Legend and Eritrean hero wedi gebru you are always in our memory. Your gold words seconds to none. May GOD put your soul in heaven. Heroes like you never repeated.
Atum sebatt kurub dhrii bael wedi gebruu men yu kindizi mirzanu gitmii ,kefriyelnaa , ata zi nay lomis mber shih gziii tokone kormahmah walaa ka yu ti gtmuuu kifokuss kintitt
ከምዚ ዓይነት ናይ ቀደም ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ብኡነት ኢየ ዝብለኩም እኽለማይ ከየሕለፍኩ ክቕኒ ይኽእል ፡ ጸባ ስተ ወዲ ኤረይ ጸባ ኣስቲኻኒ
Kibret yihabeley. . Ane iwun emana iye . . Slezi kea iye izi derftat izi kekaflekum merixe
Anseba mai cherhi.... Jigna Abehagoy teklikiel wedi keshi. Proud to be your offspring.
Moral zhb derfi, ykenyelna abona wedi gebru.
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ወዲ ገብሩ ሓውና
Legend and Eritrean hero wedi gebru you are always in our memory. Your gold words seconds to none. May GOD put your soul in heaven. Heroes like you never repeated.
ዓኽ ! ንበዓል ጂግና ሕጹብ መዓንጣ ፈታው ሃገሩ ዝረሳዕኩም ተንኮለኛታት ደሓን ንኹሉ መዓልቲ ኣለዎ ! ኣጆኻ ወዲ ገብሩ ጂግና ! ኣጆኹም ኣሕዋት እስኪ ንወዲ ገብሩ ንደገ ወጺኡ ከሐጉሰናን ከነሐጉሶን ዓድምዎ።
እንዳቦይ ሓማስየን እንዳቦኺ ትግራይ👈👂🤔
@@feruzzekarias240 ክክክክ ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ክፋተዉ ምዓት እዮም ኔሮም ቐደም ሕጂ ግን ፖለቲካ ኣብ ህልኽ ይእትዎም
ኣቦ ሰነ ጥበብ ኣቦና ተክለንኪኤል ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎊🎊🎊
"ኣየወ ወዲ ገብሩ ኣቦ ጽራይ ተኾርሚኻ ሞት ኣሳፊሕካ ሞት ንዓናይ ንባሕሪ ንሓደ ዓመት ክበሃል ከሎ"
ተረሲኡ ዝነብረ ፡ደርፍታት፡ከመይ ፡ጸባ ስተ ኣታወዲ፡ድራር ከማን ኣይንደልን፡
መርሓባ ተባረኽ ጎይትኦም ሓወይ
I am proud of my Grand Father 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ጥበብን መዓንጣን ጠፊኡ።rip Hero😔
ወዲ ገብሩ ጂግና ! እንታይሞ ኣብዚ ዝሓለ 28 ዓመታት ብእፍሊ ጸበብቲ ርእሲ ተረሲዕኩም፡ ዓሕ ! ወዲ ገብሩ ጂግና ሕጹብ መዓንጣ መሪር ሓሞቱ። ዕድመን ጥዕናን ጥራይ ይሃብካ።
ወዲ ገብሩ ኣቦ ጅግነታዊ ጥበብን ዜማን ኢሉ ይሰምዮ ኔሩ ኣቦይ ወላድየይ ብልክዕ እዚ ከማን ንኢስዎ ነዚ ሓርበኛ ብኩሉ ምሉእ ጎደለሎ ዘይ ብሉ ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናይ ይሃቦ
Kebdey belikumni kubrt abotatey wela kab kedem enda bekekum eyo felalemkum zgerm nabana halifu ahwat enber ena enbelna enabekena nnebr alena iseyas kab italan tekebilu ysakeyena alo awet ንህዝቢ ግእዝ❤❤❤
ኣየ ወድ ገቡሩ ኣሕሕሕሕ ኣሕሕሕሕ መን እሞ ክትካኣኩሙ እዩ ሕጅ 🌾 🌿 🌾 🌿
Wedi gebru jigena ney jeganu
Obyi kokob sbaha wdiqkaya zhager
Naka ge hazen ayedln jigna sle nkonka
ሰላም ኩቡር ሓው ብመጀመርታ ኣብ ሂወትካጥዕና ኣብስራሕካ ዓወት ይመነየልካ ብምቅጻል ነዝ ዜማ ኩቡር ወዲገብሩ ዘቅረብካልና የደንቀካ
tebarek mehari hawey
aye we alem dande, nezi derfi semie keleku nerve nate yileal. kulom beteseb yireayuni we ta. ajoka wedi gebru
ተዘክሮና ንምሕዳስ 29 ዓመት ንድሕሪት መሊስካኒ ኣብ ውሺጢ 10 ደቂቕ ንቐዳሞት ጀጋኑ ኤርትራውያን ደዘንቱ ብሉጽ ዘማን ዘይተበለለ ቃላትን ኣብ ኣንጉዕካ ዝኣቱ ድምጽን
ዕድመን ጥዕናን ንያና ወዲ ገብሩ
ስለቲ ወትሩ ብሉጽ ምውሂሃድን ምቅንባርን ኩሉ ግዜ ናይቶም ገዳይም ኣቦታትና ዜማታት ተቀቢሩ ከይተረፍ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ኣምላኽ ዓቅልን ትዕግስትን ይሃብካ ክቡር ሓው
ምሉእ ካኾነልና ንቐጻሊ
ሰምበሊ ትዓብይ ጎልጎሊ ናይ ወዲ ገብሩ ሃሰስ ደኣ በለልና ምስናይ ኣኽብሮትትትትት
መርሓባ መሓሪ ሓወይ ። ። ። ኣነ ብዓቅመይ ክቅጽል እየ ናይ ሃገርና ድርሰት ኣብ ደርፍታት እዩ ካብ ኩሉ ኸኣ ናይ ቅድም ደርፍታት ድርሰቱ ኣብ መሬት ኣይወድቅን እዩ ። ። ። ኣነ ንእሽቶ ከለኹ ኣብ ከባቢ ሹቅ ኣስመራ እየ ዓብየ ። ። ወዲ ገብሩ ብ70 ዓታት ኣብ ኣስመራ ከሎ ይርእዮ ነረ
እታ ዝበልካያ ደፊ ኣብ ናተይ ዩ ቱብ ኣላ ርኸባ
ካብቲ ዝገርመኒስ ፡ድጠቁሙን ዝርይየቅሙ፡ኣጽሚሞሙና ፡ቃለመጠይቅ፡ክገብሩ፡ጽሚምናስ፡ዳሀይ፡ናይ፡ባኣል፡ወዲገብሩ፡ዳሀዮም፡ሲኢና።ኣቃልቦ፡ተዝግበረሉ፡ጹቡቅ፡ምኮነ
ሓቅኻ
Omg this is the most memorable and important work of art.. TNXXXXXX!!!!!!
ኩብር ኣቦና ወዲ ገብሩ ጥዕና ይሃብካ ፈጥሪ
ዓዲ ጀጋኑ ሰብ ቀደም ዝነብር ኣብ ዓዱ ኢንተርሓቐ ኣብ ጎረቤቱ ናይ ሎሚ ውቅያኖስ ምትፍአ መሬት
The hero Man
Loved Legende w.Gebru 🥰🥰🥰
This is an outstanding historically referenced song. Amazing. May he Rest In Peace.
ሰይወ ወዲ ገብሩ ሓወይ: ክቡር ወዲ ክብራት ብሓቂ ወዲ ኤሬ::
The truth story, thank you so much for posting this songs.
እዋይ ናይ ቐደም ደርፊ ሰሚዕካ ዘይምኖ። እዳቦይ ሓማሴን እንዳቦኪ ትግራይ ።መዓስ ተደሪፉ ማለት ዩ ?
1968/1973 gregorian calander
እወታ እዚ ደርፊ እዚ ክሰምዕ
ከለኹ ክንደይ ሰብ ቀደመ ሰብስረ የዛኻኽረኒ
ወዲ ገብሩ ጅግና
ባዓል ኩቡር ታሪኽ
HAMA Seb Sere
Please post more best legend wedi gebru
ማአከለ ዓርከይ ከመይ ቀኒኻ ብ ኣና ስዓት /4/3፣00 ፈረቓን ኢዩ ዘሎ ብምቕጻል አቲ ግዜ ጡዑም ኢዩ ኔሩ፡ ከምዚ ሎሚ ክይኮነ ኣበይ ኢሞ ክንረኽቦ አቲ አዋን አቲ በቲ፡ሐደ ወገን ከ ኣ ኩሉ አቲ ናይ ቀደም ዝነበረ ጡዑም ግዜ የዛኻኽረካ ብፍላይ ደርፍታት ወዲ ገብሩ፡ኩሎም መሳቱኻ ትዝክር፡ ብዘካ ስሐቕ ካል አ ኣበሳ ዘይነበሮ ትደፋነቕ ሕንቕንቕ ትብል ቑሪ ትቐርር ከምቶም ዝሐለፍ ኣቦታት ዝብልዎ ዝነበሩ ሕጂ ንደግሞ ኣለና ሒማቕ ግዜ ኣርኪብና፡ብቲ ሐደ ውገን ከ ኣ ናይ ዕድመ ጸጋ ረኺብና ኩሉ ዝይከውን ዘይብጻሕ ኮይኑ ዝረኣየና ዝነበረ ኩሉ በጺሕናዮ ።ን ኣምላኽና ነምስግን ዓለም ኣትጽገብን ኢያ ይ ኣኽለኒ ምባል ጥራይ ምባል
ይሐይሽ። ኣብ ቀዲ ኣር አስተይ ክምለስ አቲ ዘይ ሃስ ስ ደርፊ ውዲ ገብሩ ፡ ስለ ዘስማዕካኒ ኣዚየ የመስግነካ። ወድሐንካ ሰሰናዩ ንኹልና
Wowww ነዚ ሼር ዝበል ብጣዕሚ የቐንየለይ ቃላት ይሓጽረኒ ።
ሰብ ፈትሊ ገርካ 🇪🇷ብድምጺ 🇪🇷💪💪🙏🙏🙏ወዲ ገብሩ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🤣💪💪💪💪
Jegna eka eska.. I don’t know how u found this golden treasure!!!
Merhaba Joe hawey
የቀንየለይ 🇪🇷🤙🏾 ቀጽሎ
Kabey amtsikayo Azi derfi nay Wedi Gebru...kab zgermeka kedem ysema niyte Gn hje mezakakeri koynni..beyen rekibkayo btami des zbel nay bhaki Abi Seb eka ..Thinkes bro
ወዲ 11 ዓመት ከለኹ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ዜማ ስለዝኾነስን መሰታ ዕምረይ ስለዝኾነ ደጋጊመ ክሰምዖ ከለኹ ዝፈጥረለይ ስምዒት ምግላጹ ይሽግረኒዩ ።
Ykrta eza wana adit eka tbhal meslni btami yemesgneka eti xhfet aynbebn alo bxaeda hbri gbero eba eti nay 1888 zbl kulu btami xbuk pic eyu etom ketibatat simom aynbben alo dgemelna bejka ezi abi krsi eyu wedi gebru btami eye zfkro jgina Eritrawi iyu 😍👑❤💎💥
Nic song bro thnak you so much
I wish health &long life to my best friend wedifebru during T,p,L, F 1967
Wedi gebru tack
Viva Eritrea viva shaebiya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Biniam Habte ተዓወት ቢንያም ሃወይ
Atum sebatt kurub dhrii bael wedi gebruu men yu kindizi mirzanu gitmii ,kefriyelnaa , ata zi nay lomis mber shih gziii tokone kormahmah walaa ka yu ti gtmuuu kifokuss kintitt
Aezekrikana naqedemi derfi aebt kmqri zma gtimi aebt seb qedem tebareki nezi zeqirebika yeqenlina
kibret yihabeley Daniel
እዚ ዶ ይመውት ዓጌብ ኣቦይ እእዝጊ 🙏🙏
Endaboy hamasyen
Edadey tigray kkkkkk
Etay da kindzi xili ab lili tigray
Tarik tarik da
Thank you wedi gebru
Ww wedi guber King of music eza derfi kseme keleku fatherey zzker hji gn bsenki hgdef fah elna hji gn selam ybhal alo nkulu eritrawi gex sdra yerana
ንወዲ ጎብሩ ክሰም ከለኩ ፍስሃን ባህታን ኢዩ ዝመልእ መንፈሰይ ንበረልና ጅግና
ወዲ ገብሩ
ስዋ ጽራይ ጉዕሽ ዘይመለሰ
ስዋ ጽራይ ጉዕሽ ዘይመለሰ
መሓዛዶ ይርሳዕ ናይ ዝገሸ
መሓዛዶ ይርሳዕ ናይ ዝገሸ
ገስገሰ ቆጽሊ ናይ ገስገሰ
ገስገሰ ቆጽሊ ናይ ገስገሰ
ነገርዶ የፍለጥ'ዩ ከይተፈርደ
ግደፍዎም በዓል ሕነ ፍደ
ሽሕ ነጋርድ ጭዋ ከፍ ኣይፍደ
ስባር ላማ ኣቲ ስባር ላማ
ስባር ላማ ኣቲ ስባር ላማ
ወደቦይ ኣፍራሽ መሓዛ ፈለማ
ወደቦየ ነፍራሽ ክስማዓካ
ክልተ ሞት ከምሰማእታት እቲ ናትካ
ዘይትርከብ ዘለኻዮ ቦታ
ክልተ ሞት ንስኻ ብህልውካ
ወደቦይየ ኣፍራሽ ኩላቶም እዮም
ሓደራኺ ማርያም ተዓራቅዮም
ዕባይኪ ሰራየ ኣብ ማእከላ
ዕባይኪ ጽልማ ኣብ ማእከላ
ዕባይኪ ሓማሴን ኣብ ማእከላ
ማይ ከርከር ዕባይኪ ማሸላ
ዕባይኪ ሰሓርቲ ኣብ ማእከላ
ዕባይኩም መራጉዝ ኣብ ማእከላ
ማይ ገረብ እንዳ መላ
ዕባይኪ ዓናግር ኣብ ማእከላ
ባጊዕ ዓዘን ኣብ ማእከላ
ኣርኪባተን ንኩለን እንዳ በላ
ዘይት ኣቱ ምስኡ ዘይብላ
ክጻወት እቲ ወዲ ዝማሳሰል
ብዓንተወና መሊኡሎ ቀደም
ስጋ ዓሳዉን ዘይብላ ሕምቶ
ስጋ ደርሆ ዘይብላ ሕምቶ
ተቆራጺ ደልያ ዓለም ኮንቶ
ጸላኢና መሓዙ ይፍቶ
ንሓሳዊ ሰብኣይ እንታይ ምግባሩ
እንዳ ሰምዐ ኣብ ጉግጓድ ምቅባሩ
ሓሳዊት ሰበይቲ እንታይ ምግባራ
ነጸላ ጥቅሊልካ ባራ ትብላ
ንክልቲኦም እባ እንታይ ምግባር
ንዝሓለፈ ሂብካ ንማይ ሓባር
ኣቲ ለሚን ቆላ ለሚን ለሚነየ
ኣይትውጽኢ ደገ ሰብ ከይርአለየ
ኣኣሃሃሃሃሃሃሃህ
ኣታ ደንቆሮ ኣፍሮዶ ይሓይሽ ምህሮ
ኣይ ተማህሮ ኣይ ተጋድሎ
ኣታ ደንቆሮ ኣፍሮዶ ይሓይሽ ምህሮ
ኣይ ተማህሮ ኣይ ተጋድሎ
ኣብ ዓራተ ረማጺ
ትንባኾ ቆራጺ
ከሰላ ገፍጋፊ
ተመለስ መጻኢ
ኣመተ ወጻኢ
ጣውላ ፈረሱ
ሽጋራ ቁርሱ
ሓያማት ኣፍሪሱ
አታ ጂግና አቦ ታሪኽ አቦ ዜማ
Jigna wedi jigna kestlo aejoka bzuh selam selam nkulum deki Eritrean.
Teawet xeba ste wedi eza halal hager
I don’t have enough words to thank you 🙏
ወዲ ገብሩ ጅግና
Thank you very much very nice 👍 keep it up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Can someone tell why I am deeply attached to a memory which is a century older than me?
Kèmei jigna hagerawi eka nezi dewredka Ambesa eleka aleku...
Wedi Abo tigrigna 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዞም ዲስላይክ ትገቡሩ ዘለኩም ርእስኩም ኣሐድሱ !!so thanks fore ever nizi zeqrebkumlna
ደበሳይ ሓወይ ብዛዕባ እቶም dislike ዝገብሩ ኣነ እዉን ብዙሕ እዩ ዝገርመኒ ግን ። ። ። ግን እንድሕሪ ኣስተውዒልካኩ ኣብ ኩሉ ቪድዮታት ናተይ ይኹን ናይ ካልእ ሰብ ብዙሓት ኣለዉ ከምኡ ዝገብሩ ። ። ። ። ቅድም ይገርመኒ ነሩ ሕጂ ግን ኣስተውዒለሉ እቶም ከሙ ዝገብሩ ናይ ኣእምሮ ጭንቀት ዘለዎም እዮም ኣይንገደሰሎም ። ። ። ከምዚ ከማኻ ዓበይቲ ሰባት እቲ ግዜን ድኽምን ናይ ኣቅራቢ ተረዲኦም ዘመስግኑ ነዓይ ዓቢ ካሕሳ እዩ
@@andatkifle5359 ዓንዳት ተክለ እገርመካ ኢዩ እዚ ስራሕ እዚ ናይ ኣንጻርነት ጥራይ ኢዩ እቲንቡር ምጽያቆም የሕርቀካ ስለዚ ነዚ ዘቅረብካልና ብልቢ የመስግነካ ንዝተረፈ ከተቅርበልና ብተስፋ ንጽበ
Baba gebru Admen tanan yhabka
Rip jigna Hamawi 🥰🥰🥰🥰
Please post us more! Those are our Tigrigna legends.
Abzi aleka defi thzto gtmi smae
ኲኖ ታ ጎቦ ማዕሬ ታ ኩርባ ኦነሃሌ ሩባ ዓንሰባ ቅልጥፍ ኢልካ ስደዳ
Tarikna halalna yekeneyelna kbur hawina❤❤
Tawet wedi Ere!!
Bra
Sorrow is temporary memories is forever rest in peace
7:51 Teklikial Jegna naby abel. my grandfather hero
Efi nay bhaki Asom da tarik gedifom nhna ke bal gilet nbhal
Awet Gebredngl Heyle
Wedi Ghebru i dont
Know ሆው ቶ አሽፕላእን
You አረ ትሄ best,
Aman b Aman member Haki
ኣየ ወ ሰብቀደም ቡሩካት ፈቃራት ጡዕማት ዳኣሀይኩም ዘይሙኖ ዚማኩም ነባሪ እዩ።
Wedi Gebru gigna ajoka wedebat hawey 🇪🇷😀
Akatey belie zisetekiwa may tetalimina lomis oromay oromay
Plz hasawi tbl derfi eba hases bela
Wedi gebru eba ab interview akrbulna seb kadem yedlena alo
ሓንቲ ደርፊ ናይ ቀደም ናይ ወዲ ገብሩ የዳሉ ኣለኹ
ድርሰታ ክሰደልኩም እየ እሞ ኣሩሙለይ
ወላ ክርደኣኒ ኣይከኣለን እቲ ኣስማቶም በጃኩም ባ ኣመሓይሽዎ
ትግርኛ ትሐጵረኪ ደያ?
ናይ ልቡ ዝገብር ኣይኾሪ.........ኣቤት እዞም ኣቦታትናስ ክንድምንታይ ዝኣክል ንቕሓት እዮም ተዓዲሎም ነይሮም ?
Bahhhh eluni
Merhaba ane kea isu iye zdeli
ወዲ ገብሩ ማለት ወርቂ ሰንሰለት ካብቶም ፁርያት ዓለት ባሃር ናይ ትግርኛ
Nay bhaki tsbuk wedi gebru
Andat kubur tarikhna kemzi migbarka eidmen tienan yihabka kibur hawey gn eti xuhuf dekiku etom geganuna kinfeltom nuxur aykonen dekiku bejakha afriy abilka xehafo yikiltf alo kenenbibo kes ablo dkhamka nitarikh eyu emo amlakh yihagzka kubur hawey
Ahhhhhhh 😢😢😢
R.I.p legend
ጹቡቕ ነይሩ ግን ወዮም ጀጋኑ ደኣ ኣበይ ገዲፍካዮም። ኣበይ ኣሎ ናይ መጀመርታ ስዉእ ጅግና ኣቶ ብላታ ካሕሳይ ማሉ ጽልመታይ? ኣበይ ኣሎ ወዮ ኣቶ በርሀ ወዲ ደውብ ድግና ኣዚኦም እንድዮም ደኣ ነይሮም መጀመርታ ኤርትራ ንኤርትራውያን ብምባል ግዳይ ዝኾኑ።መን ዘሎ እዩ ቅድሚ እዚኦም ንኤርትራ ዝጽውዓላ።እዛ ኩላ ኣብዚ ዘላ እካ ብዝግሀር ዝኸደት እያ።ስለዚ ሓቲትካ ሰንድ ግን እቲ ዝገበርካዮ ዝነኣድ እዩ።
ብመጀመርታ የመስግነካ፡ ካብኡ ግን ሕቶ ክሓትት ምስናይ ይቅረታ፡፡ እዛ ደርፊ ቪቶሪዮ ቦሲ ክደርፋ ዝሰማዕኩዋ መሲሉኒ፡ ናይ መኖም ኢያ መበቆላ?
An hagerna hanti derfi nay men iya ilka mflati qelil aylonen , miknistu iti derfi buzuhat yiqedheo ydegagmwo iyom
Nmsale kemzi zamesele nay tarik derftat aboy qdmi Kulom "kahsay zibehak wedi kuanzie lui derifwo yibluni nerom
Wedi gebru kchn dhrika ms baqal men endqi?
Our hero RIP
Aleku taret
Tigray tigrina tetelimna nay bihaqi
nay bhaki zanta abohagotatna kemzi lomi Abana keybexihe
RIP wedi gebru
Nay behaki be ruba anseba tokor eza abe may ziabekulu ruba tokor ruba anseba azekakerikana nezia zekrebkalina nay behaki nemsgnika
Wawww
ኩቡር ሓው ናይ ወዲ ገብሩ ደርፍታት ዳውን ሎድ ግበረልና ኣብዚ ዩቱብ ክረክቦ ኣይካኣልኩን ከም ባዓል ሓሳውን ቆርበትን So thanks
❤️❤️❤️
Zeynbeb xehuf
ruclips.net/video/_GRF0_MsPd4/видео.html
ሓቂኻ ኢኻ እቲ ጽሕፈት ንኹሉ ኣይኮነንን ። ። ። ዝኮነ ኮይኑ ኣብዛ ታሕቲ ሰዲደካ ዘለኩ ጽቡቅ ገሩ ክንበብ ተስፋ ይገብር
🙌🙌🙌👌👌👌👌👌