Never ever to leave our people in enemies hand 😢😢😢😢😢😢😢stand be together again for good and bad times Tigraians are Tigraians ther for the darkness will goin soon bright future will prevail long live to weyane tigrai TPLF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dr. Debersion, may the Lord God guide you how to lead your people. May the Lord God protection follow you wherever you go, in Jesus' precious name I pray.
The king of TIGGER TIGERIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGERIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNEILS long live state TIGGER TIGERIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
Proud of you original president tigray Doctor Debression stand with your tegray people all banda message group politician members banda message they want make business by weyenay tigray.weynay tigray TPLF means a father Mather daughter son grandson granddaughter husband wife grandson grandfather and grandmother all together make weyenay tigray TPLF so all tigray people stand together with original president Doctor Debression free independent tigray people soon God will God bless weyenay tigray TPLF 💪💪💪
Hagol kea mesaka alo do hiwat aleka do moyteka eka seb deka banda nay abiy ahmed or nay sekrem getachew weseki, MIn du ms abiy wegenu zelo rise aleka do wala ybeliken mehayem
where is the new generation? those are the 60th generation all. again as the singer said "Tigray every day in the war , for this reason we are hero" he said. is it good speaking ?what is the measurement of heroism ?is it necessary war ?after they clean 1million young people
ዓወት ንትውፁዕ ቁኑዕ ለዋህ ህዝብ ትግራይ እግዚአብሔር ምሱኡ ይኹን🙏🙏🙏♥️አሜን
አሜን
Amen Amen Amen
አጆኹም ህዝቢ ኽም ቀደምኹም ርእስኹም ኽይተድንኑ ሐደንትኹም አደልድሉ ብኽዳዓት ፀር ህዝቢ ብልፅግና ዘይኾን ቡሉፅ ጥፍአት ዝባሃሉ ጉጅለ ጥፍአት ተጠንቀቁሎም
ዶ/ር ደብረፅየን ኣቦ ፅንዓት! ህዝቢ ትግራይ ምስ ህወሓት እዩ! መስመርና ይስዕር!
በርትዑ
ደብሪፅ ጅግና ጀጋኑ ኣጀኩም ናይና
ትግራይ ዓድና ወጋሕታኪ ይርእየና አሜን ❤❤❤❤
ደብረፅየን❤❤❤💛💛💛💛💪💪💪
I’m proud to be tplf forever
Dr debretsion nebri wedi hizbi we proud of u we belive u, ♥️🌟
ትግራይ ትስዕር ኩሉ ግዝየ ንቅድምት ምስ ህዝቢ
ፅቡቅ ምክክር ገለፃካ እውን ዶክተር ዘይተደጋጋሚ ምኳኑ ካብዛሓለፈ ኣዝዩ ገላፅን ሓፂርን ምኳኑ , ሰላም ትግራይ ፣ሰላም ህዝብና ንምርካብ ኣይተንውሕዎ።
Dr Debretsion Wedi hizbi we proud of you we believe you ❤❤❤
ኩቡር ጅግና ተቃላሳይ ደብረፅዮን አጆካ ኩቡርጅግናተቃላሳይደብረፅዮንአጆካበርትዕ ❤🎉🎉
እግዚአብሔር ምሳካትኩም ይኩን ህዝቢ ትግራይ ጠንካራ እዩ
ስውኣት ሐገረ እግዛብሔር ትግራይ ብስላም ዕረፉ ❤❤❤❤
ኣጆኹም ልዕሊ 80% ህዝቢ ትግራይ ምሳኹም እዩ
ቲ ዝተደናገረ ኣስታት 20% ህዝቢ ንዕኡ ግልፂ ክኾነሉ ዘክእል መልእክትን ኣቀራርባን ሓቅን መርገፅን ብፍጥነት ❤ ሃ የ ❤ ዓዎት ን ህወሓት
Long live TPLF Woyani TDF forever 💪💪💪❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛💪💪
ስራዊት ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ንቅድሚት ❤❤❤
Tigrai tigrai tigrai we love you
ውድብ ህወሓት ብዓወት ህዝባ ሒዛ ክትወፅእ ያ።
Amen Amen Amen
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም!
ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃኣለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኦሮሞ ብሓይሊ ጨፍሊቑ ዝገዝኣ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
Exactly you are right!❤
You are absolutely right
እወ እዚ ርእሲ ዱባ ጻድቃንተ ተንኮለኛ ቁኑዕ አይመስለንን እንተኾነ ግን ደብረጽዮንውን ካብኡ ዘይሐይሽ በለጸኛ እዩ። ከምቲ ትማሊ ሐደ አባል ናይ ደብረጽዮን ዝበሎ ንሕና ሉኡላውነት ናይ ኤርትራ ክድፈር አይንደልን ዝበሎ ደብረጽዮን ከአ ብትውልዲ ኤርትራዊ ስሉዝኮነ ኤርትራ ዓዱ ብአብይ ከይትድፈር ምስ ኤርትራ ወጊንና ንአብይ ንውግአዮ እኮዩ ክብል።እንቲይ ሚለት ሉኡላውነት ናይ ኤርትራ ክድፈር አይንደልን ንህዘዝቢ ትግረይ ካብ ህዝቢ አራዊት ንላዕሊ ጸላኢ አለዎድዩ???ኤርትራ እዚ ኹሉ ግፍዒ ጌሮም ገና እዞም ዓጋመ ክጠፍኡ አለዎም ኡሎም ይጉስጉሱ ብዓል ደብረጽዮን ድማ ንሉኡላውነት ኤርትራ ክከላኸሉ መንእሰይ ትግራይ ከዋግኡ እዮም ዝደልዩ። አብይ ንቶግረይ ሕጂ ኸአ ንአምሐራይ ዋላ ንኦሮሞ ይዋግኦም አሎ ስለዚ ጽልኡ ምስቶግረይ ጥራሕ አይኮነን ህዝቢ አራዊት ኤርትራ ግን ንትግራይ ጥራሕ ከጥፍእ ኢሉ እምበር ንኻልኦት ኢትዮጵያውያን እሞ አይተንከፈን እኻድአ ንአምሐሩ ይሕግዞም የዕጥቆም አሎ።

Woyen nikedemit ❤❤💛💛
Proud weyenay tigray TPLF all tigray people stand with original president tigray Doctor Debression free independent tigray people soon 💪💪💪
Dr Debretsion I am proud of you
Ajokum Abgonukum Ena
God bless you our hero President Dor Debertseon ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Never ever to leave our people in enemies hand 😢😢😢😢😢😢😢stand be together again for good and bad times Tigraians are Tigraians ther for the darkness will goin soon bright future will prevail long live to weyane tigrai TPLF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ህዝቢ ትግራይ ቀደሙ ውዱቡ ሒዙዩ ተአዊቱ ሰራዊት በይኑ ዘአወቶ ቃልሲ የለን ይነውሕ ይመርምበር ዝጠለመ ዝተገዝአ ላንጋ ላንጋ ፁግኡ ምሓዙ አይተርፍን ብሰራዊት ላንጋ ሊንጋ ምኻን ህዝቢ ትግራይ ይውፅእሎ ይብተንሎ ሓድነቱ ይልሕልሕ አሎ ዘሰዋእዂም ጅግና ዓይን ዓይንኹም ይሪአኲምሎ ብህሊንኦም ዶ ይኸዱ ብሰጋ ብፎቆም
You are the elected president of Tigray! Proud of you keep it up good work dear brother .
Dr Debrits niberelna❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤
Viva Tigrai and TPLF 💛 ♥️
አጆሁም ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ በርትኡ ሓቂ አይሰአርን ሰአሪ እዩ እቲ ብእራይ ናብዝበለ ይበል ህዝቢ ትግራይ እርፍሃ አፅንእ።
ደብሪፅ ጅግና ኣየኹም ህዝቢ ኣብ ጓንኹም እዩ
ሓሳዊ
ደብሪፅ ፀላእቲ ብጣዕሚ እዮም ዝቐንኡልካ ፣ሸብረኽ ከይትብል አታ ፅኑዕ ወድህዝቢ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ሰብሐት ሰሩወ መንግሰቲ ከንሰባብሮ ኢና ተፀበ
@EndalkachewTetemke-k8s እንዳልካቸው ደኣ ትግርኛ ብኸመይ ክኢልካ
ውድብ ህዋህት ተዘይትፍጠር ህዝቢ ትግራይ አበይ ምስ ሓለና ?? ውድብ ህዋህት ንትውልዲ ትተርፍ ጋሳ ህዝቢ ትግራይ እያ አባይ ትግራይ ብስሬና ብቅልፅምና ❤❤❤
On the top of your comment. We need to lean on God. Without God we are nothing
💖💖💖💖ትግራይ ትስዕር !💖💖💖💖
King of king our TPLF and ተጋዳላይ Dr, ደብረፅየን ወድህዝቢ አብጎንኻለና ❤❤❤❤🎉🎉🎉ትግራይ ተስፍአ አባኹምን አብሰራዊትን እዩ ዘሎ ፣።
VIVA TDF & WEYEN We Proud Of WEYEN ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Straight up!!!!!!!! Spitting bars!!!! Finally!!!!!
Dr. Debersion, may the Lord God guide you how to lead your people. May the Lord God protection follow you wherever you go, in Jesus' precious name I pray.
❤❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡TPLF TDF FOREVER AND TIGRAYANS FOR LIFE
Ewnete new❤❤❤❤❤❤❤❤
The king of TIGGER TIGERIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGERIYANS TDF❤ Absolutely regardless Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNEILS long live state TIGGER TIGERIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
Tigray tesir
ጉጅለ ጥፍኣት
Proud of you original president tigray Doctor Debression stand with your tegray people all banda message group politician members banda message they want make business by weyenay tigray.weynay tigray TPLF means a father Mather daughter son grandson granddaughter husband wife grandson grandfather and grandmother all together make weyenay tigray TPLF so all tigray people stand together with original president Doctor Debression free independent tigray people soon God will God bless weyenay tigray TPLF 💪💪💪
ደብሪፅ በርትዕ ንቅድሚት
ጀግና ወደ ህዝብ ኹቡርደ/ር ደብረፃዩን እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ባዕሉ ያሕግዝኻ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
ደፂ ናይና አዮኻ አብ ጎኒ ውድበይ እየ🫡💛❤️
ጉጅለ ዕንወት
ጉጅለ ጥፍኣት 3:13
አጀኹም ጀጋኑና አብቀረባ በዓወት መሰስ ክንብል ኢና በዓል ግደና መድህን ዝዕንዱርላ ትግራይ ክትህሉ የብላን
ኣጀኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ one tigray
Tplf wedi tigray ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Good move
አዮኹም አቦታታትና
Media Woyen, how come you send us 5 minutes video. We want to see more of this video
❤💛💪💪💪💪💪
ዘየለ ሕሊና ካበይ ይሰብሰብ😢
ደብረጸየ ጅግና ወዲ ህዝቢ ጀጋኑና ኣብጎንክም አለና ንህዝብ ትግራይ ሕዋሐትን ሕዝና ክንስዕር እና 🎉❤🎉💪💪💪💪💪🎉❤🎉
On the top of your comment. We need to lean on God. Without God we are nothing
❤❤🙏🏻✊
❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
God bless you!!!
TPLF will be the winner
አየኻ አታ ጅግና መሪሕና አለና አብ ግንኻ ።
ቀንዲ ተሓተትቲ ንጽንተት ህዝቢ ትግራይን መምጻእቲ መከራን ህዝብና ኢኹም ንህዝብና ካባኩም ንላዕሊ ጸላኢ የብሉን ንቀጻሊ እውን ኣይህልዎን።
😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንቅድሚት
Ajoka tegadalay Debretsion jegna anbesa tekalasay
Long live TPLF❤❤❤❤❤❤❤
ምስ ዉድብ ህወሓት ንቕድሚት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሞት ዕንወት ንጠላማት ከዳዓት ሳኽራናት ጥቅመኛታት ጉጅለ ከዳ 👹👹👹👹👹👹
Jegani
ኣሮግቶት
ወድሃመማ ውፃእ ካብዚ
አጀኹም 90%ህዝቢ ትግራይ ምስ ጉባኤ ዘካየደ ህዋሓት እዩ ጌታቸው እና ፃርቃን ጉሩፕ ንስልጣን እና ንኸብዶም ዘሓደሩ እዮም
1993ላይ አከርካሪው የተመታው አፍራሽ ቡድን ዛሬ መልኩን ቀይሮ ጊዜ ጠብቆና ቂም ቋጥሮ
አንደኛው በፃድቃን ትግራይ ላይ የከተመው
ሁለተኛው በገብሩ አስራት ፊንፊኔ ላይ መሽጎ ህወሓትን የማፍረስ ትግራይን የማዳከም ታሪክ ይቅር የማይለው የብሔራዊ ክህደት የፈፀመ የከፋ ባንዳነትን እያሳየ ያለ ቡድንን ሴራ በመመከት በድል እንደምትወጡ እምነቴ የፀና ነው
ድልና ድምቀት ለህወሓት ።።።።
🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Blind leadership
ዶንቆሮ ተኸታላይ
Ajoka debrits
ኣንታ ህውሓት ንህቢ ትግራይ ናጽነት እዩ ዝሰርሕ ኢልካ እንዶ ኣነጽር ህዝቢ ክተኣማመነልካ💔 ግዚኦኣይኮነን ብውሽጢመስርሕ እዩ?
ደጺ 😂😂😂😂... ጻድቃን ተመን ኣብ መምበርኪ ጸኒሑ ክነኽሰኪ እዪ...ሃለውለው ክትብሊ መሬት ዓሪባ
ጎንት ይዘህ አስጨርሸን
ብፖለቲካዊ ብስርዉና መላምል መናእሰይ ክሃልቁ ጌርካስ ሐዚ ምዝካር እንታይ እዩ ክዓብሰሎም በዚ ኣካይዳኹም ሐዚ'ውን ካልኦት ጎይዮም ዘይጸገቡ መናእሰይ ናብ ኵናት ከምዘይዳጎኑ እንታይ ውሕስና ኣለና?ክንደይ ዓመት ንምንባር እዩ ግን ዙኹሉ ህርፋን ስልጣን ተንኮልን ብህዝቢ ምሽቃጥን ምስ እኒ ጌታቸውን ጻድቃንን ምምያጥ ድዩ ዝቐልል ምስ ጀኖሳይደራት ኣብይን ኢሳያስን?
Hagol kea mesaka alo do hiwat aleka do moyteka eka seb deka banda nay abiy ahmed or nay sekrem getachew weseki, MIn du ms abiy wegenu zelo rise aleka do wala ybeliken mehayem
ንጌታቸውን ሕተቶ
❤❤❤❤💛❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰
ኣረእእ መዓዝ እዮም ዝጠፍኡ ዝበልኻ ሰብ ግን ኣበይ ትህሉ
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤😍😍😍😍😍😍
Anbasha mekors becha sayhon Anbasha hesbu endibela adrgu bakacu.
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍🙏🙏
ክብሪ ናዓኩ ደቂኩብራት ምስ ህዝብኹ ኮይንኩም ዘይፍታሕ ፀገም የለን👍
KETELTI HIZBI WEYANE KETELTI HIZANAT
ላዕለዎት ኣመራእሓ ስርቂ
ንሉኡላውነት ኤርትራ ኢሉ ደም መንእሰይ ትግራይ ከፍስስ ተቀሪቡ ዘሎ ሎኽሳስ አረጊት ቁርሱስ ደብረሸይጣን ባዓለገ።አበይ ኔርካ ኢኻ ሕጂ አቤይ ዓሰብ ክሕዝ እየ ምስ በለ ህዝቢ ትጉስጉስ ዘለኻ????ሐደ ነገር ክትፈልጦ ዘሉካ ግን ንስኻ ንሉኡላውነት ኤርትራ ክትከላኸል ክትብል ከምቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝገበሮ ተንኮኛ ኢሳያሰ ቀዲሙ ንዓኻ ንብጾትካን ቁልቁል አፍኩም ከምዝደፍአኩም ከይትርስዕ።ኤርትረዊ ሰለዝኾንካ ንስኻ ናይ ዓድኻ ኤርትራ ከይትትንከፈካ እምበር ናይ ትግራዋይ ከምዘይግድሰካ ፍሉጥ እዩ።ሞንጀሪኖ አረጊት ተመን ተንኮለኛውን ከምኡ ይድፋእኪ።
where is the new generation? those are the 60th generation all. again as the singer said "Tigray every day in the war , for this reason we are hero" he said. is it good speaking ?what is the measurement of heroism ?is it necessary war ?after they clean 1million young people
ዶ ር ደብረፅዮ ናብ ገዳም ምእታዉ እዩ ዘጥዕመልካ እበር ናብ ፖለትካ አትክእልን
እቶም አፈኛታት እንታይ አምፅኦምልና ጥልመትን አዲ ምሻጥን እዮ ::
Two left foot.
ለያቡ ቀጠፍቲ ንስልጣን ክትብሉ ኩሉ ዓይነት አሎ ዝባሀል ክፍአት ፈጺምኩም ኢኹም፣ ደብረፅዮን ምስ መታሓባበርቱ ህዝቢ ትግራይ ዘህለቐ ሳአን ብቕዓቱ ካብ ተሓታትነት አየምልጥን።
ቀንዲ ፀላኢና ብሄር ዘይኮነ መንነት ዘይብሉ ቁፅሪ ሀደ ፀላኢና ፊክ አምሀራይ + ኢሳያስ አፈወርቂ ማለት ልኡክ ሀይለስላሴ እዩ ነዚኦም ከይጥፋእና መናእስይ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ትግራይ ክይይጥፋእናዬም ስላም የለን ንደቅና ደቅደቅና ቀፃሊ ስላም ክንረክብ ን
ምስ ፊክ አምሀራይ ንነብረሉ ፍፁም የለን 😂
ምዕንጅሉ ኣደብ ግበሪ ሻዕቢያ ንወያነ ምድምሳስ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ስራሕ ኢዩ ንፍቕሪ ንሰላም ስበኺንሱ ኢዩ ንኹልና ዘራብሓና ርእሲ ብርጭቖ
@@mussieweldemicael3325ሻእቢያ ተሀዛዚሉ መፂኡ ዘየሽነፈስ ብፍርቂ መአልቲ ንወያነ ከጥፍኦ እትገርሙ ፍጥረታት
ሌያቡ
እታ ኮምኒስት ሰበይቲ ግን እቲ ቦላሌ ካበይ እያ ተምፅኦ ለላ?