EMN - 8ይ ክፋል - ኣደንቒ ትንታኔ ወዲ ጀበሊ ኣብ ባህርያት ወዲ ሰብ - Eritrean Media Network

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 ноя 2024

Комментарии • 237

  • @meron5303
    @meron5303 3 года назад +125

    እቲ ቀንዲ ምስጢር ኣፍልጦ ናይ ወዲ ጀበሊ ምስ ኩሉ ሕብረተሰብ ኤርትራ ሃይማኖት፡ ዓሌት፡ ኣውራጃ ከይፈለየ ብፍቅሪ ስለ ዝዓበየ እዩ ብዙሕ ክፈልጥ ክኢሉ።

    • @mulueabrhaley2441
      @mulueabrhaley2441 3 года назад +2

      እዚ ወዲ ጀበሊስ ነላሚን ኣብደለጢፍ ይመስል ቤተሰብ ድዮም ሕተተለይ ባ ?
      ጉዳይ መርዑኡከ እንታይ ጌሩ ?

    • @meron5303
      @meron5303 3 года назад +9

      @@mulueabrhaley2441 ኣይመስለንን ወዲ ጀበሊ ኣብኡ የመናዊ እዩ ኣዲኡ ድማ ካብ ብሄረ ሳሆ እያ። ስዉእ እልኣሚን ዓብዱልኣጢፍ ብ1942 ኣብ ከተማ ኣስመራ (ኣባሻውል) ተወሊዱ ዓብዩ። ጉዳይ መርዓ ናይ ወዲ ጀበሊ ነዓይ'ውን ዘይተመለሰ ሕቶ እዩ ኮይኑኒ ዘሎ። ተስፋ ይገብር ዮናስ ሓዉና ካብ ናይ ህዝቢ ርእይቶ ብምቕባል ጸቂጡ ክሓቶ፡ ዋላ ዓዓቅምና ምሓገዝናዮ ናይ ፋይናንሻል ጸገም እንተለዎ ።

    • @aboodi2068
      @aboodi2068 3 года назад

      ነይ በሐቒ

  • @mamaafrika111
    @mamaafrika111 3 года назад +35

    ፍላስፉ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትብሉ ብላይክ ኣሀብቱምዎ ኮሜ ከኣ ኣይትረስዑ .
    ዕድመ ን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ::

  • @afrahafrah6586
    @afrahafrah6586 3 года назад +5

    ዋው ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል ኣነ ናይ ወዲ ጀበሊ ዝገርመኒ ንኹሉ ዝተላዕለ ኣርእስትታት ብልክዕ እዩ ዝገልጾ ናይ ነዊሕ ጊዜ ተመክሮ ኢዩ ዘለዎ ብፍላይ ኣብ ባህርያት ደቂ ሰባት ዘሎ ፍልልያት ክገልጽ ከሎ ብጣዕሚ ኢዩ ዝምስጠኒ ከምኡ ውን ብዛዕባ እዛ ናይ ስደት ሂወቱ ከመይ ይመስል ኔሩ ኢልኩም ዝሓተትክሞ ጽቡቕ ጌርኩም ሓደ ሓደ ጊዜስ ኣብ ናይ ሂወቱ ዘሕለፎም ነገራትን ዘዕልሎም ዕላላትን ምስ ናተይ ሂወት ዘመሳስል ኣለዎም ፍልጠቱን ብልሑን ገዲፍካ ብሓቂ ናይ ውሽጠይ ነገራት ብልክዕ ክግለጽ ኣብ ወዲ ጀበሊ ሪአዮ ንሂወት ብዝተፈላለየ ማእዝናት ምስ ትሪኣ ዝበለጸ ኣተሓሳስባ ከም ዝውነን ብግብሪ ዘረድእ ኣብነታዊ ኢዩ ሞ ኣጆኻ በርትዕ ክብሎ ይደሊ ዮናስ ከኣ ብጣዕሚ ንፉዕን ምኩርን ጋዜጠኛ ምዃንካ ነዚ መደብ መቐረት ከም ዝህብ ጌርካዮ ውሕሉል ኣቀራርባ ብጣዕሚ ነመስግነካ

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 3 года назад +40

    ሰላም ዬናስ "ወዲጀበሊ
    ምቁር ዕላልኩም ክንካታተል ኢና
    ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎሥን ንስውአትና 🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🐪🐪🐪🌹❤️👍🌹❤️

    • @danielabreha5834
      @danielabreha5834 3 года назад +1

      ኣሜን ኣሜን፡ ዓወት ንሓፋሽ፡ ክብርን ሞገስን ንስውኣትና

  • @brhanenetsereab1216
    @brhanenetsereab1216 3 года назад +16

    ብጣዕሚ ዪናስ ሓውና ናይ ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ ናይ በሓቂ መ ምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ

  • @mohammednurahmed2659
    @mohammednurahmed2659 3 года назад +15

    የናስ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ መሃርን ኣዘናጋዕን'ዩ፡ ቀጽልዎ፡ ወዲ ጀበሊ መምህር ናይ ሂወት'ዩ ባህርያት ሰብ ካብቶም ብዕምቀት ዝፈልጡ ኮይኑ ረኺበዮ።ናይ ብሓቂ መምህር ሂወት'ዩ።

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 2 года назад +1

    ወዲ ጀበሊ ሓላል ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይቲ ወዲ ጊለ ዝወሰዶ ውሳኔ ኣድኒቐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ 🤲 🇪🇷💙🇪🇷👍💪

  • @derwegzumerfolg4725
    @derwegzumerfolg4725 3 года назад +92

    ወዲ ጀበሊ ኢኻ ወዲ ጀበሊ
    ንጽቡቕ ካብ ሕማቕ ኣድቂቕካ ተለሊ
    በሊሒኻ ኮታ መስተውዓሊ
    ነዊሕ ዕድመ ንበር ናይ ኤርትራ ምስሊ
    ካብ ምህሮስ የእምሮ ኣሪኻና ብግብሪ
    ፍልጠትካን ዓቕልኻን ኣይርከቦን ስፍሪ

  • @geryebsrat5100
    @geryebsrat5100 3 года назад +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃልኻ ወዲ ጀብሊ
    ናይ ብሓቂ ይብል ኣስተምህሮ ኣጀካ
    ኣምላኽ ይሓግዝኩም ደቂ ኤርይ

  • @medaestif5671
    @medaestif5671 3 года назад +6

    " ንሰብ ሰብ ዘብሎ ስራሕ እዩ " ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @wediali8024
    @wediali8024 3 года назад +23

    ሓቅን ጉሉጽነትን ዝታዓደለ ወዲ ጅበሊ ዕድመን ጥዕናን ይምነይልካ

  • @maraaqal1066
    @maraaqal1066 3 года назад +7

    መምህር ሚሂሩ ይፍትነካ።ግዜ ፈቲኑ ይምህረካ ዝብል ብሓቂ ኣብ ወዲ ጀበሊ ሬኤዮ።

  • @wedidemaskahsay9069
    @wedidemaskahsay9069 3 года назад +3

    መምህረይ መጽዩ ፍልጠት ሕፈሱ ካብዚ ክቡር ኣቦና ነንንብቦ እስከ ።
    ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን

  • @lukaent.5995
    @lukaent.5995 3 года назад +10

    ጀበሊኖ ኣቦ ሕክያ።
    እዛ ኢዱ (ኣመልካቲቶ) ግን እንታይ እዩ ጨሪምዋ እባ ሕተተልና ዮኒ።

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 3 года назад +1

    ወዲ ጀበሊ ጅግና ትሕትና ስንቅኻ እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና።
    ንሰብ ሰብ ዝገብሮ ስራሕ እዪ
    ንሰብ ዘዕብዮ ኣተሓሳስብኡ እዩ

  • @Faraholland
    @Faraholland 3 года назад +10

    ሰላም ዮናስ ትንታነ ወዲ ጀበሊ ኣወሊፍካና ብፍላይ ኢንግሊሽ ናይ ወዲ ጀበሊ ማራ እየ ዝፈትዎ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ገጽ ወዲ ጀበሊ የርእየና

  • @BERIEHAWINITU
    @BERIEHAWINITU 3 года назад +1

    ናይ ብሓቂ ልብካ ዘረስርስ ዋዛ ምስ ቁምነገር ኣቦና እዛ ሕቶይ ከይ ትሰግራ ከምዘን ገረምቲ ዝኮና ቃላት፡ሕጂ ካኣ ድገመና ብፍላይ ዝመሰጠኒ፡ፉሉይ ከም ጥቅሲ ኣለዋ ናብአን ከብለኩም👇
    እዚኣ እያ እታ ጥቅሲ
    ናይ ዓለም መምህር ግዜን ኩነታትን እዩ፡
    ናይ ወዲ ስብ ካኣ ደረጃ መናባብሩኡ እዩ
    ናይ ዓለም ተስፋ ጽሕፍቶ እዩ፡
    ናይ ዓለም ሕብሪ ንብዓት እዩ ኣብ ሓጎስ ትነብዕ ኣብ ሓዘን ትነብዕ።

  • @wedigere1549
    @wedigere1549 3 года назад +10

    ናይ'ዚ ወዲ ጀበሊ መደብ ኣብዚ መድያ ካብቲ ጠቓምን ተፈታውን ኮይኑ ረኺበዮ ንዓይ፡ ከም'ታ ብዙሕ ሃረር ዝብላ ተኻታትሊት ተፈታዊት ፍልም ደስ እናበለካ ብሃረርት እትጽበያ ንዓይ ከምኡ እዩ። ስለ'ዚ ብኹሉ ሽነኻት እናፈተሽኩም ኣሐይልኩም ክትቅጽሉሉ እላቦ ሰላም ወሰናይ ንዓኹም።

  • @habtommehari8138
    @habtommehari8138 3 года назад +10

    ኣብ ኤሪ ቲቪ ከኣ እንተ ተቅርብዎ ቡዙሕ ሰብ ምሰ ተማህረ ብተሌ ምስቲ እኹል እንተርነት ዘይምህላው ኣብ ኤሪ የቀኔልና ዮኒ ከኣ ንመምህር ወዲ ጀበሊ ዘቅረብካልና👏🥰🥰👏

  • @mebrahtomberhane1990
    @mebrahtomberhane1990 3 года назад +2

    ዕድመን ጥዕናን ይብካ ወዲ ጀበሊ ፈጣሪ ከም ብዓል ከማኻ እዩ ዝፎቱ::

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 3 года назад +13

    👉ወዲ ጀበሊ እናሓደረ ዝምቅር ከም ነቢት🍾🍾🍾
    👉ንህይወት ብብዙሕ ማእዝን ስለ ዝርኣያ ካብዚ ዝዓቢ ትምህርቲ የለን::
    👉ወዲ ሰብ ሕልናዊ ሰብኣውነት እንተዘይብሉ ትርጉም ከምዘይብሉ ኣዝዩ ጽቡቕ መግለጺ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @desalekahsay7504
    @desalekahsay7504 3 года назад +31

    ክሳብ 100 ክፋል ትቐጽል ትብሉ ላይክ ወቕጡ

  • @ሕልናኣለኒ
    @ሕልናኣለኒ 3 года назад +21

    ዋይ ስብኣይ ሓራም ብጣዕሚ ዝድነቅ ኣግላልጻ ወዲ ጅበሊ ኣፍካ ዘይትኽድን መድብ አያ

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 3 года назад +4

    ዓባይ ነጥቢ ወድ ጀበሊ ሊቅ ::ንሰብ ንዓይ ምሰል ከማይ ሕሰብ ክትብሎ ፉጹም ዘይክውንነት እዩ 👍👍♥️🇪🇷

  • @fortosawa6274
    @fortosawa6274 3 года назад +4

    ወዲ ጀበሊ ዓቢ መጽሓፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ዮኒ ከኣ ንፉዕ ጋዜጠኛ አጆኻ ቀጽሎ።

  • @solomonhabtetsion9522
    @solomonhabtetsion9522 3 года назад +7

    መርሓባ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ኩቡራት ደቂ ኤረይ፡ጋዜጠኛ ዮናስvsወዲ ጀበሊ

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 3 года назад +1

    Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro

  • @freedom8691
    @freedom8691 3 года назад +8

    I am so amazed by his experience. Thank you so much for sharing your experience. It will help us Your advice. I can thank you enough for all the wisdom that you are giving to us.love youI wish you all the best in your life.

  • @zahrazhara6967
    @zahrazhara6967 3 года назад +12

    ወዲ ጀበሊ አብይ ሰብ ብዛሓደሽ ባድላካ መርዓካ የሪአና ቀፅሉሉ አሕዋት

  • @idrisjabir8695
    @idrisjabir8695 3 года назад +5

    Amazing 👏

  • @beyenedemoz8841
    @beyenedemoz8841 3 года назад +3

    Both of you are always Great!

  • @Annn496
    @Annn496 3 года назад +5

    ደስ ክብለካ የቀንየርና ወዲ ጀበሊ

  • @meseretmessi6141
    @meseretmessi6141 3 года назад +3

    Www enqae bselam mexakum wedie jebeli &yoni edmen tenan yhabkum fetari

  • @nationalist4867
    @nationalist4867 3 года назад +4

    ክብረት ይሃበልና ወዲ ጀበሊ & ዮኒ

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 3 года назад +1

    Wellcome Habayibna Dekiii Eriiii jeganu Wellcome kexiliwo Bertiuuu ✌️🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷

  • @teklegebremedhin3575
    @teklegebremedhin3575 3 года назад +2

    I appreciate your honesty. It is true that the way you were raised will affect you throughout your life but when you are adult it is your time now to fix it even though it could be too late for some of it. Thank you for your honest, wisdom and making it entertaining.

  • @Faraholland
    @Faraholland 3 года назад +11

    ሰሚኦካዮ ዘይምኖ ዕላል ወዲ ጀበሊ ኩልና ዕድልኛታት ኢንዲና ዮናስ ግን ላይፍ ስለ ትርእዮ ኣዚኻ ዕድለኛ ኢኻ ኣነ ዕላል ወዲ ጀበሊ እንተዋሓደ ክልተ ግዜ የስተማቅሮ ።

  • @gaimkobrum3394
    @gaimkobrum3394 3 года назад +7

    ዋይ ልበይ አዚ ስብኣይ አዚ ከሕመኒ አዩ ክክክክክ ሃኒ ሃና

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 3 года назад +4

    መርሓባ ወዲ ጀበሊ ኬፍ ኣለዎ ኩሉ ዕላልካ ብሓቂ በሊሕን መስተውዓልን ሕልና ደለካ ለባም ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ዮናስ ኣብርሃም ኣዚና ነመስግነካ 8ይ ክፋል ዕላል ናይ ወዲ ጀብሊ ሸር ዝገበካልና ናይ ብሓቂ ክኢላ ሰሚዕካ ዘይምኖ ኣስተምህሮ እዩ ዝምህረና 9ይ ክፋል ውን ክንጽበ ኢና!!!!

  • @mulugetatekle3069
    @mulugetatekle3069 3 года назад +2

    Best weather 🇪🇷🌍

  • @tesfomasmelash9587
    @tesfomasmelash9587 3 года назад +1

    ጻሕሊ ዘይኮነት ገልዒ መለመኒ ሓዊ ኢያ እዝኣ ወይ ድማ ንኸልቢ ወይ ንደርሩ ማይ መስተይ ኢያ።ተምሳል ጻሕሊ።

  • @abdelaromodan6912
    @abdelaromodan6912 3 года назад +5

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤ alah yahfizkum

  • @habtemariamghile527
    @habtemariamghile527 3 года назад +4

    ኣብ ኤሪtv ቀሪቡ ነቲ ናይ ኢንተርነት ኣገልግሎት ዘይብሉ ሕብረተሰብ ተዝምህር ከይ ሰናይ ነይሩ

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 3 года назад

    ሰላም ሰላም ሰላም ኩቡር ጋዘኛ ዮናስ ሓውና ብመጀሜርያ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ከምኡ ድማ ንኩቡር ወዲ ጀበሊ ብልቢ ነመስግኖ መኽንያቱ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዘይምኖ ዕላልን ትንተናን ደጊመ የመስግኖ። ብምቅጻል ኣብ'ታ ናይ'ታ ጻሕሊ ሪኤቶ ኣለኒ ኑሱ ድማ ካብ ጻሕሊ ክትብላ ብያቲ ክትብላ ትቀልል እሞ በዚ ኣጋጣሚ ነብስና ንሕከኽ ይብል ነቶም ነዛ ጻ (ጻሕሊ) ሰለ ዘይኣከለት ጻ እለያ ኣለኹ እሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @solomonhabtetsion9522
    @solomonhabtetsion9522 3 года назад +8

    እዚኣ ብጭቃ ተሰሪሓ ኮይና እምበር ፡ብያቲ ምበልኩዋ ኣነ፡ካብ ትሑስትኣ ዋጋ ትሕዞ መግቢ ይኸብር

  • @arayated5608
    @arayated5608 3 года назад +14

    እውይ ክጥዕም እዚ መደብ :: ንስደት ክኣ ብዝግባእ ገሊጽካዮ::
    ዬናስ ሓወይ ; ወዲ ጀበሊ ምስ ዘለዎ ውህሉል ተመክሮ ከም ዝገለጾ ንጅግንነት ምስ ቁጠባዊ : ጅግንነት ሃገራውነት ከ እንታይ ይብል ዓቕሚ እንተለዎ::
    ኤርትራና ብጀጋኑ ስለ ዝመጸትን ዝተዋሕሰትን::

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 3 года назад +2

    ደቂኤሪይ ዮናስ ሐውና ናይ ወዲ ጀበሊ ቐጽልዎ ማሃርን አዛናግዕን እዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍💐💐😘🤩

  • @yonasentertainment8744
    @yonasentertainment8744 3 года назад

    Old SCHOOL Azmareno prmoa 🇪🇷🇪🇹🇸🇴

  • @samielukbay6381
    @samielukbay6381 3 года назад +2

    Wawwwww abet agalalexa nezeom ab sedet zelena betami mehari eyu keep gonig i can,t wait part 9

  • @zeritkelati9201
    @zeritkelati9201 3 года назад +1

    Enika b selam metsakum diki Erey

  • @haguzuni1479
    @haguzuni1479 3 года назад

    ዕድመ ይሃቡኩም የሕዋተይ

  • @ሃገረሰብናይሰብሃገር
    @ሃገረሰብናይሰብሃገር 3 года назад +3

    Wwaww Deki Erey 🇪🇷

  • @almazarefe2246
    @almazarefe2246 3 года назад +1

    Merhaba deki 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 3 года назад

    ወዲ ጀበሊ ያሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆሆ። ብጣዕሚ ኢና ንድንቐካ። ጋዜተኛ ክቡር ዮናስ ኣብርሃም ዉን ስለ`ቲ ዘይሕለል ተቦጉሶኻን ጻዕርኻን፣ ንጥበብ ይኹን ካልእ ንኤርትራና ዘንጸባርቕን ዝገልጽን ብምቕራብካ፣ኣብ ጎኒ ጽጉማትን ዝተወጽዑን ኮንካ ሓገዝ ዝረኽብሉ ሃዋህዉ ብምፍጣርካን ክብርን ሞጎስን ይግባኣካ ኢዩ`ሞ ኣምላኽ ወትሩ ምሳ ይኹን። ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ሂቡ ንዘለካ ይባርኸልካ።

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038 3 года назад

    Thanks 😊

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 3 года назад +1

    مرحبا بك يا غالي ربنا يحفظك حبيبي انا ✌️🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷🏆🇪🇷

  • @beyenezerom6102
    @beyenezerom6102 9 месяцев назад

    እዚኣ ጸሕሊ ትብልዋ ዘሎኩ ዯናስ ሐወይ ንጥዕና ብጣዕሚ ሐደገኛ እያ ፡ ምክንያቱ እቲኣ ባደላ ንካንሰር እያ ተቃልዕ የቀንየለይ

  • @jabarajabara844
    @jabarajabara844 3 года назад +3

    ኡንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ሓላላት ❤❤❤❤

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 3 года назад +3

    ወዲ : ጀበሊ : ባጀላ : ወረቀት ብዘየገድስ : ምሉእ : ዓቅምን : ፍልጠትን : ዘለዎ : መሀሪ : ዝኾነ : ዋዛን : ቁምነገርን : የቅርበልና : አሎሞ : ነመስግኖ ። ድሓር : ከአ : ምቅሉል : ኮይኑ : እዩምበር : አብልዕሊ'ቲ : ወዲሹቅ : ምዃኑ : ቋንቋታት : ትግርኛ : ትግረን : ዓረብን : ምምላኹ : ጥራሕ : እኳ : ይአኽሎ ። ጆን : ምስ : ኤርትራ : ሚድያ : ኔትወርክ : ድማ : ብዓቢኡ : ነመስግነኩም ።
    አብዓድና : አብ : ነንሕድ: ሕድና : ጥራሕ ዘይኮነስ : ነእንስሳታት : እዉን : ሓልዮት : ከምዘለና : ዘርኢ : ወዲ : ጊለ : ዝተባህለ : ኤርትራዊ : ዜጋ : ዝወሰዶ : ቅዱስ : ሓሳብ : ማለት : እቲ : ተጎድአ : ፈረስ : ክሕከምን : ክናበን : ሓለፍነት : ክወስድ : ቃል : ብምእታዉ ። አዚና : ነመስግኖ ።

  • @filmontsehaye
    @filmontsehaye 3 года назад

    ወዲ ጀበሊ ኣቦ ፍላስፋ መምህር ሓቂ ታሽዓይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበ ለና

  • @omerstar8501
    @omerstar8501 3 года назад

    Nice job y&wj continue

  • @efdoneri3891
    @efdoneri3891 3 года назад +2

    ወዲ ጀበሊ ሱሑል ርኢሲ

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 3 года назад +3

    ኣነ ዝመስለኒ እዃ ባህላዊ ፒያቲ ሓሲቦም ከይኮኑ ይብል።

  • @bereketsolomon9640
    @bereketsolomon9640 3 года назад +3

    ዮናስ ጽቡቕ መደብ ክትምስገን ዝግበኣካ ሰብ ኢኻ ንወዲ ጀበሊ ናብ ሰብ ኣቕሪብካ ክምህርን ክሕገዝን ዝገበርካ ክብሪ ይሃብካ
    እንተተኻኢሉ ንማዙ ከኣ ኣቕርባ ክትሕገዝ ዝግበኣ ያ

  • @teklitnetsereab9629
    @teklitnetsereab9629 3 года назад +3

    ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገላልጻ

  • @ከምዓቅመይዩባህገይ-ዀ4ነ

    ብያቲ በላ ግዝየ ወሪድዎ ብቂ ዘምጾ ጻሕሊ በሎ ግዝየ ዘምጾ እንዳበልካ መምበሪ ጻሕሊ ጥራይ ኣምጽዮም ከኽፍሉ ዮም።

  • @salehjemhle2951
    @salehjemhle2951 3 года назад +1

    Marhaba Marhaba

  • @weinighirmay7093
    @weinighirmay7093 3 года назад +1

    Ahaaaaaaaaa.Funny and educational.

  • @medhaniebaire60
    @medhaniebaire60 3 года назад +1

    Welcome abyti sabat

  • @zakiyemne5906
    @zakiyemne5906 3 года назад

    Well come...

  • @focus.15
    @focus.15 3 года назад +4

    ግዲ የብልኩምን ናይ ወዲ ጀበሊ ትሕዝቶ ዘየድቅና ናይ መን ክነድንቕ ዘሎ ናይ ፖለትካ ፍንጭራዕ ደአ ፍግዕ እንድዩ ኢሉና!

  • @tsgewenigebrengusyestsgewe5566
    @tsgewenigebrengusyestsgewe5566 3 года назад +3

    ኽቡራት አቦታትና ክክክክክክክክክክክክክክክክ አቦና ወዲ ጀበሊን ዮናስ ሐውና ን አነስ ስም ጻሕሊ ዝወረሰት ጻሕሊ ምበልክዋ ሰብ ሎሚስ ምክንያት አይጠፎኦን ስለዚኮነ ዋላ ሕቶ ኢንተአቅርብካሎም ሳሕሊ ለሚ ዘመን ወይ ፋሽናዊ ጻሕሊ ዝብል መልስ ይህቡካ ከምዚ ክዳን ፋሽንዩ ናይ ዱባይ ኢዪ ናይ ቀዳማይ ዓለምዩ ዝብሉና ግን ኢቲ ክዳን ኢዩ መለክዒ ቀይሩ ኢንበር ኢቲ ዓለባስ ኑሱዩ

  • @habtabmahari5299
    @habtabmahari5299 3 года назад +1

    Edmen tenan yhabkum egzabhr

  • @BeyondiMaginatioN-9
    @BeyondiMaginatioN-9 3 года назад

    ስላም ዮናስ ምስ ወዲ ጀበሊ ዋይዳ እያ ትበሃል it is waida

  • @newyear1949
    @newyear1949 3 года назад

    ኣይተሰኣን ወድ ጀበል

  • @JesuschristisLord-l2v
    @JesuschristisLord-l2v 3 года назад +3

    Good job 👍❤️❤️❤️keep it up .
    But he was in bad position, his nake is turned Long time,it's painfull, please correct it next time

  • @zerimariammahari9353
    @zerimariammahari9353 3 года назад

    powww Alal haxira Hawi hawi zshtt Mekri

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 3 года назад

    Yoni please bezaba sedet eba gele beluna♥️♥️♥️

  • @gidonhagos6151
    @gidonhagos6151 Год назад

    Zeymenio qelalu kumenigru❤❤❤❤❤

  • @ዓራግዓድሮሶ
    @ዓራግዓድሮሶ 3 года назад +2

    ክክክክክ አዚኣ ጻሕሊ ዘይኮንት (ጻሕ)እያ ትበሃል ።ሊ፡ የብላን ምክንያቱ እዚአ ጻሕ ዝበልት እያ ክም ጻሕ ዝበለ ጎልጎል

  • @Haimi2018
    @Haimi2018 3 года назад

    Waww alem biet-tmhrti ya, gzien kunetatn kea memhr yu!!!!!!. I like that.

  • @henoktesfalem5644
    @henoktesfalem5644 3 года назад

    Welcome

  • @asmaralondon8912
    @asmaralondon8912 3 года назад

    Wed jebeli you're very clever thank you I like it hani hana kkkk

  • @afimiki4725
    @afimiki4725 3 года назад +7

    እዚ ናይ ወዲ ጀበሊ ትንታነ ብጣዕሚ እንድዩ ጽቡቅ
    ኣብ ሂወት ካብ ሓቄኛ ፍጻሜታት ካብ ዘጋጥሙ ክትንትነልና ንላቦ።
    ካብ ተኻታታሊኹም ኤፊ።

  • @Tv-hv7xw
    @Tv-hv7xw 3 года назад

    Aye eri tv

  • @taamemaharijtbortcasameket1878
    @taamemaharijtbortcasameket1878 3 года назад

    ህይ መጅመሪያ ንጋዘጣኛን ንወዲ ጀበልን ሰላም መዳመበኩም ጹቡቅ ዪ ሞ ሓዳ ሓደ ገዝ መእቲ ንተካታቲልቲ ከይ ሽልቸዎም ሓጽሪ ክላስካል መዝቃ ገበሩ።

  • @selam-291.
    @selam-291. 3 года назад +1

    ወይ ጉድ ሎምሲ ገለ ኮይኑ እዚ ሰብ።በል እዚ ኣሲ እንታይ ፡በቃ ሲክ ኢልላካ ኢካ ቲእዚዛ።ኣብ ገዛካ ተመሲህካ መጺካ ኢካ ኩትእዚዛ ፡በቃ ሳኪት ኮፍ ኢልካ ኪትሪኣ።ዪትረፈና እዩ ዚበሃል።ግን ካብ ጻሕሊ ኪትንላ ፡ጸላም ብያቲ ኪትብላ ቲሃይሽ።

  • @fanakifle1330
    @fanakifle1330 3 года назад +1

    Eza nay banibla btaemi aihikatni edmen tenani yhabkum

  • @maekelehagos4563
    @maekelehagos4563 3 года назад

    Merhabae nay behaki xubuk alo kexlwo btaemie ena nemesgnekum nfetwekum kuburat yehwat

  • @007dc7
    @007dc7 3 года назад

    100%... ሥራሕ ንሰብ ኩሉ እዩ.. እንጀሩኡ... ጉዚኡ ዘሕልፈሉ. መሓበትምዑ.. ጥኑኡ ሓይሉ.. ስድሩኡ ዝዕንግለሉ ክብረቱን ክብረት ሰበይቱ ደቁ ሃገሩ እዩ
    ሎሚ ግን ብሕልፊ ኤርትራውያን... ነዞም ናይ ስራሕን bussiness.. ሰባት.. ገንዘብ ብሽኮቶም ኢሎም.. ከናሽውና ንርኢ
    እዚ ሕስድና ድዩ ኽንኢ ኣይርድኣካን

  • @hanasolomon2348
    @hanasolomon2348 3 года назад

    Wwwwwww So good 👍

  • @hanaphoto1646
    @hanaphoto1646 3 года назад +2

    ሕልና ርሒቃ ጻሕሊ ፍቅሪ ናይ ቀደም
    ሙወቅ ፍቅሪ
    ኣብ ናይ ምዕራብውያን ጸሪና ገንዘብ
    ፍቅሪ ኣይምጽእን

  • @thomasbairu3926
    @thomasbairu3926 3 года назад

    He is really amazing person with lots of knowledge. I love his analysis and it is very true. I would suggest his analysis needs to be compiled and published it in a book.

  • @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
    @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 3 года назад +1

    ጽቡቅ መደብ እዩ።
    እዛ ሳልሕ ሽማ ኔራ ትብል ግና ሳልሕ ስሙ ሰብ ኔሩ ኢልካ ኣርማ፡ ምስ ዕብየትካ ኣይትኸይድን እያ። ሙሉእ ሕብረተ ሰብ ኢኻ ትምህር ዘለኻ ኣቦየ።

  • @elenmerke4003
    @elenmerke4003 3 года назад

    Merhaba🇪🇷😘

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 3 года назад

    ❤🇪🇷🐪🇪🇷✊❤

  • @sabinano6243
    @sabinano6243 3 года назад

    💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍💐💐❤️❤️

  • @jwow8821
    @jwow8821 3 года назад +2

    ምናልባት ዶ እዚ ትንተና እዚ ንብዓል ቢትወደድ ኣብርሃ ዝገልጽ ይኸውን?
    ብሓቂ ብዘይጥርጥር : ከምኡ ስለ ዝኾኑ እዮም ኣብ ጎዳጉዲ ሰፊሮም ዘለዉ ::
    የቐንየልና ዮናስን መሓመድን : ልቢ ንዘለዎ ዘስተውዕልን : ኣእምሮ ዘለዎ ዝሓስብን : እዝኒ ንዘለዎ ዝሰምዕን ቀሊል ኣይኮነን ::

    • @007dc7
      @007dc7 3 года назад

      ሓቂ yes ንብዓል ብትወደድን አብ ስደት ምንቲ ሰብ ን ሃገርን ነብሶም ን ሓዳሮምንገድፎም.. ዘስተምህሩ ን ዝማጎቱን አብ media ወጺኦም ብዙሓት ኣለዉ
      ግን ሰብ ዝያዳ የዋርዶም.. እቲ ናይ ሂወቱን ሓድሩን ዝሰርሕ ኣበይ በጺሑ ኣሎ
      ብሕልፊ ዝሐለፈ 10 ዓመት ዝተሰደ ዝበዝሕ አብ ሰብ ምምሃር አብ media ዝውዕል.. ሳንቲም ዜይብሉ ተሪፉ.. ምንቲ ሰብ mswati ከፊሉ

  • @faniasli2180
    @faniasli2180 3 года назад +1

    መጸ እዚ ቡሩኽ ኣቦ

  • @isuabyi5683
    @isuabyi5683 3 года назад +1

    እዚኣ፣ኣነ፣ዝብላ፣ውላድ፣መጎጎ።ጥቓ፣ጻሕሊ፣ጨርሻ፣የብላን።