ምስጢር መደብ ህድማ፡

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 янв 2025

Комментарии • 282

  • @abotewilabotewil5139
    @abotewilabotewil5139 4 года назад +49

    ሓደ ክንድ ሽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

    • @letinak4559
      @letinak4559 4 года назад +2

      🙏🙏🙏

    • @girmaysium6464
      @girmaysium6464 4 года назад +1

      Xbuk aloka mhari redie abona enjera ezgi bla

    • @girmaysium6464
      @girmaysium6464 4 года назад

      Bezia dewlley 0031610543923 bzuh alo nay shau

  • @alenamediatv7443
    @alenamediatv7443  4 года назад +22

    ክቡራት ተኸታተልቲ: ኣብ ዘዘለኹሞ ሕውነታዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም። መኽሰብና ዕግበት ተኸታተልትና ኢዩ። ሕላገትና ሓቂ ንክኸውን ከኣ ኣበርቲዕና ክንሰርሕ ኢና። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ፍትሒ ንምርካብ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቶም ብብዝሒ ዝቐርቡልና ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። ዝርዝር መዓልታዊ መደባትና፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ክንሕብር ኢና። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org and click the 'DONATE' button. To donate from Canada, here is Alena Media TV Canadian $ account: Transit 00152, Inst. 010 Account number 1597019. Follow us on social media: facebook.com/rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, do not hesitate to email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። ኣብ ሒዝናዮ ዘለና ተራጻሚ ቃልሲ፡ ተዛሪብና ከነስምዕ፡ ሃሪምና ከነድምዕ፣ Share, Like እናበልኩም፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ። ከምኡ'ውን ንምምዕባል ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ኣብ Face Book Alena Media TV, donation ሓቲትና ኣለና። ወፈራ ሓደ ካብቶም ክቡራት ባህሊታትና ኢዩ። ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል። ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ!

  • @letinak4559
    @letinak4559 4 года назад +9

    ጅግና ሰራውት ግን ዝባን ስውኣት ጽናዕ እናበል ኣስናኑ ነኺሱ ብሉጻት ከፊሉ ንዓሰብ ኣድሕኑዋ ::

  • @niguseabrha681
    @niguseabrha681 3 года назад

    Alena media thanks for everything you do

  • @tesfayarays5390
    @tesfayarays5390 4 года назад

    አለና አያናን ዓቢ ሐውናን።

  • @teamefisshaye8216
    @teamefisshaye8216 4 года назад +22

    ሓደ ንስካ ኣለካና ተስፋ ዘለካ ጅግና ካማካ ከይመርሕዋ ሃገርና ብእልፊ ህበይ ወዲ ህበይ ትጠፍእ ኣላ ሃገርና

  • @assaberitrea9047
    @assaberitrea9047 4 года назад +34

    ረድኢ መሐሪ ጅግና ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና።

  • @niceyesorno8699
    @niceyesorno8699 4 года назад +28

    እዚ ዳኣ ብዙሕ ሰብ ዝፈልጦ ኢዩ ኣብ ኩሉ ዝነበሩ ሓለፍቲ መኻይኖም ጠርኒፎም ንህዝቢ ራሕሪሖሞ ዝሃደምሉ ግዜ'ዩ ኔሩ።

  • @saidmohamed6083
    @saidmohamed6083 4 года назад

    you are doing. Supet job we. Apreciate you. Ajona. ALena. Alena

  • @mehretabgoitom8404
    @mehretabgoitom8404 4 года назад +2

    Se-la-m Ha-we-y Alena,
    Thank you for this information.
    My younger Brother Yacob lost his life near Adi - Keyeh (Hazomo) and he was 3rd turn (3. Zu-ri-a).
    Sorry my be-loved home "Eritrea" unblievable, what we are now hearing & seeing.
    YIE-A-KE-L, YIE-A-KE-L this system.
    Continue your Information and stay healthy. Thank you!
    Refugee in Germany

  • @tsegayyemane5825
    @tsegayyemane5825 4 года назад +25

    ቀሪቦምዮም ህጂውን!!!!
    ነባሪ ህዝቢ አምበር ነባሪ መንግስቲ የለን
    የቀንየልና ወዲ ህዝቢ

  • @letinak4559
    @letinak4559 4 года назад +26

    መስክሒ እዩ : ኦራላት መመሊኤን ከኣ ብዘይ ዕጥቅን ስንቅን መንእሰያት ናብቲ ብዘበናዊ ኣጽዋር ክሳብ ዓንቀሩ ናብ ዝዓጠቀ ሰራዊት ኢቶጵያ ኣብ ዝወልዖ ሓዊ ይእትውዎም ነሮም::

  • @fedayn1838
    @fedayn1838 4 года назад

    Kebax Tegadalay Baba Redie Thank u
    Kemey dyu hayli zsmiani ezi Terer terer hakena meglexika ksemie keleku.💕

  • @diesnetberhe6883
    @diesnetberhe6883 4 года назад +10

    ባባ #ረድኢ #ማሓሪ ከም ዘለካያ ክትቅጽል ጥራይ እየ ዝላበወካ #የቐንየልና We Love you 👌🏿❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tess8603
    @tess8603 4 года назад +19

    ልክዕ አለኻ አለና ባዕሉ የማነ ማንኪ አብ ዲምጺ ሐፋሽ አስመራ ንግዚኡ ክንገድፋ ኢና ኢሉ ተዛሪቡ ነሩ። 👍👍

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 4 года назад +11

    Thank you father Redie,
    We are so proud of you 👍

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 4 года назад +19

    መርሓባእ ጅግና ረድኢ ናይብሐቂ ብዘይ.ገለ ክርዳድ ኩሉሓቂ .ዝተገብሬ እዩ. عاش عاش الله يعطك العافيه ديل كرونا ١٩٩١

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 4 года назад

    True ..dekisna kelena mimhdarat gedifomna gahtelay keidom ..ygerm nayziom shefatu

  • @ophiossi2
    @ophiossi2 2 года назад

    ጽቡቕ ትንተና፡ የቐንየልና ሓው ረድኢ

  • @letinak4559
    @letinak4559 4 года назад +7

    እወ ከም ሎሚ ይዝክሮ : ንሶሙማት ኣይድቅስን እየ : ንድሕሪት ተመልሰ ክዝክሮ ከለኹ ::

  • @danielshumbay5594
    @danielshumbay5594 4 года назад +1

    Zkeberkan Abonan. Wey sk bel wey Logic zkone amtsie 1+1=2 mknyatu Nay Adi Begio (Adi kala) kuntat ane abal 9 zurya keman kitntno yikiel eye wey htet zeytfelto entekonka. Kemau wn nay Assab ( Wedi Ali) Warsayn Yikealon. Sik elka kindey dem zfesoso tenashwo giega. Htetet b kemay temekitu. MHDAM Dea tsbuk gieru Eseyas wala Drue tezariblmlu endyom. Ms Akbrot!!

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 4 года назад +13

    *እወ ሓቂ ተበጊሶም ነሮም።ስለዚ ኢዩ ድሩዕ ፡ወያነ ንመሪሕነት ህግደፍ ኣጠላቁዩና ኢዩ ግን ንህዝቢ ኤርትራ ኣይሰዓርኩሞን ዝበሎ ነዚዩ*

  • @Michael-dz5oi
    @Michael-dz5oi 4 года назад +3

    Thank u for important informatiom our father

  • @tedtek6115
    @tedtek6115 4 года назад +4

    This is completely true and I am a living witness to this sad reality..Thank you Alena TV

  • @jiromgilagabr8894
    @jiromgilagabr8894 4 года назад +1

    ረድኢ መሓሪ ቅድሚ ሕጂ ምናልባት ተቅርቦ ዝነበርካ ሰብ ከምን ዝክእል ይመስል ነይሩ ኣብዛ ዘቅረብካያ ግን ሓገዝትካ መሲሎም ስምካ ዝብሉ ከይኮኑ ኣይተርፉን ክልተ ግዜ ሕሰብ ዝወዓለ ይንገርካ ኢዩ ነገሩ

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 4 года назад +23

    ሓቂ ኢያ ወዲ መሓሪ፡ ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ዝነበረ ወዲ ባይኖሳይ ዝተባህለ እውን ባዓይንና ዝረኣናዮ፡ ባዞ ሰበይቱ ኣብ መኪና ጽዒኑ፡ ንሓደ ስንኩል ኣይጽዕነካን ኢሉ ገዲፉዎ ሃዲሙ። ኣብ ማይ ሓባር ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ገዲፍካኒ ሃዲምካ ኢሉ ኣዋሪድዎ።

    • @gebreandemichael8975
      @gebreandemichael8975 4 года назад +2

      Kewani Sium yes you are right I was there at that time he left the peoples with no information and run away.I am the eye witness!

    • @Senafe-v2r
      @Senafe-v2r 4 года назад

      ኣይተጋገኻን Brother . ✔️

    • @angosomsium4412
      @angosomsium4412 4 года назад

      Halafi ziakil dea mo kof elu ni weyane kixenihom delika

  • @abdulkarimdawod9482
    @abdulkarimdawod9482 4 года назад +1

    shukran Austaz Mahari , good job

  • @gyyyftty6842
    @gyyyftty6842 4 года назад +11

    ኣጆኦካኣ ወድ ህዝበይ

  • @isaiasafewrki4038
    @isaiasafewrki4038 4 года назад +21

    ትኽክል ወላሓንቲ ሕዋስ ዘይብላ እዚ ትብሎ ዘለኻ ሽዑ ሰሚዐዮ ነይረ ብሓቂ 10ይ ክፍሊ ተማሃራይ ነይረ ኣብ ግዚኡ ምስደቂ ገዛውትና ብጣዕሚ ገሪሙና ኔሩ ብድሕሪኡ ናብ ሳዋ ፍህፍህ ኢልና እቲ ወረ ተረሲኡ።

    • @keshitesfahaness7066
      @keshitesfahaness7066 4 года назад

      አታ ጅግና አብ ልቢ አለካ በዓልንስካ ነኤረትራ ሐላልዩ ሐላይ ህዝቡ

  • @Nebi2002
    @Nebi2002 4 года назад +6

    ረድኢ ጅግና አጆካ ኤርትራውያን ደቂስና ኢና እምበር አይሞትናን.

  • @KhanBaba-ge2tr
    @KhanBaba-ge2tr 4 года назад

    Hanti hto alati ? Slemtey bhaeyer zeydemu ?

  • @freedompeace3359
    @freedompeace3359 4 года назад +18

    👍ጀጋኑ ኤርትራውያን አለውና👍
    "ካብአቶም"
    👏👏👏
    ሐድዬም ረድኢ ኢይካ 👏👏👏
    አብ ሒወትካ ምስ ስድራካን ፈተውትካን ከምኡውን ምስትፈትዎም ህዝብካ ኤርትራውያን መሉእ ጥዕናን ሰላም ክመጽአልና ይምነይ🙏🙏🙏
    ኤርትራውያን ዕድለኛታት ኢይና👍
    ረዲኢ👉 ንህግደፍ ካንሰር ኢዩ ኮኒዎም ዘሎ👍
    መን ከምዝኩኑ ንህዝቡ ይገልጽ አሎ👍
    ኤርትራዊ ክትብሃል ኮለካ ምስ ጀጋኑና ኮይና ንኮርዕ👍
    ኤርትራውያን ከምትእዛዝ ከይትወስድዋ❤
    መልዕክተይ
    ህግደፍ ፈሊጥናዬም አለና!!!
    ንምንታይ ዕድል ንህቦም???
    ምንጥራናፍ ንዓና ዝሐይሽ ኢዩ👍
    "Thank you all so much"
    መስመርና ንሐዝ👍
    ህዝቢ ኤርትራ ብገዛ ዓዱን ስድርኡን ብሰንኪ ናይ ህግደፍ አሰራርሐ ህዝብና አይጠዓሞን!!!!

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 4 года назад +5

    God blees you brother, thank you keep it up!!💥

  • @tomrial1268
    @tomrial1268 4 года назад +12

    መግለጺ ስእነሉ ትብዓትካን ዕላማኻን ወዲ ምሓሪ

  • @Gerie-yw2fv
    @Gerie-yw2fv 4 года назад

    ግጅለ ምንን

  • @meharikahsu8312
    @meharikahsu8312 4 года назад +3

    Wedi hizbe higse ety hizbe you
    Zeytebegese ember tebegsom yom
    Zelwu neza meret defrom ayregtswan
    Yom zelwu thanks strong man
    Wedi mehari

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 4 года назад +9

    I am proud of you

  • @lutfisaleh955
    @lutfisaleh955 4 года назад +1

    تسلم علي الحقايق المخفي منتظرين منك اكثر و يعطيك العافية

  • @humaddamatabu-kadija9864
    @humaddamatabu-kadija9864 4 года назад

    ናይ ዚኦም ጉድ ኣይ ዉዳእን እዩ ባዕልና ዝነበርናዮ ኪናት እዩ እዛ ኩላ ውጉእ ዝነበሩ ይሕዋትና ኣብ ስፍራ ገነት ትባሃል ጎቦ ግድፍናይም ብዘይ ቀብሪ 😭😭😭እዛ ኩላ ጎበዝ ኣብ ፋውሊና ገዛ ሼውሊ ገዛ ኢራብ ኪናት ዓዲ በጊዖ ዝነበረ ኣብ ጽብራ 😭😭😭ክንደይ ጅግና ዝወደቀሉ መሬት ኣብ ዳሴ ዝተገብረ ኢድ ብኢድ ኪናት ናይ ተሰነይ ኪናት ኣታ ክንደይ ኢለ ክቆጽሮ እዋይ ይሕዋተይ ካብ ሞት ብዓይኒ መርፍእ ዝሓለፍኩ ሰብ እየ እተን 3ተ ዎራራት ተሳቲፈ ምስቶም ኣናብስ ዋርሳይ ይካኣሎ ንወያነ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣላሽ ኣብልናዮም ግን ክገርመክስ እቲ ሓበሬታ ቅድሚ ውግእ ምጅማሩ ተምሕላልፉ ኔሩ እዚ ኩሉ ምድላዋት እንዳ ፈለጡ ሓለፍቲ ህግድፍ ናዓና ድራር ጥይት ገሮምና ኖዖኦም ኸኣ መህደሚ የዳልዉ ኔሮም ልክዕ ኣለኻ እዚ ኩሉ ዲኮመንት ኣብ ባረንቱ ዝነበረ ኣቃጽልዎ ተባሂሉ ግምባር ዓስብ ኸኣ ብጀጋኑ ድቂ ሓላል መሬት ፈሺሉ ::

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 4 года назад +1

    You're right 100%, I was there at that time. The leader of Southern region administration Escaped from mendefera to unknown places removed the flag from the administration area.

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 4 года назад

    👍👍👍👍👍

  • @aklilufissehatesfu3488
    @aklilufissehatesfu3488 4 года назад +4

    Only one and hero .

  • @suleimanyassin5545
    @suleimanyassin5545 4 года назад +18

    ሕጂ ውን እቲ ሑቡእ ናይ ክሕደት ዕላመኦም ጉሁድ ኣብዝኾነሉ ከም መጣለዒ ሒዞሞ ዘለዉ ጉዳይ ባድመ ኩናት ወሊዕካ ኤርትራዊ መንእሰይ ኣጽኒትካ ከም ትማሊ ንሱዳን ምህዳም ምሕሳብ ዘይኮነ ናብ ኢትዮጵያ ምጽንባር።

  • @kalabtesfa756
    @kalabtesfa756 4 года назад

    Please broadcast to Eritrea this message weekly

  • @ablelhagos6127
    @ablelhagos6127 4 года назад +8

    You absolutely right baba redea .

  • @zeraywelday5354
    @zeraywelday5354 4 года назад +7

    እዝጋኣቢሄር ኩሉ ግዜ ኣብዝሩያኻ ይኹን

  • @sociallife7616
    @sociallife7616 4 года назад +2

    Kemey dika ata jigna, nimskir zterefka kabtom zihalefu jeganuna. Ezi gexka kiri enkeleku si tesfa yiri. Ember eta hagernas b melmexti timrah ala.
    Aldunya ma btedi al harif wezerif ya redi hawna🙏

  • @dawitge6535
    @dawitge6535 4 года назад +7

    እዚ ዘጠራጥር የብሉን ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ። እዚ ንኡስ ወለዶ ከም ዝፈልጥ ምግባር ከኣ ኩቡር ኣያና ረዲእ ክትምስገን ይግበኣካ።

  • @nohkifle7205
    @nohkifle7205 4 года назад +9

    ሰላም ሰላም ኣቶ ረድኢ ማሓሪ ናይብሃቂ ኣዛካኪርካና ክሳብ ኣማሓደርቲ ንኡስ ዞባ ካይተረፍ ቤት ጽሕፎቶም ሃዲሞም ጊንዳዕ በጺሖም ንኣብነት ኣማሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዓንደ ዝባሃል ስንኩላት ክልተዓይኖም ዘይብሎም ከምኡዊን እግሮም ዝተቆረጹ ገዲፎሞም ህዲሞም ኣብ ማእከል ህዝቢ ተዋሪዶም ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ ዓይኒ ዝነበረ ህዝቢ ኣኪቡ ካብ ዓድኩም ካይትሃድሙ ኣብገዛኩም ኮንኩም ተቀብልዎም ንሕና ከድናኢና ኢሉዎም ሕጂ እዚ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ትክክል እዩ ብነብሶም እምበር ብህዝቢ ዝሓስብ የብሎምን

  • @esmahtab3948
    @esmahtab3948 4 года назад

    It is true, you are right. Gize wey kunetat koynu tezeytehatu, ezi lulu gn bgubue kisined alewo. Thank you Alena for your patriotic contribution.

  • @haj90767
    @haj90767 4 года назад +13

    መርሓባ ደሃይካ ኢልብደ🌷 : መርሓባ ደሕነድ ላኽው🌷 : aginehaseni 🌷: ደባይዋ🌷... ወ. ዘ. ተ

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 4 года назад +9

    ጅግና አቶ ረድኢ ምንጪ ሓቂ ትብሎ ደለኻ 100% ልክዕ ኩሉ ኤርትራዊ ልዕሊ 30 ደሎ ድፈልጦን ድዝክሮ ሕማቕ ታሪኽና እዩ። እንተኾነ ግን መብዛሕትና ንኢሳያስ አይፈለጥናዮን ኔርና።
    ሕጂውን ኣብ ደንደስ ባሕሪ ምግዓዙ ብጀላቡ ንምህዳም ምድላው እዩ ደሪኤና።
    ካብ ድዝክሮ ሓንቲ ድፈልጣ ኣብ ኣውሮፓ ትነብር Breaking news ብBBC ምስተዘርገሐ ድበለትኒ ንጽባሒቱ ኣብ ዓለም እቲ ኣዝዩ ደሕዝን ሞት ኣደ ይመስለኒ ኔሩ እዚ ግን ኣብሂወተይ ኣዝዩ ደሓዘንኩሉ ግዜ እዩ ኢላትኒ ፍጹም መወዳድርቲ ደይብሉ ናይጥፍአትን ተስፋምቑራጽን ሓዘንን ድተራእየሉ ግዜ እዩ፥ እቲ እብቲ ሽዑ ግዜ ድነበረ ኣሰቃቂ ስሚዒታት ከም ፊልሚ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ቅጅል ኢሉኒ።

  • @tesfagaberyonas
    @tesfagaberyonas 4 года назад +13

    አብ ኢድና የውድቆም ፍርዲ ዝበሃል አየድልዮምን እዩ እዜኦም ምቅንጻል እዩ ፈውሶም

  • @samsomyohannes2151
    @samsomyohannes2151 4 года назад +1

    Bravo baba reda thanks for the truth

  • @letinak4559
    @letinak4559 4 года назад +5

    ዕድመ ይሃብካ

  • @embayekassa7924
    @embayekassa7924 4 года назад

    You tell us now why you didn’t tell before

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 года назад +7

    ማከይ ሓደ ካብቶም ደም ኤርትራዊያ ሰትዮ ዘይጸገበ ክሳብ ሕጂ ኢዩ እሞ ኣብ ዝተረክበሎ ናሓዞ ኣብ ደገ ክመጽእ ኮሎ?

    • @zparadizoasmara1495
      @zparadizoasmara1495 4 года назад

      የማነ ማንኪ ድኣ ኩሉ ግዜ ምስ መጸ ፡ ደይ ንሕና ነንሕድሕድና ክንጻረፍ መሬት ዓሪብና ፡ ምስ መጹ ኽኣ ሻሂ ነስትዩም ባባ የማነ እንዳበልና ኤርትራዊ መግድዒ ዘይከምናይ ኣቦታትና፡

    • @danielteklay8235
      @danielteklay8235 4 года назад

      M

  • @sebtelam2826
    @sebtelam2826 4 года назад +4

    ኣያና ረድኢ እንኳዕ መጸካ።ኣነ ኣብቲ ሽዑ ንእሽተይ ነይረ ግን ይዝክሮ እየ ።ስድራና ተሻቂሎም፡ባረንቱ፡ሰንዓፈ በጺሖም ክበሃል ንህና ከኣ ሰራዊት ዝምሓላልፉ ጽርግያ ካብ ዱኳን ለሚና፡ሰልዲ ካብ ስድራ ለሚና ባናና፡ባኒ፡ሽጋራ ነቀብሎም፡ንስንድወሎም ነርና ፡በቃ ህዝብና ግን ቱዑም እዩ ንደቀይ ዘይኮነ ኣይኩን ኢሉ ዱኳኑ መንፊት ዝኮኑ ኣዲኦም ትቁጸሮም፡ኣደታትና ከኣ ማይ ፡ዕንበባ ፡ጣይታ ሂዘን ኣብ ጽርግያ ይግተራ ነይረን።
    ኣብዚ ህሞት እዚ ሓደ ወዲ ሓላፊ ንሕና ንሳሕል ክንከይድ ኢና ባባ ንብረትኩም ጠርኑፉ ኢልና።ንህና ከኣ ነንስድራና ነጊርናዮም ዋእ፡ሰራዊት ኣብ ኩናት ኮሎስ ገዲፎሞም ንሳሕል ክከዱ ኢሉ ክዛረብ ይዝክር።በቃ ህድማ ትራይ እዩ ነይሩ ሕልኖም እዞም መደናገርቲ።
    ኣቦና ረድኢ ነዞም ናይ ጁቡቲ ህጂ ካናዳ ዘለዉ እባ ኣቅሩቡልና።

  • @amankidane6105
    @amankidane6105 4 года назад

    እዚ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ዜጋ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣስመራ ኔረ። ብዓይነይ ዝረኣኽዎ፡ ብዙሓት ናሽቱ pick up መካይን ካብ ባንክታት ዘሎ ገንዘብ ኣብ ሰናዱቕ ዓሺገን ኣብ ውሽጢ ቤተ መንግስቲ ዘሎ ገፊሕ ሜዳ ንጉዕዞ ተዳልየን ኔረን።

  • @merhawihabtay4810
    @merhawihabtay4810 4 года назад +1

    ጅግና ወትሩ ዘይሕለል ኣቦ።
    እዚ ሃዳሚ ኢሰያስ ኩናት 1998 መስ ወልዖ ቤት ጽሕፈቱ ንባጽዕ ቀይሩ ንምህዳም ክጥዕሞ።
    ሕጂ ውን ተማሳሳሊ ገደም ይቕይር ኣሎ ሂወቱ ንምድሓን።

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 4 года назад

    Thank you, for telling the truth.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 4 года назад

    ኣያና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ከማኻ ይብዝሑ ክርህወና ዓድና ክንምለስ ዓድና።

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 4 года назад

    100/100 sure. First they pulled from burre which is 70 km from Asseb to 35 km then ordered to evacuate for the people from Asseb .The people of Asseb arrived massawa and Ghinda. At that time PM Meles understood the conditions and asked for Butaflika and to tell the conditions for Isayas and sign cease fire and to let 25 km . At that time Siye Abraha was a defense minister and quarreled with pm Meles because why he didn’t ask him and left his office and Weyane divided in two groups. So Meles saved Asseb

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 4 года назад +13

    እብታ ናይ ሓልሓል ደዞራት ይጸርግኦ ነረን ዝበልካያ፡ ኣብ 2003 ናትና ክፍለሰራዊት 23 ካብ ከረን ክሳ ሞሎብሶ ተዘርጊሕና ኔርና ፡ ስለዚ ብታዕሚ ገፊሕን ጽብቁን ከም ዝተጸርገ ይዝክር ፡ 3ይ ወርስር እዩ ኮ ተዘሪጉ በዚ ምዝላቅ ተሓሲቡ ኔሩ ይብሉና ኔሮም ገለ ሰባት ፡ ዘገርም ንሕና ካብ ዓሰብ ረዳት ጸሮና መጺና ማእለያ ዘይብሉ መስዋእቲ ንከፍል ንሶም ድማ ክሃድሙ ውጡን ኣውጺኦም።
    ካልእ ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ሰገነይቲ ውን ከምኡ ገሮምዮም ፡ ኣብኡ ዝነበሩ ተመሳሳሊ ከምቲ ናይ መንደፈራ ኣቅሑቶም ከም ዘህደሙ ካብ ህዝቢ ሰገነይቲ ዝዝረብ ሓቂ ኣሎ።

  • @maryamahmed1224
    @maryamahmed1224 4 года назад +7

    وعليكم السلام ورحمه الله وبركاته حياك الله

  • @RedmiRedmi-vu1fg
    @RedmiRedmi-vu1fg 4 года назад +3

    فعلا هذا الكلام كان حاصل وقتها كل الشاحنات اتجهت الي حلحل لكن لمن تسأل يقول ليك ماشين الساحل

    • @mensuraytv4471
      @mensuraytv4471 4 года назад +1

      ههههههههههه ولله كلامك صح

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 4 года назад

    Eritrea need you justice man.

  • @jemsgheb6046
    @jemsgheb6046 4 года назад +6

    100% true,

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 4 года назад +15

    HAKI EKI HAGERAWI BEAL MULE TARIK.AJOKA MISAKA ALENA ABONA REDIE.AMHALK SELAMIN TINAN YIHABKA.

  • @hkkk9664
    @hkkk9664 4 года назад

    Bi Tigrina, ezgabiher misgana, kedifu, bi Areb Alahhh, Alahh kemesgin, bahhh eluwo, lekbat.

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 4 года назад

    Menister Rede ✌️✌️👍

  • @ghirmayembaye5025
    @ghirmayembaye5025 4 года назад

    God bless you brother

  • @selamnkulu3644
    @selamnkulu3644 4 года назад +11

    Ajoka kexlo jgna abona Redee

    • @bahtagrmay1615
      @bahtagrmay1615 4 года назад

      ሰላም ንዓኻ ይኹን" ጠፊኤካ ቀንየ"
      ኩሉ ትብሎን ትገብሮን ዘለኻ ግን ይካታተሎ እየ ዘለኹ" ምናዳ ብዛዓባ" ጋሽ ክትዛረብ ከለኻ ኩሉ ስለ ዝፍልጦ ኩሉ ትብሎ እና ኣማዛዘንኩ ክዝክሮ ከለኹ ሓቂ ብሓቂ እዩ። እዚ ሕጂ ትብሎ ዘለኻ ድማ ኩሎም ክሃድሙ ከለው ባዓል ኣደይ ስእሊ ምንኪኤል ኣደይ ማርያምን ሓቂፈን ሒዘናና ክሃድማ ከለዋ ወታሃደራትን መራሕቶምን ገዲፎምና ከፍረንጡጡ ከለው ብዓይነይ ሪኤዮም" ካብ ብሽኮን "ሻንቡቆን ዝሃደምና" ቦታ ደንበላስ ሓሊፍና " ኣፍዓበት ተራኢና" ወተሃደራት ኤረትራ ድማ ቀቅድሜና ናሓለፍ ሪኢናዮም ኢና ሽዑ ምስ ደፈርክዎም ክሳብ ሕጂ ሃደምቲ ኮይኖም ዘለውን እዮም ዝርድኡኒ ንሓብተይ ከማን ወታሃደር ስለ ዝነበረት ሃደምቲ ኢለ እየ ዝዋረዘየላ " ሓደ ማዓልቲ ንሳ ድማ ንሕና ኮ ኣይኮናን ሃዲምና እቶም ዓበይቲ እዮም ጠሊሞምና ኢላትኒ" ሕጂ ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ ኤረትራ ምስ ወጸት" ወተሃደራት ኢቶዮጲያ ድማ ንውርሒ ዝኸውን ምስና ተቀሚጦም ኔሮም ኣብ ሜሬት ኤረትራ ኣብ ኣደባዕረ ዝባሃል ዓዲ ደንበላስ"ዳሓር ብለይቲ ገዲፎምና ደቂስና ከለና ገዲፎምና ከይዶም ኣቦይ ሽዑ ለይቲ ክኸዱ ከለው ሪኢዎም ነጊርና" ሕጂ ድማ ባባ ማሓሪ ኩሉ ትብሎ ሓቂ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ"
      እበር ህግደፍ ሲ ሕጂ ምስ ተቃወምናዮም ዘይኮና ዓጋመ ዝብሉና ዘለው" ዋላ ሽዑ እናሃደምና ከለና ስድራቤትና ፋሕ ፋሕ ኢልና ስለ ዝነበርና" ወያነ ኣርኪባትና ስለ ዝነበሩ" እቶም ዝተረፍ ህዝበይ ኣይኮኑን ኢልና" ከዳዓት ኢሉና እዩ" ዘይርሳዕ ታሪኽ ኣሎ።

  • @meashobru2184
    @meashobru2184 4 года назад +2

    Ane wn yfelt absolutely right aya

  • @ibrahimshiker805
    @ibrahimshiker805 4 года назад

    Your program is very important I proud Redie I am following in face &yuotube god bless

  • @debrumender8523
    @debrumender8523 4 года назад

    Bejakha jigna azarbom neti haqi yezerzer kulu nayzom kedeat dihulat

  • @lollypop801
    @lollypop801 4 года назад +3

    Thank you for all your hard work exposing the crimes of Essayas and gang you

  • @estifanoshabte5734
    @estifanoshabte5734 4 года назад +7

    ጂግና! ነዚኣ እየ ዝጽበ ዝነበርኩ። ጀነራል ጻድቃን ንኣብ ጉዳይ ባድመ ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ቃለ ምሕትት "ኣብ 3ይ ወራር ንዓሰብ ክንሕዝ ሓሲብና ኔርና " ኢሉ ኔይሩ። ሽዑ ካኣ ኢሳያስ ኣፎወርኪ "ንዓሰብ ግደፍዋ ውጹ ካብ ዓሰብ" ዝብል መልእኽቲ ናብ ግንባር ዓሰብ ሰዲዱ ኔይሩ። ሰራዊትን ኣዘስቲ ሰራዊትን ግን ኣብዮም ። ኣብ መንጎ መራሕቲ ወያነን ኢሳያስን ምስጢራዊ ርክብ ከም ዝነበሮም ይገሃድ ኣሎ።

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst4072 4 года назад

    Why did u not reveal this sooner to both diaspora and home?

  • @afeworkiteslay1704
    @afeworkiteslay1704 4 года назад +1

    Ata hasawi medakeri akame hasad resah

  • @atakltigere2903
    @atakltigere2903 4 года назад

    Great job 👍😘

  • @aronberhan1721
    @aronberhan1721 4 года назад

    እዋይ ህግደፍ ሃደምቲ ሰራዊት ኤርትራ ግን እዝኩሉ ተንኮል እንዳተጠጀወሉ ነቅ አይበለን ብህጅም ነቅ አይብልን እዩ

  • @habtomtsegay3118
    @habtomtsegay3118 3 года назад

    blkh nfelto nay senafe zetenkasakese kelo nay adi keyhn segeneytn hadimom yzekerena

  • @robelteklit7390
    @robelteklit7390 4 года назад

    Good job !!

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 4 года назад

    selam.kemey dea keyhademu terifom,eti zanta agedasi eyu. zgermyu.

  • @abbemod6644
    @abbemod6644 4 года назад +1

    عليكم السلام ياا فارس ✌️✌️✌️🇪🇷

  • @alinor2100
    @alinor2100 4 года назад +3

    Boo top secert mr redi

  • @alicabbani1708
    @alicabbani1708 4 года назад +8

    وعليكم السلام ورحمة الله وبركاته
    المناضل الكبير ردايء محاري
    من كان يدافع عن الوطن في كل الجبهات هم.ابناء الوطن الحقيقيين. ولكن زمرة الهقدف أمثال اسياس افورقي ويماني قبراب. .وحقوص كيشا ..
    هؤلاء ليس أبناء الشعب الارتري ...بل من أصول إثيوبية وخاصة من إقليم تغراي الإثيوبي المجاور. ..لذالك من الطبيعي يفر من إريتريا في حالة المأزق. .هؤلاء با النسبة لهم إريتريا ليست بشيء. .
    وهدفهم الإستفادة من خيرات البلاد وفي اللحظة الحرجة يفرون بجلدهم ،لأن إريتريا با الأساس ليست وطنهم الأصلي. ....

    • @ዘመንኤርትራውያን
      @ዘመንኤርትራውያን 4 года назад +1

      انت على حق %١٠٠. هم هربوا لانهم جبناء بطبيعتهم وليسوا ارتريين بالدم.

    • @alicabbani1708
      @alicabbani1708 4 года назад +1

      @@ዘመንኤርትራውያን كلامك صحيح أخي الفاضل. ..وجل عملهم من فجر التحرير حتى اليوم تدمير الوطن من الداخل وأبناء الوطن. ..عليهم لعنة الله في الدنيا والآخرة.
      هؤلاء الآن يكافح سرا وعلانية لإعادة إريتريا إلى إثيوبيا ....تابع تصريحاتهم. .
      معركة جبهة عصب التي ذكرها المناضل رادايء كان هدف أسياس في تلك المعركة أن يسحب الجيش وتحتل عصب ويضع الشعب الارتري أمام الأمر الواقع.
      وبالتالي إثيوبيا تجد منفذ بحري ...ونكون تحت وصايا دولية. ..

  • @mleteberhane3851
    @mleteberhane3851 4 года назад +1

    Redie Mehary Egzabher amlak edemen tienan yhabka Egzabher amlak ❤ ❤ ❤ ❤ nay bhaki nay warsay yehwatna tarki aby eyu kem ayatatom jeganu❤❤❤❤ 👌tarkina kingerena alewo betry hakis tketn enber aytsbern eya

  • @selamer8657
    @selamer8657 4 года назад

    Keep up speak the truth

  • @seidabdela5843
    @seidabdela5843 4 года назад +1

    ኣቦና ረደ ወዲ ህዝቢ ኣጆኽ ኣቃላዓዮም

  • @yoabredseaeritrea4608
    @yoabredseaeritrea4608 4 года назад

    thanks kubur abona baba redie long life

  • @nedalmoha1225
    @nedalmoha1225 4 года назад +3

    100% ካብ 100% !!!!

  • @Nebi2002
    @Nebi2002 4 года назад +6

    እዚ 100 ካብ 100 ሓቂ እዮ. ውጉአት ሰአን ረዴኤት ይስውኡ ኔሮም . ህግደፍ ክአ መህደሚኦም ይሓስቡ ኔሮም .

  • @kiflaykessete5585
    @kiflaykessete5585 4 года назад +1

    እዋይ ናይ ብሓቂ ኣብኣ ከላ ኮፍ ኣቢልካሎም ኣነስ ኑኡሽተይ እየ ነይረ ስድራና ሓለፍቲ ንብረቶም መካይነም ጺዕነም ገዲፈምና ይከዱ ኣለዉ ክብሉ

  • @nizihtipietros7347
    @nizihtipietros7347 4 года назад +12

    አጂኻ ረድእ ሐዉና ግዚአብሔር ምሳኻ እዩ

  • @gabewoldu1313
    @gabewoldu1313 4 года назад

    Redie, That TV behind is very destructive please let it be stationed rather than moving again and again

  • @amanuelmussie4185
    @amanuelmussie4185 4 года назад +2

    Eza si nay bhaqi dr, gergis hiji minister zolo seb enta tefe nsom b merkeb wey b sudan yeblu nerom, zhzen negher eiu

  • @fthawishmendi320
    @fthawishmendi320 4 года назад +2

    Thanks you father 🙏🙏🙏👑❤❤

  • @amanandom6579
    @amanandom6579 4 года назад +1

    Betsabieti ziqutseru tirah mukanom aymkefean Ethiopiawyan mukanomyu zigedede. ISEYAS, Yemane, Yemane, kisha- menomyu Ertrawi?