Dear Seltene, please ignore to all of them because they don’t have any issues except blaming Wufuy and Seltene, so my opinion is let them shout out until they get down. We all ❤you.
It’s really a shame to harass seltan. You’re amazing person. You have helped so many tegaru in so many ways. It’s all jealous and envy. God loves you. Stay positive and strong. We need you. Thank you for everything brother ❤🙏🏽
Hi there, would you mind sharing what is being spoken about from 29 minutes in? In English? I would like to understand why the image is being used and what is a shock.
Please leave alone wufuy he is the one defending for the young generation if you want help him and work with him and wufuy keep doing your fantastic job with respect god bless you .
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
ruclips.net/channel/UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
No ተስፉኦም ብልክዕ ናይ ኣፍንቻ ድራግ ይወስድ አዩ ረሱዕዎ
ሰልጠነ ሐውና እዚ ካሊ ምክንያት የብሉን ሕማም ቅንኢ ኢዩ ሒዝዎ ሕማም ቅንኢ ዘለዎ ሰብ ድማ ብቀሊሉ ክፍዎስ ስለዘይክእል ብዛዕባዑ ገዲፍካ ካልእ ስራሕ ምስራሕ ይሓይሽ ጊዜኻ አብ ብቅንኢ ዝሐመሙ ሰባት አይትኽሰር ክብለካ ይደሊ ብዝተረፈ ኩሉ እቲ ትሰርሖ ብተገዳስነትን ብግሉጽነትን ስለ ትሰርሖ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይዓድልካ ዝጸዓረ ይዕወት ኢዩ ሞ የፈጽምካ
✅
ኣየ ሰልጠነ ብናይ ኣማኒኤል ትንተና ተስፎም ክመሃር ግደፎ እንደ ይዕፈር እዚ ጉሓፍ ኣብቲ ስራሕካ ጥራይ ኣድህብ
ኤልሳ ጭራም ጎምጻጽ ምልክት ሕማቕ ዘበን 🐍🐍🐍
ተፈታዊ ንፉዕ እንዲኻ: ግን እቲ ንሶም ዝብልዎ ኣብ መደብካ ከተቅርቦ ከሎኻ ኣብ ሚዛኖም ትወርድ ኣሎኻ : ተጠንቀቅ ሓደራ
ብቀደሙስ እንታይ ሚዛን አለዋ ሃሜን
@@senaitbereket9530🐖👈🏼
Tesfom Mehari ተቅላላ ወሪዱ መትከል ኣልቦ። ኣብ እጓንዳ ጸላም ጩሩ ሓሪኣትሉ።ሕጂ ተሪፋቶ ዘላ ናብ ኣቡኡ እሰያስ ኢድካ ምሃብ ኢያ።
ተስፋኦም አብዚ ምውዳቕካ ብጣዕሚ የሕዝን ! ዘይጋገ የለን ካብ ግጋካ ዘይምእራም ግን ከቢድ ዋጋ የኽፍል ኢዩሞ, በጃካ ህድእ በል ።
ትጋገዮ ዘለኩም ደቂ አኩሎግዛይ ኢኩም እሱ ጌጋ የብሉን ናብ ልብኩም ተመለሱ ንበይንኩም ንበይንኩም አብትበጽህዋ የብልኩምን
Beja wufy end seltene gah bel
Dear Seltene, please ignore to all of them because they don’t have any issues except blaming Wufuy and Seltene, so my opinion is let them shout out until they get down. We all ❤you.
ተፈታዊ በጃኻ ኢዚ ናይ ቶስፎም አይተምጽእ ምኽንያቱ ንረባሐ ንዚ ቃልሲ አይኮነን በጃኻ ህዝቢ ይመልሰሉ ::
ዉፉይ ስለዘይምልሰሎምስ ንዉፉይ ብሰልጠነ መጺኦሞ ክክክክክ ዝገርም 💙💙💙
እዚ ባርያ ኢሰያስ ዋላ ክልተ እግሪ ዘይቁረጽ ጉዳየይ ኣይኮነን😂😂😂😂😂
Ata hasawi B sport ya N america 🇺🇸 mexiya ekuba kthatt eila aymexetn gal swue jgna hamasien ertrawit 🇪🇷🇺🇸
ሱቅ በል ባርያ ወዲ ኣመንዝራ ኩሉ ኤርትራዊ ወዲ ስውእ ኣብ ስደት ኣሎ
Hi Seltene
Ezi bqelil ayterayo byegdef tewedibu wey telaeku kekewun selezekel
ዕንቋዓ ሐጎሰና ስጡን ድርብ ዓወት ዝረከበና
ተፈታዊ ሸው 💪💪💪🙏🙏🙏😘😘😘🥰🥰💙💚💙💚💙💚💙💚
ብ💙🌿
🌿💙ር
ጌ💙🌿
🌿💙ድ
💙🌿
🌿ንሐመዱ💙
💙ንቅድሚት🌿
🕊
🕊 🕊
🕊 🌴
🌴
🌴 🕊 🌴
🌴 🕊
💙💙💙💙💙💙💙💙💐💐💐💐💐🥰👍
ተስፉኦም መላጥ መርገጺ ኣልቦ
ሰልጠነ ድምጺ ዉጹዓት ኣንበሳ ኣብ ልዕሌኻን ቤተሰብካን ዝግበር ዘሎ ሕሉፍ ጸለመ ርእስኻ ንምድናን ተልእኾ ህግደፍ እዩ ።
ኣብ ተካይዶ ቃልሲ ስለ ተድምዕ ዘለኻ ገሊኦም ግን ከማኻ ዘይምስረሖም በለጸና እዩ።
ቀጽሎ ስጋብ ናይ መወዳእታ ዓወት 💪🩵🎉🩵🩵🩵🩵
ኣምላኽ ጸላእትኻ ብትሕቴኻ ይግበረልካ 🙏
ተፈታዊ መደብካ ቀንጠመንጢ ትገብሮ ኣለካ ከምዚ ኢልካ ኣበይ ንምብጻሕ ዩ
ኣማዓራርዮ !
ካብ በራህ ኣይ ርከብን ጉርሂ ተስፎም እንትርፎ ምግዓር ፈንጠርጠር ካልእ ይብሉን።
Go for ward brother 🎉🎉🎉
ስልጡን ንቕድሚት ጥራይ ሰጉም ። ሓንቲ ትገርመኒ ግን ኢዛ ኣነ "" ትግራዋይ "" እየ ትብሃል ፈጺመ እየ ዘይቅበላ ። ተጋሩ ተኾይና ካብ ተጋሩ ብኸምይ ንፍለ ። ክልቴና ፍቕሪ ገርና ከምዚ ንስኻ ጽቡቕ ትገብሮ ኩሉ ኣዝዩ ደስ ዘብል ኢዩ ። ኢዛ ንሕና ተጋሩ ኢና ትብል ግን ምስ ኢዚ ቃልስና ትኸይድ ኣይትመስለንን ።
ምስ ተጋሩ ድዩ ቃልስካ እንታይ እዩ ብምንታይ ትብል ዘለካ 😂😂😂
Agree 100%
ንህግደፍ ህልኽዩ ። እወ ተእልካዮም እዮም ዝዓርፉ😮
@@Bay862ንህግደፍ ህልኽ እዩ ።እወ ክትብሎም ከለኻ ሕርርዮም ዝብሉ ተዘይኮይኑ ንፀርፍዮም ዝጥቀምሉኻ።
Drar Denkoro Tesfom fahra gdefeom bejaka
Agenda iytgberom
Time Time No for crzy peopel
Sela zay tebasekum eyou shegeru hamam
Tefetawi long life ❤❤❤❤❤
ናብ ኣዪኡ ረድኢ ምሓሪ ተጸንቢሩ::
እዛ ሜዲያ ናይ ህዝቢ እንተኮይና ነዚኦም ኣይተምዚኣዮ ናብዚ ብውልቅካ ወድኣዮ።
ዓሽ🩵💪 በርጌድ🩵💪 ንሓመዱ🩵💪ሊብያ 👍💪 ቀጽልዎ ደቂ መለይ ኣብ ኩሉ ክፍለ ዓለም ዘለኹም ኣጆኹም🎉🎉🎉🎉🩵🩵🩵🩵🩵🩵
Thank you Seltene 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌹❤
💙💙💙💙💙
ሰላም ሰልጠነ ወዲ ንጉስ ሕማም ናይ የናስ ማስትኻ ሕዝዎ አሎ እቲ ሕማም ድማ ሕማም ቅንእ ይባሃል ምሕረት የውርደሉ ኮር ተገልበጥ ጠበቃ ናይ ጆርጆ ኮይኑ መጽና ዘገርም ዩ ።
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙👈
ዛውለታይ ኣብ ራኢና ሜድያ ናይ ተስፈኦም ኮይኑ ንሕብረተ ሰብ ኣከለጉዛይ ክጸርፍ ከሎ ዓገብ ኢልዎ ኣይፈልጥን እዩ። ሕጂ ተገምጢሉ ውፉይ ንሰልጠነ ዓገብ ዘይበሎ ይብል ከም ተስፈኦም ኣውራጃዊ የለን ደብረሲና ክብል ይውዕል ተግርር እንዳበለ መታለሊ ቃል። ተስፈኦም ኣነ ጥራይ ኣይኮንኩን ተጋግየ ዘለኹ ሰልጠነ እውን ተጋግዩ እዩ ስለዚ ዓገብ በልዎ ኢሉ ግዳይ ንሰልጠነክገብሮ ይደሊ ኣሎ ንናቱ ጌጋ ግን ኣሚንሉ ኣሎ። ብካልእ ናይ ሰብ ጌጋ ጌሩ ክሽፍኖ ይደሊ ኣሎ። ብዘይ ይቅሬታ ካልእ ፍታሕ የብሉን ኮለል ክብል እዩ።
Tesfom entay koynu tsegem eyu Eritrawiyan keyt8redadiu teredadiekum ekum suk ellkum nihadhidkum bizitekimn zeytekimn.
It’s really a shame to harass seltan. You’re amazing person. You have helped so many tegaru in so many ways. It’s all jealous and envy. God loves you. Stay positive and strong. We need you. Thank you for everything brother ❤🙏🏽
Hi there, would you mind sharing what is being spoken about from 29 minutes in? In English? I would like to understand why the image is being used and what is a shock.
ኖ ኡጋንዳ ከይዱ ምስ ተመልሰ ወይ ዳብል ኤጀንሲ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ።
እዚ ተስፎም ትብሎ ብመጠኑ ኣብ ዩቱብ ደላይ ፍትሒ ኮይኑ ንውሱን ግዜ ከይዱ ኔሩ'ዩ : ስለዚ ህግዲፍ ይፈልጥዎ ኢዮም :: እዚ እናፈለጡ ህግዲፍ ንስድርኡ ንካምፓላ ክሰድዎም አይመፍቀዱን :: ብሰላም ውን ንኤርትራ አይምተመልሱን :: ስለዚ ገለ ምስጢራዊ ርኽክብ ምስ ህግዲፍ ጌሩ compromised ኮይኑ ኣሎ :: እንሆ ድማ ውጽኢቱ ንርእዮ ኣልና ኣንጻር ውፉይን ሰልጠነን በሮም በጣዕ ይብል ኣሎ ::
እንታይ ኢኻ ናብ ኧዱታት ትኻይድ በቃ ሀደ ኡርትራዊ ሀውኻ እዩ ኣኽለ
ኣማኒኤል ሓሳዊ ዓሌታዊ ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀ ዘሎ ሰብ እዩ።
ዘሕትታ ትገብር ከምዘላ ጭብጥታት ሕዝካ ናበይ ድዩ ዝኽየድ?
Aye neskum Tegaru Tegoro 😂😂😂😂😂😂😂
Hasawi😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Löwe 🦁 Seltene Hawey 🫶🦁🕊️🕊️👍💎👌🙏💪💪💪🫶🦁👍👌💎🙏
💙💙💙💙💙💙💙💙
ውዱቃት ሕነ ክፈድዩ ይታኣኻኸቡ ኣለዉ።
Please leave alone wufuy he is the one defending for the young generation if you want help him and work with him and wufuy keep doing your fantastic job with respect god bless you .
✅
🎉 ❤❤❤
ናብ ማዕበል ክከይድ ኢየ ኢሉ እኮ ዘይትገድፎ።
ኣነ ብወገነይ Ignore ግበሮም ዝብሉ ሰባት ኣይድግፎን እየ። ግብረ መልሲ ክወሃቡ ኣለዎም። እዚ ሰልጠነ ሰልጠነ ሰልጠነ እንዳበሉ ምኝኝ ዝብሉ ዘለው፡ Big Babys ክሓፍሩን ክዋረዱን ኣለዎም በሃላይ እየ።
✅ ሓደ ግዜ ጥራይ✅
ኣብ ኡጋንዳ ህግደፍ ረኺቦሞ እዮም
Uganda bexihu MS mex tebalashu Tesfom Mehari
❤welcome
ፍናነይ ጅብዐይ 💙💛💙💙💙💛💛
Zeyteharme, Desale Bereket terifikum alo. 😅
🛀🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤👎👎👎👎👎👎
እዚ ተስፎም ዕላማ ዘይብሉ ህላላ ኣድጊ እዩ ::
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ረሳሓ ሓንጎል ኢካ ንስካ ፍንፉን ሐሳዊ👎👎👎👎ዓልየታውን ዝርኡኩሙ ይጥፋኣ
🐖👈🏼
ተስፊም ምሐሪ ስድራቤቱ ንዓዲ ክምለሱ ስለ ዝደለዩ ምስ ህድግደፍ ይማጻዳቕ ኢዩ ዘሎ።
Alem. Mehtson.
🩵🩵🩵🩵🩵🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
💙🩵💙🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💙
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Super Bini💐💐
ክፈትወኩም ብርገዳውያን አሕዋትና ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኩም የምር ኩሉ ሓሳባትኩም አወንታዊ ንፀላኢኩምን ፈታዊኩምን👌😘💙😍
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Shefene meneseyat aytitekem men eyu wekilka
ተስፎም ጎሓፍ ድርባይ እዩ
ኣታ እዚ ተጸሊሉ ከይከውን?
ጋንታ ወልዋሎ የላን ድያ፡ ፡
Good blees
እዚ ወዲ ተጸሊሉ አሎ
ተረዲኣትካ ዶ ተስፎኦም ረሳሕ ዓጽሚ ብዛውለታይ የጽርፈኩም፡ከም ዝነበረ ስውልጠነ ከምኣ ኢዮም እዞም ደቒ ረሳሓት ጻሕጻሕቲ ወኻሩ ጉርሑ ኩሎም ክጥቐምልኩም ኢዮም ዝቐርቡ
😊😮
Congra Hero Biniam 💙🫶💙🇲🇫💪
Bini congratulations ❤❤
Wed Kesh bertie km zeriy wed Kesh simon km Beal kortumni bzuhT km kulom
Seltene ezi wedi teredalu hamimu keyhlu
Entekielkum b wuschti rekibkum azerarbwo
ኣምላክ ኣቦይ ካብ ናይ ናይ ተስፎኦም ውድቀት ኣድሕነና። ሞት ክብረት ይብሉ ኣቦታትና።
እሞ ንስካ ኪካ ብደውካ ዝሞትካ ፖፖጋሎ ናይ ሰልጠነ
@@senaitbereket9530🐖
@@senaitbereket9530 ane dea bkemey???
ኣማኒኤል ተግብረ ንዝሰርሖ ተባህለ ኢሉ ክዛረብ እንተ ኮይኑ ካብ ርእሱ መድብ ኣየቅርብ እንበር ካልእ ኣይቅርብን እዩ።
Selam tefetawi hawey gdefom reseayom beal wrdi ngus wediku eu kitsie aykieln u.
Nye belo nab halowlow u atyu.
Congura bini ❤🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 nibaelu bi awrja telekifu
Bhaki zehuges
Yes Good job.
❤
ሓቂ ክዛረብ ብዶብ ዘሎ ህዝቢ ዝጣልዑ ሰባት ናይ ኢዶም ክረክቡ ኣለወም ካብ ህግደፊ ጀሚሩ ተሓተትቲ እዮም
Anta zeytgedfom neziom sk elaka srahka msrah eya fewsom. .please donot reply or write about them
Anta entry elum konkum beleka lekeaka tixawetulu zelekum nezi hizbi,,,why don't use your precious time beka RUclips koinu miwalkum mihdarkum,,,,,so ashamed
እንባእ ኤማ እንታይ ይምልከተካ ዋላ 4ተ ሰዓት ንግበር ኣብ ሰልጠነ ጉድ ረኪብና
ሰልጠነ ሓደራ በጃኻ እዚ ዓዛፍ ሰብ እዚ ተዛሪቡ ኢልካ ኣይተምጻኣዮ ኔው በሎ በጃኻ
Selam n fkrn yewrdelkim. Tezerarbkum erki gberu.
Etom ab gash barka atiom zisereku tegaru ab salisay werar gin niminitay zeytizareb?
Kmy geyru kzareb kezab endeyu
Feqadegna entekonka private kedwulelka
Beni nayna ❤❤
Azikum aitekealkum kulu dikamkum yirehaskum meniseatina tewet teawet
Ezen hasema gdefen tray tinin ybela
🩵🩵🩵🩵🩵
🤙🤙💥💌
ቬኒ ቬዲቪንቺ