Elsa Weldegiorgis (ኤልሳ ወ/ጊዮርጊስ) Nieruru "ንዒሩሩ" New Tigrigan (Official video Music) 2022
HTML-код
- Опубликовано: 30 ноя 2024
- Suzan_Multimedia_RUclips_Channel _Like_Share-Subscribe
© Copyright: Suzan Multimedia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Follow Us
Facebook - / suzan.meltimedia
Telegram - t.me/suzfilms
#Wedding #Tigrigna #Eritrean
ኤልሲተይ ዋዕሮ እንኳዕ ብደሓን መፃኪ ❤️
ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ይግበረልና ኣሜን (3)❤️🙏
ሰላምን ራህዋን ንውፁዕ ህዝቢ ትግራይ
ትግራይ ትስዕር ❤️💛✊
❤️💛💪🙏
💯✔️☝️🤲🙏🙏🙏
ብሓቂ እዞም አሕዋተይ ልምዉላድ ልምዝማድ ያብቅዕኹም ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና አሜን 😭🌹🌹🌹💘💘💘💘😍😍😍🤲🤲
አሜንንንንን🙏🙏🙏💟💟💟💟
♥️♥️♥️♥️💪💪💪💪
ኣበይ ኣለኩም ኣድነቅቲ ኢልሳ ጀግና ብኩሉ ውድእቲ ዝኮነት ሓፍትና ካብት ትውርድ ጀሚረ ክሳብ ሕጂ ሰሚዐ ዘየፀገብኩዎ ገና ኣይክፀግባን እውን ኢልሲተይ ጅግና ሽሕ ዓመት ንበርልና
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Ana alku kemey dya zeftwa jigna eya mo amlk beslm yemlsa
ኣለኩ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ዝያዳይ
💓💛💓💛💋💋💋💋A& Love You💓💓💋
"ኮለኔል ጀበና፣
ኮለኔል ናይ መንዲል፣
ኮለኔል ናይ ማንካ !" 😍 ❤️💛
Hahaha she is so right።
🤣🤣🤣👌
ዘይፍክርን ዘይጅሃርን ስሚ ትግራዋይ እንተሎ ኤርትራዊ ሽዓብያ 🇪🇷👌👍👌🇪🇷
@@habtom5113 😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷❌🇪🇷🇪🇷🐑🐑
Kkkkkkkkk
ኣባይኩም ይደፈን ሓላላት ማርያም ምስ ወዳ ምሳኹም ትኹን❤️❤️❤️🙏🏿 🇪🇷 😟🙌🏿💙🧢🫡
😭🙏
ኣንታ idiot ፡ ንኣቦታትካ አኮ እያ ኮረኔል ማንካ አላቶም
@@habenbayru4691 🤣ክላ ወደይ ታ idiot ዝበልካያ እሞ ኣብ ጁባኻ ሕዛ ዳሓር ድማ ቀታልን ሓራድን ዓማጽን ጨካንን ኣቦ የብለይን ምናልባት ነቦታትካ ከይትኸውን?
@@Peacean ኢንተርናሽናል ኣሽቃባጭ ፡ክክክ
@@habenbayru4691 ታ’ትግሪኛ ዳኣ ናበይ ፈኒኻያ? ዳሓር ድማ ካባኻ ናባኻ ይኾነካ ኣሎ
ጠፉ ሲባሉ የ በዙ ሞቱ ሲባሉ የተነሱ የ 21 ኛውን ክፍለ ዘመን ጎልያድን በክንዳቸው የጣሉ ድንቅ ሕዝቦች ❤
ተመስገን ጌታ
በእውነት ድንቅ አገላለፅ ነው። 🙏🙏🙏🙏
@@HĂBĚŠHĂWÎŤ-y3l እጭጭ ቅናታም የትግራይ ህዝቢ ጂግና💊🐅ነው💊💊💪💪
ኢ/ያ🇪🇹❌🐴
@@Lomo.mdia7453 ኢትዯጲያ ለዘለዓለም ትኖራለች እናንተ እንዳላችሁ ቢሆን እማ ኢትዯጲያ ፈርሳ ነበር ግን ፈጣሪ ነዉ የሚጠብቃት 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🥰🥰🥰💪💪🌹🌹😍😘🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ደማቋ ኢትዯጲያቺን
@@Lomo.mdia7453 🐍🐍🐍🐍🌵🌵🌵🌵🌵🌵🌵🌵🌵💊🌵🌵🌵🌵🌵🌵🌵
ካብ ትማሊ ጀሚረ ልዕሊ 25 ግዜ ሰሚዐያ አይፀገብክዋን:ኤልሲ ዋዕሮ ጅግና ሓፍትና ብምንታይ ቃላት እሞ ክንገልፀኪ እቲ ድምፅኺ ክንደይ ክጥዕም 💐💐💐🥰🥰🥰😍😍😍✊✊✊
Wal ane🥰🥰
ኣነውን ❤❤❤
Lomi yirya aleku abey kaydu ezi kulu fakera weyane zinabra aragifa ni shabiya ziser hile yelen
ሀ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኤልሳ ዋዕሮ ይበል ስራሕ
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
በቃ ዝፈውጾ የብሉን 💛❤💛
❤❤❤❤❤👌
🙏🙏🙏👍
ይሕዋትኩም ካብ ኤርትራ ትግርኛ
ወትሩ ብህዝቢ ትግራይ ምስ ተሓበና
ጀጋኑ እንቋዕ ናትና ኸነኩም ::
ትግራይ ትዕወት ኣጆና
ሞት ንህግደፍን ብዕልግናንን
ፒፒ. ፓርቲ 🇻🇳🇻🇳❤️🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽
ንሕና እውን ብጀካ ህግደፋውያን ህዝቢ ኤርትራ ሓውና እዩ ዝፈለየ ፈልዩና እምበር ሓደ ህዝቢ ኢና ነርና
❤❤❤
I am an Eritran🇪🇷 but i loves tigray and tigrawot👍♥selam yewrdelkum aHwatey🙏🙏
Amen amen amen
Amen Amen Amen mearey
Eritrawi ay konkan kofkaf
አሜን !!!🙏🙏🙏🙏🙏
@@awetgebremeskel2396 men adeka adali zegnet geyruka
I ,m somali full support to TDF
Loving the beat 💓
ኤልሲ ኣቲ ጥዑም ድምፃ ቀፅልሉ ፎትየዮ እየ
Ya Somalia kkkk
You stupid or something, don’t you know what TPLF done to your country
ይበል ድምጺ & ዓወት ንትግራዋይ ሩሑስ ኣውደኣመት ንኣመንቲ ተዋህዶ🙏❤ i am from Eritrea
ጋል ትግራይ ጅግኒ ውድድድድ
ኣስይ ይበል ድምፂ ዓወት ንትግራይ ሩሑስ ኣዉድኣመት ይገበረልኩም ኣሕዋትይይይይ ኣምላክ ምስ ኩላትኩም ይኩንን ዋዕሮ ትግራይይይ
Denkoro
@@berhanebhg4796 ጋሓፉ ቅንኢ ድዩ👎👎👎👎👎👎👎😈😈😈😈😈😈
❤️
እንተደረፍኪ ስሕልቲ ጎሮሮ እንተ ሳዕኪ ተላሃይት ምጭዉትን ጽብቅትን ጎይታ ይባርኺ።🇪🇷
ኣሜን (3) ክብረተይ🥰🥰🥰❤❤❤🙏
Thanks
አሜን አሜን አሜን🙏
Awsio eti banderana kondaf kidi tgray mis ziserfuki tiwgni
@@freweiniteklemariam8055 😂😂😂ሓሳድ ድማር ኢ/ያ🇪🇹😂🇪🇷🐑በዕዕ
ጀጋኑ ደቂ ሓራስ 🥰❤️😍😍💪🦁🐅🐅🐅🐅🐅🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🐅🐅🦁🦁🦁🦁🦁🐅🐅🦁🦁😘😘😘😘😘😘🥰🥰🥰🥰❤️😍😍😍😍😍😍❤️ኤላሰይ ምክረትይ 😘🥰🥰🥰😍😍😍ህዝበይ አግዝኣብሄር ኣምለኽ መሳኩም የኹን😢 😔💔🙏ክዳንምሕረት ጸልኣላ ተበረልኩም ኤምብርሃን 🙏💒✝️
👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ማዓረይ🙏❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላም ዝምነ ሰላም ይኩነሉ ኣብ ኩሉ ወግናቱ
@@suzanagalejeganu9828 😍😍❤️🥰🥰🙏
@@lmiss-youmom 😍😍😍❤️🥰🥰👍😍😍🥰🥰🥰
I am ethiopan ብዬ ብኮምትስ ግን ወሎ ነኝ ትግሬዎች ውስጤ ናችሁ እወዳችኋለሁ ደግሞ ጀግና ናችሁ ወላሂ
Mahbuba የኔ ማር እኛም እንወድሻለን
Am From Addis Ababa I Stand With Tigray ጀግኖቹ
Thank you dear 🙏🙏🙏🙏🙏
Thank you
anchi hul gize new mayish ❤❤egnam eniwedshalen sister ✌🏾
👹👹👹👹👹👹👹
lol
Kulkn waerotat i love you shkorinatat zemen halifu nab gezakn welidkn zemidkn yeriena ahwatey haftkn gual AKELEGUZAY 🇪🇷
🤲🤲🤲♥️
ኣሜን(3) ማዓረይ🥰🥰🥰🥰❤❤❤🙏
Amen Amen Amen 🙏❤️
Respect you meaary ❤
@@destahadgu2262 respect you too hawey natey
ድምጺ ናይዛ ጓል እዚኣ ፍሉይ ,ዩ መን ክወዳደራ ምናልባት ትምኒት በጃኹም ግጥሚ ናይ ዳዊት ሰለሞን ዜማ ናይ በረኸት ወልዱ ሰሪሕኩም ሃቡልና💖 ድምጺ ተዓዲላቶ ,ያ።
ካብዚ ዝበልጽ ስራሕ ሞ እንታይ ደሊካ ሱቅ ኢልኩም ኢኩም ገሊኩምስ::
I love Tigrinya !!! But I am from Oromo people !
👍👍👍❤
ክንዲ ማማይ ክንዲ ማሕዘለየ ንዒ ሩሩ ከላሽነይ
ክንዲ መርዓይ ክንዲ ደርዓይ ነዓኻ ዩ ህዝቢ ትግራይl:: ዓወትኩም የርኤና
ሰላም ደቀ ባት ተጋሩ ሴሜን ደቡብን ተጋሩ ደቂ ቀይሕ ባሕርን ደቂ ማርያም ፄን ኣጆና ኣብ ገድንኹም ኣሎና ኤርትራዋን ተናገርቲ ትግርኛ ትግራይ ትስዕር ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️🇻🇳✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽
Beautiful & strong young women of Tigray, Your strength, grits, resilience & perseverance is the reason Tigray is surviving. ❤️❤️🙏🙏💛💛
ኤሉየይ ኣቲ ሓላል ተቀባሊት ሕድሪ ሃገረ ትግራይ ‼️💪‼️ ጓል ኣቦንእሰይ ጅግና ሕርርቲ ልባ ብፍቅሪ ትግራይ ‼️💪‼️ ኮሪዕኺ ኣኹሪዕኽና ።።።።።።።።።።
አቲ ጅግና ሓቦኛ
I love TDF (ትግራይ ህዝብ)አቤት መታደሌ ጀግና ህዝብ ነው ያለኝ ተጋረዋኒ በርቱ በርቱ
ena jegina silehonu nw yihe hulu hizib tefenakolo kobo yeketemew,yihe hulu nitsuh sew yemotew? keldegna
ኣማራ ፈሪም ለደሞዝ ይሞታል ትግራይ ጀግና ለእናቱ ክብር ይሞታል ልዩነት 😂😂😂😂
ግጥሚ 💯
ዜማ 💯
ድምጺ 💯
ብክሉኩሉ 💯
ህዝቢ ትግራይ ብጅግንነት 💯ካብ 💯
❤️🌹👌👍ኣፍካሪትኩም ካብ ኢርትራ 🌹❤️
🥰🥰🥰❤❤❤🙏
@@sgry8020 comment natka/ab kulu anbibeyo emo ክቡር ሰብ ኢኻ ትመስል ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ፡ ንክቡርን ጅግናን ዝኮነ ደምና ህዝቢ ትግራይ ዓወቱ ይምነየልኩም።😴😌💪☝
Alsa waero tigrai ketsllu
0¡
በቦኻን በዴኻ ዲኻ ኤርትራዊ ሶሪ ንምርግጋጽ እየ
From Cameroon...God supreme bless you all
I’m Tigraykunama I love my Tigray people 💛❤️✊
Great
እውይ ኤልሳይ ሽኮር😘 ሕንቅንቅ ኣቢልክኒ😥 ሰራዊትና ኣባይኩም ማርያም ፅዮን ትሓልኹም
Amen mariam aksum tselala tenbrelom ahwatna Mentana zkushhu zelewu
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፈጣሪ ኣቦይ ምስኦም ኹን
❤❤❤👍
I am Oromo but Tigray loves you 🇧🇫💊🥰🥰✊✊
😍😍😍😍
❤🥰🌳💊🌳💊🌳❤❤❤🙏
we love you to so much
Thank you 🥰🥰
We love you too #oromiya
ፅሪቲ ጓል ለባም ህዝብ ትግራይ ❤️💛 ኤልዬ ሸኮር ይበል ምስ ጥዑም ድምፂ ፅቡቅ ስራሕ ጀግና ዋዕሮ ❤️💛😍😍😍🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏👏
Big love and respect for the Tigray people. Your resilience and braveness shall always be in your heart. Love you from Somalia ❤️❤️❤️
I am from Eritrea bat l love tigray ♥️♥️♥️♥️♥️
ተበዳ ሉጢ
@@michalgebre1289 wedi shermuta wahid
ትግራይ ሰብ አለዋ ደቂ ሓራስ ነብሪ ጀጋኑና ብዓወት ተመለሳ ትግራይ ትስዕር ❤️💛❤️💛
ፍልይ ዝበለት ዋዕሮ ትግራይና ኤልሳየ ፅቡቕ ስራሕ❤❤❤❤❤❤ብሩኽ ባዓል❤❤❤ ትንሳኤ ትግራይ የቕርበልና❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ፍልይቲ ደርፊ ያ ❤️💛🙏 እወ ክንዲ ኩሉ ንቡር ነገር ፡ ጸላእትና ከይፈተና ናብ ኲናት ኣእትዮምና። ትግራይ💪
እኔ አማራ ነኝ ትግሬዎች በጣም ነው የምወዳችሁ ሰላማችሁ በዝት ይበልላችሁ ፈጣሪ አንድ ያረገን በአለም ላይ ከአላማው ዝንፍ የማይል ህዝብ ትግራዋይ ብቻ ነው
የኔ ውድ ናመሰግናለን
ነዉ እንዴ😊
ካላሽነይ ዕጥቅ ንጸላእተይ ስንጥቅ👏 Elsa my new favorite artist. ዋዕሮን ጀጋኑን ውሉድካ ሒዝካ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሓመድ ልሒስካ ተሲእካ ጸላትኻ ትቀብር ኣለኻ ዓወት ንዓኻ::
❤🥰🥰🥰
ንመላእ ህዝበይ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘለኻ ህዝበይ እንኳዕ ንበዓል ፋሲጋ ብሰላም ኣብፀሐኩም ልዓመታ ኣብ ሃገረ ትግራይ ምስ ወለድና ነብዕሎ ይግበረልና ኤልሲተይ ዋዕሮ መን ከማኺ ዛ ናተይ
❤🙏🙏🙏🙏💥
I'm Eritrean but I stand with Tigray people Elsa wairo Tigraweiti love you 😍 😘 ❤
Me too
Same here I'm half Ertrian and I stand with TIGRAY!!
I am Ethiopian I a and with Ethiopias
@@Emanshekor I am Ethiopian I a and with Ethiopias
❤💛💊
ትግሬዎች ለአላማ እንጅ ለሆድ አይገዙም:: መከበር እየተገባቸው አክብሩን አላሉም :: እናወርዳቹሀለን : እናጠፋቹሀለን ሲባሉ ግን ....... ማርያምን አለምም ስለነሱ በደንብ ያውቃል ... እጅን ለሰላምታ እንጅ ለመንበርከክ ፈፅሞ አይታሰብም .... ምክንያቱም ትግሬዎች .... የአላማ ሰዎች ናቸው::
100% correct
እናመሰግናለን ወንድማችን ወይ እህታችን
እናመሰግናለን የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤🙏
Betkkl Tigray welela
👌
I am from Hararghe, I like their Culture vs Music.
I’m a ogaadeen but i loves Tigray people and jegnew serwed Tigray Tplf lions my heart
Kugo oo kadabkaaga alla goo bal eeg meesha uu ogaadeen lataaganyahay .
Nacas weeye
ኤልሰተይ ዋዕሮ ብልጽቲ መርኣያ ጅግና💪💊
ህዝበይ ዝበለ ይዕወት ትግራወነት ክቡር ማንነት 💊እንዃዕ ኣብፀሐኹም ተጋሩዋይ ኣምላኽ ዘመንና ይመልሰልና ትንሳኤ ሃገርና የርእየና👏🌿🌿❤💛
የዋህ ህዝበይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን
እግዚአብሔር ስላምና ይመልስልና
አብ ትግራይና ክንራክብ ምስ እቲ ለባም ህዝብና
ግጥሚ 100%
ዜማ100%
ኪሊፕ100%
ሙዚቃ መሳርሒ 100%
ጀጋኑና ቃል ብተግባር 100/100%
ትግራይ ትስዕር ብቕልፅም ደቃ
ኣሰየ ጆግና ሓፈተና ደቅ ዓደየ ማዓረየ ሳላምኩሙ ያብዛሓያ ኣሞላክ ሙሳኩሙ ዩኩን ፆዩነ ቱከተሉኩሙ ኣሜን🙏🙏🙏🙏💘💞💖💕💐💐✊✊✊💞💖💕💕💖💖💕💕
ኤልሱ ጅግና ጋል ጅግና 👍🌹❤አይ ያሬድ ኻብ ትግራይ ተውልደ ነረ እንተዝኾውን ኸም ንይዚ ጠላም ወዲ ኣፈወርቂ ደጀዝማች አብራሃ ኻሳ ንይ ኤርትራ ግድፍ ኣብለ ኣነይ የሕዋት ጀጋኑ እየ ምበልኩ! ከመይ ናህ ምበለኒ! ነሕዋቱ ዝቀትል ኣይምኮንኩን! ኣጀኹም ትግራይ ስዒራ ያ 👍ኤልሱ ኻዓ ዕድመ ይሃብኪ ምስ ጥዕና 🌹🌹❤
I am in love with this music is OMG wow she's strong woman ❤ I am oromo we love you tigraye forever ❤ 💖 💙 ♥ 💜 💕 ❤ 💖 💙 ♥ 💜 💕 ❤ 💖 💙 ♥ never give up
Diriba we love you too
ኤልሳየ ዋዕሮ ትግራይና ኣዶ ጥበብ እንካዕ ብደሓን መፃእኪ ❤💛👈 ሰላም ተጋርዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ እንካዕ ንበዓል ፉሲጋ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንዓመታ ከምዚ ትግራይና ሰላም ኮይና ምስቶም ንናፍቆም ስድራና የራክበና ኣሜን(3)💛❤💘
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን የሓዋተይ ሞጎሲና ኣውድኣመት ይግበረልና ንኢልሲቲ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ብሕፅር ዝበለ ዕድመን ጥዕናን እየ ዝምነየላ ድሕሪ ቡዙሕ ግዜ እኮ ሓወይ ሪኣውኡ እቲ ጅግና ነታ ዋዕሮ ብረት ከረክባ ኮሎ ደቃሱ ነይሩ ተሲኡ ዘጣቅዕ ዞሎ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዘክብሮን ሓወይ ናተይ ኣብ ዘልክምዎ ሰላም ሃልውልና
@@ኩሉከምፍቃድካይኩን-ወ3ፀ እንካዕ ደስ በለኪ ምቅርተይ❤👈
@@ራህዋትግራወይቲ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ ደስታ ኩላትና
ኣንቲ ጅግና ዋዕሮ እንኳዕ ደሓን መፃእኪ
ድምፂ 100% ግጥምን ዜማን 100% ወኒ ድማ 200% ሂበኪ ኣለኹ ቀፅልሉ
ኣንቲጀግና ዋዕሮ
What a song! You are gifted Elsa ! May God bless you all !!!
Incredible talent from the Generation Z of TDF fighters. You exceeded expectation by the older generation. Thank you Elsa for your great artistic work.
I ma Eritrea but l love Tigrinya 💖✝️🙏❤️
hadiu haz tigrigna do tigray
💕💕💕💕
@@fnotgetachew9180 kalo
@@fnotgetachew9180 entay malika eyu
አነኸማን
ኤልሳ ዋዕሮ እንካዕ ሰላም መጻኻ ጽቡቅ ስራሕ
ንtdf እንካዕ ንበዓል ፍሲጋ ኣብጸሐኩም ጀጋኑ 🙏😍❤❤💪
I am eritrean am so proud of you girls good bless you
ተበዳ
selam natka gber shaebya
ኤልሳይ ጀግና ዋዕሮ
ደቂ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ
አብፀሐኩም
ንበዓል ፋሲጋ💘💊✅
Love you tigray....I recognize you to big and brave democratic republic of Ethiopia ❤❤❤ I loves you from south Sudan for saving the lives of my people during civil war btn southern Sudan and northern Sudan ❤❤
Tigrayans the most resilient people I know, inspite of their mourning and suffering they stand firm with mighty strength and dignity. This music video shows Tigrayans beauty, tenacity, creativity, elegance, grace and many more. Proud to be a Tigrawaty ❤💛❤💛
I am in love with this song! sending you love to all my Jeganu Tigaru!!!
ኤልሳ ዋዕሮ እንካዕብሰላም መፃኪ ሩሑስ በዓልፋስጋ ይበርልና ኣሜን(3)
I'm oromo 💪 but I am very appropriate his song & singer ❤️❤️👏
ትግራይ ትስዕር
Wow Elsa Great Song!!! The younger generation of TEGARUS have fought hard like there forefathers. Especially with enemies all around us, this generation had shocked the older generation with there STRENGTH and UNITY. I’m proud to be part of this younger generation. We TEGARUS were ever we are will protect TIGRAY in all arena’s. The old days with Ethiopia will NEVER come back.
what else can make me happy better than being Tigrawhy. I can die a million times for Tigray people.
እንዃዕ ንባዓል ብራሃን ትንሳኤ አብፀሐና ጀጋኑና!ካምቲ ትንሳኤኡ ዘርእየና ትንሳኤ ትግራይና💊የርእየና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና!!!
ተፈፀመ ይበለና ፀገምን ፀበባን ህዝብና
So proud of all the brave girls and women defending their rights 👏 💪❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
ኤልሳየይ ብዙሕ መከራ ጠሓሒሳ ዝወፀት ዋዕሮ ኮሪዕናልኪ like ግን ተጋሩ💊👊💪
Edmen Tenan Yhabeley Hzbi Tgray Teqebali Gasha 🇪🇷 Blbi Zefqdekum Hawkum wedi Senafe 💊💊💊💊💊💊
I am Oromo I support TDF and pray that is Tigray prevail and enemies of Tigray vanished
ኤልሳ😘 ጓል ሓተቦይ ❤እንኳዕ አብፀሐኪ ንባዓል ትንሳኤ😘😘😍😍🙏🙏 ከምኡ 'ወን ንመላእ ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ አብፀሐኩም ንባዓል ትንሳኤ ድምፂ ወለድና እንሰመዐሉ ባዓል ይግበረልና ፍትዋተይ 😍😍😘😘❤❤❤🙏🙏🙏
ደቂ ትግራይ ኩሕሎ አንኳዕ ንፍሲጋ በዓል በሰላም አበፃሓኩም አበፃሓና ። ንዓመታ ከምዚ ምሰ ዘናፍቅናዮም ሰደራና በሰላም የራክበና አሜን በሉ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
ኤልሳ ዋዕሮ ፅሪቲ ትግራወይቲ ማእገር ህዝቢ ትግራይ ኮይንኪ ልዑል ስራሕ ካብተን ዝሰርሓ ዘለዋ ጀጋኑ ሓንቲ ኢኺ ሰይይይይ ሰይይይይ🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
My beautiful people of Tigray . I pray every day for freedom for Tigray ! 🙏❤️🙏
lol
We have big respect for all tigrey people and we support the peace, wins and union of Ethiopia🇪🇹
From the neighbor 🇸🇴
እንኳዕ ዳሓን መፃክም tdfeyጀጋኑ ትዕወቱይኣኹም ተጋርዋይ ኣነ ሓፉቱኹም ጋልራያ ዉፅዕ ህዝብ ትግራይ እግዚአብሔር ምስኣኹም ይኹን እንኳዕ አብፀሐክም ንባዓል ፋሽጋዓወት ንዓኽም ራያ ዓደይ ዓድ ወየንቲ አላማጣ ዓደይ ኣብ ኣኹም ድኣተየትሉ ዓመት ገብሩ ደስ ብሃልይኡ እና ኣጀኽም ክወግሕይኡ
እንኳዕ ናትና ኩንኪ ኤልሱየ ጀግና ❤️💛ንኩለን ዋዕሮታት ኣጀና ትግራይ ትሰዕር❤️💛✊🏾✊🏾✊🏾❤️💛💪🏿💪🏿 ሩሑሰ ባዓል ትንሣኤ ይግበረልና🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኤልሳየይ ዋዕሮ ተጋሩዋይ ማዓረይ
ህዝበይ እመብርሃን ምሳኩም ትኩን 🙏🙏🙏😍😍😍 ኣጀኪ ትግራይ ዓደይ ብራሃንኪ ቃርቡ😥✍️✍️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪
Adey tigary I love you so much tigary
I am from Sudan 🇸🇩
I love you so much tigray people ❤️ I'm from tigray
ኤልሳየይ my Queen እንኳዕ ዳሓን መፃኪ
💛💛💛❤️❤️❤️🔥💊♥️🔥
ኤልሳ ዋዕሮ !!!❤
እዛ ሳዕሳዒት ኮማንዶ ዋዕሮ ኣብ ኣልውሃ ዝረኣኽዋ ብኣኣ ይሓሰብ ነይረ !!!! ዳግም ምርኣየይ ድማ ታሓጊሰ ❤
ንሰራቒ ማንካ ክትደቕሰለይ ስለ ዝደሊ እየ !!!
ኽሉ ልየው በሉ ካብ ደረትየ
ኣለና ሰብ ሰረትየ❤💛🙏 ኤልሳ ሽኮር እንኳዕ ኣብፅሐኪ ንቓዳም ስዑር ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ሰናይ ፋሽጋ ይኹነልኩም ልኹለኹም ሰራዊተይ ኽብረተይ ልመላእ ህዝቢ ትግራይ ኣታ ዓቃል ህዝበይ ❤💛🙏
I am addicted to this song,well done Elsa,Tigray Prevails.
Tigreans are different people. God bless you.
Right i am surprized by them but i am their blood brother from eritrea
ኤልሳ ሓፍተይ ጽቡቅ ስራሕ ኩሉ ሓሪፍ ሰላም የውርደና ፈጣሪ😍🥰🥰🥰🥰🥰
ሩሑስ ባዓል ትንሳኤ ይግበረልና አሜን አሜን አሜን
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዋዕሮ ትግራይና
ይበል ስራሕ ኤልሳየየየ
ኤልሳ ዋዕሮ ኩሉ ዛዓደላ አቤት ድምፂ❤💛 ሩሑስ ባዓል ንኩሉኩም አመንቲ ክርስትያን⛪❤❤❤❤🌿
Brave & sweet! True spirit of Tigray
Proud to be Tigrawety…….👊🏽
ኤሊሲተይ ዋዕሮ👸♥️
እንካዕ ደሓን መፃኪ ደስ ዝብል ስራሕ🥰
እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ሩሑስ በዓል
ይግበረልና ትንሳኤ ትግራይና የሪኤና🤲⛱♥️✊
ኤልሳ ዋዕሮ💛❤️
እንኳዕ ንባዓል ትንሳኤ አብፃሓኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ዓድና ሰላማ ይመልሰልና🙏🙏🙏🙏🙏💊💛❤️
ኤልሳ ጀግና ዋዕሮ ትግራይ እንኳን ኣብፀሐኩም ልትንሳኤ በዓል ምስ ብፀትኪ ጀጋኑ ትግራይ ብደቃ ትሕበን ትግራይ ዓለመይ
ከሁለት የጀግና ዘር መፈጠሬ መታደል ነው ከኦሮሞ ከትግራይ እንኳንም ከትናንተ ተፈአርኩ እኔ በነጻነት ትንድኖር ውድ የሆነውን ህይወታችሁን ሰታችሁኛል ክብር ደምና ስጋዬ ለሆናችሁት ለትግራይ ሰራዊትና ለኦሮሞ ነጻነት ታጋዬች ❤💛💚❤
የኔ ማሮች ፍቅር ህዝብ እግዚአብሔር ይርዳቹ! ትግራይ ትስእር!!!
ብሉፅ ስራሕ ድምፀ መረዋ ኤልሳየ❤
ካብ ንዒ ሩሩ ካላሽነይ ንዒ ሩሩ ማሙሸይ ንብለሉ ግዘ ፈጣሪ የምፅኣልና😢
ወልደ በሊ ትግራይ ዓደይ ከርዐልኪ ወይ። አነ አነለ ትግራይ ዓደይ እንተዝከዉን እንታይ ነይርዎ ሓላላተይ ሰላምኩም የብዘሐዮ ብዓወት ተመለሳ 📚📚📚📚💯💯💯💯💯
ኣሜን 🙏🙏ዝያዳይ
ኤልሲተይ ዋዕሮ እንካዕ ደሓን መፃኺ❤💛
🎶ካላሽነይ ዕጥቕ
ን ጸላእተይ ስንጥቕ 🎶
እሩሩ ካላሽነይ 🔥
ሰላምኩም ይብዛሕ
ኤልሳየ ኣብየዋኒ ጀጋኑና ኩሩዓት ኢና ብኣኩም ኣሕዋተይ💋💊💊💊💊💊💝💝💝💝💝💝💝🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘💐💐💐🌺🌺🌺💛❤💛❤💛
ኤልስየ ታይኢናሞ ክንብለኪ ብኹሉ ውፊቲ ንሕዝብኺ ብሉፅ ስራሕ 100% ሰሚዐ ምፅጋብ ስኢነያ መደብ ሒዘ እየ ክሰምዓ ዳግማይ ሰላም ነቲየዋህ ህዝብና ትግራይ ትዕወት ትዓዊታ እያወን ብትግራይ ዝመፀ ዋዋዋዋዋዋዋዋ
እንኳዕ ብስላም መፅእኽ ዋዕሮና እንኳዕ ኣብፀ ሐኩም ንባዓል ትንስኤ ጀጋኑና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘💘💘💘
🙏🙏🙏❤❤❤👏👏👏👍👍👍
ኤሊተይ እንኳዓ ብሰላም መፀእኺ እንኳዓ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋኒ ህዝቢና ሰላም ዝዓስለሉ ስደትና ዝሓፅረሉ ይገበረና ናይ ፍቅሪ ናይ ራህዋ ኣውዳኣመት ይገበረና ድምፂ ስድራና ንሰመዐሉ Love you 🎵🎤💛♥️👈🙏
I love your lyrics and music. Long life to you and your comrades!!!!
😢😢😢ፈልጌ ነው የመጣሁት እግዚአብሔር ሰላሙን ያምጣልን ❤❤❤በጣም ነው እምወዳችሁ ደሞቸ ❤❤