Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምዋ እምነትና ንፅንዕ ክርስትያን ኣሕዋተይ ምስ ደቂ ሃይማኖትና ንዋሰብ ክቡራተይ
🙏💘✝️💘🙏
😘❤💒
😘😘⛪️⛪️🙏🙏
“ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።” - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6✝️🙏“ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡” - ኤፌሶን 4፥5
😱ሐዝሲ መንዩ ብዛዕባ እምነት ተዛሪቡ ኣብዝይመፂእክን ትልብሚ ደለኪ 🙄 ባዓልቲ ፍልጠት መጀመር ስለእምነት ክንዛረብ ተኮና ካብሰብ ደይኮነ ፍልጠት ገለዶ ንብል መጀመርያ ስለፈጣሪናን ስለነብስናንዶ ኣይንፈልጥን ዳሕራይ ንሰብ ንክንዛረብ።
እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና እምበር
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ገላብ🤔🤔
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ሰክቲ ኣስላማይ ሓውኪ ስለዝኾነ ድዩ 😏 ሓቃ እያ
ብትክክል ዝያዳይ ዓይነልቦነኦም ይክፈተሎም😥
ዋይ ኢ ወላህ ድያ ዝበለት ዋይ ጓል ራያ ማዓረይ ይፈትወኪ ነረ ግን ወላህ አይትበሊ ምስ ይዕራን ንብሎ ዘለና ይአክል እግዛአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና
ክልተ ፅሩያት ደቂ ሃገረ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃኹ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓላላተይ ደስ ብሃሊት ኣባ ብሃላ ስለ እተክብር ብጣዓሚ እየ ዝፈትዋ ❤💛❤
ኣቲ ጓል ራያ ሃይማኖትኪ ሓደራኺ ከይትሽወዲ🙏😢✝️❤️
Ewni ane wen komu ey zbel ☦️☦️☦️🙏🙏
አፍቂራቶ,,እያ,,ዓይና,,ረአያ,,ብደምቢ,,ሃኒ,ፋሽን,,ቀይራ,ናበልናስ,,ትድገም,,እያ,ትመስል
@@saaara7869 😢💔💔
💔💔💔💔💔
ጋል ራያ ሓፍተይ ካባኪ ብዙሕ ዝመሃር አሎ እና ለአኪ ምክሪ ዘድልየኪ አይኮንክይ ለባም ኢኪ እና ብዛዕባ ሃይ ማኖት ነገር ግን ንሰብ እናፍረድካ ምውዓልም ዝብአሰ ሓጥያት እዩ እና ፅቡቅ ነገር ትተምፅኡልና በይዛኩም ብዝኮነ ሕሰብሉ
ጋል ራያ ሃይማኖትኪ ብኣመና ሓዝያ ቀልዲ የለይ ንሱ ተከታሊ እምነት እሰልምና እዩ💛ንሰኪ ተከታሊት እምነት ተዋህዶ ኢኪ💛ሰለዚ መቸም ብምሕዝነት ትፋቀሩ እንበር no ትምርዐዉ ብሃይማኖት ቀልዲ የለይ ወላሂ የትበሊ😡ሰዲ
ገርሙኒዋ ግን ንምንታይ ይኾን ክንዲዝ ነሻልሎ😢 ን prank ስ ክንዲዝ ማሕላ
ዋእ ንምንታይ ግን ክርስትያን ምስ እስልምና ክንዋሰብ ኣይግባኣናን ኣምላኽ ካብዝ ይማሓረና ዋእ ኣንት ጓል ራያ ሓቅ ድዩ
ናይ ብሓቂ ወረ በሃይማኖት ቀልዲ የለን በስምኣብ💔😓😓😓😏
@@musemamilove4519 welhya sela zebltea deyu zeklya megrmtye 😡
@@መሥወለተጽዮን ኣይተረደኣኒ ታይ ታይ ድዩም ልኮኑ ለለዉ
ኣጀንዳ ምስልምና ሰኣን ምፍላጥኪ ብዙሕ ትጋገዪ ኣለኺ። እመንኒ እዚ ፀኒሑ ብዙሕ ዋጋ ከኽፍለኪ ኢየ። ኣብ መንጎ ምስልምናን ክርስትናን ዘሎ ፍልልይ: ከም ኣብ መንጎ ክርስቶስን ሳጥናኤልን ኢዩ። ነፍስኺ ኣይተሕስሪ።
ብትክክል
Tkkl
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምስኩላትና ይኩን ንሕውና መልካም መንገድ ጋል ራያ ሓፈተይ ሕቶ ኣለን መጀመርያ ፍቅር እዩ ዘበልኪ ትክክል እኪ እና ሞስልም ክርስትና መን ሓደ ገይርዎም መዳሓን አለም እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክ ኣይኮነይ ሰብ እዩ ኮ እኺ ትብለ ዘለኪ ክብረተይ ኣይንታለለባ ሰለምንተይ ናይ ዓርብ ሰቀልት ንርስዕ ኣብዛ ዓለም ተነበርና 40&50 ዕድመ እና ሰለምንተይ ፈጣሪና ነሕዘን ከፍ እልክ ሕሰብሉ ብዛዕባ ሃይማኖት ኣዮም ዘጨነቁ ዘለዉ ዘበልኪ እወ ጎይታና አምላክና እየሱስ ክርስቶስ ኮ ካብ 99ነገደ መላእክት በእንተ 1 ኣዲም እዩ ሰብ ዘኮነ እና ሕሰብሉ ናይ ሰብ ዘይኮነ ንስኪ ተርእይ ዘለኪ አብ ሰማይ ፍራዲ ከም ዘለና ኣይነ ሸወድ ክብራተይ ባህሊ ዘበልክዮ ኩሉ ንባዕላኪ እዩ አብ ሰብ ደማ ትውከሊ ይብለኪን ምክንያቱ ደቂ ሰባት ከምት ትፈልጥዮ ተሞቲና ጨነውቲ ተሃልና ሓሸይቲ እና ሰለዚ ኩሉ ትሕት ፈጣሪ ምኮኑ ኣስተውዕሊ መጀመሪያ ካብ ፈጣሪካ ወፅእካ ናብ ጣኦት መካድ ንዋዕልኪለ ርእስኪ ኣይፈቀደለኪይ መክንያት እውነተኛ ሰለ ዘክነ ለማንኛው ክብርተይ ወላዲተ አምላክ ንኩላትና መስተወዐሊ ልቦና ንኪህበና ንፈቀር ወደ ትለምንለና🙏
በትክክል እኔስ ካብ ትግራዋይ ኮይኑ ሙስሊም ክርስቲያን ኮይኑ ናይ ካልእ ዜጋ ይመነ ምክንያቱም ሃገር አብ ምድር ንሞቾት እያ ሃይማኖት ናይ ሰመያውት ሃገር እያ ስለዚህ ንጠንቀቅ
ተክክል
እህህህህ😭😭😭🙏🙏🙏ህዝበይ ብዘይ ፍላጡ ናብ ጥፍኣት የምርሕ ኣሎ እግዛኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና🙏🙏🙏
እዎ ሓቂ ሓፍተይ
ታይ ተገንዩ ምቅርተይ
ባሓቃ ሓፍተይ ማዓረይ
መጀመርያ ሃይማኖትኪ ኣክብሪ እግዚአብሔር ኣምላክና ምስ ዘይ መስለኩም ኣይትዋሰዉ እዩ ዝብለና እና ተክኢልኪ ላብዛ ሓቅኛ ሃይማኖት እርቶዶክስ ኣምፅእዮ እንተይዘይለ ሃይማኖትኪ ኣፅንዒ
Suk tueum
ትክክል ማዓረይ ሓቀኛ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ብቻ✝️🙏❤❤❤🌺🌺
ኣስላማይ ድዩ 😥
ትትክል ወዲ ሃይማኖትካ ክከውን ኣለዎ ቀዲሞም ውላድ እንተ ወሊዶም ግን ፈትያ ጸሊኣ ናብ ሞስሊም ከእትዋ እዩ ይብል ነይሩ ክትብሉ ኢኩም።
@@selam8766 እወ
ሽኮሪናታት ብጣዓሚ ደስ ትብሉ እግዚአብሄር ማሙቕ ሓዳርይግበረልኩም
አንዱ ጥለህ አንዱ አንጠልጥለህ ይብሉ አቦታተና ብዓበይኡ ሃይማኖትኽ ክሕድኽ ወላህ ላበልኽስ ምስዓም ኻዉድክ አምላኬ ቅዱሳን ይቅር ይበልኽ ፀልማትና ብርሃን ሓብሮም አይኸዱይ ጓል ራያ አስተዉዕል
እዉይ አስላማይ ድዩ በቻኪ ጋል ራያ እምነትኪ ከይቲ ቅይሪ ዋይ አምላከይ💔😥
ሃይማኖት'ከ አብ መኒኡ ኢኩም ሙቁራትሃይማኖት'ዩ ዛዓቢ ኩሉ ሓላፊ'ዩ ናዛዓለም ነገርእንተኪኢልኪ ናብ ክርስትና አምፅእዮ።
😜😜😜😒
ፍቅሪ ጨለ እዩ ግን ምስ ሃይማኖት ዝወዳደር የለይ እና ፍትይ የብለኩም እየ ❤️
ሰዉየዉ፣የነምን፣አገር፣፣ነዉ
ወሳዲተይ ምስ ኣስላማይ ፍቅሪ የሐው ጓል ራያ ሃይማኖትኪ ዘክሪ ፍቅሪ ኩሉ ግዜ ኣይነብርን እዩ እምነት ዘይብሉ ከምኡ ኢልካ ኣይንበርን እዩ ???
ኣቱም ሰባት ሰቅ ኢልና ናብ ዉሳነ ኣይንእቶ ንሳቶም ይፃወቱ እዮም ዘለዉ🥺🙏
Fkri zeyblu haymanot alo diu wey Fetari yekbelo diu ??? Fkri kulu neger eu::
ታይድዩሞ ኣስላም ተኮነ ሒዝኪዳኣ ይክድ ንዓኪ ኣቲ ፎካስ ሎቅማፅ ኣብናይሰብ ሂወት ናኣተክን ሕማቅን ፅቡቅን ትዛረባ ፋእ ምድረ ፍጉራት🙄
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ንገርለይ ማ ክብረተይ💋💖💊
ፈቃር እየ ስነ ስርዓት ይሃሊኺ ትግራወይቲ ዲኺ ግን??
ኣነ ዝገርመኒሲ ኩሉ ግዜ ጓል ራያ ብጣዕሚ እያ ኣብ ሃይማኖት ዘይትግደስ ብኻሊእ ነገር ግን ኣድናቂታ እየ ኣብ ሃይማኖት ግን ውሽጣ ባዕላ እያ ትፈልጦ ኣብ ሚድያ ወፂኺ ግን ኩሉ ግዜ ካብ ሃይማኖት ፍቅሪ ኢኪ ተቀድሚ በጃኺ ሕሰብሉ👏
izi msa zelo haymanotu intay dyu. ? nmflat zakl iye
ኣስላማይ ድዩ?
@@ኣክሱምይሓ እወ ትሓውና ሞስሊም እዩ
@@azakmashoiiir3413 ok thank you
@@ኣክሱምይሓ ሰብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ
እውይይይይይይ ጓል ራያ ሽኮር ብጣዕሚ ይፎትየኪ የኽብረኪ እየ ፕራንክ ድዩ ወይስ ብዝኾነ ሓደራኺ ከይትበላሸዊ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ሃይማኖትኺ እምነትኺ መኻይድኺ ኣይኮነን ሰማይና መሬት ኣይንራኸብን መንገድኺ ከይትስሕቲ ክብረተይ ንኹላትና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዘለኽዮ ሰላም ኣምላኽ ይብዝሐልኪ ንዓድና ንህዝብና ሰላሙን ምሕረቱን ይልኣኸልና🙏🙏🙏🙏🙏
እውይ coment ለባም በዚሑ😀 ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ነሬ.ኣርቱ💋💋💋
ሓቅኪ ጓለይ ♥️😂😂😂
😁😁😁😂
ታይ ማለትኪ እዩ ሃሳስ ደንባር ሓቆም እንድዮም እሞ😁😁
@@ቴዲ-ኰ8አ ሃሳስ ያ🤣
እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤💛💛
በስመ አብ ወወልድ መንፈስ ቅድስ አሐዱ ኣምላክ አት ጋል ራያ ማሕላክ ኦትዮ በስም ስላሴ ሃይማት ሐት እዩ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መሆን መታደል እኮ ነወ ተዋህዶ ለዘላለሞ ትኑር ዓይን ልቦና ይሃብክ ጋል ዓደይዋን በስም መድሃኒ አለም ሃይማትክ ሓደራ እምንት ብልበ እና ብአፍ እዮ ሃይማትክ ሓደራኺበስም ድንግል ማርያም ማሕላክ እስታክክል 😭ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር 😢😢😢💔
ካብ ወዲ ቀሽስ ናብ ኣስላማይ ኣንቲ ጋሕሻር😭😭😭ድፍእ የብልኪ ልዕሊ ኩሉ ሃይማነትኪ ኣክብሪ☹️😭
ዋውውው ደስ ባሃልቲ 💞💞
ዋይ ፅሩያት እንካዕ ብሰላም መፃኣኩም መኣዝ ርያደ ከይደካ
ዋይ በስምኣብ ማርያምን ወላህ ዋ ኣይተዛባርቕዮባ ዛ ሓፈተይ😢😢ሃይማኖት ኽቡርዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ወላሂ ኢላ ጓል ራያ🥺እዚኣም ከይዳ ገዲም ኣምላኽ ኣቦይ ልቦና ይዓድለና
ገርመናሎ😭😭😭😭
ብጣዕሚ የሓዝን ጓል ራያ ሓዚነልኪ ካብ እምነትኪ ወፃኢ ተኮይኑ ግን አውፂኡ የጥፍእኪ አነ ንዝሓወይ ብትግራዋይነቱ የክብሮ ብእምነቱ ግን አይሓወይን እና ንስካውን ንትግራዋይነትካ ትብል እምነት አሓትካ አይተባለሹ
ኣላህ ይንዓልኪ ምወልኩኺ ነይረ ግን ታይ ገይርኪ ዋ ምስ ዘይመስለኪ ሃይማኖት ኣትትሓቀቀፊ ፍቅሪ ምስ ክሉ ነርማል እዩ ግን ኣብ ክንዲ ብኻሊእ እትምሕሊ ወላህ ክትብሊ ንኡኡ ከተሐጉሲ ደባሪት እግዚአብሔር ይዕዘበክሎ💒❤️
እንታይ ማለት ድዩ😏
አረ ማርያምን ገለ ላበለት ሓዋዊሳቶ ባአ
ጋል ራያ ዋላ ልቀልዲ ብሃይማኖትኪ ኣይትደራደሪ ወላሂ ወላሂ ኣይትበለይ☝😭
ዓዲ ኣስላም እንድያ ኢኒኣ ወላሂ ኣይትብልን ማለት ድዩ
@@shewitaregawi9006 ኣነስ ይበል እየ ምስተን ኣዕረበ እግዜሂር ይቅረ ይበለልይ
ይቅርታ ኣሕዋተይ ምስ ኣዕራብ ኮይና ግድን እዩ ምክንያቱ ስራሕ ስለዝኮነ ምስ ሓበሻ ግን ጌጋ
@@solamsalma7429 ስምዒ እንዶ ጓል ራያ ባዕላ ኣላቶ ሂወታ በጃክን ኣብ ናይ ሰብ ኣይትእተዋ
ይንዓልኪ ዋላሂ ኣይበለትን ስዲ ብእምነት ቀልደ የለን
ዋው ኬፍ ኣለኩም ናይ ብሓቂ ሽኮራት ደቂ ዓደይይ ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰
ስብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@@FRETUBE-oz4pm ገይረልኪ ኣለኹ ማዓረይ 🥰❤️
@@ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ የቀንየለይ ክብረይ
ዋእ ጓል ራያ ሓቂኹም ተኾይንኹም ትሕት በሊ ሰበይቲ ሰበይቲ ምሰሊ ሰበይቲ ሓጋዝት ስብኣያ እያ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀ፊቅሩኹም ብዝሕዝሕሕሕሕሕሕ ይበለልኹም ካውኡኻኣ ንስኽ ንዒ ናብ ጅዳ ክንቅበለክ ኢና
በስአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ ንምታይ እሮቶዶክስ ቅድምት ሃይማኖት እያ ምርፅት እግዚኣብሔር አምላክ ናብ ሃማነትክ ይመልስክ ብጣዕም እየ ሐዝነ
🙄😂😂😂🤭
ዋይ እኒየኩም ፉጉራት አርተፍሻል ቀለበት ዲኩም ገይርኩም ሓሰስያያ😀😀😀
ግድን እዩ መጀመሪያ #ሃይማኖትካ ክተፅንዕ ካብኡ ምስ ሃይማኖትካ ዝመስለካ ክትምርዐው እምበር እዝስ #Prank ምዃኑ ኣይጠፍኤናን 😂🙄 ነገር ግን #ብናታቶም ኣይትምሓሊ ምስ ኣዕራብ ዝምሕልለናዮ ከይኣኽለናስ 😢
ብጣዕም እዩ ዛሕዝን ሓፈተይ ሃይማኖተን ላሓደጋ ክንደይ ሞስልክ ዝኸዳ ዘለዎ ናብ ኣስላማይ ልቦና ይሃበን ጥራሕ ዝባሃል ነገረ የለን😢😢😢😢
@@mam556 እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና እምበር ተመኽሪናን ተገስፅናን ዘይንሰምዕ ወለዶ 🥺
@@mam556 bhaymanot hade aykonun dyom izom sebat. ?
@@musemamilove4519 ኖ
ርግፀኛ ኢየ ብራክ ኢዩ
ዋይ ፍቅሪ እዩያ ጋል ራያ መጀመርያ ሃይማኖትኪ ኣቀድሚ ኣይ እምቢ ተኮይኑሎ እግዚአብሔር ኣምላክ ማይን ሓውን ቃሩቡሉና ኣሎ ዝሮዝሮ ዕድመን ጢዒናን ያሃብኩም
ክፈትወኩም ኑሬዋይ ጓል ራያዋይ ክልተ ውቁባት♥እግዚአብሔር ሓሳብ ልብካ የምስምረልኪ ሰናይ መንገዲ ኑሬዋይ
ደቅ አደይ ሽኮራናታትስብስክራይብ ላይክ ብምግባር አበረታትኡኒ
ኣዛራርባ ለ ቀይርኪ አረ በስማኣብ ሃይሞኖትኪ ሓልያ ሓደራኪ ጋል ራያ
ልምንታይ ወላሂ ትብሊ ብጣዕሚ ልፈትወኪ ነይረ ሃይማነትኪ አፅንዒ
ወላሂ ማለት ሃይማኖት ቀይርኪ ኣይኮነን
ዋዉ ደስ ክትብሉ ፍትዋተይ ከመይ ድየ ዝናፍቀኩም
እዋይ ዋላሂ ያ ክውል በሊ😮😮
መጀመርያ ሃይማኖት እዩ ዝቅደም መፅሓፍና አዉን ምስዝመስለና እምበር ምስዘይመስሉና አይፈቅደልናን ወይ ንዑኡ አምፅእዮ ጋልነይ ወላህ እዉን ኢልኺ አየትምሓሊ ምክንያቱ ንሕና እኻ ናጨነቀናስ ምስአተን ኮይኑና ጋል ራያ ክብረተይ❤
ብሓቂ ግን ፕራንክ ድዩ
@@musemamilove4519 ዋእ ኣነስ ጥዕይቲ ያ ትመስለን ዝነበረት እሞ ኻኣ ብሃይማኖት ቀልድ ጸወታ ብሃይማኖት ጸወታ ማለትኮ ብህወትኻ ጸወታ ማለት ዩ። ጓል ራያ ኣስተዉዕል
ናይ ብሓቂ ኣኸረርቲ ኢኹም ኣነ ሕጂ ኣድይ ክርሰትያን ተዎህዶ እያ ኣቦይ ኣሰላማይ እዩ ውላህ ማለት ድማ ብእግዛቢሄር ማለት ዩ ብዓረብ ሰለዝኾነ ዩ እንበር☺
@@samiraosman2142 ንስክኸ ኣበየኑ እኒአኺ
@@samiraosman2142 እወ ብጣዕሚ ሃይማኖት ማለት እኮ ሂወት እዩ ክብረይ እና ዋላህ ማለት ኸዓ ትግርኛ ስለ ዘለዋ እንታይዘዘዉትር አሊኡዋ እዩ ኩሎም ዳአሓደ ክኾኑ እኒኦዎም እምበር ነንበይኖም ክኾኑ ፍፁምአይፍቀድን ከሓድን አማንን ታይ ዘራክብ እኒኦመኒአዎ ክልተ ነበሩ እኾ ሓደ እዮም ዝኾኑ ዘለዉ ከም ሰብከም አሓት ንፍቶ ንፍቀር ኢና ተብሃይማኖት ግን ሰማይን መሬትንኢና ። ማዓረይ
ዋው ሰባኣይ ሕፍቲና Wille come
ጓል ራያ ሓደራኪ ኣብ ሃይማኖትኪ ፅንዒ በጃኺ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና እዩ ቀጥተኛ መንገዲ የማን ልመርሕ እና በጃኺ ሃይማኖትኪ ብፍቅሪ ከይትልዉጥዮ 🙏😥
ናይ ብሓቃ ተኮይኑ የሕዝን 😥
@@የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዔረይ
@@FRETUBE-oz4pm እሺ ማዓረይ
ሃይማነታ እንተቀይራ እማ ገደል ትእተ ግዲ
@@weldeshgedamu8444 ሰብስክራይብ ግበረለይ ውድ ዓደይ
ጎበዝ ትግራዋይ ትግርኛኻ ጠኡም! እንደርታና ልዘለአለም ትንበር! እንደርታ ጅኛ ህዝቢ እዩ። ደቂ አጸዮሃነስ
አረ አብ እምነትና ንፅናዕ ደቅ ኣንእሰትዮ ኣሕዋትና 🙏
ኣሰይይ ኸንደይ ደሰ ተብሉ ተጋሩ ፍቅሪ።🥰❤
ስብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ
እሺ ምዓረይ❤
ውይ ደስ ክትብሉ 🥰
ስብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ዋው ሓቂ ይግበሮ ይግበረልኩም ብዝሑ ሰስኑ
ፕራክ ምኻኑ ፉሉጥ ዩ ምክንያቱም ሃይማነትኩም በበይኑ ዩ😳ብዝኾነ ኣይትደንጉዩና ቀልጢፍኩም ኣፍልጡና ኢኹም😣😂😍
ዋላ ድኣ ብራንክ ይኩን አንበር ወላሂ ምባልኪ ብጣዕሚ መሕዘኒ
እጭጭጭ ጋል ራያ ብሃያማኖት ቀልደ የለይ እኽኽኽ እግዝኣብሔር ኣምላክ ናብ መሰመረኽ የመልሰክ ትክክል እንተ ኾይኑ😥😥✝️💔 ብራንክ እንተ ኾይኑለ ዋላህ ኣይትበል😥😥
ታኢናባ ፅዋታን ቁምነገርን ዘይንፈላልዬ
@@t.g824 ብሃያማኖት ፅዋታ የለይ ዋላህ እያኮ ትብላ😭
@@بريبري-د2و ኣትዬ ምዓረይ ኣይኮነን ማሕላሲ ኣብ ከሊእዉን ንውዕል ኣለና ባዕሉ ድኣ ይቅር ይበለልና እና ጋል ራያ ማለት ክዓ ልዕሊ ማንም ባህላን እምነታን ተክብር ሰብያ እና ሕማቅ ኣይንናገር ተክኢልና ስቅ ኢልካ ሪእካ ምሕላፍዩ ዘድሊ
እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃብኪ ኣቲ ዕትሮ ገልዒ😳😳😳
Emtay geratki keniki diki kkkk
Welcome enkae dhan metsakum diki adey shikorat
እዋይ ደስ ኩትብልዋ፣፣🌹🌹🌹🌹
ታይ እያ ጓል ራያ ዋላህ ትብላ ዋይ ነውሪ ጓል ራያሓፈተይ ኣብ ሃይማኖትኪ ፅንዒ
ሙቁራት ኣሕዋተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ሓባይቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰብስክራይብ ግበርለይ ሳሪየ
@@FRETUBE-oz4pm እሺ ዝያደይ ❤❤❤
ጋል ራያ ኣብ ሃይማኖትኪ እማ ፅኒዒ ዋ 100%
ኣስይ ደስ ክትብል ኔሩ&ጋል ራያ ሽኮሪናታት ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓባይቢ
ክርስትያን ዶ ኣይትሕዝን እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ወላህን........ ማርያምን 👏
እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይብዛሕኩም ግና ጋል ራያ ሓፍተይ ዓይኒኪ እየ በለኒ ሃይማኖተክ ከ ዋይ
ኣቱም ምቁራት ክንደይ ደስ ትብሉ 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤
ኣቱምምቁራትክንደይደሰትብሉ
ጋል ራያ &ነሬ ብጣዕሚ ደስ ኢኩም ትብሉ ❤❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ግበርለይ ማዓዓረይ
wowwwww yene marrrrrr ♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕💕💎✊
አሕዋት ትመስሉ🐱🥰😁
@@FRETUBE-oz4pm ኣብ ናተይ እውን ግበርለይ
ኑሬማ ገለ ገይርካኒ ኣለካ ሊቭ ኣቲካ ኣይመፀኒ ቪድዬ ኣዉሪድካ ወድያዉ ኣይመፀኒ🤭😥 ኑሬዋይ ጋል ራያዋይ ፍቅርኩም የብዝሓለይ ማራየ ዝፈትወኩም ተፋቀሩ ዞም ሓተይ♥️🙏
ጋል ኪሓ ሓደራኪ ሃይማኖትኪ ተደለኪ እቦታትኪ ጠይቂ ሕቶ ተሊይኪግን ማርያምን ሃይማኖትኪ እተሻልሊ ጋል ስብዓ ደርታ እቦታትኪ ሕተቲም ዛሓፍተይ
አበይት ተጋሩ አብ ኮሜንት ለባም በዚሑ ይመቸይኩም ፍትዋተይ 😘😘😘😘
ለባማት እዮም ናይ አቦኦም እዮም ሒዞም ምልባሞሞ።
ሓዳርኹም ግን ደስ ባሃሊ ይግበረልኹም ዋንኡ ፍቅሪ እዮ ጓል ራያ ጎበዝ ኢኺ ጠንክሪ ለባም ኢኺ ልሓዳር ለ ለባም ትግራወይቲ አመኺ ዕድለኘሠ እዮ ልአኺ ስለ ለግነየ እስኺለ ሃምኡ ለባመሰ ሰበይቲ ልስብአያ .......እያ ።።። ቡርኽ ሓዳር ዞመሰ አሕዋተይ
ታይ እያ ዕብዲት እዚኣ ፀኒሓ ማርያምን ፀኒሓ ወላሂ ኣቲ ረሳሕ ኣትኩኒ እሜታችን ድንግል ማርያም እመብርሃን እበር ምስ ወላሂ ዘራክብ የብላን ስዲ
እሞ እንታይ የፃሪፈኪ
ኣታ ረሳሕ ኢኺ ብሱርኸ ሃይማነትኺ ቀልዲ ኣሎ ድዩ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ ነይረ ዋላ ቀልዲ ይኹን ፀልኪ
😂😂😂😂😂
ሰላም ንዓኹም ምቁራት ግን ጋል ራያ ሃይማኖትኪ ክሒድኪ ፍቕሪ ዓለም ጥዒሙኪ ክትነብሪ ደሊኺ ድዩ ብዝሓለፈ እውን ብሓሊ እግዚኣብሔር ከም ዝሓለፍኪ ትዛረቢ ነይርኪ ሕጂ ከኣ ተረሲዑ መጀመርታ እምነትኪ ኣቐድሚ ካልእ ኹሉ ሓላፋይ እዩ
ወላሂ ማርያምን እኮ ሓዋዊስክልና ዋይ
ጋል ራያ በላሕ ትመስልኒ ነይርኪለካስ ለባም ንነብሱ የለን ዝብሃል ሓቂ ምኻኑ ኣባኺ ርአዮ ።ፍቅርን ሃነይታትን በበይኑ እዩ100% ድሕሪ ግዜ ከምዘጠዓሰኪ ርዱእ እዩ
ብሃይማኖትኪ ማሓሊ ለኽባጥ😎😎
ብጣዕሚ ደስ ይብል ነይሩ ሃይማኖት ውልቃው እዮ ግን ካብ ብሪክስ ተምሃሩ ፓራንክ
አሰይ ደቂ ዓደይ ሽኮርናታት😍😍😍😍😍😍
በጃኽ ጓል ራያዋይ ኣበይ ፀንሑ እዩ እሻካዕ ሕጂ ዘይፈልጦ ኣብ ናይኽ ኣትየ እየ ሪእየዮ ጥራይ
ፀልማትን ብርሃንን እንታይ የርክቦ ኣማኒ ምስ ዘይ ኣማኒ ከ እንታይ የራክቦ በጃኪ ኢለኪ እምነትኪ ኣፅኒዕኪ ሓዚ በሰመኣብ ፍቅሪ አዩ ዝዓቢ ኣይትበሊ😢😢😢😢
የትረብሕይኮ,,ብእምነትማ,,ፖለቲካ,,ብቻ
Amani mes zei Amani ent terakebu ayfelaleu yebel kudus mexhaf kab kulen fekri teabi elu eu amlak::
ዋይ እግዚኦ ምሓረና ተዘከረና ብውስጠ መንግብትከ ብሃማነትኪ ትቅልዲ ብጣዕሚ መሕዘኒ እሞ ምስኣዕራብ ላዋዓልኪ ዘይትፈልጢ ምኾንኽስ ኣይ ቁፀረክይ ነይሩ ዓንኺ ላረአክስ ላብ ኣስላማይ መሕዘኒ ጠፋእክስ ተመለይ ኣብዘይ ትወፅዮ ጣዓሳ ተይ አተኽይ /እታ ምድሓን ሂወት ሕጅእያ መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ቤዛዊና እዩ መስቀል መድሓኒ ነፋስና እዩ ኣይሁድ ከሓዱ ንሕና ግና ኣመንናዮ እቶም ዝኣመንና ድማ ብሓይሊ መስቀል ድሓንና/ልዚኣ ልክሕድ ናይ ዘልኣለም ሂወት የቡሉይ እልና እዩ ጎይታና
Tegaru kulna ngbhaya
አሰይ ፅርየት ፍቅሩኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይ ፈጣሪ
ታየኾ ግብግብ ትብለኻ
@@vjjchh2510 ስብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ኣቲ ኣንፃር ሃይማኖት እዩ ዘለዎም wai
@@xbakemnbarfkrieyu-x7v ዋይ ታማ ፈልጠ እየ ኣነ
ጋሕታን ዓባይ ሃሳስ ስራሓ ሲኢና ዲና ናብ ኣስላማይ ብቆረፀ ኸይደ ትብሊ ሃይማነትና ስለ ነኽብር እበር ዝቃናኣልኺ ኸይመስለኺ
ዕልል እዩ እምበይ ❤️🙏
ዓሳዱዋ ደስ በሃሊት ኢኺ ከም ድላይኺ ኹኒ
ዓፈና እዪ እተኮኑ ጽቡቅ ፍቅር ይግበረልኩም
ብጣፅሚ ደስ ትብሉ ብዛፅባ ሃይማኖት ድማ ፍቅሪ እዩ ወሳኒ ይመልኣልኩም ሓባይብ
ኣትን ፍቅሪ እዩ ወሳኒ ትብለክን መጀመርታ ሃይማኖትን ፍቅርን ፈሊክን ፍለጣ መናጦ😏😏
ኤርትራዊ ተሓዛካ ኤርትራዊ ይብልካ ትግራዋይ ተሓዝካ ሃይማኖት ይብልካ ዋአ ካብ ሃማኖት ልዓቢ ድዩ ባ ሃልዩ ዋላ ምስ ትግራዋይ አኮ ምስ ሃሞኖትኪ አንበይ ካሊአ ኣይፍቀድይ ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖት አያ ትቅድም ✝️✅️ኢደይ ሂበየ ኢደይ ሂበየ ትብለካ መኒአኩም ኢኹም ኢድኩም ሂብኩም ከ 😔
Antey du Haymanota
@@newton2300 መን ጓል ራያ ተኮይንኪ ተዋህዶ አያ አዚ ሓውና ካኣ ሞስሊም አዩ
ካብ ምስ ዘይሃይማኖተይ ትግራዋይ ኮይኑ ኤርትራዊ ኮይኑ ኦርቶዶክስ ይመርፅ።
@@ገዳማትትግራይ ትግራዋይነት ዝነበረን ዘሎን እዩ ሃይማኖት እዩ መፅዩና so ንሳቶም ብዝተፋቀርዎ እንታይካ አሕሙካ? ካብ ሓራዲ ሰበይቱ ኦርቶዶክስ ኤርትራዊ ግደፎ እሞ ሙስሊም ትግራዋይ ሃይማኖት ዘይብሉ ትግራዋይ ይበልፅን ፈረቃን::ትግራዋይነት ይቅድም ትግራወይቲ ምስ ትግራዋይ ትውዳእ ሃይማኖት ብዘየገድስ::ገልጣም ሓሳዊ ካብ ትግራዋይ ሙስሊም እስቲ ኦርቶዶክስ ኤርጥራዊ ይቀርበካ? ንከማኻ ዝበሉ ወሲዱ ይተዓረቀና::
@@tsiontesfay3632 ካብ ሃይማኖትስ ትግራውነት ዓብዩ ኣረ እግዚኦ ኣነ ሕጂ ውን ኩሉ ትሕቲ ኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይሃበና ✝️😥
ናይ ብሓቂ እንተኮይኑ እቲ ዘሕዝነካ ክኣስ ክርስትያን ኮይንኩም ነዚ ርክቦም ደገፍቲ ኮይንኩም እተንጨብጭቡ እንታይሞ ደቂ ሓደ ሃገር እንተኮኑ ካብ ሃገር ሃይማኖት ይዓብን ይበልጽን ትፈትዋ እንተኮይንኩም ናብ ጥፍአት እንዳከደት እትድግፍዋ ብጣዕሚ ዘሐዝን😣😥ሓብተይ መንገድኪ መርምሪ ብግዝያዊ ሓጎስ አይተሽከዓልሊ ደቂ ደዋህዶ ክኣ በጃና ብሃይማኖትና ንማንም ታራ አይንሃቦ
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ድቂ ሓላል መሬት❤🏖🌿💗🏖🏖
🍬🍬🍬❤❤❤❤❤❤
@@konjosultan4086 ሰብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
ደስ,ባለይብሉ
አብዚ መጨረሻ ዘበንስ ናብ አስላማይ እዋይ መርገም በሊ ቆልዓ ከትውልድ ኢኺ ወድኺ አይጥመቅ ጸኒሕኪ ኻአ አስልሚ ክብለኪ እዩ ካብ ፍቅሪ ክርስቶስ ፍቅሪ ዓለም ተሕሽክስ ዓለም ትርእያ አለኺ
ፍቅርኹም የብዛሓዮ ሙቁራተይ ❤❤❤❤
ማርያመን ደስ ክትብሉ😍😘
ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ደስ ክትብሉ❤❤❤💛💛💛
ጓል ራያ ኣማንኒን ዘይኣማንን ሕብረት የቡሉን 😢😢 ንኣቦታት ኣቅሽቲ ጠይቒ ኣይፍቐድን
1000% ብራንክ እዩ ክብሉና እዮም
ልዘን ልስዓማ ስዓመንያ ሃላው ዓባይ ጓል ካብ ሃይማነትኪስ ምስዓም ኣክቢርኪ ሪእክዮ ዋይ ሕርፍና
ጓል ራያዎ ብማርያምክ ሃይማኖትኽ ሓደራ ንሱ አስላማይ እዩ ብማርያምክ አት አመኽ ሓደራኽ ማዓረይ ሃይማኖትኽ አት በጃኽ በጃኽ ሓደራ ወድ ዘይሳአንኽ አይትቕረብዮ አይብለክን ከም ማሓዛ መጠን ተቃረብኽዮ ፀገም የብሉን ካዉኡ ድማ ወላሂ አይትበል በጃኽን ሃይማኖትና አይታፅርፋልና በጃኽን ከይይ
Aye tegaru nakeldu eyem are gud keldi aytefltun
ሓሰዉቲ ናይ ሙስሊም ስጋን ዓድን ናተቀመጥክንሲ የትምሃሊ ትብልያ 🙄
እንታይ ገደሸኪ ንሳቶም ብዝተፋቀሩ ንስኺ ትሕስዲ
ዎናንኡ እዩ ፍቅሪ ድኪ ዝበልኪ እመብርሃን ዝገበረለትልኪ ክስከመይ ድዩ ሓደሪኪ ብሃይማኖት ቀልዲ የለን
ድሕሪይ ብሬክስ ዩቱበራት ንቅርሺይ ትብሉ ዘይትሰርሕዎ የብልኩምን ፕራክ እዩ።
❣️❣️❣️❣️❣️❣️❣️
ጓል ራያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ልምንታይ ወላህ ትብሊ?
Eziom agaame si enty ekhom kem deleta
@@abdumuhammed8542 ንስካ ከ እንታይ ይምልከተካ ኣብ ዓጋመ ?
Abesa kabi beletika natsa kunu ruhus gama yigiberelikum
ታምራላችሁ ፅናትዬ ግን እባክሽ ሀይማኖትሽን ጠበቅ አድርጊ ድብልቅልቅ አትበይ ይቺ አለም ጠፊ ናት ❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምዋ እምነትና ንፅንዕ ክርስትያን ኣሕዋተይ ምስ ደቂ ሃይማኖትና ንዋሰብ ክቡራተይ
🙏💘✝️💘🙏
😘❤💒
😘😘⛪️⛪️🙏🙏
“ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።”
- ትንቢት ሆሴዕ 4፥6✝️🙏
“ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡”
- ኤፌሶን 4፥5
😱ሐዝሲ መንዩ ብዛዕባ እምነት ተዛሪቡ ኣብዝይመፂእክን ትልብሚ ደለኪ 🙄 ባዓልቲ ፍልጠት መጀመር ስለእምነት ክንዛረብ ተኮና ካብሰብ ደይኮነ ፍልጠት ገለዶ ንብል መጀመርያ ስለፈጣሪናን ስለነብስናንዶ ኣይንፈልጥን ዳሕራይ ንሰብ ንክንዛረብ።
እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና እምበር
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ገላብ🤔🤔
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ሰክቲ ኣስላማይ ሓውኪ ስለዝኾነ ድዩ 😏 ሓቃ እያ
ብትክክል ዝያዳይ ዓይነልቦነኦም ይክፈተሎም😥
ዋይ ኢ ወላህ ድያ ዝበለት ዋይ ጓል ራያ ማዓረይ ይፈትወኪ ነረ ግን ወላህ አይትበሊ ምስ ይዕራን ንብሎ ዘለና ይአክል እግዛአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና
ክልተ ፅሩያት ደቂ ሃገረ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃኹ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓላላተይ ደስ ብሃሊት ኣባ ብሃላ ስለ እተክብር ብጣዓሚ እየ ዝፈትዋ ❤💛❤
ኣቲ ጓል ራያ ሃይማኖትኪ ሓደራኺ ከይትሽወዲ🙏😢✝️❤️
Ewni ane wen komu ey zbel ☦️☦️☦️🙏🙏
አፍቂራቶ,,እያ,,ዓይና,,ረአያ,,ብደምቢ,,ሃኒ,ፋሽን,,ቀይራ,ናበልናስ,,ትድገም,,እያ,ትመስል
@@saaara7869 😢💔💔
💔💔💔💔💔
ጋል ራያ ሓፍተይ ካባኪ ብዙሕ ዝመሃር አሎ እና ለአኪ ምክሪ ዘድልየኪ አይኮንክይ ለባም ኢኪ እና ብዛዕባ ሃይ ማኖት ነገር ግን ንሰብ እናፍረድካ ምውዓልም ዝብአሰ ሓጥያት እዩ እና ፅቡቅ ነገር ትተምፅኡልና በይዛኩም ብዝኮነ ሕሰብሉ
ጋል ራያ ሃይማኖትኪ ብኣመና ሓዝያ ቀልዲ የለይ ንሱ ተከታሊ እምነት እሰልምና እዩ💛ንሰኪ ተከታሊት እምነት ተዋህዶ ኢኪ💛ሰለዚ መቸም ብምሕዝነት ትፋቀሩ እንበር no ትምርዐዉ ብሃይማኖት ቀልዲ የለይ ወላሂ የትበሊ😡ሰዲ
ገርሙኒዋ ግን ንምንታይ ይኾን ክንዲዝ ነሻልሎ😢 ን prank ስ ክንዲዝ ማሕላ
ዋእ ንምንታይ ግን ክርስትያን ምስ እስልምና ክንዋሰብ ኣይግባኣናን ኣምላኽ ካብዝ ይማሓረና ዋእ ኣንት ጓል ራያ ሓቅ ድዩ
ናይ ብሓቂ ወረ በሃይማኖት ቀልዲ የለን በስምኣብ💔😓😓😓😏
@@musemamilove4519 welhya sela zebltea deyu zeklya megrmtye 😡
@@መሥወለተጽዮን ኣይተረደኣኒ ታይ ታይ ድዩም ልኮኑ ለለዉ
ኣጀንዳ ምስልምና ሰኣን ምፍላጥኪ ብዙሕ ትጋገዪ ኣለኺ።
እመንኒ እዚ ፀኒሑ ብዙሕ ዋጋ ከኽፍለኪ ኢየ።
ኣብ መንጎ ምስልምናን ክርስትናን ዘሎ ፍልልይ: ከም ኣብ መንጎ ክርስቶስን ሳጥናኤልን ኢዩ። ነፍስኺ ኣይተሕስሪ።
ብትክክል
Tkkl
ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ምስኩላትና ይኩን ንሕውና መልካም መንገድ ጋል ራያ ሓፈተይ ሕቶ ኣለን መጀመርያ ፍቅር እዩ ዘበልኪ ትክክል እኪ እና ሞስልም ክርስትና መን ሓደ ገይርዎም መዳሓን አለም እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክ ኣይኮነይ ሰብ እዩ ኮ እኺ ትብለ ዘለኪ ክብረተይ ኣይንታለለባ ሰለምንተይ ናይ ዓርብ ሰቀልት ንርስዕ ኣብዛ ዓለም ተነበርና 40&50 ዕድመ እና ሰለምንተይ ፈጣሪና ነሕዘን ከፍ እልክ ሕሰብሉ ብዛዕባ ሃይማኖት ኣዮም ዘጨነቁ ዘለዉ ዘበልኪ እወ ጎይታና አምላክና እየሱስ ክርስቶስ ኮ ካብ 99ነገደ መላእክት በእንተ 1 ኣዲም እዩ ሰብ ዘኮነ እና ሕሰብሉ ናይ ሰብ ዘይኮነ ንስኪ ተርእይ ዘለኪ አብ ሰማይ ፍራዲ ከም ዘለና ኣይነ ሸወድ ክብራተይ ባህሊ ዘበልክዮ ኩሉ ንባዕላኪ እዩ አብ ሰብ ደማ ትውከሊ ይብለኪን ምክንያቱ ደቂ ሰባት ከምት ትፈልጥዮ ተሞቲና ጨነውቲ ተሃልና ሓሸይቲ እና ሰለዚ ኩሉ ትሕት ፈጣሪ ምኮኑ ኣስተውዕሊ መጀመሪያ ካብ ፈጣሪካ ወፅእካ ናብ ጣኦት መካድ ንዋዕልኪለ ርእስኪ ኣይፈቀደለኪይ መክንያት እውነተኛ ሰለ ዘክነ ለማንኛው ክብርተይ ወላዲተ አምላክ ንኩላትና መስተወዐሊ ልቦና ንኪህበና ንፈቀር ወደ ትለምንለና🙏
በትክክል እኔስ ካብ ትግራዋይ ኮይኑ ሙስሊም ክርስቲያን ኮይኑ ናይ ካልእ ዜጋ ይመነ ምክንያቱም ሃገር አብ ምድር ንሞቾት እያ ሃይማኖት ናይ ሰመያውት ሃገር እያ ስለዚህ ንጠንቀቅ
ተክክል
እህህህህ😭😭😭🙏🙏🙏ህዝበይ ብዘይ ፍላጡ ናብ ጥፍኣት የምርሕ ኣሎ እግዛኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና🙏🙏🙏
እዎ ሓቂ ሓፍተይ
ታይ ተገንዩ ምቅርተይ
ባሓቃ ሓፍተይ ማዓረይ
መጀመርያ ሃይማኖትኪ ኣክብሪ እግዚአብሔር ኣምላክና ምስ ዘይ መስለኩም ኣይትዋሰዉ እዩ ዝብለና እና ተክኢልኪ ላብዛ ሓቅኛ ሃይማኖት እርቶዶክስ ኣምፅእዮ እንተይዘይለ ሃይማኖትኪ ኣፅንዒ
Suk tueum
ትክክል ማዓረይ ሓቀኛ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ብቻ✝️🙏❤❤❤🌺🌺
ኣስላማይ ድዩ 😥
ትትክል ወዲ ሃይማኖትካ ክከውን ኣለዎ ቀዲሞም ውላድ እንተ ወሊዶም ግን ፈትያ ጸሊኣ ናብ ሞስሊም ከእትዋ እዩ ይብል ነይሩ ክትብሉ ኢኩም።
@@selam8766 እወ
ሽኮሪናታት ብጣዓሚ ደስ ትብሉ እግዚአብሄር ማሙቕ ሓዳርይግበረልኩም
አንዱ ጥለህ አንዱ አንጠልጥለህ ይብሉ አቦታተና ብዓበይኡ ሃይማኖትኽ ክሕድኽ ወላህ ላበልኽስ ምስዓም ኻዉድክ አምላኬ ቅዱሳን ይቅር ይበልኽ ፀልማትና ብርሃን ሓብሮም አይኸዱይ ጓል ራያ አስተዉዕል
እዉይ አስላማይ ድዩ በቻኪ ጋል ራያ እምነትኪ ከይቲ ቅይሪ ዋይ አምላከይ💔😥
ሃይማኖት'ከ አብ መኒኡ ኢኩም ሙቁራት
ሃይማኖት'ዩ ዛዓቢ ኩሉ ሓላፊ'ዩ ናዛዓለም ነገር
እንተኪኢልኪ ናብ ክርስትና አምፅእዮ።
😜😜😜😒
ፍቅሪ ጨለ እዩ ግን ምስ ሃይማኖት ዝወዳደር የለይ እና ፍትይ የብለኩም እየ ❤️
ሰዉየዉ፣የነምን፣አገር፣፣ነዉ
ወሳዲተይ ምስ ኣስላማይ ፍቅሪ የሐው ጓል ራያ ሃይማኖትኪ ዘክሪ ፍቅሪ ኩሉ ግዜ ኣይነብርን እዩ እምነት ዘይብሉ ከምኡ ኢልካ ኣይንበርን እዩ ???
ኣቱም ሰባት ሰቅ ኢልና ናብ ዉሳነ ኣይንእቶ ንሳቶም ይፃወቱ እዮም ዘለዉ🥺🙏
Fkri zeyblu haymanot alo diu wey Fetari yekbelo diu ??? Fkri kulu neger eu::
ታይድዩሞ ኣስላም ተኮነ ሒዝኪዳኣ ይክድ ንዓኪ ኣቲ ፎካስ ሎቅማፅ ኣብናይሰብ ሂወት ናኣተክን ሕማቅን ፅቡቅን ትዛረባ ፋእ ምድረ ፍጉራት🙄
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ንገርለይ ማ ክብረተይ💋💖💊
ፈቃር እየ ስነ ስርዓት ይሃሊኺ ትግራወይቲ ዲኺ ግን??
ኣነ ዝገርመኒሲ ኩሉ ግዜ ጓል ራያ ብጣዕሚ እያ ኣብ ሃይማኖት ዘይትግደስ ብኻሊእ ነገር ግን ኣድናቂታ እየ ኣብ ሃይማኖት ግን ውሽጣ ባዕላ እያ ትፈልጦ ኣብ ሚድያ ወፂኺ ግን ኩሉ ግዜ ካብ ሃይማኖት ፍቅሪ ኢኪ ተቀድሚ በጃኺ ሕሰብሉ👏
izi msa zelo haymanotu intay dyu. ? nmflat zakl iye
ኣስላማይ ድዩ?
@@ኣክሱምይሓ እወ ትሓውና ሞስሊም እዩ
@@azakmashoiiir3413 ok thank you
@@ኣክሱምይሓ ሰብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ
እውይይይይይይ ጓል ራያ ሽኮር ብጣዕሚ ይፎትየኪ የኽብረኪ እየ ፕራንክ ድዩ ወይስ ብዝኾነ ሓደራኺ ከይትበላሸዊ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ሃይማኖትኺ እምነትኺ መኻይድኺ ኣይኮነን ሰማይና መሬት ኣይንራኸብን መንገድኺ ከይትስሕቲ ክብረተይ ንኹላትና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብዘለኽዮ ሰላም ኣምላኽ ይብዝሐልኪ ንዓድና ንህዝብና ሰላሙን ምሕረቱን ይልኣኸልና🙏🙏🙏🙏🙏
እውይ coment ለባም በዚሑ😀 ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ነሬ.ኣርቱ💋💋💋
ሓቅኪ ጓለይ ♥️😂😂😂
😁😁😁😂
ታይ ማለትኪ እዩ ሃሳስ ደንባር ሓቆም እንድዮም እሞ😁😁
@@ቴዲ-ኰ8አ ሃሳስ ያ🤣
እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤💛💛
በስመ አብ ወወልድ መንፈስ ቅድስ አሐዱ ኣምላክ አት ጋል ራያ ማሕላክ ኦትዮ በስም ስላሴ ሃይማት ሐት እዩ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መሆን መታደል እኮ ነወ ተዋህዶ ለዘላለሞ ትኑር ዓይን ልቦና ይሃብክ ጋል ዓደይዋን በስም መድሃኒ አለም ሃይማትክ ሓደራ እምንት ብልበ እና ብአፍ እዮ ሃይማትክ ሓደራኺበስም ድንግል ማርያም ማሕላክ እስታክክል 😭ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር 😢😢😢💔
ካብ ወዲ ቀሽስ ናብ ኣስላማይ ኣንቲ ጋሕሻር😭😭😭ድፍእ የብልኪ ልዕሊ ኩሉ ሃይማነትኪ ኣክብሪ☹️😭
ዋውውው ደስ ባሃልቲ 💞💞
ዋይ ፅሩያት እንካዕ ብሰላም መፃኣኩም መኣዝ ርያደ ከይደካ
ዋይ በስምኣብ ማርያምን ወላህ ዋ ኣይተዛባርቕዮባ ዛ ሓፈተይ😢😢ሃይማኖት ኽቡርዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋይ ወላሂ ኢላ ጓል ራያ🥺እዚኣም ከይዳ ገዲም ኣምላኽ ኣቦይ ልቦና ይዓድለና
ገርመናሎ😭😭😭😭
ብጣዕሚ የሓዝን ጓል ራያ ሓዚነልኪ ካብ እምነትኪ ወፃኢ ተኮይኑ ግን አውፂኡ የጥፍእኪ አነ ንዝሓወይ ብትግራዋይነቱ የክብሮ ብእምነቱ ግን አይሓወይን እና ንስካውን ንትግራዋይነትካ ትብል እምነት አሓትካ አይተባለሹ
ኣላህ ይንዓልኪ ምወልኩኺ ነይረ ግን ታይ ገይርኪ ዋ ምስ ዘይመስለኪ ሃይማኖት ኣትትሓቀቀፊ ፍቅሪ ምስ ክሉ ነርማል እዩ ግን ኣብ ክንዲ ብኻሊእ እትምሕሊ ወላህ ክትብሊ ንኡኡ ከተሐጉሲ ደባሪት እግዚአብሔር ይዕዘበክሎ💒❤️
እንታይ ማለት ድዩ😏
አረ ማርያምን ገለ ላበለት ሓዋዊሳቶ ባአ
ጋል ራያ ዋላ ልቀልዲ ብሃይማኖትኪ ኣይትደራደሪ ወላሂ ወላሂ ኣይትበለይ☝😭
ዓዲ ኣስላም እንድያ ኢኒኣ ወላሂ ኣይትብልን ማለት ድዩ
@@shewitaregawi9006 ኣነስ ይበል እየ ምስተን ኣዕረበ እግዜሂር ይቅረ ይበለልይ
ይቅርታ ኣሕዋተይ ምስ ኣዕራብ ኮይና ግድን እዩ ምክንያቱ ስራሕ ስለዝኮነ ምስ ሓበሻ ግን ጌጋ
@@solamsalma7429 ስምዒ እንዶ ጓል ራያ ባዕላ ኣላቶ ሂወታ በጃክን ኣብ ናይ ሰብ ኣይትእተዋ
ይንዓልኪ ዋላሂ ኣይበለትን ስዲ ብእምነት ቀልደ የለን
ዋው ኬፍ ኣለኩም ናይ ብሓቂ ሽኮራት ደቂ ዓደይይ ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰
ስብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@@FRETUBE-oz4pm ገይረልኪ ኣለኹ ማዓረይ 🥰❤️
@@ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ የቀንየለይ ክብረይ
ዋእ ጓል ራያ ሓቂኹም ተኾይንኹም ትሕት በሊ ሰበይቲ ሰበይቲ ምሰሊ ሰበይቲ ሓጋዝት ስብኣያ እያ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀ፊቅሩኹም ብዝሕዝሕሕሕሕሕሕ ይበለልኹም ካውኡኻኣ ንስኽ ንዒ ናብ ጅዳ ክንቅበለክ ኢና
በስአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ ንምታይ እሮቶዶክስ ቅድምት ሃይማኖት እያ ምርፅት እግዚኣብሔር አምላክ ናብ ሃማነትክ ይመልስክ ብጣዕም እየ ሐዝነ
🙄😂😂😂🤭
ዋይ እኒየኩም ፉጉራት አርተፍሻል ቀለበት ዲኩም ገይርኩም ሓሰስያያ😀😀😀
ግድን እዩ መጀመሪያ #ሃይማኖትካ ክተፅንዕ ካብኡ ምስ ሃይማኖትካ ዝመስለካ ክትምርዐው እምበር እዝስ #Prank ምዃኑ ኣይጠፍኤናን 😂🙄 ነገር ግን #ብናታቶም ኣይትምሓሊ ምስ ኣዕራብ ዝምሕልለናዮ ከይኣኽለናስ 😢
ብጣዕም እዩ ዛሕዝን ሓፈተይ ሃይማኖተን ላሓደጋ ክንደይ ሞስልክ ዝኸዳ ዘለዎ ናብ ኣስላማይ ልቦና ይሃበን ጥራሕ ዝባሃል ነገረ የለን😢😢😢😢
@@mam556 እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና እምበር ተመኽሪናን ተገስፅናን ዘይንሰምዕ ወለዶ 🥺
@@mam556 bhaymanot hade aykonun dyom izom sebat. ?
@@musemamilove4519 ኖ
ርግፀኛ ኢየ ብራክ ኢዩ
ዋይ ፍቅሪ እዩያ ጋል ራያ መጀመርያ ሃይማኖትኪ ኣቀድሚ ኣይ እምቢ ተኮይኑሎ እግዚአብሔር ኣምላክ ማይን ሓውን ቃሩቡሉና ኣሎ ዝሮዝሮ ዕድመን ጢዒናን ያሃብኩም
ክፈትወኩም ኑሬዋይ ጓል ራያዋይ ክልተ ውቁባት♥እግዚአብሔር ሓሳብ ልብካ የምስምረልኪ ሰናይ መንገዲ ኑሬዋይ
ደቅ አደይ ሽኮራናታት
ስብስክራይብ ላይክ ብምግባር አበረታትኡኒ
ኣዛራርባ ለ ቀይርኪ አረ በስማኣብ ሃይሞኖትኪ ሓልያ ሓደራኪ ጋል ራያ
ልምንታይ ወላሂ ትብሊ ብጣዕሚ ልፈትወኪ ነይረ ሃይማነትኪ አፅንዒ
ወላሂ ማለት ሃይማኖት ቀይርኪ ኣይኮነን
ዋዉ ደስ ክትብሉ ፍትዋተይ ከመይ ድየ ዝናፍቀኩም
እዋይ ዋላሂ ያ ክውል በሊ😮😮
መጀመርያ ሃይማኖት እዩ ዝቅደም መፅሓፍና አዉን ምስዝመስለና እምበር ምስዘይመስሉና አይፈቅደልናን ወይ ንዑኡ አምፅእዮ ጋልነይ ወላህ እዉን ኢልኺ አየትምሓሊ ምክንያቱ ንሕና እኻ ናጨነቀናስ ምስአተን ኮይኑና ጋል ራያ ክብረተይ❤
ብሓቂ ግን ፕራንክ ድዩ
@@musemamilove4519 ዋእ ኣነስ ጥዕይቲ ያ ትመስለን ዝነበረት እሞ ኻኣ ብሃይማኖት ቀልድ ጸወታ ብሃይማኖት ጸወታ ማለትኮ ብህወትኻ ጸወታ ማለት ዩ።
ጓል ራያ ኣስተዉዕል
ናይ ብሓቂ ኣኸረርቲ ኢኹም ኣነ ሕጂ ኣድይ ክርሰትያን ተዎህዶ እያ ኣቦይ ኣሰላማይ እዩ ውላህ ማለት ድማ ብእግዛቢሄር ማለት ዩ ብዓረብ ሰለዝኾነ ዩ እንበር☺
@@samiraosman2142 ንስክኸ ኣበየኑ እኒአኺ
@@samiraosman2142 እወ ብጣዕሚ ሃይማኖት ማለት እኮ ሂወት እዩ ክብረይ እና ዋላህ ማለት ኸዓ ትግርኛ ስለ ዘለዋ እንታይዘዘዉትር አሊኡዋ እዩ ኩሎም ዳአሓደ ክኾኑ እኒኦዎም እምበር ነንበይኖም ክኾኑ ፍፁምአይፍቀድን ከሓድን አማንን ታይ ዘራክብ እኒኦመኒአዎ ክልተ ነበሩ እኾ ሓደ እዮም ዝኾኑ ዘለዉ ከም ሰብከም አሓት ንፍቶ ንፍቀር ኢና ተብሃይማኖት ግን ሰማይን መሬትንኢና ። ማዓረይ
ዋው ሰባኣይ ሕፍቲና Wille come
ጓል ራያ ሓደራኪ ኣብ ሃይማኖትኪ ፅንዒ በጃኺ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና እዩ ቀጥተኛ መንገዲ የማን ልመርሕ እና በጃኺ ሃይማኖትኪ ብፍቅሪ ከይትልዉጥዮ 🙏😥
ናይ ብሓቃ ተኮይኑ የሕዝን 😥
@@የቅዱስገብርኤልልጅነ-ሸ1መ ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዔረይ
@@FRETUBE-oz4pm እሺ ማዓረይ
ሃይማነታ እንተቀይራ እማ ገደል ትእተ ግዲ
@@weldeshgedamu8444 ሰብስክራይብ ግበረለይ ውድ ዓደይ
ጎበዝ ትግራዋይ ትግርኛኻ ጠኡም! እንደርታና ልዘለአለም ትንበር! እንደርታ ጅኛ ህዝቢ እዩ። ደቂ አጸዮሃነስ
አረ አብ እምነትና ንፅናዕ ደቅ ኣንእሰትዮ ኣሕዋትና 🙏
ኣሰይይ ኸንደይ ደሰ ተብሉ ተጋሩ ፍቅሪ።🥰❤
ስብስክራይብ ግበርለይ ጋል ዓደይ
እሺ ምዓረይ❤
ውይ ደስ ክትብሉ 🥰
ስብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ዋው ሓቂ ይግበሮ ይግበረልኩም ብዝሑ ሰስኑ
ፕራክ ምኻኑ ፉሉጥ ዩ ምክንያቱም ሃይማነትኩም በበይኑ ዩ😳ብዝኾነ ኣይትደንጉዩና ቀልጢፍኩም ኣፍልጡና ኢኹም😣😂😍
ዋላ ድኣ ብራንክ ይኩን አንበር ወላሂ ምባልኪ ብጣዕሚ መሕዘኒ
እጭጭጭ ጋል ራያ ብሃያማኖት ቀልደ የለይ እኽኽኽ እግዝኣብሔር ኣምላክ ናብ መሰመረኽ የመልሰክ ትክክል እንተ ኾይኑ😥😥✝️💔 ብራንክ እንተ ኾይኑለ ዋላህ ኣይትበል😥😥
ታኢናባ ፅዋታን ቁምነገርን ዘይንፈላልዬ
@@t.g824 ብሃያማኖት ፅዋታ የለይ ዋላህ እያኮ ትብላ😭
@@بريبري-د2و ኣትዬ ምዓረይ ኣይኮነን ማሕላሲ ኣብ ከሊእዉን ንውዕል ኣለና ባዕሉ ድኣ ይቅር ይበለልና እና ጋል ራያ ማለት ክዓ ልዕሊ ማንም ባህላን እምነታን ተክብር ሰብያ እና ሕማቅ ኣይንናገር ተክኢልና ስቅ ኢልካ ሪእካ ምሕላፍዩ ዘድሊ
እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃብኪ ኣቲ ዕትሮ ገልዒ😳😳😳
Emtay geratki keniki diki kkkk
Welcome enkae dhan metsakum diki adey shikorat
እዋይ ደስ ኩትብልዋ፣፣🌹🌹🌹🌹
ታይ እያ ጓል ራያ ዋላህ ትብላ ዋይ ነውሪ ጓል ራያሓፈተይ ኣብ ሃይማኖትኪ ፅንዒ
ሙቁራት ኣሕዋተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ሓባይቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰብስክራይብ ግበርለይ ሳሪየ
@@FRETUBE-oz4pm እሺ ዝያደይ ❤❤❤
ጋል ራያ ኣብ ሃይማኖትኪ እማ ፅኒዒ ዋ 100%
ኣስይ ደስ ክትብል ኔሩ&ጋል ራያ ሽኮሪናታት ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓባይቢ
ክርስትያን ዶ ኣይትሕዝን እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ ወላህን........ ማርያምን 👏
እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ይብዛሕኩም ግና ጋል ራያ ሓፍተይ ዓይኒኪ እየ በለኒ ሃይማኖተክ ከ ዋይ
ኣቱም ምቁራት ክንደይ ደስ ትብሉ 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤
ኣቱምምቁራትክንደይደሰትብሉ
ጋል ራያ &ነሬ ብጣዕሚ ደስ ኢኩም ትብሉ ❤❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ግበርለይ ማዓዓረይ
wowwwww yene marrrrrr ♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕💕💎✊
አሕዋት ትመስሉ🐱🥰😁
@@FRETUBE-oz4pm ኣብ ናተይ እውን ግበርለይ
ኑሬማ ገለ ገይርካኒ ኣለካ ሊቭ ኣቲካ ኣይመፀኒ ቪድዬ ኣዉሪድካ ወድያዉ ኣይመፀኒ🤭😥 ኑሬዋይ ጋል ራያዋይ ፍቅርኩም የብዝሓለይ ማራየ ዝፈትወኩም ተፋቀሩ ዞም ሓተይ♥️🙏
ጋል ኪሓ ሓደራኪ ሃይማኖትኪ ተደለኪ እቦታትኪ ጠይቂ ሕቶ ተሊይኪግን ማርያምን ሃይማኖትኪ እተሻልሊ ጋል ስብዓ ደርታ እቦታትኪ ሕተቲም ዛሓፍተይ
አበይት ተጋሩ አብ ኮሜንት ለባም በዚሑ
ይመቸይኩም ፍትዋተይ 😘😘😘😘
ለባማት እዮም ናይ አቦኦም እዮም ሒዞም ምልባሞሞ።
ሓዳርኹም ግን ደስ ባሃሊ ይግበረልኹም ዋንኡ ፍቅሪ እዮ ጓል ራያ ጎበዝ ኢኺ ጠንክሪ ለባም ኢኺ ልሓዳር ለ ለባም ትግራወይቲ አመኺ ዕድለኘሠ እዮ ልአኺ ስለ ለግነየ እስኺለ ሃምኡ ለባመሰ ሰበይቲ ልስብአያ .......እያ ።።። ቡርኽ ሓዳር ዞመሰ አሕዋተይ
ታይ እያ ዕብዲት እዚኣ ፀኒሓ ማርያምን ፀኒሓ ወላሂ ኣቲ ረሳሕ ኣትኩኒ እሜታችን ድንግል ማርያም እመብርሃን እበር ምስ ወላሂ ዘራክብ የብላን ስዲ
እሞ እንታይ የፃሪፈኪ
ኣታ ረሳሕ ኢኺ ብሱርኸ ሃይማነትኺ ቀልዲ ኣሎ ድዩ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ ነይረ ዋላ ቀልዲ ይኹን ፀልኪ
😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
ሰላም ንዓኹም ምቁራት ግን ጋል ራያ ሃይማኖትኪ ክሒድኪ ፍቕሪ ዓለም ጥዒሙኪ ክትነብሪ ደሊኺ ድዩ ብዝሓለፈ እውን ብሓሊ እግዚኣብሔር ከም ዝሓለፍኪ ትዛረቢ ነይርኪ ሕጂ ከኣ ተረሲዑ መጀመርታ እምነትኪ ኣቐድሚ ካልእ ኹሉ ሓላፋይ እዩ
ወላሂ ማርያምን እኮ ሓዋዊስክልና ዋይ
ጋል ራያ በላሕ ትመስልኒ ነይርኪ
ለካስ ለባም ንነብሱ የለን ዝብሃል
ሓቂ ምኻኑ ኣባኺ ርአዮ ።
ፍቅርን ሃነይታትን በበይኑ እዩ
100% ድሕሪ ግዜ ከምዘጠዓሰኪ ርዱእ እዩ
ብሃይማኖትኪ ማሓሊ ለኽባጥ😎😎
ብጣዕሚ ደስ ይብል ነይሩ ሃይማኖት ውልቃው እዮ ግን ካብ ብሪክስ ተምሃሩ ፓራንክ
አሰይ ደቂ ዓደይ ሽኮርናታት😍😍😍😍😍😍
በጃኽ ጓል ራያዋይ ኣበይ ፀንሑ እዩ እሻካዕ ሕጂ ዘይፈልጦ ኣብ ናይኽ ኣትየ እየ ሪእየዮ ጥራይ
ፀልማትን ብርሃንን እንታይ የርክቦ ኣማኒ ምስ ዘይ ኣማኒ ከ እንታይ የራክቦ በጃኪ ኢለኪ እምነትኪ ኣፅኒዕኪ ሓዚ በሰመኣብ ፍቅሪ አዩ ዝዓቢ ኣይትበሊ😢😢😢😢
የትረብሕይኮ,,ብእምነትማ,,ፖለቲካ,,ብቻ
Amani mes zei Amani ent terakebu ayfelaleu yebel kudus mexhaf kab kulen fekri teabi elu eu amlak::
ዋይ እግዚኦ ምሓረና ተዘከረና ብውስጠ መንግብትከ ብሃማነትኪ ትቅልዲ ብጣዕሚ መሕዘኒ እሞ ምስኣዕራብ ላዋዓልኪ ዘይትፈልጢ ምኾንኽስ ኣይ ቁፀረክይ ነይሩ ዓንኺ ላረአክስ ላብ ኣስላማይ መሕዘኒ ጠፋእክስ ተመለይ ኣብዘይ ትወፅዮ ጣዓሳ ተይ አተኽይ /እታ ምድሓን ሂወት ሕጅእያ
መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ቤዛዊና እዩ መስቀል መድሓኒ ነፋስና እዩ ኣይሁድ ከሓዱ ንሕና ግና ኣመንናዮ እቶም ዝኣመንና ድማ ብሓይሊ መስቀል ድሓንና
/ልዚኣ ልክሕድ ናይ ዘልኣለም ሂወት የቡሉይ እልና እዩ ጎይታና
Tegaru kulna ngbhaya
አሰይ ፅርየት ፍቅሩኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይ ፈጣሪ
ታየኾ ግብግብ ትብለኻ
@@vjjchh2510 ስብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ኣቲ ኣንፃር ሃይማኖት እዩ ዘለዎም wai
@@xbakemnbarfkrieyu-x7v ዋይ ታማ ፈልጠ እየ ኣነ
ጋሕታን ዓባይ ሃሳስ ስራሓ ሲኢና ዲና ናብ ኣስላማይ ብቆረፀ ኸይደ ትብሊ ሃይማነትና ስለ ነኽብር እበር ዝቃናኣልኺ ኸይመስለኺ
ዕልል እዩ እምበይ ❤️🙏
ዓሳዱዋ ደስ በሃሊት ኢኺ ከም ድላይኺ ኹኒ
ዓፈና እዪ እተኮኑ ጽቡቅ ፍቅር ይግበረልኩም
ብጣፅሚ ደስ ትብሉ ብዛፅባ ሃይማኖት ድማ ፍቅሪ እዩ ወሳኒ ይመልኣልኩም ሓባይብ
ኣትን ፍቅሪ እዩ ወሳኒ ትብለክን መጀመርታ ሃይማኖትን ፍቅርን ፈሊክን ፍለጣ መናጦ😏😏
ኤርትራዊ ተሓዛካ ኤርትራዊ ይብልካ ትግራዋይ ተሓዝካ ሃይማኖት ይብልካ ዋአ ካብ ሃማኖት ልዓቢ ድዩ ባ ሃልዩ ዋላ ምስ ትግራዋይ አኮ ምስ ሃሞኖትኪ አንበይ ካሊአ ኣይፍቀድይ ቅድሚ ኩሉ ሃይማኖት አያ ትቅድም ✝️✅️ኢደይ ሂበየ ኢደይ ሂበየ ትብለካ መኒአኩም ኢኹም ኢድኩም ሂብኩም ከ 😔
Antey du Haymanota
@@newton2300 መን ጓል ራያ ተኮይንኪ ተዋህዶ አያ አዚ ሓውና ካኣ ሞስሊም አዩ
ካብ ምስ ዘይሃይማኖተይ ትግራዋይ ኮይኑ ኤርትራዊ ኮይኑ ኦርቶዶክስ ይመርፅ።
@@ገዳማትትግራይ ትግራዋይነት ዝነበረን ዘሎን እዩ ሃይማኖት እዩ መፅዩና so ንሳቶም ብዝተፋቀርዎ እንታይካ አሕሙካ? ካብ ሓራዲ ሰበይቱ ኦርቶዶክስ ኤርትራዊ ግደፎ እሞ ሙስሊም ትግራዋይ ሃይማኖት ዘይብሉ ትግራዋይ ይበልፅን ፈረቃን::ትግራዋይነት ይቅድም ትግራወይቲ ምስ ትግራዋይ ትውዳእ ሃይማኖት ብዘየገድስ::ገልጣም ሓሳዊ ካብ ትግራዋይ ሙስሊም እስቲ ኦርቶዶክስ ኤርጥራዊ ይቀርበካ? ንከማኻ ዝበሉ ወሲዱ ይተዓረቀና::
@@tsiontesfay3632 ካብ ሃይማኖትስ ትግራውነት ዓብዩ ኣረ እግዚኦ ኣነ ሕጂ ውን ኩሉ ትሕቲ ኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይሃበና ✝️😥
ናይ ብሓቂ እንተኮይኑ እቲ ዘሕዝነካ ክኣስ ክርስትያን ኮይንኩም ነዚ ርክቦም ደገፍቲ ኮይንኩም እተንጨብጭቡ እንታይሞ ደቂ ሓደ ሃገር እንተኮኑ ካብ ሃገር ሃይማኖት ይዓብን ይበልጽን ትፈትዋ እንተኮይንኩም ናብ ጥፍአት እንዳከደት እትድግፍዋ ብጣዕሚ ዘሐዝን😣😥
ሓብተይ መንገድኪ መርምሪ ብግዝያዊ ሓጎስ አይተሽከዓልሊ ደቂ ደዋህዶ ክኣ በጃና ብሃይማኖትና ንማንም ታራ አይንሃቦ
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ድቂ ሓላል መሬት❤🏖🌿💗🏖🏖
🍬🍬🍬❤❤❤❤❤❤
@@konjosultan4086 ሰብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
ደስ,ባለይብሉ
አብዚ መጨረሻ ዘበንስ ናብ አስላማይ እዋይ መርገም በሊ ቆልዓ ከትውልድ ኢኺ ወድኺ አይጥመቅ ጸኒሕኪ ኻአ አስልሚ ክብለኪ እዩ ካብ ፍቅሪ ክርስቶስ ፍቅሪ ዓለም ተሕሽክስ ዓለም ትርእያ አለኺ
ፍቅርኹም የብዛሓዮ ሙቁራተይ ❤❤❤❤
ማርያመን ደስ ክትብሉ😍😘
ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ደስ ክትብሉ❤❤❤💛💛💛
ጓል ራያ ኣማንኒን ዘይኣማንን ሕብረት የቡሉን 😢😢 ንኣቦታት ኣቅሽቲ ጠይቒ ኣይፍቐድን
1000% ብራንክ እዩ ክብሉና እዮም
ልዘን ልስዓማ ስዓመንያ ሃላው ዓባይ ጓል ካብ ሃይማነትኪስ ምስዓም ኣክቢርኪ ሪእክዮ ዋይ ሕርፍና
ጓል ራያዎ ብማርያምክ ሃይማኖትኽ ሓደራ ንሱ አስላማይ እዩ ብማርያምክ አት አመኽ ሓደራኽ ማዓረይ ሃይማኖትኽ አት በጃኽ በጃኽ ሓደራ ወድ ዘይሳአንኽ አይትቕረብዮ አይብለክን ከም ማሓዛ መጠን ተቃረብኽዮ ፀገም የብሉን ካዉኡ ድማ ወላሂ አይትበል በጃኽን ሃይማኖትና አይታፅርፋልና በጃኽን ከይይ
Aye tegaru nakeldu eyem are gud keldi aytefltun
ሓሰዉቲ ናይ ሙስሊም ስጋን ዓድን ናተቀመጥክንሲ የትምሃሊ ትብልያ 🙄
እንታይ ገደሸኪ ንሳቶም ብዝተፋቀሩ ንስኺ ትሕስዲ
ዎናንኡ እዩ ፍቅሪ ድኪ ዝበልኪ
እመብርሃን ዝገበረለትልኪ ክስ
ከመይ ድዩ ሓደሪኪ ብሃይማኖት ቀልዲ የለን