Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ግረማይ አፅባሃ አመፅላና ቱቡሉ እስኪ 👍ግቡሩ ❤❤🙏🙏
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ዋይ ምስጌ ዝገርም ፍልጠት።ዝገርም ጥበብ።ሓቀኛ።ኑፁህ ከም ማይ ነጉሆ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ወግዑ እውን ሙዚቃ ዝኾነ ወዲ!!! እንኳዕ ናትና ኾንካ፡ ምስጌ!
ወዲ ሮሚጥ❤ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ዝፈትዎ ጋሻ #ምስግየ😍ድማ እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ይፈትወኩም እየ ልኹልኹም ተጋሩዋይ💛❤💛❤
የኽብርካ ክቡር ሓው ጠፊኡ ዝነበረ ስነ ጥበበኛ ኢካ ናብ ትንሳኤ ሞያኡ ትጎቶ ኣለኻ❤❤❤❤
ቀዳም ቀዳም እዶ ኣምጻኣዮ ክንስሕቅ ወዲ ሮሚጥ ነብሲ ❤❤😂😂😂😂 ግን ጽሩይ ትግርኛ ኣላምዶ ኢኻ😂😂😂😂😂
ዋው!ወዲ ሮሚትን ምስጌን መምሃርን ዘዘናግዕን መደብ እዩ ነይሩ ምስጌን መስሓቕ ሰብ ምንባሩ ኣይንፈልጥን ኢና😅ክልቴኹም ዓቢ ስራሕኩም ቀጽልዎ።ንኽልቴኹም ጥዕና፣ዓወትን ሓጎስን ንምነየልኩም::🇻🇳👏👏💕🇪🇷
አብ ኩሉ ዓለም ትርከቡ ተጋሩ ሰናይ ናይ ምጅማር ፆም ይግበረልኩም ትግራይ ዓድና ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይፍጠረልኪ ሮሚጠይ❤❤ ምስጌ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ምስጌ አይትድሃሎም ነዞም ተወደዳርቲ ላዛ😂😂
ምስጌ ሓወይ ብሉጽ ስነጥበባዊ ኢካ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ሳላ ተወየነ የለን ዝተሳዕነ ትብል ዜማካ ❤💛
ተጋሩዋይ ምቁራት ❤🎉
ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ዝፍቶ መደብ ኣለካ ኣብ ርእሲ ተፈታውንትካ ካልእ ተፈታውነት ወሲኽካ ኢኻ እሞ ቐፅለሉ ሓደ ሰብ ግን ክተቕረበለይ ደልየ ኣብ ብዙሕ ስራሕቲ ጥበብ ሽሙ ተፃሒፉ ይርከብ ብ ዳይሬክቲን ብግጥሚ ብዜማ ብስራሕቲ ፕሮሞሽን ኣብ ዝተፈላለየ ቃለ መሕትት ከየንቲ ከምስግንዎ ደጋጊሞም ዮሴፍ ይሕደጎ (ጆሴ) እናበሉ ክፅውዕዎ ይሰምዕ እየ ግን ድማ ብመልክዕ ኣብዝኾነ ሚድያ ርኤዮ ኣይፈልጥን እሞ ተኼልካ ኣቕርበልና ብዝተረፈ ግን ኣብ ኣስራሕኻ ኹሉ ኣሳልጦ ይምነየልካ
ምስጌ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊና ❤ግን ምስዚብቕዓትካ ኣብዚ ሕማቕ ግዜ ንሽግርና ዝገልጽ ኣይሰራሕካን🙆 ዕላልካ መሳጢ ኬፍ ኣለካ፡ ምስ ሮሚጥና❤😊
Lfetyekum msge and wedi romit❤️💛😘
Msgey Neberlena betim eye Zekberka Fekar!!❤❤❤
ብጣዕሚ ዜዝፈትዎን ዘድንቆ አርቲስት🙏🙏🙏😍😍😍😍
ወዲ ሮሚጥ ሓውና ዕላልኩም ክጥዕም ምስ ጌ ድማ ብጣዕሚ በሊሕ ሰነ ጥበበኛ እዩ። እንኳዕ ኣቅረብካልና
Wed Romti yekenelna Nmsg sel zkerbkalena bezh eye zfkuro ❤❤❤❤💞💞💞
ቀዳም ቀዳም እዶ ኣምጻኣዮ ክንስሕቅ ወዲ ሮሚጥ ነብሲ ❤❤😂😂😂😂
መዲ ሮሚጥ ይቅርታ ምናልባሽ ዘይሰማዕናዮ ዶ ይህሉ ኣካዳድናካ ፁቡቅ ኣይኮነን።ኣታ ፀልም ዶ ኣይኣክለናን።ታይ ሕማቅ ኣጋጣሙካ ሓወይ።ኣነ ናይ ከብሮም ሓውካ መታዓብይቲ።ማህሬቲ እየ። ❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ምስጌ ጆክ ብጣዕሚ ኣዛናግዕና የቐንየልና
መሱጉን ሓወይ እደ ሰለሙን ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ነመስገን ብፍላይ ካሰቱ ኣስታዊስካ ሰለ ዝተየካዮ ላንቻ ጀርዚኖ ስትድዮ ወይ ግዜ ኣነ ዋላ ሰሚዒዮ እየ ካሴቱ እሞ ጀግና ናተይ ምስጌ
ምስጌ እንኳዕ ደሓን መጻካ🙏
ምስጋና ብጥዕሚ እየ ዝፍተው ጅጋና ዳኛ እዩ ❤❤❤
Good job Wedi Romit. I love the way you wanted to use only Tigrigna. Proud 🎉
ምሥጌ ዕላሉ ጥዑም።
Msge...#1Kumnegeregna!!...Long live brother!🙏..Thanks to Wedi Romit show❤For inviting him.
ትኽክል
ምስጌ ንፁህ ቅኑዕ ሰብ❤ ዕዴመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🏼🫶
ብሓቂ ትግራዋይ ሓዳጊ እንበይ ረሳዒ ኣይኩነን
ረሳዒ ባ።
ሕማቓት ኢና ኣየናይ ,ዩ ዝሕደግን ዘይሕደግን ኢልካ ክፍለ ይግበኦ፡ ሽዑ ነብሰ ምክልኻል ክትገብርን ደምበኻ ምፍላጥን ይግባእ።
ንምንተይ ትደርፍታት ትቆርፆ ወዲ ሮሚጥ ኣብ ዩቱብ ንከታተልካ ከምዘለና ኣይትረስዓዮ
ምስግና ኣቦ ጥበብ...ጎይታ ጠባይ !
I love this conversation. Wedi Remit I love the way you conduct conversation 🎉
ዋይ ዝምስግና ታይ እዩ ሮሞጥ ዓርከይ ዝብሎ 10ግዜ ዋይ ስኽፍ ዘይብሎ
Smart man!
ምስጌ ብሓቂ ዕምቆት ዘለዎ ኣጋላልጻ ምስ ዋዛ
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ምስጌ ሓወይ ልክዕ እኮ እካ።ኣብዛ ዓለምካብ ንእሽተይ እስካብ እቲ ዓብይ ስብ ዝሰርሖ ስሕተት ይሁዳ እዩ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ምስጌ ሽኮር ክፈትወካ😍😘
ዋይ ክነፍዕ ወዲ ኣቤት ብቕዓት ምስግና ክበረልና ዝሓወይ
ወዲ ሮሚጥ ንምሥጌ ምሥ ብዓልቲ ቤቱ እንተትዕድሞ ዝበለፀ ፅቡቅ ምዃነ ይመሥለኒ።
ምስጌ ፍሉይ ሰብ እዩ🥰
Subuk Midea eyu nemesgin keslulu🙏❤💪🤎👌💜👍💖💐🌹🌷
ወዲ ሮሚጥ ሾው ድሕሪ ነዊሕን ዝተሓላለኸን ከይዲ ድሕረት ኣታሓሳስባ መንግስቲ ቀይዲ በቲኻ ዝተረኸበት ሓንትን ድምቕትን ሚድያ ጥበባት ሓንቲ እያ።ንከናኸና ነዕምብባ።
ብትኽክል የቐንየለይ ተጋዳላይ ትግራይ❤
What a smart guy ❤❤❤❤❤❤
Btaemi lgerm hasab msge gerami seb
Waww❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ከየንትና🎉🎉🎉
welcome ❤
ምሥጌ ብሉፅ ሠብ። ንሕና ናይዚ ወዲ ክእለት ናይ ምርዳእ ክለትና ትሑት ይመሥለኒ።ደሥ ክብለካ እዚ ምሥጌ።
Tanx!Mulugeta.
የቀንየልና ደሰብሃሊ ❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤
ትኽክል❤
ሠላም ወድ ሮሚጥ ሓወና ፈለማ ብተቕርበልና መደብ ከመስፍነካ ይፈቱ ናይ በሓቂክኢላ ኢኻ መደብካ ብጣዕሚ ሰሓቢ እዩ፡ኣጆዃ ቀጽሎ ክብለካ ድማ ይፈቱ።እሞ ኣብቶም ደርፊብከተስምዑና ከለኹም ሲ ሓጺር ስለዝኾነ ንኮፒራይትን ገለን ጸገም ስለዝኾነ፡እሞ ሊንክ እንተትገድፉልና ጽቡቕ ኔሩ ካልእ ጽቡቕ መደብ ዩ ቀጽሎ
ገርማይ ኣፅብሃ ኣምፅእልና ጣዓሚእየ ዝፍትው
des kbleka ብኹሉ ነገሩ ብሉፅ ስነ ጥበበዊ❤❤
Nay bhaki mesge zegerem senetebebawi iyu 👑
ሮሚጥ አያና ክበረልና ን ምስጌ ሓውና ብዓል ምሉእ ሞያ ጋሻ ጌርካ መምሃሪ ሓሳብ ስል ዘቅረብካልና የቀኔልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ን በሩልና❤❤❤❤❤❤
ደስ ክብሉ❤❤❤❤❤❤❤
ምስግና ግን መዝሙር መኣስ እዩ ዝሰርሕ
ንሰሎሞን ባይረ አቅርቦ
Love ተጋሩ ❤
ዋዋ ዕላሎም ክምስጠካ ክልተቡሉፁት👌👍
ቡሉፅ ስነ ጥበባዊ ምስጌ❤❤❤❤
Bsru wedi romit ymocheyka
ምሥጌ ፍሉይ ክእለት ዘለዎ ክፍጠር ካብ ዝግብኦ ዘመን ቀዲሙ ዝተፈጠረ ብዓል ሙያ።
Mesgena gerami felate belutis semetebebeya iyu beka best legend iyu 🙏🙏🙏
ምሥጌ ደሥ ዝብል ንፁህ ሠብ።
❤ዋዉ ብጣዕሚ መሳጢ መደብ
ምስጌ መኽሰብ ዝፈትዎ ሰብ❤❤❤❤
ሮሞጥ...very humble guyI enjoy it
ሓዳግ ሰለ ዝኾነይ ድዩ ካብ ጥንቲ እሰከ ለሚ ዋጋ ለኽፍለሎ ሓድጊ እልተገበረሉ ከመይ እዩ ለለወለዶ ላተመንጠለ😢
Misgina zgerm seb, he is love ,wise & human Artist. He knows how to explore our languge/ Tigrigna.i wish him healthy & prosperity. For wedi Romith too. Thanks guys.
I love him❤ he is my favoritt! Thank u for service❤
𝑚𝑖𝑠𝑔𝑒 𝑙𝑒𝑔𝑒𝑛𝑑 ❤
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ኸዲ ርሚጥ እተቅርቦም ጋሻታትካ ከም ወዝናኑዩን አም ዘምሁሩን ርግፀኛ ኩን።ምክንያቱ እንድዒ ካብ ኣጣያይቃካ ይኩን ወይስ እቶም ጋሻታትካኣባካ ስለ ዝቀረቡ ደስ እልዎም ፍትሕእሎም ስለዝዛረቡ ኣይርደአንን።ግን ዝስልቹ መወናጊዒ እወን ኣይኮነን ዘይትፈትዎ ናይ ትምህርቲ ዓይነትት ትምህርቲ እውን ኣይኮነን።ብዝገርም እናዋዘየ ዘምህር ሾው እዩ።100000000000%🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍
💖💖💖💖👍👍
Kibri yhabelna ayana wedi romit jegna ! Beyzaka jegna tegadalay Fiseha zerihun Akrbelna beyzaka zhawey bitami ena nfetwon nednkon !
❤❤❤❤musgun Thanks for your service
❤🎉
smart man
❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
XEBUKE ALKHA JEGENA
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐🌺🌸
❤❤❤❤💊💊💊💊💘💘💘🙏🙏🙏
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤️❤️🙏🙏🕊🕊
natinael bahta(mebred) yikreb tblu ❤
❤❤❤❤❤😂😂😂
WAY NESEKHA EWENI XEBUKE GEBERKAYAA TAHAGESELKA EYY
HAKEKHAA NEGEROME XEBUKE GERKAA
ሓሳዊ ረሳዓይ እባ ሞት መንእሰያት ዝኻሓደ
ኩትሻካ ፈተያ😅
😂😂😂
ብልክዕ ነጊርካና ኣቴ ኣነ እዉን Subscribe ጌረ ንስኹም ከ ?
ተጋሩ ካብ ገጽ ምድሪ ከነጥፋኩም ኢና ኣቲና ኔርና ኣብ ውሽጢ 6 ዓመት 6 ሚልዮን ህዝቢ ቅተሉ ተባሂልና ግን ኮሊፍኩምና ተኮሊፍና
መሳኪን ብጀካ ጽልኢ ፀርፊ ምቅታል ካልእ ተውህቦ የብልኩምን። እቲ ትማሊ ንህዝቢ ትግራይ ዘድሓነ ፈዳይ ሕነ ኣምላኽ ኣብ ዝፋኑ ኣሎ እዚኣ ከይትርስዓ ወዲ ተሓንጋራይ 😉
ብስምኣብ 😪
ግረማይ አፅባሃ አመፅላና ቱቡሉ እስኪ 👍ግቡሩ ❤❤🙏🙏
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ዋይ ምስጌ ዝገርም ፍልጠት።ዝገርም ጥበብ።ሓቀኛ።ኑፁህ ከም ማይ ነጉሆ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ወግዑ እውን ሙዚቃ ዝኾነ ወዲ!!!
እንኳዕ ናትና ኾንካ፡ ምስጌ!
ወዲ ሮሚጥ❤ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ዝፈትዎ ጋሻ #ምስግየ😍ድማ እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ይፈትወኩም እየ ልኹልኹም ተጋሩዋይ💛❤💛❤
የኽብርካ ክቡር ሓው ጠፊኡ ዝነበረ ስነ ጥበበኛ ኢካ ናብ ትንሳኤ ሞያኡ ትጎቶ ኣለኻ❤❤❤❤
ቀዳም ቀዳም እዶ ኣምጻኣዮ ክንስሕቅ ወዲ ሮሚጥ ነብሲ ❤❤😂😂😂😂 ግን ጽሩይ ትግርኛ ኣላምዶ ኢኻ😂😂😂😂😂
ዋው!ወዲ ሮሚትን ምስጌን መምሃርን ዘዘናግዕን መደብ እዩ ነይሩ ምስጌን መስሓቕ ሰብ ምንባሩ ኣይንፈልጥን ኢና😅ክልቴኹም ዓቢ ስራሕኩም ቀጽልዎ።ንኽልቴኹም ጥዕና፣ዓወትን ሓጎስን ንምነየልኩም::🇻🇳👏👏💕🇪🇷
አብ ኩሉ ዓለም ትርከቡ ተጋሩ ሰናይ ናይ ምጅማር ፆም ይግበረልኩም ትግራይ ዓድና ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይፍጠረልኪ ሮሚጠይ❤❤ ምስጌ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ምስጌ አይትድሃሎም ነዞም ተወደዳርቲ ላዛ😂😂
ምስጌ ሓወይ ብሉጽ ስነጥበባዊ ኢካ
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ሳላ ተወየነ የለን ዝተሳዕነ ትብል ዜማካ ❤💛
ተጋሩዋይ ምቁራት ❤🎉
ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ዝፍቶ መደብ ኣለካ ኣብ ርእሲ ተፈታውንትካ ካልእ ተፈታውነት ወሲኽካ ኢኻ እሞ ቐፅለሉ ሓደ ሰብ ግን ክተቕረበለይ ደልየ ኣብ ብዙሕ ስራሕቲ ጥበብ ሽሙ ተፃሒፉ ይርከብ ብ ዳይሬክቲን ብግጥሚ ብዜማ ብስራሕቲ ፕሮሞሽን ኣብ ዝተፈላለየ ቃለ መሕትት ከየንቲ ከምስግንዎ ደጋጊሞም ዮሴፍ ይሕደጎ (ጆሴ) እናበሉ ክፅውዕዎ ይሰምዕ እየ ግን ድማ ብመልክዕ ኣብዝኾነ ሚድያ ርኤዮ ኣይፈልጥን እሞ ተኼልካ ኣቕርበልና ብዝተረፈ ግን ኣብ ኣስራሕኻ ኹሉ ኣሳልጦ ይምነየልካ
ምስጌ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊና ❤
ግን ምስዚብቕዓትካ ኣብዚ ሕማቕ ግዜ ንሽግርና ዝገልጽ ኣይሰራሕካን🙆 ዕላልካ መሳጢ ኬፍ ኣለካ፡ ምስ ሮሚጥና❤😊
Lfetyekum msge and wedi romit❤️💛😘
Msgey Neberlena betim eye Zekberka Fekar!!❤❤❤
ብጣዕሚ ዜዝፈትዎን ዘድንቆ አርቲስት🙏🙏🙏😍😍😍😍
ወዲ ሮሚጥ ሓውና ዕላልኩም ክጥዕም ምስ ጌ ድማ ብጣዕሚ በሊሕ ሰነ ጥበበኛ እዩ። እንኳዕ ኣቅረብካልና
Wed Romti yekenelna Nmsg sel zkerbkalena bezh eye zfkuro ❤❤❤❤💞💞💞
ቀዳም ቀዳም እዶ ኣምጻኣዮ ክንስሕቅ ወዲ ሮሚጥ ነብሲ ❤❤😂😂😂😂
መዲ ሮሚጥ ይቅርታ ምናልባሽ ዘይሰማዕናዮ ዶ ይህሉ ኣካዳድናካ ፁቡቅ ኣይኮነን።ኣታ ፀልም ዶ ኣይኣክለናን።ታይ ሕማቅ ኣጋጣሙካ ሓወይ።ኣነ ናይ ከብሮም ሓውካ መታዓብይቲ።ማህሬቲ እየ። ❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ምስጌ ጆክ ብጣዕሚ ኣዛናግዕና የቐንየልና
መሱጉን ሓወይ እደ ሰለሙን ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ነመስገን ብፍላይ ካሰቱ ኣስታዊስካ ሰለ ዝተየካዮ ላንቻ ጀርዚኖ ስትድዮ ወይ ግዜ ኣነ ዋላ ሰሚዒዮ እየ ካሴቱ እሞ ጀግና ናተይ ምስጌ
ምስጌ እንኳዕ ደሓን መጻካ🙏
ምስጋና ብጥዕሚ እየ ዝፍተው ጅጋና ዳኛ እዩ ❤❤❤
Good job Wedi Romit. I love the way you wanted to use only Tigrigna. Proud 🎉
ምሥጌ ዕላሉ ጥዑም።
Msge...#1
Kumnegeregna!!...Long live brother!🙏
.
.
Thanks to Wedi Romit show❤
For inviting him.
ትኽክል
ምስጌ ንፁህ ቅኑዕ ሰብ❤ ዕዴመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🏼🫶
ብሓቂ ትግራዋይ ሓዳጊ እንበይ ረሳዒ ኣይኩነን
ረሳዒ ባ።
ሕማቓት ኢና ኣየናይ ,ዩ ዝሕደግን ዘይሕደግን ኢልካ ክፍለ ይግበኦ፡ ሽዑ ነብሰ ምክልኻል ክትገብርን ደምበኻ ምፍላጥን ይግባእ።
ንምንተይ ትደርፍታት ትቆርፆ ወዲ ሮሚጥ ኣብ ዩቱብ ንከታተልካ ከምዘለና ኣይትረስዓዮ
ምስግና ኣቦ ጥበብ...ጎይታ ጠባይ !
I love this conversation. Wedi Remit I love the way you conduct conversation 🎉
ዋይ ዝምስግና ታይ እዩ ሮሞጥ ዓርከይ ዝብሎ 10ግዜ ዋይ ስኽፍ ዘይብሎ
Smart man!
ምስጌ ብሓቂ ዕምቆት ዘለዎ ኣጋላልጻ ምስ ዋዛ
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ምስጌ ሓወይ ልክዕ እኮ እካ።ኣብዛ ዓለምካብ ንእሽተይ እስካብ እቲ ዓብይ ስብ ዝሰርሖ ስሕተት ይሁዳ እዩ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ምስጌ ሽኮር ክፈትወካ😍😘
ዋይ ክነፍዕ ወዲ ኣቤት ብቕዓት ምስግና ክበረልና ዝሓወይ
ወዲ ሮሚጥ ንምሥጌ ምሥ ብዓልቲ ቤቱ እንተትዕድሞ ዝበለፀ ፅቡቅ ምዃነ ይመሥለኒ።
ምስጌ ፍሉይ ሰብ እዩ🥰
Subuk Midea eyu nemesgin keslulu🙏❤💪🤎👌💜👍💖💐🌹🌷
ወዲ ሮሚጥ ሾው ድሕሪ ነዊሕን ዝተሓላለኸን ከይዲ ድሕረት ኣታሓሳስባ መንግስቲ ቀይዲ በቲኻ ዝተረኸበት ሓንትን ድምቕትን ሚድያ ጥበባት ሓንቲ እያ።ንከናኸና ነዕምብባ።
ብትኽክል የቐንየለይ ተጋዳላይ ትግራይ❤
What a smart guy ❤❤❤❤❤❤
Btaemi lgerm hasab msge gerami seb
Waww❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ከየንትና🎉🎉🎉
welcome ❤
ምሥጌ ብሉፅ ሠብ። ንሕና ናይዚ ወዲ ክእለት ናይ ምርዳእ ክለትና ትሑት ይመሥለኒ።
ደሥ ክብለካ እዚ ምሥጌ።
Tanx!Mulugeta.
የቀንየልና ደሰብሃሊ ❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤
ትኽክል❤
ሠላም ወድ ሮሚጥ ሓወና ፈለማ ብተቕርበልና መደብ ከመስፍነካ ይፈቱ ናይ በሓቂ
ክኢላ ኢኻ መደብካ ብጣዕሚ ሰሓቢ እዩ፡
ኣጆዃ ቀጽሎ ክብለካ ድማ ይፈቱ።
እሞ ኣብቶም ደርፊብከተስምዑና ከለኹም ሲ ሓጺር ስለዝኾነ ንኮፒራይትን ገለን ጸገም ስለዝኾነ፡
እሞ ሊንክ እንተትገድፉልና
ጽቡቕ ኔሩ ካልእ ጽቡቕ መደብ ዩ ቀጽሎ
ገርማይ ኣፅብሃ ኣምፅእልና ጣዓሚእየ ዝፍትው
des kbleka ብኹሉ ነገሩ ብሉፅ ስነ ጥበበዊ❤❤
Nay bhaki mesge zegerem senetebebawi iyu 👑
ሮሚጥ አያና ክበረልና ን ምስጌ ሓውና ብዓል ምሉእ ሞያ ጋሻ ጌርካ መምሃሪ ሓሳብ ስል ዘቅረብካልና የቀኔልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ን በሩልና❤❤❤❤❤❤
ደስ ክብሉ❤❤❤❤❤❤❤
ምስግና ግን መዝሙር መኣስ እዩ ዝሰርሕ
ንሰሎሞን ባይረ አቅርቦ
Love ተጋሩ ❤
ዋዋ ዕላሎም ክምስጠካ ክልተቡሉፁት👌👍
ቡሉፅ ስነ ጥበባዊ ምስጌ❤❤❤❤
Bsru wedi romit ymocheyka
ምሥጌ ፍሉይ ክእለት ዘለዎ ክፍጠር ካብ ዝግብኦ ዘመን ቀዲሙ ዝተፈጠረ ብዓል ሙያ።
Mesgena gerami felate belutis semetebebeya iyu beka best legend iyu 🙏🙏🙏
ምሥጌ ደሥ ዝብል ንፁህ ሠብ።
❤ዋዉ ብጣዕሚ መሳጢ መደብ
ምስጌ መኽሰብ ዝፈትዎ ሰብ❤❤❤❤
ሮሞጥ...very humble guy
I enjoy it