Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
አቢተይ ቱቡናሲ አይቅየሖን ጸጉርና❤
አየቅይሖን❤
ቆፅሊ ጋባ ይባሃል❤
የቀንየለይ❤
የቐኒየልና ማዓረይ❤❤
❤❤❤❤
ኣነስ ዘይ ንሰን መረአዪ ዘየብለይስ ብሱሩ ይኸድ ዋላ አተ ሒዞዮ
ብጣዕሚ ጠፊእኪ ኣይትጥፍኢ ኣቢቲ❤❤❤
ታይእዩኸ ለየለኺ ሲኢነኪ ቃንየ ብቴሌግራም እንኳዕሃለኺለይ❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤
ኣብየይ ሰሪሕኪ እባ ስደድለይ ጎረቤትኪ እየዋ❤😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
What about the colour for yours hair can it change the hiynga to red
I have been using it for a month and nothing has changed
ብጣዕም ብነዋሕ ፀጉረይ ይወፅኡ አቢ
ዋላ ናተይ ሐዚ አዕርፍ አቢለ እምበር❤
ቱስድር ዝባሃል ቆፅሊ ጋባ እዩ ዛ በተይ❤
ዘንሓተይ የቀንየለይ ግን እቲ ንበልዖ ጋባ ናቱ ፍሩኡ እንቦልዖ ጋባ ማለት ዱዩ❤❤❤
ትርጉም ሂና ቡና አልገባኝም
በረጅም ለሚረግፍ ጸጉር ወሳኝ ውህድ ነዉ❤
@@_Abi172 አመሰግናለሁ
ቡና ተጣሕኒ ዝመፅእ ዶ ክንገብር ማዓረይ መልስለይ
ግበሪ ግን ቡዙሕ ዓይነት ቡና እዩ ዘሎ ዝበለፀ ባዕልኺ ተትጥሕኒ ምበለፀ ቪድዩ ከሪኤኪ እየ❤
ናተይዉን ብጣዓሚ እዮ ዝረግፍ ግን ሒና ተገይረዉን በጣዓሚ እዮ ዘድርቆ ልናተይ
ሕና ምሥ ገበርኪ ብማይ ተሓጺብኪ ብናግኡ ዘይትዘይትውን ገይርኪ ሻንቦ ገይርኪ ተሓጸብዮ ኣይደርቅን ልሥሉሥ እዩ ዝገብሮ
ኪሬም ምስ ሻንቦ ዝሽወጥ አሎ ንሱ ተጠቀሚ ብድሕሪ ምሕፃብኪ❤
ኣቢተይ ናተይ እውን ከምኡ ካብ ስሩ ናተነቀለ ኣቢኒ😢ፀጉርኺ ምስተሓፀብኺ ታየሰ ዓይነት ቅብኣት ትጥቀሚ
ክምልሰልኪ እየ❤
Kesil malet du yehwatey ngerani eba
እወ ዛሓፍተይ❤
አንደበትኪ ደስ ክብል ምቅርቲናተይከዓ ብጣዕሚ እዩ ዝነውሕ ግን ጨንፈር የውፅእ ጫፍጫፋ ይረግፍ ይቆርፆ ግን ይገድድ ታይ እዩ መፍትሒኡ😮
ናተይውን ኸምኡ😢
ናተይ ለ ካብ ሱሩ ናረገፈ😢ኢና እሹኒ ኣቢተይ❤
አጆኺ ዛእምበይተይ❤
ዋላ ናተይ እዩ 😢😢
አጆኺ❤
ስድር።ብትግርኛ ቆጽሊ ናይጋባ ይብሃል።
እቲ ፍሩኡ ዝብላዕ ጋባ ማለት ዱዩ❤
ጋባ ይባሃል
Bemarinas entay ybehal tfeltiyo tekonki ngerni zhaftey
የቀንየለይ😊
ስድር ማለት ናይ ቆፅሊ ጋባ
የቀንየለይ ዘንሓተይ❤
ዋላ ናተይ እዩ ከም ናትኪ😢
አጆኺ መኩርዮ❤
Gobez, thanks sis Follower natki.eye from Eritrea 😘
ok❤ thankyou my brather or sister❤
ናተይ ለ ክልተ ዓመት ገይሩ ከም ናትኪ 😢
አጆኺ ሞክርዮ❤❤
እረ ፀጉርና ተወዲኡ ካብ ስሩ ዋይ😢 እስቲ ክንምኩር ኣቢየይ
መኩርዮ ንሓደወርሒ ሰሙን ሰሙን ዛሓፍተይ❤
@@_Abi172 እሽኒ ኣቢየይ ማዓረይ😥
ስድር ብዓድና ገባ እዩ ዝበሃል
የቀንየለይ ዛሓፍተይ❤
አቢተይ ቱቡናሲ አይቅየሖን ጸጉርና❤
አየቅይሖን❤
ቆፅሊ ጋባ ይባሃል❤
የቀንየለይ❤
የቐኒየልና ማዓረይ❤❤
❤❤❤❤
ኣነስ ዘይ ንሰን መረአዪ ዘየብለይስ ብሱሩ ይኸድ ዋላ አተ ሒዞዮ
ብጣዕሚ ጠፊእኪ ኣይትጥፍኢ ኣቢቲ❤❤❤
ታይእዩኸ ለየለኺ ሲኢነኪ ቃንየ ብቴሌግራም እንኳዕሃለኺለይ❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤
ኣብየይ ሰሪሕኪ እባ ስደድለይ ጎረቤትኪ እየዋ❤😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤
What about the colour for yours hair can it change the hiynga to red
I have been using it for a month and nothing has changed
ብጣዕም ብነዋሕ ፀጉረይ ይወፅኡ አቢ
ዋላ ናተይ ሐዚ አዕርፍ አቢለ እምበር❤
ቱስድር ዝባሃል ቆፅሊ ጋባ እዩ ዛ በተይ❤
ዘንሓተይ የቀንየለይ ግን እቲ ንበልዖ ጋባ ናቱ ፍሩኡ እንቦልዖ ጋባ ማለት ዱዩ❤❤❤
ትርጉም ሂና ቡና አልገባኝም
በረጅም ለሚረግፍ ጸጉር ወሳኝ ውህድ ነዉ❤
@@_Abi172 አመሰግናለሁ
ቡና ተጣሕኒ ዝመፅእ ዶ ክንገብር ማዓረይ መልስለይ
ግበሪ ግን ቡዙሕ ዓይነት ቡና እዩ ዘሎ ዝበለፀ ባዕልኺ ተትጥሕኒ ምበለፀ ቪድዩ ከሪኤኪ እየ❤
ናተይዉን ብጣዓሚ እዮ ዝረግፍ ግን ሒና ተገይረዉን በጣዓሚ እዮ ዘድርቆ ልናተይ
ሕና ምሥ ገበርኪ ብማይ ተሓጺብኪ ብናግኡ ዘይትዘይትውን ገይርኪ ሻንቦ ገይርኪ ተሓጸብዮ ኣይደርቅን ልሥሉሥ እዩ ዝገብሮ
ኪሬም ምስ ሻንቦ ዝሽወጥ አሎ ንሱ ተጠቀሚ ብድሕሪ ምሕፃብኪ❤
ኣቢተይ ናተይ እውን ከምኡ ካብ ስሩ ናተነቀለ ኣቢኒ😢
ፀጉርኺ ምስተሓፀብኺ ታየሰ ዓይነት ቅብኣት ትጥቀሚ
ክምልሰልኪ እየ❤
Kesil malet du yehwatey ngerani eba
እወ ዛሓፍተይ❤
አንደበትኪ ደስ ክብል ምቅርቲ
ናተይከዓ ብጣዕሚ እዩ ዝነውሕ ግን ጨንፈር የውፅእ ጫፍጫፋ ይረግፍ ይቆርፆ ግን ይገድድ ታይ እዩ መፍትሒኡ😮
ናተይውን ኸምኡ😢
ክምልሰልኪ እየ❤
ናተይ ለ ካብ ሱሩ ናረገፈ😢
ኢና እሹኒ ኣቢተይ❤
አጆኺ ዛእምበይተይ❤
ዋላ ናተይ እዩ 😢😢
አጆኺ❤
ስድር።ብትግርኛ ቆጽሊ ናይጋባ ይብሃል።
እቲ ፍሩኡ ዝብላዕ ጋባ ማለት ዱዩ❤
ጋባ ይባሃል
Bemarinas entay ybehal tfeltiyo tekonki ngerni zhaftey
የቀንየለይ😊
ስድር ማለት ናይ ቆፅሊ ጋባ
የቀንየለይ ዘንሓተይ❤
ዋላ ናተይ እዩ ከም ናትኪ😢
አጆኺ መኩርዮ❤
Gobez, thanks sis
Follower natki.eye from Eritrea 😘
ok❤ thankyou my brather or sister❤
ናተይ ለ ክልተ ዓመት ገይሩ ከም ናትኪ 😢
አጆኺ ሞክርዮ❤❤
እረ ፀጉርና ተወዲኡ ካብ ስሩ ዋይ😢 እስቲ ክንምኩር ኣቢየይ
መኩርዮ ንሓደወርሒ ሰሙን ሰሙን ዛሓፍተይ❤
@@_Abi172 እሽኒ ኣቢየይ ማዓረይ😥
ስድር ብዓድና ገባ እዩ ዝበሃል
የቀንየለይ ዛሓፍተይ❤
❤❤❤❤
❤