Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናይ ትግራይ ጳጳሳት ያ ዝገደድኹም ካብኡ ንላዕሊ እናታይ ዘይገበሩ
ያዒስ ጅግና ታሪኩ ይገባሃል ።
ታርኩ / ደሽታ ግና ጅግና እንካዕ ደሰ በለካ 🥰👏💙🥰🥰
Where were you brother? ጳጳሳት ትግራይ ክዐርቁ ብዙሕ ፈቲኖም እዮም።
You are. RIGHT. HAWENA.
Excellent Tigrigna news presenter!
ታሪኩ ጀግና ዕንኳዕ ደስ በለካ ኣብ ልቢ ሕድሕድ ትግራዋይ ኣለካ ደሽታ ግና ክብረት የሃበልና
ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ታሪኩ❤❤❤
ዋውውውውው
ሓቂ እንዳሓረ ይወፅእ ናይ ፃድቃን ሓቀኛ ዘረባ ስለዘይደልዩ እዮም ፀሊኦሞ እንበር ዝገበሮ የለን ብዜይካ ንሕና ካሊእ ኣይቅረበና ዓይነት እዩ ናይ እንዳሕዋሕት ሓደ ኾይኖም ህዝቢትግራይ ታብ መክራ እንዘውፅእዎ ፅድቂም ምስግናን ንረኸቡ ንኹሎም ልቢ ያሃቦም ፈጣሪ ኣሜን
“ዓፅረሞት”😂“ፃዕረሞት” እዩ!
❤❤❤ Love tigray broad cast. ❤❤❤
ታሪኩ ታሪኩ !!❤🎉🎉🎉🎉❤
ሞኬ መራሕትና ፈሪሃ እግዝኣብሄር የብሎምን ከሓድቲ እዮም ኣይኮነን ካህን ኣምላኽ እንዝወርድ ህወሓት ብክላሽ እምበር ንመስቀል ርእሣ ከምዘይድንን ነጊሮምና እዮም።
ሰላም ሰላም ጅግና ቀፅለሉ 💙👏👏2🥰
ጀጋኑ ይሽለሙ አለዉ። ይቀፅል
ኣማንኤል ካብ ጻድቃን ኣንዳርጋቸውጽጌ ይኣምን እናበለ ነይሩ ሐዚ ድማ ኻሊእ ይበል ኣሎ ጻድቃን ኹሉ ግዘ ጻድቃንዩ ህዋሓት ግን ከም ኣማንኤልዩ ፎሽኳል
ይገባሃል ታሪኩ (ዲሽታጊና) በጊዜው በጣም አሰጨናቂ ቢሆንም ምንግዜም እውነት፣ እምነትና ፍቅር ስለሚያሸንፍ ዲሽታ ተሸለመ ሌሎች አፈሩ
እነ ሃይለ አስተምራቸው
ጀነራል ፃድቃን ጅግና እዩ።
ሰልም ሰልም ጀግን ቀፀልል
You are on the right way keep it up.
👑👍👍✅✅🇨🇦
ኣኽላባት ጻድቃን ጻድቃን መሪሑክን ኣበይ ከምትበጽሓ ኣጸቢቕና ንፈልጥ
❤❤❤❤❤❤
ሰለመ ሰለመ ሰለመ
ኣርሒቁ ዝሓስብ ሰብ ንግዚኡ ኣይድገፍን ተቃውሞ እውን ይበዝሖ፣ እቲ ዝሓሰቦን ዝበሎን ግን ከይተፈፀመ ኣይተርፍን፣
💛❤️
General tsidkan aga ergan zergan reshe argit eu
ንስኺ ኢኺ አረግት አተሓሳስባ ዘለኪ
እንታይ እዩ በዲሉ?
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉
Selam ❤
Verynice
Welcome to board
19 ሕዳር እንታይ ማለት እዩ?
ንሰብ ንክዓርቐ፥ ባዕሎም ይተዓረቑ!
ፃድቃን ምስቶም ካብ ገዘኦም ተፋናቂሎም ኣብ ኬንዳ ዞሎው ህዝብታት ትግራይ ክድቅስ ኣሎው ዝቂመኛ ቂሙ ይዋፃኣ ስለዘሎ ይሳከዐሉ እውን ስለዘሎ ሕዚ ኣብ ታሕጓስ ኣሎ
ኣብ ከንያ ክትድቅስ ልገበረካ ናይ ሕዋሕት ናይ ትዕቢትን ህልክን ፖለቲካ ለይተዓፃፃፋይነት እዩ ኣስተውዕል/ሊ ሕዋሕት ልህቢ ትግራይ ዋጋ ኣኽፊሉ ልህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያውያን ነፃ ኣውፂኡ ብኽልቲኦም ህዝቢ ድማ ተፀላኢ ኮይኑ ካብዙይ ልላዕሊ እንታይ ገይሩልና ????
ፃድቃን ህዝቢ ዘማሕድሮ ብቀጥታ መሪፁ ኣብ ጣብያን ወረዳን ይመሓደር ስለዝበለ ሓጥያት ድዩ?@@abebeh.8145
እዚ ክስታት ን ህወሓት ካብቶም ብልጽግናን አኽላባቶምን ዝሓለፈ 30 ዓመታት ጸልማት ነይሩ ዝብልዎ ብምንታይ ይፍለ?
ቖልዓ ዝኮነ ዘረባ እዩ።ሓዱሽ ነገር የለን።
ለባማት ሰባት ይብዙሑ መንግስትነት እንተዝሕዝዎ ሰላምን ምዕባለን ምሃለወ።
Nifieti eki dimtsiki aziu mesati eyu.Gegna eki kea. Silekintay eyom seb bisimiet zikeyid.
God
ሓቂ ኹሉ ግዘ ይስዕር
🤴💐
እዚ ሐውና ዝብሎ ዘሎ ሐቁ እዩ አቦታት ትግራይ ታሪኻዊ ስሕተት ትሰርሑ አለኹም
Ante Gohafe nake xenhe tray gize yenewha yehexare hade malte nisiyum ketrkibyo eki😭😭😭😭
ሓቂ ተዛረቡ ንጹር
ጳጳሳት ትግራይ እንታይ ዘይገበሩ ክሳብ ዝካኣሎም ሞኪሮም ኣብዮሞም እኮ
ችድ ሓሳዊ ናይሓርገፅ ብኽያት
THANKU. ABOTATE. GAMO.
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤️❤️🥰👑👑✝️✝️✝️
Anta leba haswi banda we know u ❌️❌️❌️❌️
ኣየናይ'ዩ እቲ ዓብይ ብስራት ካብ ትግራይ ትብልዮ ? እዚ ሸቀጥ ናይ ኣርእቲ ዜና ዘኽስር ከይከውን ክሕሰቦ ይግባእ ።
TBS ሸብረኽ ከትብል ጀሚራ!!ቲ ቢ ኤስ ኣነ ካብ ደደቢት ሚ/ን ዛራ ሚ/ን ቐጺልኹም ንስኹም ብጣዕሚ ካብ ዘኽብረኩም ኢየ።ኾይኑ ግን እዚ ኣብ ኣርእሰቲ ዜናኹም ለጢፍክምዎ ዘለኹም ገሪምኒ።እቲ ናእዳ ህወሓት ንጀ/ጻድቃን ኢልኽምዎ ዘለኹም ዘየለየን ዘይተብሃለን ኢዩ።ኣማኑኤል ዝበለ ንጀ/ጻድቃን ናይ ቐደምን ዝገበሮ ተጋድሎን 2 ዓመት መኸተን ዘለዎ ኣኽብሮት ብምግላጽ እዚ ሐዚ ጀ/ጻድቃን ዝገብሮ ዘሎ ግን ግጉይን ሽርሕን/ገበንን ነቒፉን ኾኒኑን/ኣቃሊዑን እምበር ምንም ዝነኣዶ ነገር የለን። እዚ ድማ ኹሉ ህ/ትግራይ ዝብሎ ዘሎ ኢዩ።ንስኹም ግን ኣማኑኤል ንጀ/ጻድቃን ከም ዝመጎሶ ገይርኹም ኣቕርብክምዎ!! ምውቓዕ ኣየድልን!!ኹሉሻዕ ሓበሬታ ከምዘላታ!ተዘይኾይኑ ዘይኮነ ሓበሬታ መንዐቒኹም ኢዩ
ሻዕቢያ ንተጋሩ እዩ ኽጥፍእ ተበጊሱ ክምኡ ስለዝኾነ ኻአ ኽንደይ ህዝቢ አንስትን ቆልዑን ሐሪዱ አብ ትግራይ ንሱኹም ንሕዋሐት እኹም ሕጢያት ትህቡ እምበር ሙሉእ ኢትዮጵያ ገፅኹም ኽንሪኢ አይንደልን እሉውሪርኹም እቶም አብ አዲስ ዝነበሩ ተጋሩ ኽ ሕዋት ዲዬም ኻብ ገገዛኦም ዝአረዬም ዘጥፎኦም ብልፅግና????
ኣማኑኤል ኣሰፋ ናይ ኣያኡ ጀነራል ፃድቃን ኣቋም ምድናቁ ንለውጢ ሓደ ስዶሮ እዩ። ሰብ ዝተፈለየ ሓሳብ ስለ ዝሃበ ክፍረጅ ኣይግበኦን፤ እኳደኣ ትምህርቲ ክውሰዶ ይግባእ።
Big banda u crying now ??🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Kltiom merahty tigrai hzbna hyzom keytefou keleu alewom.yteaseru.kabdamat.getachew kabdam kedae.telam.
Keep up it, you are on the right ✅️ way
Haki kulusab haki eya higi ane haki bimizirabu ane nay geganu gegna eyu.
Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame Shame. Ne. Merahete. TIGERAY.
ENETAYE. EYOUME. KOYENOME. NEMENE. EYUME. FEREHOME. YEHEZENE. AYEEEEEEE.HIZEBEYE. !!!!!!!!!!!
እዚ ብርሃነ ዝበሃል ወዲ ወለጋ በስመኣብ በል ዝብሎ ሲኢኑ ኣሎ።ስለምንታይ ኢኹም ሱኽ ኢልኩም ትሪእዎ ዘለኹም? ዝገርም ዩ እናበልካ ትግረም ኣለኻ ! ዘይተዋርዶ ? ዘይተቓልሖ ንህዝቢ? ዘይትነግርዎ ብጋህዲ? ብሰንኪ ባእሲ ደብሪፅን ጌችን አብ ትግራይ ዝኾነ ሓደጋ እንተቢፅሑ ውይ ናብ ዂናት ወይ ምቓታል ወይ ናይ ምህረዳ ምርብባሽ ኮነ መንግስቲ አልቦ ነት እንተተፈጢሩ ብቀዳምነት ተሓታቲ አየብርሀሉ ደኣ እምበር ብርህነ ወለጋ ዩ ።🎉ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ብ ኣጋ ንኽፈልጦ ምግባር ናትኩም ሚዲያ ስራሕ ዩ።
ብርሃነ ወዲ ዕ/ሓሙስ ማርያም ደንጋላት እዩ ዝመሰሎ ክዛረብን ክፅሕፍን መሰሉ እዩ ንስኻ መን ይብልኻ ትዕፍን ዘለኻ በል ከይትፅሕፍ ካብ ሕጂ እሺ
ANE. ZEGEREMENE. EZOEME. TEFANAKELETE. NAYE. TIGERAY. AHIWATENA. AYEKONUNE. DEYOUME. NEMNETAYE. DEMEXE. HIZEBE. TIGERAY. TEFEUO. NEMENE. EKYME. FEREHEKUME ??????????.?...????????????????
🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ዝተመዛበለ ምበር ዝተሰደደ ህዝቢ እኮ የለን።
❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ናይ ትግራይ ጳጳሳት ያ ዝገደድኹም ካብኡ ንላዕሊ እናታይ ዘይገበሩ
ያዒስ ጅግና ታሪኩ ይገባሃል ።
ታርኩ / ደሽታ ግና ጅግና እንካዕ ደሰ በለካ 🥰👏💙🥰🥰
Where were you brother? ጳጳሳት ትግራይ ክዐርቁ ብዙሕ ፈቲኖም እዮም።
You are. RIGHT. HAWENA.
Excellent Tigrigna news presenter!
ታሪኩ ጀግና ዕንኳዕ ደስ በለካ ኣብ ልቢ ሕድሕድ ትግራዋይ ኣለካ ደሽታ ግና ክብረት የሃበልና
ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ታሪኩ❤❤❤
ዋውውውውው
ሓቂ እንዳሓረ ይወፅእ ናይ ፃድቃን ሓቀኛ ዘረባ ስለዘይደልዩ እዮም ፀሊኦሞ እንበር ዝገበሮ የለን ብዜይካ ንሕና ካሊእ ኣይቅረበና ዓይነት እዩ ናይ እንዳሕዋሕት ሓደ ኾይኖም ህዝቢትግራይ ታብ መክራ እንዘውፅእዎ ፅድቂም ምስግናን ንረኸቡ ንኹሎም ልቢ ያሃቦም ፈጣሪ ኣሜን
“ዓፅረሞት”😂
“ፃዕረሞት” እዩ!
❤❤❤ Love tigray broad cast. ❤❤❤
ታሪኩ ታሪኩ !!❤🎉🎉🎉🎉❤
ሞኬ መራሕትና ፈሪሃ እግዝኣብሄር የብሎምን ከሓድቲ እዮም ኣይኮነን ካህን ኣምላኽ እንዝወርድ ህወሓት ብክላሽ እምበር ንመስቀል ርእሣ ከምዘይድንን ነጊሮምና እዮም።
ሰላም ሰላም ጅግና ቀፅለሉ 💙👏👏2🥰
ጀጋኑ ይሽለሙ አለዉ። ይቀፅል
ኣማንኤል ካብ ጻድቃን ኣንዳርጋቸውጽጌ ይኣምን እናበለ ነይሩ ሐዚ ድማ ኻሊእ ይበል ኣሎ ጻድቃን ኹሉ ግዘ ጻድቃንዩ ህዋሓት ግን ከም ኣማንኤልዩ ፎሽኳል
ይገባሃል ታሪኩ (ዲሽታጊና)
በጊዜው በጣም አሰጨናቂ ቢሆንም ምንግዜም እውነት፣ እምነትና ፍቅር ስለሚያሸንፍ ዲሽታ ተሸለመ ሌሎች አፈሩ
እነ ሃይለ አስተምራቸው
ጀነራል ፃድቃን ጅግና እዩ።
ሰልም ሰልም ጀግን ቀፀልል
You are on the right way keep it up.
👑👍👍✅✅🇨🇦
ኣኽላባት ጻድቃን ጻድቃን መሪሑክን ኣበይ ከምትበጽሓ ኣጸቢቕና ንፈልጥ
❤❤❤❤❤❤
ሰለመ ሰለመ ሰለመ
ኣርሒቁ ዝሓስብ ሰብ ንግዚኡ ኣይድገፍን ተቃውሞ እውን ይበዝሖ፣ እቲ ዝሓሰቦን ዝበሎን ግን ከይተፈፀመ ኣይተርፍን፣
💛❤️
General tsidkan aga ergan zergan reshe argit eu
ንስኺ ኢኺ አረግት አተሓሳስባ ዘለኪ
እንታይ እዩ በዲሉ?
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉
Selam ❤
Verynice
Welcome to board
19 ሕዳር እንታይ ማለት እዩ?
ንሰብ ንክዓርቐ፥ ባዕሎም ይተዓረቑ!
ፃድቃን ምስቶም ካብ ገዘኦም ተፋናቂሎም ኣብ ኬንዳ ዞሎው ህዝብታት ትግራይ ክድቅስ ኣሎው ዝቂመኛ ቂሙ ይዋፃኣ ስለዘሎ ይሳከዐሉ እውን ስለዘሎ ሕዚ ኣብ ታሕጓስ ኣሎ
ኣብ ከንያ ክትድቅስ ልገበረካ ናይ ሕዋሕት ናይ ትዕቢትን ህልክን ፖለቲካ ለይተዓፃፃፋይነት እዩ ኣስተውዕል/ሊ
ሕዋሕት ልህቢ ትግራይ ዋጋ ኣኽፊሉ ልህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያውያን ነፃ ኣውፂኡ ብኽልቲኦም ህዝቢ ድማ ተፀላኢ ኮይኑ ካብዙይ ልላዕሊ እንታይ ገይሩልና ????
ፃድቃን ህዝቢ ዘማሕድሮ ብቀጥታ መሪፁ ኣብ ጣብያን ወረዳን ይመሓደር ስለዝበለ ሓጥያት ድዩ?@@abebeh.8145
እዚ ክስታት ን ህወሓት ካብቶም ብልጽግናን አኽላባቶምን ዝሓለፈ 30 ዓመታት ጸልማት ነይሩ ዝብልዎ ብምንታይ ይፍለ?
ቖልዓ ዝኮነ ዘረባ እዩ።ሓዱሽ ነገር የለን።
ለባማት ሰባት ይብዙሑ መንግስትነት እንተዝሕዝዎ ሰላምን ምዕባለን ምሃለወ።
Nifieti eki dimtsiki aziu mesati eyu.Gegna eki kea. Silekintay eyom seb bisimiet zikeyid.
God
ሓቂ ኹሉ ግዘ ይስዕር
🤴💐
እዚ ሐውና ዝብሎ ዘሎ ሐቁ እዩ አቦታት ትግራይ ታሪኻዊ ስሕተት ትሰርሑ አለኹም
Ante Gohafe nake xenhe tray gize yenewha yehexare hade malte nisiyum ketrkibyo eki😭😭😭😭
ሓቂ ተዛረቡ ንጹር
ጳጳሳት ትግራይ እንታይ ዘይገበሩ ክሳብ ዝካኣሎም ሞኪሮም ኣብዮሞም እኮ
ችድ ሓሳዊ ናይሓርገፅ ብኽያት
THANKU. ABOTATE. GAMO.
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤️❤️🥰👑👑✝️✝️✝️
Anta leba haswi banda we know u ❌️❌️❌️❌️
ኣየናይ'ዩ እቲ ዓብይ ብስራት ካብ ትግራይ ትብልዮ ? እዚ ሸቀጥ ናይ ኣርእቲ ዜና ዘኽስር ከይከውን ክሕሰቦ ይግባእ ።
TBS ሸብረኽ ከትብል ጀሚራ!!
ቲ ቢ ኤስ ኣነ ካብ ደደቢት ሚ/ን ዛራ ሚ/ን ቐጺልኹም ንስኹም ብጣዕሚ ካብ ዘኽብረኩም ኢየ።
ኾይኑ ግን እዚ ኣብ ኣርእሰቲ ዜናኹም ለጢፍክምዎ ዘለኹም ገሪምኒ።
እቲ ናእዳ ህወሓት ንጀ/ጻድቃን ኢልኽምዎ ዘለኹም ዘየለየን ዘይተብሃለን ኢዩ።
ኣማኑኤል ዝበለ ንጀ/ጻድቃን ናይ ቐደምን ዝገበሮ ተጋድሎን 2 ዓመት መኸተን ዘለዎ ኣኽብሮት ብምግላጽ እዚ ሐዚ ጀ/ጻድቃን ዝገብሮ ዘሎ ግን ግጉይን ሽርሕን/ገበንን ነቒፉን ኾኒኑን/ኣቃሊዑን እምበር ምንም ዝነኣዶ ነገር የለን። እዚ ድማ ኹሉ ህ/ትግራይ ዝብሎ ዘሎ ኢዩ።
ንስኹም ግን ኣማኑኤል ንጀ/ጻድቃን ከም ዝመጎሶ ገይርኹም ኣቕርብክምዎ!! ምውቓዕ ኣየድልን!!
ኹሉሻዕ ሓበሬታ ከምዘላታ!
ተዘይኾይኑ ዘይኮነ ሓበሬታ መንዐቒኹም ኢዩ