ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማር- ኢሳያስ ሃገራዊ ስምዒቱ እትገልጽ By Beyene Semere ረድዮ SBS Aug-22- 2021

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 29 янв 2025

Комментарии • 165

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 3 года назад +20

    ክንድዚ ዝኣክል ዓመታት ኢሳያስ,ኢሳያስ ምባልሲ ናይ ኢሳያስ ሓይሊን ብቅዓትን ,ናትካን መሰልትካን ድክመትን ሓንካላትን ምንባርኩም ዝይዳ የቃልዕ.ሓቂ ተዘይ ይሕዝ ንሱ ዝመርሖ ዓርሞሺሽ ህዝባዊ ግንባር ኣይምተፈጠረን, ሃገር ውን ባኣኹም ኣይምመጸትን. ከምዚ ኾለል ትብልዎ ዘሎኩም መጋጠመ.

    • @negodanegode5390
      @negodanegode5390 3 года назад

      ናይ ባሓቂ ዘዕግብ ግብረ መልሲ::

    • @regatbesrat8897
      @regatbesrat8897 3 года назад

      ፈሊጥካዮም ኣለኻ

    • @GoitomM
      @GoitomM 5 месяцев назад

      ኣጋባብ ቃልሲ ዘይምፍላጥ'ዩ ከምዚ ዘብለካ ዘሎ። ንቕሓትካ ሃገራዊ ጥራይ እዩ። ኣድላዪ ክንሱ ዴሞክራስያዊ ንቕሓት እንተትውስኸላ ነቲ እንብሎ እንዶ ምሃሎወካ።
      ጽቡቕ ኣሎና ትብል እንተሃሊኻ ወይ ጽቡቕሲ የሎና ብሰንኪ ወያኔ/ኣመሪካን ብጾታን ትብል እንተሃሊኻ ኣብታ ሚዛን ሓቀይ ኣሎኹ።
      ከምቶም ዓዲ ነጻ ወጺኣ ሕጂ'ኸ እንታይ ደሊኹም ዝበሉና ኢኻ።
      ኣብ ፖሎቲካ ዴምክራስያዊ ንቕሓት ዝበሃል: ንፍትሒ: ንሓርነት/ሕጋውነት/መሰል ወድሰብ ዝጣበቕ ንቕሓት እየ።
      ኢሰያስ ጸረ ሃገር (ንኢሻቶ ኢትዮጵያ ዝመረጸ) ነታ መብዛሕቶኡ ሕብረተሰብ ዝርድኣ ንግስነት) መሪጹ።
      መብዛሕቶኡ ሰዲዑ/ልቢ ህዝቢ ሰሪቑ (እታ ሕጂ ከም ሓሳቢ እተቚጽሮ) ጠሊሙ።
      ሕጂ'ዶ ይሓይሽ ካብ እንብለኩም ጌጋኹም ኣርሙ ኢና እንብክ ዘሎና።

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 года назад +16

    መዋአልኩም ኢስያስ ኽትብሎ ሓንቲ ቅምንግር ክይግበርኩም ዕድመኩም ተውዲኦ ብዘይ ሓድ ለውጥ ክይገበርኩም ጥራይ ዘረባ

  • @regatbesrat8897
    @regatbesrat8897 3 года назад +10

    ኣንታ ዝይትሓፍርከ ካበያ ሙህሮ ኣአምሮ ትበል ዓባየይ, መዓንጣ ዘይ ቆጸርና ቆልዑት ኣብ ፈቀዶ ኮሮኮን, ታህዳይ ኣንስትኹም ኣቀዲምኩም ንሱዳን ኣሕሊፍኩም ራሕሪ ሕክሙን እንዶ ኣይከድኹምን, እስከ ንገሮም እቲ ሓቂ ሓልፍቲ ጀብሃ ደቆምን ኣንስቶምን አብይ ይነብራ ኔረን በብሓደ ክትንትነልካ ይኽእል እየ ካብ አበወንበር ጀሚርካ, ብረትኩም አውርዱ ተባሂሉ ኣብ መሬት ሱዳን ኣበይ ኣትዩ ንብረት ጀብሃ. ደሓር ድማ እታ ደምሓኤ ትብላ ዘለኻ ጉጅለ ንስኹም ዶ ኣይኮንኩምን ምስ ወያኔ ሓቢርኩም ሃገር ከተዝምቱ ትቃለሱ ዘለኹም. ንስኹም ሲ ኣብታ ስደትኩም ደአ ብለዩ ሕጂ ሰብ ከተደናግሩ ብሃይማኖትን ብአውራጃን ንህዝባዊ ግንባር ክትከስስ, እንታይ ደአ ኮይንኩም ዘይተቃለስኩማ ኣብቲ ሜዳ ከለኹም እግረይ አውጽእኒ ኢልኩም ዲግዲግ ጌርኩምሲ ሕጂ ብጀጋኑ ዝመጸት ሃገር ነዓኹም ከነረክብ ሕልሚ. ኢሰያስ ጀግና ጥራሕ ዘይኮነ ናይ ጀጋኑ ጀግና.

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 3 года назад +16

    ክንዳኻ ዘይኣኽሉ ብኣኻ ይወዓሉ ዝበልዎ ኣቦታት ከምዚ ናትካ ሕሱር ዘረባ ምስተረክበ እዩ።

  • @yosiefghebre6831
    @yosiefghebre6831 3 года назад +18

    ቀደም ጠንጢንዎ ዝተዐዝረ ሰዉራ ሙሉእ ዕድሚኡ አሰያስ ከናሹ የሕሊፎ ጊዚኡ.

    • @Aba-Gobyee
      @Aba-Gobyee 3 года назад +2

      እሞ ኢሰያስ እንተዘይ ኢሎም ድኣ እሞ መን እዪ ኣቃልቦ ክህቦም ኣታ ወደይ ቁሩብ እባ ተርድኣሎም እታ ኣንስትነቶም

  • @ብሊና
    @ብሊና 3 года назад +9

    መቸም ኢሳያስ ሓያል እዩ ንገለኩም ቀትልኩም ንገለኩም ከኣ በታቲኑ ካልኣይ ግዝየ ንኤርትራ ከምዘይትርእይዋ ገሩኩም, ናይ ሕጂ ድሕሪማይ ኣብ በዓቲ ሃለውለው ዘምጽኦ ለውጢ ዘሎ ኣይመስለንን

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 3 года назад +21

    ሃገራዊ ወኒ ኢሰያስ፡ ኣብ ባይታ ዘመስከረ፡
    ንቃልሲ ተበጊሱ፡ ዕላማ ወጢኑ፡ ዝተፈላለዩ ሓይልታት ሰውራ ኣስሚሩ፡ ናጽነት ጋህዲ ዝገበረ፡ ጅግና መራሒና እዩ።

    • @regatbesrat8897
      @regatbesrat8897 3 года назад

      🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @abemike7780
    @abemike7780 3 года назад +13

    This guy has never been in struggle for the independence of Eritrea, in his own words, he could not join his friends to the field because he was sufferings from “amoebic dysentery” . Now his host is telling us this traitor of the highest degree has devoted his “entire life” to the liberation of Eritrea. What ironic, journalism gone berserk.

    • @ሩፍታኤርትራ
      @ሩፍታኤርትራ 3 года назад

      ብጣእሚ ዘገርም አብ ጽቡቅ ኮፍ ኢሉስ ነቲ ጅግና ይዋራዘየሉ
      እንታይ ደአ ኮይኑ ዘይተጋደለ?

    • @Sat20190
      @Sat20190 3 года назад +1

      He is pathological

    • @cantdoit3869
      @cantdoit3869 2 года назад

      --

  • @johnbaraki5399
    @johnbaraki5399 3 года назад +13

    ዘልኣለም ኢሰያስ ክትብሉ ክትነብሩ ኢኹም

  • @yonaskeleta5871
    @yonaskeleta5871 3 года назад +6

    Gema over

  • @tesfaiasbu6694
    @tesfaiasbu6694 3 года назад +11

    ተቃሊሱ ግን አብ መስርሕ ተነፊዩ ክርዳድ ኮይኑ አብ አብ ወጻኢ ተጓሒፉ።

  • @semerehayle5148
    @semerehayle5148 3 года назад +11

    ኣየ ደምበ ሸንኮለል መዋእልኩም ብደይ ቁምነገር
    የሕሊፍኩሞ ግዜ።

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 3 года назад +2

    ወዲ ኣፎም ካብ ዝበሎ፥ ኣብ ኤርትራ ግና መሪሕነት ጀብሃ ኣል ታሕሪር ናቶም ባዕሎም ዘሕተምዎ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣንዲዶም።
    ንቋንቋ ትግርኛ ንምድኻም ድማ ብዙሕ ስጕምትታት ወሲዶም። እዚ ኩሉ ንኤርትራ ዓረባዊት ንምግባር እዩ ዝነበረ።
    መንነቱ ቋንቋታቲ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን ከኣ ይትረፍ ክመርሕ ከም ዜጋ ውን ብሰላም ከንብረካ ኣይክእልን።
    "ኢንዶኖዝያ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ሶማል 100% ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ቱርኪ ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ኢራን ኣስላም ኢዮም ቋንቁኦም ኣይቀየሩን።
    ኣብ ኤርትራ "ማይኖሪቲ" ውሑዳን ብሄራት ኣስላም ኣለዉ፥ ሃገራዊ ቋንቋ ኤርትራ ዓረብ ክንገብሮ ይብሉ።"
    ኣተ ኢሳያስ ብዛዕባ "ትግርኛ ከለዉ ዓረብ ክኾኑ ዝደልዩ፥ትግረ ከለዉ ዓረብ ኮይኖም ንዮ በላ እዛ ትግረ ዝብሉ፥ ኣብ ሂወተይ ክልተ ጊንጢነት ኣጓኒፎምኒ " : ይብል።
    ብዘይ
    ብሄረ ትግርኛን ፡ ብዘይ ግቡእ ክብሪ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛን (85% ናይ ኤርትራ)፡ ሃገረ ኤርትራ ትርጉምን
    ህላወን የብላን። ዓረባውነት መንነት ኤርትራ ኣይኮነን። ብናይ ክራይ መንነት እትምስረት ሃገር የላን።

  • @tekhlehaimanotgebre5447
    @tekhlehaimanotgebre5447 3 года назад +13

    ወይ ጉድ ወልደሱስ ድምጺ ጥይት ከይሰማዕካ ስዉእ ከይረአኻ ኣብ ባርካ ተሸጉጥካ ዘሕለፍካዮስ ተጋዳላይ ክትብል ሕፈር መንጸፍ ዓራት ዓብደላ እድሪስ ዝነበርካ
    ተሓባእ ንዘይፈልጠካ ኣታላሊ ሓሙሻይ መስርዕ ዝነበርካ ገበነኛ

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 3 года назад +9

    አንታ ኤስቢኤስ ትበሃልስ ንመን ኢኻ ከተዳናግር ወድዐማር አብ 1975 ናብ ጀብሃ ተሰሊፉ አብርብዳ ነርና እታ ትግረ እንግሊሽ ስለዝኽእል ወተሃደራዊ ትምህርቲ ከይወሰደ ብዝመጾ ምስ የዉሃንስ ወዲ ጀነራል ዘርእማርይም ምረት ቃልሲ ከይፈለጡ ንበይሩት ተላኢኾም ሜደ ገጾም አይተመልሱን።ብኸመይ መንገዲ እዮም ተቃለስቲ ክጽዉዑ።ዉግእ ሕድሕድ ተጀሚሩ ክሳብ ጀብሃ ኮሮኮን ትአቱ ዝፈልጥዎ የለን ናይ በይሩት ግን ይፈልጡ እዮም ሕተትዎም ።ርሑቅ ዐዲ መሐሰዊ ይብሉ አቦታት ዋና ደገፍቲ ዐብደላ እድሪስ እዮም ነይሮም እዞም ድኹማት በዐል ወዲዐማር ለቅላቂ።

  • @OgubaiZere
    @OgubaiZere 6 месяцев назад +1

    መጃሄድ ክበሃሉ ልክዕ እዩ ክትሓብኦ እንተዘይደሊኻ ዝመተ አይውቀስን እዩ እበር ዓብደለን ሰዓብቱን ንህዝቢ ኤርትራ ቅንዕነቱ አውጺኢዎ እምበር ለኪሞምና ነይሮም አዚ ይመስል አቲ ሓቂ ቻው ።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 3 года назад +13

    ኣየ ኤርትራዊ ወርትሩ ክትጥለም ጠላዕ ክትብላዕ ክትንነበር ኣዝዩ ኣዝዩ የሕዝን ምዓስ ድኣልና ክንልብም ጠለምትና ኣለሊና ክንኣሊ ባዕልና ንባዕልና ከንምሓደር።

  • @ሩፍታኤርትራ
    @ሩፍታኤርትራ 3 года назад +2

    እንታይ ኮንካ ደአ ዘይተቃለስካ ባእልኻ ጸባ አይስማማአንን ኢለ ተሪፈ ኢልካና ከይትመውት ከይትሐምም ፈሪሂካ
    ተቃልሾም ዘምጹኡልካ ኮፍ ኢልካ ትዋራዘ
    ውርደተኛ እንኻእ ነገካና ፈታው ነብሱ። ስቅ ኢልካ ጽቡቅ ብላእ።

  • @luciotewolde3869
    @luciotewolde3869 3 года назад +2

    I was in the ELF in 1975 and all I heard about this person is that he was a self serving reactionary and opted to pursue his education, his colleagues didn't even trust him in Addis, and he makes some lame excuse of having digestive problems, and I have known hundreds of teghadelti with such problem, and that never stopped them from joining the Revolution, and I say to this opportunist, don't cry and rewrite false history in your old age to portray yourself as a major player in the movement, even your friends at the end in Addis didn't trust you and were conducting meetings without you,I wonder why?

    • @embaderho4807
      @embaderho4807 3 года назад

      Hi Lucio, can you please expound more why they didn’t trust him? Is it because of his background he is lowlander belenay - Catholic of Muslim background.

    • @luciotewolde3869
      @luciotewolde3869 3 года назад

      @@embaderho4807Not at all my friend, I don't believe it had anything to do with his ethnicity, to begin with the cells they were affiliated with were highly trained, and except for the immediate members they all operated independently,secretly unknown to the others incognito, now even the members of the cell were trained to closely observe behaviour patterns such as fear in speech or nervousness that could compromise the mission,inconsistency , excuses, tardiness before launching an offensive on selected targets, while the other members had an exit plan which was to join the ELF in case they were exposed, the rumor was that he used his digestive problem as his main reason that he rather stay behind, the fact is he always talked about advancing himself educationally, and when two members of that cell went to the field and came back, I don't know what directive they were given but they started excluding him in sharing information regarding their missions that's all I know.

  • @ሩፍታኤርትራ
    @ሩፍታኤርትራ 3 года назад +2

    ጅግና ተቃሊሱ ሃገር አምጹኡልኩም ብኮፍካስ አብ አስመራ ኮንካ ኢንተርቢው ክትገብር ደሊኻ እስኻስ ከብድኻ ምስ ጎደለ ትሽጠና
    አብቲ ዘለኻዮ መቃብርኻ አጣጥህ ቦታ የለን ንዓኻትኩም
    ወረ አይትሐፍሩን ዲኩም እንታይ ትሐስብዎ ነቲ ህዝቢ ጸማም

    • @ሩፍታኤርትራ
      @ሩፍታኤርትራ 3 года назад

      ጸባ የህመኒ ስለ ዝነበረ ምሰኦም አይወጽኩን ንሜዳ ኢሉ እንዳተዛረበ ብዛእባ ጀጋኑ ከምዚ ነይሩ ከምዚ ገይሩ ይብል።
      ርእሲ ዘለና ዝሐስብን ዝመሚ አይመስሎምንዩ ዞም ተበለጽቲ

  • @furtiabraham1060
    @furtiabraham1060 3 года назад +2

    ዋካሩ ካብ ዕላምኦም ሃዲምሞም 50 ዓመት ኣብስደት ተቐሚጥኩም ሓሶት ክትምህሩ ኣኪሉኩም።

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash594 3 года назад +11

    The things I like about President Isayas . He is unique and stays in course shine and rain . He fought to the last minute with all of the very complicated arm struggle . He is real Eritrean with a plan and stick in it. It does not mean he does not have pit falls He is a man of a plan and he executed it very well . We are great full for all Eritrean fighters with all their short falls . It was not easy struggle for freedom They delivered . The rest is for the next generation to continue . Let us carry the torch . Long live Eritrea.

  • @biniamembaye3084
    @biniamembaye3084 3 года назад +12

    ፕረሲደንት እሰያስ ኣፍወርቂ ኣፍቲ ግዜ ትብሎ ዘለካ ካባኩም ብዕጽፍታት ንቁሕ ነይሩ ጅግና ወሊዳ ኤርትራ ጅሃድ ዓለም ከይፈለጠቶም ከላ ፈሊጡ ነይሩ እዚ ንርእዮ ዘለና ድዩ ዋላ ካልእ ኮይኑ ግን ንተጋደልቲ ጀብሃ ነበር ዘይኮነ ኣስላሞም ይኩኑ ክርስትያኖም ነቶም ሓለፍቲ ዝነበሩ ጅሃድውያን እዮም ዓለታውያን እዮም ጠላማት እዮም ነይሮም ኮምኡ ስለ ዝነበሩ ከኣ ተሳዒሮም እምበር ጀብሃ እኳ ዓርሞሽሽ ሓይሊ እያ ነይራ ብብሄር ብዓለት ብሃይማኖት ክብሉ መራሕቲ ጀብሃ ካብ ሜዳ ኤርትራ ጠቅሊላ ከም ትጉሓፍ ኮይና ንሕናን ዕላማናን ከኣ ኣብ ዓወት ኣብጺሓትና ክብሪ ንጅግና ፕረሲደንት እሰያስ ኣፍወርቂ እቓዕ ተወልደ ።

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 года назад +2

      Well said Biniam Embaye Eritrea 🇪🇷FIRST

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 года назад

      Enber ke Brain aleka diyu
      Abotatna adatatna jeganu kem kidane kfulu tekue yihdego welday seyum harestay welde dawit mussie Tesfamicale doctor Rusom zemikal ketema yewahans
      Sbahatu Marta Goitom Berhe bxay temesgen Haile alem biteweded doctor eyob Abraham tewlede tewlede eyob mokonen Samuel weldemichale doctor alganesh ezom eyom abotatna adatatna jeganu

    • @tekefrem9613
      @tekefrem9613 3 года назад +1

      @@alganeshkelati9124 What do you think about G-15? They fought for 30 years where are they now?

    • @alganeshkelati9124
      @alganeshkelati9124 3 года назад

      @@tekefrem9613 what do you think about ጻድቃን interview

    • @tekefrem9613
      @tekefrem9613 3 года назад +1

      @@alganeshkelati9124 Who's he?

  • @shewaineshefrem7547
    @shewaineshefrem7547 2 года назад

    ብኽንድይ ዕመተምህረት እዩ ናብ እትዮጵያ ዝጸንበርዋ በጅኻ ንገረና

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 3 года назад +1

    ኤርትራውያን ንኽብሪ መንነቶምን ባህልታቶምን፣ ንኽብሪ ኣቦታቶምን እኖታቶምን ኣድፊሮም፣ ንወዲ ካብ ትግራይ ዝተሰደት ጸማቊት ስዋ ዝወለደቶ ዕዋላ፣ ንኤርትራን ህዝባን ክቆጻጸር ስልጣን ኣረኪቦሞ።

  • @teklitsolomon7878
    @teklitsolomon7878 3 года назад +3

    Iseyas azyu hayal seb u.

  • @yorasmarahayleab4135
    @yorasmarahayleab4135 3 года назад +3

    Amar you talking based on I think !
    Unlike you President Issais Afewerki
    Join the fight before you and completed
    The fight for Independence and still defending it's sovereignty. You going every where learning this & that sorry
    Wdi Abdela Idris.
    You are in no way to be considered equal
    With any officials & military leaders of ERITREAN GOVERNMENT.

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 3 года назад +11

    አታ አምላኬ ንከዛቢን ከዳዐት አጥፋአልና አንስቲ መሻምሽ

  • @fessehagabremichael6947
    @fessehagabremichael6947 3 года назад +3

    Wedi afewarki Nay behaki jigna menbaro kab azerarebka teradioni..

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 года назад +1

    ኣብ ኣፍሪቃ እቲ ዝበዝሔ ናይ ግጭትን ሕሰምን ናይ ድኽነት ቁጠባዊ ቅልውላውን መፈልፈሊ ዝኾናት ሃገራት ፡ እተን ዝበዝሓ እስላማውያን ሃገራት እየን። ካብዚአን እስላማዊት ሶማልያ ኣባል ሃገራት ዓረብ ምስ ኮነትን ፡ ብኢትዮጵያ ኣብ ኵናት ተደርዒማ ኣብ ቅልውላው ምስ ኣተወትን ፡ ናብ ንቡር ከይተመልሰት ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ኣቝጺራ ትርከብ።
    ናይዛ ብሃይማኖትን ቀቢላን እቲህመሽ ዘላ ሃገር እቲ ዘገርም ፡ ሶማላውያን ሓደ ሱኒ እስላማዊ ሃይማኖት ፣ ሓደ ቋንቋ ሶማልኛ ፣ ሓደ ብሄር ሶማል ክነሶም ሲንትን ሓድነትን ክፈጥሩ ዘይካኣሉ ርሙሳት ህዝቢ ምዃኖም እዩ።
    እዚ ነዳዲ ንሶማል ተስፋ ክህቦም ይኽል እዩ ዝበልክሞ ግና ኣይመስለንን። ዘይቲ ነዳዲ ንሶማልያ መርገም እምበር በረኸት ናይ ምዃን ትኽእሉ ኣዝዩ ልዑል እዩ። ምኽኒያቱ ሶማልያውያን ካብ ኣተሓሳስባ እንዳን ቀቢላን ጂሃዳዊ እስላማውነትን ናጻ ስለ ዘይወጹ።
    ካለኦት ብሃይማኖታዊ እስላማዊ ቅልውላው ዝሳቐያ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ በዓል ኒጀር ፣ ጫድ ፣ ማሊ ፣ ማውሪታኒያ ፣ ሰሜን ናጀርያ ፣ ቡርኪና ፋሶ ፣ ሰሜን ካሜሮን ፣ ዳርፉርን ኑብያ ሱዳን ፣ ሊብያ ፣ ሶማልያ ወዘተ ይርከባ ።
    ቅያዳ ኣል ዓማ ጀብሃ ኣብ ኤርትራ መጽሓፍቲ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ እተንዲድ ዝነበረት ፡ ተማህሮ ክርስትያን እትሓርድን እትቕንጽልን ዝነበረት ፡ ነዘን ናይ ሎሚ ሶማልያ ሱዳን የመን ዝኣመሰለት ኤርትራ ምፈጠረት ኔራ።
    ፖለቲካዊ እስላም ሰላምን ምርግጋእን ኣብ ምምጻእ ዘለዎ ተኽእሎ ኣዝዩ ውሱን እዩ። ኮይኑ ውን ፣ እስላማዊ ፖለቲካ ብጀካ ዕግርግርን ዕንወትን ፡ ሰላምን ርግኣትን ከምጽእ ዘይክእል ናይ ሻድሻይ ክፍለዘመን ዝበለየ ኣተሓሳስባ እዩ። ከምዚ ስለዝኾነ እዩ ውን እዛ ኩላ "ኣስላም ኢና ፡ ዓረብ ኢና" ፡ እናበለት ፈኾስኮስ እትብል ኩላ ሓሳዊት ኣብ ክንዲ ኣብ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን ፡ ኣብ ሃገራት ክርስትያን ኣውሮጳ ኣውስትራልያና ኣሜሪካን ከይዳ ዑቕባ እትልምን ዘላ። ናይዚ እስልማዊ ፖለቲካ ክሳራ ኣብነት ንኣፍጋኒስታን ፣ ዒራቕ፣ የመን ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን፣ ሶርያ ፣ ሊብያ ወዘተ ጥራይ ምርኣይ ይከኣል።

  • @helenmengisteab8792
    @helenmengisteab8792 3 года назад +1

    እዚ ሰብኣይ ሲ ሓቂ ክዛረብ ይደሊ ግን ካኣ ይሕሱ
    ዳሓር ኣይ ዓጥቕን ኢለ ይብል ዘይሓፍር

  • @furtiabraham1060
    @furtiabraham1060 3 года назад +1

    ቖልዓ ዝኮነ ሰብ ዝዛረቦ ዘይፈልጥ። ቑሩብ ክሳብ ክንድዚ ደናቁር ኢኩም

  • @furtiabraham1060
    @furtiabraham1060 3 года назад +1

    ኣቱም ሰባት ክሳብ መኣስ ኢኩም ክትሕሱዉ ኣብዛ ቓለ መሕተት ክትርእያ ከለካ ካብቲ ዘሕዝን ታሪክ ንምንጋር ዘይኮነስ ነቲ ዘሎ መሪሕነት ንዘይ ምቅባልን ምርዓምን ክትብል፡ ታሪክ ብኣን ዝብል ዛዕባ ተውዲኣ። ኣነ ትብል ዘለካስ መኣስ ኢካ ካብ ኤርትራ ውጺካ።
    ጀብሃ ፋሕፋሕ ምስበለት እቶም ናይብሓቂ ንናጽነት ዝቃለሱ ዝነበሩ ናይ ጀብሃ ተጋደልቲ ናብ መዳ ኢዮም ተመሊሶም።
    እቶም ሕቡእ ኣጀንዳ ዝነበረኩም ኣብ ኣድጊ ዝተጻዕነ ክሻ ብካራ ተርብዕኩም እክሊ ናብ ሓመድ ተፍሱሱ ዝኮንኩም ሃዲምኩም ንወጻኢ ሃድምኩም።
    ናጽነት ኮይኑ ውን ኣይኣተኩምን።
    ኣብቲ ግዜ እቲ ብዛዕባ ጃሃድ ክፈልጥ ውን ኣይክእልን ኢዩ።

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 3 года назад +3

    Thank you for the excellent interview. The Tembenay has caused North Tegharu an irreparable damage

    • @embaderho4807
      @embaderho4807 3 года назад

      Who are north Tegaru?

    • @berhetensea451
      @berhetensea451 3 года назад

      @@embaderho4807 ,
      The people of Embaderho , and other Kebesa people or Agame nay Eritrea are North Tegharu, understood.

    • @berhetensea451
      @berhetensea451 3 года назад

      @@embaderho4807 , North Tegharu also can mean Mesakin and very easy to enslave , use and abuse.

    • @embaderho4807
      @embaderho4807 3 года назад

      @@berhetensea451 how about the South ?

    • @berhetensea451
      @berhetensea451 3 года назад

      @@embaderho4807 South Tegharu are very fierce by nature and they are fighting for their identity and to create their own homeland, He tried and is trying to destroy them using his ineffective Ethiopian soldiers in addition to the unwilling and hungry forced ,unpaid soldiers who are looting village if they can.

  • @lemlemghilazgi4715
    @lemlemghilazgi4715 3 года назад

    ምሕረት የውርደልኩም ክንደናይ እካትምሕረት ክትረኽብዎ

  • @user-lq6ms4zt1t
    @user-lq6ms4zt1t 3 года назад +1

    very sad to down Heroes.

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 3 года назад +1

    I had been following Eritrean opposition politics
    for the last two decades and he and his party
    were more progressive and on the right course
    than the rival personalities and parties in 2004
    and beyond. I think they were being attacked
    from both the PFDJ and the other splinter groups
    later formed the ENSF & by those disillusioned
    under ENA at that time defeating the whole
    opposition movement for change at that time.
    The ones who were on the wrong way were the
    Splinter groups who were calling themselves
    epm, erdf and elf-nc and later ensf.

  • @user-lq6ms4zt1t
    @user-lq6ms4zt1t 3 года назад +1

    AMEOBA ALENI ELKA TERIFKAS JEGANU TENASHU ALEKHA.ETI SEB ELU ZHATEKA ZELO YGEDD
    SEMAYAWIT CHERQI TETEQLILKN MOT MEN KELIUKN DYU ELUKUM GILA NAY MELES

  • @habeshakids79
    @habeshakids79 Год назад

    Nice Amar hero

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 7 месяцев назад

    Things to talk about and Things to keep classified.
    Amar, he opened you loses this Host.
    Keep it Dissent, Amar

  • @sirageabdalla647
    @sirageabdalla647 3 года назад +6

    W. Amar ዝብሉኻ መታለሊ ለኽባጥ ንስኻን ከምዚከማኻን ለኽባጣት ሃገርን ህዝቢ አርትራን ሓሚስኩማ ኣለኹም ቀጠፍቲ ደቂ መበለት ኢኹም።

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 года назад +1

    ማኒፈስቶ ንሕናን ዕላማናን ግብረ መልሲ ነቲ እከይ ተግባር መሪሕነት ጀብሃ እዩ ።
    መርገጺ ናይ መስረቲ ሰልፊ ናጽነት ድማ እዩ ።
    ወለደየሱስ ዓማር ግን ሓደ ሕማቅ ጋዘጠኛ እዩ ። ይኹንደኣምበር ንውልቃዊ ጥቅሙ ሰነፍ ኣይኮነን ። ሓደ ተበላጺ ባህርይ ዘለዎ ዉልቀሰብ እዩ ።

  • @moneyaintathing817
    @moneyaintathing817 Год назад

    Had Issias martyred in 1997, all Eritrean would have said Issias was the best leader for Eritrea

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 5 месяцев назад

    Haki iyu aslam kindey kristian ketilom iyom tsili christian iyu neyriwon haku iyu isayas

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 5 месяцев назад

    ዕድሚኡ ሙሉእ ክሃድም ዘሕለፎ ሃዳሚ ኤርትራ ኣይዉክልንዩ። ታሪኽ ኤርትራ እናሃደመ ድዩ ዝፈልጦ፧

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 3 года назад +1

    Gexkum tkewel duhulat korakur

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 11 месяцев назад

    ግዜ ሚድያ! ኣነ ብዛዕባ ኢሳያስን አቶ ዓማርን ብሂወት ዞሎዉ እዮም :: ዝፈልጦ ወይ ዝተባህ ለኒ ናይ አቶ ዓማር ተጋራጫዊ ኮይኑ ረኺበዮ :: ሓቅነት ኣሎዎዶ? ኣብ ሓንቲ ገዛ ኮፍ ኣቢልካ እንተዝሕተቱ ክንደይ ሓቅነት ምተረኽቦ?

  • @angesomghebrengus6995
    @angesomghebrengus6995 Год назад

    ኣንታ ድሩዕ ድሩዕ እንዶ ኣይተብዝሕ፡ ንመን ንምልዕዓል ኢልካ ደኣ ኢኻ ድሩዕ ድሩዕ ተብዝሕ፧ ንሕና ጎራሓት ኣይኮንናን ግን ከኣ ንጎራሓት ንፈልጥ፧ ድሩዕ ካብ ኢሳይያስ ዝነፍዕ እንተዝነብር ምሉእ ዕድሚኡ ብፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣይምተመርሐን፡ ፈቲኻ ጸሊእካ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ካብ ዝተራእዩ መራሕቲ ብኹሉ እንትንኡ እቲ ዝበለጸ ከምዝኾነ ኢና እንኣምንን እንግንዘብን።

  • @shambko
    @shambko 2 месяца назад

    ሕሱር ዘረባ ናይ ብሐቂ፣ አነ ዝዝክረካ ሞኒተር ጀነራል ኰንካ ከተምበርኸና እዩ። መሰታ ወ ዳዊት አይኮንካ ሐረስታይ ሙሴ ድሩዕ ዋላ ሙሴ አይነበርካን። ኢሳያስ ከማኻ ግዙእ ናይ ፖል አይነበረን፤ አብ ዴሞ ናይ ዕዳጋ ሐሙስ አይዝክረካን፣ ኢሳያስ ክን አብ ጸባብ ሽጉጥ አውጺኡ ጠጠው ስለ ዘበለና፣ ኢሳያስ ብጎኑ ሐሊፋ፣ ብእምኒ ንሽጉጥ አውዲቑ፣ አሕሊፋና።

  • @semiramusa3217
    @semiramusa3217 11 месяцев назад

    😂😂😂😂😂አበየናይ ቃልሲ አበይ ተቃሊሱ ፍርቂ ዘመን አብ ስደት ዘሕለፎ 😂😂😂😂😂

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 7 месяцев назад

    ጉሃፍ😂😂😂😂😂😂
    መሬትናን , ሃብትናን አህሊፍና ክንህብ ኔሩና😂
    በጃሃ ህፈር ተጋዳላይ ኔሪ ክትብል😂😂😂😂

  • @MrBineli
    @MrBineli 3 года назад +3

    ኣንታ ክንደይ ትሕሱ፡ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ሓንቲ ቅንጣብ ኣበርክቶ ዘይገበርካ ክነስኻስ፡ ነቲ ዕድሚኡ ምሉእ ከም ህዝባዊ ግንባር ዝኣመስለ ዓርሞሸሽ ዝኾነ ውድብ መሪሑ ነጻነት ኤርትራ ዘውሓሰ ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከተነኣእስ መሕፈረካ።
    ሓቂ ንምዝራብ ንስኻ ሕጻብ እግሪ ናይ ኢሳያስ ኣይትበቅዕን ኢኻ።

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 7 месяцев назад

    Amar's Doctors missed the prescription for his Ameba Treatment.

  • @grmaymisugun8760
    @grmaymisugun8760 7 месяцев назад

    ካብ ዚ ሓሳባትካ ዝተረዳኣናዮ እንተሎ ነብስኻ ፈትኻ ናብ ቃልሲ ዘይ ምውራድካ እዩ
    እሰያስ ድማ ቅጽበታዊ ስግምቲ ወሰዱ ንመዳ ወጽ'ኡ ተቃልሱ ናጽነት ኣምጽ'ኡ ንስኻ ግን ኣብ ምስምስ ምንባርካ ዩ

  • @ቨማበረሃነ
    @ቨማበረሃነ 4 месяца назад

    ተመሳገኑ በዓል ዕንኪላሎ ሐሰውቲ ከረን ከረን አይትበሉ ሰብ ተቆጥሮ በየነ ሓርኢ እኽሊ

  • @berhanetesfu1087
    @berhanetesfu1087 9 месяцев назад

    He never been in the field. He been in Ethiopia for many years after graduated from Haile selassie university. He was a follower of elf.

  • @brannaberhane2391
    @brannaberhane2391 3 года назад +1

    I agree with you It should have been raised the issue in 1991. We are not still learning from history.

  • @Jesusuislove
    @Jesusuislove 3 года назад

    ዘገርም ዩ ኣብ ውሽጢ ሕልና ሰብ ዘሎ ስምዒት ክትምርምር ምኽኣልካ እዚ ሓቂ እንተኾይኑ ኣብ ዓለም ናይ መጀመርያ ፍጡር በዚ ዓይነት ስነፍልጠት ውህበት ዘለዎ ተባሂልካ ክትፍለጥ ይግባእ፡እቲ ሓቂ ግን ንዓና ዘገድሰናን ብዛዕባ እዚ ንስኻን ንዓኻ ዝመስሉን እትዘልፍዎ ፍሉይ ሕልናን ሓቦን ኣርሒቑ ዝጥምት ሰብ ምዃኑ ኢና ንፈልጥ፡ከምዞም ኣብ ዝኸድዎ ቦታ ነቲ ዘለዉዎ ቦታ ንምምሳል ከም ነፋሒቶ ሕብሮም ዝለዋውጡ ምስ ወያኔ ንወያኔ ምስ ከሓዲ ንከሓዲ ዝመስሉ ከምዘይኮነ ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና ካብቲ ንስኻ ምስኡ ነይረ እፈልጦ እየ እትብሎ ምሳና ዝነበሮን ንሕና ብዛዕብኡ እንፈልጦ ኣዝዩ ይበዝሕ እዩሞ ፡ብዚ ዕንቊ ህዝቢ ኤርትራ ክትመጹ ኣይትፈትኑ ብዛዕባ ርእስኻ ንገረና ዕድሜኻ ምሉእ ክትቅወም እግዚኣብሄር እኮ ተቓዋሚ ክትከውን ኣይኮነን ፈጢሩካ ኣፍራዪ ክትከውን እምበር፡ ፍረ ዘይተፍሪ ገረብ ክትቁረጽ ጥራይ እዩ ዘለዋ ንስኻስ ኣበይ ከም ዝነበርካ ንፈልጥ ካብ ከተማ ናብ ከተማ ካብ ቤት ጽሕፈት ናብ ካልእ ሓንቲ ኣዚኣ ኣስሊጠ ኢልካ እነትነግረና ደሓር ከኣ ናይ ሰብ ፍጹም የለን ኢሳያስ መልኣኽዩ ዝበለ ሰብ የለን ዋላ እንተተጋጋየ ሚልዮን ግዜ ንስ ይሕሸና እግዚኣብሄር ዕደመን ጥዕናን ይሃቦ እሾኽ ኣይውግኣዮ።ኣሜን።

  • @hailehadish8217
    @hailehadish8217 3 года назад +2

    Nay kontu kontu

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 5 месяцев назад

    Haile diruy halafi fedayin iyu neyru kisab 1975.. Teasiru teferidu ni Senbel teasiru keydu jeganu eritrawyian kab senbel isribet awtsiomo

  • @LYE4EVER
    @LYE4EVER 3 года назад +5

    እዞም እንዳ ተላ ባይሩ ካብ ቀደም እዮም ግምጥል ግምጥል ዝብሉ

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 Год назад

    ክክክክክ ኣየ ወዲ ዓማር ሎሚ ምስ 58-62 ከተዛምድ ፧! ጉዳም ንዴት ።

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 3 года назад +4

    ካብ ባዕልካ ዝበልካዮ፡ ተማሂርካስ፡ ሃገራዊ ወኒ ንጎድኒ ገዲፍካ፡
    ኣብ ጋዜጣ ሄራል ኢትዮጵያ ከምጋዜጠኛ፡ ተቆጺርካ።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
    ኢሰያስ ትምህርቱ ራሕሪሑ ኣብ ሰውርኡ ተጸምቢሩ። እቲ ሃገራዊ ወኒ ምስመን ኣሎ ?
    እስከ ንነብስኻ ሕተታ፡ ሕሹኽ በላ።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @samighebre8643
      @samighebre8643 3 года назад +1

      Isayas kab Yuniversiti bsenki H`meQu mstesegoge MeCHedi aynebron bzeyka nbereCHa mwtsae! WHaTA!!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 года назад

    Ayanna Weldeyesus Amar
    Azi tntanekas
    Abti meda bejekakan duruen kale seb kem zeynebere amsilkayo nezi mes kulom megadltu ira iro zello meskinay durue bkemzi nehade memlakyu abzi awdikuna zelomo netearem hadera.

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 3 года назад

    PFDJ leaders, "God Isaias, may we have a parliament meeting?" Isaias, "Shut up; I will call a meeting when I see it deemed." For the real God's sake, these men behaved like obedient students and not like leaders. A people that they forced to submission cannot stand up against them. Hundcaped veteran freedom fighters whom the government summarily shot in 1994 cannot defend them; EDF who were betrayed by these very leaders in the EDF's uprising of 1993 cannot defend them.

  • @ssolomon594
    @ssolomon594 3 года назад +3

    ዘረባ ኖዃል፡ ኣይከድንን፡ ዝብል ኣዘረርባ ኣሎ፡
    እሞ ኸኣ ከምዚ ናትካ ኩምራ ሓሶት፡ ዋጋ የብሉን።

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 года назад

    Kidane kifulu tekue yihdego welday gdey welde dawit seyum harestay doctor Rusom zemikal ketema doctor eyob Abraham tewlede tewlede eyob mokonen Samuel China mokonen temesgen Haile alem Goitom Berhe bxay yewahans
    Sbahatu Marta rocket Haile Tesfamicale okbagber doctor alganesh Abraham afewerki
    Tewlede reda weldemichale Goitom welase
    Biteweded mussie Tesfamicale okbagber issayas Tsegay weldemichale:: alewu a lot abotatna adatatna jeganu

    • @ermiastekleab7647
      @ermiastekleab7647 3 года назад +1

      tesfit 40 geru ezi hikia,zigoyeye diu zidinek,goye ziteawete,eske hiseb

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 года назад

      @@ermiastekleab7647 mexaweti konom abotatna adatatna jeganu it’s very sad

  • @hebrawi7098
    @hebrawi7098 3 года назад

    History Lesson
    Eritrean Political Struggle for Democratic
    change and supremacy of the rule of Law.
    During 2004/2005/2006
    Now going back to the 2004-6 EPDP vs ENSF era
    who proved to be the real opposition to PFDJ and
    who found to be a supporter of DIA. I believe the
    ENSF were simple there without knowledge just
    opposing the opposition and dragging it backwards.
    The ENSF was simply negating the political course
    the EPDP was accomplishing .
    The ENSF didn't have any fundamental political issue
    or platform except opposing the EPDP opposition for
    personal and group power control by displacing the
    and alienating rival groups and individuals by mischief.
    All the vision and organization of the ENSF was only
    a copy and paste from the EPDP.

    • @yosefdebas826
      @yosefdebas826 Год назад

      ሕዝ።*፡'ውኝግ ቕድ ዝሕ።፡ኣቅ&፡ስ% ድህስ.ዝውግቅ ኣብት።ድ ጕ።ድለ ግድው*ጅ

  • @letina1242
    @letina1242 3 года назад

    Eway betri lebamat

  • @sabazeru2153
    @sabazeru2153 10 месяцев назад

    ወድ ሸርመጣ

  • @solomontsegaybariayohannes4178
    @solomontsegaybariayohannes4178 3 года назад +2

    ኣይ ነበርርርናን ኤሪትራውያን ፡
    መንድዓት ህግደፍ ኣይጸገበን ደምን ዓጽምን
    ። !!!!!!!

  • @shambko
    @shambko 2 месяца назад

    አብ ሰምበል አይተአሰርካን

  • @shambko
    @shambko 2 месяца назад

    ሕቶ፣ ኩላ ተሰሊፋ ስለምንታይ ንስኻ ዘይተሰለፍካ?

  • @berekettesfatsion1808
    @berekettesfatsion1808 Год назад

    ኢሰያስ ክትብሉ ዕድመኹም ወዲእኩም fooooo 🤮🤮🤮

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 5 месяцев назад

    Intay jonka nus beal diruy Haile zeykedka...afanikayom keduika

  • @tearemenghesha4998
    @tearemenghesha4998 3 года назад

    He was the one to wright the. So called OUR VOICE and you say he was not of knowledgeable like you and your friends waaaw ! How did he know about GEBHA WAS GEHAD ? SO HE KNOWS MORE THAN YOU DID ( thats why he left to creat hizbawi Ginbar) .
    What a mess you are.can any one of this group tell it as it was? This guy did't ......any way Thank to Senghal Weldetiensa he told us the truth who did what during BADME WAR.
    WHO BETRAYED WHO.
    despite he was in it but
    At least he tells the truth. Amar you still hate hizbawi ginbar well he get ERITREA to freedom while you worship Abdela till he was in ICU. SHAME!!

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 5 месяцев назад

    Zey tekaleska kemey gherka kititsihif ketewenjil kiilka ..ab kunat zey weale belih ika

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 4 месяца назад

    Aye krhnti, yehzn. Zteleme ezi gal natka eyu.
    Iseias jigna eyu kedem lomi, bhaki bhaki yehfr , mhret yewrdelka amar.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 2 года назад

    In my opinion isayas is worst than polpot because he didn't at least try to recognize back to its colonizers like isayas.

  • @benniebb6877
    @benniebb6877 3 года назад

    Abona weledyesus,your generation has laid a stepping stone for the birth of ELF and EPLF. I dont think a 9th grade Isayas, may be 15 to 16 years old or for that matter 19 years old freshman's shallow un matured understanding about low land Eritreans would define what kind of person he would be. While we see now a lot of matured , educated and well versed people are wasting their time spliting hairs, in awraja, haymanot, yeshwesh....may Qetene. ONE BIG FACT... Hizbawi Ginbar was able to bridge along religion , region, uniting the public to liberate the country.We can't deny that isayas has played his role no matter how big or small being part of this movement..... i see you all Abotatna...with a lot of respect but still i cant imagine what would i say as an 18 years old .....regarding the title of the radio talk
    of person he was while at this age of

  • @emahatsionyohannes9717
    @emahatsionyohannes9717 3 года назад +3

    Ezi seb dunzuz ymesl nihnan Ethiopian hade ina 3 welodo bi zey giba kinrahahq tsenihina inda bele Isayas kem. Hagerawi miqutsar mis mintay yqutser

    • @geguragawina3180
      @geguragawina3180 3 года назад +1

      Bikulu zezarebo ni eseyas zidigif zereba yebilun bi gega terediekayo

    • @duhberhe9991
      @duhberhe9991 3 года назад

      Exactly

    • @emahatsionyohannes9717
      @emahatsionyohannes9717 3 года назад

      @@geguragawina3180 kibur haw kulu zereba nay ezi seb ikatatelo iye hiji isayas eritreawi iyw yblena aio hiji nsika isayas zibelo nihnan Ethiopian hade ina 3 welodo bi zey giba kinrahahq tsenihina inda bele isayas eritreawi iyw do tibl?

  • @AZ-wd6mq
    @AZ-wd6mq 3 года назад +1

    Every Eritrean invited to watch ukubam Eritrea
    started in September 1-2021by A.Sultan
    My salute to brother waldesos amar.

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 года назад

    Zemikal ketema man eiu neru

  • @thedave9749
    @thedave9749 3 года назад

    ክትነብረላ ዘይትክእል ሃገር ሒዝካ ሃገራዊዶ ኤርትራዊ ምምሳል ባዶን ባሃምን ፖለቲካዊ ንቅሓት መንእሰይ ዝፈጠሮ ናይ ዘመና መግለጺ ኣልቦ ዕብዳን መንእሰይ

  • @MakdaBereket
    @MakdaBereket 7 месяцев назад

    Mohamed dinay 40 diki adi niamin kiharid kelo haqi aykonen dyu?
    Hasawi

  • @nazrawitedros5028
    @nazrawitedros5028 3 года назад

    Tarik eyu, kabey tebegisu nemflat agedasi qale mehtet eyu. Bewehudu seli nay susatat poletika eritrea yeriyeka.
    Tarik ne zetsehef agedasi mewekesi eyu.

  • @isayaskirubel9521
    @isayaskirubel9521 3 года назад

    ካብ መጀመሪኡ ገጋ ዝቢል ኣነ ኪንድዚ ቢዙሃት ሙሁራት ከሎኹም ስለምንራይ ዘይሓሰብኩሙሉ ቢፖለቲካዊ ቃልሲ ኤርትራ ነጻ ከነዉጺኣ ኒኽእል ኢና ዘይበልኩም ስለምንታይ ኢዩ ወታደራዊ ተመሪጹ።

  • @danielyemaneab6443
    @danielyemaneab6443 3 года назад

    Teena slezeynebereni aytegadelkun elkas njeganu tenashu kurub hfer

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 5 месяцев назад

    Nay eritra bi UN bi dollar tekotsirka tinebr aloka

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 3 года назад

    Jebah abotatna adatatna jeganu haridemom
    Reshinemom
    :: hzbi Christian ab atehassba hayal eiu so krshan teray eiu zelewo elom ka reshinemom ab sahel kesela

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale1802 3 года назад +3

    ህበይሲ ከይቀረፈት ትበልዖ እሞ እሑእ ክትብል ትነብር
    እዩ ነገሩ

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos25 3 года назад

    መልኽቲ ካብ ወዲ ሱሳታት ንመንእሰይ ካብ ክልተ ሽሕ ክሳዕ ሕጂ ኩነታት ጽንሰ ኢልና ንስማዕ እሞ ድሕሪኡ መልሲ ምሀብ ኣይትሕመቑ ኣይተሕመቓ።

  • @M.G-j5w
    @M.G-j5w 5 месяцев назад

    Nisika hasawi kedai ika gorahat afanikumom ...

  • @habtomasmelash539
    @habtomasmelash539 3 года назад

    አዚ ሰብኣይ 100% ዋላ ሓሶት ይዛረብ አንበር
    እቲ ጋዜጠና ግን ዝደልዮ ኣይ ረከበን 😂😂😂😂😂😂👎👎

  • @berekearaya9011
    @berekearaya9011 3 года назад

    Abaseri poletika Isayas nenahadkum abalau hager nbeynu terfla

  • @mehariatoshim1207
    @mehariatoshim1207 3 года назад

    Meshkin hizbi eretra neti himak, xibuk elu zikibel hizbi rieye ayfeltin

  • @user-lq6ms4zt1t
    @user-lq6ms4zt1t 3 года назад

    ZGEBR NEBUU NEYNEGR

  • @danielghirmai2098
    @danielghirmai2098 3 года назад

    Tarik mtmzaz buzuh tirgum yeblun so isseyas jigna merahi u mnalbat gn bkemzietat tetalilna nzgebron zgebro zelon aynkhdon ena akele.

    • @habenerihabeneri
      @habenerihabeneri 3 года назад +1

      gegna do adi yeno eyo. tlyan haniswa, haileslasen dergen akiboma isayas aeniuoa.

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 2 года назад

    ተበላጺ ስለዝኾንካ ኢኻ እናፋነኻ ድሕሪት ተሪፍካ ።

  • @yohanneswerede9999
    @yohanneswerede9999 3 года назад +2

    ጅግና ገዲም ተቃላሳይ ናይ 50ታት ወልደሱስ ዓማር ዕድመን ጥዕናን ይምነለካ