ቤሉጽ ኮኾብ🇪🇷🦁 ወላኳ ጉቡእካ ካምቶም ጅጋኑናኳ እንተ ኾነ ታራኻ ኣብ ንቅሓት መንእሰይ ,......ካሊ ብሉጽ ስራሓትን መግለጽን ዋጋኡን ረዝን'ዩ. . Big respect and wish you all the best and enjoy healthy my dear 🦁🇪🇷🌅⛪️❤🕌💪💪💪💪💪💪💪💪💪
As always great teacher and teller. Your words are appreciated and hopefully those young people will learn from you and comeback to their own community. Your hard work is giving a seeds. Eritrean people are united now more than ever. Proud to be part of this hard working nation 🇪🇷🇪🇷✊🏾🙏
@@amansolomon2648 Well, if you disagree that the great son of Sawa intellectual is not worthy of this title, please speak up, the stage is all yours buddy! Paraphrasing the legendary actor Clint Eastwood, go ahead make my day😀
ኣወሊኖ : በቃ ቃላት የብለይን ክገልጸካ🫶🇪🇷🫶 ብፍላይ እታ ናይ brain drain ለበዋ ኣዝያ ተንኪፋትኒ። ሃገረይ ተመሊሰ ዓቕመይ ዘበርክተላ መዓልቲ ድማ ይናፍቕ። Listening to your prose gives me goosebumps. May God bless your beautiful soul 🙏🏾
ሕጂ ክትብገስ ትኽእል ኢኻ ነዊሕ ኣይትመነ ኪድ ጽርግ በል ናብ ሃገርካ
Hasawi beka nay comment konka terifka
አወል ጅግና ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ነዛ መአዲ ፍቅሪ ዝኾነት ኤርትራና ብፍቅሪ ብሓድነትን ክንጻወትን ክንተሓቃቆፍን ትገብረና አለኻ ግን አይተደንጉየና ቅልቅል ቅልቅል በለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ አታ ጅግና መድሃኒት ናይ ጸማም ዝኮነት ዓለም ጽቡቅ ገርካ አስማዓዮም መን ሙካና ሻዓብያን ደቂ ሻዕብያን ኢና በሎም
Tanke You
👉💯
Haki zereba ❤❤❤
🫰😘🇪🇷💯🇪🇷📹🛫☝️🌟👈
Men eyu ksemie 😂😂😂😂
ኣወል ሓቢቢይ እንቁዕ ብሰላም መጻኻ ወዲ ኤረይ ኩሉሻዕ ኣብ ጎንኻን ኣብ ጎኒ ሃገርናን ኣለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቤሉጽ ኮኾብ🇪🇷🦁
ወላኳ ጉቡእካ ካምቶም ጅጋኑናኳ እንተ ኾነ
ታራኻ ኣብ ንቅሓት መንእሰይ ,......ካሊ ብሉጽ ስራሓትን መግለጽን ዋጋኡን ረዝን'ዩ. . Big respect and wish you all the best and enjoy healthy my dear 🦁🇪🇷🌅⛪️❤🕌💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ኣወል ባዓል ውዕለተይ ብሳላካ እየ ካብቲ ዝነበርክዋ ሓሸውየ ናብ ኤሪትራውያን ይሕዋተይ ተመሊስ ❤
🙏💐👍
😂😂😂
U are best❤
ለባም ወዲ ሪመይ እንታይ ገደሰካ ዳአ ምስ የሕዋትካ ሸነን ዘይትብል ዘይትሕጎስ እንቋዕ ሐጎሰካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አሰይ
@@luwamteklu6416እንታይ ዘስሕቅ ተረኺቢ ትስሕቂ ኣለኺ፡ ክንዲ ትኾርዒ? ዶስ ምስቶም ዕንኪላሎ ኢኺ?
መጸ መጸ መጸ አንበሳ ሃገረይ ክንዲ ሽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪
ጎበዝ ስማዕ? ብዘይ ሃገር ኩርዓት የለን እሞ
ቅድሚ ኩል ሃገር ትሃሉ! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወለይ እንቋዕ ደሓን መጻኻ!
Absolutely 💯
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Terrorist dika
ንህዝቢ እስራኤል ዝረገመ ከም ኣስላማይ ክርገም እዩ ዝመረቀ ከኣ ክምረቅ ኢዩ
😂😂😂😂@@samiboy6079
ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ወዲ ኤረይ ጽዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል ወዲ መሬት።
ኣንበሳ ኤርትራዊ ኣወል ስዒድ።ንሕበን ብኣኻ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
አነስ ደቂ ኤረይ። ብምሂር ኤርትራውነተይ ብምፍቃረይሲ ብፍቅሪ ክጽለል እየ ደልየ።
ምናዳ ምናዳ ከምዚ ጅግና ክብር ኤርትራዊ ሃወይ ማዓንጣ ሃሞት ዐወል ሲዒድ ምንም ክገልጾ ዘይክእል ስሚዕትን ሃጓስን መዓልታዊ ንአምላክ ኢርትራዊ ጌሩ ስለዝፈጠረኒ ምምስጋንን ኳይኑ እዮ ዘሎ። ደቂ ኤረይ ንኩሉኩም ከምኡዶ ይስመዓኩም።??? አነሞ ከምዛ ዝበልኩኩም ክጽለል እየ ደልየ ዘለኩ። ☝️❤️☝️🇪🇷🌹✊💪🤴❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
Www idmen tinan yebzihalka❤😁🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌿🌹🌹🍇🙏👍🙏
❤❤🎉🎉😁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🌹🌹🍇🍇👍🙏
ኣታ ሓወይ ኣብ ኩልና ዩ ዘሎ ፍትውውውውውው
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Wela nhna kemaka ena❤❤❤❤❤
ኣወል ሲዕድ ናፊቕናካ ኣይትጥፍኣና ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሓውቦይ❤❤❤❤❤❤
በጃኹም ጺን ኢልና ብልቦና ንስዐዮ ልዕሊ ሐቂ ሐቂ አወል የመስግነካ🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
ኣወሊኖ ያሆ መደባትካ ከመይ ከፍ ይህበኒ መስለካ ንሃገራውነትካ ዘበራትዕ እዩ ❤❤❤❤
Awel🇪🇷 ❤Gomida ❤ኣፍልጥኻ ኣብ ጸጽባሕ ይሰስን ደኣ🙏 መተዓቢቲ ጉዳም ፍጥረት
❤❤❤ ኣወሊኖ በል ነዛ ጸማም እዝኒ ዘይብላ ዓለም እዝና ደጊፍካ ኣስምዓያ ህ,ግ መን ምኻኑ ጽቡቕ ጌርካ ኣላልያ 🎉🎉🎉🎉
ባአክ ኩረዓት ኢና አዋሊኖ እንካዕ ናትና ኮንካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽❤️❤️❤️
መርሐባ አወሊኖ ገፅ ንፈትዎ ሪኢና ማሻአላህ ማሻአላህ ረቢ ይሕፈዝካ ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልካ አወለይ ❤❤❤🙏🙏🙏
ኣወሊኖ ከመይ ዲካ ተኸይፈኒ ዕድመን ጥዕናን ጥራይ ይሃበካ ፈጣሪ
As always great teacher and teller. Your words are appreciated and hopefully those young people will learn from you and comeback to their own community. Your hard work is giving a seeds. Eritrean people are united now more than ever. Proud to be part of this hard working nation 🇪🇷🇪🇷✊🏾🙏
አወለይ አንበሳ እንቋዕ ደሓን መጻእካ። 🇪🇷😍🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷👍🇪🇷💚🇪🇷
ኣስተምህሮ!
ዙ23 ዋርሳይ ሓየት ወለድ ሳዋ! ተንቀሳቃሲ ምጽሓፍ ማህደር ስነፍልጠት! ሰኒ😀
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
Who is round 23rd?
@@amansolomon2648 It's the nickname given to the honorable narrator patriot Mr Awel Seid by his fellow comrades
@dawitgebrat1878 " Not really"
@@amansolomon2648 Well, if you disagree that the great son of Sawa intellectual is not worthy of this title, please speak up, the stage is all yours buddy! Paraphrasing the legendary actor Clint Eastwood, go ahead make my day😀
😂@@dawitgebrat1878
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: 🇪🇷⭐🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🇪🇷🕯️🇪🇷
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊🇪🇷
What can I say about you AWEL ANBESA I am speechless.You are the gift of GOD for Eritrean people.God bless Eritrea
🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏
ኣሜን ክብርትን
ኣዴና ጾሎትክን ይሓልወና ናይ ባሓቂ ባዓልቲጸጋ ኣደ ክብረት ይሃበልና🎉🎉🎉❤❤💙❤💚👍👍👍🌺🌺🍀🍀🌷🌷🌷🌷🌷🌸🌸💐💐
🇪🇷 I’m proud to be Eritrean አወል ልብ አርስ እድሜና ጤና ሻእብያ ማለት ሚስጥር ነው ለማያውቁት አሳውቃቸው ኤርትራዊነት የተከበረ ማንነት እኛና ህዝባችን አወት ንሀፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Amien gal rimey gn tigrigrina nabey keydu
ኣወሊኖ ጅግና እንካዕ ዳሓን መጻካ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ወድዛ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉 ድምጺ ኣንበሳ
መርሓባ ኣወሊኖ ጅግና 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤ ኣወሊኖ ኣንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣወለይ ኣይትትዓቀፍ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣርግፈሎም ድኣ እዞም ጸማማት ቄናናት ዓለም
Wow 👏👏👏👏👏👏👏Wow 👏👏👏👏እንዳ ኣዛናገዓ 👏👏👏👏👏 ግን ከኣ መሃሪ 👏👏👏👏👏wow👏👏👏👏👏 ወትሩ ደሃይካ ኣይትሓበአና ኣንታ ጅግና 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ኣወል ጽቡቅ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ ብፍላይ ኣብ ሃገርና ዝቀላቀሉ ሕማቅ ነገራት ሃሰስ ኢልካ ክተቃልዖ ከለኻ ዝድነቅ ስራሕዩ ሃብሮም ሓወይ ቀጽሎ❤
ኣወሊኖ ጥበቡ ዘይምኖ ፈውሲ ከዳዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ❤
ትማል ኣወል ፡ሎሚ ኣወል ፡ጽባሕ ኣወል ወዲ ኤረይ ጅግና ❤❤❤❤
ይቅሬታ ኣወሊኖ፡ እታ ኣብ ዕረፍቲ ትቀሙላ ስእሊ ኣብ ክንድኣ ካልእ ናይ ኣስመራ ኣሳእል ሲንኩም፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ኣዝየ የድንቀካ።
Keren ala xibqti hnxa
ኣወል ወድዞም ጀጋኑ ንሕናን ዕላማናን እወ ቀደምን ሎምን ንዘላኣለምን ዓወት ንሓፋሽ 🙏🏻🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏻👈🏻
❤️❤️❤️🇪🇷🕌❤️⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🕌❤️⛪
መርሓባ መርሓባ እንቋዕ በገጽካ ገጽበሩኽ ጅግና ወድና መጻእካና ደንጊኻና እኮ ኣወል ጅግና ዶ ሪኢኹም ክንብል ከፊኡና ኣወለሊኖ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ኣወሊኖ ጅግና 🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾🇪🇷💪🏾
ኡፍ አዛ ግጥሚ ምስ ሰማዕኩ ኣነ ወላ ,,,,,,,( ኡፍ ,ኡፍ ) ኢለ ወዲ ሓወቦይ ❤❤❤❤
ኣሜን Amen ኣሜን ።
ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክካ ተባረክለይ ከምቲ ዝሰበርካያ እታ ብሉ ቱት ክርትም ትበል
💯🙌🙏🇪🇷💪🏿👆💯
ኣወለይ ጅግና ዕምርን ዓፍያን ኣላህ ይሃብካ ዓይኒ ሓሳድካ ይደፈን ያረብ ሃገረይ ህዝበይ ሰላም ይሃብና ኣሜን 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aye Sebay !!! We wish you long live. God bless you man.
Welcome Awelino, thank you so much for your instructive prose, proud of you us usual.
Eritrea for Eritreans by Eritreans 🇪🇷♥️🌹
እንቋዓ ብድሐን መጻእካ ጅግና አባሳድር አዎል ሐዉና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
Sekti amenzra nay awel yEteki
@@samiboy6079fara tray eu kemzi comment zexehfi ..fara
@@samiboy6079 qumal qbzi entay tgebr aleka kid nabti nay emni derbeyti gezaka
@@samiboy6079ata bruk xbuk girka smayo emo reska asrhayo eiki 😂😂😂 resah resi
@@ERILOVE12 ata Akar terrorist bzaba Eritrea aymlketekan eyu
ኤረይይይ ኣንብቢ 🎉🎉🎉🎉 ቡሩህ እዩ መጻኢኪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawww zbelo yeblyen awel jegna ketslo ❤👏🏽👏🏽
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣወለይ ናይ ዘመና ኒኩለር ❤❤❤ረቢ ይሕፈዝካ ❤❤❤
This is what Eritreans in diaspora need Thankyou memhir Awel
Aweleyyyy wedi Ereyyy halal malet yahooooo welcome back forever keep for up.
WAW AWELINO THE SON OF SAWA I HAVE NO CLORIFICATION FOR YOUR HARD WORKING ,LONG LIV AND LOVE U
ኣወል ሲዒድ ባሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ትህበና ዘለኻ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷ንቕሓት መሰረት ህላዌ ::
ንቕሓት ህላዌ ኤርትራ ::
ንቕሓት እጥቒ ሕዝቢ :: ወዘተ ::
የቐንየልና : ኣወል: ስh ኣበርክቶኻ ::❤🌹👍.
ኣወል መምህር ኣማሉቓ ሶኬት ዕድመን መዋእለ ጥዕናን እምነየልካ። ኣይትጥፍኣና። ኤርትራ ንኤርትራውያን ኣኸለ። ዝኽሪ ንሰማእታትና! ዓወት ንሓፋሽ! ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
I love ERITREAN 🇪🇷 people's from IRAQ 🇮🇶 ❤❤
We love you too habibi ❤❤❤❤
nai emanika diu wedi erey ❤️💋😂😂
@@freweiniteklemariam8055 kkkk ኤርጥሪን ግን ዘይትክልዩና ኢኩም
Thank you so much 😍❤
@@freweiniteklemariam8055ኣሚንካ ሰኣን ቅርሱስ
ኣወሊኖ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀጽሎ ካልእ ክብለካ ዝደሊ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ሃገርና ብኣካል ተረኺብካ ንዘይ ፈልጥ ወለዶና ከተፍልጥ እምሕጸነ ዓወት ንሓፍሽ።
Eritrea, GOD Shed his grace on thee...Thank you Awel Said
ካብዚ ኩሉ ዝተዛረቦ ናይ ቢኒ ደስ ኢልኒ ኣወል ኣንበሳ ማሕዛ ኣዴታቱ ❤❤❤❤❤
አወለይ ኮርዒዳ እንቋዕ ናትና ኮንካ። 🇪🇷🙏🇪🇷😍🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷👍🇪🇷👌🇪🇷💚🇪🇷
እካዕ ናተይ ኮንካ በሊ ኣመንዝራ ን Israel enda xerefes jehadist n hagerna aywklin eyu hagerna hagere Zion eya
@@samiboy6079ዝተመሸጠ ሬሳ ተከወል አስከ🤐🤫
❤❤❤ኣወል እንታይሞ ክብለካ ቃላት የብለይን። ጅግና ጅግና ጅግና!
ኣወል ንዓኻ ዝገልጹ ቃላት ክሳብ ዝረክብ ❤ በቃ ንበረልና ❤❤🎉🎉
ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክን ማማ ምብራቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ።
💯🙌🙏🇪🇷💪🏿👆💯
ኣወለይ ወዲ ሪመይ ጽቡቕ ኣቀራርባ ጽቡቕ ናይ ምንቃሕ ኣስተምህሮ ዩ ኣይትዝሓለኒ በስ እታ መሰጋገሪት ናይ ዋይት ሃውስ ኣብ ዕረፍቲ ትጥቀሙላ ኣብ ቀጻሊ ብ ታሪኽ ቦታታትና ግበርዋ 💪💪💪💪
መጸ መጸ መጸ ኣንበሳ ሃገረይ ክንዲ ሽህ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
Nice to hear from you Wedi Eray jegna as always great job with great messages thank you for your amazing service🙏🇪🇷💪❤️
Nay awel kesem menfsey hedse yebel kulu temherti nekaht eyu. Thank you awelino 🇪🇷❤️
ሓቂ ብሓቂ ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክካ ተባረክለይ ኣወል ሲዒድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
Awel arkey jigna ❤❤❤❤❤thanks more for your support and explanation of our country
ኣወለይ ጅግና ኣቦ መንእስያት❤❤❤
ሰላም ሰላም ኣወል ወዲ ኤረይ ጸባ እንስተኻኒ ጸባ ስተ ጽቡቅ ኣቀራርባ
🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷👑🇪🇷💐🇪🇷🐪🇪🇷🌻💪💪💪💪💪💪
ቡዙሕ ነምስግን ኣርቲስት ኣወሊኖ። በጣዕሚ ሃገራውነትካ ዘሐድስ ትምህርቲ። ❤❤❤❤❤🎉🎉 ሰላም ንሃገርና፡ ዘላለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና።
ደሃይካ ኣይተሓባእ ወዲ ኤረይ።
እንቋዕ ብሰላም መጻእኻ።
💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾
Awel enti kbhal zelewo asmaAyom nzom xebebti. Thank you Awel
ዋው ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መሃሪ መግለጺ አወሊኖ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን እምንየልካ ወዲ ኤረይ ሓየት❤ አገናዕ ወሰደ ወሰደ ወዲ ኤረይ ዘበለ ዓገበ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️🇪🇷🌿👍
አወሊኖ ዕድመን ጥዕናን ዮሃብካ አንበሳዉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይ ኣሰይይይ መጸ ጅግና ወድ ኤረይይይ 💪🏽💪🏽✊🏾🇪🇷🇪🇷🐪🐪💗💗 ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ ኩቡር ሓወይይይ ወድ ኤረይይይ ዓወት ን'ሓፋሸ 💪🏽💪🏽🙏🏾🎉🎉👍🏾🍇🍇🍇🍇🌽🌽🌽💕💕💕💕💕💕💕🌿🌻🌿🌻💕
ኣወል ጅግና ወዲ ሓባ ዓጽሙ ኣጆካ እስከ ነዘን ዑሱባት ኣደንዝዘን
Warsaw is shabia, I am shabia my kid are shabia. Nothing is more important than Remey. Shabi weld!! Ni zelalem
wow...Nice to be continued ....🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🙏🙏 i understanding Geo political .. learning in college ...❤
መርሓባ ኣዎሊኖ ሓበን ሃገር❤
ዳሃይካ ኣይትሓባኣና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome, welcome ጅግና ወዲ ጅግና cherish, cherish all of you 🇪🇷🇪🇷💪🏽🎉
ሐቅካ ኩሎም ሐደ መድሃኒአለም ፈጣሪና ምሳና ካልእ ንአምኖ የሐን እመን ክትድሕን አከለ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹💪✍️👊🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🌹🌹
Qexlo Admen tanan yhabk Fethari Jigna wedi jeganu Awel❤❤❤
Aweley, thanks 🙏 brother, for all you do! Keep it up 👍👋👏🌹🇪🇷💕🌹✊
ኣወል ስዕድ ዶ ከብለካ❤ ኣወል ብሉቱስ 🎉🎉 ሶርይ ብሓቅ አነ ይፈርሀ እየ፡ ኣብክብዱ ብሉቱስ ከይህልዎ🎉🎉🎉
behaki yegerem eu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@@freweyniyhdego7141ናይ ባሓቂ ትዕዲልቲ እዩ ኣውል
ሰብ ውርቂት ኣብ ቅድሚኣ ጊትራ ጋአገአ እንዳበሊት ናይ ኣውል ግን ውሁብቶ እዩ
ዓሽ ዓሽ አወል ጅግና ከማኻ እብዝሑ
Wawawawaw endei meglexi yebleyn hantiy kbleka gn ግጥሚ ግን ዶሚግካና ኣለካ ገለ በለና ❤❤❤
Keep up the good work ♥️ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🙏🙏🙏
ኣውል ማህደር ፖሎቲካ ኣይትጥፋኣና ኣብ ሃገር ሃገራውነትን ዘለካ ትንተና ናዓይ ዓብይ ዕቤት አዩ'ሞ ስሊዚ ኣትጥፋኣና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወል ጀግና እንቋዕ ብደሓን መጻኻ። ኣንበሳ ሚሳይል ከዳዓት🇪🇷💪🏾💚🇪🇷🙏🏾🇪🇷❤️🇪🇷
መርሓባ ወዲ ሓዎቦና ኩቡር ኣወልና ❤️🇪🇷😍🙏🏽🙏🏽💐💐🌴
አወል ጀግና ከመይ ክንገልፀካ
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብየት ዉቁድ ዘረባ ኣይተኻኣልካን ወዲ ኤረይ ብራቪስሞ ❤❤❤❤❤❤
ኣወለይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ትግርኛ ዝዛረቡ ይሁዳውያን ንትግራይ ኣትዮም ነሮም ነዚኣ ዘስተውዓለላ ሰብ የለን ኣብ ኢስራአል ዘለና ኣብ ማእከልና ኣለው ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ቶኻሉ ነንሕድሕድና ክንቃተል ዝሰርሑ ዜግነት ዝሃበቶም ኢስራአል
Bzuh seb enber tezariblu keman gin zigber sile zeyele enber ezi keytetense zitefelta endyu neru
መዎጽኦ የሃብኩም የሕዋት እሰራኤል ዘለኩም
Ajokum eski ahwat weladit amlka ms weda xlal tkunkum.
ጸሓይ ናይ ንግሆ የ ክጽበየካ የ ጸኒሐ የ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አወለይ መቅሰን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አበሳየ እሰታዝ ሐቢቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Aweley King🇪🇷. Klmneka Tariek Meley Banderana Amxealna Kndey Asha seb alo Nay Eritrea bandera zeytmeslo Slezi Kxbeyeka Ye Tarik Banderana Ktnegrena Natna Mukana Kea eznom dekifka Asmealey. Love you ❤
One ☝️ Eritrea 🇪🇷 First and 9 Tribes Forever! God bless, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people! Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Yesssss 1/2/9❤🎉
Wow thank you so much Awelino jigna hawey 🙏🏽👏🏽👍🏽❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤
Awel edmen tenan yhabka fetari 🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aweley natey kulu gzae eta ab lbey zela ika tewxeley❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉be strong my friend ❤❤❤
መርሓባ ጅግና ኣወል ስዒድ ናይ ሚድያ ሓርበኛ ኤርትራዊ ግሩም ሓቀኛ ማሃር ሃናጽ ክብር ሃገርን ሃማኖትን ዘማእከለ ጽኑዕ ሃለዋ መልእኽቲ እዩ። ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። ኣምላኽ ንኤርትራ ህዝቢን ባርኽ ብኩሉ ዓይነት ጀጋኑና ዝወለዳ አዴታት ኤርትራውያን ዝተባረኽን ኩና።
ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💪🏻🇪🇷👍🏻💙❤️🇪🇷💛💚🇪🇷✅