They need their lands home western Tigray, they're still suffering, starving struggling that protests wesyern Tigaru& Europe Agame so would like requesting justice &right people. They're innocent seek home their own homes live enimes where live in shelters, so you must focus on refugees Tigaru, God bless people Tigray 🙏 Amen 🙏Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Is YEAKIL a new party none aligned either to the Interim government nor to TPLF. The word itself is derived from the respected General Tadese's recent speech and the General is officially part of the interim government. So, does it mean the interim government has splited (split) again? If it is so...what is going on?
ኣየ ህዝብና ኣሕሕሕሕሕ ዋይኣነ የመርሕት ትግራይ መስቃ ህዝብኹም ያውረደልኹም 😭😭😭😭😭😭
ይኣክል😢😢😢😢
ሰማዒ ይፍጠረልና ፈጣሪ ህዝብይ😢
_ኣምላክ ይስማዕኻ ህዝበይ💔😥_
ጅግና ሓውና 💙😥
😢😢😢የኣክል 💪💪
የአክል
ይአክል😢😢😢😢😢
በሠላም ድዩ ዋለ በሓይል ጎንደር ዝትነብር ሠላም ንሕዝብና 😢😢
ታይ ኣይነት ጊዜ በፂሒና ይዓክል
😢😢😢😢ይኣክል ንበል ኩላና
pppp
መስቃ ህዝቢ ትግራይ ይኣክል😢😢😢😢
Egziabher. Tesfana. Ahwatey. Amlak. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Uaye. 😢🙏😢😢😢
Ajioka jegna hizbii Tigrai ❤❤🐅🐅🐅
ኣይ ህዝበይ😓💔
Ajeka haqi u beynika tibekyo aykonen!!!
ኣብ ጎንኹም እየ 🙏
ይኣክል
ይኦክል 😢😢😢😢እፍፍፍፍ ፈጣሪ ናብ መረብትክም ይምለስክም
😭😭😭😭
ኣምላኽ ይሓግዝኩም እምበር ካብ ደናቑር ቅድሚ ህዝቦም ስልጣኖም ዝሓርዩ ፈተውቲ ምንበር ኣበይ ከተግብሩዎ ግን ሕጂ ውን ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ከም ጭሮሖኹም ይኣል ይበልኩም💪💪💪💪💪💪
💊💊💊💊💊💔💔💔
ይአኽል
በዚ ንብዓት ዘይጠዓስ መራሒ ትግራይ ኣርዮስ እውን ኣይገልፆን።
Amlak ysmakun yehwatey
👍
ናይ ህዝቢ ድምፂ ዘይሰምዑ ሰበስልጣን ብሕግን ብታሪክን ተጠየቅቲ እዮም።
ኣብ መድረኽ ዝተዛረብካ ክቡር ሓወይ እግዚኣብሔር ይሃብካ ናይ ዝሓለፈ ኣካይዳ ጌጋ ምኻኑ ኣሚንካ ምዝራብካ ምኽንያቱ ሓባኢ ሕማሙ ሓባኢ ፈውሱ እዩሞ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሕማም ብግልፂ ምዝራብካ ንፉዕ መንእሰይ የብለካ
getachew asmesay belu
የትግራይ ህዝብ ኢያሰቃየ ያለው የኦሮሞ መንግስት ነው።
No abyi
😭😭😭😭😭😭😭
They need their lands home western Tigray, they're still suffering, starving struggling that protests wesyern Tigaru& Europe Agame so would like requesting justice &right people. They're innocent seek home their own homes live enimes where live in shelters, so you must focus on refugees Tigaru, God bless people Tigray 🙏 Amen 🙏Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Ajokum
እወ ይኣክል!! በጃኹም ናይ እንግሊዝኛ ባነር ወስኹሉ ኁሉ ይፍለጦ፡፡
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😥😥😥😥😥🙏🙏🙏🙏🙏
ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ማንም ይኹን ማንም ሃይማኖታዊ ይኹን ፖለቲካዊ መራሒ የብሉን ብዘይ ሓላዊ ኣብ ሜዳ ዝንከራተት ዘሎ ብተኹላ ጠቕሊሉ ንክብላዕ ኣብ ጫፍ ዘሎ ህዝቢ እዩ፡፡ ብዓይኒ ህዝቢ ዝነቕሑ (ኢሊት) ዝበሃሉ ኹሉ ክበሃል ብዝኽእል ደረጃ ንኸብዱ ንሽሙ ዝሓድር ሞራል ኣልባ ኢና ንርኢ ዘለና፡፡እግዚኣብሔር ይቕረ ይበለና፡፡
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
ዳኒኤል ፓርቲ ምስርት እቲ ናይ ይኣክል መድረክ ትጨዊ ዘለካ ።
“…ኹሎም ናይ ደም ነጋዶ እዮም፡፡ኹሎም ብዝረብሕን ዘይረብሕን ፌደራልን ናይ ክልል መንግስትን (ናይ ትግራይ እውን እንተኾነ) ኸም ህዝቢ እውን እንተኾነ ቃርሳ መሲልና ዝኣተናዮ ኵናት…..ካብኡ ተናሲሖም ኽወፁ ዝፈቐዱ ኣይኮኑን ተናሲሖም ህዝቦም ክኽሕሱ ዝፈቐዱ ኣይኮኑን….”
Deram new
ህወሓት ኮነ ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ንስልጣኖም እምበር ናይ ህዝቢ ትግራይ እምብዛ አቕልቦ የብሎምን። ስለዝኾነነ ድማ ብመሪር ቓልስና ህላዊነትና ከነረጋግጽ አሎና።
nay getachew mengst eu.skana zwskelna zelo
getachew eu xelaena belu mkiniyatu mengsti koni kiserh zey mkalu enasabebe
Yegnih seweyem tefenakay weyes afenakay 😂😂😂
ስስዕቲ መሰረት ዝገበረ ን27 ዓመት ብጠ/ሚ መለስ ዝተመርሔ፡
ህንጸት ኣሃዳዊት ኢትዮጵያ፡ ንብሔር ትግራይ ንምጥፋእ፡
ሕጂ እውን ብመሪሕነት ሰለስቲኦም መራሕቲ ግምት፡ ጌታቸው፡ ፃድቃን፡ ታደሰ ይቅጽል ኣሎ እብል።
ሕውሓት እውን ኣብ ዝገበሮ መበል 14 ጉባኤ፡ ኣብ ዘሕለፎ ዓስራይ ውሳኔኡ፡ ራእይ ጠ/ሚ መለስ ተግባራዊ ንምግባር ምውሳኑ ይፍለጥ።
በዚ ምኽንያት እይዩ ኸኣ ተመዛበልቲ ብግምት፡ ብሕውሓት ከምኡ እውን ነዞም ክልቲኦም ዝውግኑ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ክምለሱ ዘይድለ ዘሎ እብል።
ብሔር ትግራይ ንምጥፋእ ናይ ሕጂ ተርእይዮ ዘይኮነ ናይ ነዊሕ ግዜ ዘለዎ፡ ሱር ዝሰደደ ብምዃኑ፡ ንምፍትሑ ግዜን ምስትውዓልን ርግኣትን ዘድልይዮ እይዩ እብል።
እታ እንኮ ፍታሕ፡ መጻኢ ወለዶ/ሕጂ ኣብ ምህሮ ዘለዉ ብልሳን ትግርንያ ክሳብ ዝለዓለ ጽፍሒ ክምሃሩ ምግባር እይዩ እብል።
ራህዋ ንሕዝቢ ትግራይ !
ሰላም ንኹሉ !
ቆንስልና ዘይሕም ምፍንቃል ዘየግህዬ ውድብ ኮነ መንግስቲ ኣይንታይናን::
Abyi midya weshtam
ገርዓልታ ኢንስቲትዩት
ጸረ ብሔር ትግራይ/ራእይ ጠ/ሚ መለስ ዝኽተል ትካል እይዩ ዝብሎ፡
ዝተሓወሶ ሰልፊ ተመዛበልቲ ንምላስ ዝግበር ሰልፊ ከመይ ክዕወት?
Abyi no
Masta eriterawyan gena keneyneykum eyu
Igziher lbona hibwom ysmikum ahokum
kulatna nihagzom
Is YEAKIL a new party none aligned either to the Interim government nor to TPLF. The word itself is derived from the respected General Tadese's recent speech and the General is officially part of the interim government. So, does it mean the interim government has splited (split) again? If it is so...what is going on?
800 ke motu sint keru?
etom zeteanakufu akalewom