ጉዕዞ ህይወት ሙዑዝ ጊደይ (ዶ/ር) - ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 ноя 2024

Комментарии • 244

  • @AbaylakTesfay-m2o
    @AbaylakTesfay-m2o Месяц назад +28

    ትግራይ ብዙሓት ልባማት ኣለዉዋ:ግን መራሕትና ኣይሰምዑን :ዶክተር ሙዑዝ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ:

    • @alemtsehayberhe2515
      @alemtsehayberhe2515 Месяц назад +3

      ትክክል ብጣእሚ ጀግና ንፁህ ልቦና ዘለዎ ሀውና እቲ ግዜዊ መንግስቲ ባአል ሙኡዝ መረሳ የመነ ቡዛሀት ክወስዶም አለው ላብ መንግስቲ

    • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
      @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 28 дней назад

      ብጣዕሚ

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe 29 дней назад +5

    ጀግና ዶ/ር ሙዑዝ ካብቶም ደስ ዝብሉኒ ብቁዓት ቁኑዓት ሙሁራት ተጋሩ ሓደ እዩ።

  • @መሃመድሸሁ
    @መሃመድሸሁ 28 дней назад +6

    ትግርኛ አልችልም። ግን በ1992ዓም አዲስ አበባ ዩኒቨርስቲ ስላነሳነው የተማሪ አመጽ እያወራ መሠለኝ። ያኔ አስታውሳለሁ። ምኡዜ ከትግራይ ቢመጣም ትግላችን አካዳሚክ ነጻነት ላይ ስለነበር ከትግራይ ልጆች አብሮ የተነሳው ምኡዝ ስለነበር። ቼጉቬራ የሚል ስያሜ ተሰጥቶት ነበር። ምኡዝ የህይወቱ መነሻ ቤተክርስቲያን ሴለሆነ የፈለገ ዙሮ ዙሮ ፈሪሃ እግዚአብሄርን አይረሳም ነበር። ከልቤ ነው የምወደው። የወሎው ባልንጀራው ነኝ።አፋር ክልል ያላግባብ ታስሮ እስከ በረሃ ድረስ ፈልጌዋለሁ። ረጅም እድሜ ከጤና ጋር ተመኘሁለት❤❤❤❤

  • @gebretsegay6564
    @gebretsegay6564 Месяц назад +20

    እምብር ሙዑዝ!!!!!ዶክተረይ ብዚ ምዑዝን ጥዑምን ኣንደበትካን ሓሳባትካን ንልቦናና ኣዚኻ ኣምዒዝካዮ።ኣዚየ ተሓጉሰልካ፣ኣዝየ ኮሪዐልካ!!!!!!!እንታይሞ ይገበር ካብ ኣእማን ዝገደዱ አእማን ዝኾኑ መራሕቲ እንዶ ሂቡና።ብዝገርም ስምዒት ካብ መነሃርያ ከተማ ውቕሮ ጀሚረ ክሳብ ዓዲግራት ዝበፅሕ ሰሚዐዮ ብዙሕ ተገሪመ፣ብዙሕ ተሓጉሰ፣በኽየ እውን ምኽንያቱ ካብ ምግራመይን ዝተልዓለ እዞም እናፈለጡ ዝፀመሙ መራሕትና ካብቲ ምክሪ ሓሳባትካ ዋላ ሓንቲ ብዘይምስመዖም የሀው ናብዚ በፂሕና በዚ ከይኣክል ድማ ሐዚ እውን ከይሓፈሩ ከም ኣእዱግ ክራገፁ የሕምሙና ኣለው።ትዕድልቲ ድዩ ወይስ መርገም ኮይኑና እንድዒ????? እታ ንዓኻ ወሊዳ ኣብዚ ዘብፀሐት ክብርቲ ኣዶኻ/ኣደዋኻ ምስግንትን ንእድትን እያ።ንዓኻ ድማ ደጊሙ ደጋጊሙ የብዝሕኻ።።።።።። ዕድመን ጥዕናን የብዘሐልካ።ንቲ ሰናይ ሓሳባትካን ብርዕኻን የሰስኖ።።።።።።።
    በረከት ድማ ንዚ ወርቂ ዝኮነ ሓሳብን ኣንደበትን ዘለዎ ጅግናና ስለዝዓደምካልና ብልቢ ነመስግን አበርቲዕኻ ቀፅለሉ።ነዞም ከምዚ ዝበለ ወርቂ ዝኾነ ሓሳብ ዘለዎም ወርቅታት ትግራይና ደጋጊምካ ብምዕዳም ደጊምካ ደጋጊምካ ከም እተሐጉሰና በዓል ሙሉእ ተስፉ እዩ።ሰሰናዩ ዘበለ ኩሉ ይምነየልኩም።

  • @TOGOGAMEDIA
    @TOGOGAMEDIA Месяц назад +6

    ዶክተር ምዑዝ ኣዝየ ዘኽበረካ ዘድንቐካ ወናም ትግራዋይ!
    በርትዕ ወርቂ ብሓዊ እዩ ዝፍተን።
    ትግራይ ንወኻሩ እምበር ንከምከማኻ ዓይነት ቅኑዓትን ፈላጣትን ባይታ ዘይብላ ካብ ትኸውን ፀኒሓ እያ።
    long live bro.

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 Месяц назад +8

    Intelligent man doc miuz ናይ ብሓቂ ሙዑዝ ጥዑም ኣንደበት፣ንሰብ ዘለዎ ክብሪ፣ሙሀሁር፣ደፋር፤ተስፋ መጻኢ ትግራይ✅

  • @DavidGerenal
    @DavidGerenal 28 дней назад +3

    ዶ/ር ተባዕን ደፋር ተቃላሳይ ስለዝኮንካ ቀፅለሉ በርትዕ።

  • @STAMA123
    @STAMA123 Месяц назад +11

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ዶክተር ሙዑዝ ብጣዕሚ ካብዘድንቖምን ዘኽብሮምን ተጋሩ ኢኻ ብጣዕሚ ኢየ ዝስስዓልካ እግዛቤር ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ❤❤❤

    • @AdmR.y
      @AdmR.y Месяц назад

      ✝️

  • @peacewinn8887
    @peacewinn8887 Месяц назад +9

    ዝገርም ሂወት ታሪክ ኣቦ ሓቂ ሰማዒ ዝሰአነ ሓቂ ነጋሪ ❤❤❤❤❤

  • @hiyabhiyab6404
    @hiyabhiyab6404 Месяц назад +8

    ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ደ/ር መዑዝ

  • @መሃመድሸሁ
    @መሃመድሸሁ 28 дней назад +2

    ጓደኛየ። በ1990 _1994 ዓም አዲስ አበባ ዩኒቨርስቲ አብረን ተምረናል። ጀግና ቆፍጣና አንባቢና ተመራማሪ ምሁር።ዶር ምኡዝ፤ አራዳ የከተማ ልጅ❤

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 Месяц назад +2

    ዶ.ር ሙእዝ ብጣእሚ እነክበረካን እንፈትወካ ጀግና ሀውና ብሩህ ኣእምሮ ኢኻ ሞ ለትግራይና ከማኹም ዝበለ የድልያ ንስኻ መረሳ ፀሀየ ፕ.የማነ ካሎኦትም ምስ ጌዛዊ መንግስቲ ክትሰርሁ ንምነ 💕💕💕💕💕🙏🙏🙏

  • @babeynegne8272
    @babeynegne8272 4 дня назад

    ዶር ሙዑዘይ ካብቶም ኣብ damage assessment ፅንዓት ካብ ዝተሳተፉ ሓደ እየ ልነበረ ጊዜ የስታዉስ እየ ኸቢድ ጊዜ እዩ ነይሩ proud 👏 of you Dr.

  • @ABCDE-r8j
    @ABCDE-r8j 29 дней назад +1

    ናይ ብሓቂ ፍሉይ ሰብ ኢኻ ዶ/ር ሙዑዝ❤
    ትዕግስትን ብልሕን ብኣኻ ትምሰል🙌🙌

  • @Hile208
    @Hile208 Месяц назад +15

    ኩነታት ትግራይን መፃእኣን ብደንቢ ካብ ዝትንትኑ ሰባት ሐደ እዮም ዶ/ር ሙዑዝ
    confident and explained his thoughts freely!🎉🎉 🙏

    • @Nathnahom
      @Nathnahom Месяц назад

      But he is by now becoming regionalist ! Awarajawi

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 27 дней назад

    ምእንታን ክንረብሕስ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ክቡር ሓውና ደ/ር ምዑዝ ግደይ::

  • @MarsLOVE-hi6he
    @MarsLOVE-hi6he Месяц назад +9

    ዶ/ር ሙዑዝ ባዓል ብሩሕ አዕምሮ❤❤❤

  • @መሃመድሸሁ
    @መሃመድሸሁ 28 дней назад +1

    ምኡዜ የኔ ዘመን ምልክት!!!❤ ከደሴ ወሎ፤ እወድሃለሁ!!!

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 27 дней назад

    ናይ ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ነዚ ለባም ሓውና ክቡር ደ/ር ምዑዝ ግደይ ክጥቀመሉ ይግባእ:: ሓደራ ከይነቐይሞ::

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 29 дней назад +1

    ዶክተር ሙዑዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ንስኻ ተስፋ ትግራይ እኻ በርትዕ።

  • @HagosHailu-i5f
    @HagosHailu-i5f 28 дней назад

    ብሩህ ኣእምሮ። ዕድመ ይሃቦ።

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 29 дней назад +1

    Outstanding explanation and full of knowledge dr, we have to listen and follow like this intelligent man, who have good heart and affection.
    Thanks

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 28 дней назад

    Legend the son of Tigray, wishing you peace, Dr Muze you are so grateful to perceive it things!.

  • @teddyabadi
    @teddyabadi 28 дней назад

    Extraordinary Dr. I don't have words to explain to you bro

  • @allamebrahtu8695
    @allamebrahtu8695 Месяц назад +3

    i am so amazing by this interview thank you dr muez and beki

  • @hagezomweldegebreal4202
    @hagezomweldegebreal4202 Месяц назад +6

    ልባም ሰብ ዶክተር ሙዑዝ ድመፃኢት ትግራይ መዋፅኦ ክኾና ይኡ።

  • @Tsegaye-xm1iv
    @Tsegaye-xm1iv Месяц назад +2

    ዶር ሙዑዝ ሰሚዕኻ ዘይጽገብ ሙሁር እዩ የቐንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 Месяц назад +2

    መግለፂ ቃላት ሲኢነልካ ጀግና ወዲ ዞም ጀጋኑ ዶ.ር ሙእዝ ል27አመት ነኽብሮምን ንህለቆሎም ከም ብሌን አይንና ንሪኦም ዝነቨሩ ሰብ ሰልጣን ናይ በሀቂ ንኢቅናዮም ፀረ ትግራይን ፀረ ታጋሩን ነይሮም ልገርም ግን ህዚውን ምርሁኒ አጥፍኡኒ አጨፍጭፍኒ ኢሊካ ምፅባይን ምምላኽን የሀፍርን የህዝንን ። በረኽት ሀውና ቀፅለሉ ሀቂ ክወፅእ አለዎ

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt Месяц назад +3

    በሀቂ ተፈታዊ ሀቀኛ በልቲከኝ ዶክተር ሚዑዝ አይ ሆብ ናይ ትግራይ መራሖይ ቲኾን ይመነ❤❤❤❤😢

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 Месяц назад +1

    What an interview. Can't wait for the next one. Thank you, Dr. Muuz

  • @haftudesalegn8491
    @haftudesalegn8491 Месяц назад +2

    ዶክተር ሙዑዝ ዝገርም ሓቦን ጅግንነትን ዝሓንገበ ትግራዋይ ካብ መዐር ልጥዕም ታሪክን ሃሳባትን ክብረት የሃበለይ እማን ሙዑዝ ብዙህ ኹን

  • @letaygyesus6748
    @letaygyesus6748 Месяц назад +1

    ብሓቂ ሙዑዝ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ኣብዚ ኾነ መድረኽ ክትዛረብ ከለኻ ብሃንቀውታ እየ ዝሰምዓካ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ቀፅለሉ።

  • @ghiwotgslassie3797
    @ghiwotgslassie3797 Месяц назад +1

    ምዑዝ ዝኮነ ፍሰት ሓሳብ :thanks doc and bekie

  • @peacewinn8887
    @peacewinn8887 Месяц назад +4

    ካብቶም ዕንቁ ተጋሩ ምኻንካ ክብሪ ይግባኣካ❤❤❤ አዳላዊ እዚ መደብ ብምድላውካ ክብሪ ይሃብካ❤❤❤❤

  • @zufanbeshir4098
    @zufanbeshir4098 Месяц назад

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዶክተረይ መራሕትና በይዛኹም ዘለው ሙሁራትኩም ተጠቐምሎም❤

  • @almazmeshesha3663
    @almazmeshesha3663 Месяц назад +3

    የቅንየልና ዶ/ር ሙዑዝ

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt Месяц назад +2

    የቀኒየና በረኸቲ ብልፃአቲ ሙሁራቲ ተቀርቢ ዘለኸthanks

  • @hgebre3175
    @hgebre3175 29 дней назад

    Dr. Meuz, thank you sharing your research based and well informed perspective of the situation in Tigray. Listening to your interview is a testament of how many young intellectuals Tigray has produced. Your contribution in bringing positive social, political, and economic changes in Tigray are immense. Keep up!!!

  • @ስላምለኣለምህዝብ
    @ስላምለኣለምህዝብ 29 дней назад

    Dr ሙዑዝ ስነምግባርካ ብጣዕሚ እዩ ልገርም 🎉

  • @KalaminWeldegebrial
    @KalaminWeldegebrial 29 дней назад

    ዝገርም ታሪክ ትግራይ ከማካ ስብ የድልያ ዶክተር

  • @soloare4855
    @soloare4855 28 дней назад

    You are the master DR mueuz

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey2771 27 дней назад

    ሙዑዝ ብጣሚ ጠንካራ ተቓላሳይ እዩ

  • @girmay483
    @girmay483 27 дней назад

    ጅግና

  • @michaeltilahun8898
    @michaeltilahun8898 Месяц назад +7

    ዓብይ ሰብ ዓዲምኻ በረከት።

  • @AbrhaKefey
    @AbrhaKefey Месяц назад

    You have narrated very real and wonderful story of each of us. You touched perfect painful stories we all had been encountered. We had been denied our best research findings to our people which were contributed by more than 600 scholars during the dark period. I always respect and proud you. Extraordinary genuis and world class scholar.

  • @TeklayFikadu
    @TeklayFikadu Месяц назад

    ዶ/ር ሙዑዝ ካብ ብቐደሙ ይፈትዎ እየ ኔረ። ሕዚ ድማ ዝነበረኒ ፍትወት ብዕፅፊታት ወሲኹ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወናኒ ብሩህ ኣእምሮ🙏🙏

  • @tadessephares6889
    @tadessephares6889 Месяц назад

    Very fascinating and amazing life journey. This should be turned into a biography book and documentary to empower the young generation, the best way to speak the truth and stand for the truth.

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Месяц назад

    ዋው❤ዋው ዶ/ር ሙዑዝ ጊደይ ዕድመይ ጢዒናይ ይሃብኻ!! ይበል ይበል በርትዕ ቓፅለሉ::

  • @Sam-ws3cy
    @Sam-ws3cy Месяц назад +4

    ንትግራይ ክትብል ዘይትፈትዎ ሕውሐት ንኽትድግፍ የገድደካ ዝበልካያ አባሃህላ ብሐቂ ዝቅበላ እየ

  • @adhenanigus1134
    @adhenanigus1134 Месяц назад

    ኩነታት ትግራይን መፃእኣን ካብ ዝትንትኑ ሰባት ሐደ ዶ/ር ሙዑዝ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ

  • @abrehammamo6832
    @abrehammamo6832 Месяц назад +1

    የቐንየልና ዶክተር ሙዑዝ❤

  • @tesfana
    @tesfana 28 дней назад

    Waw DR ሙዑዝ ቡሉጽ ሓሳብ ❤❤❤❤

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    የቀንየልና ክብር ሓዊና በረኸት እዚ ተባዕ ወዳ ህዝብ ዘቃረብካሊና ዕድመን ጥዕናን መዳሃን አለም ያሃብከ ዶ/ር ሙዐዝ ብጣዒሚ እየ ዝስስዐሊካ በሪቲዕ ❤
    ካብ ዓዲና ዝኾራዓሎም ኣብ ዝኾነ ፖለታካ ዘይሊጠፉ ዓበይቲ ኣሕዊተይ ዘኻብራም ባአይ ዓይኒ ማለተይ እየ
    ኣሉላ ሰለምን
    ዶ/ር ሙዑዝ እዮም ካሎኦት ክህሉየ ይኻእሉ እዮም ግን መዲሪኺ ኣይረኸቡን በኪ ኣሉላ ሰለምን ወን ኣቂሪበሊና?

  • @princeatimes4209
    @princeatimes4209 Месяц назад +1

    ናይ ብሓቂ ምዑዝ ቀኒኤ❤

  • @haftomwediharestay
    @haftomwediharestay Месяц назад +1

    መሐበኒ ኢኻ ዶክተር ሙዑዝ ገና ናብ ሚድያ ቅድሚ ምምፅኡ ጠንካራ ከምዝኾነ ብውሽጠይ ቀሪፀዮ ኔረ ❤❤❤❤❤

  • @Assefa2024
    @Assefa2024 Месяц назад +1

    ናይ ሙዑዝ ተምሃራይ ነይረ ኣብ አክሱም ዩኒቨርስቲ ክእሰር እንተሎ ይዝክር እየ።

  • @Solomonabay
    @Solomonabay 28 дней назад

    ዶ/ር ምዑዝ እቲ ትዛረቦ ኵሉ ካብ ሓደ ምሑር ዝሕሎ ወይ ድማ ህዝቢ ዝፅበዮ ኢኻ ትዛረብ እሞ ፈጣሪ ምስ ምሉእ ስድራኻ ይባርካ፤ ጋዜጠኛ በረከት እውን ከምዚኦም ዝመሰሉ ምሁራት እንዳቕረብካ ስለ ትረብሐና ንስኻ እውን ተባረኽ።

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el Месяц назад

    Dr. You are one of tigray's Jem. We love and respect you

  • @tadesewoldu445
    @tadesewoldu445 Месяц назад +1

    ትግራይ ሰብ አለዋ እንትንብል ብምክንያት እኒ ደ/ር ሙዑዝ እዩ !!!! ደ/ር ንናይ ፅባሕ ትግራይ ተስፋ ኢኻ ሞ ንስራሕኻ አሳልጦ ን ስድራኻን ባዕልኻን ጥዕናን ዕድመን ይምነልኻ🙏🙏🙏🙏

  • @zemenmamoamare4621
    @zemenmamoamare4621 Месяц назад +1

    ቀፅለሉ ክቡር ሓው

  • @sebkunMedia
    @sebkunMedia Месяц назад +1

    ተጋሩ ነዚ ሰብን መሰላቱን ንሓልዎም ከድሕኑና እዮም

  • @Tehaye-d7r
    @Tehaye-d7r Месяц назад +6

    ንትግራይ ዶ ር ምዑዝ ይምረሓያ

  • @birhanu-9966
    @birhanu-9966 Месяц назад

    እ/ሄር አምላኽ ምሳኻ ይኹን አሜን

  • @gunnersawi9391
    @gunnersawi9391 Месяц назад +1

    ዶር ሙዑዝ ብሩህ ኣእምሮ❤❤❤

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 Месяц назад

    Thanks Kezahta for inviting Dr, Muez. This is the 1st time l listening all video.
    He is key a person for Tigray but they are labeling him wrongly like Lfatey Tigray.

  • @arayagebrezgi2123
    @arayagebrezgi2123 27 дней назад

    ንህዝቢ ትርፉ ከማካ ዝበሉ መናእሰይ ምርኣይ'ዩ "ጥራይ ንቅድሚት ብቅንዕናን ብብስለትን" 🙏🏿

  • @GetachewGirmay-n2n
    @GetachewGirmay-n2n 28 дней назад

    ዶ/ር ሙዑዝ ብጣዕሚ ጠንካራ ሰብኢኻ ግን ከማኻ ዝበሉ ሙሁራን ኣለው ንምንታይ እዮም ከማኻ ወፂኦም ዓዶም ዘየድሕኑ በኡነት ዶ/ር እዞም ሙሁራት ኣለውኒ ዝትብሎም ሀዚ ትግራይ ሓሚማ እናሃለወት ተዘይ ኣድሒኖማ ተጠየቕቲ እዮም እንተ ንስኻ ግን ቐፅለሉ ጅግና ኢኻ::

  • @LiAa400
    @LiAa400 Месяц назад +7

    Kur'at TIGRAI ❤❤❤❤ hizbna bakan bmeselatkan ktghad tesfa ngebr!!!!!!! edmen tienan mis sdraka

  • @bahlatgezae4025
    @bahlatgezae4025 Месяц назад +1

    ኣነስ ቀኒአ ሓወይ ክትከውን ተመንየካ❤

  • @negshaagebrish2203
    @negshaagebrish2203 Месяц назад +1

    ጅግና ወዲ

  • @solomonhaftu9120
    @solomonhaftu9120 Месяц назад

    Marvelous idea; you are hero doctor; carry on!!!

  • @luelweldekiros7799
    @luelweldekiros7799 29 дней назад

    Muzey hawoy kab afar eye liflteka jigna eka

  • @bisrathiluf8909
    @bisrathiluf8909 Месяц назад +1

    Wal adey Gal Alemata, 😊 lovely!

  • @KidusTsige-c7d
    @KidusTsige-c7d Месяц назад +2

    ፀርፊ ናይ ሓሳብ ድርቂ ዘምፀኦ ሳዕቤን እዮ ኢለ እየ ዝኣምን :: ፀርፊ ምሕሳብ ኣየድልዮን ምክንያታውነት እውን ኣይገልፅን ::
    -ኣነ ዝብህጎ ሓዱሽ ወለዶ ትግረዋይ ብምክንያታዊ ሓሳብ ዝድግፍን ዝቃወምን ወለዶ ክህልወኒ እየ ዝደሊ እውን ክሰርሕ ፀርፊ ፍፁም ካብ ትግራይ ክጠፍእ ኣለዎ ኢለ እየ ዝኣምን :: ምስ ወለድካ ፀርፊ ምስ ኣሕዋትካ ፀርፊ ምስ ጎረቤት ፀርፊ ,ምስ ሓዳርካ ፀርፊ ,ፀርፊ ,ፀርፊ ከም ማሕበረ ሰብ ፀርፊ ባህሊ እናኸነ መፅዩ ስለዚህ በጃኹም ኣቱም ትፃረፏ ዓርስዅም መርምሩ !!!

  • @FreeTigray-ux5fh
    @FreeTigray-ux5fh Месяц назад

    Dr muze you are so exceptional prisone I have ever seen smelly you are Tigray excellency ❤❤

  • @yordanosbeyene2181
    @yordanosbeyene2181 Месяц назад +1

    ትግራይ ሰብ አለዋ። ግን መራሕቲ ዜሮ። ዶ/ር ሙዑዝ የቀንየልና

    • @leulteshale840
      @leulteshale840 Месяц назад

      መን መሪሁ እዙይ ንክትዛረብ ዝገበረካ እዙይ ንክትረክብ ዝገበረካ ይህመቅ ይፀብቅ እቶም ህዚ ትፀርፋም ዘለካ መራህቲ እዮም ደኩትር ሙዑዝዉን ንከታተሎ ኢና አብ ኩሎ ዐዲ ዘለና ነገርግን በተለይ አብቲ ናይ መጀመሪያ ህዝውን ዝረቦ ወይካዐ ዝህቦ ሀሳብ ዘመዛዘነ አይኮን ምዝራብ እንተይኮነስ ዘህሸ ፖሊሲ አውፂኢካ ንህዝቢ ምቅላስ እምበር አብመድረክ ወፂዕካ ምዝራብ ንህዝቢ ትግሬይ እንታይ ይጠቅም ደኮተር አብመድረክ ወፂኦ ንክዛረብ ዘገበሮ መን እዮ እቶም ህዚ ዝፅረፉ ዘለዉ መራህቲ እዮም

  • @binibana8035
    @binibana8035 Месяц назад

    Long❤ life and good health,❤ Dr. Meuz❤

  • @YaabMark
    @YaabMark Месяц назад

    brillenet man use this man plse

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty 26 дней назад

    አምሓራይ ጸላኢ ትግራዋይ ዩ፡ እንተልና ትግራዋይ ዕጽፊ ጸላኢ ነብሱ ዩ እልና ክንዛረብ ንኽእልና።እዙይ ዘይከሓድ ሓቂ ዩ።ጸላኢ ነብሱ ማለት ጸላኢ ብጻዩ ማለት ዩ።

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 Месяц назад

    Excellent narrator

  • @hadashailu158
    @hadashailu158 Месяц назад

    በቃ በርትዕ ቐፅል ዝሓወይ ከማኻ ዝመሰለ ስብ ትደልይ ትግራይ ዓደይ

  • @astro20400
    @astro20400 Месяц назад

    The one who found his freedom at the earliest convenience! ! !

  • @FishaFitsum
    @FishaFitsum Месяц назад +1

    Dr,muez,gidey,hade,kindi,1000,jegina❤

  • @GebrehiwotGebreslasie
    @GebrehiwotGebreslasie Месяц назад

    Hwhat nmhur zbelae mehaym Annja eu !

  • @Tehaye-d7r
    @Tehaye-d7r Месяц назад +2

    ንምዑዝ ወይምድማፅ ክንደየናይ ዋጋ ከምዘኽፈለ ፍሉጥ እዩ ።ምዑዝ በሊሕን ብሱልን ምሁር ።ንበረልና ።

  • @RedAb-gy7sd
    @RedAb-gy7sd Месяц назад

    Part 2, please 🙏

  • @teklaytesfugebru
    @teklaytesfugebru 2 дня назад

    Thank you Dr Muez, your explanation is good.but which one do you give priority from the so called reform and Democracy versus retain our land and displaced people? Secondly why do you call decay for the one group and reformist the other one if you criticise for both? 3rd question :- Based on the Pritoria agreement, is there any madate of the interim administration which states reform?

  • @Tigray_First
    @Tigray_First Месяц назад +1

    ግዜ ዘውረዶ ሰብ።

  • @berhieweldu2498
    @berhieweldu2498 Месяц назад

    Real philosopher!!

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs Месяц назад +1

    እትፃረፉ ዘለኩም ግን ጥዕና አለኩም ድኩም ዋይ😮

  • @delinahaile3861
    @delinahaile3861 Месяц назад

    Interesting bibliography

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 Месяц назад

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዶ/ር ሙዑዝ ❤❤❤ የቐንየል ድማ በረከት ሓውና

    • @muluhadush7247
      @muluhadush7247 29 дней назад

      ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዶ/ር ሙዑዝ ❤❤❤ የቐንየል ድማ በረከት ሓውና

  • @solkel62
    @solkel62 Месяц назад +1

    መግለፂ ልሰኣንኹሉ መስደመም ውልቀ ታሪኽ:ብሳይንሳዊ መፅናዕቲ እልተሓገዘ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ትግራይን:ስኑድ ጄኖሳይዳዊ ህዝቢ ትግራይ:ሓልየትን ባህግን ህዝብኻ...ህንደይሞ! እንተ ቅድመን ድሕረን ኩናት መራሕቲ ትግራይ ግን ኾነኩም መግዛእቲ ህዝቢ ትግራይ ይኾኖ።ሙዑዝ ጊደይ:ነዊሕ ዕድመይ ጥዕናይ ምስ በተሰብኻ ይምነየልኻ ሓወይ

  • @selamawitwoldegiorgis
    @selamawitwoldegiorgis Месяц назад

    My god … such a humorous person

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket1368 Месяц назад

    ገፅ ጌታቸዉ ዝኾነ መፍረሲ ዉድብ

  • @abbaybe5550
    @abbaybe5550 Месяц назад

    This is the real Tiger and Tigrian

  • @aronabera8935
    @aronabera8935 Месяц назад

    honest ,legend dr muez gidey

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 Месяц назад

    Very interesting story

  • @atsedeborena4235
    @atsedeborena4235 Месяц назад

    Dear brother 🙏❤️❤️❤️❤️

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 13 дней назад

    ትግራይ ብዙሓት ጀጋኑ አለዉዋ ግን ሳአን መራሕቲ ድሕሪት ቀሪና😢😢