Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ብምኻን መደባትና ክትከታተሉን ሃናፂ ርኢቶ ክትህቡናን ብትሕትና ንላቦ።youtube.com/@wediromit
ብጣዕሚ ገረምቲ ስራሕቲ እዩ ሰሪሑ ክሳብ ሎሚ ናብ ርእሰይ ዝመላለሱ ደርፍታት ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃንካ የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ
ጸጋይ ትኩእ (ውረሰኒ ተጋዳላይ) ኣምጻልና ወዲ ሮሚጥ ሓወይ
ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽለሉ 💛❤ ድምጻዊ መጻኢ ብጣዕሚ እና ነድንቀኻን ንፈትወካን ብሓዱሽ ስራሕ ክተመጻና ተስፋ ንገብር ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💛❤
መፃኢ ቁኑእ ፣ የዋህ ፣ ስነጠበባዊ ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።
ጽቡቅ ብጣዕሚ መደብ ተተካአሉ ግን ገነት ሽደናይ ናብ መድረክ ኣምጽኣልና ወዲ ሮሚጥ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ወዲ ረሚጥ ገፅ ንፈትዎ ሰለ ዘረኣከና ድምፃዊ መፃኢ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነድነቀካ ብሓዱሽ ስራሕ ከምትመፅእ ተስፋ ንገብር❤😘
ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ነመስግነካ እዚ መድረኽ እዚ ዝኸፈትካ
Wowwww ወዲ ሮሚጥ thank you for bringing this guy(መጻኢ) !! ብጥዕሚመሃርን መስሓቅን!! ከም ሎሚ ስሒቀ አይፈልጥን!! መጻኢኻ ይለምልም
ብስሓቅ ቆሲለ ፍትዋት ደቂ ዓደይ❤️❤️❤️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍እቲ ታሪክ ሓሸኛ ይኩን ድርስት ይኩን እቲ ትደርፎ ድርፊ ናብ ስሚዒት ክንክድኖ ኣለና።😍😏😍😍😍😍#
መጻኢ ሓወይ ለባም ዕድመ ን ጥዕናን ይሃብካ thank you ወዲ ሮሚጥ
ኣሰይ ተጋሩዎይ ዕላሎም ድስ ክብል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ወግዒ
ዝፈትዎ Artist Metsaei ስለ ዝርኣኹኻ ደስ ኢሉኒ ብሓቂ ❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም የቀንየልና ወዲሮሚጥ ቀልዲ ምስ ቁም ነገር 🙏
Gifted artist Tegadalay Metsae , thank you for everything that you have done for your people.
ዘገርም ነገር እዩ ከም ሎሚ ብልቢ ስሕቀ ይፈልጥን ደስዝብል ከያኒ❤❤❤
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም መፂየ❤ &ሮሚጠይ ናሳሓቁም ንበሩ❤❤
ፀላእና ቲም ቲም ቲም ይበል ከብደይ ቆስሉ ብስሓቅ😂😂😂😂😂😂
ኣብ እግዚኣብሄር ዝተወከል መን ሓፍሩ ይፈልጥ እግዚኣብሄር ይመስገን ክብር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
ይይመችዋኻ ማዓረይ መፃኢ ሽኽር💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟👑👑👑👑👑👑👑
ወዲ ሮሚጥ ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ መደባትካ ኣዝየ እየ ዝፈትዎ❤መጻኢ ገ/ኪዳን ድማ እንዃዕ ሰላም መጻኻ😍
ጀጋኑና ብጣዓሚ ሳሓቢን መሳጥን ፕሮግራምእዩ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
Wedi ሮሚጥ ሓወይ መሰረት ሓድሽ ዘይተምጸኤልና ስለምንያይ ኣይተረዳኣንን ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ኣይላቭ ኢት
ምስ ኣኽብሮት ግን ሶሪ
እድመን ጥዒናን ይሐብኩም
እዉይ ስእነዮ ነይረ እንኳዕ ራኣኩካ ❤❤❤❤
የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ❤መፃኢ ገ/ኪዳን ብጣዕሚ ንፎትየካ ብሉፅ ኣርቲስት ኢኻ እንኳዕ ለ ረአናኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ🫶
ውዲ ሮሚጥ እንካዕ ብስላም መፅኩም መጻኢ ❤ ግርማይን አፅባሃ አመፅላና አነ ከፍቀር መስለይ ንሳ ክታአቢ መስላ እንታዳአ ውርውረ ዘብለ ❤❤
SELAMEKUME YEBEZAH HEZEBI TEGERAY MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
መፃኢ እኮ ቤትምህርቲ ወያነ እናሃለና ፅቡቅ ስኣላይ ነይሩ
ወዲ ሮምጥ ሰሐቅ ቀትልካና ጹቡቅ መደብ
ወዲ ሮረሚጥ ሓወይ አጠቃቅማ ላዛ ትግርኞካ አዝዩ ፅብቅ እዩ ቀፅለሉ ንገለ ገለ አጋይሽኻ ግን አርሞም ሱዕ አዘራርባ ይዛረቡ
ደስ ባሃለተ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ተጋሩዎይ ደስ ክብል ብልፃት እኹም ❤❤❤❤
አያና ብጣዕሚ ንፈትወካ ኢና ኣብ ትግራይ ካብዘለው ሾው ዝበለፀዝመቀረ ❤ዝገርም ❤️ዘምህር ❤️ዘሐጉስ ❤️ዘዘናግዕ ♥️ዘስንቅ ❤️ብቡሉጽ ተሞክሮታትኩም... ሞራል. ዝህብ ሽዉ እዩ ቶም ክሳብ ሕዚ ዘቅረብካዮም.. ክእለቶም. ኣንደበቶም. ዕላሎም. እድብ ርግዕ ልስልስ ዝበለ ክዉደኡ ዘይንደልዮም ዝገርሙ ስነጥበበኛታትት እዮም l love you ንኹልኹም ❤️♥️ኣጆኹም ቀፅሉሉብፍላይ ዝገርም ድማ ወድ ሮም ናይ ተዘክሮ ክእለትካ ዝገርም እዩ ❤️ቱፍቱፍ ካብ ዓይኒ ይምሓርካ....
ብጥዓሚ እየ ዘመስግን ክብረት ይሃበለይ
tegaruwani aberatatewo eba❤❤
ይመችኹም ዞም ናትና😅❤❤
መፃኢ ብሓቅ ንፁሁ ሰብ😍😍
Love you both 🥰🥰
Thank you so much wedi Romit ❤❤❤❤❤ Thank you so much Metsaeeee❤❤❤❤❤
ልገርም ፃንሒት ነይሩ ማርያምን ምስሓቂ ድራማ ሪአ ያን ያህል ኣይስሕቂ ኣብዛ ፃንሒት እዚኣ ግን ብጣዕሚ ስሒ እና ኣቱም ክባራት ከየንትና ክብሪ ይግበኣኩም እዩ ንበሩልና ንፈትወኩም ኢና ሰሰናዩ ንዓኹም ቀፅለሉ ክቡር ኣያና ኣርቲስት ወዲ ሮሚጥ ድማ🙏
መፃኢ❤ክፈትዎ
Keyenti Tigray ab dimsi kone ab adi mikilikal jeginetkum buzuh eyu emo hezi le hadinetna ab lelo koynu bertiu fetari yihagizkum 🙏🌹💪🌷👍💐👌
❤❤❤
ዘይፅገብ ዕላል❤❤❤❤
ከመይ ኣለኹም ፍቱዋት ኣሕዋትና ኽብሪ ላኹም ብሉፃተይ 🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️👍👍👍
ግርም ደስባሃሊ
Nice to see you Metsae❤
Ezi wedi ab hzbi Eritrea zelewo xli fuluy u.
Berhane Meskel ...ayneyhadani mahelaki.Girmay Atebha..ane kafekr mesly temchkniTederos......tetirenyFiven Tegeay...fetewy halaly Ezom zetefeu artist akerbelna bejaka zytefe tezeta alena......please wedi Romti
Gen abe xeli aytnber 😊
ጀጋኑና
Sigerm keyani kekisineka meat 👍👍
Very nice show, keep it up
❤ኣብየት ትሕትና❤
መ❤ፃ❤ኢ❤
ወዲ ሮሚጥ ብሉጽ መድብ ምስ ብሉጻት ኣርቲስታት ዝናፈቅናዮም ተጋንየናለካ የቀንየልና ❤ን ኣሰፋ ወልደጀወርግስ ማእከል ማእከል ኪዲ ከም ንግስተ ንህቢ ሆ ርግቢት ገዝብል ባ ኣምጸኣልና ጋይስ በጃኩም ላይክ ጌርኩም ከምዝቀርበልና ግበሩ ብጣእሚ እየ ዝፈትዎ 😍
ስጦታ×××××××× ውህብቶ❤❤❤
Wedi romit hawey mulue zeygodel akimi zeleka jigina tigraway eka emo ketsilelu gin gize wisik ablika gayashuka mulue dihirbayta nimrdae nihagezena nabinet nay metsae gebrekida entewesdina wedi 5 amet kolia alen eluna gin nemintay kisab hiz wedi 5 amet haliywo elika mihitat fikadegna entekoynu
መፃኢ ከምዙይ መስሓቅ ምኳንካ አይፈልጥን ነይረ😅
Hahaha , so funny incident.we this program and people.
ብሩክ ልኮነ ደራፊ
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
መፄ❤❤
❤❤❤❤😂😂😂😂
❤❤🎉🎉wow 🎉🥰🥰🤣🤣🤣🙏🙏
ብትግርኛ ሳዕስዒት
❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ቴም ቴም👌👌👌👌💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
Akusilkumuni❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😅😅😅😅😅😅😅12ሚሊየን ክህዘኒ እዩ።ኣይህቀይካን እዩ። ኣብዘይምልከተካ ኣይትእቶ።😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ብሳሓቅ መይተ።😅😅😅😅😅
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🙏🙏
ኣሕ ኣብ ጁባ ኣፍቃሪተይ ኣብ ትግራይ ሽመልባ ገዲፈያ ክበኪ ይውዕል ኔሬ
😂😂😂😂😂😂😂nay bahaki
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ዳኣ ናይ ሰብ ፍቅሪ ዝባሃል የቡሉን ኣሰመሳይ እዩ ሚዛነይ ካብ ትግራይ ኣይዶል ዝተዛረቦ እየ ወሲደዬ
❤❤🎉🎉🎉
ነዚ ሰራቒ ደርፊ ናይ ፍሕራ ድኣ አንታይ ከተምጻሉ ከተጽርፎ ኢልካስ ኣምጽኻዮ። በሉ ጽቡቕ ጌርኩም ጽረፍዎ ምናልባት እንተለበመ።
ንፍሒራ እዉን እሱ እዩ ሂቡዎ... ከም እስጥፋኖስ ጉዕሽ ን ቆርጫጭ ግጥሚ ዝሃቦ 😊
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍
🤩🤩🤩🤩🤩
😂😂😂😂
❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉
Hade ka etay diyu elu kewueu awutsieu tenahabeley eluwam akindi tsnati yhabkum zblom tenahabeley eluwam ybehal etay kemzbehal zeymflat
❤❤❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤🎉🎉🎉❤
Artists of death no Artist has dead in Tigray wars alongside soldiers Liars
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ብምኻን መደባትና ክትከታተሉን ሃናፂ ርኢቶ ክትህቡናን ብትሕትና ንላቦ።
youtube.com/@wediromit
ብጣዕሚ ገረምቲ ስራሕቲ እዩ ሰሪሑ ክሳብ ሎሚ ናብ ርእሰይ ዝመላለሱ ደርፍታት ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃንካ የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ
ጸጋይ ትኩእ (ውረሰኒ ተጋዳላይ) ኣምጻልና ወዲ ሮሚጥ ሓወይ
ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽለሉ 💛❤ ድምጻዊ መጻኢ ብጣዕሚ እና ነድንቀኻን ንፈትወካን ብሓዱሽ ስራሕ ክተመጻና ተስፋ ንገብር ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💛❤
መፃኢ ቁኑእ ፣ የዋህ ፣ ስነጠበባዊ ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።
ጽቡቅ ብጣዕሚ መደብ ተተካአሉ ግን ገነት ሽደናይ ናብ መድረክ ኣምጽኣልና ወዲ ሮሚጥ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ወዲ ረሚጥ ገፅ ንፈትዎ ሰለ ዘረኣከና ድምፃዊ መፃኢ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነድነቀካ ብሓዱሽ ስራሕ ከምትመፅእ ተስፋ ንገብር❤😘
ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ነመስግነካ እዚ መድረኽ እዚ ዝኸፈትካ
Wowwww ወዲ ሮሚጥ thank you for bringing this guy(መጻኢ) !! ብጥዕሚመሃርን መስሓቅን!! ከም ሎሚ ስሒቀ አይፈልጥን!! መጻኢኻ ይለምልም
ብስሓቅ ቆሲለ ፍትዋት ደቂ ዓደይ❤️❤️❤️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍እቲ ታሪክ ሓሸኛ ይኩን ድርስት ይኩን እቲ ትደርፎ ድርፊ ናብ ስሚዒት ክንክድኖ ኣለና።😍😏😍😍😍😍#
መጻኢ ሓወይ ለባም ዕድመ ን ጥዕናን ይሃብካ thank you ወዲ ሮሚጥ
ኣሰይ ተጋሩዎይ ዕላሎም ድስ ክብል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ወግዒ
ዝፈትዎ Artist Metsaei ስለ ዝርኣኹኻ ደስ ኢሉኒ ብሓቂ ❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም የቀንየልና ወዲሮሚጥ ቀልዲ ምስ ቁም ነገር 🙏
Gifted artist Tegadalay Metsae , thank you for everything that you have done for your people.
ዘገርም ነገር እዩ ከም ሎሚ ብልቢ ስሕቀ ይፈልጥን ደስዝብል ከያኒ❤❤❤
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም መፂየ❤ &ሮሚጠይ ናሳሓቁም ንበሩ❤❤
ፀላእና ቲም ቲም ቲም ይበል ከብደይ ቆስሉ ብስሓቅ😂😂😂😂😂😂
ኣብ እግዚኣብሄር ዝተወከል መን ሓፍሩ ይፈልጥ እግዚኣብሄር ይመስገን ክብር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
ይይመችዋኻ ማዓረይ መፃኢ ሽኽር💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟👑👑👑👑👑👑👑
ወዲ ሮሚጥ ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ መደባትካ ኣዝየ እየ ዝፈትዎ❤መጻኢ ገ/ኪዳን ድማ እንዃዕ ሰላም መጻኻ😍
ጀጋኑና ብጣዓሚ ሳሓቢን መሳጥን ፕሮግራምእዩ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
Wedi ሮሚጥ ሓወይ መሰረት ሓድሽ ዘይተምጸኤልና ስለምንያይ ኣይተረዳኣንን ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ኣይላቭ ኢት
ምስ ኣኽብሮት ግን ሶሪ
እድመን ጥዒናን ይሐብኩም
እዉይ ስእነዮ ነይረ እንኳዕ ራኣኩካ ❤❤❤❤
የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ❤
መፃኢ ገ/ኪዳን ብጣዕሚ ንፎትየካ ብሉፅ ኣርቲስት ኢኻ እንኳዕ ለ ረአናኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ🫶
ውዲ ሮሚጥ እንካዕ ብስላም መፅኩም መጻኢ ❤ ግርማይን አፅባሃ አመፅላና አነ ከፍቀር መስለይ ንሳ ክታአቢ መስላ እንታዳአ ውርውረ ዘብለ ❤❤
SELAMEKUME YEBEZAH HEZEBI TEGERAY MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
መፃኢ እኮ ቤትምህርቲ ወያነ እናሃለና ፅቡቅ ስኣላይ
ነይሩ
ወዲ ሮምጥ ሰሐቅ ቀትልካና ጹቡቅ መደብ
ወዲ ሮረሚጥ ሓወይ አጠቃቅማ ላዛ ትግርኞካ አዝዩ ፅብቅ እዩ ቀፅለሉ ንገለ ገለ አጋይሽኻ ግን አርሞም ሱዕ አዘራርባ ይዛረቡ
ደስ ባሃለተ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ተጋሩዎይ ደስ ክብል ብልፃት እኹም ❤❤❤❤
አያና ብጣዕሚ ንፈትወካ ኢና ኣብ ትግራይ ካብዘለው ሾው ዝበለፀ
ዝመቀረ ❤
ዝገርም ❤️
ዘምህር ❤️
ዘሐጉስ ❤️
ዘዘናግዕ ♥️
ዘስንቅ ❤️ብቡሉጽ ተሞክሮታትኩም... ሞራል. ዝህብ ሽዉ እዩ ቶም ክሳብ ሕዚ ዘቅረብካዮም.. ክእለቶም. ኣንደበቶም. ዕላሎም. እድብ ርግዕ ልስልስ ዝበለ ክዉደኡ ዘይንደልዮም ዝገርሙ ስነጥበበኛታትት እዮም l love you ንኹልኹም ❤️♥️ኣጆኹም ቀፅሉሉ
ብፍላይ ዝገርም ድማ ወድ ሮም ናይ ተዘክሮ ክእለትካ ዝገርም እዩ ❤️ቱፍቱፍ ካብ ዓይኒ ይምሓርካ....
ብጥዓሚ እየ ዘመስግን ክብረት ይሃበለይ
tegaruwani aberatatewo eba❤❤
ይመችኹም ዞም ናትና😅❤❤
መፃኢ ብሓቅ ንፁሁ ሰብ😍😍
Love you both 🥰🥰
Thank you so much wedi Romit ❤❤❤❤❤ Thank you so much Metsaeeee❤❤❤❤❤
ልገርም ፃንሒት ነይሩ ማርያምን ምስሓቂ ድራማ ሪአ ያን ያህል ኣይስሕቂ ኣብዛ ፃንሒት እዚኣ ግን ብጣዕሚ ስሒ እና ኣቱም ክባራት ከየንትና ክብሪ ይግበኣኩም እዩ ንበሩልና ንፈትወኩም ኢና ሰሰናዩ ንዓኹም ቀፅለሉ ክቡር ኣያና ኣርቲስት ወዲ ሮሚጥ ድማ🙏
መፃኢ❤ክፈትዎ
Keyenti Tigray ab dimsi kone ab adi mikilikal jeginetkum buzuh eyu emo hezi le hadinetna ab lelo koynu bertiu fetari yihagizkum 🙏🌹💪🌷👍💐👌
❤❤❤
ዘይፅገብ ዕላል❤❤❤❤
ከመይ ኣለኹም ፍቱዋት ኣሕዋትና ኽብሪ ላኹም ብሉፃተይ 🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️👍👍👍
ግርም ደስባሃሊ
Nice to see you Metsae❤
Ezi wedi ab hzbi Eritrea zelewo xli fuluy u.
Berhane Meskel ...ayneyhadani mahelaki.
Girmay Atebha..ane kafekr mesly temchkni
Tederos......tetireny
Fiven Tegeay...fetewy halaly
Ezom zetefeu artist akerbelna bejaka zytefe tezeta alena......please wedi Romti
Gen abe xeli aytnber 😊
ጀጋኑና
Sigerm keyani kekisineka meat 👍👍
Very nice show, keep it up
❤ኣብየት ትሕትና❤
መ❤ፃ❤ኢ❤
ወዲ ሮሚጥ ብሉጽ መድብ ምስ ብሉጻት ኣርቲስታት ዝናፈቅናዮም ተጋንየናለካ የቀንየልና ❤
ን ኣሰፋ ወልደጀወርግስ
ማእከል ማእከል ኪዲ ከም ንግስተ ንህቢ ሆ ርግቢት ገዝብል ባ ኣምጸኣልና ጋይስ በጃኩም ላይክ ጌርኩም ከምዝቀርበልና ግበሩ ብጣእሚ እየ ዝፈትዎ 😍