ተጋዳላይ ነጋ ኣሰፋ እንታይ ይብል - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ
HTML-код
- Опубликовано: 14 ноя 2024
- እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this RUclips Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com...
www.lazatigrign...
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords
ዝገርም ትንታነ እዩ thank you ነጋ ኣሰፋ & ነጋ ዘርኡ🙏
ነጋ ኣሰፋ በሳል
ሓሳብን መግለፂታት ሕመቕ እንዳ ውድብ ስለዘስማዕኻና ነመስግን።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሐሳብ እዩ ቀጽልሉ ብቲቪ ትግራይ ወስኽሉ ኩሉ ህዝቢ ይስመአዮ
Please Please Tegadalay Asefa write it all it is our Histories for next generation. Thanks!
Rubbish 👎
ተጋዳላይ ነጋ አሰፋ ሰለ እቲ ዘሃብካና ሰፊሕን ግልፂ መብሪህካ የመስግን ለዛ ትግርኛ 'ዉን ብፋላይ ዘርኡ ቀፅለሉ በርትዕ
Excellent explanation of the process and reasons of division.
Wow interesting interview!! Proud of Nega
excellent political analysis thank you
ብሓቂ ዝገርም ሓሳብ የቐንየልና ነጋ።
Thanks so much Nega Assefa for sharing this fact
ተጋዳላይ ነጋ አሰፋ ጅግና ወዲ ህዝቢ ኩሉ ሐቂ ነገር ስለ ዘፍለጥካና ብጣዕሚ ነመስግን።
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😮😮😅😅😅😊😊😅😮😢😢
Thank you so much, Negish. Unbiased explanation 👌
Thanks a lot for your deep clarification Ato Nega and now it's time to see everything on the ground and I'm sure everyone will be on your side. Thank you Lexa tube🙏
Very good ላዛ ትግርኛ !
ላዛ 🙏
ነፂርኻ ስለዝነገርኻና ነመስግን ኣይተ ነጋ።
ወይ አንደበት ሀቂ ይሀብካ የቀንየልና ግን ከማካ ዝበለ እውቀት ዘለዎ ስለዘድሊየ ሀየ
Thank you for your realistic and fact opinion
ተባረኽ እቱ ህመቅ ኸምዚ ይመስል
አታ ደንቆሮ ዶ/ር ተብየ ሃይለ ስኻ ህማቅ ዘረባኻ ህማቅ ሚድያኻ ህመቅ ካብዙ ይ ተምሃር ናይህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ድምፂ እናበልኻ አተደናግር
ፅቡቕ ዘተ
ኣጆኹም እቲ ዝተፈለየ ሓሳብ እትብልዎ ብግልፂ ናብ መሬት ይውረድ
የቕንየልና ተጋዳላይ ነጋ ኣሰፋ🙏 ግልፅልፅ ኣቢልካ ነዚ ዕቡድ ጉጅለ ግብሩ ስለዝነገርካና።
ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ነጋ እዉን ኣምስግነካ። እንተኺልካ ግን ካብ ክልቲኡ ጉጅለ ገፅንገፅ እንተተራኽበልና ግርም ነይሩ። ናይ ምዃን ዕድሉ እኳ ፀቢብ እንድዩ ግን ፈትን እስከ?
ዋው ብጣዕሚ ፅብቅ ትንተና ናይ ብሓቂ
ፅፉፍ ፅዋ! ምጥዓሙ!
I really appreciate the unweavering stand & crystal clear explanation about current situation of Tigray. (Proud of His Excellency Nega Asefa).
Everything is clear. God bless you.
Nice and unbiased explanation 👌
ኣብ ሂወተይ ካብ ህወሓት ዘዕበይዎ ዘይመስል በሳልን ባዓል ዕቱብ ኣንደበትን ሰብ ረኺበ ። ምንም ዘይተፀበኹዎ ነገር ኮይንኒ ንኣኻ ዝወለደት ትግራይ ሎሚ ኮሪዓ።
ጅግና ተቓላሳይ!
ንዓኹም ዝመስሉ ባህጊ ወለዶናን ባህጊ ህዝብናን ዝዛረቡ ጀጋኑ ምርኣይ ንህዝብና ዓቢይ ተስፋ እዩ።
ንፅረት ዘለዎ መብርሂ
thanks
Nice explanation
ሓቂ ብ ሓቂ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Well explained a❤nd created clarity
I like your final analysis! Tigray should be governed by meritocracy led by the new generation. TPLF is behind the time zone, to say the least.
አየ ህዝበይ ብዙሕ ዘይትፈልጦ ጉድ አሎ
Thanks a lot for creating clarity to diaspora.....gobezu!
He knows how to articulate his explanation, thumbs 👍🏼
Thanks a lot Laza for giving us a chance to clarify so many issues.
ብሓቂ ርጉዕን በሳልን
Thanks for making things clear that the interim government has faced serious of challenges from the outset.
ብዚኦም ሕዝቢ ትግራይ ምምርሁ መህፈሪ እዩ ፡፡ ከምዚኦም ዝበሉ ሙሉዕ አቅሚ ዘለዎም ሰባት ትግራይ ያድልይዋ እዮም ፡፡ በቃኹም ክባሃሉ አለዎም አለምን ደብረእንክሊል ፡፡
Great explanation thank you so much
ኩላትኩም ናይ ጌታቸው ኮነ ናይ ደብረጽዮን ዓበርበር ንሥልጣን ጥራይ እዩ ሕልምኹም ።ካብ አዛብእ ዓጽሚ እንተዘይኮይኑ ሥጋ አይንጽበይን።
Thanks Nega/Leza Tigringa media for having Nega who is really matured and full of thoughts. Thanks for his fact based information and analysis
👏👏👏👏👏👏 no words
ኣቶ ነጋ ብሓቂ ንጹር መግለጸ
እዞም ሜዳታት ትግራይ ክሳብ ሕጂ ወገን ናይ ደብረጽዮን ኮይኖም ገታቸው ዝወቅሱ ዘለው ኣፎም ይዕጸው
ታሪኻዊ interview. ሃም ደርፊ ደጋጊመ ሰሚዐዮ።
Clear and detailed, explaination, I think Nobody explained like this before but now you described well, and I hope Tigray people has to be understand what is going on and for the sake of his/her child!
# ንፅረት !
Matured idea with good flow.
Wowwww great job 👏 keep it up please 🙏🏾
ገራሚ ኣገላልፃ👌
By The Way ደብረፂዮን ብዛዕባ ጀኖሳይድ ዝኽሓደሉ ርኢኻ ንስልጣን ክብል ኣብ ተጋሩ ድሕሪ ጀኖሳይድ ዝተፈጠረ ምውናን ናይ ሃገርነት ሕቶ ኣልሚሰ ናብ ኢትዮ ክመልሶ ኢየ ዋላ ብሃይሊ ኣፊነ ኢሉ ክደራደረሉ ከምዝኮን ኣይትጠራጠሩ፡፡ ካብ ስልጣኑ ወፃኣ ብዛዕባ ግዝኣት ትግራይ ተሓታቲነት ኮነ ዝኣነወን ዝተመንዝኣ ሓፍቲ ትግራይ ፍፁም ኣይግድሶምን፡፡
ሐስው መጭበርበሪ ጃኖስይዴ ዝኽሕደ ዘላ እበይ ኽምዘላ ማንም ትግራዋ ይፍልጥ እዩ ዑሱቡ ግዛእ
Great explanation with facts
great analaysis
ናይ ድያፖራ ንመኸተ ኢሉ ዘውፅኦ ዝነበረ ግንዘብ ናበይ ኣትዩ ጥይት መግዝኢ ግንዘብ ዝስኣን ??
He gave us clarity on many issue. Thank you nega assefa.
ተሕዝኒ ትግራይ ጥዑይ ሙሁር ዘይረከብኪ ኣሰፍ ደንቆሮ ተምሃር
Thank you 🙏 Mr nega assefa
What a Great explanation
Good job
ሕዋሓት መናእሰይ ትግራይ ብላሽ አፅኒታቶም ቻው
ኣዚዩ እዩ ዘሕዝን ስለ ምንታይ እዩ እዙይ ብግልፂ ሕዝቢ ፈሊጥዎ ባዕሉ ዘይመምዮ እሞ እቱ ጥፍኣት ኣበይ ከምዘሎ ዘይሪኦ ነዙ ናይ ሕጂ ኣብ መራሕቲ ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላውን ምክክፋልን ኣንፈቱ ምነፀረ
ንክልቴኹ #ነጋ#ብጣዕሚ የመስግን፣
ጀጋኑ!
ነጋ ታት
ተጋዳላይ ነጋ ኣሰፋ ስለ እቲ ዝሃብካና ሰፊሕ መብርሂ ነመስግነካ ነጋ ዘርኡ ውን ከምኡ የቅንየልና።
ብጠዕም. ቡሲል ስብ✅
ዕሱብ ዶ ቡሱል 😂
ኪድ ደንቆሮ@@goesaroundcomesaround
ናይ ብሓቂ ጭንቅላጦም ዘውፀአ መብርሂ ኢዩ
ህዝቢውን ነቒሑሎምዩ
እቲ ናይ ቀደም ወለዶ ደቅኻ ዝኸፈልካሉ ውድብ ከፍርሱዋ ደልዮም እንዳበሉ ኣደናጊረሞ ኢዮም በዓል ደብረፂዮን::
መንእሰይ ወለዳ ን እንዳ ደብሪፅ ነፂግዎም ኢዩ::
absolutely great guy keep fighting back we are with you !!!!
ወልፉስ - ፀማም !
ስምምዕ ፕሪቶርያ ንህዝቢ ትግራይ ብዘይ ሓያል ውድብ ከትርፎ ዝክል ስምምዕ እዩ ።
ብጣዓሚ ገራሚ ዝኾነ ገለፃ ካልኦትኩም ዉን ኩሉ ትፈልጥዎ ከምዚ ጌርኩም ኣጋልፅዎም
ህዝቢ ትግራይ ግን እንታይ ኢኻ ትፅበ ዘለኻ
bravoo! Nega asefa
ከምዚአ እናወፃእዠኩም አጋልፅዏም እዞም አዛብእ ቃትሪ።we never back to the era of sbihat gangsters
ኩሉ ነገር ግልፅልፅ ኣቢልካ ብንፁር ኣገላልፃ ስለ ዘንቃሕኻና ዓብዪ ክብሪ ይግበኣካ🙏🙏🙏
ልገርም ሓቅነትን መረዳእታን ኣግንየ
የቀንየልና ተጋዲላይ ነጋ ኣሰፍ እና ላዛ ትግርኛ❤🙏
ወዲ ረዳ ፈጣሪ ዕድመ ያሃብካ ኣታ ጀግና ወዲ ህዝብ ትግራይ❤😘
ነምስግን ነጋ አሰፋ ግርም ጌርና ክንርዳእ ስለዝገበርካና
ያቕንዬልና ፅቡቅ ሓሳብ ረኺብና ላዛ ትግርኛ ከምዚ ዓይነት ሰባት ኣቕርቡልና
ሕወሓት ዕድመ ልክዑ ካብ ዐፈና አነዝበለክዎ ይኹን እናበለ ብድንቁርና ዘዐወረ ፀቢብ ጉጅለ ዕንይንይ ዐሌታዊ ፓርቲ ኢዩ።ክዉገድ አለዎ ለውጢ አድላይ ኢዩ።
ኣይተ ነጋ። ጋሻኻ ብዛዕባ ስርቂ ክዛረብ ከሎ ብዓል መን ከም ዝሰረቑ ኣስማት ክጠቕስ ከተገድዶ ይግባእ፣ ህዝቢ ትግራይ መን ሰሪቕዎ ክፈልጥ ይግባእ፣
ሸም ተዘይገለፀ ተገደደ ኣብ 2ተ ሰባት እዩ እት ዝበዚኮ እሉ
ይገርም እዪ ናይ ሓሳብ ነፃነት ፅቡቅ እዪ.
ላዛ ትግርኛ መዝናነይን ፍሉጣት ሰባት መቅረቢን እንበር ናይ ፖለቲካ ሰራሕ ዝካናወነሉ አይነቀረን ግን ዕድመ ንገንዘብ ናብ ፖለቲካ ጢሒሉ ንሪኦ አለና።
መሰስ ኢልና ጀግንነት ዓለም አሰንበደ
ጉባኤ ዘካየደን ዘየካየደን ህዋሀት ማለት እንታይ ማለ”ዩ ህዋሀት ሀደ ደይኮን
ደብረ ፅንተትን ዛፈትለ ዝብልዋ አነስተይቲ ጋኔንን ኢዮም ናይ ዝኹሉ ጥፍአት ዋናታት ዓሕሕሕ!!!
አዚ መብርሂ ንምአማን ስለ ዝኸብደኒ 4ተ ግዘ ሰሚዐዮ ነገር ግን ሐዚ ውን ይሰምዖ ኣለኹ ዝገርም ዩ ስለ ምንታይ ዩ ዳኣ ቁፅሩ ዘይንዓቕ በልፂጎም እናበለ ሽምኩም ዘጥፋአኩም ዘሎ!? ዶኩመንት ክኾነኒ ድማ download ገይረዮ ኣለኹ።
ኣዜ ዝፈትዎ ፈነው❤
ህዝቢ ትግራይ እንታይ ኣዕዊንዎ ኣሎ እምበር; እቲ ብደብረፅዮን ዝምራሕ ጉጅለ እኮ ኣዚዩ ጨካን ብዘይካ ስልጣን ካልእ ህዝቢ ትግራይ ወላ ጠቕሊሉ እንተጠፍአ ምንም ዘይዕጅቦ ናይ ጎሓላሉ እኽብካብ እዩ:: ሕዚ እውን ህዝቢ ትግራይ እንተዘይተጠንቂቑ በዚ ስልጣን ውርሻ እምበር ናይ ህዝቢ ከምዝኾነ ዘይቕበል ቡድን መሊሱ ከይፀንት!!!
❤
ለያቡ ስብሐታውያን ሕዝቢ ፀሊኡኩም እዩ። ናብ ወረዳኹም ኪዲልና።
ፀማማ ባዐለጌ እታ ዕሱቡ መጭበርበሪ ንስኻ ኢካ ትእለይ ግዛእ
Thank You! ኣይተ ነጋ :: ሕዚ መን እንታይ ሙኻኑ በሪሁለይ ኣሎ ::
ንዘልኣለም ደምና ውሕጅ ይኹን እናዘመረ ትውልድታት ከጥፍእ ዝደሊ ኮንቱ ኣእምሩኡ ዝደረቐ መን ሙኻኑ ገሊጹለይ ኣሎ ::
ትግራይ ካብዚ ዱንዙዝ ዱሑር ስርዓት ንሓዋሩ ክትገላገል ኣለዋ ::
ብዙሕ ነገራት ነጹሩለይ ኣሎ ::
Am no longer confused.
Please write a book on the issue.
ነጋ ኣሰፋ በሳል ንፉዕ፣ግልፂ ገይርካያ ናታ ውድብ ርስሓት።
ተጋዳላይ ነጋ የቅንየልና ዝነበረኒ ደንገርገር ግልፂ ጌርካ ኣቅሚጥካዮ የምስግን ካብ ልቢ።
ዓረውረው ፀይቂ እዩ ትንተናኹም።
ንፁር ሓሳብ ሐጂ ኹሉ ይበርሃልና አሎ እንዳ ደብረ ዕንኪሊል ህዝብና ተፃዊተሙሉ
እቲ በወረ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ሕጂ በሪህለይ
ካብ ናይ አደመ ድማ ሓደ ሰብ ተትቀርብ ፁቡቅ እዩ።
🎉🎉
ዝኹሉ ድንግርግር በሪሃ የቅንየልና ፣ ኹሉ ግዜ ንዓኹም ሙሁራን ይወቅስ ነይረ ግን ዝኹሉ ምቅላስኩም ግልፂ ከይርካያ ፅቡቅ።
Brilliant explanation and clarification of what happened by the incompetent Debretsion group