You are way more smarter than this amselu child, don't let him drag you down in to his level, our expectation from you is far beyond, please keep coming as much as you can we really enjoy your contents, thank you!
Hi Temesgen, to be honest with you I know very little about Meron and not much about yourself either but, this is not the case here. On your clip, Meron said “make peace with your opposition and talk about your differences and your needs among yourself ” I don’t see anything wrong with that statement or massage. Or do you Temesgen just want people to be enemies forever and to continue the discussion. And where is that going to get you. Dear brother ❤
Thanks!
❤❤❤❤❤❤❤❤😂❤❤❤
ATA NBRETKA NDKA ZEYTHBO😂😂😂NEZI HATEWU QETEWU
@@Meriteyሓሳድ እንታይ ይምልከተካ ገንዘቡ ድላዩ ይግበሮ ወላ ዘይቀዶ።
ለማኒ ን10$ ትመንግን 😂😂😂😂
ተሜ ጅግና አቦ ሕቂ ምስ ሓቂ ዝነብር አጆካ ዐስብካ አብ ምድርን ሰማይን ዐቢ እዩ፣ ሜሮን ተበላጲ አቃም ዘይብሉ ብሕግደፍ ይምካሕ ተመሊሱ ይነቅፍ፣
ተሜ ተባዕን በሊሕን ተቓላሳይ፡ ቀጽሎ ምሕጻብ ነዚ ረሳሕ ሓሳዊ ሜሮን ጥስጡስ። ❤❤
ሰላም ሰላም ተመስገን ብርሃን ናይዚ መንእሰይ እካ እሞ ቀጸሎ ነዞም ከምዝኦም ዛምሰሉ ካይ በሰሉ ካብ ኤረትራ ጸውጹ 14 ዓመት እዩ ወጸዩ ሜሮን ዝፈልጦ ዋላሓንቲ የበሉን ብሎ ኣፍንጩኡ ኣክሩፎ እንዳወጻካ
ተምየ ሓወይ ዝገርም ዩ ናትካ ንቅሓት ናይዚ ሙስሉይ መሮን ሞ መጸጸጽ ጥራይ ዩ ኣጆካ ተመስገን ወገነይ
ህግደፍ ደግፍካዮ ጸላኢኻዩ ጸሊእካዮ ጸላኢካዩ ወጮ ተገልበጥካያ ዎጮዩ ናይ ህግደፍ ነገር❤❤❤
ተሜ ጅግና ንኡስ ወለዶ ሓቅኻ ኢካ ኩሉ ዝብልካዮ። ኣደታትካ ሕጉሳት ኢና ከማኻ ይብዝሑልና። 💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙
ዋይ ብስለት ኣዘራርባ ብኡነት ተመ ሓወይ❤❤❤❤ መሮን ግን ከምቶም ንዓዲ ዝማላለሱ ምሶኦም ምምልላስ ይሕሸካ መኽንያቱ ብዙሕ ካቦኦም ዘፍሊ የብልካን
ኣንበሳ ዋይ ንስካሲ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
አነ ይሕምል ሱቅኢልና መፈቶት ጸላእትና አይንኩን ህግደፍ ጸላኢ ኩሉ ኤረራዊዩንህግደፍ ከመይጌርካ ተምክኖ ክከዊን አለዎ ቲ ቃልሲ ህግደፍ ይሳዓር ደላይ ፈትሒ ይዒወት❤❤❤
ዋው ዋው ቴሜ ዕድመን ጥዕናን ብርተዓን ዓወትን ንዓካ
ተሜ ናይ በሓቂ በሊሕ ተባዕ ተቃላሳይ መንእሰይ ከማኻ ዝበሉ የብዝሓዮም እዚ ለመጭ ሜሮን ግን መትከል ዘይብሉ ወስላት ነፋሒቶ ትርጉም የብሉን።
Good on you teme every word you saying truth 💙 keep going for good job ❤️ 🎉❤
ሰላም ተሚየ ጽቡቕ ኣለኻ እዚ መሮን ዝባሃል ሰብ ሓደ መርገጺ ዘይቡሉ ሰብ እዩ ለቕባስ ለቕበስበስ እዳበለ
መርገጺ ኣልቦ ጽቡቕ መሊስካሉ ኣለኻ እንተ ተረዲእዎ
እዋይ ጅግንነት ተባዕታይ 💙💙💙💙💙💙💙💙
ተሚ✅✅✅💙💙
ተሜ ሓወይ ሙሉእ መልሲ❤❤❤❤❤❤❤❤።
ሜሮን ግና ፍቅሪ ሻዕብያ ኣይወጻሉን ነጽር በሎ😂😂😂😂😂
Great Video! And really interesting idea. It would be great if you could sit and debate with Meron. Let`s try to make it happen.
ተምየ በዓል መትከል ሜሮን ወኸርያ ሉኡኽ ህግደፍ እዩ ።
Teme 👌 Meron 100% Hegdef wehatewo
ቴሜ✌✌💙💙💙✌✌
Nic ❤❤❤❤❤🎉 teme
Tebe Bravo bela gerka gelxkayo 💙💙💙
ትምህርታዊ ምርልእኽቲ ፎሽኴል ሜሮን: ምስ ሓቀኛ ኤርትራዊ:: ተስፋ ይገብር ፎሽኴል ብዙሕ ክመሃር::💙🌿
አታ ጅግና አደ ብሀቂ ወሊዳ ተመስገን አደ ኤረትራ አደ ትግራወቲ ከማኩም ኢያ ሲኢና ነራ ህጂ ግን ተስፋ አለዋ አጆካ አብ ጉንካ አሉና ❤👌
💙ንሜሮን እቲ ምጀመርታ Subscribed ጌሩ ኔሬ፣ እሱ ሓደ ግዜ ምብራቅ፣ ድሕሪኡ ብምዕራብ፣ ብሰሜን፣ ብደቡብ መወዳእታ ዘይብሉ ጽሉል'ዩ፣ ካብ ተቃወምቲ 80% ደጋፊ'ዩ.....💙
ጽሉል ኣይኮነን፡ ሎቕማጽ መደናገሪዩ
@@haneber7369 etew ele thzto wela keysemaeku dislike hibeyo eye zkeyed, dhri mealtat temelise tedelekwo dislike aykonun kale ygbeoo, lieba Feger yu
ናይ በሓቂ ጣኦት ኤርትራዊ ብኸብዱ ኣይዛረብን ኢዩ ይብሉኻ 👑🌿💙🌿💙🌿💙
Temie hawey ezi wedi Metkel zbehal yeblun
Selam dear brother!
Thanks for what you do. Keep it up! Nice job!!!
ጀገና አዚ ናይ ኩሉና ደለይቲ ፈትሒ ሓሳብ
Meron zebhal sebe metkele zeyblu eyu qalsena eqa deqena familien ayzaweru zeble metkel yeblune berged nehmedu nehageru yewet 🩵 🌿🩵🌿🩵🌿
ብሓቂ ተባዕ ተቓላሳ ቶሜ ሓውና: እዚ ወዲ ድኣ ዘይ ልእኽትኡ ሸምዲዱ ዝግዕር ዘሎ ፤ ኣየናይ ኢልዎ:: ዕላምኡ በለጽያ::
Hasawi, kem abohagoka banda eka , welednan nhnan tesewienala ena , awet nhafash .
ተሜ ብርሃን ወለዶ መሕብኢት ሜሮን ብንቕርቅር ኣብልካያ
ተሜ ሐወይ ጀግና አደ ወሊዳ በሐቂ በርትዕ ቀጽሎ 🙏❤️🫶💋💙🌿🩵🌿💙🌿🩵🌿💪💯💪💯👍
Temiye jgina❤❤❤❤❤
Temie jgnana💙💚💙
መርሓባ ተሜ ኣገዳሲ
እውይ ተመ ወደይ ክዛረቦ ዝደሊ ኩሉን ልዕልኡን ኣብርህካዮ እንቃዕ ናህና ኮንካ ውፉይ ካላኣይ ተረኽብዎ ሰስኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተሜ ሓቢቢ ኣጆኻ ቀጥ ኢልካ ምቅላስ ኢያ ❤❤።
Temie jignana 💙💚💙
Maron I'm confused what you saying 😂😂😂thank you 🙏 💙 teme for you given him the right ✅️ answer keep going for good 👍🏻 job ❤🎉❤
❤❤❤❤ mexix zekone kolea polotica zeyteredioo ..keileyioo ilu heweteta
Meron lekbat neta betri ab frqi yu zhza
thank you temesgen
Bless you
Proud of you bro እንኩዃዕ ተወለድካ
ሜሮን መንነት ገባር ሓረስታይ ህዝቢ ትግርኛ ዝፍንፍን ዘየለ ኤርትራዊ መንነት ዘድንቕ ፉንፉን iyu
ቲሜ ጅግና ቆራጹ ብጣዕሜ ንጹር ሙሉእ ሐሳብ የቀንየልና። ምሰ ቃልሴ ጎኔ እንዳተዛነካ እንዳሰራሕካ ከትምዕብል አለካ በዓቅምና እሞ ተባረከ አይትጥፈአና። 🙏🏾💕
Great explanation teme
Smart Boy ❤
ኸምዚ ጌርካ እስከ ሮታ ሓዞ እቲ ሓለውሎን ምድንጋርን ተገደፎ
Bravo 🎉
Thank u
ጉድ ጆብ ተመስገን እሾክ ብእሾክ ኣንበሳ ተመስገን።
መጀመርቲ በራዩ እምበር ህግደፍ ደገፍቲ የቡሉን ህግደፍ ቀታሊ
ሜሮን ሙሱሉይነት ናይ ደገፍቲ ተጠቂዑ ኣሎ እመስለኒ
እቲ ዘሕዘነንስ ንሓደ ኣድጊ ክሰሩስ ብዙሓት ኣእዱግ ደድሕሪኡ ዝጋልቡ ምህላዎም እዩ 😢😢😢😢😢 ህግደፍ ቀታሊ እዩ ነብስና ከም መንግስቲ ንርኣያ ትብል እንተ ኮንካ ንምንታይ ኬድካ ዘይትዋጉኦ ለማኒ ዝኮንካ ፍጥረት
bravo teme 100%
💙ተሜ🙏ጅግና!!!💙
አንበሳ ተመስገን ተዓወት
Temie qetslo tsbuq medeb ❤👍
ኣየ ሜሮን ምዝራብካ ጥራይ እኩል ክኽክክክክክ ተሜ መዓስ ኢካ ዱባይ ትሸራሸር 👍👍👍
💙💙💙👍
Bravo Temie jigina 👍💯💙🙏
You are way more smarter than this amselu child, don't let him drag you down in to his level, our expectation from you is far beyond, please keep coming as much as you can we really enjoy your contents, thank you!
bravo teme🎉❤ ግንስ ከምት ንሶም ዝብልዎ ዎያነ ገንዘብ ትኸፍሎም ይኣ ይብሉሞ ተመልሶም ድማ ንወያነ ገንዘብ ሓግዞም ይብሉ 😂 ኣብርሃሎምስከ ቴሜ ሓብብ ??
💙💙💙👌💙💙💙
❤❤❤🎉🎉🎉
My beloved one ❤️
ተባዕታይ ኢካ ንበር መምህር ሕብረተ ሰብ ንበረልና ቶሚ።
አነስ ነዚ ሜሮን ዝብል ዎ ከም ዝ ላንጋ ላንጋ ኾይኑዩ ዝረአየኒ ከምዞምመብዛሕትኦም "ይኣክል " እኽብኻብ።
ኣየ ሜሮን ህውታትያ
Thanks Temesgen
💙💙💙
ሓደ ሽለት'ዩ ብዙሕ ግዜኻ ኣይተባኽነሉ፡ ተሚንዞ ብሮ💙
No no abzihwo endyu kchefchef alewo
ተሙ አዝኑ ደጊፍካ ኣስሚካዮ ንዚ ሎቅማጽ ከልቢ ኤልሳ ጭሩም
❤❤❤❤
Nezom langa langa atiriyom temiye 💙💙💙💙
🌿👋ዕድመን ጥዕናን:ከማኻ ጥራይ እፍጠረልና:ተመስገን ክንዲ ኩላትና👋🌿
💙💚💙
ሕጽቦ ፖለቲካ ግበሮሎም ተሜ ጂግና❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🏻
ተሜ! ጽቡቕ ገሊጽካዮ ነዚ ወስላት በላዒ ውዳቕ! ንግሆ ተቃዋሚ ምሸት ደጋፊ መርገጺ ዝብሃል የብሉን። ፈላጥ እየ ባሃሊ ድማ'ዩ። ግን ሓንቲ ኣፍልጦ የብሉን። ነቲ ዝዛረቦ ውን ሓሲቡ ኣይዛረቦን'ዩ ንዝዛረቦ ዘርውባ ዘፍርስ ዘረባ'ዩ ዝዛረብ።
@@E29-n3x ንእሽቶ እዩ ካይተወልደ ዝነበረ ታሪኽ ህዝባዊ ግምባርር ክብል ከምደይ ተቓለሰ ህዝብና ብናይ ሻዕብያ ጻዕሪ ዝመጸ ናጽነት ገሩ ይደባልቖ ካብ ሱሳን ሓደን ክሳብ ሰማንያን ሓደን መብዛሕትኡ ጀብሃ ዝገበረቶ እዩ ኣብ ሰለስትአን ውድባት ድማ ደቂ ህዝቢ እዮም ዝሰርሕዎ ነሮም ኩሉ መስተንክራት
ሜሮን: ማሃይምነትካን ጥራይ ጽረልና:: እቲ ተጻሒፉ ዝተዋህበካ ናይ ኢንግሊዝኛ ቃላት ከኣ ኣናብብኡን ትርግሙን ንገሩኒ ኢልካ ምጻእ ::
ሰላም ወሰናይ ተሚየ ወደይ አጸቢቃ ተዓዚብካዮ አሎካ ለክበጥበጡ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ አብ መጽሓፍ ቅዱስ ንከምዚ ሜሮን ዝአምሰሉ አይ ዉዑይ አዝሑል አይትኩን እንተ ዘየሎ ንደገ ጡፍ ከይብለካ ይብል አነውን ንሜሮን ብደምቢ ስለ ዝተዓዘብክዎ መርገጺካ አነጽር ክብሎ ይደሊ💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Bravo temie
Hi Temesgen, to be honest with you I know very little about Meron and not much about yourself either but, this is not the case here. On your clip,
Meron said “make peace with your opposition and talk about your differences and your needs among yourself ” I don’t see anything wrong with that statement or massage. Or do you Temesgen just want people to be enemies forever and to continue the discussion. And where is that going to get you. Dear brother ❤
ተሜ💙good explain & challenging👌
Please forgive him to Maron, he only used his brain 🧠 1/3, he wants loved by everyone.
Welcome Mana Rekord
ኣስምዓዮ ንዚ ሶኒ ሰሉስ ረቡዕ ሓሙስ ዓርቢ ቀዳም ደጋፊ ሰንበት ተቃዋሚ ሰንበቱ ድኣ ፍግም ትበል እምበር!
Anta ezi Temesgen wedi seltene
wedi meles zenawi
Thank you Teme 💚💙🩵🌿🌿🌿🙏🙏🙏
ሻዕብያ አብ ማዕሙቅ ባዕሉ ክአትዋዩ❤❤❤
ብሰንኪ ግርህነትና ኣብ እስራኤል ዝረኸብናዮ ባዕልና ኢና ንፈልጦ ስለ ዚ ገርሃት ኣይንኹን መኽንያቱ ሻዕብያ ክንጠፍእ ምበር ክንለምዕ ስለ ዘይትደሊ መመስመርና ንሓዝ
ንድሕሪ ዓወት ዝኸዉን ሓሳብ ኣይስኣነና ኣይኽላኣና፡፡ሎሚ ሃዉቲትካ እንታይ ኣፍሪኻ'ዪ? ንድሕነት ህዝብናን መሰልናን ኣብብእንገብሮ ቃልሲ፡ብኣፈጨለታት ዝቕመጥ ዕንቅፋትን መሰናኽልን ጽባሕ ንምቕንዑን ንምስጋሩ ብዘኽፍለና ግድላትን ዋጋን ማዕረ ብሕጊ ዘሕትት እዪ።
ብራቮ ተምየ፡ ሜሮን ግን ንኹሉ ከሕጉስ ዝፍትን እዩ ዝመስል። ንግሆ ዝተዛረቦን ምሸት ዝዛረቦን ወላ እዩ ዝዋቓዕ