Eritrean tiktok zerit drar

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 дек 2024

Комментарии • 107

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 Год назад +24

    ዘርኢሰናይ ጅግና

    • @DrWisdomForUSPresident
      @DrWisdomForUSPresident Год назад

      ፖለቲካ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጰሪ ረሳሕ ጰወታ አዩ። ከምኡ ስለዝኮነ ካኣ ዘርኢት ትማል ትማል ኑፍዕ ሕልና ዘሎዋ ተቃዋሚ ኔርካ:ሕጂ ካኣ ከም ነፍሒቶ ግምጥል ኢልካ ሕልናካ ብምሻጥ ኣብ ስደት ኮንካ ይድግፍ ምባልካ ኣብ ታሪክ ሂወትካ ላንጋ ላንጋ ክልተ ግዜ ተራኢካ።
      ሕጂ ዉን ማይ ኣይሓለፍን ብሕልና ቅዋም ኤርትራ ይተግበር ምልኪ ይልገስ ፍትሒ ይንገስ ኢልካ ኣብ ልብካ ልቢ ፍትሒ ተመለስ። ኣብ ስደት ኮንካ ምድጋፍካ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ምካን ስለዝኮነ:ኣብ ስደት ኮንካ ብናይ ሓሶት ምድጋፍ ምሽቃጥ ይክል ዘርኢት ምክሲ።

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 Год назад +17

    ወይ ብዓል ዜሮ ከም ቲ ቁኑዕ ዘርእሰናይ መንእሰይ ምስ ኣያታተይ ይሕሸኒ ካብ ወያነ ዝበለ ግዳ ዘይትስዕብዎ ተገልብጥኩም ድማ ጠላም እልኩም ክትጽውዕዎ ዘይትሐፍሩ እስኩም እኩም ጠላማት ምስ ወያነ ኮንኩም ንየሕዋትኩም ከተጥፍኡ ትጋዓዙ ዘለኩም። እዚ ዲማ ዘይከውን ቃልሲ ሕልሚ ደርሆ እዩ ነብስኩም እኩም ትውጽዑ ዘለኩም ብተነጽሎ ትዋሐጡ ኣብ ዘይደለኩሞ ሁጉም ድማ ድርግሚ ትብሉ። ዘርእሰናይ ናበይ ከይዱ ናብ የሕዋቱ ናብ መሬቱ ይኮርዕ ድማ ዝእረም ኣርሙ ይከይድ ኣሎ ንብለኩም ጠላም ኣይኮነን ጠላማት እቶም ናብ ወያነ ዝተጸግዑ እዮም።

    • @tsgeredadebrezion533
      @tsgeredadebrezion533 Год назад +2

      Tekekel

    • @weinisolomon
      @weinisolomon Год назад

      Nhzbkum hagerkumn yqreta hatitkum tgray tser kab mbal ms mengstnan hzbna serawitnan hagerban belu hji wn

  • @ibrahimidris5914
    @ibrahimidris5914 Год назад +9

    Zer,esenay you are Eritrean hero, Eritrea is proud of you. 🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @user-iz3ct8fv8m
    @user-iz3ct8fv8m Год назад +16

    Ajoka Zeresena jegna Eritreawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐯🐯🐯💐💐💐💐

    • @DrWisdomForUSPresident
      @DrWisdomForUSPresident Год назад

      ፖለቲካ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጰሪ ረሳሕ ጰወታ አዩ። ከምኡ ስለዝኮነ ካኣ ዘርኢት ትማል ትማል ኑፍዕ ሕልና ዘሎዋ ተቃዋሚ ኔርካ:ሕጂ ካኣ ከም ነፍሒቶ ግምጥል ኢልካ ሕልናካ ብምሻጥ ኣብ ስደት ኮንካ ይድግፍ ምባልካ ኣብ ታሪክ ሂወትካ ላንጋ ላንጋ ክልተ ግዜ ተራኢካ።
      ሕጂ ዉን ማይ ኣይሓለፍን ብሕልና ቅዋም ኤርትራ ይተግበር ምልኪ ይልገስ ፍትሒ ይንገስ ኢልካ ኣብ ልብካ ልቢ ፍትሒ ተመለስ። ኣብ ስደት ኮንካ ምድጋፍካ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ምካን ስለዝኮነ:ኣብ ስደት ኮንካ ብናይ ሓሶት ምድጋፍ ምሽቃጥ ይክል ዘርኢት ምክሲ።

  • @matewossereke7630
    @matewossereke7630 Год назад +13

    ጅግና ዘርእሰናይ እባሕ በል

  • @ed2821
    @ed2821 Год назад +10

    I hope Zeresenay has many children who are as smart as him, who don't compromise when it comes to Eritrea. You made us all very proud of you.👍🙏🇪🇷❤️

  • @hfgh2617
    @hfgh2617 Год назад +13

    ዘርእሰናይ ጅግና ዘይ ከምቶም ላሐስቲ

  • @ed2821
    @ed2821 Год назад +14

    Zeresenay you are Eritrean treasure. Keep on fighting for your people Eritreans. Proud of you🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁🇪🇷😁❤️

    • @DrWisdomForUSPresident
      @DrWisdomForUSPresident Год назад +1

      ፖለቲካ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጰሪ ረሳሕ ጰወታ አዩ። ከምኡ ስለዝኮነ ካኣ ዘርኢት ትማል ትማል ኑፍዕ ሕልና ዘሎዋ ተቃዋሚ ኔርካ:ሕጂ ካኣ ከም ነፍሒቶ ግምጥል ኢልካ ሕልናካ ብምሻጥ ኣብ ስደት ኮንካ ይድግፍ ምባልካ ኣብ ታሪክ ሂወትካ ላንጋ ላንጋ ክልተ ግዜ ተራኢካ።
      ሕጂ ዉን ማይ ኣይሓለፍን ብሕልና ቅዋም ኤርትራ ይተግበር ምልኪ ይልገስ ፍትሒ ይንገስ ኢልካ ኣብ ልብካ ልቢ ፍትሒ ተመለስ። ኣብ ስደት ኮንካ ምድጋፍካ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ምካን ስለዝኮነ:ኣብ ስደት ኮንካ ብናይ ሓሶት ምድጋፍ ምሽቃጥ ይክል ዘርኢት ምክሲ።

    • @ed2821
      @ed2821 Год назад +3

      Really!!!!what is politics to you. Selling your consciousness!!!!Zeresenay is intelligent and deep, he has broader outlook. Bless him.🇪🇷👍

    • @DrWisdomForUSPresident
      @DrWisdomForUSPresident Год назад

      @@ed2821 To Me, EVERYTHING IS POLITICS! What is Politics to You?👍

    • @DrWisdomForUSPresident
      @DrWisdomForUSPresident Год назад

      @@ed2821 Inteligent ARE Our Eritrean People who are Defending and Protecting Our mother land Eritrea by being in Eritrea.
      I think Living in Diaspora and Talking Sweet Talk is NOT INTELIGENT. Talk is CHEAP. I Believe in Action not SWEET TALK. GOD BLESS Eritrean Back HOME IN 🇪🇷ERITREA who are Sacricing their life in Defending and protecting Eritrea.

    • @fatmahhagus8730
      @fatmahhagus8730 Год назад +1

      @@DrWisdomForUSPresident ብከመይ ዳኣ ጠላም ኮይኑ ስድሩኡ በአምኒ ዘይጨፍጭፈ ዲዩ ማለተይ ህዝቢ አረትራ ዘገድሰኪ ተክይኑ ።

  • @eyerusalemtesfatsion2624
    @eyerusalemtesfatsion2624 Год назад +10

    አጆካ ዘርኢት ጅግናና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯

  • @ftwiteklemareyam8328
    @ftwiteklemareyam8328 Год назад +12

    ajoka wedi gramy Anbesa 💯

  • @ahmadadam1213
    @ahmadadam1213 Год назад +18

    ኣጀኻ ዘርኢቱ ሓቦበል

  • @fatmahhagus8730
    @fatmahhagus8730 Год назад +10

    ዘሪኢት ኣንበሳ ኣየ ኣደ ወሊዳ ትምከን ከማካ የብዛሓዮም

  • @calmdown15
    @calmdown15 8 месяцев назад

    Zerit is gigna from day one and he will be gigna for ever.❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mahmoudismaelisa9741
    @mahmoudismaelisa9741 Год назад +10

    Zeresena 100% haqena iyu

  • @keseteasfaha789
    @keseteasfaha789 Год назад +4

    Zeresenay you are our hero

  • @abelkidane6968
    @abelkidane6968 Год назад +8

    AYOKAA,NAYNAAAA
    ZARETTT NABSEEE BOLOM
    BOLOM
    BOLOM
    BOLOM

  • @rnaxa1620
    @rnaxa1620 Год назад +3

    Zeret anbesaw Eritrawi kubur meninet 🇪🇷 ✊️

  • @abebamckay7126
    @abebamckay7126 Год назад +3

    Zerisenay Jignna 👍 job keep up 🌹 💐

  • @semharinvestment1183
    @semharinvestment1183 Год назад

    BRAVO ZERESENAY . ... 100 % U ARE RIGHT .....
    ERITREAN FOR ERITREANS

  • @senayeri433
    @senayeri433 Год назад +7

    ዘርኢት ሲ ኣቦ ሓቂ፡ በቃ መግለጺ ቃላት ይውሕደኒ

  • @senaitabraham9525
    @senaitabraham9525 Год назад +1

    Zerit jegna wedi jegnaa.
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯🐪🐪🐪

  • @amra5753
    @amra5753 Год назад

    We are eritreans we love you tigray but. We are eritreans. We eritreans. We fighht. For our indépendance for longe time. Miss you eritrea 9

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 Год назад +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌺🌺

  • @frehaile6298
    @frehaile6298 Год назад

    Too well done excellent explaining Zeraseni lLaby Eritreawi ❤️👈🏼
    Long life, god blessing you with your family 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @amra5753
    @amra5753 Год назад

    You can go to eritrea you are right. Zeresenay. I am eritrean. We love. You. Tigray. From eritrea and ethiopea

  • @filmonkibrab9991
    @filmonkibrab9991 Год назад +1

    Zerit wdi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fadubrhane1770
    @fadubrhane1770 Год назад

    Zerieteyy nkhatka meliau fesisu 🇪🇷🇪🇷🥰🥰

  • @DrWisdomForUSPresident
    @DrWisdomForUSPresident Год назад +2

    ፖለቲካ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጰሪ ረሳሕ ጰወታ አዩ። ከምኡ ስለዝኮነ ካኣ ዘርኢት ትማል ትማል ኑፍዕ ሕልና ዘሎዋ ተቃዋሚ ኔርካ:ሕጂ ካኣ ከም ነፍሒቶ ግምጥል ኢልካ ሕልናካ ብምሻጥ ኣብ ስደት ኮንካ ይድግፍ ምባልካ ኣብ ታሪክ ሂወትካ ላንጋ ላንጋ ክልተ ግዜ ተራኢካ።
    ሕጂ ዉን ማይ ኣይሓለፍን ብሕልና ቅዋም ኤርትራ ይተግበር ምልኪ ይልገስ ፍትሒ ይንገስ ኢልካ ኣብ ልብካ ልቢ ፍትሒ ተመለስ። ኣብ ስደት ኮንካ ምድጋፍካ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ምካን ስለዝኮነ:ኣብ ስደት ኮንካ ብናይ ሓሶት ምድጋፍ ምሽቃጥ ይክል ዘርኢት ምክሲ።

  • @Matiastsegay8910
    @Matiastsegay8910 Год назад

    ሰናይ ሐወይ ጅግና ኢለአምረካ ሰኒ ሊቀብረካ ! ንህግ ሻዕብያ ንክትፈልጥዋ ካብ ፈጣሪ ምስትውዓል ክውሃበካ አለዋ ዘርእሰናይ ጅግና ተባረክ ዘርእካ ይለምልም።

  • @eritrea941
    @eritrea941 Год назад +1

    አንብስ ዝርእት 👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👏👏👏👏👏👏

  • @kahsaygebreamlak6908
    @kahsaygebreamlak6908 Год назад +8

    እዛ ቲክቶ ናይ ኤርትራዊያን ድዩ ወላ ናይ ደቂ ኮለጉዛይ ተሃዋዊስናኮ

  • @SH-xg2lv
    @SH-xg2lv Год назад

    zerit jegna wedi Erey kabakas 10 wedi teweld ember 💪

  • @abrhaleydrar3529
    @abrhaleydrar3529 Год назад +4

    Zeresenay grmay ajoka zarkey belom nezom awanat

  • @eritrea941
    @eritrea941 Год назад +1

    ምግልፅ ሲአንልካአ ዝርእት ክብርን ምግስን ንስርውትን

  • @تااساَذوبن
    @تااساَذوبن Год назад +3

    ወይ ሃተፍተፍ

  • @danidaniel7685
    @danidaniel7685 Год назад +2

    Geliyom xruyat tegaruyom aytithamel Eritrawi hawey Awet nihafash

  • @ሙኩሕኤርትራዊ
    @ሙኩሕኤርትራዊ Год назад +2

    ዘርኢት ሓቅነትካ መሊኡ ፈሲሱ ኣጆኻ ጥራሕ።

  • @medda2106
    @medda2106 Год назад +3

    Anyone who believes himself or herself from the tigray region, the door is wide open. You leave Eritrea for good. Stop these nonsense, tigray people bla bla bla....
    Eritrea for Eritreans by Eritreans only!!!

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 Год назад

    ዘርእሰናይ ከም ሽሙ ሽምካ ሰናይ ኣተሓሳስባኻ ሰናይ
    ምስ ብዓል ድራር እዝኒ ዓረሽ ክትማጎት ትርጉም የብሉን እዚኦም እንዳ ሰምዑ ዘመሙ ማሕዮ ህውሓት ።

  • @debora9761
    @debora9761 Год назад

    Zerit shikor 🥰

  • @amra5753
    @amra5753 Год назад

    Yes you are right all

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 Год назад +1

    ዘርኢት ወያነ ብኽንደይ ከምዝዓሰበቶም እባ ሕተተልና እቲ ውዕልከ ክሳብ ሞት ወያነ ድዩ ወይስ ድሕሪ ወያነ ውን ክትቅጽሉ
    በሉ ኣብቲ ሜዳ የራኽበና ሜዳኳ ክንደይ ከይትወርዱ

  • @indianapolisthecolts5525
    @indianapolisthecolts5525 Год назад +4

    I agree with ema tes

  • @hirtiwold1838
    @hirtiwold1838 Год назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🤩🤩

  • @keseteasfaha789
    @keseteasfaha789 Год назад +2

    AytesmeAyom nezie beal newhe gesad neshetey resie

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 Год назад

    ዋእ ናዓ ባ ሓውና ዘርእሰናይ ዝንኡ ስ መሊሱ ሰማይ ዓርጉ ኣሎ ሰብ ስረ እንተኾይኖም ናብ መስመሩ ይስዓቡ ሚኪ ትግራይ ትስዕር ኣይብልን

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 Год назад

    ሓሳዊ ለክብጥ ርእሲ ወልድሚኪል (ጊሚዳ) እዩ ብታጋሩ ዝተብደለ!!!

  • @elyassium211
    @elyassium211 Год назад

    ፡በዉራጃ ኢሉ ክቃለስ ዝፍትን ሓደ ጎሓፍ መንእሰይ ምዃኑ ፍለጡ ኣብ ጌጋ ዘሎ መንእሰይ በኣዉራጃ ዝቀተልኩሞ መንእሰይ ኣኮሎጉዛይ በይና ኤረትራ ክትከዉን ኮይና ኣይትፈልጥን ብፍላይ ድራር ዓንጃል ጎሓፍ ኤረትራ ንኤረትራዉያን በስ ብወያነ ዝመጽእ ወዲ ኣኮሎጉዛይ መንእሰይ ክጠፍእ ጥራሕዩ ዘለዎ

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 Год назад +3

    Drair dirho may rekus guhafe derbay kedam nay juntttaaaa

  • @andommahari6514
    @andommahari6514 Год назад

    ኣንታ እንታይ ዩ ፡ዝብል ዘሎ እዚ ውዲ ስመጃናስ ክብረትካ ይጎድል ይብይል። ዓደይ ሰለዝበለ ድዩ

  • @calmdown15
    @calmdown15 8 месяцев назад

    Zerit gigna teach them until they understand I wish you could have a good time in future

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Год назад

    ዘርእሰናይ ብመርትዖ ፡ብዓል ኣልገፊፍ ብጸርፊ ።

  • @amanuelkidane168
    @amanuelkidane168 Год назад

    ዘርእሰናይ ድራር ወዲ ዓደይ እዩ ካብትዝገርም ሰበይቱ ብያይ ወያነ ዓመጽ ዝወለደት እያ ኽፍኣትን ጭካነን ወያነ ተጋሩ ኣብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብገዛ ድራር እዉን ተራእዩ እዩ ሕጂ ግን ሑሉፍ አፍቃሪ ወያነ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ትግራይ ትዕወት ክብል እንሰምዖ ካብዙይ ዝኸፍእ ዉርደት የሎን

  • @trhasbahta2869
    @trhasbahta2869 Год назад +1

    ዘርኢት ሰብኣይ ኣቦ ሃቂ❤

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 Год назад +1

    ዘርእሰናይ ምስእዚኦም ክትካታዕ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ምኽንይቱ ናይ ኤረትራዉነት ስሚዒትን መንፈስን የብሎምን እዚኦም ናይ ትግራይ ትግርኚ ስሚዒት የብሎምን መቦቆሎም ክምርመር አለዎ።

  • @yeibiotekie314
    @yeibiotekie314 Год назад +3

    Zerit jigna kulom ykidu tgrayom gdefom 10 kemaka yakluna yom

  • @zehaftayohannes4568
    @zehaftayohannes4568 Год назад

    💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯💯💯💯💯🇪🇷💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanuelbeyene1342
    @amanuelbeyene1342 Год назад

    እዛ መደብኹም ጽብቅቲ እያ ግን ዝንባለ ናይ ትግራይ ኣለኹም ።

  • @amanuelbeyene1342
    @amanuelbeyene1342 Год назад

    እዛ ወዲ ትሕሱ ኣላ ኣነ ሓደ ኻብቶም ተአሲሮም ናኹራ ኸይድና ኢና ኦኪ ኣይትሓሱ ሰመረ ድማ ሓውና እዩ ሳኽት ብእዝንኹም ኣይትንበሩ።

  • @amanuelbeyene1342
    @amanuelbeyene1342 Год назад

    ዘርኢት ጅግና ኤርትራዊ ኤርትራዊ እዩ እሱ እዩ ሽግርና።

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 Год назад +3

    What is Disarm Agame doing here ?

  • @weinisolomon
    @weinisolomon Год назад

    Zerei senay mrux zerei Eritrea jgna wedi meriet edmen tenan yhabka

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 Год назад

    ኣታ ኣበይ ኢኩም ነዚ ታሪክ ሕውስ ወስ ትብለዋ ዝለኩም ርእሲ ወልድመካኤል ስለሙን(ጎሜዳ) ግድፍካስ ናበይ ንብጻሕ እዩ ?/ድግያት ባህታ ጎሕስ እንዳ በልካ ምድክም ኣንፍቱ ኣይትጥፍእዋ ነዚ ታሪክ!!!

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 Год назад

    እዚ ወዲ ስመጃነ እየ ዝብል ዘሎ ሐደ ደንቆሮ እዩ ኤረትራዉይ ካብቀደም አትሒዙ ምስ መሳፍንቲ ትግራይ በጀካ ዉግእ ክዘምቱ ዶባት ሐመስየን ሰጊሮም ምርሳይ እዩ ነሩ እቲታሪኽ ስለዚ እዚ ወድስመጃና ብትግራይ ዝግደስ እንተኮይኑ ንትግራይካ ስገር ዕማኽ ሐመድ ከይወሰድካ።

  • @adhanomwerede7810
    @adhanomwerede7810 Год назад

    ካብ 10,000,000 ድራር ፡ 1 ዘርእሰናይ ።

  • @omaribrahim6754
    @omaribrahim6754 Год назад

    Haz we’d hazhaz zersenay jigna ❤

  • @yohanneshabtom9853
    @yohanneshabtom9853 Год назад

    Aye tekalesti weyani telimatom moyta RIP koyna kkkkkkkkkk

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 Год назад

    2ተ መልሕሱ ጃሡስ

  • @meashosolomon8275
    @meashosolomon8275 Год назад

    Mr. Zerisenay your explanation is impressive and depends up on fact.
    You have profound and vast scope of mind also you are courteous also wise man.
    Aba dirar(cowboy) have lack of education and have narrow mindedness he is outdated man(Too old)
    Eritreanism is for ever!!!

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 Год назад

    እዋይ ልክብጥና ዘርኢ ክርዳድ።

  • @trhasbahta2869
    @trhasbahta2869 Год назад

    ዘርኢት ሰብኣይ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tekestean
    @tekestean Год назад

    እዞም ናይ ጥልያን እግሮም ትግራይ ብምሳር ዝቆረጽዎምን ብዝፈለሔ ስብሒ ዘቃጸልዎም ጥልያን አብ አሰመራ ዶቦዚቶ ገዛውቲ ሰሪሑ ይቅመጡ ነይሮም ሕጂ እውን ዶቆም ደቂ ደቆም አሎው

  • @fyudtu-tc5dn
    @fyudtu-tc5dn Год назад

    ንባዓል ድራር ህበይ እንታይ ክትዛረበሎም ኢኻ

  • @trhasbahta2869
    @trhasbahta2869 Год назад

    እዚ ሃሳዊ ድራር ዝበሃል ጓሃፍዎ
    ጓሃፍ ኣይኒ ጤል

  • @dehabtekle4643
    @dehabtekle4643 Год назад

    Zeriet jigna kemey aynet rasi eka twnn bejaka Bel akaflom qurub kabzi fltetka anqaa natna konka

  • @teameguangul5544
    @teameguangul5544 Год назад

    ya ajoka zehawey mesaka alena kulu hizbe eritrea.

  • @ሃገረሰማእታት
    @ሃገረሰማእታት Год назад

    ወይ ሃበስ ቀደስ ዝርእሰናይ ወላ ሓንቲ ጉድለት የብሉን ለኸብጥ ኢኹም ሃገረይን ሰራዊተይን ስለ ዝበለሲ ጠሊምካና ትብልዎ ዝጠለምኩም ንስኹም ተግሪርኩምሲ ጁንታውያን

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 Год назад

    ድራር መዘርባዕ

  • @eritre123
    @eritre123 Год назад

    Agoka

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 Год назад

    ዕሶብ ዘሪኢሰናይ

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 Год назад

    Belo zere kitsemom tifnfnom sebat akli yihabka zere riska zeytihamm misziom

  • @besm113
    @besm113 Год назад

    አብዘይ ድራር ድራር ዐፀቦ ኢኻስኻ ምስ ሰይጣን ዝቃለስ ጌታቸው ረዳዩ ንስኻ ድማ ናቱ ንእሽቶ ሳጥናኤል ኢኻ

  • @recioasmarina
    @recioasmarina Год назад

    Iti Mikiele zibLuwos buzuH Umqot nay AfLito yebilun!

  • @697ffiffgg
    @697ffiffgg Год назад

    Hmaq seb zero senay etro

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 Год назад +1

    Mada hager kidu eske bike belu tgraykum Eritrea selam kterkb again to Tgray if say TDF is better for u whay u 4.

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 Год назад

    Abela janda nibala mitrara sina ala

  • @tedrosmehari7715
    @tedrosmehari7715 Год назад

    Ezi meshkuat zerie kirdad oromo eyu lekbat zemed takele uma eyu wedi shermuta gala

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 Год назад +3

    Entay aqmi alewo keali nhigdefa weyani esub nay merabawyan