ውዕሎ ሰሚናር ውዳቤና ነጽንዕ ስዊዘርላንድ ምስ ተሳታፊት ነገሰት ፍስሃየ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 янв 2025

Комментарии • 27

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea День назад

    ደቂ ኤረይ ሰላም ንዐኹም።🇪🇷። አጆና ጥራይ ወላ እቶም ጀጋኑ ሰማእታት ብመንፈሶም አብ ጎነና አለው አብ ሰፈረም እንከሎው እቲ ሐይሎም የንጸላልወና እዩ ዘሎ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 День назад

    ናይበሐቂ ነገሰት ጽቡቅ ዘኹርዕ ሽም ሂቦምኺ ስድራኺ ናይብ ሐቂ ናይ አደታት ዐዲ ጥልይ አብ ግዜ ገድሊ አዛኻኽርክን ኦሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፠አብታሪኽ ኤረትራ አደታት እየን ሐይላት ዋዕሮታት ንሰብአይ ሰብአይ ክኸዉን አብሐዳሩ አብስርሑ አብርስቱ አጀኻ እንዳበላ ጅግና ዝገብርኦ።ቀደም ቅድሚ ልደተ ኩርስቶስ አርባዕተ አስመራ አብሐንቲ ዝጠመርአ አደታት እየን ምእንቲ ንጸላእቶም ክስዕሩ።ታሪኽ ገድሊ ንናጽነት እዉን እተን ዐቢ እጃም ዝነበረን ጓል አንስተይቲ ኤረትራዊት እይ ኢዳ ከሃበት ደኺመ ከይበለት መስዋእቲ እንዳኸፈለት ናብ ጸላኢ ወዶ ገባ ኮይና ኢዳደይሃበት ጂግ ኤረትራዊት ጓል አንስተይቲ ነይራ።ኤረትራዊት ጓልአንስተይቲ ቀላሲት ሃገር ዐራ ናይ ሃገር እይ ብአኻት ኩርዐት ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሃገርና ሰላም ኮይና ማዕቢላ ክንርኢ ተስፋይገብር።

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu5053 День назад

    ሃገረይ ዝብል ኩሉሻእ አውት እዩ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏

  • @ሻዕብያ-ህዝቢዩ
    @ሻዕብያ-ህዝቢዩ 2 дня назад +2

    ሓድነትናን.... ክብርታትናን .... ወትሩ... ነባሪ እዩ. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 День назад

    ኤርትራውያን ኽምይ ዲና ሕዝብይ🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑🏆🏆🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritreashine
    @Eritreashine 2 дня назад

    ኣሰይ 🙏Proud of you Negeset♥️🇪🇷

  • @ruthgebresselassie9328
    @ruthgebresselassie9328 2 дня назад +2

    እልልል ደቂ ኤርትራውያን ተአዎቱ አውት ነሃፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 2 дня назад

    Assey edmen tenan yehabkum siwzeland 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉congratulations

  • @saratec8742
    @saratec8742 19 часов назад

    Brava Negeset 🙏🇪🇷❤️🌺🌹

  • @ruthgebresselassie9328
    @ruthgebresselassie9328 2 дня назад +2

    P🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍🌹🌹🌹

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 2 дня назад

    ዓወት ንሓፋሽ ስዊዘርላንድ!

  • @haregeweinihabte2483
    @haregeweinihabte2483 2 дня назад +2

    Wawwwwww…….👍👍👍
    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @eyobtesfay
    @eyobtesfay День назад

    ነጉ ሽኮር ምስ ኣለሚኖ❤

  • @Russo.Haylom
    @Russo.Haylom 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 2 дня назад

    🎉🎉🎉❤❤❤😊😊

  • @abrahamghebray764
    @abrahamghebray764 2 дня назад +1

    Negeset bella agellalx ❤🎉

  • @rishanlady5041
    @rishanlady5041 2 дня назад

    🌴🌹🌴🌹🌴🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🎄👍👍👍

  • @saraasfa7825
    @saraasfa7825 2 дня назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 дня назад +2

    ካብተን 9 ብሄራትና፡ንዝኾነት ኣይትመስልን።ምኽንያቱ፡ምስልን መልክዕን ኤርትራውነት ገዲፋ፡ንምስልን መልክዕን ጸዓዱ 👱🏻‍♀️ክትመስል፡👱🏿‍♀️መሲላ ብምህላዋ።#ዓገብ!😔

    • @WarsaYYikealo1249
      @WarsaYYikealo1249 2 дня назад

      @mass-media6445 እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና ኣይትግበሮ። ካብ ናይጀርያ ምውላድ እንታይ ጸገም ኣለዎ? ካብ ጻዕዳ'ውን ክትወልድ ትኽእል'ያ።በዚ ገይራቶ ዘላ፡ ብሎንደ ጸጉርን መቕይሒ ሜክኣፕን፡ናይጀርያዊት ዘይኮነት መሲላ ዘላስ፡ ምዕራባውያን እያ ክትመስል ደልያ ዘላ። ፍቅሪ ዓሌት፡ዘርኢ ኣይመርጽን'ዩ። ኣነ ዘዛርበኒ ዞሎ፡ ኣብ ጸጉራን ገጻን ዘሎ፡ምስላን መልክዓን ገዲፋ፡ንጸዓዱ ክትመስል ምድላያ'ዩ። ምስልና መልክዓን፡ዓቂባ ምስ ዘፍቀረቶ ክትወልድ ክትዝምድ ትኽእል'ያ።
      ንእግረ መንገደይ ክነግረካ ዝደሊ ድማ፡ ኣነ ዲቕ ዝበልኩ ሃገራዊ ኮይነ፡ኣብ ጎድኒ ሃገረይን ህዝበይን መንግስተይን ኮይነ እየ ዓገብ ዝብላ ዘለኹ።"ካብ ናጀርያ ወሊዳ ኢልካ ምፍራድካ" ተቋመርቲ ሸቲትካኒ"፡ሃገራዊ እንተኾንካ ግን፡ዝተጻሕፈ ብግቡእ ኣንቢብካ መልሲ ሃብ።

    • @WarsaYYikealo1249
      @WarsaYYikealo1249 2 дня назад

      @mass-media6445 I read your description ; this is what you wrote in your description :
      I quote;
      "If Ethiopia wants to go ahead with the democratic system of Western countries, it must accept & respect the will of the people, so it should have freedom for homosexuals & lesbians this part of democracy too"
      Are you Eritrean? 🤔

    • @MerhawitIsaak
      @MerhawitIsaak 23 часа назад

      @@WarsaYYikealo1249 negeset kelbi zhalefa eya ako i knew her

  • @tekietafla7602
    @tekietafla7602 2 дня назад

    Tsbuk meglexi elet 04/01/2025 eya elet 5 elkiya zeleki bravo ❤❤❤

  • @MetkelHzGn
    @MetkelHzGn 2 дня назад +1

    እቲ ሓድነትኩምን ኤርትራውነትኩምን ምስማርኩምን ምድልዳልኩምን ዓቢን መሰረታዊን ነገር እዩ፡ ናደውን ሳሕልን ኢልካ ምግላጽ ግን ዘይርትዓውን፡ ነቲ መዳርግቲ ኣልቦ ውዕለት ጀጋኑና ሂወት ዝተከፍሎ ግን ምስ ሰሚናርን ኣብ ኣዳራሽ ምሙማቅን ከተናጻጽርዮ ዓገብን ክልተ ጫፋት ኣወዳዲርካ ምግናንን፡ ብቃላት ዘይግለጽ ብድሆታት ሳሕልን ናደውን ምንእኣስ እዩ፡ ዓገብ።

  • @nakfanamedia
    @nakfanamedia 2 дня назад

    btseytey kndi shih