Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጽቡቕ ! ኩሉ ፈታዊ ትግራይ ዕድመኹም ኣኽቢሩ ክመፅእ ተስፋ እገብር ! ናይ ኣደራሽ ነገር ውውውው ግደፍዎ ብስሩ ግን ብሰንኪ ስእነት ኣደራሽ እቲ ዝሓሰብኩምዎ መደብ ከይትዃልፍዎ ሓደራ ካልእ ግን የፈራርሑና ኣለው ወዝተ ዝብሉ ዘረባታት ኣብ ቃልሲ ካብኡ ዝበኣሰ መስዋእትነት እውን ኣሎ እዩ በዚ ክትስኮኑ የብልኩምን መረዳእታ ሕዙ መን መዓዝ ኣበይ ዝብሉ
ጽቡቕ
ንኣባል ባይቶና ትወቅሱ ለለኩም ሰባት ግን መፍትሒ ኣፋ ካልእ ቋንቋ ምንባሩ ትፈልጡዶ እንደውም ክድነቅ ኣጆካ ክበሃል እዩ ልግባእ❤🤔
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና❤
ዓባይ ትግራይ ንኤርትራ በሊዓ ትዓቢ ትግራይ የላን ክትጠፍኡ እንተዘይኮንኩም ክልተ ዝምነ ሓንቲ ይስእን ይብሉ ወለዲ ሃለውለዉ ምባል ግደፉ ብዛዓባ ድሕንነት ህዝቢ ተዛረቡ ዓባይ ትግራይ ግን ስቅ ኢሉ ዝብላዕ ሃገር የለን 20ዓመት ዝተላገጽኩም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ሕጂ ከመይ ኣሎ ስደት መንእሰይ ትግራይ ሕጂ ፍለጥዎ ኩናት ወረ ኩናት ምዓረ ክደይ ህዝቢ ዝጎድእ ምዃኑ እሞ ዶሞክራሲ ስለ ዝስኣኑ ዶ ይመስለኩም ኣይኮነን ብኩናት ዝተሃሰየ ህዝቢ ቁጠብኡ ይዳኸም ኢዩ ስለዚ ኤርትራዊ ክስደድ ከሎ ተባጭዉ ኔርኩም ሕጂ ፈትንዎም።
ችድ ሃዳሚ😂ትግራዋይ ኣብ መሬቱ እዩ ልኳሻሕ::
@@shitaberhe3024likashae dika tibili zeleka shabiya ko mere tna athu wexyu sebiay haftika adgi amhara tedefue melisinayo
ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
ዘዘርከበ በቃ ኩሉ መግለጺ! መንደኣ`ዩ ክሰምዕ እሞ!! ኣታ ዓገብ ዝብል`ዶ ተሳኢኑ! ኣሕሕሕሕ🤣🤣🤣 ነዛ ሓጻር መርገጺ ሰለስተ ሰባት ተቀባቢሎምላ። ይበል ዲሞክራሲ🤣🤣🤣
People must tell them no!
ዘዘርከበ በቃ መግለጺ! መንደኣዩ ክሰምዕ እሞ!!🤣🤣🤣 ነዛ ሓጻር መርገጺ ሰለስተ ሰባት ተቀባቢሎምላ። ይበል ዲሞክራሲ🤣🤣🤣
ቁፅሪ ሓደ ትግርኛ ኣፅቢካ ተላማመድ ኣባል ቢሄራዊ ዓባይ ትግራይ ዘለኻሰብ 😮
ጎበዝ እዩ እ ካብ ጦርነት ንድሓር እዩኮ ተለማሚዱ ለውግዕሎ ብጣዕሚ እየ ለድንቆ
ባይቶና ኣፍ ዘይ ኣፅረየ ኣምፂኹም ወታእታእ ኣይተብልዎ
ኩሌኩም ተጉርኡ ዘለኩም ጃዊሳ ፅግእተኛ ትግርኛ ተዛረብብቲ ዘይተጋሩ ኩሉ ህልምኩም ክሳካእ ካብ ተባእታይ ደርሆ ፀባ ህለቡ ብኩፉእ ክነጥፍአኩም ኢና መናእስይ ደቂ አባይ ትግራይ ዘይተርፍ እዩ ንሪኤኩም አለና ቻ በሎ 😂
🤣🤣
ruclips.net/video/rzqA1MpSCP0/видео.htmlsi=r2GxO-6MXbIoKqv0 መድሂን እዚ ሰብ ህግደፍ እዮ ምስ ኣማኒኤል ንምንታይ ዓዲምክዮ?
Wrong narrative. Tplf is Tigrai’s institution. University colleagues please think twice. You are serving abbey Ahmed and his appendages.
ሱቅ እማ በል ብሱሩ ዘይትልወጥ ደም ዝለመደት ኣረመኔ ውድብ እያ። ድሕረትን ጭካነን ዝተላበሰት በላዒት ሰለስተ ትውልዲ እያ። ናይ ለውጢ ሽታ ውን የብላን። ናይ ህዝቢ ትግራይ ፀገም ህወሓት እያ።
ጽቡቕ ! ኩሉ ፈታዊ ትግራይ ዕድመኹም ኣኽቢሩ ክመፅእ ተስፋ እገብር ! ናይ ኣደራሽ ነገር ውውውው ግደፍዎ ብስሩ ግን ብሰንኪ ስእነት ኣደራሽ እቲ ዝሓሰብኩምዎ መደብ ከይትዃልፍዎ ሓደራ ካልእ ግን የፈራርሑና ኣለው ወዝተ ዝብሉ ዘረባታት ኣብ ቃልሲ ካብኡ ዝበኣሰ መስዋእትነት እውን ኣሎ እዩ በዚ ክትስኮኑ የብልኩምን መረዳእታ ሕዙ መን መዓዝ ኣበይ ዝብሉ
ጽቡቕ
ንኣባል ባይቶና ትወቅሱ ለለኩም ሰባት ግን መፍትሒ ኣፋ ካልእ ቋንቋ ምንባሩ ትፈልጡዶ እንደውም ክድነቅ ኣጆካ ክበሃል እዩ ልግባእ❤🤔
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና❤
ዓባይ ትግራይ ንኤርትራ በሊዓ ትዓቢ ትግራይ የላን ክትጠፍኡ እንተዘይኮንኩም ክልተ ዝምነ ሓንቲ ይስእን ይብሉ ወለዲ ሃለውለዉ ምባል ግደፉ ብዛዓባ ድሕንነት ህዝቢ ተዛረቡ ዓባይ ትግራይ ግን ስቅ ኢሉ ዝብላዕ ሃገር የለን 20ዓመት ዝተላገጽኩም ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ሕጂ ከመይ ኣሎ ስደት መንእሰይ ትግራይ ሕጂ ፍለጥዎ ኩናት ወረ ኩናት ምዓረ ክደይ ህዝቢ ዝጎድእ ምዃኑ እሞ ዶሞክራሲ ስለ ዝስኣኑ ዶ ይመስለኩም ኣይኮነን ብኩናት ዝተሃሰየ ህዝቢ ቁጠብኡ ይዳኸም ኢዩ ስለዚ ኤርትራዊ ክስደድ ከሎ ተባጭዉ ኔርኩም ሕጂ ፈትንዎም።
ችድ ሃዳሚ😂
ትግራዋይ ኣብ መሬቱ እዩ ልኳሻሕ::
@@shitaberhe3024likashae dika tibili zeleka shabiya ko mere tna athu wexyu sebiay haftika adgi amhara tedefue melisinayo
ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
ዘዘርከበ በቃ ኩሉ መግለጺ! መንደኣ`ዩ ክሰምዕ እሞ!! ኣታ ዓገብ ዝብል`ዶ ተሳኢኑ! ኣሕሕሕሕ🤣🤣🤣 ነዛ ሓጻር መርገጺ ሰለስተ ሰባት ተቀባቢሎምላ። ይበል ዲሞክራሲ🤣🤣🤣
People must tell them no!
ዘዘርከበ በቃ መግለጺ! መንደኣዩ ክሰምዕ እሞ!!🤣🤣🤣 ነዛ ሓጻር መርገጺ ሰለስተ ሰባት ተቀባቢሎምላ። ይበል ዲሞክራሲ🤣🤣🤣
ቁፅሪ ሓደ ትግርኛ ኣፅቢካ ተላማመድ ኣባል ቢሄራዊ ዓባይ ትግራይ ዘለኻሰብ 😮
ጎበዝ እዩ እ ካብ ጦርነት ንድሓር እዩኮ ተለማሚዱ ለውግዕሎ ብጣዕሚ እየ ለድንቆ
ባይቶና ኣፍ ዘይ ኣፅረየ ኣምፂኹም ወታእታእ ኣይተብልዎ
ኩሌኩም ተጉርኡ ዘለኩም ጃዊሳ ፅግእተኛ ትግርኛ ተዛረብብቲ ዘይተጋሩ ኩሉ ህልምኩም ክሳካእ ካብ ተባእታይ ደርሆ ፀባ ህለቡ ብኩፉእ ክነጥፍአኩም ኢና መናእስይ ደቂ አባይ ትግራይ ዘይተርፍ እዩ ንሪኤኩም አለና ቻ በሎ 😂
🤣🤣
ruclips.net/video/rzqA1MpSCP0/видео.htmlsi=r2GxO-6MXbIoKqv0
መድሂን እዚ ሰብ ህግደፍ እዮ ምስ ኣማኒኤል ንምንታይ ዓዲምክዮ?