Very good progress 👏 ERITREA. It's a great movie 🎬 and educational moments for all ERITREAN. 🎉thanks very much . I do love ❤️ you all ERITREAN caters and actresses. .KEEP up the good job 👏 .
Anes btami ye ziketateleka kuburhaw gn natey rito neti teqrbi medeb roto natka meglexi entetwskelu des mbeleni mknyatu seb kmeharelu ykl u kemza zelata enteqribkayo gn kurub yesheltweka sorry gn natey hasb u bror ❤ atehasasbaka btami sle zednqeka ye😘
ናይ ብሓቂ ጆሜራ ካብቶም ሓያላት ሰባት ኣብ ምክንኻን ሕብረተ ሰብ ዝገብሮ ዘሎ ኣሰተዋጽኦ ክምዝገን ዝግቦአ ዕድመን ጥዕናን ይሓቦ❤❤❤❤😊
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማሃሪ ፊልሚ የቀንየልና ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብሐድነትና ተጣሚርና ብትምህትን አፉልጦን ብምስትውዓል 🇪🇷💯🎉🇪🇷💯🎉❤️🌹🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤🎉🎉
😢😢😢😢😢🎉😢😢😢🎉😮😮😮😮🎉🎉🎉🎉@@misganapawlos7300
ሰላም ደቅ-ዓበይቲ
ጅን ሜራ ከም ወትሩ ተቕርቦ ስርሓትካ ናይ ሎሚ ውን ብጣዕሚ ጽብቕ ስራሕ።ኩሉኹም ኣብዚኣ ዝተዋሳእኩም ተዋሳእቲ ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን ቀጽሉሉ ኣጆኹም ንዓኹም ዝኸውን ግዜ ክመጽእ ዩ!
ግዜ ለኩሉ!!!
Very good progress 👏 ERITREA. It's a great movie 🎬 and educational moments for all ERITREAN. 🎉thanks very much . I do love ❤️ you all ERITREAN caters and actresses. .KEEP up the good job 👏 .
Joni yahooo good job ❤❤❤🎉🎉🎉🎉bahlena teum
Des tbleka meharit nay jon mera btami eye zfetwo srhatu 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Wow ❤❤😊 ባህላውን መሃሪትን መሳጢትን ❤
ዋውው ጽብቅቲ ባህላዊት ፊልም፡እንተ ኮነ ግን ኣብታ እንዳ ምስሌነ ማሕበር ብዙሕ ሰባት ክህልዉ ነይርዎም፡ ቀዳማይ ምስሌነ ፍሉጥን ሃብታምን ስለ ዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኢዩ ዝመጾም ዋዕዋዕ ዝብል ማሕበር ስላሴ ክትገብርዎ ነይርኩም። ካልእ ጽቡቅ ብጣዕሚ ንፉዓት ደቂ ኢረይይይ ንፍቅቅቅ ኣቢለኩም ካብ ስደት ስዲ ካናዳ።
ኣየስተውዓልካላን ማለት ኢዩ ንተማኑ ሓው ክዛረቦ ከሎ እዚ ኩሉ ሰብ በጺሑ ንበይንካ ዘይበጽሓካ ኢዩ ኢልዎ ኩሉ ሰብ በጺሑ ምስ ከደ ኢዩም ከይዶም
ኣሕሕሕ ውርዙይን ሕፉርን ባህሊ ባህሊ ሕውነትን ፍቕርን ባህሊ ይቕረ ምብህሃል 😢❤❤❤❤❤ክብረት ይሃብካ ጥበብካ የብዝሓዮ ጆን ሜራ
Wowwww deqi erey betami xebqti film ❤❤❤❤ guys John miera bereka tsesin❤❤❤
Kemzi aynet bahlna zezekhakhr movie azyu sehabi eyu so keep up guys and God bless you.!
የቀንየልና ፈዉሲ ዝኮነ ጥበብ ኣቀዳድሓ ቪድዩ ኩሉ ይበል ።እዛ ዛንታ ሰሚዐያ ኣለኩ ተዘይ ተጋግየ በዚ ሕምብርቲ ዝነበሩ ምስሌነ እዩም። ኣብ መዉዳእታ እቲ ዛንታ መሰረቱ ካበይ ምካኑ ክጸሓፍ ጽቡቅ ይመስለኒ ልቢ ወለድ ንከይመስል ።የቀንየልና ጆን ሜራ ።
ኣምላክ ሓኪ ሚስ ጊዚ ኤርትራ ወልው🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷 ስዋትን ኣብዝልኮሞ ክ ስኒ🌹
ብጣዕሚ ደስዝብል ትሕዝቶ :👏👏👏
Aseyyyy....❤
Good to see u ....Barnabas...🌹❤️
Great job 👍👍👍
GBU 🙏🙏🙏
Deqi Ereyyyy ...❤️💖💕💙💜💗💞❤️
ኣሰይ እልልልልልል ይግበረልና ❤❤❤❤
naybhaki meharit zkonet movie thankis 🥰
🤲😁🇪🇷🕊🤝bahelina kebrtu wogu dhebien ieyu🇪🇷🕊🤝❤❤❤❤💐💐💐👏👏👏👏👏👏
ባሀላዉ ደሰ ትቡሉ❤❤❤❤❤
Excellent job 💯 👏 ❤❤❤🎉🎉🎉
Thanks joni mira you are king
Xbqti film Thanks
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bitami xubux srahati yohannes gomira ❤
ባሕልና ምጥኣሙ,,,ታሪኽናን ክብርታትናን ድማ ፍሉይን ምቑርን‘ዩ…ከምታ ናይ‘ዚኣ ተዋስኦ ኣወዳድኣ “❤ስላሰታት❤” ነቲ ኣሕዋት ዝኾነ ሕዝቢ “ትግራይን ኤርትራን❤” ድማ ኣብ ልቢ እቶም “መራሕቶም❤” ፍቕርን ስኒትን ኣዉሪዶም ናብ ሰላምን ሓድነትን ከብጽሕዎም ትምኒተይ እዩ💯💥🙏
መን እዮ እቲ ሐዌ ትብሎ ዘለካ እቶም ንምጥፋእ ና ከይደቀሱ ዝሐድሩ sorry ሕውነቶም አብ ሐዌ ይእተው ተበራበር ምስ ሰናይ ይቅረታ
R i p@@solomonhagosnegassi9899
ንብራርያታት ኣይኮነን ፅሒፉ ንደቂ ኣባት እዩ@@solomonhagosnegassi9899
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍
💕♥️❤️🙏👏💖👍🌿 deki Eri 💯♥️💖🌹
ጽቡቅ ስራሕ 🎉🎉🎉
Xbkti srah nay abotayna bhaki🙏🥰
Wawwww nice job deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
Good Job❤❤❤❤❤
Anes btami ye ziketateleka kuburhaw gn natey rito neti teqrbi medeb roto natka meglexi entetwskelu des mbeleni mknyatu seb kmeharelu ykl u kemza zelata enteqribkayo gn kurub yesheltweka sorry gn natey hasb u bror ❤ atehasasbaka btami sle zednqeka ye😘
❤❤❤ MERHABA ❤❤❤
Meharit film❤❤❤❤
Wewwwwwww🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Welcome ❤️❤️🍀🍀🇪🇷🇪🇷🌷🌷
Beste jomitera
Wewww🎉🎉🎉❤❤❤
Xibuq Srah ❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
🎉❤🎉❤🎉❤❤
🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾
👍👍👍🌹🌹♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏👌😍👍
Nice❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትዒቢት ፍረ ሐጥያት እዩ ❤
❤️❤️❤️🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
ፈታዊ ጆን ሜራ ኣበይ ኣለካ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Meherit naybheki
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
😁temanu abesa 🇪🇷🏖🏝🌷🌹💐❤❤
🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗
Wawww ❤❤❤❤
❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
wawwwwwww❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ህልኽ ዘይብላ ኣብ ዳኛ ዘይቀረበት ናይ ለባማት ዕርቂ ከምዚ እዩ ኔሩ ወግዒ ባይቶ ዓደቦና ብሓንቲ ቃል ብሓደ ለባም ዓራቂ ቡእንቡኡ ዕርቂ።ክተርፍ ዘይቡሉ ክቡር ባህሊ(( ኣብ ጎቦ ዘሎ ንፋስ ይሰዶ))
(( ኣብ ሩባ ዘሎ ውሕጅ ይሰዶ)) ኢሎም ይዕረቁ።ክቡራን ኣሕዋተይ ጾመ ኣርብዓ ይኣቱ ኣሎሞ ክርስያን ይኹን እስላም በብሃይማኖትና ጾም ጀሚርናስ ኣሎና ተቀይምካን ተባኢስካን ምጻም ፋይዳ የቡሉንሞ ተዓሪቅና ይቅረ ይቅረ ተባሃሂልና ጾምና ንጹም።
ጾምና ጾመ ድሕነት ጾመ ስርየት ጾመ ምሕረት ጾመ መድሃኒትን ኮይኑ ሰላም የውርደልና ጎይታ። ❤❤❤!!!
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 kale hiwet
ተኽሊት ሰለሙን ኣብዚ ከምዘሎ ምስረኣኹ እየ ነዛ ፊልም ዝርእያ ዘለኹ
ን ነዊሕ እዋን ፊልም ካብ ምክትታል ደው ኣቢለዮ ነይረ ብ ሰንኪ ድኹም ፊልምታት
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉
Lbam eka hbretesebey
ብሉጻት ተዋሳእቲ ብሉጽ ስራሕ የቕርቡ
❤❤🎉🎉
ቀጽሉዎ እዚ ማሃርን መዛናጊዒ ዝኰነ ባህልና የቀንየልና ጆን ሜራ ምስኩሎም ተዋሳእቲ ኤሪትራ ሃገርና ኩርዓትናን ባህልናን እዚ ተቅርቡዎ ዘለኩም አዝዩ ከአ የሕብነናን የሕጉሰናን እዩ::
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና።
ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ ተሓባቡሩኒ❤
❤❤❤❤.𝑖
ጆን ሜራ ! ብሉጽ ናይ ብሉጻት ምስ ኣፋዊ ግጥሚ ኮሜዳዊት ባህላዊት ስራሕ ሰሪሕኻ ኣገናዕ። ክትተባባዕ ዘለኻ ስነ-ጥበባዊ ኢኻ። ካብዚ ብዝበልጽ ሒዝኻ ክትመጻና ዘይንጽበ ኣይኾናን።
😂😂😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🕌⛪🐪
😂 23:49
እዚ እዩ ታሪኽን ባህልን ኤርትራውያን።በዞም ድቃላታት ዓጋመ ባህልና ከይተበረዘ ኾሎ።እዞም ድቃላታት ዓጋመ ነዛ ባህልን ታሪኽን ኤርትራ ክትብትንዋ ዓቕሚ የብልኩሙን።
ኣበይ ኣለካ ዘይ በልዎስ ኣብዚ ኣለኩ ይብል እንታይ ዩ ኣምጺዎ ናብዚ ብዛዕባ ዓጋመ
በዛ ዓጋመ ጋሕ በሊ😢 ሰላም ስበኪ
Jon meira mekberi bahlu kulu zteadele tbeb
በላዬ ይሄማ ሳይታለም የተፈታ ነው ስም ከጠፋ አይመለስም ልንመጣ እየፈለግን መምጣቱን ተውነው ጉምርኮቹም ሌቦች ናቸው ይሄን መንግስት ማስተካከል ቢፈልግ ቀላል ነበር ከአሁኑ ስር ሳይሰድ ቢያስተካክል ጥሩ ነበር በላዬይሄማሳይታለምየተፈታነውስምከጠፋአይመለስምልንመጣእየፈለግንመምጣቱንተውነውጉምርኮቹምሌቦችናቸውይሄንመንግስትማስተካከልቢፈልግቀላልነበርከአሁኑስርሳይሰድቢያስተካክልጥሩነበርኤአለበልዚያ ኢትዮጵያ አየር መንገድ ድሮ ነበር ተብሎ እንዳይቀር 😢😢
2ተ ዝፈትሐ 😂 ክልተ ቃልኪዳን ኣሎ ድዩ ኣየ ተዋህዶ መቸም ቃልኪዳን ምፍታሕ መንፍዓት እዩ😂
Gggghhj👍👍👍👍👍😂😂😂😂😂
Yewhans jonmera bitaemi nifue eka dirsetka wela tewasuoka hayal seb eka kulom tewasaety kexilo buruk kedam senbet
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤♥️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤