Amazing real-time story, thank you, Abona Bergadiel General Abrhaley & thank you, Hordata. Please bring more like this so that we can learn our history ❤❤❤❤❤
Excellent Interviewer and Interviewee, very fascinating story and Excellent story telling in addition to the bravery in the fight for independence by General Kifle! Smart and very well prepared Journalist-No doubt he's a good reader!
General Abrahaley Kifle, most elite revolutionary, I appreciate your memory capacity and you are a living chronicle of the Eritrean struggle for Independence.
እቲ ናይ ኣቦና ጅግና ተጋዳላይ ካብ ቀደም ታሪኩን ጅግንነቱን ይፈልጥ ኢየ ። ናይዚ ቡሱል ጋዘጢኛ ደስ ኢሉኒ። ሙሉእ ታሪክ ይፈልጥ ። ቀጽሎ ኣምጽኣዮም በርብሮም ብሂወቶም ኮሎዉ❤❤❤❤❤
ተባዕ ቆራጽ ኢኻ ብሓቂ ኣየ ጅግንነት፣ ዋርሳይ ፋርስ ክብረት ይሃበልና፣ ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ኢዮም ጀጋኑና ብሂወቶም ከለዉ ሃየ ሰንድዎ።
ታርኽ ጀጋኑ ምስማዕ የሖግሰካ።
Please continue, Still waiting for the rest of the parts 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አያ አብራሀለይ ጅግንነትካ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ሕጂ ካብ ቃላትካ ክሰምዖ ከለዅ ይሕበን ።ናይ ብሐቂ ጅግና።ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።የቀንየልና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነዚ ዘይድገም ታሪኽ ሃገር ዘምጻኹም ጀጋኑና
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
እቲ ዘሐጉሰኒ ናይ ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ፣ነጻ ኮይኑ ብዘይ ዕቀባ ንዘነበረ ኣንደበት ናይ ታሪኽ በቲ ንሱ ዝርደኦ ብኣዝዩ ንጹህ ሕልና ዝገልጽ ኤርትራዊ ተጋዳላይ ምዃኑ ኣዝዩ የኹርዓኒ ።
Amazing real-time story, thank you, Abona Bergadiel General Abrhaley & thank you, Hordata. Please bring more like this so that we can learn our history ❤❤❤❤❤
ኣቤት ጅግንነት፡ ቆራጽነት፡ ትብዓት፡ ተወፋይነት፡ ርእሰተኣማንነት፡ ኣምበሳ።
ልዑል ንቅሓት፡ጽኑዕ መትከል ኣብ ውሽጡ ትብዓት፡ቆራጽነት፡ተበጃውነት ሰውራዊ ቃልሲ ንምዕዋት ኩሉ ተከፊሉ።እዚ ሰረተ እምነት ዚ ነታ ዘይትትካእ ህይወት በጃ ህዝብን ሃገርን ብመስዋእቲ ንምሕላፍ ኣነ ክሓልፍ ንስካ ጽናሕ ንምባል ኣክኢሉ።ነቲ ገጅፍ ሓይሊ ኢትዮጵያን ራሻን ካልኦትን ኣውዲቁ፡(ስዒሩ)ናጽነት ኣምጺኡ፡ተጋዳላይ ልእላዊት ሃገረ ኤርትራ ንክትህሉ ኣክኢሉ።ብርገደር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ሓደ ካብዞም ጀጋኑ ተቃለስቲ ሓርበኛታት ምኳንካ ክብሪ ይሰምዓካ።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ታኣሪክና ክንፈልጥ ኣለና መንእሰያት ኤርትራ ።ግን ብጣዕሚ የሕጺርኩም ኣለኩም ግዜ ወስኩሉ
ዘይሕለል ሃገራዊ ቃልሲ ኤርትራ ንምምጻአ ናጽነት ኤርትራ
ሰላም ብ/ጀ ኣብርሃለ ክፍለ ❤❤❤
Eritrawyan kuber mennet 🇪🇷❤️
Hordata Media thanks too much, አዚ ትገብርዋ ዘልኩም ከጽልዋ
Please ኣይተቃርጽዋ
🎉🎉🎉🎉🎉 ጀጋኑ አቦታት ኤርትራ ከምዚ ኢዮም።በጃኹም መጽሓፍ ይትሓተም ንውሉድ ወሎዶ ክጠቅም።
ብመጀመሪያ ሆርዳታ ሜድያ በቲ አጋዳሲ ሓቀኛ ታሪክ በቶም ሰራሕቱ ብተቅርቡልና ዘለኩም አዚና ብአክብሮት ነመስግነኩም ንብርጋዴር ጀነራል ሓርበኛ ክቡር አቦና አብርሃለይ ክፍለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዕድሜካ ዕደመ ማትሶላ ይግበሮ ንሃገርና ኤርትራ አምላክ ይሓልወልና ሰማእታትና ብግብርና ይደበሱ ዓወት ንሓፋሽ።❤❤❤❤
Ok 👌 🆗️ GRAZIE MILLE ❤ ❤ ❤
Excellent Interviewer and Interviewee, very fascinating story and Excellent story telling in addition to the bravery in the fight for independence by General Kifle! Smart and very well prepared Journalist-No doubt he's a good reader!
አዋይ ኣቖራርጻ ቪድዮ ብ ኡነት። ይበል ተክንክ። ዕላሉ ኣዝዩ ሳሓቢ ዝገብሮ ፡ አርይ ቁጽር ኣብሉ የምጽአን ኣሎ።ምዝካሩ ኣዝዩ ይገርም። ኣብ ሳዓታ ረኽብክሞ ከይከደ። ን መጀመርያ ግዜ ታርኽ ተ.ሓ.ኤ ኣብ አሪ ቲቪ ምቕራቡ ኽኣ ክንደይ ጅግንነት ከምእተፈጸመ ይበርሃክካ። ክብረት ይሃብኩም።
ዝቀተሎም የዕሩኽቱ ከመይ ገይሩ ይርስዖም
Thank you for your service 🇪🇷❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍btaemi des zbil tarik. Nkulom haleftna kemzia gierka amxalna plzzzz.
Well come our hero 🌹🌹🌹💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Welcome back beloved Media.
Keep on telling the truth and thank you.✌️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you for telling our History
Entay zibele Tarik eu tesekimwo delo, bhaki hayal sebay ❤🇪🇷💐
Amazing history God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Doctor Bojo hungarian
What a story Abrahaley Jigna.
True story.
Kiyar Wedi Assata do yikewn.
Ezi medeb yhaxrena alo btaemi mesdemem tarik eyu ❤❤❤❤❤
Aya Abrahaly you are the Hero.God bless you & your family.Thank you
ቀዳማይ ዶ ይኸውን ዶንጊኹምና እዋእ ❤❤
ኣጆካ ቶኩሶ ጅግና ወዲ ጀጋኑ 🇪🇷
Amazing Memory!
Hordata ኣዝዬ ዝንኣድ ስራሕ ብ/ጀ ኣብርሃለይ ውን ኣዝዬ ብዘይቀልዓለም ኣተራርኹኡ ዝንኣድ። ን ሰውራ ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈልካ ኢኻ እሞ ስጋብ ሕጂ ውን ትቃለስ ዘለኻ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ሆርዳታ ስጋብ እዚ ዘሎዎ ታራኹ ሓደራኹም ሰንድዎ ኣይትኹለፉና። ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤️😜
መርሓባኣ ኩብር ጀናራል ኣንኮዕ ብሰለም መጻኣኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👌
Tanx Waww aytdongyuna ba bejakum ❤
Unkae deqikum kona seb Tarik jigninet 🇪🇷🙏
General Abrahaley Kifle, most elite revolutionary, I appreciate your memory capacity and you are a living chronicle of the Eritrean struggle for Independence.
It's too short! Make it at least 45 minutes
James bond in real life 👏 👏..real heroes..
ኣነስ ሰሚዔ ምጽጋብ ስኢነዮ። ተኣምር ስርሒትዩ! ኤርትራ ትሰሰን ምስ ታሪኻ። 🇪🇷🇪🇷
ጹቡቅ ስራሕ
Kiburat dekebat deki meninet geganu, zeihilel kalsi. Kemikalier B.G Abraheye K.kemaka Gigna geganu tedliya alla hagere Eritrean.
Geganu nab lematn hadinetn kea yewutkum behewet kelekum beziterefe Egziabiher missakatkum yikun ❤🎉🎉❤
The Best program 🥰🔥🔥🥰 !!
Welcome Hero ❤🇪🇷🇪🇷🙏
ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሀለይ ናይ ተጋድሎ ሐርነት ናይ ፈዳይን ጅግንነት ታሪክ ክትርክ ብምብቃኻ የመስግነኻ ።ኣብ ኤርትራ ዝተገብረ ጅግንነት ብፍሊም ክትሰርሖ እዉን የጸግም።ዎሎዶ ከይደናገር ጀጋኑ ተዛረቡ ጻሐፉ።
እዳቦይ ፍስሓ ጋንዲ ኣብ ቲራቮሎ ኮይኑ ኣብ ጎደና 718 ኮይኑ ኣዚሕጂ ግዜ ብዙሐት ተኻረይቲ ዝቅመጡላ ገዛ እያ።
Kbur abona harbeyna edmen zena yhabka zgerm kem hji geru ygeltso warsay dma bravo qetslo yhalfu alewu
Part 9....... We were expecting this week. But...
Eway Arkanatnas kemakum dea abey kinkilo hager gedifnaya hadimna Realy am so sorry niberulna ❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
#Eritrea 🫡🇪🇷🐪
ጅግና ኤርትራዊ ታራሪኽ ንገሩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcom General
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
Jighna jeghanu Wedi kifle!!!!!
Welcome deki Eria jeganu
ኢንታይ ዚበለ ታሪኸ ጅግኒነት
ሃገራዊነት ካብ ኩሉ ተማሃዚነት .
Awet nehafash
good
መዳርግቲ ኣልቦ ታሪኽ ።ድሕሬኹም መን ክዓጥቆ ዕጥቂ ፡ኤርትራዊ ግብሪ ዘሰንዮ መንነት ።እንቃዕ ውልድኩም ኮንኩ ክቡር ጀነራል ኣብርሃለይ ።
Mesati tarik aytehtsrwo gn
Viva jebha
❤❤❤❤Yihaxir alo ni abona Kia kibiri yihabom
Tixbit newihni kenyu tark abotatey kismiE 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ሓጺርን ድሕሪ ነዊሕ መዓልታትን ኮይኑ ።
ንዝህልወና ጽምኢ ፍልጠት ዝምጥን ኣይኮነን እሞ ኣዳለውቲ ኣቃልቦ ግበሩሉ። ብዝተረፈ ዝንኣድ እዩ ቀጽሉሉ
❤❤❤
Welcome general
We learned the value of nation from ELF( jebha abay)
Welcome General Abrahaley
👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤
Nebst-Geday
ተቐዲሑ ዝይውዳእ ታሪኽ ኣየ ርእሲ ናይ ጀጋኑና 2ይ ዘይ ፍጠሩ! ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዪገሪም እዩ።
🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abotatna jeganu 🇪🇷 enkoe natna konkum zehebn tarik serihkumlna amlak msakum ykuno🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
nKiyar abrahaley kifle kemdresheno Dr.yosuf Brhanu gelitsuwo alo
እዚ ጹሉል ድዩ ንዶክተር ፍጹም ቐቲልዎ????? 🤔
ኣነድገርመኒ ግን ክዝክሩ ናይ ቅድሚ 50 ዓመት ተረፍ ደይብላ ኮፍ የብልዋ
ኣብርሃለይ ክፍለ፣ ፍሉጥ ቶኾኽ ቶኾኽ ዝብል ሓሳውን ቀንጻልን እዩ። ሕጂ እውን ንመን ክልክም እዩ ኣምላኽ እዩ ዋንኡ። እዚ ርጉም ቀንጻሊ እዩ።
ተሕጽርዋለኹም ወስኹላግዜ! ቀጽልዎ ከምዝታት ታሪኽ ጀጋኑና በጃኹም ጽሙኣት ታሪኽኢና።
Pae mesati kale mehtet u ......gen betaemi haxiru
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️
ጀነራል አብራሃለይ እዛ ወያነ ሰሚኻያዶ 3ተ ወራር አካይድና ይብል እቲ ህዝባዊ ግንባር ሬዲዮ ዝማሃሮ ደብረጼን ሓሳዊ ሰሚኻዮዶ። ።
21:08
Aye jignnet aye meanta aye sre...klawae!! Deqemhnit ekoykum!! Zeyxgeb tarik!! Qexlelna bejaka!! Mexhaf kea xehafwo.....
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለን ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ ኢልኩም ሕተቱ
Samiel eza 8 kifal elikaya zeleka tedegima eya7 kifal eya
Ahmed Negash
በጃኩም ባ ክንዲዚ ዛክል ዓቢ ታሪክ ሲ 27 ደቂቅ ጥራይ እንተ ወሓደ 1 ሰዓት ግበሩልና ዘይጽግብ ታሪክ ኣቦታትና ዓወት ንሓፋሽ
🐪🐪🐪🐪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊
ብሓቂ መልኣከሞት ይመስል !
❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤
You have so many important facts in our history.Please document it in the form of a book rather than spreading it in the form of ordinary interviews.
እስካን ብጾትካን ጅግንነትክም መሊኡ ፈሲሱ ጅግንነት ኤርትራውያይ ከምዚ እዩ ውረስ አንታ ንእሽተይ ወሎዶ እዚ እዩ ሓቀኛ ታሪካ
ልዕሊ ማንም ምስናዱ ሓጎሰይ ክቋጻጸር ኣይካኣልኩን። ኤርትራውያን ታሪኽ ክንሰርሕ ኣይኮነን ጸገምና ክንስንድዶን ክንበግሮን ዳርጋ ኣይበቃዕናን ብፍላይ ገድላዊ ታሪኽ እሞ ካልኦት ውን ብሂወት ከለዉ ገለ ክገብሩ ኣለዎም ዋላ ንኣሽቱ መወከሲ ክጽሕፉ ኣለዎም ተሓጊዞም ናይ ምጽሓፍ ዓቅሚ ንዘየብሎም።
እዚ መደብ ሆርዳታ ምስ ጀነራል ኣብርሃለይ ኣገዳሲ ሓደ ክፋል ካብ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ስለዝኾነ ብመጽሓፍ እንተዝጻሓፍ ሓደ ኣብርክቶ ነቲ ዓቢ መጽሓፍ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ምኾነ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ።
እዚ ዓቢ ታሪክ ክስነድ እኮዩ ዝግብኦ ብፊሊም ብሂወት ኮለኩም ጅንራል ብሓቂ ይሕዝን አብ ክምዚ አጋጣሚ ክዙንቶ።
Hawina hiteteley ni General Yohannes
Izom deghiat ghebrehannis zibehalu kulu ghenzeb nay eritra ab idom iyu neru yibehal milkionat ab ethiopia neyriwom iyu