‪@Amora_Media‬

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии • 251

  • @mulugebreslassie9357
    @mulugebreslassie9357 8 часов назад +5

    ንበረልና ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓቀኛ ተባዕ

  • @Rahwamenberu
    @Rahwamenberu 9 часов назад +5

    ❤ሰራዊት ትግራይ ብልየን ዓይኒ ትግራይን ተጋሩን ብምኻኑ መድሕን ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ክቅፀል እዩ።❤

  • @AddisuWoldemichael
    @AddisuWoldemichael 19 часов назад +8

    Thank you TDF for your service
    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @logout991
    @logout991 11 часов назад +5

    Go Ahead👏👏👏

  • @LichiKahsay
    @LichiKahsay 19 часов назад +14

    ሰራዊት TDF ሃልውልና ህዝብና ክህልው !!

  • @bu12-_
    @bu12-_ 18 часов назад +7

    አቱም ከዳአት ንዬሃንሰ ጅግና ትፃረፉሉ ምራል የብልኩምን ጨማልቅ ኢዂም ኪዱ ተደመሩ ተሓሸከሩ ፒፒዂም

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 18 часов назад +10

    ተግባር ዘንጊዕኩም

  • @TunaDehun
    @TunaDehun 15 часов назад +10

    አብ ትግራይ ቡዙሕ ገንዘብ ትግራይ ንምፍራስ ፈሲሱ እዩ ቡዙሕ ሰብ በኪሉን ዓሲቡን እዩ አዙይ ንምፅራይ ቆራፅ አማራርሐ የድሊ

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 8 часов назад +3

    Proud of you TDF!!

  • @TeweldeGebru-yn5jc
    @TeweldeGebru-yn5jc 13 часов назад +10

    ጌታቸው ብልፅግና እዩ ምስክር ባዕሉ እዩ

  • @kifleghide3671
    @kifleghide3671 19 часов назад +9

    አጆኩም ጀጋኑ

  • @EphremGech-mm7ir
    @EphremGech-mm7ir 4 часа назад

    ጅግና ናይ ጀጋኑ መዲደይ ❤❤❤❤

  • @girmesokifle-r3c
    @girmesokifle-r3c 12 часов назад +3

    Kubrat jeneralatna kbri neakum ❤❤❤❤...

  • @BahtaGebremeskel-d5h
    @BahtaGebremeskel-d5h 6 часов назад

    ብሄራዊ ዕርቂ ብሄራዊ ጉባኤ ን ትግራይ
    #Say no civil war in ትግራይ

  • @GereMamu-qg3op
    @GereMamu-qg3op 6 часов назад

    ጅግና

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 20 часов назад +5

    ነሓደ ጉጅለ ህወሓት እንዳደገፍካስ ፖለቲካ ትግራይ ዲሚሊተራይዝ ምግባር ይበሃል?

  • @MeargHaylemariam
    @MeargHaylemariam 20 часов назад +11

    ጆነይ ፅረ ባንዳ አይዞካ ሕድሪ ጉዑሽ ስውአት ከይተዐብር ✊✊✊✊✊✊✊✊

  • @tsab826
    @tsab826 18 часов назад +11

    ንቶም ሕሱራት ባንዳታት ጉጅለ ጌታቸውን ፃድቃን ካብስሮም ማሓውም!!

  • @adanemeresa2144
    @adanemeresa2144 12 часов назад +2

    Action !

  • @mebrahtenmurutse6876
    @mebrahtenmurutse6876 16 часов назад +6

    2 መልሃስ አየ ጅግና ተዋረድ ትብሎ ተሎ።

    • @gebrehailezgiatsbeha5114
      @gebrehailezgiatsbeha5114 9 часов назад

      ኣብ ዝሓለፈ እዋን ተጠሊዑ ካልእ ነገር ይዛረብ ነይሩ ሐዚ ድማ ተገልቢጡ ካልእ

  • @YotaAsefa-b8p
    @YotaAsefa-b8p 10 часов назад +1

    ❤❤❤❤

  • @AtomicGroot
    @AtomicGroot 4 часа назад

    መራሕትና ጀነራላትና ንበርሉና

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 20 часов назад +4

    Thank you kubur jgna hv hawna medd ሳላኹም ትግራይ ኣላ ክብል በለ ግን ኣይተደፍአን ጀጋኑና ዕድሚኦምን ሂወቶምን ንትግራይ ዘረከቡ ነዚኦም ዘናኣእስ ኣይንፈቕደሉን ባንዳ ክኸውን ጥራሕ ኢዩ ብልጽግና ዑሱብ ጥራሕ ኢዩ ትርጉም ኣይንህቦን TDF TDF TDF ኮባዂብትና Thank you for you service

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 19 часов назад +3

    ለውጢ ዶ ዪብል ኣይነበረን ኣንታ። ንሕናዶ ተጋጊና ወላ ንሱ ለኽቢጡ።
    መንእሰይ ለውጢ ዪደሊ ኢዩ ዝብል ዘረባ ዓጺፉ። ዋይ ጉድ።

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 7 часов назад

      ሓማስየን ለውጢ ንደሊ ማለት ስርዓት ሀደሽደሽ ተመዛበልቲ አይመለሱ ድዩ ኢሉ ናይ ቨድካ ሉኡካ

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 21 час назад +7

    መሕፈሪ ባህላዊ ጀነራል
    እንታይ እዩ ተካሒዱ ወይ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ

    • @skylimit1423
      @skylimit1423 20 часов назад +2

      ብርሀኑ ጁላ ጋር ሒድ። ዘመናዊ ጀነራል ነው 😁😁

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 19 часов назад

      ​@@skylimit1423ለብርኑ ጁላ እማ እግሩ ነዉ ሚሳለሙት 😂😂

    • @girmesokifle-r3c
      @girmesokifle-r3c 12 часов назад +1

      Yes joneralatna bahlawiyan...hzbna bahlawiyan...nhna bahlawiyan....bahlna sle nekbr eyu....banda zeynkewn...

  • @kidukahsay4415
    @kidukahsay4415 12 часов назад +5

    ተግባር ደንጊኹም

  • @MulubirhanYikunom
    @MulubirhanYikunom 15 часов назад +2

    Keyesereh Neketserku egri keytekel geyrkayo

  • @habeshaTiktok983
    @habeshaTiktok983 8 часов назад +1

    TDF ❤❤❤

  • @MeargHaylemariam
    @MeargHaylemariam 20 часов назад

    ድምፅ ንፁር አይኮነን ዘሎ 🎉🎉🎉🎉🎉✊✊

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z 18 часов назад

    እከታተለኩም እየ ኩሉመደብኩም ጽቡቅ እዮ ግን ናይ ጽሬት ሽግር አለዋ እሞ ገለ ግበሩ ክብል ይላቦ ።

    • @Amora_Media
      @Amora_Media  17 часов назад +2

      ክብረት ይሃበልና ሓው በረከት ብሞባይል ስለ እንቐረፆ እዩ ሓለሓሊፉ ናይ ድምፂ ፀገም ዘጋጥም እሞ ንሬኢቶኻ እናመስገንና ኣብ ቀረባ እዋን ክነመሓይስ ኢና።

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 19 часов назад +6

    ትግራይ ተበቲና
    መሕዘኒ
    እንኳዕ ደስ በለኩም አደመ !!!

    • @fkreayele3056
      @fkreayele3056 18 часов назад +2

      አደም ማለት እቲ ንወዲ በሻሻ ዝሸጠኩም ጉጅለ ፃድቃን ድዮም?

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 7 часов назад

      ሕርር ተደሊኪ ምስ ዓልየትከ ተገፀሊ ትግራይ ገና ኽትቅፅል እያ

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 13 часов назад +1

    ሰላምኩ የብዛሓዮ ጀጋኑና 💊ህዝብና ይስዕር💪💊❤️

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller 44 минуты назад

    ጉድ ሰሚዕና ንስኻሰ መራሒየይ ኔርካ ጆን ሓፊረ

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 19 часов назад +1

    Conceptual question, difference between a professional army and armed freedom fighters, fundamental!

  • @welday232
    @welday232 20 часов назад +4

    ትግራይና ጠቕሊላ ብናይ ወታደር ፖለቲካ እንድያ ትመሓደር ዘላ

  • @Titi-c5r
    @Titi-c5r 7 часов назад

    The only solution for Tigray is unity!!!

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 19 часов назад +3

    This corrupt general said we need to sacrifice more young men and women. Don't listen to these arrogant generals who who care about power only.

    • @danaitgezehagn6987
      @danaitgezehagn6987 17 часов назад

      you don't have the capacity even to judge him he is one of the Tigrian Heroes

  • @atakltialemayo7181
    @atakltialemayo7181 13 часов назад

    ከመዚ ስብኣይ እዙይ ዝበለ ነፋሒቶ ሪአ ኣይፈልጥ፡፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መልሓስ፡፡
    ብጅግንነት ትሕቲ ዕድመ መናእሰይ ዝመፀ ዓወት ነዞም ከመዚኦም ዝበሉ ዋርድያ ድሕረት ጀጋኑና ኢልና ክነሞግሶም ከለና እዩ እቲ ስሕተት፡፡
    ጅግና ምስ ሞተ፡ ንኸምዚኦም ዝበሉ ኣብ ሓደ ለይቲ ቃሎም ዝዓፅፉ ኣትማን ሰማይ ምስቃልና እዩ እቲ ጌጋ፡፡
    ግዝያዊ መንግስቲ ኣይሰረሐን ዝብል ዘሎ ለኽባጥ፡ ግዝያዊ መንግስቲ እኮ እታ ዝዓበየት ዓቕሙ ውሳነታት ምሕላፍ እያ፡፡ ነታ ብግምት ን ካብኔኡን ዝተወሰኑ ውሳነታት ናይ ምፍፃም ሓላፍነት ከዓ ፅጥታ ንመርሕ ኢና ዝብሉ ኣካላት እዮም፡፡ እቲ ወዲ ወረደ ዝብልዎ "ሂወት ዘለዎ ሓወልቲ " ብመንግስትን ካብኔን ዝተወሰኑ ውሳነታት ከይትግበሩ ብሰራዊት እናዓንቀፈ፡ ምምሕዳር ዞባታት እናዓፀወ፡ ነገር ግን ሚድያ ኣብ ዝረኸቦ መንግስቲ ምኻኑ ረሲዑ መንግስቲ ስሐ፡ርሑ ኣይሰርሕ እሎን እና በለ ይዝርብብ፡፡ ከመይ ድዩ መንገግስቲ? ስቡሓት ርእሲ

    • @tsegaykidanu6536
      @tsegaykidanu6536 12 часов назад

      ክቡር ፀርፊ፣ትምክሕቲ ናይ ዓቅሚ ምንኣስ ምክንያት እዩ።ስለዚ ፀርፊ ገዲፍካ ኣብተን ብጀኔራል ዝላዓላ ዘለዋ መሰራታዊ ነጥቢ ፈሊካ ብሓሳብ ተካታዕ።

  • @haderagidey8183
    @haderagidey8183 19 часов назад +1

    ጀጋኑና ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ኣምየን ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b Час назад

    መዲድ ንትግራይ ኣይትውክልን ወታደር ተሓሕት ሙዃንኻ ክትሓፍር ይግበአካ ሉኡኽ ሓደ ጉጅለ ኢኻ

  • @AbduAbduberhe
    @AbduAbduberhe 16 часов назад

    ሐደ ወለዶ ወጣት ትግራይ ንመሰዋእት ክዳለዉ ኣለዋ ዝበለ ደም ወጣት ትግራይ ሰትዩ ዘይፀግብ።ጌታቸዉ ወይ ፃድቃን እሉዋ ተዝኸዉን ሐደ ወለዶ ንመሰዋእት ይዛጋጆ ናይ ወያነ ምድያ ከም ነፀላ ዜማ ዓመት ከጉርዓ ነይረን። ሉኡኽ ናይ ናይ ሓደ ፖርት ክኸዉን ኣይንፈቅድን ሰራዉት።ንሰኻ ሰራዉት ኣይትዉክልን።ናበይ ትኣትዩ ከምዘለኩም እዉን ኣይርድአኩምን

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 19 часов назад +5

    ምልኽባጥ ፅቡቅ ኣይኮነን:: መንእሰይ'የ ትግራይ ይኣክል ይብለኩም ኣሎ:: ምስ ክብሩኹም ውረዱ:: ትዕግስቲ ኣፀንቂቅኩም ናብ ምትህልላቅ ኣተምርሑና::

    • @fkreayele3056
      @fkreayele3056 18 часов назад

      አታ ወዲ ሙሩክ አይትረብሽ

    • @werkishire
      @werkishire 10 часов назад

      men diyu ab siltan zelo?🤣

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 13 часов назад +1

    ሰላምኩም የብዛሓዮ ንበርልና ጀጋኑና 💛🙏🏾❤️

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 9 часов назад

    ፀላኢ እማ ከይንብል ካብ ደብረብርሃን እኮ ተመሊስኹም::ኸዚ ህዝቢ አይትሃውኹ ካብ ፖለቲካ ውፁ ለቡሙ ዘለአለም ህውከት መከራ ችግር........ፖለቲካ ትግራይ ሓድሽ ርእሲ የድልዬ እዩ::ንመንእሰይ አረክቡ ካብ ኢሳያስ ድአ ብምንታይ ትፍለዩ ስልጣን ርስቲ አይኾነን ይአኽለኩም ስልጣን እንተኾነ ናይ ኢትዬዽያ ይዓብይ ነይሩ::ንግልጋለትኹም የቐንየልና::ትግራይ ሰብ አለዋ!!!

  • @اال-ب7ت
    @اال-ب7ت 14 часов назад

    ብጣዕሚ ዝርህዝን እዩ ትማሊ ናይ ማንም ወገን አይኮናን ናይ ህዝቢ ትግራይ ኢና ናበልካ ፀኒህካ ህጂ ኩሉ ትጉድለታት ናብ ጊዚያዊ መንግሥቲ አሸኪምካ ብደብረፅዮን ዝምራህ ህዋህት ንድግፍ ማለትኩም እንታይነትኩም ዝገልፅ እዩ።

  • @alamatatoday8002
    @alamatatoday8002 4 часа назад

    ዒባ ወዲታ ዓጣሪት ሰይጣናዊ ተግባር ዝተሓንገጠ ሌይባ። ንዘይፈለጠካን ንዘይተረደአካን ንገሮ

  • @gebregiorgiskahssay2657
    @gebregiorgiskahssay2657 18 часов назад

    እዋይ መሕዘኒ መዲድ ከምዚ ትብል ኣለኻ! ንመኸተስ ኣብ መንገዲ ዝተሓወሱ እናበልኻ ትህንደድ ኣለኻ። ብጣዕሚ የሐዝን እዙይ ኣበሃህላኽ ኣብ መወዳእታ ተሰሊፎም ኣብ መንገዲ ብድሮን ዝተጨፍጨፉ ሰማእታትና ምንም ዓይነት ኣስተዋፅኦ የብሎምን ከምትብል ዘለኻ ይርደአካ ኣሎ ድዩ? መዲድ! ነዚ ቃልኻ መዓዝ ኮን ትኾን ትንሳህ?

  • @gebrudesta4119
    @gebrudesta4119 Час назад

    ጆን መዲድ ጀነራል ጉጅለ ድሕረት‘በር ጀነራል ህዝቢ ትግራይ ከምዘይኾንኻ አረጋጊፅኻ ኢኻ።

    • @SeyoumBerhe-v4i
      @SeyoumBerhe-v4i 51 минуту назад

      አንታባንዳ ገብሩ ደስታ ናይ ሽዋ ሌባ ኢኻ

  • @fetgfwet9654
    @fetgfwet9654 16 часов назад +4

    ክቡር ኣቦና ትግራይ ንስካን ደብሪፅን ኢኩም ተድሕንዋ ወጥሩ ንምዕራብ ትግራይ ክሽወጥ ኣይኮን ተሰዊኦም ኣሕዋትና❤❤❤❤❤❤❤

  • @welday232
    @welday232 20 часов назад +6

    መኸመተ መኸተመኸተ ኣይትበል ቡኹት ሳላ ኣሜሪካ ብድርደር ድሒንካ

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 19 часов назад

      ኤሜሪካ በልካ ወዲ አባይ ጋሕባ ቅልጽም መንእሰይ ትግራይ እዩ ጓሓፍ

  • @hadishgebreyohannes2373
    @hadishgebreyohannes2373 9 часов назад

    ባዓል ማንታ መልሓሲ መንከኣመነካ

  • @welday232
    @welday232 20 часов назад +7

    ሰራዊት ሞንጎኛ እዩ ትብል ዘለኻ ኣንታ ኣረጊት ጃሪካ/ጀኔራል/ ንምንታይ ድኣ ንሕወሓት ኣደመ እየ ዝድግፍ ኢልካ ወሲንካ ግምት ከይሰርሕ እኮ ባዓል ንስኻ ስልጣንኩም ከይትሕደጉ ብረት ተዋጣውጡ ዘለኹም

    • @fkreayele3056
      @fkreayele3056 18 часов назад +1

      አብ ትግራይ ዝተመርፀ ውድብ ሕወሕት እዩ:: ብልፅግና ትግራይ ዘይበሉ ደሊካ?

  • @Tilahun-fl9lj
    @Tilahun-fl9lj 18 часов назад

    ጀጋኑ

  • @MulaGhiwot
    @MulaGhiwot 16 часов назад +2

    Tdf jigna

  • @TewodrosTefera-n2p
    @TewodrosTefera-n2p 12 часов назад

    ወርቂ ሐፂን ስርናይ ካብ ህዝቢ ዝሰረቐ ፤ አብስልጣን እናሃለወ ካብ ዝመርሖ ህዝቢ ሐደ ሚልየን ዝበልዕ ሐደጋ ዘይተኸላኸለ ፖለቲካዊ ውዳበ፦ ዝበለ ተበለ ካብ ተሐታትነት አየምልጥን ። ታሪኽካ አይተበላሽው።

  • @haileabay4021
    @haileabay4021 10 часов назад

    ስጉምቲ ዝጠልብ እዋን እዩ ስጉምቲ ውሰዱ::

  • @goitomkidanu7691
    @goitomkidanu7691 9 часов назад

    መልስ ከምዕትሮ ጠፍጥፉ ዝፈጠሮ መቶታለቃ ኢኻ

  • @haderagidey8183
    @haderagidey8183 19 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsehaiehaile6725
    @tsehaiehaile6725 20 часов назад +3

    ናይ ህወሓት ጉጅለ ምዃኑ ዘርኢ ኣብቲ መድረኽ ናይ ወይን ማይክ እምበር ናይ ዲዳብሊውን ተግራይ ቲቪን ወይ ከኣ ካልኦት ሚዲያ ግለሰባት እኳ የብሉን።

  • @TsegayAsgele-r3g
    @TsegayAsgele-r3g 2 часа назад

    I have some questions which I coudn't clearly understand the root causes to the going on political confusions in the Tigray Region. (1)What are the major problems that have been obstructing or disabling the transitional government from performing its duties and responsibilities in time? (2)Why is the TPLF party engaged in a diehard struggle to remain in power despite the rising people's demands for power sharing ?(3) Why didn't the old TPLF generals try to bring young heros with new ideas and initiaties to come to the forefront leadership in the TDF armies and then act as backbencher advisors?(4). Why are the old genersls given the mandate to directly meddle in the region's political management processes, includings obstructing people's demands for timely changes? (5). Do the TPLF leaders, cadres and generals fairly represent the whole zones in the Tigray Region? Why are the old generals tending to support TPLF leaders' refusal for timely appropriate democratic changes in the Tigray politics despite popular demands? (6) Are the generals intending to control power in the region? If so it would be a grievous mistske.

  • @tamerattsegay5299
    @tamerattsegay5299 16 часов назад

    ሐዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሓይሊ ብግልፂ ናይ ባንዳታት ስብስብ እዩ እዚ ንትግራይ ከድሕና እዩ ኢሉ ዝሓስብ ትግራዋይ ግን

  • @tigray447
    @tigray447 18 часов назад

    Viva Tigrai and TDF 💛 ❤

  • @weldegebriealHagos
    @weldegebriealHagos 16 часов назад

    ሕቶህዝቢትግራይ ዝምልስባዓልስልጣን የለን ንድሕሪሕጂዉን ጉዳይዉልቀረብሑኡምበር ብጉዳይህዝቢ ትግራይ ዝግደስ ክመጽአ ኣይክአልን ምኽንያቱ ባህሪተጋሩ ስለዘየፍቅድ ትግራይነበር ኣሰርከይገደፈት ትጥፍኣላ ቻዉ ቻዉ ቻዉ ጥራሕ

  • @gebretekledesta8195
    @gebretekledesta8195 8 часов назад

    ኣባልን ደጋፍን ህወሓት ጉጅለ ደብረ ጽዮን ሰረቕቲ ሓጺን መግብን መዓድንን ብብሊዮናት ልቑጸር ካብ ዲያስፖራ ልተልኣኸ ናመኸተ ህዝቢ ትግራይ

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 7 часов назад

      ትግርኛ ፅሓፍ ጥዋይ

  • @guishassefa2816
    @guishassefa2816 11 часов назад

    ጉጅለ ጌታቸው እኮ ሰራዊት ትባሃሉ ፍጡራት ፖለቲከኛታት ዝገዛእናኩም ናይ ፋሲካ ኣባጊዕ ስለ ዝኮንኩም ሓሳብኩም ክትገልፁ መሰል የብልኩምን እዮም ዝብሉ ዘለዉ።

  • @GebreanenyaTsegay
    @GebreanenyaTsegay 20 часов назад +3

    ገልበጥበጥ ናይ ዘይ ህጋዊ ጉባኤ

  • @dawitmesfin8867
    @dawitmesfin8867 9 часов назад

    ሰቀዘቅዝ ቢድካ ክምቅ ብማንካ...ዝዐይነቱ ፖለቲካ እዩ እዚሰ....

  • @Tilahun-fl9lj
    @Tilahun-fl9lj 18 часов назад

    ጀግና

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 16 часов назад

    አንታ ንስካ ኢካ ሽግር ትግራይ ምስ ኢሊት ዓድዋ በለይቲ እንዳመከረካ መንግሥት ከይስርሕ ዘገበረካዩ

  • @AssefaKindeya-di8ze
    @AssefaKindeya-di8ze 11 часов назад

    መጋበሪያ ናይ ጉጅለ አደመ

  • @bu12-_
    @bu12-_ 18 часов назад

    ❤❤❤❤

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 15 часов назад

    ሓደ ሚልዮንን ፈረቓን ሰራዊት ዝተቐዘፈ እኾ መሳርጂ ፖለቲካ ስለዝኾነ እዩ። ሕጂእውን ገና ኣብ ነንሕሕዱ ክጣፋእ እዩ።

  • @user-dd6mp3uf7r
    @user-dd6mp3uf7r 37 минут назад

    ዮሃንስ መጣጢ ደም ምስ ጉጅለ ኣደመ ክትድምሰስ ኢካ ኣንታ ወዲ ዛርቲ

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 14 часов назад

    ዕጥቅኹም ከየውረድኩም ብጽሒት ገንዘብ ናይ ትግራይ ጅሆ ሒዝዎ ኣሎ። ንዓኹም ኣሚኑ ኣብውግእ ምሳኹም ኣይኣቱን እዩ። መዋዛሎም ጀነራላት ናይ ኢትዮጵያ ዝነበሩ፡ ንመከላከያ ናይ ኢትዮጵያ ዝኸሓዱ፡ ድሕሪ ሕጂ መከላከያ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣይክዓርድን እዩ። ንተጋሩ ኣይክኣምኖምን እዩ።

  • @سميرة-م1ظ
    @سميرة-م1ظ 16 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Bofiemedia-ze3ne4qu1p
    @Bofiemedia-ze3ne4qu1p 9 часов назад

    ሰራዊት ሪስሓት ነጋ

  • @TewodrosTefera-n2p
    @TewodrosTefera-n2p 12 часов назад

    አብናይ ህዝቢ ሕቶ አጎዝጒዝካ ድኩማን ፖለቲከኛታት ዕንክሊሎ ከተድሕን አይትኽእልን ። አይትጋገ ።
    ህወሐት ንምድሐን አይተቓለስናን ።

    • @YotaAsefa-b8p
      @YotaAsefa-b8p 11 часов назад

      ጌታቸውስ ምንድነው

  • @SibhatLemlem
    @SibhatLemlem 13 часов назад

    አቱም ጀጋኑ ቶሎ ናብ ተግባር እተው ቃልስኹም መስዋእትኹም ጌታቸው ምስደገፍቱ ዘይተጋደሉ የንቛሽዮ ውረድ በልዎ ናሸራተኑ ይኺድ ሰካራም እዩ

  • @HiwotHiwina
    @HiwotHiwina 20 часов назад +5

    አየ ትግራይ ማኣዝ ይኻን ዝሓልፈልኪ በቃ ናይ ሓደ ዓሌት መዐንደሪት ካይንኺ መዎፅኣ ይሃብኪ

    • @ማማG-o3i
      @ማማG-o3i 7 часов назад

      ሓካኪት ዓልየትኪ ይርገፉ ጓልዛ ብዳ ዓልት ዘብልኪ ናይ ፅርግያ እንመን እዮም እተተባሃልኪ ዘትምልሲ ኢኪ ዓቆል እግሪ

  • @EdilkokebMuller
    @EdilkokebMuller 47 минут назад

    ኣታ ሰራቂ ወርቂ ፈሊጥናካ እት ኹሉ ጅግንነትኻ በሊዕኻዮ

  • @abrahagebreyohannis
    @abrahagebreyohannis 17 часов назад

    true idea u are proud of tigray

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 20 часов назад +4

    Who gave them the authority to talk about politics?

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 14 часов назад

      Because they are ignorant/ they do not understand the formula

    • @mulatadisu6929
      @mulatadisu6929 14 часов назад

      Tplf is ever stupid party from the beginning established to kill our people

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 11 часов назад

      @@TimmyTurner5-l5zደንቆሮ

  • @abrhahaftu8182
    @abrhahaftu8182 16 часов назад

    እስካ ሐዚ ክልተ ዓመት ሙሉእ እንታይ ትገብሩ ነይርኩም?

  • @RozaGoitom-x6w
    @RozaGoitom-x6w 18 часов назад +1

    ጀግና ክቡር መራሕና ሳላኩም ህዝብና የንትንፍስ ኣሎ እምነት ነብሰወኸፍ ህዝብና አብተጋደላይ እዩ ነበሩና

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 17 часов назад

    አንታ ግድፈ አብ መጎጎ ተሐቢኡ ዘነበረ እንዲካ ይድግፋ እየ ትብል ዘለካ ጆን ክትሐፈር ኢካ

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 18 часов назад

    ዕጥቂ ንፀላኢ ይትረፍ ንፈታዊ አይፍታሕን አቱም ሐሳሳት

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 12 часов назад +2

    Jegna sebay

  • @Nnnwwwddd-pj4jj
    @Nnnwwwddd-pj4jj 4 часа назад

    ኽላእ ተገጢምኩ ኢኹም

  • @KahsuTsegay-n4e
    @KahsuTsegay-n4e 16 часов назад

    ሕቶኹም ንዓና ታሕተዎት አባላት ሰራዊት ዘየካተተ ዩ ደገፍቲ ውድብ ኢና ትብሉ ታይ ማለት እዩ ሲቭል ኮይንኹም ዘይትድግፉ ውርደታማት

  • @mulatadisu6929
    @mulatadisu6929 14 часов назад

    እዋይ ኩላ እያ ጉጅለ ኮይና

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 19 часов назад

    Now they change from supporting the SERAQI Gujile to TDF. Suffering. Who go to Abiy many times to ask for the chairman of the interim government? Is it not seraqi Debretsion? You yourself asked to go to Addis to meet Abiy but Abiy didn’t want you to come to Addis. What is the reason you asked to go to Addis? Not for power?

  • @Yah4918
    @Yah4918 17 часов назад +3

    መራሕትና ዓይኒ ፀላእትኹም ይደፈን ካብ ናይ እኒ ኦፕዲኦ ናይ እኒ ኣባዱላ ገመዳ ሽርሒ ጥንቅቅ በሉ ኣባዱላ ሕዚ ውን ኣብ ርእሲ መራሕቲ ኢሊት ተጋሩ መራሕቲ ዝገብሮ ንዕኦም ናይ ምጥፋእ ሽርሒ ደው ኣየበለን😮😢😮😢😮 20:06

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 15 часов назад

    ሓቂ ኣብትግራይ ተቐቢራ እያ። እስኻ እውን ትሕሱ ኣለኻ። ሰራዊት ናይ ትግራይ መሳርሒ ናይ ወያነ እዩ። መንግስቲ ትግራይ ደብረጽየን መራዝሒ ኣብ ዝነበረሉ፡ ንእብዪ ንምህምጣል ንመከላከያ ደቂሶም ከለዉ ዝቐተለ ሰራዊትሲ ትኽሕዶ ኣለኻ።

  • @MebratomHailu
    @MebratomHailu 16 часов назад

    ጂግና 🎉🎉🎉

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 17 часов назад

    አይንፈልጥን ትብል አለካ

  • @goitomkidanu7691
    @goitomkidanu7691 9 часов назад +1

    በኽብሩኹም ሐሉው ሐሽከር አደመ

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 8 часов назад

      ሀሻክር ብልፅግና ነይ አብይ ጭገር

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 16 часов назад

    ያው እዩ አብ ናትካ ጥቅሚ ድአ ይሙት

  • @mulatadisu6929
    @mulatadisu6929 14 часов назад

    ሰራዊት ኣብ ፓለቲካ ክሕምዙቕ መን እዩ ፈቒዱሉ እምበር ባህላውያን

    • @Archfs
      @Archfs 12 часов назад

      ንሳቶም እንዳተቃለሱ ጌታቸው ክውስን! ከብት

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 12 часов назад

      ላህማም
      አቢይ ወታደር እንድዩ ፡
      ናይ ኢትዮዽያ ወታደር ፖለቲከኛታት ሃምዞቅቲ ሃገር ዝዘርጉ እንድዮም ንዚኦም ከ እንታይ ትብሎም?

  • @OsGh-pu6xh
    @OsGh-pu6xh 14 часов назад

    ከዳዕ ኣብ ቃሉ ዘይ ፀንዕ ትማሊ እንታይ ትብል ኔርካ ሎሚ እንታይ ትብል ኣለኻ ኣትፈልጦን

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 17 часов назад

    ውይ ግዜ