መዛዘሚን መድረን ሓበራዊ መግለፂ ቅዋምን መድረኽ ዕድላትን ፈተናታትን ሕድሪ መናእሰይ ትግራይ 5ይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 21 дек 2024

Комментарии • 34

  • @XxXTWH-em2zj
    @XxXTWH-em2zj 6 часов назад +5

    ❤ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረቦቶም ይመለሱ ቅድሚያ በቃ በለካ ለክዔካ❤

  • @KflomGs
    @KflomGs Час назад

    ኣታ ዶ/ር ዘይኮንካስ ደንቆሮ ኢኻ
    ህላወ ትግራይን ተጋሩን ብ ቃልሲ ውድብና ❤ህወሓት❤
    እምበር ብኣኹም ኣይኮነን
    ህ ወ ሓ ት ደመይ ❤❤❤

  • @XxXTWH-em2zj
    @XxXTWH-em2zj 6 часов назад +2

    ❤ግዝአት ትግራይ 48% ሚኢታዊ ነቀደም ሓቢርና ንእሹተይ ዓበይቲ ከይበልና ነምልስ በቃ ስልጣን ናዓይ ናዓይ❤

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 5 часов назад +1

    ግ/ም/ት ዝተዋሀቦ እማም ክፍጽ አይካአለን።

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 5 часов назад +1

    ንህዝቢ ትግራ አተዳናግሩ ኮምኡ አኮነን።

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 3 часа назад

    ሳጅን ኣብ ኩሉ ዲኽን እትርከባ ኣንፈት ንፋስ ምንባብ ይጽግመክን ኣሎ እመስለኒ ግደ ኣብልክንን ጻሓይ ግምት ዓሪባ እያ

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 5 часов назад +1

    ንመን ከተደናግር
    ቀዳማይ ሕዝቢ ተግራይ አብ ቴዳ አሎ።
    መሬት ትግራይ ጸላእቲ 40% ምስ ጸላኢ

  • @fassilbelaygesese1512
    @fassilbelaygesese1512 4 часа назад +1

    ሓዱሽ ቱልትላ ትምህርቲ ቢሮ ብደንቢ አይመርሓካን ተባሂልካ ስለ ዝወረድካስ ዝኩሉ ሃተዉተው ዶ/ር ድንቁርና ሚስክን

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 5 часов назад

    ትግራይ ጠርናፊ ዘይብላ ከተትርፍዋ።

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 5 часов назад

    Perfect and respect to him!

  • @semereberhane3718
    @semereberhane3718 5 часов назад +1

    ኣየ መረሳ ውሳነ ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝተፈንጨልካስ ብውልቅኻ ንኸትንትን ኣይትሞክር ነቲ ኽቡር ህዝብና ኣይተደናግሮ።

  • @KahasuTrunh
    @KahasuTrunh 4 часа назад +1

    ሓሳዊ መዳናገሪ

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo 4 часа назад

    💪💪💪💪💪❤❤❤❤

  • @HasanHasan-p3p
    @HasanHasan-p3p 6 часов назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 5 часов назад +1

    ኮነ ኢልካ ተመሳሲልካ ዉድብ ህወሓት ንምፍራሰ
    ዝግበሩ ዘለዉ ምንቅሰቃሳት እዮም
    ዉድብ ህወሓት ኣብ ዝኾነ ግዘ
    ብብሄራዊ መረፃ ኣሊኻ ህዝቢ ብዝመረፆ ከመሓደርን ከምራሕን
    ምግባር ይከኣል እዩ
    አብዚ ሕዚ ሰዓት ግን
    ከንነከእ ዘይግበአና ቀይሕ መሰመር እዩ
    ነሰተዉዕል

  • @FjfDo
    @FjfDo 6 часов назад

    😂😂😂😂😂 ካብቲ ኣደናጊርኩም ዘሎ ሰይጣን
    ናብ ሓቂ ዘጨብጠኩም መልኣክ ይመልስኩም እ/ሄር
    ❤ ዓወት ን ህ ወ ሓ ት ❤

  • @ትግራዋይ-አ3ኘ
    @ትግራዋይ-አ3ኘ 5 часов назад +1

    አታ ወዲ ናይ ጌታቸው ረዳ ዓፈና ተምሂርካያ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 4 часа назад +1

    ወስላቲ ንስልጣን ኢኻ እትምህለል ዘለኻ

  • @FjfDo
    @FjfDo 6 часов назад +1

    ኣነ መንእሰይ መቀለ እየ ምስ ብ መንገዲ ፅላለ ዝትዓብዱን ዝተደናገርኩምን ኣይደናገርን

  • @muzetekle7297
    @muzetekle7297 3 часа назад

    ኣንፃር ጉጅለ ድሕረትን ዓፈናን ኩልኻ መንእሰይ ትግራይ ተልዓል ቅድሚ ምጥፋእኻ

  • @tomastom-bj6qp
    @tomastom-bj6qp 3 часа назад

    አፈኛ አይኮነን ዘድሊዮ ህዝቢ ትግራይ ብዛዕባ ተምቤን ዘይኮነ መደናገሪ ኢኻ ብዛዕባ ሑመራ ካልኦት ግዝአት ትግራይ ተማጎት ሰጋዲ

  • @berihugebrihiwot2115
    @berihugebrihiwot2115 2 часа назад

    ካበይ ዝመፀ ደደብ እዩ እዚይ ከ 😂

  • @TunaDehun
    @TunaDehun 6 часов назад

    ህዝቢ ትግራይ ተፋነቀልና ይመለሱ ላአላውነተና ይመለስ ይብለካ አሎ መዳናገሪ ኢኻ

  • @ytbareka.2978
    @ytbareka.2978 3 часа назад

    በላዒ መንጸፉ፣ ዶክተርነትካ ዝብዒ በሊዒዋ እዩ፣

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 5 часов назад

    ኹሉ ሪኢናዮ ግን ግምት እኒኦ ድዩ። ናምህላው ምልክት ሓደ ነገር ንደሊ ከንቲባ ካብ ናጋ ጀሚሩ ስርሑ።። ጃይ

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 3 часа назад

    ኣንፃር ጉጅለ ድሕረት [ኣደመ] ኩሉ ይውፈር!!

  • @MogesBrhanu-v1e
    @MogesBrhanu-v1e 6 часов назад

    ካሊእ ከምዘያድሕና ተገንዝብኩም ስርሑ

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 4 часа назад

    ሱሙዕ! እማ አሕዋት?ትማሊ ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ ኢለን ጀሚርን?ውድብና ህወሃት እናበላ መግለፂ ዝሃባ ሪእስ? ቅድሚ 50ዓመት ዶ ለሚ ኢለ ተጠራጥር። ግን ድማ አይፍርደንን?ፎትየን ዶ?ወይስ?ንስኻትኩም መናእሰያት ድማ ግዚያዊ መንግስትየ ምናምንየ ዘይኮነስ?ፀገም ህወሃትን ትግራይይን ማሓውር ሻዕቢያ እዩ። ብሽም ህዝቢ ዓድዋ። ወሪድዋ ህዝቢ ዓድዋ። ሻዕቢያ ወይ ይቀራዕ????

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 4 часа назад

    ትግራይ ?መሰርትን ሞተርን ኢትዮጵያን ኤርትራን ክሳብ ኑቢያ! መንበር ታቦተፂዮን ። እምበር መንገዲ አዲስ አበባ አስመራ አይኮነትን?#@&? ትምክሕቲ ዘይኮነስ ?ካብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ብላዕልስ?ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ዘጥዕመሉ አሎዶ?እቶ ካልኦት ህዝብታ ኢትዮጵያ እኻ ተርዲእዋም። ድሕሪ ሕጂ ነዚ ክልቲኡ ህዝቢ ሓደ አይኮነን ዝብል ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ እዩ ዝበለ?አነ ዘይኮንኩስ?ኢሱ እዩ። ግመለይ ብሰለይ መለይ።

  • @MogesBrhanu-v1e
    @MogesBrhanu-v1e 6 часов назад

    ኣጆኹም ቀጽልሉ ትግ ኣድሕንዋ

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 3 часа назад

    እቲ "እምቢታ" ዝበልዎ እምቢታ ዕስለ ጉጅለ ኣደመን ኣንፃር ረብሓ ህዝቢ ትግራይ እዩ።

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 5 часов назад +1

    ንህዝቢ ትግራ አተዳናግሩ ኮምኡ አኮነን።