Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዋዉ ማህደር እንኳዕ ብሰላም መፃኽ ጥዕሙት ድምፃ ዋ እስት ኣድነቅት ኣትራን ላይክ ርእገፁ❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ናብ ስራሕኪ ተመለስኪ ካብዚ ኩሉ ሐዊ ወፂኪ ተጋዳሊት ማህደር ኩርዓትና ማህደር ትግራይና❤❤❤
#ethio music እዩ እኮ ደደብ መሀይብ
Like ሃቡኒ ሓፍቲኹም ካብ ኤርትራ❤❤❤ናይራያ ሙዚቃ ብጣዕሚ የአ ዝፎትዉ
❤❤❤❤🙏🙏
@@NegasiAraya ኣቦ ገረብዋ ኣነ የአ ከትሽወዱ 🤘😜
❤❤❤❤
😂😂❤
ማን ነው እንደኔ ቋንቋው ሳይገባው የራያን ዘፈን ሲሰማ ልቡ በደስታ የሚመታ💓💔ይህን የዋህ እና ውብ ባህሉን አክባሪ ህዝብ ፈጣሪ ሰላሙን ይመልስለት ክፉ አይንካው እወድችኃለሁ አክባሪያችሁ ከውሎ መዲና ከውቦች ሃገር እናት አለም ደሴ❤❤❤
እኛም እንወድሻለን እህታችን❤❤
እናመሰግናለን ላንችም ሰላምሽ ይብዛ በፍቅር
ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እኔም ሙቼነው የምወዳቸው
❤🎉
ይበል ይበል !! ማህደር ሓፈተይ ብጣዕም ደስ በሃል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ። በሪትዕ !❤❤❤🎉🎉
Excellent work of real Raya calture thanks for your contributions
Wooow❤❤
እዝነይ ሕጂ እዩ ምግቢ ረኪቡ እዚ ትግርኛናስ ምጥዓሙ🥰🎼💛❤️
አሰይ ከጥዕመልኪ ንፉዕቲይ ቁምነገረኛይ አኽባሪት ባህላይ መንነታይ አመራርፃ ቃላት ኹሎም ናይ ባዕልና ቃላት ይኦም።ራያዋይ መዓረይ ድአኺ ተረሲዐስ ሞት ይረሰዐኒ!!!
ብና ሰብለ ካሕሳይ ደርፊ ድርሓሰ ልበይ ብናማህደር ጌታሁን ተርክሱ።❤❤❤❤
❤😅
Mahderey❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ማሂየይ ክፅበየኪ ዊዒለ ጥዑሙቲ ድምፃእኻዓ ብሰላም መፃኪ❤
ማሂ ቆንጆ❤❤❤❤❤
ይበል ጥዕምት ፍጥረት እሰይ❤❤❤💊💊💊❤️❤ሰላም ንህዝብና ሃመካ ሰላም ፈጠርልና ዓድና ጌታየ ሆይ😢
❤❤❤❤❤❤
ዋዉዉዉዉ ምርጥ ስራ ነው በርች እህታለም ራያ ሁሉም ያምራል ባህላችን እርጋታችን ከስው ውበት የተፈጥሮ ውበቱ እራሱ ይማርካል ❤❤❤❤❤ ከዚህም በላይ እንጠብቃለን የኔ ቆንጆ ዋዩ ግን ስርአት ያዝ 😂😂😂😂 ለምን አትረዳትም መጎባጎብኮ ባህላችን ነው 😂😂😂❤❤❤❤❤በርቱልኝ ❤❤❤❤❤❤❤
ከጠበኩት በላይ ነው። አንደኛ!!❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊😊😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊😊😊😊😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማህደረይ እንካዓ ብሰላም መፃኣኪ❤❤❤
ብሓደሻዕ ማ ኣይባሃልይ ጨለላወላ ሰምዐ ክ ጋዋገው ውለእይኦይ ልማደ ገብሮዮ ኣነለ ፅብቕ ስራሕ ማሂ (ኣትራን) ሸገ
من مثلي لا يفهم اللغة وينبض قلبه فرحا عندما يسمع أغنية ريان أتمنى أن يعيد خالق هذا الشعب اللطيف والجميل الذي يحترم الثقافة السلام ، ولا يمسه شر.love You Ethiopia
ማዓረይ እንካዕ ብዳሓን መፃኪ ባዓልቲ ጥዕም ድምፂ❤❤❤🎉🎉
Mareeeeee❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዋው ብጣዕማ ደስ ድብል ስራሕ እዩ ማሂ ጓል ዓደይ ቀፅልሉ #ላይክ #ሼር ላገበርኹም አባራትዕዋ
ማህደር ሓፈተይ ብጣዕም ደስ በሃል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ይበል ጥዕምት ፍጥረት እሰይ እንካዕ ናብ ስራሕኪ ተመለስኪ
ኣሰይ ኣሰይ በሪ በሪ ያሓለኹ መሸየ ኳዕ አይቲቓደምኹ ኮሜንት😅 ማሂየ ጥዕምቲ ድምፃ ቕድመኻትኹም ዳኣነ ራየቶትዋይ አኽበረቲ ባህሎም ዋዩ..ኣባል ፍርሳ ኹልኹም ፉትይ ይአ ዳብለኩም💚💚💚ፎተይቲ ባህል ራያ ኣበይ እነኹም ሃየ ሃየ #shsre_Like አባራትዕ🤙🎉😊
ኣሕናለ ዳሓለና መሽና የና 😊
ገይርና ለና ጓል ራዋይ😅🎉
🎉❤❤@@weldayvji931
what ዋው በጣም የምራል ❤❤❤ ደስ ይላል።ብፍላይ አህይይኣሃሃይይ ❤❤❤❤❤ mahder very good
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ኣትራን ዓሳዲ መን እንሆ ዓርቢ ሃምኣነ ድነውሐቶ
ካብ ደርፉ ❤ባህላዊ ትሕዝቶኡ❤ ካብ ባህላዊ ትሕዝቶኡ❤ ደርፉ ❤ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ይኡ❤❤❤🙏🙏🙏! ኽብሪ ትወንዘፊ መኽበሪት ባህላ 👌❤👌❤ ኣትራን።
ዋውውውው እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ሸገ ማህደር ራያ ራዩማ ኣኽባርት ባህላ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ እዚ ባህልና ክጥዕም ክጵብቕ።ማህደር ጎበዝ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጎበዝ ኢኺ ብጣዕሚ ኩሉ ደስ ክብል❤❤❤❤❤
ድምፅ ዱሕዞት ድወፅኦ ደይብሉ ባህልና ድገልፅኡ ሰናይ ዕዱል ማህዱየ😍♥️
ዋው ብጣዕሚ ፍልይ ድበለይ ማሂዮ ሸገ ብዓልቲ ጥዑምቲ ድምፂ ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ፅርተይ ፅቡቅ ስራሕ ❤
ይዕሰ እሰት ማሂ ትፈትው ላይክ ግበሩ አንደኛ ድምፅ ባህልና ድገልፅ❤🙏
ማዓርይ እንካዕ ብስልመ መፃእኪኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ያለወትሮዬ ያለምክኒያት አልጓጓጓሁም ለካ ማሂዬ ተፈታዊት ሓፍተይ በርች ጥኡም ስራሕ እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ምርጥ ሙዝቃ ነው በርች ማሂ 😮😮🎉
ዋዕሮ ራያ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዋውውው/ብጣዕም/ደስ/ባሃል💚❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ከጠበቅኩት በላይ ውብ ሆኖ ነው ያገኘሁት !! ለመልካም ስራሽ አመሰግናለሁ ማሂ ቆንጆ ❤❤❤
ፅሩይት ሓፈትናእንኳዕ ብሰላም መፃኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው 🎉🎉🎉🎉 ዝዎፆ የብሉን አበይ ድአ ነብርኩ እሰካብ ሕጂ😊
ይበል ማህደርየ ❤❤ኣትራነይ ጥዕምቲ ሓሎ❤❤❤❤
ይበል ማህደር ቆንጅት ትግራወይት ጥዑምት ላዛ,, esti like ግጨዉኒ ተጋሩዋኒ ዳይ 500 like
😂😂😂
እንካዕ ብስላም መፃኪ ጎበዝ ተስፈ ለይቆርፅ ሰብ መጨረሹኡጨ ተዓዋቲ እዮ ተዓዊትኪ አነ ከማኪ ናብ ቱ ልፈትዮ ስራሕ ይመልሰኒ አምላክ 🎉🎉
ያዕስስስስ ደስስ ባህል ስራሕ።በርትዕ ማህደር ሓፍትና
እንዃዕ ብሰላም መፃኪ ሚሂ
እንኳዕ ብሰላም መፀኣእኺ❤❤❤❤❤
💘💘❤️❤️❤️❤️
ዓሳዲአተን ልዕሊ ተፀበናዮ ይኡ❤❤❤❤❤
ዋዉ እንኳዕ ብስላም መፀእኹም ጥዕማት ላዛ ደቅ ራዩማ❤❤❤❤
ንአተይለ ንዓ ደጋግምኻ ጠይቀን ብሓደሻዕ ጨለ አይብልይ😂😂😂😂😂ማህየ ዓሳ❤❤❤❤❤
አህለን ማሂ ዓሳ ራዩማ ጡዑምት ድምፅ ምስ ዋዩ ኩሕል❤❤❤
Syandede mwezkwe atera ❤❤❤❤❤❤ yanye wade❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ማሂዋ ይበል ❤❤❤ድምፅ ግጥሚ ዜማ እከዳዲና ቁናኖ ባህል ዓዲና ራያና ዋውው 100%
ክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ማህደር ጌታሁን፡ እንቋዕ ብድሓን መፃእኺ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሒዝኪልና መፂእኺ። 💛❤ግን: እዚ ደርፊ ትግርኛ ኣይኰነን ዲዩ? ሰብለ ካሕሳይ እውን ን እቲ ናይ ንግስቲ ሓየሎም ደርፊ "New Ethiopian Raya music" በለቶ። ንስኺ እውን "New Ethiopian Raya music" ትብሊዮ ኣለኺ። ራያ ቦታ ዶ ኣይኰነን ምዓዝ እዩ ቋንቋ ኮይኑ? "New Ethiopian Tigrigna music" ዘይትብሉዎ? እንተገደደ ድማ: "New Ethiopian Tigrigna Raya music" ዘይትብሉዎ? ኣስተኻኽሉዎ፡ ዋእ!
ማሂቲ ጎበዝ በርትዒ 🥰💚ናይ ቆልዕነትና ፍቕሪ አዘከርኽና እኮ 🤗
❤ኣነ ሃምዝ ዳበለፍቅር ይኡሑዝንድነሆ ወዲሓማተይለ ምንም ኣይርድኦይ😢ሃመይ ሐሽ😊
እንኮዖ በሰላም መፅእኽ 🎉🎉❤❤🥀🥀🕊
Wawwww
ኣሰይይይይይይ ጥዑምቲ ድሚፂ ቐፅሊሉ❤❤❤
ማህደርዋ እንኳዕ ዳሕና መፃኺ ጓል ዓደይ ኣስሊ ጥዑምቲ ድምፂ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ራያ ራይምማ ደስ ትብል ደርፊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Qenat gern elkom keytxrfu tray
😂😂
ትግራወይቲ እምበሪ ጓል ጣልያን ኣይኮኘትን ጨርቅካ ኣልዕለልና😂😂😂
ዋው! ከጠበቅነው በላይ🤩🤩
❤❤❤wewww
ብጣዕሚ ቆንጅ ስራሕ ይኡ ማህዳር ሓፍተይ ቃፅልሉ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Asli
ማህደር ሓፍትና ቀፅልሉ❤❤❤
ዋዉ ማህደር እንካዕ ብሰላም መፀኽ ጥዕምት ድምፅ ዋ ሰናይ ስራሕ ይግበረልኽ። ❤️💘💕🥰🥰🥰
እንካዕ ዳሓን መፃእኪ ማሂዋ ዓሳ ወጀራት 🌾🍋🌾🍋🌾🍋
❤❤❤❤tegaru mukerat nateyyy
ማህየ ጥዕምት ድምፅ እንኳዕ ብሰላም መፀኽ ፅሩይተይ መንኣሎ ከምዚ ከማይ ናተፀበያ ዝነበር ላይክ ግበሩ❤🎉🎉
ንመጀመርያ ግዜ እየ ሕጂ ፈሊጠኪ ደስ ዝብል ስራሕ ማሂየ ቀፅልሉ❤❤
ዋዉ መላኣኩየ እኳዕ ዳዓድኻ ትመለስኻ ኹዉሩ ሓዉና ራያ ለምልምልና💚💚💚💚💚💚😊
ማህየ 20 ግዝየ እየ ልሰምዓ❤❤❤
ayyyyyy shikor
ማህየ ዓሳ ማይጨውና ቃፅልሉ❤❤❤
ዋውውው እንኳዕ ዳሕና መፃእኽ ኣትራነይ ወለላይ ባዓልት ጡዑም ድምፅ በርትዕ ጓልኖዋ❤❤
ይበል ድምፅ እንካዕ ዳኣም ራያ ትዎሎዱኹ❤❤
keep up Medi
ደቂ ትግራይ ካብ መላእ ዓለም ንስኩም ናይና💙💙💙💙 I come from ኣከለ’ጉዛይ ሰንዓፈ
Anta natey 💙💙💙
ዋው ሚሂየይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow🎉❤
ሚሂዓሳዲ ሸገ ሰራሕ ቃፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ፍቅር ደየብልናኮ ኣፍቅር ገብአና ብዛ ሙዝቃ እፎዮ ልበይ ደኹሙን❤❤❤❤❤
ዋዕሮና ጥዑም ድምፃ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዓሳዱዋ❤❤❤❤🎉🎉
ኣጀብ ደረፍ ዓልሓዊ ,ክሳድ ሓያ ,ሑጉሙርዳ ቦታ አመራርፃ ይበል ኣጀብ ኣጀብ ኣጀብ
Esey mahi konjoo❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ኣትራነይ ፅቡቅ ስራሕ ቃፅልሉ ጓል ራያ ራዩማ ሽኮር❤💛እሰይ ደቂ ራያ ትግራይ ጥዑማት ላዛ መኽበርቲ ባህሎም❤💛
ራያ ራያ ነው💪💪ትግራይ 🤧🤧👎👎
@@MeKdi-w4sthey are still in day dream
ቆማል
@@MeKdi-w4sድቶም ደረፍቲ ሕተትዎም...ደናቁር...ማንነት በደስ ኣለኝና በመሰለኝ ኣይፍጠርይ!ትግርኛን ተጋሩን እሱ ይኡ!
@@aledwakego and dream yourself!stupidest ever!
❤❤❤❤🌹
እንኳዕ ብሰላም መፃኽ ጥዕሙት ድምፃ ዋውውውውውው💖👸💋
ዋውው ማህደርየ ኣነሲ ከመይ ድየ ፉቱው ዳብለኪ ኣቤት ድምፂ ይሞቸውኺ❤❤❤
ኣበየት ድምፂ ሰሚዕካ ዘይሙነ ፅብቅቲ ግርማ ❤🥰
ዋዉ ይለያን❤❤❤
Great work from Raya❤
ራየቶት ይበል ትመለስ ባህልይ መንነትናይ እምለስሎ ራየቶት ራያ ዓደይ ሰላምኺ ይመለስ😢❤❤❤❤❤❤
ካብ ናይ ሰፈር ኣታሓሳስባ ውፃእትግራይነትካ ኣቀድም
ተጋሩ ብኣውራጃ እንተሓሲብና መፀወቲ ፀላኢ ኢና ንከውን
@@healthmedia148ተጋሩ🤧👎👎
@@healthmedia148ራያ ክልል ዩኡ
@@MeKdi-w4s hahahaተዋሐመጥኩም ከይትተርፉ በሉ ብዓፋርን ኣምሓራንከምኡ ናበልኩም ህዝቢ ከይተታልሉዎ
ወውውውው❤❤❤❤❤
ብጣዕም ጡዕሚት ደርፍ ወኣ ዓሳድዋን
ዋው ዋዕሮ ትግራይ❤
super clip🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋዉ ማህደር እንኳዕ ብሰላም መፃኽ ጥዕሙት ድምፃ ዋ እስት ኣድነቅት ኣትራን ላይክ ርእገፁ❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ናብ ስራሕኪ ተመለስኪ ካብዚ ኩሉ ሐዊ ወፂኪ ተጋዳሊት ማህደር ኩርዓትና ማህደር ትግራይና❤❤❤
#ethio music እዩ እኮ ደደብ መሀይብ
Like ሃቡኒ ሓፍቲኹም ካብ ኤርትራ❤❤❤ናይራያ ሙዚቃ ብጣዕሚ የአ ዝፎትዉ
❤❤❤❤🙏🙏
@@NegasiAraya ኣቦ ገረብዋ ኣነ የአ ከትሽወዱ 🤘😜
❤❤❤❤
😂😂❤
ማን ነው እንደኔ ቋንቋው ሳይገባው የራያን ዘፈን ሲሰማ ልቡ በደስታ የሚመታ💓💔ይህን የዋህ እና ውብ ባህሉን አክባሪ ህዝብ ፈጣሪ ሰላሙን ይመልስለት ክፉ አይንካው እወድችኃለሁ አክባሪያችሁ ከውሎ መዲና ከውቦች ሃገር እናት አለም ደሴ❤❤❤
እኛም እንወድሻለን እህታችን❤❤
እናመሰግናለን ላንችም ሰላምሽ ይብዛ በፍቅር
ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እኔም ሙቼነው የምወዳቸው
❤🎉
ይበል ይበል !! ማህደር ሓፈተይ ብጣዕም ደስ በሃል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ። በሪትዕ !❤❤❤🎉🎉
Excellent work of real Raya calture thanks for your contributions
Wooow❤❤
እዝነይ ሕጂ እዩ ምግቢ ረኪቡ እዚ ትግርኛናስ ምጥዓሙ🥰🎼💛❤️
አሰይ ከጥዕመልኪ ንፉዕቲይ ቁምነገረኛይ አኽባሪት ባህላይ መንነታይ አመራርፃ ቃላት ኹሎም ናይ ባዕልና ቃላት ይኦም።ራያዋይ መዓረይ ድአኺ ተረሲዐስ ሞት ይረሰዐኒ!!!
ብና ሰብለ ካሕሳይ ደርፊ ድርሓሰ ልበይ ብናማህደር ጌታሁን ተርክሱ።❤❤❤❤
❤😅
Mahderey❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ማሂየይ ክፅበየኪ ዊዒለ ጥዑሙቲ ድምፃእኻዓ ብሰላም መፃኪ❤
ማሂ ቆንጆ❤❤❤❤❤
ይበል ጥዕምት ፍጥረት እሰይ❤❤❤💊💊💊❤️❤ሰላም ንህዝብና ሃመካ ሰላም ፈጠርልና ዓድና ጌታየ ሆይ😢
❤❤❤❤❤❤
ዋዉዉዉዉ ምርጥ ስራ ነው በርች እህታለም ራያ ሁሉም ያምራል ባህላችን እርጋታችን ከስው ውበት የተፈጥሮ ውበቱ እራሱ ይማርካል ❤❤❤❤❤ ከዚህም በላይ እንጠብቃለን የኔ ቆንጆ ዋዩ ግን ስርአት ያዝ 😂😂😂😂 ለምን አትረዳትም መጎባጎብኮ ባህላችን ነው 😂😂😂❤❤❤❤❤በርቱልኝ ❤❤❤❤❤❤❤
ከጠበኩት በላይ ነው። አንደኛ!!❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊😊😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😊😊😊😊😊❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማህደረይ እንካዓ ብሰላም መፃኣኪ❤❤❤
ብሓደሻዕ ማ ኣይባሃልይ ጨለ
ላወላ ሰምዐ ክ ጋዋገው ውለ
እይኦይ ልማደ ገብሮዮ ኣነለ ፅብቕ ስራሕ ማሂ (ኣትራን) ሸገ
من مثلي لا يفهم اللغة وينبض قلبه فرحا عندما يسمع أغنية ريان أتمنى أن يعيد خالق هذا الشعب اللطيف والجميل الذي يحترم الثقافة السلام ، ولا يمسه شر.love You Ethiopia
ማዓረይ እንካዕ ብዳሓን መፃኪ ባዓልቲ ጥዕም ድምፂ❤❤❤🎉🎉
Mareeeeee❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ዋው ብጣዕማ ደስ ድብል ስራሕ እዩ ማሂ ጓል ዓደይ ቀፅልሉ #ላይክ #ሼር ላገበርኹም አባራትዕዋ
ማህደር ሓፈተይ ብጣዕም ደስ በሃል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ይበል ጥዕምት ፍጥረት እሰይ እንካዕ ናብ ስራሕኪ ተመለስኪ
ኣሰይ ኣሰይ በሪ በሪ ያሓለኹ መሸየ ኳዕ አይቲቓደምኹ ኮሜንት😅 ማሂየ ጥዕምቲ ድምፃ ቕድመኻትኹም ዳኣነ ራየቶትዋይ አኽበረቲ ባህሎም ዋዩ..ኣባል ፍርሳ ኹልኹም ፉትይ ይአ ዳብለኩም💚💚💚ፎተይቲ ባህል ራያ ኣበይ እነኹም ሃየ ሃየ #shsre_Like አባራትዕ🤙🎉😊
ኣሕናለ ዳሓለና መሽና የና 😊
ገይርና ለና ጓል ራዋይ😅🎉
🎉❤❤@@weldayvji931
what ዋው በጣም የምራል ❤❤❤ ደስ ይላል።ብፍላይ አህይይኣሃሃይይ ❤❤❤❤❤ mahder very good
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ኣትራን ዓሳዲ መን እንሆ ዓርቢ ሃምኣነ ድነውሐቶ
ካብ ደርፉ ❤ባህላዊ ትሕዝቶኡ❤ ካብ ባህላዊ ትሕዝቶኡ❤ ደርፉ ❤ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ይኡ❤❤❤🙏🙏🙏! ኽብሪ ትወንዘፊ መኽበሪት ባህላ 👌❤👌❤ ኣትራን።
ዋውውውው እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ሸገ ማህደር ራያ ራዩማ ኣኽባርት ባህላ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ እዚ ባህልና ክጥዕም ክጵብቕ።
ማህደር ጎበዝ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ጎበዝ ኢኺ ብጣዕሚ ኩሉ ደስ ክብል❤❤❤❤❤
ድምፅ ዱሕዞት ድወፅኦ ደይብሉ ባህልና ድገልፅኡ ሰናይ ዕዱል ማህዱየ😍♥️
ዋው ብጣዕሚ ፍልይ ድበለይ ማሂዮ ሸገ ብዓልቲ ጥዑምቲ ድምፂ ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ፅርተይ
ፅቡቅ ስራሕ ❤
ይዕሰ እሰት ማሂ ትፈትው ላይክ ግበሩ አንደኛ ድምፅ ባህልና ድገልፅ❤🙏
ማዓርይ እንካዕ ብስልመ መፃእኪኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ያለወትሮዬ ያለምክኒያት አልጓጓጓሁም ለካ ማሂዬ ተፈታዊት ሓፍተይ በርች ጥኡም ስራሕ እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ምርጥ ሙዝቃ ነው በርች ማሂ 😮😮🎉
ዋዕሮ ራያ ትግራይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዋውውው/ብጣዕም/ደስ/ባሃል💚❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
ከጠበቅኩት በላይ ውብ ሆኖ ነው ያገኘሁት !! ለመልካም ስራሽ አመሰግናለሁ ማሂ ቆንጆ ❤❤❤
ፅሩይት ሓፈትና
እንኳዕ ብሰላም መፃኺ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው 🎉🎉🎉🎉 ዝዎፆ የብሉን አበይ ድአ ነብርኩ እሰካብ ሕጂ😊
ይበል ማህደርየ ❤❤
ኣትራነይ ጥዕምቲ ሓሎ❤❤❤❤
ይበል ማህደር ቆንጅት ትግራወይት ጥዑምት ላዛ,, esti like ግጨዉኒ ተጋሩዋኒ ዳይ 500 like
😂😂😂
እንካዕ ብስላም መፃኪ ጎበዝ ተስፈ ለይቆርፅ ሰብ መጨረሹኡጨ ተዓዋቲ እዮ ተዓዊትኪ አነ ከማኪ ናብ ቱ ልፈትዮ ስራሕ ይመልሰኒ አምላክ 🎉🎉
ያዕስስስስ ደስስ ባህል ስራሕ።በርትዕ ማህደር ሓፍትና
እንዃዕ ብሰላም መፃኪ ሚሂ
እንኳዕ ብሰላም መፀኣእኺ❤❤❤❤❤
💘💘❤️❤️❤️❤️
ዓሳዲአተን ልዕሊ ተፀበናዮ ይኡ❤❤❤❤❤
ዋዉ እንኳዕ ብስላም መፀእኹም ጥዕማት ላዛ ደቅ ራዩማ❤❤❤❤
ንአተይለ ንዓ ደጋግምኻ ጠይቀን ብሓደሻዕ ጨለ አይብልይ😂😂😂😂😂ማህየ ዓሳ❤❤❤❤❤
አህለን ማሂ ዓሳ ራዩማ ጡዑምት ድምፅ ምስ ዋዩ ኩሕል❤❤❤
Syandede mwezkwe atera ❤❤❤❤❤❤ yanye wade❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ማሂዋ ይበል ❤❤❤ድምፅ ግጥሚ ዜማ እከዳዲና ቁናኖ ባህል ዓዲና ራያና ዋውው 100%
ክብርቲ ስነ-ጥበባዊት ማህደር ጌታሁን፡ እንቋዕ ብድሓን መፃእኺ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሒዝኪልና መፂእኺ። 💛❤
ግን: እዚ ደርፊ ትግርኛ ኣይኰነን ዲዩ? ሰብለ ካሕሳይ እውን ን እቲ ናይ ንግስቲ ሓየሎም ደርፊ "New Ethiopian Raya music" በለቶ። ንስኺ እውን "New Ethiopian Raya music" ትብሊዮ ኣለኺ። ራያ ቦታ ዶ ኣይኰነን ምዓዝ እዩ ቋንቋ ኮይኑ? "New Ethiopian Tigrigna music" ዘይትብሉዎ? እንተገደደ ድማ: "New Ethiopian Tigrigna Raya music" ዘይትብሉዎ? ኣስተኻኽሉዎ፡ ዋእ!
ማሂቲ ጎበዝ በርትዒ 🥰💚
ናይ ቆልዕነትና ፍቕሪ አዘከርኽና እኮ 🤗
❤ኣነ ሃምዝ ዳበለፍቅር ይኡሑዝንድነሆ ወዲሓማተይለ ምንም ኣይርድኦይ😢ሃመይ ሐሽ😊
እንኮዖ በሰላም መፅእኽ 🎉🎉❤❤🥀🥀🕊
Wawwww
ኣሰይይይይይይ ጥዑምቲ ድሚፂ ቐፅሊሉ❤❤❤
ማህደርዋ እንኳዕ ዳሕና መፃኺ ጓል ዓደይ ኣስሊ ጥዑምቲ ድምፂ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ራያ ራይምማ ደስ ትብል ደርፊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Qenat gern elkom keytxrfu tray
😂😂
ትግራወይቲ እምበሪ ጓል ጣልያን ኣይኮኘትን ጨርቅካ ኣልዕለልና😂😂😂
ዋው! ከጠበቅነው በላይ🤩🤩
❤❤❤wewww
ብጣዕሚ ቆንጅ ስራሕ ይኡ ማህዳር ሓፍተይ ቃፅልሉ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Asli
ማህደር ሓፍትና ቀፅልሉ❤❤❤
ዋዉ ማህደር እንካዕ ብሰላም መፀኽ ጥዕምት ድምፅ ዋ ሰናይ ስራሕ ይግበረልኽ። ❤️💘💕🥰🥰🥰
እንካዕ ዳሓን መፃእኪ ማሂዋ ዓሳ ወጀራት 🌾🍋🌾🍋🌾🍋
❤❤❤❤tegaru mukerat nateyyy
ማህየ ጥዕምት ድምፅ እንኳዕ ብሰላም መፀኽ ፅሩይተይ መንኣሎ ከምዚ ከማይ ናተፀበያ ዝነበር ላይክ ግበሩ❤🎉🎉
ንመጀመርያ ግዜ እየ ሕጂ ፈሊጠኪ ደስ ዝብል ስራሕ ማሂየ ቀፅልሉ❤❤
ዋዉ መላኣኩየ እኳዕ ዳዓድኻ ትመለስኻ ኹዉሩ ሓዉና ራያ ለምልምልና💚💚💚💚💚💚😊
ማህየ 20 ግዝየ እየ ልሰምዓ❤❤❤
ayyyyyy shikor
ማህየ ዓሳ ማይጨውና ቃፅልሉ❤❤❤
ዋውውው እንኳዕ ዳሕና መፃእኽ ኣትራነይ ወለላይ ባዓልት ጡዑም ድምፅ በርትዕ ጓልኖዋ❤❤
ይበል ድምፅ እንካዕ ዳኣም ራያ ትዎሎዱኹ❤❤
keep up Medi
ደቂ ትግራይ ካብ መላእ ዓለም ንስኩም ናይና💙💙💙💙
I come from ኣከለ’ጉዛይ ሰንዓፈ
Anta natey 💙💙💙
ዋው ሚሂየይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow🎉❤
ሚሂዓሳዲ ሸገ ሰራሕ ቃፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ፍቅር ደየብልናኮ ኣፍቅር ገብአና ብዛ ሙዝቃ እፎዮ ልበይ ደኹሙን❤❤❤❤❤
ዋዕሮና ጥዑም ድምፃ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዓሳዱዋ❤❤❤❤🎉🎉
ኣጀብ ደረፍ ዓልሓዊ ,ክሳድ ሓያ ,ሑጉሙርዳ ቦታ አመራርፃ ይበል ኣጀብ ኣጀብ ኣጀብ
Esey mahi konjoo❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ኣትራነይ ፅቡቅ ስራሕ ቃፅልሉ ጓል ራያ ራዩማ ሽኮር❤💛እሰይ ደቂ ራያ ትግራይ ጥዑማት ላዛ መኽበርቲ ባህሎም❤💛
ራያ ራያ ነው💪💪ትግራይ 🤧🤧👎👎
@@MeKdi-w4sthey are still in day dream
ቆማል
@@MeKdi-w4s
ድቶም ደረፍቲ ሕተትዎም...
ደናቁር...ማንነት በደስ ኣለኝና በመሰለኝ
ኣይፍጠርይ!
ትግርኛን ተጋሩን እሱ ይኡ!
@@aledwake
go and dream yourself!
stupidest ever!
❤❤❤❤🌹
እንኳዕ ብሰላም መፃኽ ጥዕሙት ድምፃ ዋውውውውውው💖👸💋
ዋውው ማህደርየ ኣነሲ ከመይ ድየ ፉቱው ዳብለኪ ኣቤት ድምፂ ይሞቸውኺ❤❤❤
ኣበየት ድምፂ ሰሚዕካ ዘይሙነ ፅብቅቲ ግርማ ❤🥰
ዋዉ ይለያን❤❤❤
Great work from Raya❤
ራየቶት ይበል ትመለስ ባህልይ መንነትናይ እምለስሎ ራየቶት ራያ ዓደይ ሰላምኺ ይመለስ😢❤❤❤❤❤❤
ካብ ናይ ሰፈር ኣታሓሳስባ ውፃእ
ትግራይነትካ ኣቀድም
ተጋሩ ብኣውራጃ እንተሓሲብና መፀወቲ ፀላኢ ኢና ንከውን
@@healthmedia148ተጋሩ🤧👎👎
@@healthmedia148ራያ ክልል ዩኡ
@@MeKdi-w4s hahaha
ተዋሐመጥኩም ከይትተርፉ በሉ ብዓፋርን ኣምሓራን
ከምኡ ናበልኩም ህዝቢ ከይተታልሉዎ
ወውውውው❤❤❤❤❤
ብጣዕም ጡዕሚት ደርፍ ወኣ ዓሳድዋን
ዋው ዋዕሮ ትግራይ❤
super clip🎉🎉🎉🎉🎉🎉