ሰለሙን ኣይሰምዕን 'የ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ? "ናትና 'ዩ እቲ ጸገም " !

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 дек 2024

Комментарии • 169

  • @awetadmas6272
    @awetadmas6272 23 часа назад +7

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መልእኽቲ
    ሓው ተምየ ❤
    ከምዚ መልእኽቲ መዓልታዊ ክሰምዕ ኣለዎ እዚ ህዝቢ።
    እዚኣቶም ብጽልኢ እዮም ዝመርሑ ዘለዉ። ስለዚ ኣዚና ክንሰርሕ ኣለና💙💪🙏 thank you teme Anbesa 👍

  • @MeryemNoorhusein
    @MeryemNoorhusein День назад +5

    ኩሉና ስቕ ክንብል ንስኻ ትዛረቦ ሕጽር እሉ ካልእ ተወሳኺ ዘየድልዮ ድሕሪ ሕጂ ካብዚ ኩሉ ሃተምተም ድዩ ድብል ደረፋይ ኑኡሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብወገነይ ናትካ መግለጺ ኡኹልን ሓጽርን ረቢ ይሓልኻ ይፈርሓልካ ካብዞም ሓራግጽ❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk День назад +8

    ትግራይ ዘይኮነ ሳሕልከይድና ዉን ዘምጸእናዮ የለን ትርፎ ባረነት❤❤❤

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 22 часа назад +2

    Wow I always say you are a great treasure to Eritrea. How is it you are so wise and smart wish you see free Eritrea and you and your generation can go home that is my prayers my dear.

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk День назад +5

    ሻዕብያ በይኑ ይበሊዕ ታሓንግሩ ከኣ ሰብ ይቀትል❤❤❤

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs День назад +3

    ተሙ መሕጎል ኣደ ወሊዳ ትምከን ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
    Happy new year 🎈🎆 2025 🥂🍾 cheers bro

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk День назад +4

    ኤረትራዊ ፈሉይነቱ ተኮብከኲቡ ሳዋ ተኮብክቡ ዓድአቤቶ ተኮብክብካ ሞት ተኮብክብካ ጥሜት ወዘተ❤❤❤

  • @kidaneas
    @kidaneas День назад +3

    Our people is in Denial and intellectually dishonest. Good job Teme.

  • @SolomonDarge-r5o
    @SolomonDarge-r5o 11 часов назад

    Hakegna Seb nay behaki Lebam kubur esu eu eti haki❤❤❤🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️

  • @Habash-m8k
    @Habash-m8k 15 часов назад

    ለባመይ ከማካ ይብዛሓዮሙ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሓቃ ይሃብካ

  • @AwetKahsu-ry8xs
    @AwetKahsu-ry8xs День назад +2

    Thanks

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk День назад +1

    ኤረትራዊ ሙኳን ጽድቂዩ ብአታራጉማ ህግደፈ መንደፍ❤❤❤

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha4889 День назад +9

    ተሜ በሊሕ ፥ ብሱል ፥ ተባዕ ❤

  • @MahariAmaniel
    @MahariAmaniel День назад +1

    ኢዚ ብቡዙሕ ዝመሳሰልን ዝራከብን ህዝቢ ብሰላምን ብምትሕግጋዝ ክነብር ይምነየሉ ዝሓለፈ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ውን ካብ ናይ ክልቲኦም ፓለቲከኛታት ህልክ ዝብገስ ንህዝብታት 2ኡ ዘየርብሕ ኢለ ያኣምን

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 День назад +2

    ዋው ዋው ዋው .... በጃኻ ቀጽሎ በሊሕ ኣእምሮ....ኢኻ...

  • @FantaneshAbera-w2e
    @FantaneshAbera-w2e День назад +1

    Thank you❤

  • @عليمحمد-ز4ع8ص
    @عليمحمد-ز4ع8ص 17 часов назад

    ትክክል ዩ ግን ናይ ክልተ ኣሕወት ዩ ጌጋ ብግጋ ኣይእረምን እና ናይ ፗለቲካ ሓዉ የለን❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk День назад +2

    ስነልጣን ድክታተር ደልድሉ በቃ❤❤❤

  • @YossyGebru
    @YossyGebru 22 часа назад +2

    Ya he is right

  • @wedikeshi4558
    @wedikeshi4558 21 час назад

    Bravo Temie ajoka❤❤❤

  • @SolomonHabtemariam-fw4on
    @SolomonHabtemariam-fw4on День назад +1

    ክላእ ናይ ትግራይካ ዘይ ትገብር

  • @zera1464
    @zera1464 22 часа назад

    Keep it we are on your side our freedom will come on the coming 2025 for sure.

  • @amanhaile6579
    @amanhaile6579 День назад +1

    Exactly brooo 👏👏👏👏👌

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 День назад +1

    ኣየ ጽገምካ ዘይምፍላጥ ትዕሚት ፈላሚት ውድቀት ምዃናንዶ ኣጸብቕና ንሕሰብን ነዋራርድን !

  • @Eritrea-Tv
    @Eritrea-Tv День назад

    በድመና መሊስና ኣለና ደቂ ሪመይ ዋና ነገር ኑሱ እዩ ብዛዓባ ምሕጋርን ምድራፍን ንኤርትራዊ ኣይምልከቶን እዩ።

  • @WalcotHabtom
    @WalcotHabtom 21 час назад

    ጓሓፍ ለማኒ

  • @trhasghide492
    @trhasghide492 День назад +1

    ተመ ጅግና ኩሉ ከማካ ተዝከውን፡ ከምዚ ገይሮም ኣደንዚዞምና አዮም 30 ኣመት ህጂ ግን ክክክክክክ አልናዮም ኣለና፡

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 День назад +1

    ሻዕብያ እንተዘይኣቱ ደኣ ኣቢይ በይኑ ኲናት ኣይምጀመረን/ኣይምሓሰቦን ከማን።

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 2 часа назад

    ቴሜ ሽኮር አቦ ሐቂ💙💙💙💙💙

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam 23 часа назад

    ተመስገን ኣምበሳ ገደፎም ጥራይ ሃተፍተፍ እበሉ እታ መዓልቲ ፍትሒ ቀሪባ እያ ፣ ወይልኦም እዞም ዘህተፍትፉ ዘለዉ: ኤርትራና ግና ንዓኻትኩምን ከማኹም ዝመስሉን ስለዝወለደት ክሓልፈላ'ዩ ጥራይ ኣጆኹም👍👍👍

  • @abezgiasgedom5895
    @abezgiasgedom5895 День назад +2

    ሻዕባይ አብ ትግራይ እንተዘይዘሪ ብፍፁም አብይ አሕመድ ንበይኑ ንትግራይ አይመወረረን ።

  • @TsegayAraya-o3t
    @TsegayAraya-o3t День назад +1

    ተሜ ብሉፅ ሰብ ኣጆካ ቀፅለሉ ንህዝቢ ትግራይ እዚ ኣይመተገበኦን ነይሩ ሻዕብያ ግን ተሓንጊሩ ገይርዎ

    • @meramerameramera849
      @meramerameramera849 7 часов назад

      Mis men koyna dia weyane nhzbi eritrea harimato .mis amharan oromon .slezi eda eyu.tekielkum yakil bzaeba Selam tezarebu beal ezi temesgen wedi dergi aytemenwom

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk День назад +1

    እዚደኣ ምስ ሰብ ዘይቁጸር ሰብ መሰል እንስሳ❤❤❤

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 День назад +1

    ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዑቡድ'ዩ.... መላኺ ኣይኮነን....

  • @ዶክተርX
    @ዶክተርX 23 часа назад

    Keep up

  • @Tirhas-i5v
    @Tirhas-i5v День назад +1

    ተሜበለሕ💯

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 17 часов назад

    ሰለሙን ትክክል እዩ ተዛሪቡ ዋላሓንቲ ሓሶት የብላን ተሓንጊሩ እወ ንህግደፍ ከሰስቲ ክበዝሕወም እየ ዝደሊ ስጋብ ከሳሲኦም ዝኮንኩ ኩሉ ትከባቢ ክከሶም ይግባእ ኔሩ ግን ቶም መራሕቲ ይጫነዉ እዮም 👍👍👍

  • @atowebrhanghebrehiwet6449
    @atowebrhanghebrehiwet6449 20 часов назад

    Shaebya dea wana,

  • @mylifemedia5476
    @mylifemedia5476 23 часа назад

    Teme master mind ኣየናይ ኢልዎ ኡሞ እዚ ደንቆሮ ህዝቢ ባርነት ኣሜን ኢሉ ዝተቐበለ ህዝቢ

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 День назад

    Temie abiseb beal hlna. Kulu kemaka intezkewn Selam msneberna. Idmen teina yihabka 2025 adna nmlesela ms sdrana nrakebela amet tgberelna. Thank you ❤❤❤

  • @lewihani8188
    @lewihani8188 День назад +1

    እሞ ምሕንጋር ተኮይኑ ዳኣ እሞ ቅድሚ ሕጂ ንበረ ወራር ወያነ 2001 ነበረ ከ ምስ ኣምሓሩ ምስ ኦሮሞ ተሓንጊሮም ክመጹ ከለዉ ከ ክወሩ ዝመጹ ከ ንሶም ክርስዕዎ እኩእሉ እዮም ዝተወገአ ግና ኣይርስዕን እዩ

    • @chuchechuche1335
      @chuchechuche1335 7 часов назад

      ሰክት ባኮ

    • @lewihani8188
      @lewihani8188 2 часа назад

      @@chuchechuche1335 ሱቁበል ድቃላ ቆማል ድርባይ

  • @ሐሩ
    @ሐሩ День назад +2

    💙💙💙💙

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 День назад +1

    ጂግና ይመውት ንጣኦት ናይ ኣስመራ/ኢሰይያስ።

  • @ሻኩርይቱብ
    @ሻኩርይቱብ День назад

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤ በይኑ ሻዓብያ ዳኣሞ በይና ታይ ክትገብሮ ንትግራዋይ ታሓንግሮም እኳ ዘይ ኣጥፍኡውም

  • @destasemeretesfamariam5046
    @destasemeretesfamariam5046 День назад +1

    yes

  • @astregatesh4310
    @astregatesh4310 14 часов назад

    አባ ሐጎካ አብ ትግራይ አቢ ሊዑኒ ኢልካስ ትግራይን ኤረትራን ከተዋዳዲሪ አታ አፊ ፃሐሊ አታ ንዚ ሰብ እዚ ዚካሪጆ ተሳኢኑ !!!

  • @solomon2666
    @solomon2666 День назад

    Can’t wait

  • @MakoYouTube-b4z2
    @MakoYouTube-b4z2 День назад +1

    ሰሌ💪💪💪👌🥰

  • @rodaeritreanmedia2141
    @rodaeritreanmedia2141 9 часов назад

    ንኤፍሬም መኮነን (ደልሃመት) ዘይፈልጥ ሰብ መቸም እንተዝፈልጥዎ ኔሮም ንሞት ይፈረድ ኢሎም ኣብ ጽርግያ ምወጹ !
    ካብ ኲናት ሃሃዲሙ ውጻእ መዓት መርሸንቲ ፡ ፍርቂ ዕድሚኡ ኣብ ማእሰርቲን ተሃድሶን ዘሐለፎ ሰብ !! ከም ናይ ኣወል ስዒድ ይህነጽ ኢዩ ዘሎ ድሓን ባዕሎም ክቐትልዎ ኢዮም

  • @ኣይተጋህደንሕልመይ
    @ኣይተጋህደንሕልመይ День назад +1

    ተሜ ቅኑዕ ሰብ

  • @senaitasghedom9541
    @senaitasghedom9541 День назад +1

    Yesss temawa ❤

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay3044 18 часов назад

    ተሓንጋራይ!
    ሰሎሙን ሓቁ'ዩ::
    ካብቶም ካልኦት ወረርታ እቱ ኣብዘይ ጉዳዩ ኣትዩ መሰከፊ ገበን ዝፈጸመ እቱ ተሓንጋሪ (ሻዕብያ) እዩ::
    ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ጸላኢ ድማ እቱ ዘራይ'ዪ::
    እቶም ደገፍቱ (እንስሳ ዘቤት) ድማ ክንዲ ጣዕሳ ኣብ ጸርፊ ይርከቡ::
    ዝኾነ ኾይኑ እዛ 'ተሓንጋሪ/ተሓንጋራይ' እትብል ቃል ስነ ጥበበኛታት ትግራይ ብስፍሓት ክጥቀሙላ ይግባእ::

  • @saedabdulrahman8196
    @saedabdulrahman8196 День назад +4

    Always I'm beside your idea

  • @kesetehaylemariam1565
    @kesetehaylemariam1565 День назад

    ኣዙይ ከ እንታይ ብዛዕባ ካልድ ክዛረብ እዩ ስነ ምግባር ዘይብሉ
    ን ኽልተ የሕዋት ከጥንስ ዘይ ሓፈረስ ።

  • @salamahbareu1700
    @salamahbareu1700 23 часа назад

    ቶሚ ኣንበሳ❤❤❤❤❤

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 11 часов назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 День назад

    ህዝቢ ኤርትራ እዘኢ ማፍያ ንትግራይ ወሪሩ ነዚ ክልተ የሕዋትና ህዝቢ አጽኒትና💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦

  • @tesfutecle8965
    @tesfutecle8965 4 часа назад

    Anta bel eseyas hagos kisha wezete ab laeli koynom zemahadra zelewu ke lieliom TIGRAWAY YELEN

  • @haileabtekle7734
    @haileabtekle7734 22 часа назад

    ምስ ኤርትራ 30 ዓመት ዘይተወድኣ ጉዳይ ኣለኩ ክመጽእ የብሉን ኣይትበሉ ሰላም እንተዘይ ጌርኩም መሬታዊ ሓድነት ብሕጊ ናይ ዓለም እንተዘይ ተቐቢልኩም እንተጸነትኩም ዉንቫየገድሰናን ኢዩ ወዲ ደርጊ ስቕ በል

  • @MeryemNoorhusein
    @MeryemNoorhusein День назад

    እዞም ደቂ እገላ ክንድዚ ቡስላት እና እንቃዕ ጋል እገላ ኸንኩ ንሃገረይ ውን ተቓለስኩ

  • @aass5491
    @aass5491 22 часа назад

    Tamu habebe

  • @Gashsetit377
    @Gashsetit377 День назад

    ኣብ ኤርትራ ዘለው ገለኦም ሰበስልጣናት ደቂ ትግራይን ኣማሃሩን ኣይኮኑን'ዶ ንሕዝቢ ኤርትራ ብጎሮሮ ሕዞሞ ዘለው። ስቅበል ጥቕመኛ ።

  • @samiyow
    @samiyow День назад +2

    Teme jigna kexlo xbuk srah

  • @tedroskashay1158
    @tedroskashay1158 День назад

    ቦጀክ ነሐድሕድካ ካርታን ቁማርን ካልእ ምሕሳብ ዓቅሚ ይሓጽሮሞን እዩ

  • @SaidKbrom
    @SaidKbrom 22 часа назад

    Dengoro

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 День назад +1

    💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @tesfuokbay2896
    @tesfuokbay2896 19 часов назад

    ሻዕብያ ይግዛአ አምበር ገዚኡ ኣይፈልጥን አዩ

  • @MhretabBerhane-q6g
    @MhretabBerhane-q6g День назад

    ❤❤❤❤ Temye nay zom tentinka aye wudan eu nyti setay dem korkur eyom

  • @BcufKboh
    @BcufKboh День назад +3

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @joab1693
    @joab1693 День назад

    ኡዚ ገፊሕ አፍካ ምልእ ኢልዎ ንካሜራ

  • @abrahamwgerges
    @abrahamwgerges 23 часа назад

    ኪናት አድሕድ የጋጥም እዮ ብ ዕርቂ ይፈታሕ ወራር ግን ብ ሕጊ ዓለም እዮ ዝፈታሕ

  • @MahariAmaniel
    @MahariAmaniel День назад +1

    ኢዛ ቪድዮካስ ተጋሩ ውን ከክብርዋ ዝክእሉ ኣይመስለንን ኣሜርካ ኣብ ጉዳይ ዩክረይን ኣብ ጉዳይ ኢስራኤል ተሓንጊራ ወይ ኢራን ኣብ ጉዳይ ኢስራኤል ህዝቦላህ ተሓንጊራ ክንብል ናይ ጸላኢካ ጸላኢ ወይ ናይ ፈታዊካ ፈታዊ ዝብሃል ዝጠፍኣካ ኣይብልን ግን ንተጋሩ ከተሐጉስ ኢልካ ብዓይኒ ተጋሩ ውን ክብሪ ዘይህበካ ቪድዮ ኢዩ ን ኤርትራውያን ከተሕርቅ ዝሰራሕካዮ ይመስል

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 20 часов назад

      ተሓንጊረኩም ኣይኮንኩም እንድኩም እሞ መጺእኩም ዱሁላት😏

  • @meley1952.
    @meley1952. День назад

    እንታይ ዳኣ ንኩሎም ጂግና ዳበለ ክስልሞም ኣብ ዓብደላ ምስ በጽሐ ታ ጂግና ዘሊልዋ እዚ ሚሂተነ

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 День назад +1

    ጽሉል ጥራይ ኣይትበሎ ንዕቡድ ከልቢ እንተኾንካ
    ንከልቢ ዓዲ ሃሎ እንተኾንካ እቲ ሰብኣይ ትብሎ ዘለኻ። ዕቡድ ከልቢ ኣይትዓብዮን ኢያ።

  • @shitugizahu6874
    @shitugizahu6874 День назад

    Temie blux xebuk gerka eka Tefeltom Ezom mexntii shabeya

  • @lilianeasternquin9649
    @lilianeasternquin9649 День назад

    ሃመማ😂😂😂😂 ክላእ ስቅ በል ጉሓፍ 😂 ኣብ ጎኒ ዓጋመ ኣልኩ ጥራይ በል መጺልካ ኣልኩ ካምፓላ ክታሓዘካ ኢየ ኣነ ባዓለይ እዛ 2025 ናይ ምወዳታካ እያ

  • @WediyataWediyata
    @WediyataWediyata День назад +1

    Kab aleme mulue zxelo resah

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk День назад

    ሰብአይ ሰበኡት ያከ❤❤❤

  • @saedabdulrahman8196
    @saedabdulrahman8196 День назад

    Selam brother from Sydney

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 День назад +1

    ሻዕብያ ጸማም

  • @TesfalamFrezgi
    @TesfalamFrezgi День назад

    ኤረትራዊ ምዃን ካብ ችቺልያኖ አሚጽናዮ

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 День назад

    ንሱዳንን ኡጋንዳን ደኣ እብግሩ'ዶ ክስበር እንታይ ክገብር ክኣቱ።

  • @rodaeritreanmedia2141
    @rodaeritreanmedia2141 10 часов назад

    ሻዕብያ ስልጣኑ ከናውሕ ከምዚ ውራይ ውራይ ዝኸይድ ለማናይ ንሱ ውን ኣበይ ኣላ ክፍተት ንኩናት ትኸውን ኢሉ ከይደቀሰ ዝሓድር ሽፍታ ጉጅለ ኢዩ

  • @itrustingod3506
    @itrustingod3506 3 часа назад

    Chaluk ghin nay Seb hangol diu zelewom ???? 🫣😃😃😃

  • @merry7267
    @merry7267 22 часа назад

    💙💙💙💙💙👍

  • @shewitsgem2653
    @shewitsgem2653 19 часов назад

    Nshaebiya tigray eya edimata

  • @kuhilbeyene
    @kuhilbeyene День назад

    ተሜ ልክዕ አለኻ ንሓሳብ ድአ ትከራከር እምበር ንውልቀ ሰብ ድንቁርና ።

  • @ጌምኦቮር
    @ጌምኦቮር Час назад

    ድርባይ

  • @Ted_wolf_1
    @Ted_wolf_1 День назад

    Please use VPN for your RUclips channel for income

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 23 часа назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SolomonHabtemariam-fw4on
    @SolomonHabtemariam-fw4on День назад

    ክላእ ናይ ትግራይካ ዘይ ትገብር ናይ ኤሪትራ እንትይ ይምልከተካ

  • @rodaeritreanmedia2141
    @rodaeritreanmedia2141 9 часов назад

    ተሜ ወዲ ፥ ተጋሩ ድሕሪ ሕጂ ዝኾነ ሰብ ተዘይተቐበሉ ይሕሾም ምበርከ ኤርትራዊ ዘበለ ከም ርግቢት ናብ ትግራይ ይኣቱ ድሕሪኡ ምስ ተረጋገአ ከኣ ብተጋሩ ይጅምር 🤦ስለዝስ መሸጣ ከማን ክውሕደና

  • @Asi4394
    @Asi4394 День назад

    Temie ❤ belih ❤ tebae ❤

  • @meramerameramera849
    @meramerameramera849 7 часов назад

    Ata af gahsi ktfe eka

  • @InnocentMountainLake-nm9eb
    @InnocentMountainLake-nm9eb День назад

    ተመስገን ከይዳትኻ ክኽክክክክክ

  • @OkbazghiTekeste
    @OkbazghiTekeste 2 часа назад

    Heswi enitatefalet hesawe lakebti hesewi

  • @Dominicthewarrior
    @Dominicthewarrior День назад +2

    ጎሓፍ

  • @ArtartisticPoten
    @ArtartisticPoten День назад

    Teme natey ..ኣታ ድፋዕ ።

  • @ATAKILTIBRHANE
    @ATAKILTIBRHANE 22 часа назад

    kondaf agame lemani

  • @GerieFg
    @GerieFg 21 час назад

    Tebatikka dika ms adka