባም ሰብ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 12 дней назад +2

    ህዝቢ ትግራይን ፡ ህዝቢ አርትራን ኣብ ክልተ ዓዲ ዝነብር ኣሕዋት ' ዩ ! ኣብ መንጎ ' ዚ ክልተ ህዝቢ ድም ዘሪኡ ጽልእን ቅርሕንትን ዝህንድስ ተንኮለኛ ቶኽላ ኢሳያስ ኣፈርቂ ኣብርሃ ( ተምቤናይ ) ብሓሊ ኣምላኽ እዛ ዓመት 2025 ዓ - ም ካብ ገጽ ምድሪ ዝጠፍ ኣላ ዓመት ክትከውን ' ያ !

  • @selamyeman9507
    @selamyeman9507 12 дней назад

    እንዳ ሓሶት ድራሮም እቲ ናብ ካልኦት እትሓስብዎ ክፉእ ነገር ተመሊሱ ንዓኹም እዩ ዝግልበጠኩም ዘሎ እስከ ጽቡእ ምሕሳብ ጀምሩ ። ድኹማት ፍጥረት

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 12 дней назад

    እቶም መራሕቲ ንትግራይ ንድሕሪት ዝጎቱዋ ዘለው ብዘይ ሓደ ንሕሲያ ቅተሉዎም አጥፍኡዎም ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ምኾኖም እንዳ ፈለጥኩም ሱቕ አይትበሉ።

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 12 дней назад

    ክክክክክክ ኣየ ጥስጡስ ዓጢነ። ኣብ መስኮት ተለቪዥን ኪንካስ ፈከራ።

  • @bayretekle3153
    @bayretekle3153 12 дней назад

    ብዛዕባ ሃገርኪ ተዛረቢ ናይ ኤርትራ ክትዛረቢ መሰል የብልክን፣ ኤርትራ ዝተዋሃሃደ ህዝብን መንግስትን እትውንን ክምህ ዘይትብል ሃገረ ጀጋኑ ሰማእታት’ያ ። አሜሪካ ትፍቶ ትጽላእ ካብ አሜሪካ ለሚና ንነብር ህዝቢ አይኮናን ነጻነትና’ውን ብቅልጽምና ኢና አረጋጊጽና ሕጂ’ውን ላአላውነትና ዝትንክፍ ወይልኡ አምላኽ ከአ ምሳና’ዩ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ውጹዕ ህዝቢ ትግራይን ውድቀት ንዕሱባትን ተለአአኽቲ ምዕራባውያን ስርዓታት ኢትዮጵያ ።

  • @fthawi2218
    @fthawi2218 12 дней назад

    Ane zgermeni nay tegarun agolgoltukulmn shaebya shaebya beka kale srah yblkumn belu shebya eti gobll nay kerni africa kem mukanu fletu kale bzeba eta tefash srat zsanet kllkum gberu 2 ab keli hzbnn hagernn zewrdkumo sef zeybl geben bykre zeylf bmkanu kutrsewo zeblkum eyu 3 ezi hji werdkum zelo tsegm ab leli tsgem ka eti ab lielena hzbnn hagernn zewredkum enwet eyu temelisu nabsa reskum Nzbi Eritran nhzbi tgrayn fthi yewrdelolom tegru ka kab hlfkum telahru .....

  • @ጽልማሎጎጭዋ
    @ጽልማሎጎጭዋ 12 дней назад

    ተጋሩ ጋሓቡ ኣብ ናይ ጽልኢ ሕልሚ ትነብሩ ቆማላት ረሳሓት

  • @ደላይሰላም
    @ደላይሰላም 12 дней назад

    ኣንክዋይዶ ኤርትራዊ ትግራዋይሲ እንድርታ, ዓጋመ, ራያን ተምቤንን ከማን ተጋሩ ኣይኮኑን. ወዲ ዓድዋን ከባቢኣን እንተኾንካ ትግራዋይ ትብሃል. ብdemarcation ዓድዋን ከባቢኣን ናብ ኤርትራ ኣትየን እንተኾይነን ግን እወ ኤርትራዊ ትግራዋይነትካ ንቕበሎ. መሃይምነት ጸጋ እዩ... ክትጋገ ድምብርጽ እክዋ ኣይትብልን 😢

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 12 дней назад

      ትግራይ ትግርኚ ይብል አሎ ሕዝቢ ንስኻ ብ ዛእባ ቁሸት ትዛረብ ሐታፍ

  • @Liam_M-z2b
    @Liam_M-z2b 12 дней назад

    ስኣን ስትራተጂካዊ መሪሕነት ፋሕ ዘበልኩሞ ህዝቢ መነገዲ ፖለቲካኹምን ቀለብ ሚዲያ ካብ ምግባር ሓሊፍኩም ለዉጢ ክተምፅእሉ ኣይትኽእሉን።

  • @ደላይሰላም
    @ደላይሰላም 12 дней назад

    እንታይ እዩ እቲ ንፕረሲደንት ኢሳያስ ዘይተሓስበ መርድእ ዝበልክዮ? አሜሪካ ንመንግስቲ ኤርትራ ክትቅይር ኽንደይ ዓመታት ሓሊፍዋ, 😅እዚ ሓድሽ ዜና ኮይኑስ... ግን ብመን ትተክኣዮ? በቶም ትግራይ ትስዕር ዝጭርሑ ዘወርቲ ታክሲ??? እህሕሕሕሕ 😂😅😂

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 12 дней назад

      ቀሲ ኢልካ ዝራኤ እዩ ሐተፍተፍ አብ ራሻ ሐለንጊ አሜርካ ትም ኢላ ትድቅስ አይንብልን

  • @selfreliance8999
    @selfreliance8999 12 дней назад +1

    ሐሳዊት ሻረላ ዓጋመ... እግዚኣብሔር መዓትኩም ይቀጽሎ አንቱም ዝተረገምኩም ህዝቢ ኩሉ ናብ ኤርትራ ትምነይዎ ተንኮልን ክፍአትን ናባኹም ተገልቢጡ