Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዋዉዉዉዉ ሜካብኪ ቀኒስኪ ደስ ክትብሊ ዊንታ ከምአ በዚ ስብአይ ምድራብኪ ግና አይይይ ሕማምምም
welcome welcome xbukatey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👄👄👄
ኣሰይ ደቂ ኤሬ ሓላል ንፈለማ ቀዳመይቲ ፅሕፈ ዘለኩ Like ግበሩለይ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ዛይድ
@ሰላም You tub እሺ ምቅርተይ ገይረልኪ ኣለኩ
እምቢ ቅድም ንዓይ ግበርለይ ክክክክክ
@@yatanachannel1181 ገይረልኪ 😁😁
@ሰላም You tub እሺ ሰላመይ
🌎✊🏿I been waiting for part 4
See you next week for part 4
@@LYRTV ❣👍
ዊንታ ሓፍተይ በጃኪ በጆካ ክዳንኪ አማሓይሺ
ኣነስ ከመይ ድየ ክፎትወኩም ብፍላይ ልዊንታ@ቶማስ ማራ እዩ ዝፈትወኩም ከማይ ዝፎትዎም ይህሊ ዶ እስከ ኣነ ዝብል ላይኪ ይፅቀጥ😍💝💖
በጃኩም ንሰብ ምሃሪ እንበር ጎዳኢ ኣይትገበሩሉና😭ከምዙያት ነገር ከፍረሐኒ ምዓት እየ ገና ንኡሹተይ እየ ዘለኩ
ኣዞኪ ንእሽተይ እንተኮይንኪ ተምሃሪ ኩሉ ካምኡ ማለት ኣይኮነን ግን ፈሊጥክዮ ትፅንሒ
እንኳን ብሰላም መፃእኩም ደቂ ኤሬ
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
well come deki eri ❤❤
Willkommen deki erey xbuk srah kexlwo ekum
ኣቱም ተጋሩዋኒ ኣብዞም ሰረቅቲ በጃኩም ኮሞኔት like ኣይትሃቡ መሰልቾዎ😀😀
ከሕሪርካ ማዓት አነስ ሪኢ አበሊ ድስላይክ ገይረ እየ ዝከድ ህውከት 🥵😜🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤤🤤🤒
@@beriha105 entay tbli wedey men eyu ke bhayli reayi zbeleki segetie😏🙄🙄🙄
እንቃዕ ዳሓን መፃኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ
ብጣዕሚ መሳጢት እያ ቀፅልዋ
ብከምዚ እንዳበልክን ድማ ነተን ሓዳረን ሰቡተን ኣክቢረን ዝነብራ የሕዋትና ትልክመአን ኣለክን ይቅረታ ግን ከምዚ ምባለይ
ኤረ ይቅርታ አያስፈልገውም ፍልም ጥሩነገር ሳስተምርነውንጅ ይሀምንይባላል አብዝኾነይኹን ፍልም እታ ጠናስትስ ባህዘይትብለን
Ewaey please aytdanguyna ekum be hankowta yexba alku daki adey marey ❤️🇪🇷 ab zalkumo ademamen tanan yhabkum fetari me kulkum ab sedat zalna sedatna yhxralna 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ መሳጢት እያ ቀፅልሉ
Woww ጽብቅቲ ስራሕያ ኣጆኩም ቀጽልዎ ልቶሜ ክፈትዮ ማዓትየ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ረኪበዮ ኔረ ብልቢ እየ ዝፈትዮ ልቶሜ ዝፈቲ እስቲ like ሃቡኒ👇
I love wide sheko ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹 Eritrean and Ethiopia
منووووووووورياشباب.ياحلوان
ሲራክ ዘለዎ ድራማስ ኩሉ ናይ ጥልመት ብዝኾነ ቀፅሉሉ❤❤
ክክክክክክ
ሳሌምምም ጋቦዝ❤❤❤
Wawww btami buquat tewaseti
well com
Salem shkor
መርሓባ እንቃዕ ብደሓን መጻኩም
Waw bes ktdlu halalat
ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ
Subscribe ገይረልካ ኣለኩ ሳሚቹ
ማሮችችች
I been waiting part 4
ሰላም ንኩለኩም ቤተሰብ ጌርኩሙኒ ሕለፉ ያጀምዓ
እዞም ኤፊ ንብሃልስ ስምና እዩ መስለኒ ጸገም ኩሉና ጥሉማት ክክክክ
Burukat sle zkonkum eu zkewn mskin nu zbdel kkkkkkkkk
@@ተስፋጽባሕ-ዐ9ቐ ዶ ክክክክ
ጽቡቃት
ዊንታ ብዘይ ሜክኣብ ክትሽኩር ኣደይ marey so nice shkorat ❤😘
Welcome
ኣነስ ወላ ዳኣ ፊሊሚ ዳኣ ይኩን እንበር ቀደም ነጊረዮ መሃለኩ ነይረ ንኤፍሮም😉😉
Zengr u ko mo abey mo tgebriyo
ክክክክ ሓሳዊት እንዲኺ
@@habtomhabtom2900 ኮሜ ዶ የንብብ ይህሉ ከብፀሐሉ ዶ
@@nipseyyoung2548 እሰይ ፅቡቅ ገረ😜
ብትኽክል ወላ ክኣ ብጌጋ ክትረክብ ኣይትኽእልን እንበር ምኽያቱ ሓብቱ ኢያ ሰበይቱ ክትሰክር ክትዘውር ኣብ ቕድሚ ዓይና እና ረኣየት ንምንታይ ዕላማ ትም ክትብል ምናልባት ቁሩብ ከማን ውላድ እንተ ዝህልዎም ምሓሸ
Wellcome
ጽቡቕ ስራሕ 'ዩ ዘሎ ቀጽልዎ።
❤️💊❤️
እዋይ ኣብዛ ፍልሚ ደሎ ሓሶት'ሲ ኣብ ሂወትና ኣይርከበና'ዩ ዘብል ብከመይ ኢና ወረ ክንትኣማመን ወረ ክሳብ ምዓስ'ዩ ከምዚ ኢልካ
Zetamamin film zey serhu zelewu zetaratir ember
ኣፍረይቲ ፊልም እኮ ነቲ ንነብሮ እዩም ዘንጸባርቑ ፡ ስለዚ ንሕና ኢና ክንማሃር ዘለና ።
@@efremtesfay3666 ጽቡቅ ኣለካ ንሕና'ሞ ኣበይ በጺሕናዮ ሲንጊል ኢና ደለና ስለዚ የፍርሑና ኣለዉ ከይጀመርና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒⛪💒
ወይ ሰብ ደቀይ
ኣንኳዕ ብሰላም መጻኹም
❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ደስ ከትብሉ ሙቁራት ግን ሚሊዋይ አብ እምንትኪ ፅንዒ
❤😍❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ዊንታ ሸኮር ትላቦሶም ገፀ ባህርታት ኩሉ ግዘ ጭንቂ ብዝኮነ ኣይትሕመቁ
Wewww
የሰሰሰ አዛ ዘፍትዋ ፈሊም መጺያተለይ ሰንግል ንቅደሚት በሰ 😏
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እሰይ ሙቁራት ደቂ ኤሪ ሓላላት ክፈትወኩም ኮ
😍❤🙏
Well welll
ስኩ ሄሉ የ ክፈትወኩም ቀፅሉሉ
Memelusu zmkir flim
ወይ ጉድ ግዜ ድዩ ወይስ ሰብ ተረጊሙ ስብአይን ሰበይትን እኮ ምፍላይ ሲኢና ኩሎም ሰብ ሽቃር እዞም ተበሽዖም ስድታት
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
Efi meskin . kab hmak tegbaren hmak zehasebulenane yedhenena
Afi Adenkxeni eti Grhntu
ኢፊ ከሕዝነካ
Deqi eri shkorinatat (sabe) habibi xbuq mjmar ygbrelka ajoka imbar amakari koynka tserih aleka sami leba kkkkkk good job
Xubuq srah
🇪🇷✌❤
Mar
Bteami bulux srah mehari bflay ezom anstna ab Africa zelewa
ኣብ ኩሉ ፊልምካ መዳናገሪ ኮንካ ትሰርሕ ኣለካ ሓደ ማዓልቲ እባ ኮኦንካ ስራሕ ቶማስ
ብታሚ ጽቡክ ስራህ ምስኩነታት ዝከይድ ሶ ከጽልዎ
ሕጂ ግርም እዛ ደርፊ ኣሊክምዋ እዝጊ ይስማዕኩም እንበር ጉድ እዩ ኢልካስ ደርፊ ኣይኮነን እና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም
Nesa dea abta versus tebel film endya
@@semharkidane7664 ኖኖ ኣብዚ እዩ ቀደማይን ካልኣይን ክፋል ስምዒየን
ሰላም እኻዕ ዳሓን መጻእኩ ሚሊ ድኣ ሰብኣይ ምስኣ ዘየየለ ከመይ ገይራ ጠኒሰ ክትብሎ
ብንፋስ
ኬፍ ዘለዋ ፊልም እያ
እዋይ ካናዱዱኻ እዋይ ማራ ሓሪቀ እንታይ ትዓይላ ወደይ እዛ ሓፉቱኸ ክሳዕዝወስዳ ስቅ ትብላ ኣነ ክነግሮ እየ ተሎፎን ግደፉለይ ክክክክክክ
ታይ እዩ ትርጉሙ ማዓተብ ሙሙላቅ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ኤሳው ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ወዲኣመና መጋነኒ ሓሳዊ ዘማዊ ኮይኑ ይሰርሕ በጃኻ ኣብ ካልእ ገጸባህሪካኣ ስራሕ ኣኺሉዎ ክሕሱ ከጋንን ጥራይ ኣብ ምሕሳውን ዘይ ንስኻምምሳል ጥራይ ኮይኑ ማራ ኻኣ ኣጋኒንዎ።
Mas twerd da
👈ሰላም ክብራት የሕዋት ኣብዛ ስእለይ ብምህራም please ልዕሊ 1K ሳብስክራይብ ነብጸሓያ የሕዋት።ስለ እቲ ትግርብሩለይ ደገፍ የመስግን።🙏🙏🙏🙏🙏👈 Thankyou
ገይረካ ኣለኹ 💘
geyre aleku gbereley
እዚ ራስታ ጭጉሩ ወዲስ ፍጹም ዘይስህበኒ። ብሓይሊ ደኣ ምበር ተውህቦ ዘለዎ ኣይኮነን። ሰብ ድዩ ተሳኢኑ
Ane ka mara eye ziftwo
ብገለ ሸነኻ ጽቡቅ ካ ተኾነ ብገለ ግን ኣሰካፊ ኣለዋ ንሱ ድማ ብሓፈሻ ሎሚ ዘዐርን ዝምህርን ዩ ዘድሊ ዘሎ ነገራት ፋሕ ዘብሉን ኣስጋእቲ ባህርያትን ተንጸባርቅ ያ ምስኡ ውን ኣብ ምምዓድ ጽን ኢልካ ናይ ምስማዕ ባህሪ ንኸነጥሪ ድኣ በር ጠባይካ ክትቅይር ንዝመዓደካ ዝግበር ዘሎ ጠባያት ይጋነን ኣሎ ብናተይ ሓሳብ ዩ።
eza film kemey kemey iya haftus sebeytu ms ካልእ enda zemewet እንዳ ፈለጠትስ kemey gera sk tbl ane kemzi yegatm eyu aybln
Dgsi tarik
nakfa ab ethiopia yiserhi dyu
No
ካን ድዩ ዕጫ ኣዋልድናን ኣወዳትናን ከምዚ ኮይኑ ተሪፉ? ሂወትና ክንቅይሮ ንጽዓር ደቀንስትዮ ንሓዳርክን ዘይ እሙናን ካብ ምኻንክን ዝተላዕሊ ኣንስቶም ኣብ ኣዲስን ካምፓላን ዘለውኦም የሕዋትና ልቦም ኣውዲቆም ክድቅስሉን ብዛዕባ መጻኢኦም ክሓስቡን ኣይ ኩኣሉን :: ከመይ ጌርና ነቲ ገንዘብ ነምጽኦ ኣለናን መነባብሮና እንተ ትሪኢኦ ምሓዘንክናልና ኔርክን : መስትያትን እዚ ንርእዮ ዘለና ፊልምታት እንተ ደኣ ኮይኑ 100% ስካቡሊ ኮይነ ሂወተይ ከሕልፎ ይመርጽ
ራስታ ራስታ
Kiltea kifal eya teketatileya des elatni so ajokum
ሰላም አሕዋት አምላክ ምሳኩም ይኩን ቶሚ ፀጉርካ ስደዶ
Gega gerikum nayta beali filim ms melaetilu 5 naqifa elato
ኣብ ኢትዮጲያ ናቅፋ ይሰርሕ ድዩ፡
Ata entay eyu kulu film hade koinu ysmaka bejakum etom deresti fuluy hasab hizkum srhu tedegagami koinina 🙄
Ayyyyy seb elemo mechen kabit himak zgebirukas himak zmihruka du ztebahale nay bahaki ab alem zikefie etelu hilnaka atifka himak migbar eu
antum eza winta kemey kemey eya tebel
ዋእ ትቶማስ ባ ንገንዘብ እናበለ ድዩ ዝቐርበን
Ezi efi abe hotel kemzelo felute
Anes eza mehaza winta fetiyeya mkrti,wintu kea make up kenisa
ናይ ረብሓ ትብል film ኣላትኒስ ኢሳው ከተገድሰኒ ኢኻ ርዱእ ድዮ
Not bfub
ዋዉዉዉዉ ሜካብኪ ቀኒስኪ ደስ ክትብሊ ዊንታ ከምአ በዚ ስብአይ ምድራብኪ ግና አይይይ ሕማምምም
welcome welcome xbukatey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👄👄👄
ኣሰይ ደቂ ኤሬ ሓላል ንፈለማ ቀዳመይቲ ፅሕፈ ዘለኩ Like ግበሩለይ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ዛይድ
@ሰላም You tub እሺ ምቅርተይ
ገይረልኪ ኣለኩ
እምቢ ቅድም ንዓይ ግበርለይ ክክክክክ
@@yatanachannel1181 ገይረልኪ 😁😁
@ሰላም You tub እሺ ሰላመይ
🌎✊🏿I been waiting for part 4
See you next week for part 4
@@LYRTV ❣👍
ዊንታ ሓፍተይ በጃኪ በጆካ ክዳንኪ አማሓይሺ
ኣነስ ከመይ ድየ ክፎትወኩም ብፍላይ ልዊንታ@ቶማስ ማራ እዩ ዝፈትወኩም ከማይ ዝፎትዎም ይህሊ ዶ እስከ ኣነ ዝብል ላይኪ ይፅቀጥ😍💝💖
በጃኩም ንሰብ ምሃሪ እንበር ጎዳኢ ኣይትገበሩሉና😭ከምዙያት ነገር ከፍረሐኒ ምዓት እየ ገና ንኡሹተይ እየ ዘለኩ
ኣዞኪ ንእሽተይ እንተኮይንኪ ተምሃሪ ኩሉ ካምኡ ማለት ኣይኮነን ግን ፈሊጥክዮ ትፅንሒ
እንኳን ብሰላም መፃእኩም ደቂ ኤሬ
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
well come deki eri ❤❤
Willkommen deki erey xbuk srah kexlwo ekum
ኣቱም ተጋሩዋኒ ኣብዞም ሰረቅቲ በጃኩም ኮሞኔት like ኣይትሃቡ መሰልቾዎ😀😀
ከሕሪርካ ማዓት አነስ ሪኢ አበሊ ድስላይክ ገይረ እየ ዝከድ ህውከት 🥵😜🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤤🤤🤒
@@beriha105 entay tbli wedey men eyu ke bhayli reayi zbeleki segetie😏🙄🙄🙄
እንቃዕ ዳሓን መፃኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ
ብጣዕሚ መሳጢት እያ ቀፅልዋ
ብከምዚ እንዳበልክን ድማ ነተን ሓዳረን ሰቡተን ኣክቢረን ዝነብራ የሕዋትና ትልክመአን ኣለክን ይቅረታ ግን ከምዚ ምባለይ
ኤረ ይቅርታ አያስፈልገውም ፍልም ጥሩነገር ሳስተምርነውንጅ ይሀምንይባላል አብዝኾነይኹን ፍልም እታ ጠናስትስ ባህዘይትብለን
Ewaey please aytdanguyna ekum be hankowta yexba alku daki adey marey ❤️🇪🇷 ab zalkumo ademamen tanan yhabkum fetari me kulkum ab sedat zalna sedatna yhxralna 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ መሳጢት እያ ቀፅልሉ
Woww ጽብቅቲ ስራሕያ ኣጆኩም ቀጽልዎ ልቶሜ ክፈትዮ ማዓትየ ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ረኪበዮ ኔረ ብልቢ እየ ዝፈትዮ ልቶሜ ዝፈቲ እስቲ like ሃቡኒ👇
I love wide sheko ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹 Eritrean and Ethiopia
منووووووووورياشباب.ياحلوان
ሲራክ ዘለዎ ድራማስ ኩሉ ናይ ጥልመት ብዝኾነ ቀፅሉሉ❤❤
ክክክክክክ
ሳሌምምም ጋቦዝ❤❤❤
Wawww btami buquat tewaseti
well com
Salem shkor
መርሓባ እንቃዕ ብደሓን መጻኩም
Waw bes ktdlu halalat
ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ
Subscribe ገይረልካ ኣለኩ ሳሚቹ
ማሮችችች
I been waiting part 4
ሰላም ንኩለኩም ቤተሰብ ጌርኩሙኒ ሕለፉ ያጀምዓ
እዞም ኤፊ ንብሃልስ ስምና እዩ መስለኒ ጸገም ኩሉና ጥሉማት ክክክክ
Burukat sle zkonkum eu zkewn mskin nu zbdel kkkkkkkkk
@@ተስፋጽባሕ-ዐ9ቐ ዶ ክክክክ
ጽቡቃት
ዊንታ ብዘይ ሜክኣብ ክትሽኩር ኣደይ marey so nice shkorat ❤😘
Welcome
ኣነስ ወላ ዳኣ ፊሊሚ ዳኣ ይኩን እንበር ቀደም ነጊረዮ መሃለኩ ነይረ ንኤፍሮም😉😉
Zengr u ko mo abey mo tgebriyo
ክክክክ ሓሳዊት እንዲኺ
@@habtomhabtom2900 ኮሜ ዶ የንብብ ይህሉ ከብፀሐሉ ዶ
@@nipseyyoung2548 እሰይ ፅቡቅ ገረ😜
ብትኽክል ወላ ክኣ ብጌጋ ክትረክብ ኣይትኽእልን እንበር ምኽያቱ ሓብቱ ኢያ ሰበይቱ ክትሰክር ክትዘውር ኣብ ቕድሚ ዓይና እና ረኣየት ንምንታይ ዕላማ ትም ክትብል ምናልባት ቁሩብ ከማን ውላድ እንተ ዝህልዎም ምሓሸ
Wellcome
ጽቡቕ ስራሕ 'ዩ ዘሎ ቀጽልዎ።
❤️💊❤️
እዋይ ኣብዛ ፍልሚ ደሎ ሓሶት'ሲ ኣብ ሂወትና ኣይርከበና'ዩ ዘብል ብከመይ ኢና ወረ ክንትኣማመን ወረ ክሳብ ምዓስ'ዩ ከምዚ ኢልካ
Zetamamin film zey serhu zelewu zetaratir ember
ኣፍረይቲ ፊልም እኮ ነቲ ንነብሮ እዩም ዘንጸባርቑ ፡ ስለዚ ንሕና ኢና ክንማሃር ዘለና ።
@@efremtesfay3666 ጽቡቅ ኣለካ ንሕና'ሞ ኣበይ በጺሕናዮ ሲንጊል ኢና ደለና ስለዚ የፍርሑና ኣለዉ ከይጀመርና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒⛪💒
ወይ ሰብ ደቀይ
ኣንኳዕ ብሰላም መጻኹም
❤❤❤❤❤❤
ዋዉ ደስ ከትብሉ ሙቁራት ግን ሚሊዋይ አብ እምንትኪ ፅንዒ
❤😍❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ዊንታ ሸኮር ትላቦሶም ገፀ ባህርታት ኩሉ ግዘ ጭንቂ ብዝኮነ ኣይትሕመቁ
Wewww
የሰሰሰ አዛ ዘፍትዋ ፈሊም መጺያተለይ ሰንግል ንቅደሚት በሰ 😏
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እሰይ ሙቁራት ደቂ ኤሪ ሓላላት ክፈትወኩም ኮ
😍❤🙏
Well welll
ስኩ ሄሉ የ ክፈትወኩም ቀፅሉሉ
Memelusu zmkir flim
ወይ ጉድ ግዜ ድዩ ወይስ ሰብ ተረጊሙ ስብአይን ሰበይትን እኮ ምፍላይ ሲኢና ኩሎም ሰብ ሽቃር እዞም ተበሽዖም ስድታት
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹
Efi meskin . kab hmak tegbaren hmak zehasebulenane yedhenena
Afi Adenkxeni eti Grhntu
ኢፊ ከሕዝነካ
Deqi eri shkorinatat (sabe) habibi xbuq mjmar ygbrelka ajoka imbar amakari koynka tserih aleka sami leba kkkkkk good job
Xubuq srah
🇪🇷✌❤
Mar
Bteami bulux srah mehari bflay ezom anstna ab Africa zelewa
ኣብ ኩሉ ፊልምካ መዳናገሪ ኮንካ ትሰርሕ ኣለካ ሓደ ማዓልቲ እባ ኮኦንካ ስራሕ ቶማስ
ብታሚ ጽቡክ ስራህ ምስኩነታት ዝከይድ ሶ ከጽልዎ
ሕጂ ግርም እዛ ደርፊ ኣሊክምዋ እዝጊ ይስማዕኩም እንበር ጉድ እዩ ኢልካስ ደርፊ ኣይኮነን እና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም
Nesa dea abta versus tebel film endya
@@semharkidane7664 ኖኖ ኣብዚ እዩ ቀደማይን ካልኣይን ክፋል ስምዒየን
ሰላም እኻዕ ዳሓን መጻእኩ ሚሊ ድኣ ሰብኣይ ምስኣ ዘየየለ ከመይ ገይራ ጠኒሰ ክትብሎ
ብንፋስ
ኬፍ ዘለዋ ፊልም እያ
እዋይ ካናዱዱኻ እዋይ ማራ ሓሪቀ እንታይ ትዓይላ ወደይ እዛ ሓፉቱኸ ክሳዕዝወስዳ
ስቅ ትብላ ኣነ ክነግሮ እየ ተሎፎን ግደፉለይ ክክክክክክ
ታይ እዩ ትርጉሙ ማዓተብ ሙሙላቅ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ኤሳው ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ወዲ
ኣመና መጋነኒ ሓሳዊ ዘማዊ ኮይኑ
ይሰርሕ በጃኻ ኣብ ካልእ ገጸባህሪ
ካኣ ስራሕ ኣኺሉዎ ክሕሱ ከጋንን
ጥራይ ኣብ ምሕሳውን ዘይ ንስኻ
ምምሳል ጥራይ ኮይኑ ማራ ኻኣ
ኣጋኒንዎ።