All Oromia loves you:: freedom fighters the victory will come soon. Never surrender to Facist Amara militia:: The Republic The State of Tigray is coming soon
Who would go to a war knowing he is fighting alone many troops from every side and corner? Knowing he might die or have a bad injury? Lose a family?........... And still see what he is going to as going to heaven? . singing and dancing despite all the odds are against them? Who? Only the braves with a real cause. Heroes and sons of free men who fight for their freedom and never accept to be slave to any one.
I am having a mix of emotion! Anger that I am not there with you, sadness knowing what you are going through, feel Like crying the song and scene is amazing, happy that you are mine my blood my people!
ጀጋኑ ንኤርትራውያን የሕዋትኩም ከማኹም የማስለና ። ናይ ብሓቂ ተኹርዑ ፡ ምቃል ጎንና ህዝቢ ትግራይ ጽዮን ምሳኹም እያ ከምዝወግሓልኩም ምንም ጥርጥር የብልናን ንዓና ጥራይ ከማኹም የማስለና
ሕብረትኩምን ድፍረትኩም ንዓና ንኤርትራውያን ዓቢ ትምርቲ እዩ።ኣጆኹም ሰብ ስረ
ቴንኪው ዝያዳይ🙏🙏🙏🙏💓💓💓💓💓💓
🙏🏽
ናይብሓቂ 😍😍😍😍 Thanks !😀
hasawi
Naybhaqi ❤
ሰባት መሲምዕና ተደፊኑ እዩ ይመስለኒ ዝሰምዕ ተሲኑዎ ኣምላክ ኩፉእ ኣይንካኩ ኣሕዎተ ፅዮን ማርያም ፅላል ትኩንኩም ኣሜንን
Amen mearey
አሜን አሜን አሜን
AmenAmen Amen
ኣሜን🙏🙏
Amen ❤️🙏🙏🙏
We welcome any freedom fighters in Ethiopia specifically Tigray people. We support you form Djibouti. 🇩🇯🇩🇯🇩🇯
Thank you v,much our dear brother we tigriyans loves Djibouti ppl one love
victor tigray
Thank you brother
😍😍😍😍😍
ናይ ጀጋኑና ኩሉ መራኸቢ ተዓፅዩ ዳሃዮም ጠፊኡና ከሎ እታ ፀልማት ዘመን 2013 ዓ,ም ናይ ፈለማ ቪድዮ ጀጋኑ TDF ናደገመ 2014 ዓ,ም ዝሪኣ ከምዚ ከማይ ተሊኹም
Like ግበሩ ❤️🙏👌
💊💊💊💊💊💊😘✊✊✊✊💪💪💪💪
💖❤💛
0
Me too
Ajokum ajokum Egizabher amlak misakam yikun nayna awet n Hizbi Tigray Tiawet God bless Tigray, Tigray Tiawet, Tigray will stand Tall, Tigray will prevail 🇪🇷 ♥
ተጋሩዋኒ ቅድምየኩም ይስጠሐኒ ማርያም ፅዬን አብ ዙርያኩም ትኩን
ተጋሩ ኣሕዋትና ዓወትኩም የርኤና 💚🙏🏿
ከምኡ ውን ጥፍኣት ሻዕብያ የርኤና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ 🙏🙏
ለማንነቱ ድርድር የማያውቅ ማሕበረሰብ ገና ኢትዮጵያ ሙሉ ላይ አንጨፍራለን ወንድማችሁ ከሐረር ፣
kedada
❤️❤️❤️
አይ ጭፈራ ሲያምር ይቅር እኛ የደርግ ልጅ ጨርስነዋል እዩን ሁሉ ፈሳም አጋሜ
@@godasaababa6412 ድንቄም ጨርሰሃል ፈርጣጭ
@@peace8494 መሬት ላይ ያለውን ነው ምነግርህ አጋሜ በርዳታ እየኖርክ ልታወራነው ከመካናይዝ ወደ ተራ ሽፍታ ነዉ የቀርነው። የደርግ ልጅ ስራችን ስርተናል
የነዚ ሰዎች ጀግንነት ግን ዝም ብሎ ይገርመኛል 94% ለ 6% እኮ ነው አቤት ፎጤ ወርደታቸው
ክክክ የተረገሙ ናቸው
ቅቅናም
@@HayatHayat-jd7qb 🤣🤣🤣🤣
wolkait raya yet nachew kk ke 4killo mekele woshekeh raya na welkait asimelese i am proud to be NEFITEGNA
ከምዚ ዓይነት video ምርኣይ በዝሒ መናእሰይ ክጋደሉ ዝገብር እዩ ፧፧ፀላኢ እውን ደቂሱ ከይሓድር እናባህረረ ክሓድር ይገብር፧፧አነ ፈትየያ አለኹ ፧፧ፀላኢኹም ዓይኒ ይፍሰስ ደቂ ዓደይ መዓረይ
ትግራይ ትስዕር
Oyyyy kemzi enda geberu yom bzey sdra knabi feridomna xolot enbr gayla rahwa aymxn u xolot da gbru habayb amlak rahwa kewrdelna
@@weinigrmay1886 ታማ ኣብ ገዛ ዓድኩም ኢድኩም ኣጣምሩ ሙቱ ኢልካ ሓውካ ዪ ኮ ዝወረረ ኣዋልድናን ክብርናን ደፊሩ ዘሎስ ኮፍ ኢልኩም ረኣዩ ድዪ ጮዕጫዕ ተሮጋሚ
Xxxx
All Oromia loves you:: freedom fighters the victory will come soon. Never surrender to Facist Amara militia:: The Republic The State of Tigray is coming soon
😀😀
❤❤❤
❤❤❤
ኣይተሓጎስኩን ከይብል ከመይ ገይረ ተሓጉሰ ከይብል ድማ ሰሲዐሎም መላምለይ ፀላኢ ዓይኑ ይደፈን
ትክክል
ኣነውን
ታይ ትሕጎስ ሕሉዉሉዉ ንብለና ኣሕዋትና ንእልሽ
@@ትግራይዓደይዓይነይ እሞ ኣሕዋትካ ስለልኣተዉስ ሕጉስ የኾንካይ ማለት ድዩ
@@ትግራይዓደይዓይነይ 🤔🤔🤔
Awet nhizbi tgray 🇪🇷♥❤Amlak msakum ykun
ማርያም ፅዮን ብቅድሚትን ብድሕሪትን ትሓሊኩም ሐሕማቁ ንፀላእትና ፀፅብቁ ንዓኩም እንካዕ ካባኩም ተፈጠርና ጀጋኑና ብኣኩም ተሓቢና ዓወት ኣብ ኢድኩም እዩ ብሰላም ተመለሱና ሓደ ከይጉደለኩም
ናይ ባሓቂ ጀጋኑ ወሊዳ ኣደ ትግራይ ማንታ ማንታ ውለዲ ማሓጸንኪ ይባረክ from eritrean ❤
ብሓቂ ንዓኹም ዝኸውን ቃል የብለይን እግዚአብሔር አምላክ ምሳኹም ይኹን🙏❤💛🌅
Love tigrey people from somalia
እኔ ኦሮሞ ነኝ ግን ከትግራይ ህዝበ ጎን ነኝ ትግራይ ታሸንፋለኝ
beheri manbah teykeh
እናመስግናለን 🙏
Yabageda lijoch enwedwachewalen❤
Enamesegnlen 💊💊💊💊💪
ante gala
ናይብሓቂ እዛ ደርፊ ክሰምዕ እንከለኹሲ ከምዚ ኸማይ'ዶ ንብዓቱ ዝቕድሞ ይህሉ 😭😭☝☝☝🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💕
✊✊✊✊✊💪💪💪✊✊✊❤✊💪❤💪✊❤💪✊
😭😭😭☝️☝️☝️💖💋
❤የእኔ ምርጦች
የእኔ ጀግኖች
በጣም ነው ምወዳቹው
የቁርጥ ቀን የትግራይ ጀግኖች
TDF ❤
እንካዕ ናትና ከንክም ተጋሩዋኒ ካብ ዓኒ ሓሳድ ይምሓርክም💪💊
Ajokum tegaru yehwatna egzabiher msakum ykun from eritrea hawkum 💗⛪🇪🇷
I am proud of Tigray Defence force ,Tigray will prevail soon!
ብስረና ብቕልፅምና ንዕወት።ትግራይ ትስዕር።ተዓወት ወድ ህዝቢ። 💛❤️✊
የትሕጋስ የብኽየት 😭😭ከይንኒ ኣነስ ኦ ኣታ ፈጣሪ ኣቦይ ንዘም ታሕትን ላዕልን ዝብለዉ ህዝብኻ ክስብ ዓወት ሒዛም ዝመፁ ብምሕረትካ ቆላሕ በላም😢😢
ልክዕ ከምናተይ ስምዒት ፈጣሪ ይሓልዎም😥🙏🙏🙏
Amen🙏
ኣቤት ደስ ክትብሉ ጸላእ ዓይኑኩም ይደፈን ሰስኑ ሺሕንዋልታን ኩኑ ደቂ ትግራይ ኣሕዋት
❤ ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ኣበይሞ መራሕቲ ኣይረከኩምን
ትግራይ ዛዓድኩም ኣብ ምድሪ ዓወት ዘይሳዓር ህዝቢ ዓንበሳ ዓሌት ተጋሩዋይ በጃኩም ይስጣሓኒ ኡፍፍፍፍፍ😭✊💛❤
👍👍👍👍👍
ትግራይ ክንደይ ግዜ ክትሰዓሩ ከማኹም ዝተዋረደ አሎ ድዩ አብ አለም? ካብ መንግስትነት ናብ ሽፍትነት, ካብ ቤተ መንግስቲ ናብ ገደላት ተንቤንን ተከዜን ዝተደርበየ ህዝቢ። መን ክሓፍረልኩም እዩ????
@@Elsa_Jesus ኣታ ወድታ ጠባብ ሃገር ኣልቦ መንነት ትግራዋይ ልመንነቱን ልህዝብን ዝሓበረ ዝሰመረ ህዝቢ እዩ ስቅ ኢልካ ረይሳካ ብ ፈቀዱ ልብያ ይቅበር ዘሎ ህዝብካ መንነት ኣልቦ መዛረብቲ ተጋሩ ኣይኮንኩምን ክልል ኤርትራ ደቂ ጎንደር ክክክ ንኪድ ጥሕ ባሓደ ኣለና ሰተይቲ ደም ህዝቢ መን ከይለቀኩም ክድ ልመንነት ኣምሓሩ ክብሉ ደሞም ደም ከልቢ ካይኑ ኣብ ፍቀዱ ሽንጥሮ በረካ ትግራይ ዝተርፍ ዘለው ወዳሃደራትካ ረይሳካ ኣልዕል ዓክ ጢፍ ወዲ ኢሱ ሰይጣን🇪🇷❌
amlak selam zelewo gzie yeriyena
peace for my country 🇪🇷eritrea 🇪🇷 and our beloved neighbors tigray
ኣሕዋተይ መዓረይ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ❤️💛✊
Amen amen amen❤
ኣሰይይይይ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን ተጋሩዋይይይ❤❤❤
I can't stop crying deki adey.. fetari mesakum yekun 😢❤❤❤❤❤❤
አጆኹም ዕሸላት ተጋሩ ጀጋኑ ብዓወት ተመለሱ ጎይታና አምላኽ ምሳኹም እዩ ። ትግራይ ትዕወት ❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️💛🙏 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🙏💊🙏
Kemzi gerkum tesfa habna
Tigray tawet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💪🙏
Ja bro
My people!!!
My love!!
My Tegaru!
My everything!!!
❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
አቤት ደስ ክትብሉ it truly made me so emotional አጆኩም ደቂ ትግራይ ቀርብና ኢና
ኣሰይ ተግኣሩ ኣሕዋትና ጀጋኑ ዓወትኩም ይምነ ከም ኤርትራዊ ሓውኩም
ንመንነቶም ዝቃለሱ ጀጋኑ ህዝቢ ትግራይ ጅግና ዐወት ንሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ
የኔጀግናች እኔ አማራነኝ ግንትግሬ እወዳለሁ ከምንም በላይ ኑሩለዘላለም የምርጥዘር ምርጠጥ
እነሱ ደሞ ይገርምሻል አማራን ልያጠፍነው እደዚህ የሚሆኑት አታሽቃብጭ እወደድ ባይ
@@jmylove5318 እና ጠሩነቱ መንው የጀመረው አንቺ ውሻ የአብዪ ባዞ🤔
ዓኽ መንዩ ከምዚ ዝለቅቅ ዘሎ በይዛኹም ንዶ ፀፀግዕና ሒዝና ቃልሲ አይነበላሹ አደዳ ፀላእቲ አይንግበሮም ዞም ጀጋኑ አሓትና
ብጣዕሚ እዮም ዘናድዱ ብስሩ ዋይ ሕራሮሮት
@@ሶልያና-ሸ4ቐ ታይ ሞ ዩ ጉድም ፀማማት ዮም ግን ተጋሩ ከምዘይ ኮኑ ግን ክንፈልጥ አለና
ተመስገን አምላኬ ትግራወይቲ ጌርካ ዝፈጠርካኒ ከምዚ ከማይ ብትግራዩ ዝኮርዕ እንተልዩ ላይክ ማርያም ፅዮን ትሓልኩም ደቂ ሓላል መሬት
I just love Tigray people ❤❤❤ TDF for ever✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻
ቅድመካቱም ፍግም የብለኒ ብዓወት ተመለሱ ደቅነዋይ
አንታ እልልል ከማኩም ጀጋኑ አበይ ይርከብ ❤️💛🇻🇳🇻🇳
ካባኩም ምፍጠረይ ይኾርዕ💪🏽💪🏽
ጀጋኑ ተጋሩ ኣሕዋትና 🩵💚💙 ሙሉእ ሰላም ይግበረልኩም 💞🌹💕
በቃ ምስማዕ ኣብኹም ብዝኾነ ዓወት ንህዝብና💛❤🐅💪
❤️👌❤️💛❤️💛💪💪💪
ባንዳታትዮም ጸላእቲ ሕዝብና
እግዝኣብሄር ፅላሉ የውድቀልኩም ኣሕዋተይ ቅድመኩም ዳኣነ 💪💪
People of Tigray deserve independent for real. These people are brave
እራስ በራሳችን ተላለቅነ ኣምሀራ ትግራይ😢😢😢 ኣየወላድ ኣየ እናት😢😢😢
Merhaba deki tigray shikorinatat ajekum ajekum ab gonukum alona ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🎤🎤👏👏👏👏
ትዲኤፈይ መዓረይ ብሌን ዓይኒ ትግራይ ንዓኩም ሒዝና ኢና ዝኩሉ ሓሊፍናዮ
አሰይ ደስ ክትብሉ ዕድለኛ ኢኹሙ ናይ ብሓቂ አቅኒእኩሙኒ
Abti hsum Ewan mexananiatey zneberet vidio kulu halifu abzi zebxahkana thanks god melieu selam krekb ezi mshkin hzbi tgray fqadka ykun amlak aboy
ኣንታ በጃኻ ኣልዕሎ ። ትማሊ ምሽ ዶክተር ደብረጺዬን ዝኾነ ይኹን ቪዲዬ ኣይትልቀቁ ኢሉ ነይሩ ስለዚ በጃኹም ንድሕነት ህዝብናን ምክልኻል ሓይልናን ክንብል ንቆጠብ ብውሽጥና ንሓዞ
ንሕና ብዝተክኣለና ክንዓጽዎ ንፈትን እንበር ምስማዕ ኣብዮም እዮም
aysemine denkire
ተቀላጢፍና ሪፖርት ነግብራ
@@GirmayTube01 በዛኩም ንታሓጋገዝ ቀልትፍና ንኽነኤጽዎ
Bialikum like endgeberkum dia kilae ewin kemxie u
ኣበይ ኮነ ትሁሉዎ ያሕዋተይ ሽዑስ ኣይመስለናይ ነይሩ የዕስስ ይብለ ነይረ ሕዚዉን ዓይነይ ቆንጩ ከረነ ካማዕዱ😭💔
😭😭😭
ላይክ አትገቡሩ ተጋሩ ልብይ ይሃብኩም 😭😭😭😭
እዚ ፔጅ ናይመን ድዩ?
@@ደሐብ nay Tegaru i think so
ማለት
ማለት
እንታይ ማለት እዩ???
I am so so proud of my beautiful people❤ TIGRAY will prevail 💛❤✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻💞
እዞም ደቂ ዓደይ ዓወት ድራሮም መሖጎሳት እመብርሃን ፅላላ ተሕድሮልኩም ❤️🙏ዓወት ልዓባይ ሃገርና ትግራይ 👍👍👍✊✊✊✊💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️
Amen Amen Temseggen Tekkl🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘😍😍😍😍😍💪💪💪💪💖💖💖💖💖💋💋💋💟💟💟💞💞💞💝💝💝➕️➕️➕️🤲🤲🤝🤝🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
አሜን አሜን አሜን ማርያም አክሱም ታሕሉኩሞ ጀግኑ ደቂ ሀገር ትግራይ 😥😥🙏🙏💪💪💊💊💊✊✊✊✊🥰🥰🥰🥰
Stop saying Amen Amen, report now to save your people because this is enemy channel, remove the like you gave and report now.
ፀላዒ ፈሊጡ ዝሰድዎ ዘለው ክክውን ይክዕል ንምንታይ ክትትል ዘይግበረሎም ??
@@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ ልቦና ይሃበና እበር ዝሰምዕ ሰብ ዘሎ ኮይኑ አይስመዐኒይ ሓሰር ንፍይ ይርእዎ አለዉ እንድዒ አብዙይ ተዘርጊሑ ማለት ጉዳአቱ እበር ጥቅሙ ከምዘይ ብሉ ኩሉ ግዜ ይንግር ይገርም እዩ ልቦና ይሃበና ንኡሽተይ ዘይንሓስብ ግና 👈👌🙏👍
Land of the Brave. Stay strong, We will come out victorious 💪
Tigray and the freedom of #Tigrayans are worth every fight we put up. Am praying every day for the protection of my TDF and victory for #Tigray.
I’m crying 😭😭❤️💛❤️💛❤️💛 ajokum nayina
Don’t cry :: because this time you have to be strong ❤️💛✊
ኣታ ላይክ አትገቡሩ ተጋሩ በዛኩም ግደፉ ንስኡ ላይክ ክኣርይ ህዝብና ኣብሓደጋ የዉድቀልና ኣሎ 😭😭😭😭😭
ብትክክእልእ
Tikkal eyu
Who would go to a war knowing he is fighting alone many troops from every side and corner? Knowing he might die or have a bad injury? Lose a family?...........
And still see what he is going to as going to heaven? . singing and dancing despite all the odds are against them?
Who?
Only the braves with a real cause. Heroes and sons of free men who fight for their freedom and never accept to be slave to any one.
❤️❤️❤️
Only Tigaru
Still, I'm listening to this, such a strong song; the image of resilient #Tigray ✊
ቅድመኻትኹም ዳእነ ሕማቅ ኣይብፃሕኹም ኦፋሩኹም ያእትኹም ጉሉ አሜን❤
The country called The Republic of Tigray is coming soon!!
TIGRAY FIGHTERS UNDISPUTED FROM 🇺🇸
I am proud of my Tegaru brothers and sisters who are fighting for our freedom ❤💛❤✊
ዉይዊ ወዮወድነይ ካብደይ እምበር ከምገለኢሉኒ ኣዶና 2 እያ ወሊዳትና ኣነ ኣብ ስደት ንሱደማ ኣብገድሊ ኣሎ ሐዚ ናጨፈረ ይሪአሎኩግን ከብደይ ከምገለክብለኒ ጀሚሩ ንብዓተይ ሓሲሰድማ ነታ ኣበባና ከይረእየት ፋሕኢልናያ ዘለና ወላዲትና ኣምላክ ንሱብዓወት ኣነድማ ብሰላም ንብዓታን ናፍቆታን ብሓጎስ ክንትሓዋወስ ተስፋ ይገብር ዓወት ንዘይ ተርፍ ፅንዓት ክወግሕዶ ይኮዉን😥😥😥🙏
ፀላኢ ዓይንኹም ይፍሰሰይ ጀጋኑ
Amen 🙏
አሜን አሜን አሜን
AmenAmen Amen
ወያናይ ኩሉ ግዜ ጅግና
ኣባይኩም ፀላኢኩም ድፍን ይብል ጀጋኑና ብሓደ ገፅ ብታሕጋስ ፍንጭሕ ኢለ ብሓደ ገፅ ንኣኣቶም ፅብቅ ኣይኮነን ኣውፅእዎ ነርክበሉ ኢና ሓጎስ ናበይ ከይከደና 🙏🙏
ኣየ ወ ከደመምበይ ልበይ ትግራይ ዓደይ ሓወይ እዉን ሪአ ደቂ ክላሰይ እዉን ሪአ ኣነ ኣብ ስደት ዓክክክ ብዙኮነ ሕዉስዉስ ኢሉኒ እዩዋ ተጋሩዋይ ዝቦታ ለ ፍሉጥ ዓድና እዩ ኣብ .........?እዩ ጸላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
ናማንኪ ሓውኪ ሪእኪ መዓረይ ፅሪቲ ኣጀኪ ብሰላም ይመለሱልኪ ግን ሓውኪ ምስረኣኪ ታይ ዓይነት ስምዒት ተሰሚዑኪ ኣነም ብምእላሽ ዓይነይ ጨምጪሙ መጨረሻ ዝፎልጦ ረኪበ ስሚዑቱ ክነግረኪ ኣይክእልን 😢😢😢😢😢ፈጣሪ ኣምላክ ይሓልዎም ጀጋኑና ሕሕሕሕሕሕጉጉጉጉስስስ ድማ ኢለ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@@lilihagus6833 ዉይ ምቃለይ ናተይ የሓዘን የሓጎስ ኮይኑኒ ጽሪተይ ብንብዓት ኣጆኪ ምንም ኣይኮኑይ ጽሪተይ ፈጣሪ ጽላል ክኮኖም እዩ 😭😭❤🙏🙏🙏
Awote ni Tigray.
Honor to brave Tigray freedom fighters and civilian tigreans that endure the war and all madness.
ኣዋለዖ ዓደይ ከመይ ፅሪቲ ናፊቐኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
This clip deserves a million view. Love it!
ናዓኩም ዝኮውን መግለፂ ሲኢነልኩም ደቂ ትግራይ አምበሳታት
ኣመላከይ ሒደረካ አሰኪ ዓይን ፅላኤም ዲጸልና 🙏🙏🙏
ትግራይ ዓደይ ቅድመኩም ይስጠሓኒ ቅ/ሚካኤል ብዓወት ንዓድኩም ይምለስኩም
ጀጋኑ ትጋሩ ይሕዋተይ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን ዓወት ናትኩም እዩ።
ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ባኣኩም TD F ማዓርይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ በጃኹም ካብ ስምዒት ቁሩብ ውጽእ በሉ እዚ ከምዚእታት ቭድዮ ጽቡቅ ዩ ግን ጉድኣቱ ዩ ዝበዝሕ ።እንተ ወሓደ ኤዲት ግበርዎ እቲ ቦታ መታን ከይፍለጥ
Betikikile lebam 👍
Aytfrah wedi zekon keydu yetenkifom
እዋይ ዝነበረ ጭንቂ ተመሊሰ ሰሚዐያ ዛቪድዮ ኣጆኺ ሲስ ናይ ጭንቀትና ፃማ ረኺብና ግዝ ተቀይሩ ትግራይ ስዒራ
Ajokum Tegaru,,, Selam yewrdelkum and yewrdelnan yehwat
እመቤቴ ማርያም ፅላላ ተንብረልኩም 🙏🙏🙏 አሕዋተይ መዓረይ 😍😍😍😍
ከብ ዓይኒ ህግደፍ የሓልኹም ፍጣሪ 💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊
I am having a mix of emotion! Anger that I am not there with you, sadness knowing what you are going through, feel
Like crying the song and scene is amazing, happy that you are mine my blood my people!
Hamoshesh Weyanay Jeganu Deki Tigray. Tigray KetEwet Eya
Ajona 💛❤️💛❤️💪🏽💪🏽💪🏽
ትርጉም ቃልሲ ብግብሪ ዝመሃርካኒ ጅግና ህዝቢ ጸሓይ ብራቕ ከኣ እሞ ብወናሙ ኢዩ ዘሎ ክሳብ ሕጂ ሰይ ወዲ ትግራይ ሓየት
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ጅገኑ💪💪💪💪💪👈♥
@@ፍረየድግልማርያምልጅነኝ ዕድለኛታት ኢዮም ንመሬቶም ዝሞቱ!
አሰይይይደቂ ትግራይ ዓደይ ፅርያተይ አጀኩም ማዓረራተይ መሽረፈት ትወጻድካ ዓቀበት ትርእምዶ አለካ ደቂ ወያነ
በጃኹም አሕዋት ኽቡር መራሒና መልእኽቲ ኣሕሊፉ ኔሩ ዶ ሓቀይ? ናይ ወትሃደራዊ ዝኾኑ አብ ሚድያ ኣይነውጽእ ተባሂሉ እንድዩ. ነት ሰራዊትናን, ንቶም ስድራ ጀጋኑና እውን ኣብሕደጋ ዘእትው ስልዝኾነ ግጾም ብግልጺ እንዳአርእኻ, ፍሉጣት ሰባት ናብ ቅድሚት እንድምጻእካ ምፍናው ክተርፍ ኣለዎ pls, ወይድማ ኣሕስስ ኣብልዎ ብካሊክ ሕብሪ 🙏🙏🙏🙏🙏
ትክክል
👍👍👍👍
ተመልከትየወንድአገር"ሐበሻ"አፈር"የሚያሥግጥ"ኩራት"ኩራት👍
ንህዝብና ድሕንነት እንዶ ሕሰቡ! እቲ ዓወትና ደኣ ብኸመይ እዩ ዋይ
ዞም ጀጋኑ አሕዋተይ ማርያም ምስ ወዳ ተፅልልኩም ሙቁራተይ ምስ ራአኩኩም እዛ ከብደይ አብያትኒ ሙቁራት ትግራይ ብደቃ ትስዕር ።
East African Heroes!!Tigrayans
Please God be with them protect them, keep them under your shied
TIGRAY 💥💥💥💥💥👈🏽
ሰይሰይ ትግራይ 💊ትሰዕር💊💊💊💊💊💪💪💪💪
ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን
ዋይ ደቂ ኣደይ መዓርይ ኣምላኽ ይሓልኹም ኣጆኹም ኣብ ግድንኩም ኣለና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ርስኽቲ ሰታይት ደም ባንዴራ ናይ ሴጣን መንፈስ ዘለዎ እያ
@@selamfkri4960 ካብ ፅብቁ ትመነየ ምፅራፍ ነት ዝዚርግሖ ዘሎ ዓገብ ምባል ኣይምሓሽካን ኤር በጃኩም ኣሕዋት ዶ የብሉኩምይ ህወቶም ከይስስዑ ክግብሩ ዝወፅ