Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
I think TPLF is making a grave mistake to nominate wadi warada as president. He will not be any different than Getachew but in the process the people of tigry will lose a golden opportunity to find some one who can serve the needs of the puplic
As long as Abiy is around, Tigray will not get Western Tigay back. Pretoria "agreement" is just delaying tactic. Even worse is the dirty games Getachew and Tsedkan are playing on the issue. For those two, returning the IDPs is like sending humans back to the moon, even though it is a one day affair.
Stalin shouldn’t you be ashamed to say that Tigray has been occupied? By whom? Wolkait will never be administered by TPLF anymore. Wolkaites are enjoying their freedom and they will be guarding it jealously. Period
Stalin I hope you don't mean it General Tadese werede is not honest at all when he said federal government has committed a crime against region of Tigrai by allowing the amhara region to occupied ? It is not honestly .
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Thank you Zara Media for serving the voiceless people of Tigray
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ተለአል ትግራዎይ
ግምት ቁፅሪ ሓደ ሓደጋ ህላወ ትግራይ እዩ። እዚ ብግዕዝይናን ብሔራዊ ክሕደትን መዘና ዘይብሉ ሕሱር ምምሕዳር ክፈርስ ጥራይ ‘ዩ ዘለዎ።
Ademe tigray tsebibatikum
ጅግና እኻ በርትዕ 👌
ስታሊን ጅግና ቀፅለሉ
እስታሊን ወዲ ህዝቢ👌
ሐዚ ህዝቢ ትግራይ ኩሎም ኣይደልዮምን ! ሓደ ግን ኣሎ ንሱ እውን TDF እዩ :: TDF እውን ብታደሰ ወረደ ክምራሕ የብሉን ! ለማስ ንሰራዊት ኣይመርሕን :: ትግራይ ናብ ቅድሚ 2013 ክመልስ ዘይክእል ዝኮነ ሓይሊ ኣብ ትግራይ ረብሓ የብሉን
ምልኪ በአርባዕተ እግራ ትግራይ አትያ
ወዲ ወረደ ተዋላዋላይ መትከል ሒዙ ትግራይ ናብ ዘይትወፅኦ ሓደጋ ክትአቱ ይገብር አሎ
ግምት ፀላኢ ህወሓትን TDFን ትግራይን እዩ። ግምት እንድሕር ብቕልጡፍ ዘይተመዓራርዩ ክፈርስ ጥራይ ‘ዩ ዘለዎ።
GSTS እዩ ትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ።
ትዕግስቲ በዚሑ ስናይበር ድዩ ዘየለ ኣብ ትግራይ ድፍእ ዘይተብልዎም ነዞም ከፍቲ
Jigna hzbi Tigray fetari yhagiska
ወዲ ወረደ ግን ብጥዕንኡ ድዩ
Amizing channel
NO more Getachew Reda 😡😡😡
know more about Getachow .
እንታኖኻ ፍሊጥካ መሀይም ትግራይ ናደቂ ራያ ኢያ ድፉን ጊሐ
@YuelSamuel-sy5mt ፍንፉን ደምብያ ናይዛ ሓምሓም ኤርትራኻ ግበር። መዋእልኩም ባርነት!
@@yohannesiv4300 ተቦኻእ ወድ ምናምን ሕዚ'ውን ትግራይ ልዕሊ ደቂ ራያ ትብጽሖ የለን ናይ ደቂ ራያ ኢያ።
@YuelSamuel-sy5mt ናይ ቀደም ፅሑፋትካ ክሪአን ከምዝኽእልስ ኣይፈለጥካን ኣለኻ ሓቀይ? ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ ዓጐዛ ኣንፅፉለይ በለ ይብሉ ወለድና ንስኻስ ሕልም ዝበልካ ደምብያ ኢኻ ምስ ትግራይ ዘዛምድ የብልኻን።
Excellent your idea
Very strong 💪 on your behalf of Tigray people ❤🎉❤🎉
thank you stalin
ሰለሞነነ
🎉💥🎉💥🎉💥🎉💥🎉💥🎉💥🎉
ዎው እዛ ነገር ትኸርር ኣላ።
ተጋሩ ንሆልዉናና ክንብል ርግእ ንበል።
ጌታቾው😡
ትክክል
astalin jgna ❤❤
Fetari mhret yewrdelna 🙏
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጅግና 🎉🎉🎉❤❤❤👊👌👌🥦🥦🥝🍓🍅🍆🍉🍒🥭🍇
💪💪💪❤️❤️🙏❤️🎉🎉
መሕፈርይ
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛❤❤❤❤❤❤
ጌታቸው ናይ ኢድካ ኣይትስኣን ቅዱስ ገብሪኤል ቀልጢፍ ይተዓረካ።
ግምት ዓቢዪ ግምትዓቢዪጌ ጋ ይጋይ ጋይጋይ አሎአ ስርዓት ይሓዘልና
ግዝያዊ ምምሕዳር ብልጽግና
vs
ህወሓት፣ TDF፣ ህዝቢ ትግራይ
እዚ ዘይተረደኦ ትግራዋይ እንተሃልዩ ኮይኑ ብድንቑርናን ድሕረትን ዝተጠቕዐ ክኸውን ኣለዎ።
ብጥአሚ ይህዝን እዚይ ሰምኢ ንአብይን ንኢትዬጰያዊያን ንሻእብያን ንአምሃራይ ይቅር ኢሎዬም እንጌታቸውን ደገፍቱን እዚይ እናገበሩ ክትሰምእ መደንገጺ የህዝን ትግራይ የፍርህ ዝመፅ ዘሎ መከራ 😭😭😭😭😭
🎉🎉🎉
እን ወድ ወረደ ገጾም ጠስም ይነትእ አሎ ስልጣን ጥዒሙዋም
ሕዝቦም ረስኦም እዮም
❤❤
ጀግና
ህውሃት መምህርት እያ ህውሃት እንድሕር ትጠፍእ ኩሉ ይጠፍእ።
Zara emmmuuuuaaaaaaa
ህዝቢ እዃ ተሳቂዮ ታይ ኢና ንገብሮ
ስታሊን ሓወይ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ልዕሊ ጅግና በዓል ሀፍቲ ብርሃነ ግደይ ዝገበሮ ማእሰርቲ መቐፀልታ ናይ እቲ ኽሕደት ህዝቢ ትግራይ አዩ
ኣነ እቲ መካን ዝኮነ ግዝያዊ መማሓደሪ ትግራይ እትብልዎ ጨሪሰ ኣይቅበሎን ሕሙም እዩ ::
ሕማሙ ዘመስከረሉ እውን : ብኣብይ ኣሕመድ : ጀ/ፃርቃን :ጌታቸው ረዳ : ጀ/ታደሰ ኣብ እዲስ አበባ ዝተሸለምሉ ሰዓት እዩ ጉዳይ ትግራይ ዝተበላሸወ :: ነዚ ኩሉ ከዓ ደብረፅዮን ዝበሃል ላህማም ናይ ትግራይ መራሒ ብምንባሩ ዝተፈጠረ ሽግር እዪ ::
Development without coordinating money and knowledge is unthinkable
በዓል ቤት ዘይብሉ ህዝቢ ትግራይ
ህዝቢ ትግራይ ወዲ ወረደ ዝብሃል የዕንይዎን ኣፍሪስዎን። መንእሰያት "ኣነ ትግራዋይ " እናሉ ቱታ ዝብሉላ ክልል ትግራይ ኣንዒቅና።
ስታሊን ወድ ወረደ ንብራነ ጌታቸዉ ክሸዉም ከሎ አብመዘጋጃ ሰቢርካ እተዉ ንመን ትፅበይ ኢልዎ ወድ ወረደ እዩ አድ ዝሕምሳ አፅቅጥ ዒሉ አንጃል ዘገምተኛ መሲሉ ተንኮለኛ እዩ አዲስ አበባ ዘሎ ፖላስ ከይወሰዶ እዩ ከም እስስት ዝከዉን ሕዝብ ተግራይ ኸረ ተረባረብ ግደፉ ንሒቁ እዩ ሕዝቢ ጆኖሳይደር ናቀታሊና ኢትዮጲያ መከላከሊ ንሕናኢና ለቂቅናዮ ክንለዋወጥ ዝበለ ቀንደኛ ፀላይና ወድ ወረደ እዩ ዋሐጥዎ
ሰራዊት ትግራይ ሕዚ እውን ካብ ትኻስካ ተበራበር ሕገ መንግስቲ እንዳ ተደፈረ ሱቕ ኢልካ አይትርአ ስርዓት ክገብር ግምት ግበሮ?
ስታሊን የዳኛው ምላሽ ትክክል ይመስለኛል። ሰዎች በህግ በintention አይከሰሱም። ያስባል፣ አስቧል በሚል ሰዎች በህግ ፊት ተጠያቂ አይሆኑም።
ይሁን እንጂ ህግና ፍትህ ባልተረጋገጠበት ሁኔታ እንኳን አስቧል ያስባል ተብሎ ይቅርና ፍ/ቤት ደጃፍ ሳይረግጥ ለአመታት ይታሰራል። ጌታቸውና ፃድቃን ወደዚህ የመሰለ አደገኛ የህግ ጥሰት እየወሰዱን እንደሆነ ያሳያል።
እታ ሐቂ እዚአ እያ
ህውሃት ይወቅስን ፈረቃን ንምንታይ ድል ህውሃት ከፍርድ ዝድለሎ. ኩሎም ፀላእቲ ንሕውሃት ንምጥፋእ ይረባረቡ ህውሃት እንተዘይህሉ ዘሕቲ. ፌደራል አትዩ ወዲኡ መሃለወ ስለዚህ ህውሃት ምስ ህዝቡ ፀቂጡ ሒዙ እዩ ዘሎ. ስለዚህ ግን ሰራዊት ላንጋ ላንጋ ክኾን አይብሉን።
ዮቤክ
ቶም ንግምት ዝድግፉ ሰብ ሃፍቲ ስሞም ንገረና ብፍላይ ቶም ኣብ ትግራይ ኮይኖም ንመፍረስትና ዝድግፉ ሰብ ሃፍቲ ከመይ ሕቆኦም ከም ንጎዞም ንፈልጥ ኢና
ቅልፍ ሽግር ካብ ህወሓት ከድዑ ዝወፀ ብምስትክካል ብምእላይ ነት ዋና ፀላኢ ናይስሕበት ማእከል መንምካኑ ምፍላጥ የድልን
ደርሆ ኮይኖም ሓኒቛም አድራሻ የበለሙን ቤ/ሰብ የብሎምን ሓሳዊ
ወዲ ወረዳ ጌታቸውን ፃድቃንን ብደንቢ ይፈልጡ ኢዩም ::
ካብ ሻዕቢያ ዝተለቆሖ ጥበብ ፡ምጭዋይ
ዘህዝን እዩ ካብአዲሰ ናብመቆለ ምእሳር ውርደት እዩ
የህዝን
ስታሊን እስካብ ኸዚ ተቅርቦም መደባት ይከታተሎም ዕየ ኹልሻብ ሚስጢር ዕዩ አይናገርን አያቃልዕን እትብሎ ነገር አይምችወንን በቃ ሐቃዊ ምድያ እንተኾይንኻ እቶም ሰባት አቃለዕዮም !!!
አዲስ አበባ እንታይ አእቲዎ እዩ ካብ ትግራይ ሰብ አሲሩ ዝወስድ እንታይ እዩ ስታሊግ ኢደ እግሩ ዝጠፍአ ነገር ዋእ እቶም ናይ ትግራይ ሰራዊት ደአ አብምንታይ እዩ ነህ ህዝቢ ጠበቃ ዝኾን።
ስታሊን ኣብ ዓድግራት ሰለማዊ ሰልፊ ንከንቲባ ንምእታው ዝበልካዮ ኣብ ቀበሌ 02 ምምሕዳር ንምግምጋምን ዘይተፈትሑ ናይ መሬትንሰናይምምሕዳርን ባዕሉ እቲ ኣመሓዳሪ ዝቆፀሮ መድረክ ካብ ኩለን ቀበሌታት ረበሽቲ ኣኪቡ ንነበርቲ ቀበሌ 02 እዮም ዝርብሽዎ ዘለው እዚኣ ድማ ኣብ መብራህቲ ሓይሊ እዮም ዝርብሹ ዘለው እቲ ሓበሬታ ጌጋ እዩ ቅድሚ ሀዚ ፅፁይ ሓበሬታ ተቅርብ ነይርካ ኣብዛ ነጥቢ ግና ኣረጋጊፅካ ኣርማ
እስታሊን እቲ ናይ ማእኸላይ ዞባ ኣዛዚ ንምንታይ ኣጊደሞ ኢልካ ትግምት ከምድላዮም ክዕድሩ ኢሎም ሓሲበሞ ነይሮም ግን ድማ ኣብኡ ዘሎ ምልሻ ይኹን ኣማራርሓ ከምዘይ ሕልፎ ብተግባር ይረአ ኣሎ ኣብ ዝለመድዎ መቀለን ዓጋመን ክዕንዱሩ ይኽዕሉ ኣብ ተን ዝሸፈታ ዞባታት ዝበለን ኣይካኣልን ኣብ ማዕኸላይ ናይ ፒፒ ኣባላት ውሕዳት እዮም ክሳዓሩ ድማ እዮም
Komale Haswe
የነበረውን ጦርነት ህወሓት ባይመራው ኖሮ የትግራይ ህዝብ ከዚህ በላይ ያልቅ ነበር።ተወደደም ተጠላ የኤርትራ ህዝብ የትግራይ ህዝብ ወንድም ነው።በትግራይ ህዝብ የተፈፀመውን ጄኖሳይድ ወደ ህግ እያቀረብክ/እንዲቀርቡ እየሰራህ ቀጣይ ጦርነት እንዳይኖር ለሰላም መስራት አለብን።
አብ ትግራይ ኮንካ ንፕሮፐጋንዳ ሀልኪ ዥዋዥወ ፓለቲካ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ና አብ ትግራይ ናይ ፖለቲካ ጥበራ ግዚኡ ዝሐለፎ ፀላእትና አባናክዕንድሩ ባይታ እንዳንፀፍካ ብዋጋ ሕዝብና ቅማር እንዳተቋመርካ ስቃይ ሕዝብና በቃ ክበሐል አለዎ ነዞም ብፍለጥን ብዘይፍለጥን ዘዕጠይጥዩ ዘለው ማዕበላዊ ሕዝባዊ ሕቶና ነጠናኽር መሪሕነት ትግራይ ብዘቀብልና ቃላት አብ መሬት ጥብ ዘይትብል ጥርዓን ድዩ ብኽያት መፍትሒ ክኸውን አይኽእልን እንትርፊ ዕንክሊል።
Wedi werede legal agame eyu lhtit eyu
አየ እስታልን ክልተ ግዜ አዛሪብካና አብ ክንዲ ብዛዕባ ትግራይን ህዝብን ካብ ትዛረብ ወገናዊነት ሒዝካ እተቅርቦ ዘገባኻ ስጋብ ክንደይ ፅንፍ ምሐዝካ አገሪምካና ኢኻ ክብለካ እፈቱ አነ ማንም ይኹን ማንም ዎላ ናይ ጌታቸው ጉጅለ ብድኽመቱ ሪኢኻ እንተትኹንኖ ታሕጉዎሰይ ወሰን ይብሉን ንስኻ ግን ኩሉ ግዜ ናይ ደብረፂዬን ጉጅለ ደጊፍካ እተቅርቦ ሪኢቶኻ ክንዕዘበካ ኪኢልና አለና
ፀብቅ ገይረ ግዝዊ መንግሥት
ስለማዊ ቃልስ ዳረክሽን ምፍላጥ የድል
ንስኻ እውን ድፈር ናይ ጻድቃን ድፍረት ኣይኮነን ድሕረት ዩ ናይ ስልጣን ሰርበደበድ እዩ
Woyane/Tplf will never be allowed to invade Afar Region again for it's Natural Resources.
ሎሚ ነጋዳይ : ጽባሕ እዉን ን ደብረጽዮን ጀነራላትዉን ግዝዮም ይጸበዩ: ብፍላይ መራሕቲ ሰራዊት ብቀንዱ ጀነራል ታደሰ ወረደ : ኢዱ አጣሚሩ ተዓዛቢ ብሙዃን መሪጹ:: ብእዋኑ ነገር ካብ ምቁጽጻር: ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ክኸዉን : ትግራይ ንበላዒ ይህባ አሎ:: ከም ኩሉ ዘላግጸሉ: ዘኽታም አያ ዘይብሉ ኻይና:: ኡይ ዘብል: ዘብኪ እየ :: ወዮ ክእብድን ከዉሕስን ዝግብኦ: ተዓኒዱ ከማ ተዘነበ ወይ ተሰለበ ወዲ ተቢዕታይ ኮይኑ::: አበይ ከይዱ እቲ ምስትዉዓል: ብልሒ: ሓሞት: ትብዓት: መትከላዉነትን??? 😭😭😭
ወዲ ወረደ ነዲሰ አበባ ምካድ ክተርፍ እዩ ማለት ዲዩ
ብዘመነ ደርጊ ዩ ነይሩ ኢ/ያ ትቅደም የሚለው መፈክር ያደናቀፈ / ያሰበ "ድዩ ዝብል ዝነበረ ? ህዚ ድማ ንእሽተይ ዳር ጊ
ገበነኛ እንተኮይኑ ይተአሰር
I think TPLF is making a grave mistake to nominate wadi warada as president. He will not be any different than Getachew but in the process the people of tigry will lose a golden opportunity to find some one who can serve the needs of the puplic
As long as Abiy is around, Tigray will not get Western Tigay back.
Pretoria "agreement" is just delaying tactic.
Even worse is the dirty games Getachew and Tsedkan are playing on the issue. For those two, returning the IDPs is like sending humans back to the moon, even though it is a one day affair.
ezen anisti nay debretsion luukat eyen mnm zeyfelta kida yeewya tebahilen ygerm eyu
No more transitional government in Tigray because times up 😡😡😡😡😡😡👎👎
ኣይተቃፃፅል ከሙኡ ኣይንፅበየካን። ኣብታ ቦታ ዝነበረት ብኩሉ ዝነበረ ሓበሬታ ኣሕልፋ። ህዝቢ ንክብተን ዘይኮነ ክትስርሕ ዝግበአካ ክታኣካከብ ኢካ ክትሰርሕ ዝግባእካ። ኣብ ትዕዝብቲ ዘአቱ ሰራሕ ኣይትስራሕ። ሓበሬታ ካብ ቦንቢ ንላዕሊ እዩ ሓደጋ ዘለዎ። መራሒ TDF ክትከውን ኣይትመኩር። ሞያዊ ሓላፍነትካ ተዋፃእ። ብፁእ ኣምላክ እምበር ብፁእ ሰብ የለን። ሓደጋ ምውዛዕ ሚዲያ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ሓደገኛ እዩ።
እዚ እናፈለካ ንምንታይ ቅድም
እልካ ንህዝብኻ ዘይትገልጽ???
Stalin shouldn’t you be ashamed to say that Tigray has been occupied? By whom? Wolkait will never be administered by TPLF anymore. Wolkaites are enjoying their freedom and they will be guarding it jealously. Period
Stalin I hope you don't mean it General Tadese werede is not honest at all when he said federal government has committed a crime against region of Tigrai by allowing the amhara region to occupied ? It is not honestly .
ከምአምልኩም ክስርቅ ተታሒዙ ይኸውን
ዛራ ሚድያ የሁልግዜ ተመራጭ ሚድያ
ህዝቢ ዋጭ ዋጭ ስለ ዘበልካዮ መፍትሒ አይርከብን ! ሓቁ ካሊእ እዩ ! ህወሓት ድሕሪ ውድቀት ደርጊ ሸዓብያ እያ !! ምናልባት እውን ሸዓብያ ዝኮነትሉ ካብ 1976 ጀሚራ እያ ፍለጦ ጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ድሕሪ 1996 እያ
ለማስ ካድረ
ምኹዃሕ ዘይፍለየላ ማዕፆ !
እዛ ልሳን ትግራይ መርአይት መፃኢ
መዘክር ናይ ድሕሪት ንለባም መንብዒ
ገላፂት ተጋሩ ሽምና መፀውዒ
ንሕና ዘይንፈልጣስ ዝፈልጣ ፀላኢ ፤
መንክብሎ ደራሲ ናይዛ ህያው መፅሓፍ
ነባሪ ዶ ይኾን ? ከምሰቡ ዝሓልፍ
ወይስ ዝተርኣዮ ናይ መፃኢ ፅያፍ
ወይስ ከምዝፍጠር ሪኡ ክኹሕኩሕ ዝሃርፍ
ብዝኾነ ኮይኑ ትግራይ ሃፍታም ትግራይ ድኻ
ማንታ ዝወለደት ኣብ ረግረግ ኣብ ሸኻ
ሓደ ፈታው ከብዱ ናይ እግራ ማሕልኻ
ሓደ ፈታው ህዝቡ በታኺ ማሕልኻ
እዙይ ዕድል ኮይኑ ህያብ ናይዛ ትግራይ
ተፈጢሩ ለባም መንከማይ ብሃላይ
ንባንዳ ዝሓቁፍ ዝፅየፍ ወያናይ
ብመስዋእቲ ብፆት ሚሒር ተሓታታይ
መዕፆ ንኽትኩሕኳሕ ኳሕኳሒ ጎታታይ !
ብዝኾነ ኮይኑ ሓሊፎም ነበያት
ቃሎም ናይ ሓደራ ተግባሮም ብሉፃት
መስዋእቲ ዝመርፁ ካብ ጥልመት ካብ ክሕደት
ብቃላት ዘይኮኑስ ብተግባር ፍቱናት !
ኣብነት ታሪኽና ሙሴ እንታይ በለ
መስዋእቲ ምስ መፀ መሬት ምስደስከለ
ዕድለኛ እየ መስዋእቲ ምኽፋለይ
ኣብ መትከል ምሕላፈይ ዕዳይ ኣቕሊሉለይ
እንተ ተረፍቲ ግን ሕዘኑ ብፆተይ
መስመር እንትትክሕዱ ሽዑ እንድዩ ሞተይ
ስለዙይ ዕዳኹም ክፈሉ ሃየ እዛመትከለይ
ዝብል ቃል ንውላድ ዘስንቑ
ኣብ ህፃንነቶም ኮላይ ኣብ እርጋኖም ንቃል ዝወድቁ
ነዙ ሓቂ ፀይሮም ዕማሞም ዘፅደቑ
ብመስዋእቲ ዕሸል ከይተመፃደቑ
እዙይ እያ ትግራይ ኣደ እዞም ማናቱ
ገሊኦም ሓደራ ብዳርካ ዝግዕቱ
ገሊኦም ኣብ መስመር ቁማር ዝፃወቱ
ገሊኦም ብንብዓት ህዝቦም ዘቋምቱ
ምኹሕዃሕ ኣትሪፎም ታሪኽ ከበርክቱ
ኣብ ስራሕ ዝሓድሩ ነዊሕ ዝጥምቱ
እዋይዛ ምኹሕዃሕ ዘይፍለያ ማዕፆ
ምኹሕዃሕ በዚሑ ኩሉ ብዝመፆ
ሎሚ ግን ገዲዱ ስሒቱ ሃዲዱ
ባንዳ ንምድጋፍ ስዉእ ተኻሒዱ
መዕፆ ንኽትስበር በቃ ተፈሪዱ
ኣፍታ ሓንቲ ማህፀን ምርጋሕ ገዲዱ
ማናቱ ንባዕሎም ክተሓራረዱ
“ክብርን ሞገስን ነቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ነባራትን
ሓደሽትን በይዛ ህዝቦም ዋጋ ዝኸፈሉ ጀጋኑ!!!”
“በመ/ሃ/ሰናይ”
ወይ ትግራዋይ አሳሪካ ብዙህ
ትግራዋይነትካ ሓቢእኻ ብቓንቓሃ ምዕራብ እውን ተአቂብካ ባርያ ኮፕንካ ምንባር እዩ ንሽዋ ገፁ ዘሓስብ እንተልዩ. አዲስ አበባ ዘለው ሰባት እዚአ አፀቢቆም ይፈልጥዋ እዮም. ናይ ትግራዋይ ስነ ልቦናዝኸ ነዚ ይቅበል ዶ ግድም ክንእቅብ ሓድነትና ነጠናኽር።
Bealdekum tefeltu kursetat
ብሱሩ ከ ዝጥያቀ እዙይ ንባዕሉ ክጥይቅዎ ዝነበሩ እቶም አብ ውሽጢ አኬባ ዝነበሩ እዬም
እስታሊን እውን እትገርም ኢካ ! ጀ/ፃርቃን ህወሓት ከፍርስ ይደሊ ኢልካ ! ንስካ ኣባል ህወሓት ኣይኮንኩን ከዓ ትብል ! ንስካ ዲካ ካብ ጀ/ፃርቃን ንላዕሊ እትፈልጣ መስዋእቲ ከፊልካላ ? እንታይ ኢካ እትብል ዘለካ ! ጀ/ፃርቃን መጭበርበሪ ንስካ ከ እንታይ ይበሃል ሹምካ ?
እኒ ጌታቸው ኣሰፋ ካብ ትግራይ ኣሲሮም እንትወስዱ ከ ናብ ፍርድቤት የቅርቡ ዶ ኔሮም ???
እቶም ሃፍታማት ናታቶም ናይ ሃፍቶም ምንጪ profile. ከ እንታይ እዩ ?? እናተፋለጥና ክንተዓሻሾ ኣይንሞክር
ታይ ኣአተወካ ሓሻዊ
ነውራም ኣረጊት ካድረ ግምት። ዕድሜኻ ምሰል ኣብ እትንስሐሉ ዕድመስ ሕልናኻ ሸይጥካ ካድረ ናይ ምምሕዳር ክሕደት ልዕሊ ምዃን ዘሕፍር ነገር የለን።
Tegisti aybezehen do tebel? staline