Ankixwos tebarikatni ybl ab afgeza kebirnayo ybl hasawi belo trah resa tehabiu ab kalie bota tekebiru still know resa ayterekeben Even aytefekeden keman kiatu we know it very well mister fedayn eti mexhaf anbibo nay Dr Futsum kokob semen zbl mexhaf alo full history zelewo
Ezi doctor fitsum b tiezaz eyu teketilu zkewun.eza anagra si des aybeletnn.chafa eya harimato,haya shigut neyru.endie ke hasabu keyru ykewun,kitelo tebahilu alo,brgader General.kulom ab sltan zelewu sebat enda ketelu zmexu eyom.chikane alewom kulom
ሓታታይ ኣዚኻ ክትድነቕ ዝግብኣካ መንእሰይ ታሪኽ ኢኻ። ብረታዊ ቃልስና ብደቂቕ ኢኻ ትፈልጦ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል
Yes you are right he is amazing
I agreed!
ይገርም'ዩ፣ ንኹሉ ብደቂቕ ምስ ቦታን ፍጻሜታትን ይፈልጦ። ጋዜጠኛ ድማ፣ ከምኡ ክኸውን'ዩ ዝግባእ።
ኣነ ከማን ናይዚ ጋዤጠኛ ኢዩ ዝገርመኒ ከምዛ ምስኦም ዝነበረ ናይ ኩሎም ኣስማት ጀጋኑ፡ቦታ፡ቅያ ኩሉ ከምዛ ዝነበረ ይሓቶ ብምኻኑ ተደኒቀሉ
ልዕሊ ኩሉ ነዚ መደብ ብልክዕ ተረዲኡን አጽኒዑን ዝመጸ ንፍዕ ጋዜጠኜ ኢካሞ ነዚ ረዚን ታሪክ ካብ ሐደ ጅግና ጀነራል ውሃ ዘበለ ታሪክ እዩሞ አገናዕ ዕድመን ጥዕናን አርካናት ኤርትራ ዓወት ንሐፈሸ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
Thank you for the dedication to Eritrean people. ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ሓያል ጋዘጠኛ ንኹሉ ይፈልጦ ዘይከም ዕድምኡ ጅግና ብርገደር ኣብራሃለ ክፍለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጋዘጠኛ ካኣ ተሰፋ ይገብር ክሳብ ጉዕዞ ናጽነት ዝነበረ መሪር ግዜ ከየቋረጽካ ክትሓቶ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓታታይ መንእሰይ እመስል ግን ቡዙሕ ነገር እፈልጥ እዩ ኣገናዕ ❤ ግን ይሓጽር ኣሎ ኣንውሕ ኣብልዎ ብከመይ ክንረክበኹም ንክእል ሓደ ካብቲ ብሪጋደል ኣብርሃለይ ክፍለ ዝጠቆሶ ኣብዚ ኣሎ ምሳይ ከም ሪፈረንስ ክትጥቀመሉ ትደሊኻ ካባይ ወጻኢታት ናይ ቴሎፎን ስሰናዩ ኣጆኩም ጅግንነታዊ ታሪኽ ከይቅበር ከሎው ይሰነድ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓታታይ ብጣዕሚ ኣግኒቐካ ነቲ ታሪኽ ተማእዝኖ ።እንተዝከኣል ኮይኑ ንኮሎም ኣርካናት ጀነራላትን መራሕቲ ሻዕብያ ቃለ መሕትት ተተግብሮም ኣዝዩ ጽቡቕ ምኾነ።እዚኦም ክቡር ዕንቂ ዘይርከቡ እዮም
መርሓባ ሳሚ ሆርዳታ መዲያ ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕዩ ቀጽሎ። ኣነ ድሒረየ ረኺበያ ዝምስገን ስራሕ።
ብ/ጀ/ ኣብርሃለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓቢ ትምህርቲዩ ብዙሕ ክትምስገን ይግባኣካ።
Proud of you General Abraham,It's amazing I can not stop listen this again and again God bless you all ❤
ጽብቅቲ መደብ pleased እቶም ብሂውት ዝሓለፉ ይኣክል ነዞም ተሪፎም ዘለው ጀጋኑ ኣቦቲትና ኣያታትና ከምዚኣ ጊርካ ኣቅርቦም please thank a lot
Waw waw jegna abona abie tarkie enkai eritrawie konku awet nehafash gaztina beravo
I wish all our heroes speaks thier stories. Thank you our Hero Tegadaly Aberahley Kifle for telling us the true Story of our Struggle🇪🇷❤💪
እዮብ መንግስቱ ብሂወት ሰለ ዘሎ ታሪክ ክነግር ይኽእል ግን ምስተታሕዘ ዋላሓንቲ ምስጥር ከይውጽ እዚ ትብሎ ዘለካ ማኦት ተተኮስቲ ኣብ ቢንቶ ናይ ጥልያን ሓቤኦሞ ኣብ ከምዝተርክብ ብዝኾነ ን እዮብ ይተሓተት 🙏
ኩቡር ብጻይ ተጋዳላይ አብርሃለ ከምዚ ታሪኽ ገሊጹ ዝስሕብ አይርአኹን ብፍላይ ንዓይ ብአካል አብ በዓል ዕላ ዓብደላ ታማራት(ምክትል በርጌድ77) ስለ ዝፈልጠካ ብህወት ኮለኻ ነዚ ሐቀኛ ዛንታ ምንጋርካ ብጣዕሚ ኮርዔልካ ዕምርን ጥዕናን
ያ ማዕጉላ! ኣብርሃለይ ክፍለ 15 ደቒቕ ዝኸውን 'ኳ ዘየትክል ቀታሊ ብጾቱ ምዃኑ ኣይትፈልጥን ኢኻ ማለት'ዩ? መትከል ዘይብሉ ኣብርሃለይ ክፍለ ድምጺ ታንኪ (ደባባ) ናይ ሻዕቢ ምስ ሰምዐ ውግኣቱ ከየልዓለ፡ ስውኣቱ ከይቀበረ ኣንሳሕብ ጠዊል እናበለ ካብ ብርካ ፈርጢጡ ብ ከዋብ፡ ገረዊት፡ ማማን፡ ሓሸንኪት ኣቢሉ ናብ ኮሮኮን-ታህዳይ ዝተሃንፈፈ! ከምዚ ስለ ዝኾንኩም እንድዩ "ተጋዳላይ ዓማ ተወልዋሊ ዘይቲ ሕኛ ተሪፉዎ ክኸውን ሰበይቲ፡ ተጋዳላይ ዓማ ተባዕታይ ማንቲለ ታንኪ እንተ መጸቶ ንጸጋም ዝእለ" ተባሂሉ ብህዝቢ ኤሪትራ ዝተደርፈልኩም።
Wow yebele zanta tarik tidenguyna alekume gazetegha dema nay bahaki adnikeka eti tarik tifelto eka temesele emo hade hade heto heteto eka abe mengo gin hanti tarik mise wede aytkulefo embere kexelo ❤❤❤❤❤❤
Gize mara haxiru and keltifkum sidedulna pls ❤🇪🇷
Welcome ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷❤️💯💪🇪🇷❤️💯💪🇪🇷❤️💯💪 ትድንጉዩና ኣለኹም ግና ግዜ ወስኹ 2 ኣብ ሰሙን
Kibur Gigna geganu enkua beselam miss tinaka Liul fetari asnehaka. Amanbeaman kunnue beal metkel. Hizbitat Eritrea niselamn nimebalem zehasb yifterelna. Edmen tinan yifterlka Kibur Genetal Abrahele Kifle 🎉🎉🎉🎉
ኩብር ብሪጊደር ጂነራል ኣብራሃለ ክፍለ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
Wow you are amazing thanks my haro 🇪🇷 good job 👏 👍 😀 👌
ምሉእ ጥዕናን ብ/ጅ ኣብርጅሃለ ከምውን ጋዜጠኛ ሳሚኤል
መስዋእቲ ዶክተር ፍጹም ካብ ትጽቢት ወጻኢን ዘሕዝንን ድንገት።
መስዋእቲ ተጋዳላይ ብዝተፋላለየ ሓደጋ ምዃኑ ኣብ ክፍሊ ታዕሊም ሳዋ ምስ ወረደና ተረዲእኒ። እዛ መስዋእቲ ናይዚ ተጋዳላይ ፍጹም ዝብሎ ዘሎ ብትኽክል ኣብ መስርሕ ገድሊ ወይ ውትህድርና ዘጓንፍ ሃንደበታዊ ዘይቲጽበዮ መስዋእቲ ብጻይካ ከምዘሎ እዩ ዘረደኣካ ። ክብሪ ንጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ!!
ሰነዓፈ ማኣከል ጅግንነት ስውራ ኤርትራ።
Ewe buzahat nayzy gzye menaeseyat gn ayfeltun.Jebha Senafe eu neiru maskera wela Shabya mejemerya kab Ala Nab Smejana be jgna Abraham Tewelde abila tmalales neira abzy kebesatat Eritrea nay gedly masker znebera Smejana, Ala and karneshm eztat eu neiru Sahl nay kebesa
Welcome back General Abrehaley long life hero ✌️🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🕌✌️🏫9️⃣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bejakum aytehseruna. Tekedihu zey wdae tarik alena
ሓምሓራ የመትን ቢ ቃንቃ ሳሆ እዩ ::12:40 😂😢❤
ጸላኢ ጸሎሎ ቀባኢ። ባዓል ሕድራት ክሳብ ሕጂ ገበርትን ሓደግትን ኮይኖም ከውርዩ ምስጸንሑ፡ ዋናታት ታሪኽ ምስ መጹ ንታሪኽ ተመሊሶም ከዘንብዑን፡ ክሕስዉን ይርከቡ ኣለዉ። ጅግና ኩሉ ግዜ ጂግና እዩ።
❤❤❤❤እምቃዕ ደሓን መጻእካ ኣያኒ
ናይ ዶክቶር ፍጹም ኣሰዋውኣ ዘሕዝን ኣጋጣሚ
እቲ ሓታታይ ግን ዘይኣረገ ተጋዳላይ ዶ ኽንብሎ ኣስማት ናይ ብዙሓት ይፈልጥ ፡መጺጽ ዝኾነ ወዲ
ይበል ስረ፣ መን ክመሳሰለኩም ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ሻዕብያ
ብመጽሓፍ ደረጃ እንተ ዝቀርብ ክንደይ ምመቀረ ከምኡ ከአ ብዛዕባ ዓረምረም ዝተባህለ ሓይሊ እንተዝገልጽ
ሙልእ ስመዐያ ሕጂ።።።ነመስግን።
ናይ ዶኽተር ፍጽም መስዋቲ በከምዚ ክስዋኣ ኣይተጸበኩዎን ጀጋና ኣይነቡረን ።መሳቲ ኣላልል
Ankixwos tebarikatni ybl ab afgeza kebirnayo ybl hasawi belo trah resa tehabiu ab kalie bota tekebiru still know resa ayterekeben Even aytefekeden keman kiatu we know it very well mister fedayn eti mexhaf anbibo nay Dr Futsum kokob semen zbl mexhaf alo full history zelewo
ጂግና! ናይ ዶር ፍጹም RIP, የ ቀንየልና ነጻ ኢካ እስካ። ንዚኣ ምግላጽካ ዓባይ ነገር ኢያ። እቲ ቢላ ባለው ኩሉ ዓጺካዮ። ኣንበሳ
ብጻይ ጀነራል አብርሃለ ተስፋ ይገብር ሐደ መስከረም 1980 በዓል አብ ፎርቶ ክብዓል ከሎ መደረ ዓብደናስር ዝሃቦ መደረ ሜዳ ኤርትራ ካብ ሐደ ውድብ ክትጸውር አይትኽእልን ኢያ ስለዚ ዕላዊ ኩናት ሕድሕድ ክንጅምር ኢና ይብል በርጌድ69/77 አብ ሐጺር ኢዋን ተበጊስና ንስኻ ዘለኻዮ ብስዒድ ሳልሕ አብ ዛራ መግለጺ ተዋህብና ስዒድ ሳልሕ ይብል ሻዕብያ ካላሽን አለዎም ንሕና ዊን አለና ወይ ፖርቱ ሱዳን ከነብጽሖም ወይ ከሰላ ከብጹሑና ኢሊና please ነዝአ ጹቡቕ ጌርካ ግለጸልና ኢኻ።ክሳብ 1974 በጺሕካ አብ ዝቕጽል ብሃንቀውታ ንጽበ ዓወት ንሐፋሽ
ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ( ሻዕብያ ) ይኹን ታሪኽ ተሓኤ ( ጀብሃ ) ይሕመቕ ይጸብቕ ክንስንዶን ክንኮርዓሉን ይግባኣና 'ዩ ። ናይ ሎሚ መንእሰይ ወለዶ ድማ ካብዞም ኣስላማይ ክስታናይ ወይ ወዲ ቆላ ወዲ ደጋ ከይበሉ ንሓንቲ ኤርትራ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ጅጋኑ ኣቦታት ክመሃር ኣለዎ ።
ናይ. ኤርትራ ታሪኸ ህዝቢ ዓለም ኣይፈልጦን እዮ . ዚድነቅ ጅግኒነት
ንጺበ ጸንሓና
ብመጀመርያ ነመስግነኩም ጽቡቕ መደብ ግን ይሓጽረና ኣሎ።
Welcome deki Eria jeganu
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸👍❤️🇪🇷
Welcome jgna 🇪🇷💯👏👏❤
ጽቡቅ ታሪኽ ግን ሐጺርና።ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
It is very short please make it longer little bit
Merhaba dongikumina endikum aythmeku deku Ereyyyy
ብ/ጀ/ ኣብርሃለ ሓደ ካብቶም ኣርካናት ገድልና አንቋዕ ነዚ ሓቀይና ታሪኽ ምዝንታው ኣብቃዓካ። መስዋአቲ ዶ/ ፍጹም ዝተጠምዘዘ ታሪክ ይዝርጋሕ ስለ ዝነበረ ቢኣካል ባዕልኻ ምዝንታውካ ኣዝዩ ብሩህን መረጋገጽን ሓበሬታ ኢዩ፣ የቐንየልና ነዚ ከም ሕጂ ዝተፈጸመ ወሓዚ ታሪኽ ብሙሉአ ሪኢሰ ተኣማንነት ሰጋአ ከይበልካ ምዝንታውካ ተዘክሮኻ ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ።
Welcome general
Merahi medebn/ B.g abrhale kifle yqenyelnaa
እታ ካልኤት ታክሲ ስለምንታይ ዘይጠቅሳ ይብል ኣሎ ሓድ ሰብ ኣብቲ ስሪሒት ዝነበረ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤
👍👍👍❤️❤️❤️
Btiami xbuk hatatay btami xbuk agelalxa eta gze twhdeni Ala emo please wey keltifkum mlis mils belu wey kea anwhiwo. thanks.
ዋርሳይ ፋርስ ብሉጽ ጋዜጠኛ ብሓቂ ወሪስኩም ኢኹም ሰስኑልና ሃገረይ ሰብ ኣለኪ፣ ብጻይ ኣብርሃለይ ከመይ ዝበለ ክእለት ናይ ምዝካር ኣለካ ኩሉ ብደቂቕ ኢኻ ትዝክሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ሃየ ደረስቲ እንታይ ትጽበዩ ኣለኹም።
ጀቭሃ ድዩ ካሊእ
The programme is too short. At least make it 2 part per session.
አንቋዕ ብድሓን መጻአካ ብ/ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ ኣቦ ሰውራ ኤርትራ ❤
ዘይጽገብ መሃርን መሳጥን ዕላል ኣብ ምንቅስቃስ ሰውራ ኤርትራ ዘጽገብ ታሪኽ አዩ ።❤❤❤❤❤❤❤❤
Bejkom Nhtom Zetrfuna Geze Hbkom Azrbwom Tarkom be khaltomen Serhomen Nhbary khkwean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezi doctor fitsum b tiezaz eyu teketilu zkewun.eza anagra si des aybeletnn.chafa eya harimato,haya shigut neyru.endie ke hasabu keyru ykewun,kitelo tebahilu alo,brgader General.kulom ab sltan zelewu sebat enda ketelu zmexu eyom.chikane alewom kulom
Eway Eza wdub desert hasot Ktkelelu gudamat
ኣታ ጎይታና ዶክተር ፍጹም ሙሉእ ጥይት ኣይሃረመቶን እንታይ ማለት እዩ?????
አኮይ አምበሳ እንቋዕ ድሐን መጻእካ
Hordata media ኢሜልኹም ወይ ቴሎፎንኹም ጻሓፉ ታሪኽ ስለ ዝኮነ ዝያዳ ሓበሬታ ከም መወከሲ ክህቡኹም ቁሩባት ኣሎው ሓደ ካብኦም ኢዮብ መንግስቱ ኣብዛ ዘለኹዋ ከተማ ኣሎ ሓቲተዮ ኣነ ቁሩብ እየ ትአወሳኪ ሓብሬታ ክህቦም ኢሉ ቃል ኣቲለይ ኣሎ ምስ ምንዋሕ ግዜ ረሲዕዎ ክኮውን እክእል እዩ ብሪጋደል ጅነራል ኣብራሃለይ ይብል ኣሎ ።
ኣዞም ጎረባብታና ብደቡብ ይኹኑ ብምዕራብ ብምብራቅ ክንዲ ዓኾር ጠል ትኸውን ታሪኽ ከም ባላንችና ነፊሖም ክንዲ ጎቦ ይገብሪዎ ኤርትራውያን ግን እንታይ ፍጥረትና ክንዲ ጎቦ ዝኸውን ክትኣምኖ ዘጸግም እሞ ጅግንኔትን ቅያን ዝመለኦ ታሪኽ ክንዲ ዓኾር ገርና እካ ኣይነዘንቱን ቀብሪናዮ ንቕበር። ንሕሰበሉ ንዝመጽእ ወለዶ እንተዘይተመሓላልፉ ከም ታሪኽ ዘይብሎም ታሪኽ እሞ ዝተፈብረኸን ዝተሰረቀ ታሪኽ ኣቦታቶምን ኣደታቶምን ክሰምዑን ከድንቁን እዮም።
ይበል ኩቡር ጅግና ብ/ጀነራል ኣብራሃለ ክፍለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሉ ወርቃዊ ታሪኽ ጅግንኔት።
Ezi tarik ezi gn,ab mewedaeta n hzbi eritrea beliewo eyu.nay mebxia elama telimu,b hzbi eritrea kixawet zwuel zelo wudub,bzuh thugoselu aykonen.n nnebsom elom tewagiom ktbl tkiel eka neti Mercedes merihnet.bzu gebe zgeberuwo ewun alo ab meda kulu kitrek alewo.xexibuku tray aykonen zzreb.hji b akal rienayom n hzbi eritrea kekalabitu
Gazetenga gn aygdn tenefihu moytu
ሙቁር ዕላል ኩቡር ኣያና።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍❤️🌹🌹❤️❤️👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብሪን ሞሳን ዝግባኣካ ጅግና እካ እንካእ እዚ ታሪክ እዙይ ከይነገርካ ከምቶም ዝሓለፋ ኣይሓለፍካሞ መፍቶ እቶም በለልቲ ታሪክ ኣይኮንካ። ዘይትድገሙ ጀጋኑና ታሪኩም ኣውርስዋ ዛሃገር።
ፕልስ ኣይትደንጉይና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️👍👍👍
💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷
🙏⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abrahaly jegna kefle serawet85 digdigta kilo yefelto
🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መቃልስተይ ቀቲለ ኢሉ ዝናሳሕ ናይ መጀመርያ ተጋዳላይ
አቦ ከሎ ጽላል እዩ 💪💪🇪🇷🇪🇷🫶🕌🫶⛪️🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
Hiii❤
ማሕሙድ ቅድዊ እቲ ነባር ተጋዳላይ፡ ሓው ነቲ ጅግና ዓሊ ኢብርሂም አዛዚ ብርገድ 51 ዝነበረ አብ መስሓሊት ዝተሰውኤ ኢዩ፡፡ አጸቢቅካ ተንትኖ ታሪኽ ስለዝኾነ፡፡ ፍርቂ ታሪኽ የሎን፡፡
በጃኹም ዓቅሚ ምጽሓፍ ምድራስን ዘለኩም ኤርትራውያን ክቡር ጀነራል ሃህ ኣቢሉ የኾልሰኩም ኣሎ ሰንድዋ ሰውራ ኤርትራ ገሊጽካ ዘይውዳእ ታርኽ ኣለና:: ግዜ ከለካ ግዜ ኣይትጸበ ኢዪ እሞ ዘለው ጀነራላት በብግዝኡ ቀርቦም ታርኽ ከቅስሙና ተጸበይቲ ኢና: ሰናይ ወሰላም ንኹልኩም ደቂ ኤረይ ።
Bihankewita kixebaya keniya denguikana Hordata welcome Here hizbawi ginbar ❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🐪❤️
ተጋዳልይ ክፍለ ካብቶም ምስ ጅብሃ ዓባይ ዝተስለፉ ብምካንካ መጠን ኣዛናትዋካ ግና ኣይዕግብን ዝሎ ታሪኽ ምካኑ ስለ ዝይተትፎ ጽብቕ ገርካ ኽርዝረዝሮ ኣሎካ ይብል ኣነ በውገነይ ናይ ጅባሃ ታሪክ ንባዕሉ ተቕዲሒ ዝይውድእ ብምካኑ መጠን ሕልፍ ሕልፍ ኢሊካ
So short try to change time.
አሕዋት መንእሰያት ኤርትራ እዚ ብአብራሃለይ ዝትረኽ ዘሎ እንተስ ብአፍልጦ እንተስ ብዘይ አፍልጦ ብልክዕ አይኮነን ዝትረኽ ዘሎ፡ እጃም ናይቲ ታሪኽ እሱ ዘለዎ ክነሱ ግን ቡዙሕ ሃጓፍ ይገድፈሉ ስለዘሎ፡ አቱም መንእሰያት አብቲ ግዜ እቲ ስለዘይተወለድኩም ጅግና አቦና እናበልኩም አይተድንቅዎ፡ ቡዙሓት ጀጋኑ አብ ክልቲኡ ውድባት ስለዝነበሩ ግን ክግለጽ ዘይተደልየ ታሪኽ አሎ፡፡ ልክዕ ከምዚ ፈንቅልዶ ናደውዶ እናበልካ ዝባዓል ግን ነቶም ንናደው ዘዕነውን ንፈንቅል ዝፈንቀሉን ብክሕደት ሃገር ንልዕሊ 22 ዓመታት ቀይድካ ግን ከአ ናይቲ ታሪኽ አተግበርቲ ሽሞም ውን ንኸይጥቀስ ዝግበር ጸሊምን ሓቂ ዘይብሉ ታሪኽ ስለዝኾነ ብኻልእ መልክዑ ክትሪእዎ ፈትኑ፡፡ እዚ ስርዓት እዚ ጠላም ስርዓት ኢዩ፡፡
ታሪክ ህሓኤ & ተሓኤ ብሓደ ሰብ ቃለ መሕተት ሙሉእ ቡሙሉእ ክግለጽ ትጽበ ተለካ ትርጉም ታሪክን ቃለ መሕተትን ኣይትፈልጦን ኢካ :: ወዲ ክፍለ ክሳብ እዛ 7ይቲ ክፍል ውልቃዊ ታሪኩን ዝነበሮን እዩ ዝዛረብ ዘሎ :: ሓደ ወልቀሰብ ድማ ዝነበሮን ዝወዓሎን ከዘቱ ከሎ እዩ ተኣማንን መሳጥን ዝከውን
እቲ ተገዲፉ ትብሎ ዘለካ ሓንጥጦ ( ጽሓፉ ) እሞ ከነንቡቦ እጃምካ ኣበርክት
ጅግንነቱ እሞ ዝድህሰስን ህዝቢ ኤርትራ መቃልስቱን ስለ ዝምስክርሉ ኣይትሰከፍ ጅግና ተበልዋ :: ከቢዳትኒ ዘይበለ ንስካ እንታይ ሓበጠካ 😂
Tkkl aleka.felitkayom aleka
እንዳ ሚዮቲ ፓላሶ እዩ እቲ ብማርሞ ዝሰራሕ ዝነበረ ገዛ
Mishet embar tyt often eu weygud
እንቋዕ ናትና አኮይ ምዓረይ
ሆርዳታ ግን እንታይ ማለት እዮ ንገሩና???
መንእሰይ ማለት ኢዩ ብቃንቃ ናራ
Kubur ABONA BIRGDER GENERAL ABRAHALA KFILE edmen tienan yehabika
ዘግርም ብሉጽ ታሪክ ኤርትራ።
ketali doctor fexum abrhaley kefle eya ezi kea betnkol mekanu felut mekneyatu doctor fexum aziu haylen belihen sela zenbera ketfe alewo abrhaley kea nedoctor fexum teray i konen ketilu
Naka mgdafu yehzn.lewlaw.
Tfelto tarik teleka begabab htet..men,abey.nmtay.......?
Ane keman kemu zbl gmt aleni.mknyatu bret ktftna keleka si bzeyagedis 45 degree nblaeli aknika fetina eyu zbl. Slezi b tiezaz eyu teketilu.shaebiya hayal seb enterieya hasabu fly zbele mknxal tray eya
ኤህ ቃንዛ ዝኾነት መደብ እዚ ዝአክል ጅግንነት ብሰላሳ ደቂቅ ኤህ ሃሮን ዝብለካ የብለይን ኩብር ጀነራል መጽሐፍ ክትጽሕፍ ብክብሪ አነ ስፖንሰር ክገብረካ ታሪኽ ገድልን ህዝቢ ኤርትራ ባዓል ንስኻ ጀነራል ሻዕብያ መዳርግትስ ይህልዎ ዶ ኣብ ዳጎሮቤትና ንስኻ ዝማረኽካዮ ፊልድ ማርሻል ኢሎሞ ዘበነ ግርቢጥ ዕድመን ጥዕናን ሃሮን ስዓታት ወስኸና በጃካ 30 ደቂቅ ሓጺሩ በጃኻ
Eritrawi kubur menenet ❤
ንዶክተር ፍጹም ቐትልካ ድኣ ደቂስካ ክትሓድር ዲኻ,??? ቐስንካ በል ኣይትሕደር ብዙሓት የሕዋት ኣለናዮ ክንደፋኣካ ኢና ከምቲ ዝደፋእካዮ,
I thought Solomon Tsehaye was with you.
እቲ በዓል ታክሲ ኢብራሂም ታክሲ ይብሃል ኣብ ርያድ ይቅምጥ ነይሩ ኣብ ቀረባ ግዜ ሞይቱ።
መሳጢ ታሪኽ፡ ሆርዳታ ነመስግነኩም
ቕደዊ ሓው ን ዓሊ ኢብሪህም እዩ መ/ክፍለ ሰራዊት ህግሓኤ እዩ።
ሆርዳታ ሚድያ ብትገብርዎ ዘለኹም ምስናድ ታሪኻታትናን ጅግንነትናን ኣቦታትና ኣዴታትና ከይመስገንኩኹም ኣይሓልፍን።ንኩቡር ኣቦና ብ/ጀነራል ኣብራሃለ ከኣ እዚ ተዘንትዎ ዘለኻ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ ሞ ስለዚ ግዜ ከሎካ ብምልኡ ቅያታትኩም ከተዘንትዉልና ብሂወትኩም ከለኹም ንላቦ።ካብ ብድሕሪኹም ብጸየቅቲ ታሪኽ ሓንጎልና ካብ ዘባልሽዎ ንስኹም ሕጂ ከለኹም ካብ ኣፍኩም ይሕሸና።ነቶም ዝተረፉ ካብ ዝነኣሱ ክሳብ ዝዓበዩ ብመደብ እንዳ ዓደምኩ ከተቅርቡልና ንላቦ።ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹💪💪💪
መርሓባ ያ በጃኩም ትደንጉየና ኣላ