(ረኣዮ በሉ ደስ ይበልኩም) ዉፉይ ምስ ጆን ብላኽ መንእሰያት ኣኪቦም ሎሚ ዝገበርዎ ርክብ እንዳ ተመሳገኑ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 451

  • @bbb4659
    @bbb4659 2 года назад +51

    ኤርትራዊት ኣደ ኣብ መዓስከር ዓዲ ኣምሓራ ኢትዮጵያ (ደም ትንብዕ ኣላ 💔
    ናይ ብሓቂ ልብኻ ዝጎድእ ቪድዮ

    • @micalzeru9002
      @micalzeru9002 2 года назад +2

      ትግራወይቲ ኣደ ክትብል ዲኻ እንበር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓዱ እዩ ዘሎ።
      መንእሰይ ኤርትራ ኸ ዘይብሉ ካብኡ ናብኡ ቁሩብ ሰብ ከታልሉ።

    • @ጓልተዋህዶትግራይ
      @ጓልተዋህዶትግራይ 2 года назад +4

      @@micalzeru9002 ሱቅ ጥዑም ጋሓፍ

    • @ጓልመለይ
      @ጓልመለይ 2 года назад +1

      @@micalzeru9002 ኣቱም ደናቁር 0+0+0 ቁሩብ እስከ ህፈሩ 30 ኣመት ክትህስው ክትነብሩ ናይ ህዝብና 🇪🇷😭ቃንዛ ዘይርዳኣኩም ጨካናት ህግደፍ።

  • @Habenwedihadadim
    @Habenwedihadadim 2 года назад +4

    ናይ ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ጸባ ኣስቲኩሙኒ ናይ'ተን ተሪፈን ዘለዋ ሃገራት ካኣ ከሙኡ የሪኤና ፈጣሪ ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ
    ውድቀት ንውልቂ መላክን ኮራክሩን

  • @1abahta
    @1abahta 2 года назад +19

    አሕ ሕዝብና ከምዚ ምፍልላዩ የሕዝን:: ጸላኢና ይፈላለ:: አብ ሜዳ ሻዕብያ ንበይኖም ጀብሀ ነበይኖም ዘካይድዎ ዝነበሩ አኼባ ይመስል:: ሕድሕድ ጽልኢ አብ ሜዳ ዝነበረ አይጠቐመናን ሕዝበይ ንቅንዕናን ሕግን ደጊፍካ አብ ሐደ ዕሰል::

  • @knowledgeisneccessaryknowl5904
    @knowledgeisneccessaryknowl5904 2 года назад +1

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ። ኣብዚ ነሀልካ ወግዒ ደስ ዘብል ፡ ንህግደፋውያን ዘንብዕ ስራሕ ሰሪሖም ።

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 2 года назад +1

    ዋውውው ጸባ ኣስትኹምና ኩቡራት ኣሕዋት ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ ሰርሕኩም ኣለኹም እንቃዕ ደስ በለኩም እንቃዕ ደስ በለና ህግደፍ ዝብሃል ጠቅሊሉ ክጠፉኡ ዮም ዘለዎም ገጸም ጥራሕ መዋእሎም ሕጊ እንዳጣሓሱ ሂወት ሰብ ከጥፉኡ ካብ ዝነብሩ ጥቂሉሉ ክጠፍእ ህግደፍ ዝብልኹም ፎእ ዓኽ ጡፎ ገጽኩም ትከወል

  • @tesfayguesh5098
    @tesfayguesh5098 2 года назад +22

    እምበር ዉፉይ ደስስስ ኢሉኒ ባኣኻ በርቱዑ

  • @ጓልመለይ
    @ጓልመለይ 2 года назад +18

    ኣሰይ እልልልልል ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኤርትራውያን 🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷😘 ኣጆና ናይ ኣቦታትና ጀግንነት ክንደግሞ ኢና💪🇪🇷🌹💪❤️🌹🇪🇷❤️💪💪❤️🇪🇷❤️💪

    • @ርሻንርሻን-ዐ6ኘ
      @ርሻንርሻን-ዐ6ኘ 2 года назад +1

      ናይ ብሓቃይ

    • @ጓልመለይ
      @ጓልመለይ 2 года назад

      @@natey8556 ናይ ከብዲ ቅርፀት ከኒና 💊💊 ውሰዱ እንታይ ክትገብሩ ሞ ክክክክክክ

  • @andomabreham8342
    @andomabreham8342 2 года назад +3

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኩልና ኣብ ዘለናሉ ቦታ ውድበይ ውድብካ ከይ በልና ብሓድነት ነቲ ነቀዝ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ምእላይን ኣብ ምኩናኑን ንስመር በቃ ንስመር ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ

  • @anditberhane7557
    @anditberhane7557 2 года назад

    ኣታ እዚ ውፉይ ናይ ብሓቂ ንኹሉ ዝውፈ'ዩ ብኸመይ እያ ግን ውፉይ ወጽያቶ ዝነግረኒ እንተ ኣሎ።

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 2 года назад +25

    ብሓቂ ኮሪዕናልኩም ጀጋኑ ደለይቲ ፍትሒ 👌 ራዕራዕ ኣቢልኩምዎም ኣለኩም ን ህግደፍ ሓበን ይሰማዕኩም ✊🥰 ወድቀት ንዓመፅቲ ዓወት ንዉፁዕ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤሪትራን ✊🥰🥰

    • @divoramedia
      @divoramedia 2 года назад +1

      ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ ❤❤

    • @gualgash1948
      @gualgash1948 2 года назад

      Kkkk nxelaeika beynka tekaleso ahwat aytebaes mebaasi

    • @mati2768
      @mati2768 2 года назад

      ካዕ ካዕ ካዕ ካዕ ኣላ ዊዒጊን መስሓቓት ንስኹም እንተ ዘይትህልዉስ ብምንታይ ምሰሓቅና

    • @meharitewelde4807
      @meharitewelde4807 2 года назад

      Atum kondafat entadekum wagalekum komalat

  • @misginamusazgi6166
    @misginamusazgi6166 2 года назад +18

    ነሽነጅግና ቀሪብና ኢና ሚድያ ክትሓምቁ የብልኩምን ህግደፍ ተሳዒሩ ኢዩ

  • @micalzeru9002
    @micalzeru9002 2 года назад +2

    *ትግራይ ትስዕ ኢሎም ጨሪሖም ከይሰዓረት ምስ ተረፈት ኣብ ጉዳይ ፈስቲቫል ኣትዮም።
    *ውይ ዘይምፍላጥ ከሲስኩም ሲ ኣለኹም ምስተፈረዱ ክሲ ክግምጥሉ መሰል ከምዘለዎም ብ ሕግስ ትፈልጡ ዶ።
    *ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ብ መሰረት ቁዋም ሆላን ተሞርኪሶም ብ ክሳድኩም ሸቀቅ ከምዘብሉኹም ሲ ሕውሓት የእንፊቱልኩም ዶ ይኸውን።
    *ዓሪፍኩም ዘይትቅመጡ ደቅኹም ዘይተዕብዩ ኢኹ በዓል መንነቶም ዘሕፍሮም ተወልጄ።

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 2 года назад +18

    መንእሰይ ፈታሒ ኩሉ እዩ መተዓቢቲ ኣኩሪዕኩምኒ ተበዓት❤👍👌

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 2 года назад +10

    ውፋይ ናብ ብሓቂ ጅግና

  • @haftomfseha5788
    @haftomfseha5788 2 года назад +4

    ብሓቂ ጀጋኑ ✊ ኣጀኩም ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና ::

  • @fyorialemeseged385
    @fyorialemeseged385 2 года назад +3

    ውፍይ ጅግና ሰብ እዩ:ንኤርትራዊያን ከምዚ ዓይነት በሊሕ ሰብ እዩ ዘድልዮም::

  • @ድንግልማርያምእያዋሕሰይ

    ቀፅልሉ ደለይት ፍትሕ ኣሕዋትና ኣጀኹም ፀኑዕ ዕላማ ዘለዎ ይዕወት

  • @phili1876
    @phili1876 2 года назад +18

    ዓሽ ኣናብስ ደቂ ህዝቢ ♥️♥️♥️

  • @kebkabb5730
    @kebkabb5730 2 года назад +20

    ነሽነሽ ሓወይ ጋዜጣዊ መግለጺ እንተተገብረ ውን ንቀጻሊ ተፈላጥናት ደምበ ፍትሒ ሓጋዚ ምኾነ

  • @masho4931
    @masho4931 2 года назад +7

    ኣጀኩም ደለታ ፍትሓ👌👌👌👌👌

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 2 года назад +1

    አሰይይይይ ጀጋኑ ኢኹም ናይ ብሓቂ!!!!

  • @alemtekie5941
    @alemtekie5941 2 года назад +10

    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
    ኩቡራት ኣሕዋት 🙏🙏🙏
    ጆጋኑ

  • @bbb4659
    @bbb4659 2 года назад +10

    ደጊም ካብ ሃገርና ወጻኢ ደድሕሪ ኣባላት ህግደፍ፣ወይ ከኣ ብዝተፈላለየ ፖሮፖጋዳ ዝእክቦም ህዝብና ብሓይሊ ወይ ከኣ ብምፍርራሕን፣ሰለማዊ ሰልፍን ዘይኮነስ ከምዚ ኣብዚ ሰሙን ዝተራእየ ዓወታት ኣብ ኣሜሪካ ዳላስ፣ኣብ ሆላድን፣በታ ህግደፋዊን ዘይፈትዋ ብሕጊ ሕጋዉነትን ጥራሕ።

  • @assaberitrea9047
    @assaberitrea9047 2 года назад +10

    ከመይ ውዕልካ ድምጺ ውጻዓት ነሽነሽ ውፉይን ውፍያትን ከምዚ እዮም ዝገብሩ ኣብ ሜዳ ኣኬባ ዝገብሩ ዘለው ቀዳሞት ተጋደልቲ የዛካክሩካ ዓወት ንደለቲ ፍትሒ ።

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans 2 года назад +2

    በርጌድ ንሓመዱ ታሓቢነ እየ ባኣኹም ጅን ዉፉይ ኩሉኹም ኣባላት ደይቲ ፍትሒ ሆላንድ ታሪኽ ሰሪሕኩም ጸባ ኣስቲኹምና

  • @shishayhaile7860
    @shishayhaile7860 2 года назад +4

    ጻባ ስቴዩ ጸባ ኣስቲኹምና ጀጋኑ ሰብ ድርብ ስረ ኣጀኹም ኣለኣና ኣብ ጎኑኽም ኪሳብ መውዳኣታ

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 2 года назад

    ኣጆኹም ጥራይ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ጸባ ኣስቲኹምና ኢኹም መንእሰያት ሆላንድ

  • @jerosalem2022
    @jerosalem2022 2 года назад +4

    ጸባ አስቲዅምና ጸባ ሰተዩ ደለይቲ ፍትሒ ተቀማጦ ሆላንድ

  • @fitsumgebreselase2414
    @fitsumgebreselase2414 2 года назад +11

    ነበርት ሆላንድ ኣሖግስኩምና እኩም እሞ
    ንሕና ከም ኣብ ጀርመን ንነብር ከ ካብ ነበርት ሆላንድ እንታይ ንመሃር
    ደለይት ፍትሕ ጀርመብ ተዳሎ
    ህግደፍ ኣብ ደገ ብሕግ ክነሰራጥዮ ኣለና
    ነበርት ጀርመን ተዳለው
    ከምዛ ናይ ሆላንድ
    !!!

  • @newaccount5252
    @newaccount5252 2 года назад +4

    ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ ❤️

  • @WediNega
    @WediNega 2 года назад +2

    ዓደቦይ ብቀደሙ ምሳኹም ዝገጠመ ይስዕር እንበር ኣይሰዓርን እዩ።ጸባ ኣስቲኹምና ጸባ ስተዩ ዓደቦይ ተሓቢንኪ ንበሪ ወሊድኪ ኢኺ ናየቦታቶም ዝወሰዱ😍😍😍ውፉይ ምስ ብጾትካ ተሓበን ኣታ ኮርዒዳ።
    ጆን ብላክ መራሒ ብርጌድ ንሓመዶ ጆግና ዓደቦይ ዘፍረየቶ ኩሉኹም ተቃለስቲ ነዚ ዕውት ዝገበርኩም ኣኽሪዕኩምና ኢኹም እሞ ተሓቢንኡም ንበሩ ክላትኩም ኣብዚ እጃምኩም ዘበርከትኩም። ነሹ ድማ የቀንየልና ንዘሎ ሓበሬታ ኣብደይት ክትገብረና ዝቀነኻ።

  • @Michael-Tekle
    @Michael-Tekle 2 года назад

    ጅግና በየነ ውፉይ፤ ብዓል ግርማ ብዓል ጋዕስን፤
    ምስ ብጾትካ ንህግደፍ ጌርካዮ ፉንፉን፤
    ቶንኮል ተግባራቱ፤ ሽፉን ከም ዕፉን፤
    ሓሶት ዚኣመሉ፤ መታለሊ ማጅኑን፤
    ሕጂ እምበር ሂብኩሞ ኣሎኹም መድሃኒቱ ፍቱን፤
    ክንቀሳቀስ ከምዘይክእል ንላዕልን ንታሕትን፤
    በትሪ ሓቂ ፍጹም ኣይትስበርን እንትርፎ ከትቀጥን፤
    ድሕሪ ደጊም የለን ምስ ጉጅለ ህግደፍ ምሽክንክን፤
    ደላይ ፍትሒ ደረት ልብኻ ነፊሕካ ኪድ ርእስኻ ኣይተድንን፤
    ንደቂ ገዛ ከውጽኣና መጺኡ ካብ ደገ ኣወል ምናምን፤
    ጉቡጥሽ ሃገገርታ፤ ቶምባኽ ብዓል ዛርቲ ኣቦ ስኽራን፤
    ድንቁርና መኣዲ ፍልጠቱ፤ ፈኸራን ጃህራን፤
    ላህመት ዘይብሉ፤ ማይ ጸባ ሕቃን፤
    ብኸብዱ ዚጥበር፤ ተሓጺቡ ዘይጸሪ ሩካን፤
    ከም እንዳ ዑከት ተንኪፉዎ ንደላይ ፍትሒ ነዲሩ ከም ዝሕርን፤
    እንቋዕ ሓጎሰና ጉጅሉ ውፉይን፤ ብሪገድ ንሓመዱ ጆን ብላክን፤
    ክበሩለይስከ ኣብዝበረኸ ልዕሊ ወርቅን ብሩርን፤
    ቀሪባ ኢያ ሽግ ሓርነት፤ ክትውላዕ ኣብ ወጻኢን ኣብ ዓድን፤
    ዓዎት ንደለይቲ ፍትሒ፤ ውድቀት ንህግደፍን ንባርያታቱን።
    ማይክል ብራዘር ሆላንድ

  • @achotse4427
    @achotse4427 2 года назад

    Naybhaki znead srah👏👏👏Amlak kulu gzie ms haki eu ajokum ajona hade mealti kulu kekewn eu🙏🙏🙏

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 года назад +19

    Wufuy,John Black and the real Meneaseyat congra .. for a job well done and shaming the Dekalu, and innocent dukhumat hangoul barayu nay shifta Tabya KJoraro Tembien. Tegharu 100% endaghezewom Aghame kiblu zewealu.

  • @kestedebenachannel107
    @kestedebenachannel107 2 года назад

    ደምበ ፍትሒ ሆፕ ያኣሆ።
    ኣምላኽ ይሓግዝ ቁሩብ ግን ሓይሊ ተድሊላ

  • @hailehabte8854
    @hailehabte8854 2 года назад +3

    ሆላንድ ጉድ ኮይናቶም ንበዓል ዜሮዜሮ

  • @mkm4736
    @mkm4736 2 года назад

    ኣምላክ ምሳኹም ይኩን ኣጆኹም ጠንኽሩ ኣሕዋተይ👏😘ካብ💊

  • @zetamful
    @zetamful 2 года назад +3

    Thank you Neshnesh for you update as.

  • @tsegetesfamichael9397
    @tsegetesfamichael9397 2 года назад +9

    Congratulations deqi eriy nezom gohalalu kema da

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm 2 года назад +6

    ሐቅ ምሳክ ሲለ ዘለ ብዛዕባ ውፅዕ ህዚብክም ትቃለሲ አለክም ፈጣር ክዕውተክም እይ ☝️☝️☝️🙏🙏🙏🙏🙏✍️✍️✍️✍️✍️✍️

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 2 года назад

    Naybhaki jeganu deki jegam deleyti fthin hakin ilekum aleku ajokum bertiu 👍👌👍👌🥰🥰🥰

    • @zaydteklemariyam279
      @zaydteklemariyam279 2 года назад

      Nay bhaki jeganu deki jegan deleyti fthin amlke edman taneni yahbkam fetari🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤

  • @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
    @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 2 года назад +3

    ኣነ ደኣ ከምዚ እንዱ ዝሕጉሰኒ ኣብኡ ርገጽ መንእስያትና ኤርትራ ። Hamburg ኣይግበርን እዩ ትብሉ ንራከብ እስከ ኣክቡና እቶም ንፉዓት ። ኣብ ካባቢኩም ኢና ዘለና

  • @senunoah3240
    @senunoah3240 2 года назад +4

    Proud of you guys you’re our heroes God bless you more

  • @michaelhagos6464
    @michaelhagos6464 2 года назад +3

    ልክዕ ከምዛ ሎሚ ኣጽቂጠነኣ ዝወዓላ ንኩሉ ጌዜ ከጽቅጣ ኣለወን እዘን በላዕቲ ደም

  • @WediEndayGobez4222
    @WediEndayGobez4222 2 года назад +2

    ንዝሃለፈ ፍርኪ ዘመን ተከተልቲ አንበር መራሂ ኣብ አሪትራ ኣይነረናን ፡ ህጂ ግና በኣል ኣቢ ራኢ ብሉስ መራሂ ( ዉፉይ ) ንርኢ ኣለና ፡ አግዚኣብሀር ዘመን ካህሳና ዘክረቦ አዩ ዝመስል ፡ ዉፉይ ካባካ ህዝቢ ብዙህ ይስበ ኣሎ ፡ አዚ ከኣ ኣቢ ሃላፍነት አዩ ።

  • @lidiatekle2089
    @lidiatekle2089 2 года назад +1

    It is a very really good news. Thanks brothers Good bless you.

  • @johnnygebregzabher7721
    @johnnygebregzabher7721 2 года назад

    አበይ እዪ እዚ ደደቢት እንታ ደአ ዕጥቂ ዘይብሏሏሎም

  • @MogosHabtaMBD
    @MogosHabtaMBD 2 года назад

    Jhone black jigna wedi baxa wedi Masswa a amazing what you doing we are so proud you. Kab shitara Wedi Asmera shitara wedi baxa zbluwa kem alal hji ab jhone black seriha mulua bmulua jhone haben eritreawiyan eka hade kemaka serewetay yedli alo akuloguzay jeganu n kidmit serewetay neribom n hwatna jiganu adki akuloguzay

  • @bbb4659
    @bbb4659 2 года назад +6

    እዚ መድረክ ደላይ ፍትሒ ናብ ሓደ ዘምጽእን፡ ሕጊን ሕጋውነትን ጌርካ ትስዕረሉ እዩ'ሞ ንሕበር ኣብ ሓደ፡ ዛጊት ኣብ ውሽጢ ዓዲውን ክሳዓር'ዩ!!

  • @ማሚተይ-ቐ9ሰ
    @ማሚተይ-ቐ9ሰ 2 года назад +11

    ኢንታይ ኣለና ናይ ህላንዲ ጀጋኑ

  • @ansebamedia
    @ansebamedia 2 года назад +1

    ኣብ ሱዳን ዝሳቀን ዝግፈፍን ኣደዳ ገንዛባዊ ዝረዳ ዝገጥሞ ዘሎ እዝብሑም ክኣ ሕሰቡ

  • @heleng.6805
    @heleng.6805 2 года назад +16

    Proud of you guys. 👏👏👏

  • @yordanoskidane9447
    @yordanoskidane9447 2 года назад

    Asey geganu yehwatey Bravotat 🎉 👏👏👏👏🎉🎉🎉👏👏👍👍 btaeminfuat

  • @fnannuguse3603
    @fnannuguse3603 2 года назад +18

    ጨርቂ ዘለዋ ጨርቂ ዘይ ብላ ደኣ ኣበይ ኣተወት ሎሚ ሳሕል መሲልዎም ኤውሮጳ

  • @aronhabtay3068
    @aronhabtay3068 2 года назад +1

    Congratulations proud of guy’s

  • @selamdaniel327
    @selamdaniel327 2 года назад

    Abzi alewu sebut teawetu jeganu ekum edmen tenan yhabkum ajokum tray. Zhabere hafash agati yeblun,. I am Proud you

  • @solomonaman6234
    @solomonaman6234 2 года назад +5

    Proud of u Guys! U r our heros

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 2 года назад +1

    *ኣነ ርግጼና እየ ዳርጋ 80% ህዝቢ ኤርትራ ነዚ መንግስቲ ይቋወሞ እዩ የግዳስ ኩሉ ውሽጡ ሕሩር ኮይኑ ይኸይድ ኣሎ እቲ ገለ ደጋፊ ኣዝዩ ጨካን ኣዝማዱ ኣይርኢ ጎሮቤቱ ኣይርኢ ሃገር ንቁልቁል እናኸደት ጽቡቅ ኣላ ይብል እቲ ትቋዋሚ እየ ዝብል ከኣ ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቅ ዓዱ ገዲፉ ትግራይ ትግራይ ይብል ብጃኹም መጀምርታ ንድሕነት ሃገር ንሕሰብ ንጸንት ኢና ዘለና ብዘይ ሃይማኖትን ኣውራጃን እዛ ሃገር ካብ ጋሃነም ነድሕና*

  • @tsigabberhe4281
    @tsigabberhe4281 2 года назад +3

    👌🏿🔥🔥🤩 xbuk srah ❤️❤️❤️

  • @bbb4659
    @bbb4659 2 года назад +3

    ኩራዕ ወዲ አረይ ሎሚ ኣበይ ተዋሒጠ

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 2 года назад

    Anabesss ATUME jiganuuu eway I wish abeu nere BJIKA HIGDF xelaeie yablinane aijiokume zehabere hafash Agathy yabliune well done good job. I like that nickname 🙏🇪🇷

  • @livelovelife663
    @livelovelife663 2 года назад +1

    ነሽነሽ ክሳብ ምዓስ ኢኻ ኣብ ገዛ ኮንካ ኩስቶ ከምዚ ገበረ ክትብል እስከ ስሬኻ ኣርእየና እዛ ናይ ጀርመን ከም ብዓል ጆን ብላክ ቃው ቃው ኣብላ

  • @edenhaile9202
    @edenhaile9202 2 года назад +4

    Waw jeganu yhwatey edmen tenan yhabkum

  • @جناتجناتالجنات
    @جناتجناتالجنات 2 года назад +2

    እሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ደሰሰሰ ተበሎ ኣሓዋተይ 👏👏👏👏👏👏

  • @samirajfkfvdl811
    @samirajfkfvdl811 2 года назад +4

    Congratulations guys 👦

  • @kidanegebre8637
    @kidanegebre8637 2 года назад +16

    አንታይ እሞ ይአከቡ ይብተኑ ፍረ ዘይብሎም በዓል እኽላሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eden-is5yi
    @Eden-is5yi 2 года назад

    Emo kab dliyetna zeynterf deki halal meret Mendelay kimndlekum u Tegaru

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ

    ነሹ እዛ ናይ ጀርመን ከኣ ከነፍሽሎም ኢና ክትርከብ ኣለካ ኣብኡ ወላ ምሳሕ ካባይ: ጉዳይ ፔተሽን & ሰዓት ክንደይ ኢና ክንርከብ ኣብ ጊሰን ከኣ ኣብዚ ኣምጻልና

  • @bbb4659
    @bbb4659 2 года назад +7

    እቲ ስልጣን ህግደፍ ዝሕሉ ሰራዊት፡ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ግፍዒ፡ ኣብ ሰገነይትን ከባብን ይቅጽሎ ኣሎ። እቲ ርዱእ
    መኽንያት ፡ ብ ተግባር ምስ ትግራይ ኣብ ጽልኢ ኣይንኣቱን ስለ ዝብል እዩ።

  • @cinnamonrollfannuber1
    @cinnamonrollfannuber1 2 года назад +3

    Mqurat sesnu memeliskum. Koriena ena.🤩❤🥰

  • @melestesfai8946
    @melestesfai8946 2 года назад +5

    Proud of you guys

  • @mkm4736
    @mkm4736 2 года назад

    ኣይ ማዓራተይ ሰላም ዶ ኸሊኦምኹም💔😥😥

  • @habenweldegebriel3167
    @habenweldegebriel3167 2 года назад +3

    ሕጽር ዝበለ ዓቢ ርእሱ ቆልዓ ዝመስል እንተሪኢኹም ሪፖርት ግበሩ 🇪🇷🇪🇷 LiKe Rgexu Deqi Erey.

  • @assaberitrea9047
    @assaberitrea9047 2 года назад

    ውሑዳት ክንስኩም ክንዲ ኣሻሐት ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣጀኩም ኣምላክ ይሐግዝኩም ።

  • @hannibalokbamichael7156
    @hannibalokbamichael7156 2 года назад +2

    Wufuy jgna i am proud of you qexlo beal elama

  • @mkm4736
    @mkm4736 2 года назад

    ዓወት ንደላዪ ፍትሒ🔥👑✊

  • @luwamsium646
    @luwamsium646 2 года назад

    ቦኽሪ ጽንብል መዓልቲ ሓርነት ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሆላንድ ብክብ ዝበለ ተዛዚሙ ።

  • @Galaxy_S304
    @Galaxy_S304 2 года назад +2

    ዓለም ፍትሓዊ ኣይኮነትን

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners 2 года назад +4

    Wifuy has a spirit of leadership. Great job deleyti fthi. Just remember no one is above the law. Leave violence to Higdefawyan aka 🐂

  • @Galaxy_S304
    @Galaxy_S304 2 года назад +1

    ጹቡቅ ሰራሕ ነሸነሸ ጅግና ቀጽሎ

  • @tesfaarsu
    @tesfaarsu 2 года назад

    ሕጂ ንዘርኢ መርገም ደዊልኩም ቁጽሪ መኪናካ ኣይረከብናያን ቦሎ ጀነራል ጆን ብላክ!

  • @arongebremical6835
    @arongebremical6835 2 года назад +3

    ab Holland zalkum dalytei selam dalytei fethei kulu geza buluxat ekum ❤❤💯✅

  • @semereandemichael4092
    @semereandemichael4092 2 года назад

    Dear dear 😘 zebel eyu congratulations

  • @seblomi7389
    @seblomi7389 2 года назад +1

    ተባዓትን በላሕትን ደቂ ኣከለ ከም ወትሩ ብሕግን ብበትርን ዘይ ጻዓዱ ሕብረተሰብ ::

  • @meronteklit1592
    @meronteklit1592 2 года назад +2

    Congratulations ❤️ xeba setina 🥛

  • @sinodos313
    @sinodos313 2 года назад

    እዋይ በዓል ሽንቲ ምንቲ እንታይ ደኣ ኣብ እቶን ኮይንኩም ተእውዩ ኣለኩ ክክክክክክክክ

  • @lamikberuk7915
    @lamikberuk7915 2 года назад +6

    Good job 👏 👍

  • @filmonbokration766
    @filmonbokration766 2 года назад

    Wufuy jigna Yahoo joni xada shgurti ab kulu kebax 💪

  • @merathetewahdo2539
    @merathetewahdo2539 2 года назад

    Asey nay bhaqi eritrawyan ina nihna haqi ina nfetu ❤️💪🏾🙏🏾

  • @memrir4660
    @memrir4660 2 года назад

    ደቂ ዓደይ ምዓረይ ብልቢ ክትስሕቁ ር አኩም ተሓግስ ብልቢ እንሻኣላ መዋእል ክትስሕቁ መዋእል ይ ኣክል ስቓይ

  • @krubel682
    @krubel682 2 года назад +3

    Yaa Jamea kef alokum

  • @jignaw100
    @jignaw100 2 года назад +6

    Yes YES YES YES YES YES!!!!!
    100 B 0!!!

  • @galmehamed2362
    @galmehamed2362 2 года назад

    Beqa xeba astikumna beqa xeba steyu. Ayni xelaeikum dfn ybel. 💐💐💐💐❤️❤️

  • @danik7767
    @danik7767 2 года назад +2

    ዉፉይ ሎሚ ኣይኮነን ሰብ ኣኪቡ ብግቡእ ን ዝተከታተሎ ቅድሚ ነዊሕ እዋን ዩ ሰብ ክእክብ ጀሚሩ እቶም ዝኣከቦም ሰባት ከኣ በቲ ንሱ ዝዘርኦ ኣተሓሳስባ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ ርኢናዮም ኣብ መስመሩ የ ከኣ ቅድሚ ሕጂ ዋላ ድሕሪ ሕጂ

  • @fgdf3277
    @fgdf3277 2 года назад

    ጀርመን ኻባኹም ዓቢ ነገር ንፅበ

  • @bbb4659
    @bbb4659 2 года назад +5

    ወዲ ዓሻስ ክልተ ግዜ ይዉቃዕ ።
    እቲ ዘጽነተና ፣ ስድራቤታትና ዘዘኽተመን ፣ ዝበታተነን፡ ስርዓት ኢሰያስ፡ ከመይ ጌይሩ ተመሊሱ ሓደ ኢና ይብለና’ሞ ንሕና ከኣ ንኣምኖን ኣብ ዳሱ ንስዕስዕን፧ ሓደራ ኤርትራውያን ንለብም!

  • @tankgod2002
    @tankgod2002 2 года назад +1

    ፎርሳ ነሽ ኣብ ጀርመን ክኣ ከምኡ ኣርእዩና ኢኹም ብሩኽ ሰንበት ተሌፎንካ ይደሊ ኣለኹ ንዝኾነ ነገር ነሹ ሓወይ

  • @ማሓሙድጃብር
    @ማሓሙድጃብር 2 года назад

    አንዳ ፋስን ካራን ኤርትራውያን ኣለዉ ድዮም ዋላ ኩሎም ደቂ ኣርባዓ አዮም ::ኤርትራ ንኤርትራውያን ::

  • @zeritebaye8292
    @zeritebaye8292 2 года назад

    Exactly neshu arkey higdef nay hzbi eritra mendef eu

  • @tsegayabrham7014
    @tsegayabrham7014 2 года назад

    Kkkkkkk መንደላይ ኣብ ሆላንዲ እዩ ዘሎ ኤረትራዊ ክብር መንነት