You encouraged me to tell my story. My problem started @ home after the death of my father by my biological mom. Betrayal, deception, you name it from money, ...... by all my family members till today. You are better than me. Your forgiveness. I couldn't overcome my feelings. Still I hold grudge. I couldn't o become it. I am lucky to live in the western world. I live a relative laid back, comfortable condition. I don't see them daily, visit or pass or live near them. I visited back home but still I don't any attachment or feeling towards anyone. However, still they expect me to support them after hurting, and tried to destroy from childhood to today.
ሓወይ ሂወት ብዘይ ኣዶ ከቢድ እዩ። አዮኻ ጠንካራ ኢካ ጅግና❤❤
ዘሕለፍካዮ ታሪኽ ብንብዓት ወዲአዮ ጠንካራ ኢኻ ዋና ዕላማኻ እንኳዕ ኣሳኻዕካ ካብ ሕጂ ንዳሓር ካኣ ናብ ዝበለፀ ከምትጓዓዝ ባዓልቲ ተስፋ እየ
ገሬ ሓወይ ጠንካራ ምኻንካን ሓደ መዓልቲ ነዚ ሂወት ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ከም ዝባሃል
ከምከምተዘንትዎን ይኣምን ነይረ ተመስገን እቲ ኩሉ ዘይሰኣኖ ፈጣሪ ናብዚ ዘብቀዐካ ቀፃሊ ኣብ ዝለዓለን ዕውት ዝኸነ ሂወት ክሪአካ ተስፋ ይገብር ንበረለይ ሓበነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማርያምን ቓላት ስኢነሉ❤❤
ፈጣሪ ይመስገን ገሬን በክን ከሉ ዝፃዓረን ፈጣሪ ዝአመነን ዕውት እዩ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ሙቁረይ ዝፅዓረ ይዕወት ሐወይ ናተይ
ኣጀካ ጎታዋይ ፈተናካ ንፅቡቁካ እዩ ከምኡ እያ ህወት😢😢😢😢❤❤❤❤❤
Enqae mechereshaka subuk kone ze hawey likdmit le Bertie fetari misaka Yukun ❤🌿💖
እንበር መጠን ሓያል ኢኺ ዘይትጻዓድ መንእሰይ በርትዕ፡ብፍላይ ብዛዓባ ኣብታሓሳስበና ዘሎ ምስ ኣምላኽ ነታሓሕዞ ነቲ ዝገጥመና ሽግራት ከም ዝተረገምና ዝበልካዮ ፡ጽቡቅ ትዕዝብቲ ፡ደቂ ሰባት ዘለና ዓቅሚ እንተ ፈልጥናዮ፡ከም ኣጋላልጻ። ቅዱስ ጽሕፍ መዓምቅ ይብሉ ነቲ ዘለና ጻዓት ሰለዚ ጽቡቅ ኣብነት፡ሕሉፍ ታርኽ ህወት።
ሐወይ ናተይ መታዓቢተይ ብጣዕሚ ሐዚነ ብኡ ልክዕ ካዓ ኮሪዓ አጆካ ኩሉ ሐላፊ እዩ ክሐልፍ እዩ ካዓ
በጣም ጠንካራ ነህ በርታ ❤
ፈጣሪ ይመሰገን
ገሬ ሓወይ ዓብይ ሰብ..........ተምሳሌት ፅንዓት ኢካ ❤❤❤ፈጣሪ ቀሪ ዘመንካ ይባርከልካ 🤲 ብርታዐካ ቀፅለሉ 💪💪💪
Many thanks🙏🙏
የኔ ኣባት ሂወት ብዘይ ኣዶ ከብድ እዩ 😥😥ኣጀካ ጠንካራ ኢካ ጅግና ❤❤
He is strong every step gad bless 🙌 🙏 ❤️ 🎉 lifestyle ❤❤❤❤
ብመጀመርታ እግዚአብሔር ይመስገን ካብ ኩሉ ነገር ዳሓን ስለ ዝኮንካ ካቡኡሉ ሂወት ፈተና እያ ኣብ ፈተና ግን ዓቢይ ትምህርታ ኣሎ እንተተፈቲንካ ብጥዕሚ ጥንካራ ሰብ ኢካ ትኮውን ዝከብደካ ነገር የለን ካብ ዝሓለፈ ስለ ዘይካብድ ሐጂ እዋን እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የብፅሕካ ሓወኒ ፍተና ፅብቅ እዩ ሓያልን ወሲኒ ሰብን ባዓል ሕልናን እዩ ዝገብረካ 🥺😍😍👌
Amazing success from scratches. What heroism 👌
That's so inspiring Gere hawey 🙏 keep pushing we want to see you at the top 👏
Thanks a lot. We appreciate your support!
You are strong 💪 good 👍
The most inspiring story
Be strong ✨ good job.
🎉🎉🎉🎉🎉 አምላኽ ምሳኻ ይኹን እታመጋጥኻውን ተረዲዓ ክብሪ ክትበካ ይራዳዕኻ
ዝገርም ህይወት
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
Inspiring!
You encouraged me to tell my story. My problem started @ home after the death of my father by my biological mom. Betrayal, deception, you name it from money, ...... by all my family members till today. You are better than me. Your forgiveness. I couldn't overcome my feelings. Still I hold grudge. I couldn't o become it. I am lucky to live in the western world. I live a relative laid back, comfortable condition. I don't see them daily, visit or pass or live near them. I visited back home but still I don't any attachment or feeling towards anyone. However, still they expect me to support them after hurting, and tried to destroy from childhood to today.
Inspiring dear friend
Inspiring words. Appreciate it!
🙏🙏🙏
❤
Corrections from the cover - strength
Typing error..thanks corrected
💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
❤❤❤🎉🎉😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጂገና ኢካ ዝከኩለይ መሳናክል ሓለፍካ
በረኸት ግን ንእሽተይ ሾኪልካ “ታሞ እዩ ዝብል ሰብ ኣይሰኣንን” ኣይበሃልን፣ ሰብ ዝደለየ ይበል ናይዚ ወዲ ርግዕ ኢልካ ምዝንታው ግን ተመቺዩኒ
ክሳብ ሕጂ ከማኻ ዝበለ ብንሮኻን ትምህርትኻን ፁኑዕ ሰብ ኣይራኣኹን። በርትእ ፤ንትግራይ ገጢሙዋ ዘሎሽግር ንስኻን ከማኻን ዝበሉ ጀጋኑ ተቃሊስኩም ናብ ዝማዕበለትን ሰላም ዝኣሰላ ትግራይ ክትገብሩዋ እምነ።
Thanks brother🙏
ብጥንካረኻ ምሒር ኮሪዐልኻ ንፉዕ ሰብ ኢኻ። ግን ሓቒ ንምንጋር ካብዚ ሂወት ዝበኣሰ ኣዝዩ መደንፀዊ ሽግር ኣሕሊፈ ክሳብ ሐዚ ደስተኛ ዘይኾነ ሂወት ዘሕልፍ ዘለኹ ህርኩት ትግራዋይ እየ ። ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ብዝብል ኣለኹ ………
ኣጆኻ ፅባሕ ክትሕጎስ ኢኻ ፆሎት ጥራሕ ግበር ወድኖ ዋና ተስፋ ከይትቆርፅ ስቅ ኢለ ክሓልፍ ኣይደለኹን ትግራወይቲ ሓፍትኻ
ፍቓደኛ ተኾይንኪ/ኻ ንፋለጥ ነዕልል ምናልባት ታይ ይፍለጥ……!
@@itsme-jg1mu እሺ ፀገም የለን
ንፉዕ! ተምሳሌት ጥንካረ ኢኻ:: ብዙሕ ትግራዋይ ድማ ከም ናትካ ዓይነት ሂወት የሕልፍ ኣሎን ኣሕሊፉን እዩ::
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤