ኣርቱ / ደባሪ ነገር ...

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 404

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 2 года назад +59

    መጀመርያ ኮ ቸጊርናኩም ሃይማኖት እዩ ቀዳማይ እግዚአብሔር ዘይብሉ ኩሉ ባዶ እዩ ብዝኮነ አጆካ ወድነይ

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 2 года назад +8

    ጎል ራየ ሰብ ምናዓቅ ፅቡቅ ኣይኮነን ተዘይ ጣዓመኪ ወላ ምክንያትኪ ምንጋር ፅቡቅ እዩ እና ኣጆኻ ሓወይ ናተይ

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 11 месяцев назад

    ኣጆካ ሓወይ ታሓባቢርኩም ዘይኮንኩም ስ ሀዚ ኢካ ሓብርኒ ትብላለካ እና ኣጆካ ዛሓወይ

  • @miregaleshire
    @miregaleshire 2 года назад +15

    አቤት ዛንታ ይመችኻ ነሬዋይ እዙይ እውን ክሐልፍ እዩ 🤣🤣😎

  • @fanagebreslasia5967
    @fanagebreslasia5967 2 года назад +14

    ፀላኢኻ ልቡ ይሰበር መዓረይ አጆኻ ወላድ ብድባብ ትኺድ ንፅቡቅካ እዮ ሓደ ነገር ግን ዓብይ ክፍተት አሎ ንሕና ካ ንፈልጦስ ሃይማኖት አሎ ግን ብስነስርዓት ክትፍለየካ እንተመዲባ እውን ብስነስርዓት ኮፍ አቢላ ንዘይምስምማዕ እውን ክትራዳዳኡ ይግባእ አነ እውን ኮምኡ ዓይነት life experience አለኒ እዮ እና ንግዚኡ ክትጉዳእ ትኽእል ኢኻ ግን አይዘኻ ሓወይ ናተይ

  • @טספאיזקאי
    @טספאיזקאי 2 года назад +4

    ኣጆኻ ኩቡር ሓወይ ንባዕላ ኣይትበል ቅጭነይ 🌾🌾🌾💐💐💐❤❤❤❤❤

  • @amam5408
    @amam5408 2 года назад +3

    ማዓረይ ኣጀኻ😥🥰

  • @imissyouzemeny6876
    @imissyouzemeny6876 2 года назад

    Ajoka marey egziabher amlak alo

  • @zufangebreyowhans2980
    @zufangebreyowhans2980 2 года назад +2

    ተጋሩዋይ አሕዋተይ ኩሉ ናአመንኩም😃😄😄😄

  • @hfhfggfhgh1447
    @hfhfggfhgh1447 2 года назад

    ኣይ ኻመደልኻ ኣጥዒምልኻ ድዩ እሰይባ ገበረትካ እይይ እኒአኻ ልዛግህሻርዚኣስ እንዃዕሰይባ ባህናንንንንን

  • @selamatgray7750
    @selamatgray7750 2 года назад +6

    ኣጀካ መዓረይ ተሰፋ ኣትቁረፅ 🥰❤🥰❤🥰❤

  • @خيريه-ب2ه
    @خيريه-ب2ه 21 час назад

    ኣጆካ ሓወይ ናተይ

  • @hintsagmeskel3907
    @hintsagmeskel3907 2 года назад +1

    ደቅዓደይ መዓረይ ፅቡቃት አብ ፍቅሪ ዓለም እኮ ዝተፈላለዩ መሳናክላት የጋጥም እዩ ግን ብሐቂ ፍቅሪ እንተ ሃልዩ ድማ ዓመታት እውን ይፅመም ሽግር የሕልፍ እዩ ዋኢ ብልኮነ ግን እግዚአቢሄር እንተ ፈቂዱዎ አትፈላለዩታይ ከጆካ

  • @እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ

    አቤት ዓፈና ዝሮዝሮ ይመችኩም ደቂ መቀለዋ

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328 2 года назад +1

    Ajoka wedi Tigray adey 💛💛💛❤❤❤👏

  • @jwhshwhwu4932
    @jwhshwhwu4932 Год назад

    እና ምን ይጠበስ ታእዩ ከዚ ክንማሃር ካብዚ ጉዳይኩም

  • @sayemkhan7011
    @sayemkhan7011 2 года назад +5

    ቆፈጠን በል ኣይዞህ ኑሬ💓😃😃😜

  • @lilimulu5020
    @lilimulu5020 2 года назад +15

    ናብ ምድያ ዝወፀ ፍቅሪ አይብርክትን💔😥

    • @kidistgebray8347
      @kidistgebray8347 2 года назад

      Wey mearey! ajokum niklitekum eyu kebid pls teredadiu mis ezi zelenayo chinket extra aytiwesikulu gal Raya endihr kab kulu neger fikrik wey libeki akedimi #sesenayu niakum!

    • @ninikidane9612
      @ninikidane9612 2 года назад

      9000po

  • @fesehahailu8229
    @fesehahailu8229 2 года назад +2

    አጆካ ዝሓወይ ብትዕግስቲ ጌርካ ጠይቃ ዝሓወይ ገንዘብ ተሎ ብሰማይ መንገድሎሞ አምላክ ፍቅርኩም ይመለሰልኩም ግን ተጋግያ እያ ብሓቂ

  • @salamnew5823
    @salamnew5823 2 года назад +10

    ሃይማኖት ካኣ ኩቡር እዩ 😢👏👏👏

    • @nfreek5276
      @nfreek5276 2 года назад

      አወ. ሃይማኖት. ኩቡር ኢዩ. ሃይማኖት. ቀዳማይ. ከሰራዕና. ፍጹም. ሓዳር. ክኸውን. ኣይክኣልን ብኸመይ. መኽንያቱ. ኣምላክኽካ ኣዋርድካ. ፍጹም. ከቢድ. ኢዩ. እንታይ. ድዩ. ሓማነቱ. እዚ. ሓውና ምስናይ. ኣኽብሮት. ኩሉ. ኣብ ነናቱ ሃይማኖት ክምርዖ አለዎ. ይብል ኣነ

    • @bcgchf7384
      @bcgchf7384 2 года назад

      🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abitekel4471
    @abitekel4471 2 года назад

    ኣብየት ዓፈና ከተእምን

  • @amanithupia1201
    @amanithupia1201 2 года назад

    እዉይ ዓፈና ስራሕ ሰለ ዝኮነ ይርደአና እዩ ወዲ ዓበይቲ🙄✌

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 2 года назад +24

    ኑሬ ሓውና ፅሩይ😍💛❤️ኣይትዓፍነና😁😁

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ 2 года назад +2

    ዋይ ተባኣስኩም ወዮ ተፋቀርኩም ወዮ ብውሽጥካ ለይትገብሮ ናብኣደባባይ ትሰጥሖ ነውሪ

  • @mbbmbb715
    @mbbmbb715 2 года назад +3

    ኣጃካ ማዓረይ

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад +2

    ተጋሩ ለባ ትሽወዱ ኢኩም ኣመሓሩ ብቻ መሲሉኒ ኣጆካ ምናምን ትብልዎለኩምሲ ኣሚንኩምዎ ዲኩም ማለት ካብ ጀመርያኮ ፕራንክ ዩ ነይሩ እምበር ጋል ራያ ብሃይማኖታ ጎበዝ እያ

  • @user-xq3lo6mh9j
    @user-xq3lo6mh9j 2 года назад +3

    ዓቅሊ ግብር ፈጣሪ የሓግዘኪ💖

  • @Felegwel
    @Felegwel 2 года назад +1

    Ajoka hawey natey🌹

  • @kbragaltigray4687
    @kbragaltigray4687 2 года назад +3

    Ajoka merye shikor 💗💛💗💛💗💛💗💛💗💛💗💗💗💗💗💛💛💛💛

  • @yute2286
    @yute2286 2 года назад +3

    አይ ነሬ ሕደግ ቀልዲ ተከይኒ ለ ፅብቅ አይመስለኒ ምክንያቱ ብዝሕ ተዓዘብቲ አለውኩም ንትዓዘብቲ ሕሰብ እሺ ቀልድኩም የአክል ናዞም አምሓረ ፍቅራ ድዩ ተፋቅርና ተባእስና እዮም ዝብሉ ሓማም ጎሮቤት ተማሕላላፊ ድዩ ዝበሃል 😍😍

  • @slamasooso9970
    @slamasooso9970 2 года назад +6

    ኣጆካ ማኣረይ❤

  • @tigrayadey7909
    @tigrayadey7909 2 года назад +7

    ፖራንኽና ክትወፅእ ሓቂ ቀሪባ ማሻአላ😂😂🙏🙏

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ Год назад

    ኣጆካ ማዓርይ😢❤

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 2 года назад

    Des aybelekayan tekowen

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ

    ዕልል እዩ እምበይ

  • @ትግራይዓደይኣይተንብዑለይ

    ኑሬየ ኣጆኻ ማዓረይ❤️

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ 2 года назад +4

    ኣጆካ ማዓረይ 😢🙏

  • @rahwakndeya7018
    @rahwakndeya7018 2 года назад

    ዛሓወይ ሃይማኖታ ከ ??????
    ተፈላለዩ ወይ ክርስትያን ኩን እምበር ደቂ ኩርስቶስ ከምዚይ የለይ??????

  • @nebiatasgede9560
    @nebiatasgede9560 2 года назад

    Ajoka sheger halafay eyi

  • @Firenguse
    @Firenguse 2 года назад +8

    ዋይ😥😥😥 ፕራንኪ ከይኮን ግን ኣጆካ መዓረይ

    • @zenunegash6080
      @zenunegash6080 2 года назад

      ሰላም ሰላም ሰላምየ ንፍቅሪ ፅብቅተይ ክገርመኪ አነዉን ከማኸመ እየ ንፍቅሪ ተገዛኢ እየሞ ሓላለይ እስኪ ንላለ ጓል ሓላል ዐረባይ ሃገረ ትግራይ ሕጂ ለይቲ እዋን ድቃስዩ ኣብዝነብረሉ ሃገርሞ ኣብ ዝመቸወኪ ፀሓፍለይ ክንላለ ጓል ዋዕሮ ሓፍተይ ዘነበ እበሃል አብ አዉስትራልያ እየ ዝነብር እሺ

    • @t.g824
      @t.g824 2 года назад +1

      @@zenunegash6080 ell eyu bey😁

    • @maazuyetewahdolj4257
      @maazuyetewahdolj4257 2 года назад

      @@zenunegash6080 😹😹😹

  • @breychannel1742
    @breychannel1742 Год назад

    አጀካ ማዓረይ 😥😥

  • @مريميوسف-ع1ق
    @مريميوسف-ع1ق 2 года назад +2

    ኑሩ ሐወይ ይትረፍካ ቡዛሐት ኢና ንደሊካ ሐቢቢ

  • @HelenBarhe
    @HelenBarhe 7 месяцев назад

    ኣጆካ ማዓረይ❤❤🥺🥺🥺ፍቅሪ ረሳሕ

  • @fof7950
    @fof7950 Год назад

    Aojak brother

  • @mabmabraheit970
    @mabmabraheit970 2 года назад +3

    Ajoka nureway kulu tgraway betaami eyu zfetweka wedney mearey love you

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 2 года назад +1

    ኣቤት ዓፈና ኑሬ ሸኮር ዘረባ እውን ይጠፈአካ ኣሎ ክክክ

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 года назад +10

    ኑሩየ ሰላምካ ይብዛሕ
    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ዝሓወይ
    እና አነ ክብለካ ዝደሊ ግን መጀመርያ ምስ ንዓካ ዝመስል እምነት ዘለዋ ጓል ክትምርዖው እየ ዝምነ
    ም/ቱ ብእምነትኩም እካ ዘይትሳሰሉ ብከመይ ኢኩም ፍቁራት እትኮኑ ዘይመስል

    • @ጌታሆይእንደፍቃድህአኑሩኝ
      @ጌታሆይእንደፍቃድህአኑሩኝ 2 года назад +2

      ኣነ ዝገርመኒ ፀላእየይ ልብኻ ይሰበር ኢለን ልፅሕፋ ስሩሑ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ልቅርሺ እበር ማዓዝ ትክክለኛ ኾይኑ 🤣🤣🤣🤔

    • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
      @FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 года назад +1

      @@ጌታሆይእንደፍቃድህአኑሩኝ ኣነለኮ ንሶም እዮም ዘግሩሙለይ መሳኪን

  • @hevenarefu3787
    @hevenarefu3787 2 года назад +1

    ባች አብለይ መንደረይ መፂአ መስለኒ አብዚ ብናይ ትግራይ ጉዳይ ሓሪርናስ አርቱ መርቱ ይብለና

  • @ትጂጓልትግራይዋዛምስቁምነ

    ዳሓን ንሳተከደት ኣነ ኣለኩካ ወዲ ትግራይ ማዓረይ😁😁

  • @fhfgjg633
    @fhfgjg633 Год назад

    ኣይዘኻ ትረዳዱኡ

  • @selamukbazgi1854
    @selamukbazgi1854 2 года назад +2

    ሃለውለው

  • @samerhsamerh5959
    @samerhsamerh5959 2 года назад +6

    ታይ ክብሉና እዮሞ መጨረሽኡ ናበልኩ ይፅበ ነይረ ብዝኾነ ፅቡቕ መመኽነይታ እዩ🙆😂😂😂ብኽያት ወስኸሉ ክንኣምነካ😜😂

    • @galqadi-qalaseraye6561
      @galqadi-qalaseraye6561 2 года назад

      Kkkkkkk ewayyyy 😁🤪

    • @ellenraj
      @ellenraj 2 года назад

      what about me lm ready to marry you coz there love after marriage that's why let us we starting together ❤dear Nury lm from Tigrna too

    • @titigaltgray1535
      @titigaltgray1535 2 года назад

      kkkkkk

  • @utjh5315
    @utjh5315 Год назад

    ኣይትዓፍነና አስከ ትማሊ አንዶ live tik tok በሓደ ነበርኩምን🙄😁

  • @ማርያምኣዶፍቅሪ
    @ማርያምኣዶፍቅሪ 2 года назад +1

    ኣጆካ ማዓረይ ናካ ዝበለልካ ኣለካ

  • @freywoldu9901
    @freywoldu9901 2 года назад

    ኣብየት ኣፈና

  • @SalamSalam-hk4bu
    @SalamSalam-hk4bu 2 года назад

    Selam Selam

  • @tirhasbirhan3065
    @tirhasbirhan3065 3 месяца назад

    Ajoka zhawey

  • @shishayzeru6547
    @shishayzeru6547 2 года назад

    Teaerequ aeqli giberi texebeya Aka

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 2 года назад

    ኣጆካ ተስፋ ኣቁረፅ ዝኮነ ነገር ቅር ዝበላ ነገር ይህሉ ተረጋጋእ ወይ ከዓ ብናይ ስራሕ ፀገም ይህሉ

  • @15199
    @15199 2 года назад +2

    አይዘኻ ማዓረይ

  • @qwghjqwer163
    @qwghjqwer163 2 года назад +9

    ኣብየት ፕራንክ😄😄😄😄😄😄😄ተጀሙሩ ለለ

  • @Semu1219
    @Semu1219 Год назад

    ንሰኻ ትመሰል ቆንጆ ሞ ታይ ከይጎድለካ ዩ ተር ኣብለን ከምዓተር ነዘን ሓራሙ

  • @tube-di1so
    @tube-di1so 2 года назад +4

    ኑሬ እንኮዐ ሰላም መፃእኻ ናይ ኑሬ ቤተሰብ ሳብስክራይበ በሉኒ ኣሕዋተይ 👏💕💞💕💕💕💞

  • @BNH-l5n
    @BNH-l5n 2 года назад

    ክርስትያን ምስ ኣስላማይ ዘይከውን እዩ ጽቡቅ ጌራ ኣስላም ኣዋልድ ክርስቲያን ኣወዳት ኣይሕዛን እየን ተሞታ

  • @hautymola2358
    @hautymola2358 2 года назад +2

    ታይ ከም ዝኮነት ጠይቅ ብሰላም ምካና

  • @salamnew5823
    @salamnew5823 2 года назад +1

    ኣሕሪቅካያ ትከዉን የትዓፉኑና ካኣ 😂💖

  • @iibroibro4879
    @iibroibro4879 2 года назад

    ደቂ ዓበይቲ ስለ ትግራይ ጥራህ ኢዩ ዘህስበና

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 2 года назад +2

    ኣጆኻ. ናትካ. ሕዝልካ. ኣሎ. ፈጣሪ

  • @angosomhailu9266
    @angosomhailu9266 2 года назад

    ajoka nure hawey sebiay eika browa ablbey seferka

  • @sass5377
    @sass5377 2 года назад

    esaye

  • @fekareulbey7233
    @fekareulbey7233 2 года назад

    Xbuk geratka, mis 10 enda zerka da entay ktgebreka

  • @samrawityosef2742
    @samrawityosef2742 2 года назад

    ነሬዋይ ፀብይ ሰብ ኽንቲት እዩ ተቐይሩ ጊዚኡ እዩ መዓረይ ኣይትሓዘላ

  • @nobelmengistu7632
    @nobelmengistu7632 2 года назад +1

    ኑሬ ሓውና አየካ ጋል ራያ ተጋግያ ሽግር እተለኩም እካ ክትዘራረቡ ይግባእ

  • @jhgg888
    @jhgg888 2 года назад +3

    ንሪየ ኣጀኩም ዞም ኣሕዋተይ ሰላም የውርደልኩም 💓💓💞💞💞 ኣፍቅሪ ዝብልኾ😥

    • @LinaLina-xd4qd
      @LinaLina-xd4qd 2 года назад

      🤣🤣🤣🤣 ቀልዲ እዩ ነገሩ ነይሩ

  • @genetgidey7731
    @genetgidey7731 2 года назад +1

    ስልኪ ዘይምልዓላ የናድድ እዩ ግንአጆካ

  • @hiwetkidane9833
    @hiwetkidane9833 2 года назад

    Egzuabiher kemlbukum egberelkum gn simietka mkuxxar xbuk eyu hadera gn keytchenanek gal raya kea xaedaya haderakum eshi buruk hawey

  • @سلامهمحمد-ح7ش
    @سلامهمحمد-ح7ش 2 года назад

    አጀኩ ማዓረይይ

  • @ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን

    ዋይ ብራክ ክኯን ንፅበ ኪኪኪ

  • @csefcdrf6476
    @csefcdrf6476 2 года назад +1

    ነሬዋይ ኣብሽር ዝሓወይ ኩሉ ልኸይሪ እዩ ዝሓወይ ማዓር

  • @vedded3755
    @vedded3755 2 года назад

    ይስማዕ ኣሎ

  • @jfhhgfyyyu1664
    @jfhhgfyyyu1664 2 года назад +1

    ኣይይይይ ብራክ እዩ ክባሃል እዩ ዲሕሪ 1 ሰሙን

  • @fjdjjxrvj4jcjrf805
    @fjdjjxrvj4jcjrf805 Год назад

    Aejoka nuruyey marey💓💓💛💛💛

  • @hayatangel1147
    @hayatangel1147 2 года назад

    😋😋😋😋😋😋😜😜😜😝😝😝😝😝😝ካብ ቀደሙለ ሕሾት እዩ ነይሩ ፎካሳት ልላይክ ክትቡሉ ኹሉ ኢኹሙ ትኾኑ

  • @GhdgHhch7
    @GhdgHhch7 2 месяца назад

    ❤❤❤❤

  • @TIEGSTITEKLEHABTU-p8w
    @TIEGSTITEKLEHABTU-p8w 7 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsriti_gal_tdf9803
    @tsriti_gal_tdf9803 Год назад

    ኣይትዓፍነና እንዶ😳😁

  • @genetw_yohanes9549
    @genetw_yohanes9549 Год назад

    አዮኻ፣ ሳለ ብጥዒናአ ይግበሮ።

  • @ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ

    እዚ ኩሉ ላይክ ሸር ሳብስክራይብ ንምእካብ ድዩ ንምንታይ ግን ፎኮስቲ ቅድሚ ሐጂ ብሬክስ ምስ ሰበይቱ ተባኢሱ ዶ ገለ እንዳበሉ ክንደይ ሰብ ደድሕሪኦም ኮለል ክብል ሰብ ሓፊሩ ተሪፉ ሐጂ ከ መን ክኣምነኩም👌🙄🙄🤪🤪🤪

  • @njatnajat3583
    @njatnajat3583 2 года назад +1

    Selam✌️

  • @salamnew5823
    @salamnew5823 2 года назад

    ብራንክ ድዩ

  • @ኣደጎይታይምስበልኩእንድየ

    አስሊን ሃይማኖትኩም ዝይትራከበ ከመይ ገይራ ይከውን

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ

    ነሬ ብራንኪ እዩ ዋ ሕለፉናይ ዶ ግን ብጣዕሚ እካ ትዋሳእ ጅግና ቀፁለሉ ክክክክክክክክ

  • @cow9570
    @cow9570 2 года назад +2

    ከመይ እሞ ስራሕ 🤣🤣🤣😁😁

  • @solyanayesef2174
    @solyanayesef2174 2 года назад +1

    Ajoka xubuk hawey kesilkum kitfethwo ikum.amlak alo.❤🙏🙏🙏🙏

  • @iibroibro4879
    @iibroibro4879 2 года назад

    ስለ ምንታይ ኢዩ ስለ ትግራይ ወላ ፍቅሪ አይተረደአኒ

  • @ገነትጋልሃገረትግራይ

    አጀካ ኑሬየይ ❤❤❤❤

  • @ክቅጽልየ
    @ክቅጽልየ 2 года назад +2

    ማኣስ ከ ተፊቅርኩም ትፈልጡ ቀጽልሉ ጽቡቅ ስራሕ ዩ ግን ሓሪቅና ከለና አይተሕሩቁና

  • @ሮቢሮቢ-ሰ7ሸ
    @ሮቢሮቢ-ሰ7ሸ 2 года назад +1

    ዓፈና ክትክእል😁😁 ብዝኾነ ይመቸኹም ደቅ ሪመይ ኣይትስኣኑ

  • @HK-rn8yx
    @HK-rn8yx 2 года назад +3

    አፃብዕቱ ኽሽኩር ባዕ😉😁

  • @add7768
    @add7768 2 года назад +6

    ሰላም ነሬዋይ ኣነስ ክፎትወካ❤❤❤❤❤