Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
Tefa hawey hade mealeti kab tom bereget nehamedu zewealu meneseyat amesalena moral kekunum betame eyuom hageseumuna abe zekerebe ewan ametealena
Anta tefetawi azen gihe dea nabey awtsiomen abzi do seb yatu eu ab sefer gihe koynom neti lhtitt zkone srattt
👍👍👍👍😘😘😘😘
ሰልጠነ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ስለ ኹሉ ኢዚ ክዛረብ ዝጸነሓ። ሓስዩ ኢዩ ውፉይ ኪብል ዝጸነሓ ባዕልና ቅድሚ 3 ወርሒ ስለ ዘይተኻረናዮ ዝበለ ሓሳዊ ኣማን ኢዩ ሽሙ ለኽባጥ በሎ ይኺድ መጀመርያ ደቁ የዕቢ ኢዚ ኣማን ዝባሀል ሰብ 4 ደቁ ደርብዩ ምስ ሓንቲ እምሐረይቲ ኢትዮጵያዊት ዝነብር ሰብ ኢዩ መጀመርያ ነቶም ጽቡቃት ደቁ ዝደርበዮም ኪድ ይሓጉዞም የዕብዮም። ወዲ ሙዑታት ዲኹም ዝበልኩሞ ሓሳዊ በሎ ንምንታይ ንስድራቤት ኣብ ኣዲስ ኣምጽዩ ሪኢወን ንምንታይ ኔርትራ ዘይአተወ እየ ኣማን ተሕዝን ብመጀመርያ ደቅኻ ሓግዝ ኣዕቢ ደሓር ደጋፋይ ወይ ተቃዋማይ ኪትከውን ንውፉይ ኪንድ ርብዑ ኣይትመጽእን ኢካ ዉፉይ ጂግንስ ኢዩ ደቁ ኢናዕበየ ኢናሰርሓ ዝነብር ሰብ ኢዩ ኣማን ኣነይ ኔርካ ትማል ሎሚ ኣበይ ኣሎኻ ዘኪር ኣኺልካ ከም ነፋሒቶ ክትቃያየር ኪትነብር ኣማን ተሕዝንርኒ። ሰልጠነ ኢዚ ወዲ ሙዑታት ሱቅ ኢሉ ኢዩ ሓሳዊ ኢዩ ኣማን ኢዩ ሽሙ። ኪሓፍር ነርዎ ኪዛረብ ከማን ኣይግብኦን ኢዩ ደቁ ደርብዮ ስለዚ ሱቅ ኢሉ ኣማን ዕሽው ኢሉ ኢዩ ሰልጠነ ሓወይ እስኻ ግን ኣምልኽ ይባርካ ይሓልኻን የቀንየልና ኩቡር ሓወይ ግደፎም ኣብ ኣብ ኣንደርግራውን ይቀመጡ ኢሱ ኢካ ዐብይዎም ኢዞም ኮራኩር
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
TEFETAWI TALKSHOW thank you
HOLLAND. FIGHTERS. LOVE 💕 LOVE. AND. RESPECT ALWAYS. !!!!!!!!!
ሰልጠነ ሓውና።እዛ ዕውቲ ጊዜ ንጠቀመላ።ፍልልይና ኣሚንና ሓቢርና ስለ ከነድምዕ ንኽእል።ነተን ዓቤቲ ውድባት ዓዲምካ ኣቃራርበን።ብሕልፊ ን ብሩህ መጻኢ።
ስልጠነ ሓወይ ኣጆኻበጃኻ ኣርሕቀልና ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም
ደለይቲ ፊትሒ ለባማት ኣምላክ ሰላምና ይምልሰሊና🙏🙏ሰሉ ካብ ሃገረ ትግራይ💘💘💊💊💊💊
ደለይቲ ፍትሒ እልልልል ኢዩ በይ🌽🌽❤❤❤
Hgdef mendef abo hsot. Viva Hollande we are proud of you.🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ኢንኳዓ ደስ በለኩም ደስበለና ጀጋኑ
After many years, the opposition finally wore pants! You go guys!!! We are proud of you.
ሰሊጠነ ዉፉይ ጀጋኑ አጀኩም ኢንኳዕ ደስ በለኩም ቃፁሉሉ ሓፉቱኩም ካብ💊💊👈💘💘💘
ምሰ ወደቅካ ፈንጠርጠር መግድዒ ዝባንካሐሳት ይቀጽሉ አመሎም እዮውፍይ ጀግና❤❤❤
ALL. FREEDOM. FIGHTERS. WE. MUST. GIVE. TO. HOLAND. FIGHTERS. SOME. GIFT TO. SHOW. THEM. RESPECT AND TO. SAY. THANK. YOU. FOR. YOUR. HARD WORK !!!!!
They're residuals indeed, We always keep in touch against all odds. Entay ygebru kemzelwu zeyfeltu, anxar uqba'om znqesaqesu Eritrawi msli zyblom zey Ertrawyan. Gahalaluuu!!
እግዚአብሔር ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ዕርቅን ይፍጠረና እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና 🙏💔
I'm proud of you Dakey Eri 👏🙏
Justice to our ppl ! God bless to the hard workers who fight against the dictator & his limbs!!
ውፉይ ጅግና።
We are happy thanksgiving 🍁
ጽቡቅ ስማዕ። አጆኩም ጀጋኑ ጌና ክጉሐፉ እዮም። እንዳ አሉ ቀጣን።
የሔቢንኩሙና ኢኹም ደለይቲ ፍትሒ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹።
አስይ አስይ አስይ ንሕበር ጥራይ አጀኩም ንጺናዕ ውፍይ ጅግና አምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሐብካ
እልልል🙏🙏✅✅💕💕
እዋይ ባዓል ዜሮ ዜሮ ልክዕ አብ ቦቶኦም የእተሞም ባዓል ውፍይ ምስ ጀጋኑ ደቂ ሆላንዳ ብጠቅላላ👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🌲🌲🌲🌲🌹🌹🌹🌹💋🌹❤️❤️❤️❤️❤️
Good job, jeganuna
ጅግና በየነ ውፉይ፤ ብዓል ግርማ ብዓል ጋዕስን፤ምስ ብጾትካ ንህግደፍ ጌርካዮ ፉንፉን፤ቶንኮል ተግባራቱ፤ ሽፉን ከም ዕፉን፤ሓሶት ዚኣመሉ፤ መታለሊ ማጅኑን፤ሕጂ እምበር ሂብኩሞ ኣሎኹም መድሃኒቱ ፍቱን፤ክንቀሳቀስ ከምዘይክእል ንላዕልን ንታሕትን፤በትሪ ሓቂ ፍጹም ኣይትስበርን እንትርፎ ከትቀጥን፤ድሕሪ ደጊም የለን ምስ ጉጅለ ህግደፍ ምሽክንክን፤ደላይ ፍትሒ ደረት ልብኻ ነፊሕካ ኪድ ርእስኻ ኣይተድንን፤ንደቂ ገዛ ከውጽኣና መጺኡ ካብ ደገ ኣወል ምናምን፤ጉቡጥሽ ሃገገርታ፤ ቶምባኽ ብዓል ዛርቲ ኣቦ ስኽራን፤ድንቁርና መኣዲ ፍልጠቱ፤ ፈኸራን ጃህራን፤ላህመት ዘይብሉ፤ ማይ ጸባ ሕቃን፤ብኸብዱ ዚጥበር፤ ተሓጺቡ ዘይጸሪ ሩካን፤ከም እንዳ ዑከት ተንኪፉዎ ንደላይ ፍትሒ ነዲሩ ከም ዝሕርን፤ እንቋዕ ሓጎሰና ጉጅሉ ውፉይን፤ ብሪገድ ንሓመዱ ጆን ብላክን፤ክበሩለይስከ ኣብዝበረኸ ልዕሊ ወርቅን ብሩርን፤ቀሪባ ኢያ ሽግ ሓርነት፤ ክትውላዕ ኣብ ወጻኢን ኣብ ዓድን፤ዓዎት ንደለይቲ ፍትሒ፤ ውድቀት ንህግደፍን ንባርያታቱን።ማይክል ብራዘር ሆላንድ
Thank You Jegna wufuy haway kemuween Jegna haway Seltene miss Teketateltikum Edmen tenan Yehabkum Ab Shekak Embah yebelu Ezeom Gohafat Welkaweyan Gujilay
ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ደለይቲ ፍትሂ ሆላድ ጸባ ኣስቲኩምና🇪🇷🌹❤️🇪🇷 Congratulations 🎉🎊🍾🎈 ተኮርሚካ ኹራዕ ኣብ ጉድጓድ ኮንካ🤣🤣💪🌹🇪🇷💪❤️🌹🇪🇷❤️💪🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷💪
ካልእ ሃፂር ግዜ ዝብል ምክንያት ቅድሚ ክንደይ ከም ዝትሃዝ ዘይፈልቱ ምካኑ እዩ ዝህብር ዘሎ
Ajokum deki rimeyyyy jeganu 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪👈
ኣኩሪዕኩምና ዉፉይ ጆን ብላክ ብጣዕሚ ኮሪዓ ኣጆኩም ቀጽልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና
Welcome bro N Wufuy jigna belelna bejaka xere shefatu
We are proud of you delyti fithi
ዉፉይ ጅግና
ኣጆኹምኣብ ውሽጢ ሃገርከምዚ ጌሩ ዘጓይዮ ስለዝስኣነ እዩህዝቢ ዘበሳብስ ዘሎ።።እንታይ ወዲ ሙዑታትኣምዑቱ ትበተን። እቲ ሓሶት ለሚደሞ እንድዮም ንዕኦም ሓሶት እዩ ክብሮም።እጸቢቖም ክኹርመዩ ኣለዎም እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ንኽርድኦም።
ኩራኦ ደላዪ ፍትሒ የሔቢንካና እኻ።
Yes 100/100. Ab Holland tesaerom eyom. N haki mkbal senay eyu
I'm proud of you wufuy God bless you 🙏
Wufuy is a hero🥰🥰🥰
ክብሪ ይሃብኩም መ/ም ዉፍይ&ሱልቱን
Wufuy abo haki akurikana
ሠላም አይርከብን ሕግደፍ ከይተጸጸእዞም አባት ነብሳ ንሐሶት ከም ቃንጥሻ ከይተነቕሉ ሠላም የለን ምስ ተዛረብቲ ጥሪት ።
ስልጠነ ሓወይ ኣጆኻ
🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺 ndeleyti ftihi Holland
ኔቨር ጽንቅ ኣሎ ወዲ ኤሪ
Good job Hollander Eritrean
Good job
ብሓሶት እዮም ተጠሚቆ ህዝቢ እናጠፍኤ ዘጣቅዕ ።
ውፍይ ጅግና:
😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀 awet nay wufuy eyu ezi ab holand sgab zikoneee really wufuy dear I approciet u that is good result
ተኮርሚካ ኹራዕ🔥🔥🔥💪
እዋይ መርገም ኣብ ዘርእኩም ኣይውረድ ፡ ውፉይ ኣቦ ሓቂ፡ ብርጌድ ነሓመዱ ከም ስሙ ነሓመዱ ኣብ መንቃቅር ኮይኖም በዓል ከም ዘብዕሉ ኮይኖም ፡ንበዓል ባንክን ታንክን ፡ ብፒሮ ናብ መንቀራቅሮ
dalytei fethei dalytei selam ab Holland zalkum neskum kulu geza buluxat ekum ajkum bartu xeray foresa 💯✅❤🙏
አየ ውርደት " በዐል ኩራዕ - በዐል ጭርናዕ " ምሕረት የውርደሎም።ሎማ ኤርትራ ሀገርና አብ ጠልጠል ጹድፊ ከም ዘላ ክርእዩ ዘይምኽአሎም አብ ፍጹም ዕብዳን ወይ ሕሙማት CULT ምኳኖም የረጋግጽ።ሰላም የውርድ ፈጣሪ።
ሓሳዊ ውፉይ ጅግና እዩ
Wufuy nay bhaki kunue tekalasay ajoka kexlo thanks
ቦጅቦጅ እዩም ተደሪሮም ግዲ ኮፍ አባህሎም...
Entay dea kidreru ezom tumyat eten ab sweden zeareywen ab asmera keydom kibtremulen eyom kkkk
ክላእ ሕሙም። ጊልያ ኣጽናቲ ህግደፍ። ዓቕልኻዶ ጸቢቡካ። ጽባሕ ድማ ንስኻ ናብ ኤርትራ ክትከይድ ኢኻ። ንመን ኢኻ ከተደናግር። ዓሻ። ህግደፍሲ ንባዓል ንኣኻ ስግኦም ዘይብላዕ ኣብዑር ሒዞምስ ኣበይ እዮም ክበጽሑ። ናይ ሎሚ ዓለም ብሓንጎል ኢያ ትካየድ ዘላ። ኪድ ንቤት ትምህርቲ።
Rideon beyene wufue with all freedom seekers
🥰🥰🥰🥰🥰sebueti
Aseyyyyyyy hji xbuk
ብኩይናት ብጥሜት ንፍጡር ክቀዝፎክንድ እኽሊ ብሬሳ መሊኡ እቲ ቆፎህዝበይ ንውዲት ጽንተቱ ንክናገፎ ብዝኾነ መንገዲ ንህግደፍ የጽድፎብዘይ ትንፋስ ህይወት እንታይ ከይተርፎህግደፍ ይጽደፍዓወት ንውጹእ ህዝቢ ኢርትራዓወት ንውጹእ ህዝቢ ትግራይንጉሥ ሰላም
ሰልጠነ ህግደፈ ቢሐሶት ተወሊዱ ባሐሶት ይነቢረ ካልእ አመራፂ የብሎምን
Xeba astikumna atum jeganu, xbuk gerkumom nezom eray mray
😂😂😂😂ጸባ አሲቲኩምኒ👌ኤርትራዊ ማለት👌ሰይ ሰይ ሰይ👌ሰብ ሒልና 👌ሰብ ሐቂ ኢዩ👌ሰይ እሰይ ሰይ😂ተሐጉሴ(ተሐጉሼ)😂🕊🕊🕊🕊🕊
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👌🏼
Weye Weye /luqso!!
Belom
💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ውሰድዋ
ህግደፍ ኣብ ቤት ፍርዲ ክስዕሩ ኣይክእሉን፡ ምኽንያቱ ንባዕሎም ቤት ፍርዲ የብሎምን።
እዝኦም ንዋርሳይ ኣይፈልጥዎን እዮም
100% jeganu
Gexu Terhak Entay Euu keay Zimesieyl Ezi wedi meut Zibehal guhila bareya Iseyas kustumo Iseyas Asfeuu borombotae yegebir Alo jasus
Aseyyy aseyyy kulukhum deleyti Selam ajokhum 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💐💐💐💐💐💋💋💋💋💋💋🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ካብዚ ዝከፍእ መቅጻዕቲ የለን እንቃዓ ካብ ኩራዓ ናብ ተቃጺልና ብሓሩር ዝብል መዝሙር ኣብቀዐኩም
ባርያ ባርያ ሙካኑ ዘይተአፎ ኮይኑ እምበር ዝኩሉ በቲ ስርዓት ኣብ ነብሱ ዝወረደ ግፍዒ ረሲዑ፡ ኣብ ሰሃራን ባሕርን ሂወቱ ኣብ ሓደጋ የእትዩ ሰጊሩ ክንደይ መንእሰያት ቀቢሩ ሕጂ ተመሊሱ ኣብ ዳሳት ቀተልቶም ከይዶም ከጉርዑ - ሰብ ድዮም እንስሳ ምፍላዮም የሸግረካ
ንሶም እንድዮም ከፊኦምና ዘለው ምናልባት ግን ንውሑድ ህዝቢዮም ከጋግዮ ዝኽእሉ ጌና ክንጻረ ኢና ብዙሕ ርእሲዩዘሎ ዝሕጸብ : :
Nitgray zytiliwit
💐💐💐💐💐
💯💯💯💯💯 kuraA delay fthi
ውፉይ ጅግና ኣሰይ እልልልልልኣንታ ባርያ ሰበይታይ እንታይ እዩ ከ እቲ ኣክሽኑ ከምዞም ገይ ኣንታ ሓሳዊ ኣዳራሽ ገዛ መዕነዊ ሕርር ደኣ በሉ ህግደፍ ዜሮ ዜሮ ምስ ጸላእቶም ይሃርሙ ከበሮ
🌾
አየ ባዕል ደባው ሐንጉል ነዚ ዕወት ቁጽርካዪ ዕጋሚታት
Ezeatom eko mekatebe program. Naye football shirt girka mekuzam sakramen shisha menefahe number 1
Copyright kthzwo alekum ezia full video eyu serqwo zelo
💐💐love Yemane ✌🏽🌹🌺 !!!
ጸሎት ዮም ዝገብሩ ዘለው😂😂😂😂
Kkkkkkkkkkkkkkkkk ewe
ዋ ይ!! አየ ሕፍረት ሎሚስ እምብአር ወየን ዋጭላትሲ አብ ጉድጓድ አትየን አብ ምውጫጭ አትየን። ወይ ብዓል መሕፈር መድረኹ ዝሐለፎ ቁዛሜ ናይ ማሕበር ደማሙ ዘሕፍር ኢዩ። ብራቮ ተቓለስቲ ጀጋኑ ደለይቲ ፍትሒ!!
Slemntay emo kidmi 3 werhi zeyhaberkum eske belo nezi jelgaf
❤
👍👍👍
ዋው ጸባ ስተዩ ጸባ ኣስቲኩምና!!!
@@Eden-is5yi ሎምስ ሓቅኩም ኢኩም ህግደፍን ቲፎዞ ህግደፍን ሽኮርያኩም ተላዒላትኩም ትከውን ኢያ።ዝለመድኩሞ ስኢንኩም።ህግደፍ ናብ መዝገብ ግብረሽበራውያን ገጹ ይኣቱ ኣሎ።እንቋዕ ናይቲ 31 ዓመት ዘታለልኩሞን ዘጣቃዕኩምን ፍረጻማኩም ኣርኣየኩም ኤዱ ሓፍትና።ናይ ሎሚ ዘመን ቅሩብ ምጽጽ ዝበለት ስዕረት ኢያ ኣጋጢማትኩም።ንምውሓጣ ከተሽግረኩም ኢያ፡ዝግበር ነገር የለን ማይ ኣብዝሕ ኣቢልኩም ውሓጥዎ።ንኩሎም ነቶም ባርነት ዝናፍቁ ባራዩ ድማ ብስም ደለይቲ ፍትሒ ጽንዓት ይሃብኩም በልልና!!
እዞም ተወልጀ ዝባሃሉ እዮም ሕማም ህዝብና ኮኖም ዘለዉ
💯💯💯💯💯🌷🌷🌷🌷🌷🌷
Ane zeheguseni kalsna nkentu aykonen gudgad aetinayom asey nkurae 💪💪💪💪💪💪😍😍🥰🥰😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹
ዉፍይ ናይ ሕማመይ. ምቃል ጎነይ.
💐💐💐💐💐👍👍👍👍
Kurae Fuliey Comando Fulie Haylina Delay Fithi Bransh Holland 🌻🌻👍👌❤❤❤
❤️🔥❤️🔥❤️🔥
ክቡር ሓው
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇
Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
Tefa hawey hade mealeti kab tom bereget nehamedu zewealu meneseyat amesalena moral kekunum betame eyuom hageseumuna abe zekerebe ewan ametealena
Anta tefetawi azen gihe dea nabey awtsiomen abzi do seb yatu eu ab sefer gihe koynom neti lhtitt zkone srattt
👍👍👍👍😘😘😘😘
ሰልጠነ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ስለ ኹሉ ኢዚ ክዛረብ ዝጸነሓ። ሓስዩ ኢዩ ውፉይ ኪብል ዝጸነሓ ባዕልና ቅድሚ 3 ወርሒ ስለ ዘይተኻረናዮ ዝበለ ሓሳዊ ኣማን ኢዩ ሽሙ ለኽባጥ በሎ ይኺድ መጀመርያ ደቁ የዕቢ ኢዚ ኣማን ዝባሀል ሰብ 4 ደቁ ደርብዩ ምስ ሓንቲ እምሐረይቲ ኢትዮጵያዊት ዝነብር ሰብ ኢዩ መጀመርያ ነቶም ጽቡቃት ደቁ ዝደርበዮም ኪድ ይሓጉዞም የዕብዮም። ወዲ ሙዑታት ዲኹም ዝበልኩሞ ሓሳዊ በሎ ንምንታይ ንስድራቤት ኣብ ኣዲስ ኣምጽዩ ሪኢወን ንምንታይ ኔርትራ ዘይአተወ እየ ኣማን ተሕዝን ብመጀመርያ ደቅኻ ሓግዝ ኣዕቢ ደሓር ደጋፋይ ወይ ተቃዋማይ ኪትከውን ንውፉይ ኪንድ ርብዑ ኣይትመጽእን ኢካ ዉፉይ ጂግንስ ኢዩ ደቁ ኢናዕበየ ኢናሰርሓ ዝነብር ሰብ ኢዩ ኣማን ኣነይ ኔርካ ትማል ሎሚ ኣበይ ኣሎኻ ዘኪር ኣኺልካ ከም ነፋሒቶ ክትቃያየር ኪትነብር ኣማን ተሕዝንርኒ። ሰልጠነ ኢዚ ወዲ ሙዑታት ሱቅ ኢሉ ኢዩ ሓሳዊ ኢዩ ኣማን ኢዩ ሽሙ። ኪሓፍር ነርዎ ኪዛረብ ከማን ኣይግብኦን ኢዩ ደቁ ደርብዮ ስለዚ ሱቅ ኢሉ ኣማን ዕሽው ኢሉ ኢዩ ሰልጠነ ሓወይ እስኻ ግን ኣምልኽ ይባርካ ይሓልኻን የቀንየልና ኩቡር ሓወይ ግደፎም ኣብ ኣብ ኣንደርግራውን ይቀመጡ ኢሱ ኢካ ዐብይዎም ኢዞም ኮራኩር
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
TEFETAWI TALKSHOW thank you
HOLLAND. FIGHTERS. LOVE 💕 LOVE. AND. RESPECT ALWAYS. !!!!!!!!!
ሰልጠነ ሓውና።
እዛ ዕውቲ ጊዜ ንጠቀመላ።
ፍልልይና ኣሚንና ሓቢርና ስለ ከነድምዕ ንኽእል።
ነተን ዓቤቲ ውድባት ዓዲምካ ኣቃራርበን።
ብሕልፊ ን ብሩህ መጻኢ።
ስልጠነ ሓወይ ኣጆኻ
በጃኻ ኣርሕቀልና ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም
ደለይቲ ፊትሒ ለባማት ኣምላክ ሰላምና ይምልሰሊና🙏🙏ሰሉ ካብ ሃገረ ትግራይ💘💘💊💊💊💊
ደለይቲ ፍትሒ እልልልል ኢዩ በይ🌽🌽❤❤❤
Hgdef mendef abo hsot. Viva Hollande we are proud of you.🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ኢንኳዓ ደስ በለኩም ደስበለና ጀጋኑ
After many years, the opposition finally wore pants! You go guys!!! We are proud of you.
ሰሊጠነ ዉፉይ ጀጋኑ አጀኩም ኢንኳዕ ደስ በለኩም ቃፁሉሉ ሓፉቱኩም ካብ💊💊👈💘💘💘
ምሰ ወደቅካ ፈንጠርጠር መግድዒ ዝባንካ
ሐሳት ይቀጽሉ አመሎም እዮ
ውፍይ ጀግና❤❤❤
ALL. FREEDOM. FIGHTERS. WE. MUST. GIVE. TO. HOLAND. FIGHTERS. SOME. GIFT TO. SHOW. THEM. RESPECT AND TO. SAY. THANK. YOU. FOR. YOUR. HARD WORK !!!!!
They're residuals indeed, We always keep in touch against all odds. Entay ygebru kemzelwu zeyfeltu, anxar uqba'om znqesaqesu Eritrawi msli zyblom zey Ertrawyan. Gahalaluuu!!
እግዚአብሔር ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ዕርቅን ይፍጠረና እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና 🙏💔
I'm proud of you Dakey Eri 👏🙏
Justice to our ppl ! God bless to the hard workers who fight against the dictator & his limbs!!
ውፉይ ጅግና።
We are happy thanksgiving 🍁
ጽቡቅ ስማዕ። አጆኩም ጀጋኑ ጌና ክጉሐፉ እዮም። እንዳ አሉ ቀጣን።
የሔቢንኩሙና ኢኹም ደለይቲ ፍትሒ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹።
አስይ አስይ አስይ ንሕበር ጥራይ አጀኩም ንጺናዕ ውፍይ ጅግና አምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሐብካ
እልልል🙏🙏✅✅💕💕
እዋይ ባዓል ዜሮ ዜሮ ልክዕ አብ ቦቶኦም የእተሞም ባዓል ውፍይ ምስ ጀጋኑ ደቂ ሆላንዳ ብጠቅላላ👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🌲🌲🌲🌲🌹🌹🌹🌹💋🌹❤️❤️❤️❤️❤️
Good job, jeganuna
ጅግና በየነ ውፉይ፤ ብዓል ግርማ ብዓል ጋዕስን፤
ምስ ብጾትካ ንህግደፍ ጌርካዮ ፉንፉን፤
ቶንኮል ተግባራቱ፤ ሽፉን ከም ዕፉን፤
ሓሶት ዚኣመሉ፤ መታለሊ ማጅኑን፤
ሕጂ እምበር ሂብኩሞ ኣሎኹም መድሃኒቱ ፍቱን፤
ክንቀሳቀስ ከምዘይክእል ንላዕልን ንታሕትን፤
በትሪ ሓቂ ፍጹም ኣይትስበርን እንትርፎ ከትቀጥን፤
ድሕሪ ደጊም የለን ምስ ጉጅለ ህግደፍ ምሽክንክን፤
ደላይ ፍትሒ ደረት ልብኻ ነፊሕካ ኪድ ርእስኻ ኣይተድንን፤
ንደቂ ገዛ ከውጽኣና መጺኡ ካብ ደገ ኣወል ምናምን፤
ጉቡጥሽ ሃገገርታ፤ ቶምባኽ ብዓል ዛርቲ ኣቦ ስኽራን፤
ድንቁርና መኣዲ ፍልጠቱ፤ ፈኸራን ጃህራን፤
ላህመት ዘይብሉ፤ ማይ ጸባ ሕቃን፤
ብኸብዱ ዚጥበር፤ ተሓጺቡ ዘይጸሪ ሩካን፤
ከም እንዳ ዑከት ተንኪፉዎ ንደላይ ፍትሒ ነዲሩ ከም ዝሕርን፤
እንቋዕ ሓጎሰና ጉጅሉ ውፉይን፤ ብሪገድ ንሓመዱ ጆን ብላክን፤
ክበሩለይስከ ኣብዝበረኸ ልዕሊ ወርቅን ብሩርን፤
ቀሪባ ኢያ ሽግ ሓርነት፤ ክትውላዕ ኣብ ወጻኢን ኣብ ዓድን፤
ዓዎት ንደለይቲ ፍትሒ፤ ውድቀት ንህግደፍን ንባርያታቱን።
ማይክል ብራዘር ሆላንድ
Thank You Jegna wufuy haway kemuween Jegna haway Seltene miss Teketateltikum Edmen tenan Yehabkum Ab Shekak Embah yebelu Ezeom Gohafat Welkaweyan Gujilay
ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ደለይቲ ፍትሂ ሆላድ ጸባ ኣስቲኩምና🇪🇷🌹❤️🇪🇷 Congratulations 🎉🎊🍾🎈 ተኮርሚካ ኹራዕ ኣብ ጉድጓድ ኮንካ🤣🤣💪🌹🇪🇷💪❤️🌹🇪🇷❤️💪🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷💪
ካልእ ሃፂር ግዜ ዝብል ምክንያት ቅድሚ ክንደይ ከም ዝትሃዝ ዘይፈልቱ ምካኑ እዩ ዝህብር ዘሎ
Ajokum deki rimeyyyy jeganu 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪👈
ኣኩሪዕኩምና ዉፉይ ጆን ብላክ ብጣዕሚ ኮሪዓ ኣጆኩም ቀጽልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና
Welcome bro
N Wufuy jigna belelna bejaka xere shefatu
We are proud of you delyti fithi
ዉፉይ ጅግና
ኣጆኹም
ኣብ ውሽጢ ሃገር
ከምዚ ጌሩ ዘጓይዮ ስለዝስኣነ እዩ
ህዝቢ ዘበሳብስ ዘሎ።።
እንታይ ወዲ ሙዑታት
ኣምዑቱ ትበተን። እቲ ሓሶት ለሚደሞ እንድዮም ንዕኦም ሓሶት እዩ ክብሮም።
እጸቢቖም ክኹርመዩ ኣለዎም እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ ንኽርድኦም።
ኩራኦ ደላዪ ፍትሒ የሔቢንካና እኻ።
Yes 100/100. Ab Holland tesaerom eyom. N haki mkbal senay eyu
I'm proud of you wufuy God bless you 🙏
Wufuy is a hero🥰🥰🥰
ክብሪ ይሃብኩም መ/ም ዉፍይ&ሱልቱን
Wufuy abo haki akurikana
ሠላም አይርከብን ሕግደፍ ከይተጸጸ
እዞም አባት ነብሳ ንሐሶት
ከም ቃንጥሻ ከይተነቕሉ
ሠላም የለን ምስ ተዛረብቲ ጥሪት ።
ስልጠነ ሓወይ ኣጆኻ
🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺 ndeleyti ftihi Holland
ኔቨር ጽንቅ ኣሎ ወዲ ኤሪ
Good job Hollander Eritrean
Good job
ብሓሶት እዮም ተጠሚቆ ህዝቢ እናጠፍኤ ዘጣቅዕ ።
ውፍይ ጅግና:
😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀😀 awet nay wufuy eyu ezi ab holand sgab zikoneee really wufuy dear I approciet u that is good result
ተኮርሚካ ኹራዕ🔥🔥🔥💪
እዋይ መርገም ኣብ ዘርእኩም ኣይውረድ ፡ ውፉይ ኣቦ ሓቂ፡ ብርጌድ ነሓመዱ ከም ስሙ ነሓመዱ ኣብ መንቃቅር ኮይኖም በዓል ከም ዘብዕሉ ኮይኖም ፡ንበዓል ባንክን ታንክን ፡ ብፒሮ ናብ መንቀራቅሮ
dalytei fethei dalytei selam ab Holland zalkum neskum kulu geza buluxat ekum ajkum bartu xeray foresa 💯✅❤🙏
አየ ውርደት " በዐል ኩራዕ - በዐል ጭርናዕ " ምሕረት የውርደሎም።ሎማ ኤርትራ ሀገርና አብ ጠልጠል ጹድፊ ከም ዘላ ክርእዩ ዘይምኽአሎም አብ ፍጹም ዕብዳን ወይ ሕሙማት CULT ምኳኖም የረጋግጽ።
ሰላም የውርድ ፈጣሪ።
ሓሳዊ ውፉይ ጅግና እዩ
Wufuy nay bhaki kunue tekalasay ajoka kexlo thanks
ቦጅቦጅ እዩም ተደሪሮም ግዲ ኮፍ አባህሎም...
Entay dea kidreru ezom tumyat eten ab sweden zeareywen ab asmera keydom kibtremulen eyom kkkk
ክላእ ሕሙም። ጊልያ ኣጽናቲ ህግደፍ። ዓቕልኻዶ ጸቢቡካ። ጽባሕ ድማ ንስኻ ናብ ኤርትራ ክትከይድ ኢኻ። ንመን ኢኻ ከተደናግር። ዓሻ። ህግደፍሲ ንባዓል ንኣኻ ስግኦም ዘይብላዕ ኣብዑር ሒዞምስ ኣበይ እዮም ክበጽሑ። ናይ ሎሚ ዓለም ብሓንጎል ኢያ ትካየድ ዘላ። ኪድ ንቤት ትምህርቲ።
Rideon beyene wufue with all freedom seekers
🥰🥰🥰🥰🥰sebueti
Aseyyyyyyy hji xbuk
ብኩይናት ብጥሜት ንፍጡር ክቀዝፎ
ክንድ እኽሊ ብሬሳ መሊኡ እቲ ቆፎ
ህዝበይ ንውዲት ጽንተቱ ንክናገፎ
ብዝኾነ መንገዲ ንህግደፍ የጽድፎ
ብዘይ ትንፋስ ህይወት እንታይ ከይተርፎ
ህግደፍ ይጽደፍ
ዓወት ንውጹእ ህዝቢ ኢርትራ
ዓወት ንውጹእ ህዝቢ ትግራይ
ንጉሥ ሰላም
ሰልጠነ ህግደፈ ቢሐሶት ተወሊዱ ባሐሶት ይነቢረ ካልእ አመራፂ የብሎምን
Xeba astikumna atum jeganu, xbuk gerkumom nezom eray mray
😂😂😂😂
ጸባ አሲቲኩምኒ👌
ኤርትራዊ ማለት👌
ሰይ ሰይ ሰይ👌
ሰብ ሒልና 👌
ሰብ ሐቂ ኢዩ👌
ሰይ እሰይ ሰይ😂
ተሐጉሴ(ተሐጉሼ)😂
🕊🕊🕊🕊🕊
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👌🏼
Weye Weye /luqso!!
Belom
💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ውሰድዋ
ህግደፍ ኣብ ቤት ፍርዲ ክስዕሩ ኣይክእሉን፡ ምኽንያቱ ንባዕሎም ቤት ፍርዲ የብሎምን።
እዝኦም ንዋርሳይ ኣይፈልጥዎን እዮም
100% jeganu
Gexu Terhak Entay Euu keay Zimesieyl Ezi wedi meut Zibehal guhila bareya Iseyas kustumo Iseyas Asfeuu borombotae yegebir Alo jasus
Aseyyy aseyyy kulukhum deleyti Selam ajokhum 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💐💐💐💐💐💋💋💋💋💋💋🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ካብዚ ዝከፍእ መቅጻዕቲ የለን እንቃዓ ካብ ኩራዓ ናብ ተቃጺልና ብሓሩር ዝብል መዝሙር ኣብቀዐኩም
ባርያ ባርያ ሙካኑ ዘይተአፎ ኮይኑ እምበር ዝኩሉ በቲ ስርዓት ኣብ ነብሱ ዝወረደ ግፍዒ ረሲዑ፡ ኣብ ሰሃራን ባሕርን ሂወቱ ኣብ ሓደጋ የእትዩ ሰጊሩ ክንደይ መንእሰያት ቀቢሩ ሕጂ ተመሊሱ ኣብ ዳሳት ቀተልቶም ከይዶም ከጉርዑ - ሰብ ድዮም እንስሳ ምፍላዮም የሸግረካ
ንሶም እንድዮም ከፊኦምና ዘለው ምናልባት ግን ንውሑድ ህዝቢዮም ከጋግዮ ዝኽእሉ ጌና ክንጻረ ኢና ብዙሕ ርእሲዩዘሎ ዝሕጸብ : :
Nitgray zytiliwit
💐💐💐💐💐
💯💯💯💯💯 kuraA delay fthi
ውፉይ ጅግና ኣሰይ እልልልልል
ኣንታ ባርያ ሰበይታይ እንታይ እዩ ከ እቲ ኣክሽኑ ከምዞም ገይ ኣንታ ሓሳዊ ኣዳራሽ ገዛ መዕነዊ ሕርር ደኣ በሉ ህግደፍ ዜሮ ዜሮ ምስ ጸላእቶም ይሃርሙ ከበሮ